ኣፍ ከሳሲና ክዓጹ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR

  Рет қаралды 19,730

Mahberemariam Israel

Mahberemariam Israel

Күн бұрын

Пікірлер: 74
@mahberemariamisrael
@mahberemariamisrael 6 ай бұрын
ኣፍ ከሳሲና ክኣጹ ጸላኢ ሰናይ ከሕፍር ኣፍ ከሳሲ ኽዓጹ ቅዱስ ቃል ምስጋና ኣብ ኣፍና ጎይታ ከንብር መሪጹ ብዓቢ ምሕረቱ ብልሳን ዝጠብዉ ሕጻናት ተኣምር ግብሩ ኣግሃዶ ብኣና ብኣና ናጽላ ዕሸላት ምስሊ ተቐሪጹ ኣብ ማህጸን ጽንሲ ከይተሰርዐ ነፍስን ስጋን ተዋሂዱ ብኣፍልጦ ልቢ ከይተረትዐ ካብ ማህጸን ቀዲሱ ሓርዩኒ ንኽኸውን ነቢ ንኣህዛብ ምሂረ ክገብሮም ናይ እግዚኣብሔር ህዝቢ ኣብ ማህጸን ብሓጎስ ክዘልል ኣእግረ ብልምልሙ ገና ዓይነይ ከይተኸፍተ እዝነ ስጋይ ብጽሙሙ ንጎይታ ናይ ኣምልኾ ክሰግደ ንድንግል ናይ ጸጋ ዓይነ ልቦናይ ከፊቱ ብምሕት ቱ ብዘይ ዋጋ ሆሳዕና ኣብ ኣርያም ብስም ጎይታና ንዝመጸ ኢልና ንኽብሩ ክንዝምር ቲ ብሃም ልሳና ኣድመጸ ኩሉ ዝኾነልና ካብኡዩ የለን ዝኾነ ካባና ካብ ረበናት ዘይተረኽበ ሕጻናት ቅኔ ጎሲዕና ኣቱም ዓበይቲ ወለዲ ፍጹም እንተዘይ ተመሊስኩም ብንስሓ ተሓጺብኩም ከም ሕጻናት ተዘይኮንኩም እቲ ባሕሪ ሓዊ ኣይስገርን ዩ ብምቑጻር ዕድመ ናይ ጽድቂ ኣርኣያ ኩኑና ዓይነ ብርኪ ከይጠለመ
@mbrhetfitiwi8084
@mbrhetfitiwi8084 Ай бұрын
❤❤❤
@ሕልናቅኑዕፈራዲኢዩ
@ሕልናቅኑዕፈራዲኢዩ 6 ай бұрын
Zmare melaekt yesmealna kburat mahberna. Amlak selamu yebzh.
@abebateklab7089
@abebateklab7089 6 ай бұрын
Amen amen amen qalehiwet ysmalna ❤❤❤❤❤❤❤
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 6 ай бұрын
Amen (3) zmare melaekti yesmealna zemen agelglotkum egzabher amlak ybark ftwat hxanat
@WintaMaekeb
@WintaMaekeb 6 ай бұрын
Aseyyyyyy Elllllllllllllllll ዝማሬ መላእክቲ የስምኣልና ይሕዋተይ መኣረይይይ ❤❤❤❤😘😘😘
@BrkithdshHdsh
@BrkithdshHdsh 6 ай бұрын
ዝማረመላኣክትይስመዐና❤❤❤❤❤❤
@ftsumzeray7866
@ftsumzeray7866 6 ай бұрын
Amlak zmarikum yqebel asey danial weday xegaka ybzah❤❤❤❤❤❤❤❤
@mehariyemane3289
@mehariyemane3289 6 ай бұрын
Zmarie melaekti yesmealna ftwat hxanat xegeu yebzehalkum amlak nlbi zmst aexmti zeresrs mezmur ❤❤❤
@ابراهيم-ث6ب3ه
@ابراهيم-ث6ب3ه 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
@milonmilon6338
@milonmilon6338 6 ай бұрын
ፅሩያተይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እናዳዘመርኩም እና ወደስኩም አብ ቤቱ የንብሩኩም❤❤❤
@taklitbahata8578
@taklitbahata8578 6 ай бұрын
❤❤❤❤ amen❤❤qq zmare,melakti yesmaalna❤❤q
@Giday-dz8wt
@Giday-dz8wt 5 ай бұрын
Amen Amen Amen❤❤✝️✝️✝️
@mchotmahari7771
@mchotmahari7771 6 ай бұрын
አሜን
@tube-pk3gk
@tube-pk3gk 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ ብሓቂ ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ። ኣምላኽ ብጸጋን ጥበብን የዕቢኹም ፍቱዋት ህጻናት❤❤❤❤❤
@hagostesfa2416
@hagostesfa2416 6 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️xegiu yebzhalkum amen
@eritriaeritria7010
@eritriaeritria7010 6 ай бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ጎይታ ዝመስከረልኩም ንጹሃን ህጻናት ቁጽሪ መላእክት ይግበርኩም።❤
@taklitbahata8578
@taklitbahata8578 6 ай бұрын
ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ኣምላኽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@jdt6fter414
@jdt6fter414 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእቲ የስመዐና🎉🎉🎉🎉
@سلامسلمي-ي7ف
@سلامسلمي-ي7ف 6 ай бұрын
ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤
@samuelhailemichael2799
@samuelhailemichael2799 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፍቁራት ሕፃናት ደቂ እመብርሃን❤❤❤❤
@بهلبوادريس
@بهلبوادريس 6 ай бұрын
amlak tsegu yebzhalkum mukuratey❤❤❤
@amlesomgoitom6722
@amlesomgoitom6722 6 ай бұрын
እዚ ፍረቅዱስ እምነት ፍረ ቅዱስ መስውእቲ ብሓቂ ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ድያቆን ወድና ከኣ ብጸጋ ናብ ዝላዓለ ክብሪ የብጽሕካ ማሕበረ ማርያም ዓስቢ ቅዱስ ጽዕራ ፈረ ደቃ ትምገብ ኣላ እግዚኣብሔር ክብርን ምስጋናን ይኹኖ ኣሜን።
@senaitsamuel5744
@senaitsamuel5744 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Sara-tb4ty
@Sara-tb4ty 6 ай бұрын
ከምቲ ንህጻናት ዝመረጾም ንዓና ካኣ ምእንቲ ህጻናት ክብል ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@senaitsamuel5744
@senaitsamuel5744 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@goytomghebremlkaelzarekurs4628
@goytomghebremlkaelzarekurs4628 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ደቂ እመ ብርሃን ብጥበብን ብጸጋ ይዕበይኩም
@ambesjon3075
@ambesjon3075 6 ай бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ደቂ እመ ብርሃን ፍትዋት ህጻናት ብጸጋን ጥበብን ይዕቢኹም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ❤ !!!
@KiflayGeber
@KiflayGeber 6 ай бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ደቂ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ክስብ መወዳእታ ፍጻሜኩም የጸብቀልኩም ።
@AlemNeguse-yi9vj
@AlemNeguse-yi9vj 6 ай бұрын
Amen amen amen
@rahelafewerki-xi7kq
@rahelafewerki-xi7kq 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@tsehayeandom2816
@tsehayeandom2816 6 ай бұрын
ዝማረ መላእክት ይስም ዓልና እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም
@rchigal585
@rchigal585 6 ай бұрын
ኣሰይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብጸጋ እግዚአብሔር የዕቢኹም❤❤❤❤🎉🎉
@kbromtekliya5062
@kbromtekliya5062 6 ай бұрын
ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና ህጻናት ደቂ እመብርሃን ። ኣምላኽ ብጸጋን ብጥበብን የዕቢኹም ።
@FrehiwetAndemariam
@FrehiwetAndemariam 6 ай бұрын
ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ፍቁራት ህጻናት ኣብ ቤቱ የጽንዕኩም ❤
@mbrhetfitiwi8084
@mbrhetfitiwi8084 Ай бұрын
ዝማሬ መላክቲ የስመዓልና ናይጽባሕ ተስፋ ሃገርን ሃይማኖትን ብጥበብን ጸጋን የዕብኩም ዞም ደቀይ❤❤❤
@teklitkidane8444
@teklitkidane8444 6 ай бұрын
ተባረኺ ብሩኻት ህጻናት
@NegassiNebai-wm5me
@NegassiNebai-wm5me 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ❤❤❤እግዚኣብሔር ናይ ዘመን ኣጎልጉለትክን/ኩም ይባርክ❤❤❤❤Holly kids God bless you forever ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@dejenhagos2682
@dejenhagos2682 6 ай бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ማ/ማርያም። ድያቆን ዳኒኤል ❤
@biemnetykealo7883
@biemnetykealo7883 6 ай бұрын
+++ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፡ እግዚኣብሔር ናብ ዝልዓለ ጸጋ ክብ የብልኩም +++
@FhhYuy-ze3vj
@FhhYuy-ze3vj 6 ай бұрын
ቃል ሕይወት ዝማረ መላእኽት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ህጻናት ደቅና ብጸጋን ብጥበብን የዕቢኹም ኣምላኽ ኣሜን
@merhawidesale1596
@merhawidesale1596 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኩም ዕድምን ጥዕናን ይሃብኩም ።❤❤❤❤❤❤
@AmanGebremedhen-ey5tg
@AmanGebremedhen-ey5tg Ай бұрын
ልልልልልልልል ❤❤❤ዝማሬ መላእኽት ንጹሃን ህጻናት እግዚኣብሔር ኣብዚ ዓበየ ማዓርግ የብጽሕኩሙ❤❤❤❤ እግዚኣብሔር ማሕበርና ይባርኽልና ❤❤❤❤
@AmanGebremedhen-ey5tg
@AmanGebremedhen-ey5tg 6 ай бұрын
እልልልልልልል እልልልልልልል፡እልልልልልል ዝማሬ መላእኽት ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩሙ ንጹሃን ህጻናር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@senaitsamuel5744
@senaitsamuel5744 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@NbayNegasi
@NbayNegasi 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክት የስመዓልና❤❤❤❤❤ጾኮት እመ ኣምላክ ዘውትር ኣብ ዝርያኹም ይኹን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@senuberhe3045
@senuberhe3045 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት ዝማሬ መላእክት የስማኣልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም። 🙏🙏🙏❤❤❤🌹🌹🌹🌷🌷🌷
@Lidya-o2d
@Lidya-o2d 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@TeweldeTekle-i7q
@TeweldeTekle-i7q 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Amen Amen Amen
@ZewuduAlem-j3j
@ZewuduAlem-j3j 6 ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሰይይይይይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤ ክቡራተይይይይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💞💞💞💞💞💞💘💘💘💘💘💘💘💐💐💐💐💐💒💒💒
@GoitomAlem-ey6yj
@GoitomAlem-ey6yj 6 ай бұрын
ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና 🇪🇷❤️ ቡሩኻት አብ ቤቱ የዕብኹም
@merhawiestifanosgebrehiwot6935
@merhawiestifanosgebrehiwot6935 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@yonasgheremeskel9897
@yonasgheremeskel9897 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ፍቁራት ህጻናት
@CHILDRENSROOM-jl4pc
@CHILDRENSROOM-jl4pc 6 ай бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ፍትዋት ሕጻናት።
@TemesgenTekulu
@TemesgenTekulu 6 ай бұрын
ዝማሬ መልኣክቲ ይስመዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤
@haileabeyob9312
@haileabeyob9312 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም አምላኽ
@الال-ظ5م7د
@الال-ظ5م7د 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Giday-dz8wt
@Giday-dz8wt 6 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@gere6yesef220
@gere6yesef220 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@tigistikeshi4062
@tigistikeshi4062 6 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም እቲ ቦታ ደስ የብለካ ፍልሰታ መጽኤ ቀዳመይቲ ዕዶትተይ አብአ ኔራ ብጣዕሚ እያ ደስ ትብለኒ መን ምስመሃረና ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ቀጽልዎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Smreot
@Smreot 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ftwiembaye3789
@ftwiembaye3789 Ай бұрын
ኣመን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ነቶም ገበርቲ እኩያት ሰብኣ እግዝኣብሄር ናይ ኢዶም ይሃቦም ንቤተ ክርስትያና ከኣ ሰላም የውርደልና ቤተ ክርስትያን ክሳብ ምጽኣተ ክርስቶስ ክትነብር ኢያ ማንም ፍጡር ከኣጽዋ ዝኽእል የለን ንቤተ ክርስትያን ምጽላም ማለት ምስ ኣምላክ ምብኣስ ማለት እዩ እዩ ይቕረ ይበለልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤦‍♂️🤦‍♂️
@AdaneDebebe-k5l
@AdaneDebebe-k5l Ай бұрын
Amane amane❤❤❤
@awetashebr9167
@awetashebr9167 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Giday-dz8wt
@Giday-dz8wt 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤ አልልልልልልልልልልልልልልል
@MereMere-ez1zc
@MereMere-ez1zc 4 ай бұрын
ሙዚቃ
@natnaelbrhane77
@natnaelbrhane77 3 ай бұрын
2:56
@ቅዱሰሚካኤልኣባቴ
@ቅዱሰሚካኤልኣባቴ 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@WintaMaekeb
@WintaMaekeb 6 ай бұрын
Aseyyyyyy Elllllllllllllllll ዝማሬ መላእክቲ የስምኣልና ይሕዋተይ መኣረይይይ ❤❤❤❤😘😘😘
@aaabbb253
@aaabbb253 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@selamsemere970
@selamsemere970 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@trhasteklesion7850
@trhasteklesion7850 6 ай бұрын
❤❤❤❤
ሕፃናት ናባይ ይምጽኡ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR
7:05
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 76 МЛН
VAMPIRE DESTROYED GIRL???? 😱
00:56
INO
Рет қаралды 9 МЛН
ርህርህቲ ኣደ /Rhrhti ade #new #eritrean #orthodox #mezmur #ናይ ሕብረት መዝሙር
5:45
ኣንቀጸ ብርሃን anqexe brhan tube
Рет қаралды 51 М.
ቅዱስ ዮሴፍ eritrean orthodox tewahdo church 2022 drama
1:30:44
Mahberemariam Israel
Рет қаралды 247 М.
ኣብቲ ጽላሎትኪ / Abti Tslalotki / #Eritrean #Orthodox #Tewahdo #Mezmur ብምኽንያት ዓመታዊ በዓል ዝተዘመረ
6:25
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነምሕረት ኣቡዳቢ UAE
Рет қаралды 3 МЛН
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 76 МЛН