9ተ ደቅና ወሊድና ሎሚ ዝመርሓና ስኢና ንብል ዝነበርና ዋጋ ደቅና ረኺባና ወለደይ መዓረይ

  Рет қаралды 31,387

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 243
@ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ
@ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ 2 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ዘይብልን ዘይሃስስን ናይ ሂወት ልብሲ የልብስካ ግርማ ይዓድልካ ዓስብካ ኣብ ሰማያዊ መዝገብ ይፅሓፈልካ ካብታ እትረኽብዋ ካፊልኩም እትቡ ኣሓትና ኣቦታትና ናይ ስጋን ነፍስን ዋጋ ይክፈልኩም ብዝወፀ ዕፅፊ ግይሩ ኣምላክ ይክፈይኩም ንዓኩም የምስለና ኣሜን🤲❤
@Alice-kr5op
@Alice-kr5op 2 ай бұрын
ንዞም ገበርቲ ሰናይ ዕድሜን ጢዒናን ይሃቦም ክንደይከ ከብድካ ይበልዑ እዞም ወለዲ ኡፍፍፍ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን 🙏❤️
@SelmeSelme-s5e
@SelmeSelme-s5e 2 ай бұрын
ሃና ደማ ኣምርራ በኸየት 😢 ሂልቃና ስባኣየ ግን ሃና ልምንታይ ኣምርረኺ ትበኽይይ ካብ ዓሰርተ ዉላድስ ኣነዶ ኣይበልፀክን በላ ብሓቂ ናይዞም ወለዲ ዞሎ ፍቅረን እምነትን ብቃለት ክግለፅ ኣይኽአልን ዞም ኩቡር ወለድና ዝበልዎ ኣላ አግዚኣብሔር የመስገን ክለተና እሂን ምህን ብምባለና ተመስገን እሎም ተመስገን መዳሃኒ ኣለም ክቡራት ወለድና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም መምህር ፀጋይ ቃላት የብለይን አግዚኣብሔር ኣምላክ ካብ ኽፍአ የድሕንኻ❤❤❤❤
@mezmur1-t7
@mezmur1-t7 2 ай бұрын
ጓልነዋኒ🥰😳ሐዚ ክሪኦ ኣነለ
@selamwoldegergish4015
@selamwoldegergish4015 2 ай бұрын
Amennn❤❤❤
@hailuwelay4633
@hailuwelay4633 2 ай бұрын
ሰናይ ነገር ምግባርስ እግዚኣብሔር ጸግኡ ዝዓደሎ እዩሞ ዓስቢ ሳናይ ግብርኹም ምርቓን ጸሎት ኩሉሎም ቅዱሳን ምሳኻትኩም ድኹን።
@nnnKk-dy9ng
@nnnKk-dy9ng 2 ай бұрын
ምልእ ዕድመካ ይባረክ ም/ር ፀጋይ ሓወይ ክብረተይ እግዛብሄር ንደቅካ ንሓደርካ ይባርከልካ❤❤❤❤❤
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 2 ай бұрын
አምላክ አቦይ ረሕሩሕ ረዳኢ ዝለመንክምዎ አንካዕ አይከለኣኩም ወለደይ ግሩም እዩ ❤
@sarahgg783
@sarahgg783 23 күн бұрын
ብሓቂ ዲውሃብ እግዚአብሔር አምላክ ውስኹ ያሃብኹም ውልዲ ዕድሜ ጥዒናያሃብኹም
@BenjaminSolomon-vw5tj
@BenjaminSolomon-vw5tj 2 ай бұрын
መ/ር ፀጋይ ከምኡዉን መሳርሕትካን ነዚ ሰናይ ስራሕ ዝሳራሕኩምን እግዛኣቢሄር ምሳኩምን ምስ መላእ ስድራቤትኩምን ይኩን ኣሜን(3)።
@Raneen-q2b
@Raneen-q2b 2 ай бұрын
ወለደይ ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም ንወሃቢ ይሃቦ መምህረይውን ተባርኽ ብርኽኻ ይፅናዕ
@Liyaabrahamfetwi
@Liyaabrahamfetwi 2 ай бұрын
እውይ ተመስገን ኣምላኸይ ምስ ሰሓቑስ ሕጉስስስ ኢለ በቃ ደበስ ኢዮብ ይደብስኩም ስድራና❤❤
@destakonjo2505
@destakonjo2505 2 ай бұрын
ዕዱመን ጥዕናን ይሃብኹም ገበርቲ ሰናይ❤❤❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 ай бұрын
መምህር ፀጋ ዝአብ ብጣዕሚ ብሩኽ ኢይኻ ሓይልኻ የፅንዓዮ ዘርእኻ ይባረኽ ሰናይ እትሰርሑ ብዝወፀ ይተክእ ❤️❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️
@Ophkiber
@Ophkiber 7 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘቅንእ ስብእና አለካ ብፍላይ ትሕትናካ ልሳን አንደበትካ ብጣዕሚ ጥዑም እዩ። ከምዙይ ዓይነት ልሳን ኣብ ባዕለይ ጀሚሩ ኣብዚ ወለዶና ይጠፍእ አሎ። አምላኽ ዝዓደለካ ፍሉይ ዕድሎት እዩ ቀፅለሉ ብሩክ ሓወይ!!
@ጓልእንዳባጉና
@ጓልእንዳባጉና 2 ай бұрын
አሰይይይይይ እልልልልልልልልልልል ዝሃበ ኣብዚሑ ይሃቦ ከምዚኣ ኢሎምስ ተመስገን ይብሉ😢❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 ай бұрын
ናይ ፍቅሪ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ክቡራት ወለዲ ጸሎትኩምን ምህልላኹም ተቀቢሉ ሰላምን ፍቅርን ሓድነትን ይሃበና ንጹሃን ወለዲ እቲ እምነቶም ይገርም ከም እምነቶምን ምህልለኦምን ይኹነሎም ክቡር ሓዉና መምህር ጸጋይ ምስ መሳርሕትኻ ፅኑዕ ርገፁ ግርማ ይኽደንኩም ብዕድመን ጥዕናን ይሓልዉኩም❤🙏❤
@BellaG-h9d
@BellaG-h9d 2 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ሃወይ ኣንዲህ ሃፅን ኩን እድመን ጥ እናን ይሃብኩም ምርቃት ወለድኩም ኣብስማይ ይብፃህኩም
@FhFg-s4v
@FhFg-s4v 2 ай бұрын
መምህረይ ናሳሓቅካ ንበር ማማዋይ ሕጉስ ኢለን ኣሰይ❤❤❤❤❤❤
@gjshsh1337
@gjshsh1337 2 ай бұрын
መምህረይ ሓይልኹም ሓይሊ ሓጭን ይኹን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንወሃብቲ እውን ብዝወፀ ይተከኣልኩም ኣሕዋተይ 🙏🙏👏👏
@eteneshyosef1052
@eteneshyosef1052 2 ай бұрын
አሜን መምህር ፀጋይ ሓወይ ደዉ በል
@DseraMerea
@DseraMerea 2 ай бұрын
አስይይይይይ መምህረ ፀጋይ ብሓቅ ባዓል ሙሉእ ሕልና እግዚአብሔር አምላክ ዓስብ ፃዕረካ ይክፈለልካ❤ወላድት አምላክ ምሳካ ድኩንኩሉ ኦኡ ድቅ ትሽዓንተ ወረሕ
@RahHe-m1i
@RahHe-m1i 2 ай бұрын
ካብ ኩናት ውግእ እንታይ ይርከብ በጃካቱኩሙ ሰለ ሰላም ንፀልይ ከንደይ የደንጉጹካ ወለድና በይኖም ተረፈም❤
@znawuhagoss9176
@znawuhagoss9176 2 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ምስ መሳርሕትካካብ እግዚኣብሔር ርከቦ ብገንዘብ ዝሓገዝኩም ብዝወፀ ይተክአልኩም 🙏🙏🙏
@محمد-ك6س5ع
@محمد-ك6س5ع 2 ай бұрын
አሜንአሜንአሜን
@Frehiwet6246
@Frehiwet6246 2 ай бұрын
ብምንታይ ቃላት እየ ከመስግናካ መምህር ጸጋይ ሓወይ ቃላት እኮ ሲኢነልካ ዘሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ መሳርሕትካ ኩሉ ክቡራት ።ወለዲ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኩም ❤❤❤❤
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 2 ай бұрын
ዝቀልል ናብራ ይሀብካ ቀሊልወን ይደቅሳ❤❤❤❤
@genetkebede3379
@genetkebede3379 2 ай бұрын
መዳህንያለም አድሜ ጥይና ይስጣችሁ 💕💕💕💕💕💕💕
@ለምለም21
@ለምለም21 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽም ፊጣሪ መምህር ዋ🎉🎉😢❤❤❤❤❤❤❤
@almaztekle4805
@almaztekle4805 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕነን ይሃብኩ
@nfreefqr9657
@nfreefqr9657 2 ай бұрын
ታውትሎም ክፋቐሩ ለካ ከምዚ ካሎ ለካ ብጸ ሎቶም ኢዩ እቲ ምሕረቱ
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 2 ай бұрын
አቱም ዝለአኩም ፈጣሪ ዝተፈለየ ወህብቶ ይሀብኩም ናዞም አቦአደ ፍሽክታ ንዓኩም መሊሱ ይለብኩም❤❤❤❤።
@ሰላማዊት-ሰ7ቐ
@ሰላማዊት-ሰ7ቐ 2 ай бұрын
ዘመንኩም ይባረኽ ገበርቲ ሰናይ❤❤❤
@HhHh-f8g
@HhHh-f8g 2 ай бұрын
Egzabher edmen tenan yhabkum berukat yehwatey amlak berktu yebzhlkum 🙏🙏🙏
@AbebaKahsay-v7m
@AbebaKahsay-v7m Ай бұрын
እ/ር ኣምላኽ ግርማ ይኽደንኩም ፀግኡ የብዘሓልኩም
@HuruyWedihaile
@HuruyWedihaile 2 ай бұрын
እግዝኣቢሐር ኣምላክ ንክሉኩም ገበርቲ ሰናይ ዕድመብ ጥዕናን ይሃብኩም
@TsediTsedi-wh6jf
@TsediTsedi-wh6jf 2 ай бұрын
እድሜን ጥዕናንን ይሃብኹም ፈጣሪ ❤❤❤❤🙏🙏🙏
@SamrawitKahsay-b8z
@SamrawitKahsay-b8z 2 ай бұрын
መ/ም ፀጋይ ስኹፍ እስኺ ኻብ ፈጣሪ ርኸቦ ሕማቅ ኣይትርኸብ!!
@gebrewahidhaile381
@gebrewahidhaile381 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ወለድና :: ክብረት ይሃበልና መምህር ::
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 2 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዝኣብሄር ብስርሑ ትኽክል እዩ😭😭😭😭😭
@liyateam9120
@liyateam9120 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ክቡራት ወለደይ ሓዘን ኣቦና ኢዮብ ዝደበሰን ዝሓደሶን ንኣኹም እውን ይደብስኩምን የሐድስኩምን ገበርቲ ሠናይ እውን ብዝወጸ ይተክአልኩም በረከተ ስጋ ወነብስ ይግበረልኩም
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 2 ай бұрын
ዝቀልል ናብራ ይሀብካ ቀሊልወን ይደቅሳ❤❤❤❤ጰግሽ አቅርቦም ስጋወደሙ❤❤❤❤ መቸም አትዝንግዖን❤❤❤❤
@fdg761
@fdg761 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ኹሉ ይክኣሉ ተመስገን ❤❤❤❤
@mulumulu3028
@mulumulu3028 Ай бұрын
ዝተባረኽኩም ኩኑ ደቅና ዕድመን ጥዕናን አብዚሑ ይሃብኩም ❤🎉
@tarikteklay
@tarikteklay Ай бұрын
እዊ ትዕድልቲ ብጣዕሚ ኢኻ ዕድለኛ መምህር እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን ለይበሊ ሃፍቲ ይሃብኹም
@selamwoldegergish4015
@selamwoldegergish4015 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤ god bless you ne wehabiti aseyyyyyu tehagosu Weledaye ❤❤❤❤❤
@EdenRussom-s2j
@EdenRussom-s2j 2 ай бұрын
ኣብ ሂወተይ ብዙሓት ወለዲ ርእየ እንዲየ ግን ከመዞም ወለዲ ፉጹም ኣይረኣኩን እቲ ምንታይ ሲ ኩሉ ንረክቦ ብ ምህለላ እዩ እሞ ተማህሊልና ከኣ ጸቡቅ ኣለና ኢሎም ፖው ❤
@RahelEndalw
@RahelEndalw 2 ай бұрын
መግለፂ የብለይን ምምህር ፀጋይ ኩሉ እቲ ትገብሮ ተግባር ላጃካ ውን ተባረክ ብደቅካ ተሓጎስ
@swsw1990
@swsw1990 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዛሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tsega-kp2et
@Tsega-kp2et 2 ай бұрын
ብጣዕሚ. ደስ ይብል ዕድሜና. ጥዕና. ይሃብኩም
@Rokiybiio
@Rokiybiio 2 ай бұрын
👏👏👏👏👏👏❤❤❤ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወለደይ ፀግሸይ ኣምላክ ሓይሊ ይሃብኩም👏👏❤❤❤
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea 2 ай бұрын
እግዚአብሄር አብ ዐንደወርቁ ይጽሐፈልኩም 🙏🙏🙏
@rahwara2651
@rahwara2651 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ወለደይ በጃኹምባ ልህዝብ ትግራይ ፀልይሉ
@selamnealmena5407
@selamnealmena5407 2 ай бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
@aishaais8070
@aishaais8070 2 ай бұрын
መምህርና አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤
@AbrishVio
@AbrishVio 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ ዝሐወይ ዕድመን ጥዕናንን ኣምላክ ጸጋኻ የብዝሓልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Dad-g1y
@Dad-g1y 2 ай бұрын
AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤❤❤
@lemlemrezene8636
@lemlemrezene8636 2 ай бұрын
Zehabe gzabiher yehabo 🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 2 ай бұрын
መምህር ጊዘ ሕማቕ እዩ እቱ ዝረኽቡዎ ሓገዝ ብፍላይ ጥረ ገንዘብ ተዘይትናገር ፅቡቕ ነይሩ ። ንኽትእመን ኢልካ ትገብሮ ዪመስለኒ ግዳስ እቶምሰናይ ገበርቲ ይየኣምኑኻ እዮም ኢለ ስለዘኣምን ጥረ ገንዘብ ኣእትዛረብ ።
@betelhemyemane2564
@betelhemyemane2564 2 ай бұрын
አዎ ገንዘቡን ባንክ ኣካውንት ከፍቶላቸው ማስገባት ነበረበት
@Seniseniii
@Seniseniii 2 ай бұрын
ወለደይ ማዓረይ
@yenekonjo2314
@yenekonjo2314 2 ай бұрын
ኡፍፍፍ በጣም ያሳዝናሉ 😭😭❤❤❤❤
@Salam-wh6gu
@Salam-wh6gu 2 ай бұрын
ዕሉሉሉሉ❤❤❤❤❤
@segenasfaha7694
@segenasfaha7694 2 ай бұрын
Berektkum yhderena aboye adeye😢
@Tsion-u3t
@Tsion-u3t 2 ай бұрын
Aseye Amlake kidusan Beweta yeteka🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@genetn9512
@genetn9512 14 күн бұрын
ንወሀቢ ይሀቦ ናአኹምውን ድኻምኹም አየጣፈአልኩም ብፈጣሪ ርኸብዎ አብ ዝኸድክምዎ ቦታ ፈጣሪ አምላክ ይሓሊኹም አሜን አሜን አሜን ❤❤❤
@ghmn-eq9vi
@ghmn-eq9vi 2 ай бұрын
ወለደይ ማዓረይ❤❤❤❤❤ ዕዲሜይ ጥዕናይ ይሃበኩሙ❤❤❤
@solomongebrekristos3370
@solomongebrekristos3370 2 ай бұрын
አሜን!!!🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 ай бұрын
Egziabher. yemasgen. ✝️😢🙏🙏🙏🌿❤️🌿
@Giday-dz8wt
@Giday-dz8wt 2 ай бұрын
Edmen tenan yhabkum❤
@elilta70
@elilta70 2 ай бұрын
እዋይ ከመይ ዝተባረካ ኢኻ አምላኽ ምሳኻይኾን ቀንኤልካ ቁዱስ ቅንኤ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@MedhinSolomoun
@MedhinSolomoun 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ልልልልልልል❤❤❤
@degneshsekuar8769
@degneshsekuar8769 2 ай бұрын
Amen❤ 🙏 and may your prayers and
@fgdfddtdft7942
@fgdfddtdft7942 2 ай бұрын
ብሓቂ ምህልላ ዘድልዮ ጊዜ ዶኮነይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉😢😢
@elilta70
@elilta70 2 ай бұрын
እምላኽ ዕድመን ጥዕናንይሃብኩም ምእንቲ ነዞም ከምዚኦም ሽጉራት ክትረድኡ🙏🙏🙏
@abringtsehaye755
@abringtsehaye755 18 күн бұрын
Egzaabeher kulu ykaelo tmesgen❤❤❤❤
@Hghhfbvghg
@Hghhfbvghg 2 ай бұрын
ተባረክ ዝሓወይ
@MULEY12
@MULEY12 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አብዚ በረከት ተካፈልኩም
@Mahder-eg8kc
@Mahder-eg8kc 2 ай бұрын
ፀለትኩም ኣይፈለየና ወለደይ ✝️🤲🙏 ዕደመን ጥዒናን ይሃበልና ✝️
@reshanghbremariam4292
@reshanghbremariam4292 2 ай бұрын
አምላክ ያሐግዝኩም ወለደይ ማዓረይ❤❤❤
@mulueabraham3378
@mulueabraham3378 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ናይ ዘመንካ ይባርኪ
@LetushGeremariam
@LetushGeremariam 2 ай бұрын
🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤❤❤❤🎉🎉🎉
@elilta70
@elilta70 2 ай бұрын
ማዓትካ ይወዳእ ቁንዑ ህዝቢ ትግራይ🙏🙏🙏
@ሩፍታልበይ-ፀ5የ
@ሩፍታልበይ-ፀ5የ 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@RutaChelete
@RutaChelete 2 ай бұрын
So amazing guy
@SelmeSelme-s5e
@SelmeSelme-s5e 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@sgfghjpateg
@sgfghjpateg 2 ай бұрын
ንብዓት ሐባሲ ፅግሸይ❤❤❤❤🙏🙏🙏
@ZeNB-tv8nb
@ZeNB-tv8nb 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@ytub8615
@ytub8615 2 ай бұрын
ኣብ ዝሓለፈ ሓዝነ ነይረ ሎም ግን ብጣዒም ትሓጉስ ናብ ቤተ ክርስትያን ቀረባ ምኹን ይሐሽ ነይሩ
@hjjj4317
@hjjj4317 2 ай бұрын
God blessing you
@lulamozulo5358
@lulamozulo5358 2 ай бұрын
🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 2 ай бұрын
ንብዓት ሐባሲ ጰግሽ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 2 ай бұрын
ደስ ዝብሉ ወለዲ ድማ የሕዝኑ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉😊😊😊
@trhasruye4929
@trhasruye4929 2 ай бұрын
Egzabher edmen tenann yhabka memhrrr bwludka kber
@mekisebmekiseb1626
@mekisebmekiseb1626 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
@Adisasgedew
@Adisasgedew 20 күн бұрын
ደሰ ኢሊኒ በኡነት ከማይ ዝታሓጓሰ ደ ይህሉ
@lemlemassefagrmay7148
@lemlemassefagrmay7148 29 күн бұрын
💕🙏💕🙏💕🙏💕
@gebreselassiealemseged3250
@gebreselassiealemseged3250 Ай бұрын
የቐንየልና ኤርትራዉያን ኣሕዋትና ብኩሉ መዳይ ሓደ እናሃለዉና ብሰንኪ ተልካስ ፖለቲካ ናይ ቀረባ ርሑቕ ኮንና ኣለና። ንኹሉ ጊዜ ኣለዎ ሓደ መዓልቲ ህዝቢ ከም ህዝቢ ሓደ እንኾነሉ ጊዜ ርሑቕ ኣይኸዉንን። ሓዉና መምህር ፀጋይ ፀጋ በረከት ይሃብኻ።
@AgzitAraya
@AgzitAraya 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@ruthmisgun8792
@ruthmisgun8792 2 ай бұрын
Egzabher edmen tenan yhabkum berukat yehwatey, Amlak berktu yebzhlkum🙏🙏🙏
@Tegist
@Tegist 15 күн бұрын
🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@سميرهسميره-ح5ظ
@سميرهسميره-ح5ظ 2 ай бұрын
ብዝወፅ ይትክእልኩም ዝሕግዘኩም ❤❤❤❤
@selamzaid8539
@selamzaid8539 2 ай бұрын
Aseyyyyy tebareku
@idhgydgc1654
@idhgydgc1654 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏
ሓገዝ ንደታት ኣቦታት ኣብ ዓዲ ግራት ዕዳጋ ሓሙስ
18:09
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 12 М.
БАБУШКА ШАРИТ #shorts
0:16
Паша Осадчий
Рет қаралды 4,1 МЛН
Жездуха 42-серия
29:26
Million Show
Рет қаралды 2,6 МЛН
ዘይተሰምዑ ነገራት ስለ ቀታሊ ሓበን ብአንደበት ወላዲኣ
30:23
ገዳም ሚድያ ኣብ ቀዛሕታ Kezahta
31:30
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 21 М.
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,9 МЛН
БАБУШКА ШАРИТ #shorts
0:16
Паша Осадчий
Рет қаралды 4,1 МЛН