ኣብ ጽንኩር እዋን ሰብ ዘጸናንዐት መዝሙር ዘማሪ ሳሙኤል ቴድሮስ ኣምላከ ዮሴፍ

  Рет қаралды 320,781

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት

Күн бұрын

ፍትዋት ናይ ሃመረ ሂወት ተኻታተልቲ ኣዚዩ መሳጢ መንፈሳዊ መዝሙር ሒዝናልኩም ሒዝናልኩም መጺእና ኣለና!!!
እዚ መዝሙር እዚ ናይ ዘማሪ ሳሙኤል ቴድሮስ ኮይኑ ኣብቲ ጽንኩር እዋን ኣብ መዓስከር ማይ ዓይኒ ኩሉ ሰብ ዝጸናንዓላ ዝነበረት መዝሙር ያ ኣርእስቲ ናይታ መዝሙር ድማ ኣምላከ ዮሴፍ ትብል በዛ መዝሙር እዚኣ ብዙሓት ሓዘኖም ረሲዕም ብፈጣሪ ድማ ተጸናኒዖም ዮም እዛ መዝሙር ካብቲ ብዙሕ ቅዳሕ ብገለ ሞሊቃ ዝረኸብናያ ቪዲዮ ኢያ ።
ሓቢርና ነስተማቅራ
Dear Hamer Life followers, we bring you a very interesting spiritual song!!!
This is a song by gospel singer Samuel Tedros who comforted everyone in the May Ayin camp during the difficult times. The title of the song is God of Joseph.
Let's enjoy it together

Пікірлер: 679
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Жыл бұрын
ኣምላከ ዮሴፍ❤ ተመስገንካ ኣማኑኤል ምሳይ ሙካንካ ኣማኑኤል ሙሉኦይ ኢካ እሙንተይ ኣኪልካ ትተርፈኒ ክንዲ ኣሽሓት ወገነይ ኮንካ ትድግፈኒ❤ # ዓለማት ዝወሰንካ ዘይቅረብ ብርሃን ትነብር ምድርን ሰማይን ናትካ ዝደልካዮ ትገብር ሃፍታም ባዓለ ጸጋ ታሓቢነ እግዚኣብሄር ጎይታይ ምሳይ ሙካንካስ ከመስግነካ ይነብር❤ # ኣሕዋተይ ሸይጦሙኒ ካብ ኣዝማደይ ተፍሌ ኣብ ስደት ምድረ በዳ ኮይነ ውን ኣይሕለልን የ ተስፋ መንግስተ ሰማይ ሂብካኒ እንዲካ ጎይታይ ሞት እኻ ኣይፍሌንን ንስካ ኢካ ዕላማይ❤ # ጽባሕ እንታይ ክኮውን ኢለ ፈጺመ ኣይጭነቅን ብዛዕባ ዝሰትዮን ዝበልኦን ትሓልዪን ትፈልጥን ኢደ እግረይ ዓይነ ብርከይ ልቦናይ ቃላት ትንፋሰይ ኩሉ ብኣካዩ ዝኮነ ኣምላከይ ናትካ የ ኣነ❤ 🤗 # ከም ሙዉት እንተተረሳዓኩ ረዳኢ ተሳኣንኩ ናባካ ምስ ጸለኩ ኣጆካ ኢልካኒ ኣለኩ ከመይ ኢሉ ከ ክጽምወኒ ማርያመይ ከላትኒ❤ ቁዱስ ሚካኤል ገብሪኤል ምስ መላኣክቲ የዕልል❤❤❤ ስብሃት ለእግዚኣብሄር ወለ ወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ክቡር ዝተጋገክዎ ብኣፍ ቱጉሃን መላእክቲ ይትኣረመለይ
@yordamaranatademenaelias9512
@yordamaranatademenaelias9512 Жыл бұрын
Egziabher yihabelna
@natnaelgebrehiwet3873
@natnaelgebrehiwet3873 Жыл бұрын
❤❤❤
@harnetissaq8494
@harnetissaq8494 Жыл бұрын
Elllllllllllll zmarie melaekt yesmeana kndey des zebl mezmur ❤❤
@BeletsetGoitom
@BeletsetGoitom 11 ай бұрын
Mulue
@FatemaMehamed
@FatemaMehamed 9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤
@axumtigray
@axumtigray Жыл бұрын
አሰይ እዞም አሕዋተይ ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና❤❤ መርዓይ ኻብ ስደት ተመሊሰ ብኸምዚ ኸሕልፎ እየ ዝደሊ እሞ የስምረልኺ በሉኒ ዞም አሕዋተይ❤❤ አብዚ ገዛ ዘለኹም ኩሉኹም ክኣ ከይትተርፉ ኢኹም❤❤❤
@ንግዜ
@ንግዜ Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሓሳብ ልብካ ይስምሪልካ ኣጀካ ❤❤❤❤❤
@swsw5226
@swsw5226 Жыл бұрын
ሓሳብ ልብካ የስምረልካ🙏🥰
@rahelkifle2339
@rahelkifle2339 11 ай бұрын
Egziabeher hasab lebu yesmerelki
@danaityonas2885
@danaityonas2885 11 ай бұрын
እግዚኣብሄር ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ
@asterkiros6731
@asterkiros6731 10 ай бұрын
Amen amen amen zeamarea melaket yeasmalna Amen🙏🙏🙏
@robelgebremikael6041
@robelgebremikael6041 Жыл бұрын
ኣምላከ ዮሴፍ ተመስገንካ ኣማኑኤል ምሳይ ምካንካ ኣማኑኤል ምሉኦይ ኢካ እምንቶይ ኣኪልካ ትተርፈኒ ክንዲ ኣሽሓት ወገነይ ኮንካ ትድግፈኒ ዓለማት ዝወሰንካ ዘይቅረብ ብርሃን ትነብር ምድርን ሰማይን ናትካ ዝደለካዮ ትገብር ሃብታም በዓለ ጸጋ ተሓቢነ እግዚኣብሄር ጎይታይ ምሳይ ምኻንካ ከመስግነካ ይነብር ኣሕዋተይ ሽይጦሙኒ ካብ ኣዝማደይ ተፈሊየ ኣብ ስደት ምድረ በዳ ኮይነ ዉን ኣይሕለልን የ ተስፋ መንግስተ ሰማይ ሂብካኒ ኢንዲኻ ጎይታይ ሞት እካ ኣይፈልየንን ንስካ ኢካ ዕላማይ ጽባሕ እንታ ክከዉን ኢለ ፈጺመ ኣይጭነቅን ብዛዕባ ዝበልዖን ዝሰትዮን ትሓልን ትፈልጥን ኢደ እግረይ ዓይነ ብርከይ ልቦናይ ቃላት ትንፋሰይ ኩሉ በኣካዩ ዝኮነ ኣምላከይ ናትከየ ኣነ ከም ምዉት ተተረሳዕኩ ረዳኢ ተሰኣንኩ ናባኻ ምስ ጸለኩ ኣጆካ ኢልካኒ ኣለኩ ከመይ ኢሉ ክጽምወኒ ማርያመይ ከላትኒ ቅዱስ ሚካኤል ገብሪኤል ምስ መላእክቲ የዕልል
@binijohn9217
@binijohn9217 3 ай бұрын
Eta dhria zela kltfti mezmur ba ngereni plz kfelta btaemi delye aleku
@yaredweldesilase
@yaredweldesilase Ай бұрын
@@binijohn9217 wela ane eba pls
@saliholove101
@saliholove101 7 ай бұрын
ኣሰይ እዞም ደቀይ ተባረኹ❤❤❤
@kokobneguse
@kokobneguse Жыл бұрын
ኣሰይይይ ግዜ ብጥዕሙ ኣበይ ኮን ትህልው ስደት ሕሱም😢😢
@meaza747
@meaza747 Жыл бұрын
ኣምላኸ ዮሴፍ ኣምላኸ ዮሴፍ ተመስገንካ ኣማኑኤል ምሳይ ምኳንካ ኣማኑኤል ምሉእ ኢካ እምንቶይ ኣኪልካ ትተርፈኒ ክንዲ ኣሽሓት ወለዶይ ኮይንካ ትድግፈኒ (2) ዓለማት ዝወሰንካ ዘይቅረብ ብርሃን ትነብር ምድርን ሰማይን ናትካ ዝደለካዮ ትገብር ሃብታም በዓለ ጸጋ ተሓቢነ እግዚኣብሄር ጎይታይ ምሳይ ምዃንካ ከመስግነካ ይነብር:: ኣሕዋተይ ሸይጦሙኒ ካብ ኣዝማደይ ተፈልየ ኣብ ስደት ምድረ በዳ ኮይነ ውን ኣይሕለልን እየ ተስፋ መንግስተ ሰማይ ሂብካኒ እንዲካ ጎይታይ ሞት እኮ ኣይፈልየንን ንስካ ኢኻ ዕላማይ:: ጽባሕ እንታይ ክከውን ኢለ ፈጺመ ኣይጭነቅን ብዛዕባ ዝበልዖን ዝሰትዮን ትሓልን ትፈልጥን ኢደ እግረይ ዓይነ ብርከይ ልቦናይ ቃላት ትንፋሰይ ኩሉ በኣኻ እዩ ዝኾነ ኣምላኸይ ናትካ እየ ኣነ:: ከም ምውት እንተ ተረሳዕኩ ረዳኢ እንተ ሰኣንኩ ናባካ ምስ ጸለኩ ኣጆካ ኢልካኒ ኣለኩ ከመይ ኢሉ ክጽምወኒ ማርያመይ ከላትኒ ቅዱስ ሚካኤል ገብርኤል ምስ መላእክት የዕልል::
@tameabrha3184
@tameabrha3184 23 күн бұрын
ኣሞላኬ ዩሴፍ ተመስገንካ ኣማኒኤል ምሳይ ምኻንካ ክንዲ ኣሻሓት ዎሎዶ ኮይንኻ ትድግፈኒ
@NatuNatu-vk3jo
@NatuNatu-vk3jo 6 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@BiriktiMulugeyta
@BiriktiMulugeyta 15 күн бұрын
እልልልልልልልል ተዋሃዶ ንዘልኣም ተንበር❤❤❤❤❤❤
@ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
@ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤ ፅቡቕ እንድኩም ነገር ግን ህድእ ኢልኩም ዘምሩ መዝሙር ምስገና ንኣምላክ ስለ ዝኮነ ልቃውንቲ ኣቦታት እኮ ወረብ ተትገብሩ ትወረብ ተደምቁ ብፀናፅኖም ህድእ ንክብል ይገብሩ እዮም እዚ ማለት ትዝማሬ ካብ ምስገና ሃልፉ መርወይ ስጋና ከይኮውን ብምባል እዮም ክብራት ኣሕዋተይ❤
@SlamiHj
@SlamiHj 6 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤
@wwethebest8352
@wwethebest8352 Жыл бұрын
ቲ ጥዑም ሂወት ዝነበረሉ ግዜ ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም ማሕበረይ ደብረ ጽዮን ምስካየ ስዱዳን
@Mera-w8e
@Mera-w8e 7 ай бұрын
ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ደቂ እመብርሃን ማዓስከር ማይ ዓይኒ
@FtCf-qf6so
@FtCf-qf6so 7 ай бұрын
እልልልልልልልልል ስቅ አይብልን ስለ ጽዬን አሜን ዝማሬ መላእኸቲ የስምአልና❤❤❤❤❤❤❤❤
@kidaneberhane6938
@kidaneberhane6938 Жыл бұрын
ብልቢ ዝፈትዋ መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ደደጋጊምካ ስመዓዮ ዝመጸካ መዝሙርን ኣዛምራን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SamruMerhawi
@SamruMerhawi 11 ай бұрын
Ago53hxkrfxgurd543wfo9kcbk i47kdcb ut m zxvw
@SamruMerhawi
@SamruMerhawi 11 ай бұрын
❤ryd8ewgi deh7rd tr7ubnmng❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤grft5jv70d
@musemamilove4519
@musemamilove4519 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዕልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሓቂ ደጋግምካ ሰምዕካ ዘይትሙኖ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤❤ አምላኬ ዮሴፍ ተመስገንካ አማኑኤል ምሳይ ምኻንካ አማኑኤል ሙሉአይ እኻ እሙንተይ ኣኽሊካ ትተሪፈኒ ክንዲ ሽሓት ወገነይ ኮይኒካ ትድግፈኒ ❤ስደትን ጭንቀትን በዛ መዝሙርን ብስብከት ኣቦታትናን ተፀናንዒና ኢና 😢😢😢
@mengedi-hiwet
@mengedi-hiwet Жыл бұрын
ኣምላከ ዮሴፍ ተመስገንካ ኣማኑኤል ምሳይ ሙካንካ ኣማኑኤል ሙሉኦይ ኢካ እሙንተይ ኣኪልካ ትተርፈኒ ክንዲ ኣሽሓት ወገነይ ኮንካ ትድግፈኒ 1ዓለማት ዝወሰንካ ዘይቅረብ ብርሃን ትነብር ምድርን ሰማይን ናትካ ዝደልካዮ ትገብር ሃፍታም ባዓለ ጸጋ ታሓቢነ እግዚኣብሄር ጎይታይ ምሳይ ሙካንካስ ከመስግነካ ይነብር 2ኣሕዋተይ ሸይጦሙኒ ካብ ኣዝማደይ ተፍሌ ኣብ ስደት ምድረ በዳ ኮይነ ውን ኣይሕለልን የ ተስፋ መንግስተ ሰማይ ሂብካኒ እንዲካ ጎይታይ ሞት እኻ ኣይፍሌንን ንስካ ኢካ ዕላማይ 3ጽባሕ እንታይ ክኮውን ኢለ ፈጺመ ኣይጭነቅን ብዛዕባ ዝሰትዮን ዝበልኦን ትሓልዪን ትፈልጥን ኢደ እግረይ ዓይነ ብርከይ ልቦናይ ቃላት ትንፋሰይ ኩሉ ብኣካዩ ዝኮነ ኣምላከይ ናትካ የ ኣነ 4ከም ሙዉት እንተተረሳዓኩ ረዳኢ ተሳኣንኩ ናባካ ምስ ጸለኩ ኣጆካ ኢልካኒ ኣለኩ ከመይ ኢሉ ከ ክጽምወኒ ማርያመይ ከላትኒ ቁዱስ ሚካኤል ገብሪኤል ምስ መላኣክቲ የዕልል❤❤❤ ስብሃት ለእግዚኣብሄር ወለ ወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ክቡር ዝተጋገክዎ ብኣፍ ቱጉሃን መላእክቲ ይትኣረመለይ 🙏🙏🙏
@GebruMehariy-rl7db
@GebruMehariy-rl7db 5 ай бұрын
እወ ተመስገንካ ኣምላከ ዮሴፍ! ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና።
@Ethopi-qv5wn
@Ethopi-qv5wn 3 ай бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ክንደይ ደስ ዝብል እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ናዘመርኩም ናወደስኩም የንብርኩም ፍቁራት ስድራ እግዚአብሔር❤❤❤
@Lemlem-f7p
@Lemlem-f7p Ай бұрын
Good Mezmur samie everybody like it illlllllllllllllll illllllllllllllllll illlllllllllllll I love you samie so much
@breyhabeshawit8280
@breyhabeshawit8280 Жыл бұрын
እዋይ ማሪያመይ ትርእዮም ዶ አለኪ ከቅኑኡካ አምላከ ከምዚ ዓው ኢልና ብሕብረት ክንዝምር አቀዕና 😢እውነት ንዚ ምስ ራአኩስ ዓደይ ተራይኒ ካብ ዓዲ አህዛብ ጌረ ፀሊኤዮ😢
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 7 ай бұрын
Ajoki marey kweghalna yu🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️
@SaddsCZx
@SaddsCZx 3 ай бұрын
ኣጆኪ ዝሓፋተይ ስደትና ተሕፅረልና እመብርሃን ኣዴና ብጣዕሚ እዩ ዘቅንአካ🌾
@WegahtaMahari
@WegahtaMahari 7 ай бұрын
ኣምላኬ ዮሴፍ ተመስገንካ🙏 እግዚኣብሄር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር🙏🙏♥️♥️💒✝️❤🤲👏
@Lollollollivia
@Lollollollivia 7 ай бұрын
ኣሕዋተይ ሸይጦምኒ ካበዝማደይ ተፈልየ ኣብ ስደት ምድረ በዳ ኮይነ ውን ኣይሕለልን እየ😢😢❤❤
@fthawi526
@fthawi526 10 ай бұрын
ደብረ ጽዮነይ ምስካየ ሱዱዳን ደቂ ምድበይ ሽኮሪናታት ፈጣሪ ይኣኻኽበና ኣሜን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
ይሄ መዝሙር እንዴት እንደምወደው ውሰጤ ነው😢 ዝማሬ መላእክት ያሰማልን❤
@nurden1241
@nurden1241 7 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዐና👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@RobelZeriet
@RobelZeriet 28 күн бұрын
እልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና አብ ቤቱ የጽንዕኩም ❤❤❤
@yonasdawit8382
@yonasdawit8382 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏🙏 zmarye melaekti yesmalna
@Rahel248
@Rahel248 7 ай бұрын
ሰምካ ዘይምኖ ጥዑም መዝሙር ኣብ ዘልኮሞ ሰላምኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤❤
@ahforomtekle4696
@ahforomtekle4696 Жыл бұрын
ኣብዘይትሓልፍ መንግስቱ ከምዚ ገሩ ያካክበና ቡሩካት ኣሕዋተይ
@MahderMahder-j6g
@MahderMahder-j6g Ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘ኤሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይተመስገን ጎይታይ ስለ ኩሉ ነገር ተመስገን ኣምላኬይ👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏ፀግኡ የብዘሐልኩም ዞም ኣሕዋተይ🥰😘👏
@amlakeyosef
@amlakeyosef Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣምላከ ዮሴፍ ኣዝዩ ጥዑም ዝማሬ ኣምላክ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም
@terhas4842
@terhas4842 Жыл бұрын
እሰይ ደስ ክትብሉ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣብ ቤቱ የንብርኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡራተይ🙏🙏❤❤
@SalmaMohmed-t2o
@SalmaMohmed-t2o Жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክብራተይ አሰይ እልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏
@abuchigerea5423
@abuchigerea5423 Жыл бұрын
ዕልልልልልልልልል መጸናኒዒትና መዝሙር ዕልልልልልልልል ከመይ ኢሉ ክጽምወኒ ማርያመይ ከላትኒ ❤❤❤
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ Жыл бұрын
ኣምላኸ ዮሴፍ ተመስገንካ ኣማኒኤል ምሳይ ምኻንካ ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የሥምዓልና ክቡራት ኣሕዋተይይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኹም ብጣዕሚ ዝፈትዋ መዝሙር ኣብ እንዳ ኣዕራብ ክጽምወኒ ከሎ እዛ መዝሙር ሰሚዐ ይጽናዕናዕ❤
@heru668
@heru668 Жыл бұрын
ኣሰይ ክንደይ ደስ ትብሉ ❤❤ዝማሬ መላእክልት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ🙏
@YosiefTesfamariyam
@YosiefTesfamariyam Ай бұрын
ኣምላከ ዮሴፍ ኣብቲ ጥኩር እዋን ሓይሊ ዝከነትና ሕጂ ወን አግዚኣብሔር ይመስገን ማሓበር ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኩብራተይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@FioriBeyene-vn3vs
@FioriBeyene-vn3vs 7 ай бұрын
እሰይ ቃለሂወት ዝማረ መላክት የስማዓልና ኣበይኮን ትህልው
@Zefrefetume
@Zefrefetume 11 ай бұрын
እልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤ኣሰይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤
@selamselam7608
@selamselam7608 Жыл бұрын
ሰይ ደስ ክትብሉ እግዚአብሔር ዝማሬኩም ይቃበል!!
@TesfitMihretaeb-oy4ti
@TesfitMihretaeb-oy4ti Жыл бұрын
ዝማሬ መላአክቲ የስመዓልና ሕጅ ዶ ክይረክብ አዚ ፋሕ ፋሕ ኢለና ዘይረሳዕ ቅረሲ አይ አዚ አልልልልልልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤
@marekaterrok4459
@marekaterrok4459 8 ай бұрын
Ab mealti 10gzie ysemea nay behaqi lbka ztnkf mezmur amlak zmarie yesmana
@kdusMichael.12
@kdusMichael.12 10 ай бұрын
ዕልልል ❤ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እታ ኣምሓርኛ መዝሙር (ያዕቆብ ከቤርሳቤህ) እያ ትብል
@UfVi-ji4uz
@UfVi-ji4uz 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐለና እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡርተ ኣሕዋተይ ❤❤❤❤👏👏👏🤲🤲🤲🤲
@ተስፋዩስንቀይ-ዀ8ኰ
@ተስፋዩስንቀይ-ዀ8ኰ Жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይይይይይይይይይ ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና ፉቁራት ኣሕዋተይይይይ
@kisanetabraham8237
@kisanetabraham8237 Жыл бұрын
ዕልልልልል ዕልልልልልል ዕልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤🙏🙏🙏
@tabeyeebyo3690
@tabeyeebyo3690 7 ай бұрын
ተመስገንካ ኣማኒኤል ምሳይ ምኳንካ ተስፋ ኣይ ቀርጽን ክሳብ መንግስተ ሰማይ ዝማረ መላኣኽቲ የስማኣልና ሓላላት የሕዋት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
@kibromgoitom4044
@kibromgoitom4044 10 күн бұрын
Kfetwa eza mezmur maskerna tezekreni May ayni ✌🏽🇪🇹🤜🏽🤛🏽☦️💃🏽☦️♥️💙⛪⛪⛪
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Жыл бұрын
ደጋጊመ ዝሰምዓን ዝዝምራን መዝሙር😢🌷🥰🌷🥰ኣሰይይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
@shushanzeru3743
@shushanzeru3743 Жыл бұрын
አዝያ ትምስጥ መዝሙር ዝማሬ መላእት የስማዓልና አቤቱ የጵንኹም የሕዋተይ 🌷🌻🌷🌻💐🌼🌻💐🌼🌷🌻💐🌼🌷🌻💐🌼🌷🌻💐🌼🌷🌻💐🌼🌷🌻💐🌼🌷🌻💐🌼🌷🌻🌷🌻💐🌼🌷🌻
@rahelokbay233
@rahelokbay233 5 ай бұрын
Amennnn❤❤❤❤ metsenanietey mozemur amlak ms kukna ykun❤❤❤❤
@ardeteaelaf7023
@ardeteaelaf7023 Жыл бұрын
ግዜ ብጥዕሙ ናይ ሕብረት መዝሙር ርእሰ ኣድባራት ማይ ዓይኒ ተዘኪሩኒ ✝️✝️✝️
@HiwanHailay
@HiwanHailay 2 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል. ስቅ ኣይብልን ስለ ፅዮን ኣደይ መፀጊዒተይ ኢለ ክዝምር እየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SelamTekie-j6z
@SelamTekie-j6z 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤እልልልልል እልልል ቃል ሂወት የስመኣልና ለዘልኣለም ትንበር ተዋህዶ
@daniyeman
@daniyeman 11 ай бұрын
ኣሰይ ሳሚ ሃወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏💛💛💛💛
@DanaitshemendiDenaitshemendi
@DanaitshemendiDenaitshemendi 8 күн бұрын
amlka xega yabzhlkum yehawt❤❤❤❤
@henokandom194
@henokandom194 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ደቂ እመብርሃን
@AsterTeweldeTewelde
@AsterTeweldeTewelde 7 ай бұрын
Egziabher ymesgen nay agelglotkum zemenkum ybark. Nay behaki lbka titnkfeka mezmur 😢👏🙏⛪️
@rahwagebremariam-fx8xx
@rahwagebremariam-fx8xx 27 күн бұрын
ኣሰይ እልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤
@HiwanHailay
@HiwanHailay 2 ай бұрын
ደስ ክብሉ❤❤❤
@ማርያመይመዝሙረይ
@ማርያመይመዝሙረይ Жыл бұрын
_ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ አሜን አሜን አሜን✝️_
@yonasdawit8382
@yonasdawit8382 2 ай бұрын
Wawww xbukat zerey egziiabhier xega ab leli xega yadlkum.xelotkum semieu sdetna yehxrelna
@SlihjSatcv
@SlihjSatcv Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ዕልልልልልል ዝማሬ መላእኽት ይስመዐልና ክብራት አሕዋተይ ✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤❤❤
@LuwamTeklit
@LuwamTeklit Жыл бұрын
ልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ይሕዋተይ ብጣዓሚ ዝፈትዋ መዝሙር ኣምላከ የሴፍ 🙏🙏🙏🙏🙏
@AlemYirga-ge6so
@AlemYirga-ge6so Жыл бұрын
ብሓቂ ሰብ ዘጸናነዐት መዝሙር 😢
@shewitdesta110
@shewitdesta110 Жыл бұрын
እልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤ ተዋዶ ንዘልኣም ተበር
@rutinahadeksh6400
@rutinahadeksh6400 Жыл бұрын
😊 1:49 ❤
@rutinahadeksh6400
@rutinahadeksh6400 Жыл бұрын
@ErmiyasHadush-tm7cc
@ErmiyasHadush-tm7cc 11 ай бұрын
@feruzgebremeskel9410
@feruzgebremeskel9410 10 ай бұрын
Amen amen amen❤❤❤❤
@alonsmnsajha6344
@alonsmnsajha6344 9 ай бұрын
AmenAmenAmen💒💒💒🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🌿🌿🌿🌿🥀🥀🥀🥀🌹🌹🌹
@FeruzHagos-ut6co
@FeruzHagos-ut6co 6 ай бұрын
ኣሰይይይይይይ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ እመብርሃን ታሓልኹም ኩልና ከብ ናይ ዓለም ነገር የርሕቀና ❤❤❤🙏🙏🙏
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 ай бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
@Beti-xf9jd
@Beti-xf9jd Ай бұрын
Amen amen amen zmarie mlakie yesmealna Amlakie Abraham, Musie, Elieyas ykber ymesgen.
@FreFre-m6m
@FreFre-m6m 6 ай бұрын
ዝገርም መንፈስ ዝሰርቅ ዝማሬ ወስባሔ ዕልልልልልል❤🙏🙏
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዚማሬ መላኽቲ የስመዐልና ብሩኻተይ❤❤❤
@smirtmssak7642
@smirtmssak7642 27 күн бұрын
temsgenka amnele elelelele ❤️❤️❤️ zemenkom yebreke
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 ай бұрын
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
@weynibrhane1413
@weynibrhane1413 Жыл бұрын
Aseyyyyyy Aseyyyyyy Elllllllll Elllllllll Elllllllll zmare melakti yesmalna kuburat yehwat nay agolglot zemenkum ybark fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@MamaDadaDada-ih5kt
@MamaDadaDada-ih5kt Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@EdenBrhane-wn8ru
@EdenBrhane-wn8ru Жыл бұрын
😊😊😔🥰🥰🥰kalhiwet ysmelena ahwate
@NATI-b9b
@NATI-b9b 8 ай бұрын
Aseyyy amen
@የኪዳነምህረትልጅነኝ-ኀ9ቘ
@የኪዳነምህረትልጅነኝ-ኀ9ቘ 2 ай бұрын
esey kendeye des kebluka ❤zemarye melaekti yesmeilna elllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ Жыл бұрын
አሰይይይይይይ እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፅጉኡ የብዘሐልኹም ፍቁራት አሕዋተይ ደሰ ክትብሉ👏💙💘
@edeneden889
@edeneden889 Жыл бұрын
ኣሰይ ዕልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ጽምዋዩዘመደይ
@ጽምዋዩዘመደይ Жыл бұрын
ኣሰይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ደቂ ጻዮነይ ንፍቅ'የ ዘብለኩም ማሕበርና❤❤
@Bereketabraham-xr5lo
@Bereketabraham-xr5lo 2 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስማዕልና ጸጉኡ የብዛሕልኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ የሕዋተይ ማዕረይ❤
@NebytWered
@NebytWered 5 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኣኣብ ዘለኽሞ ኣምላኽ ሰላሙ የብዝሓልኩም ንኡሳተይ ልቢ ዝሰብር መዝሙር
@Belaybahre
@Belaybahre 10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኪት የስማዐልና
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 11 ай бұрын
Zimare meliekiti yesmaelna ❤❤❤❤❤❤❤
@edenteklu3218
@edenteklu3218 Жыл бұрын
ዝማረ መላክቲ የስምዓልና ኩቡራት የሕዋተይ
@ሕልፍቲጋልተዋህዶ-ሰ8ጰ
@ሕልፍቲጋልተዋህዶ-ሰ8ጰ Жыл бұрын
መንፈስካ ዘሕድስ ዝማሬ ተመስገን ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ኣሕዋተይ👏🍀🌳🍀🌳☘️🍀🌳ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🌻🍃🌻🍃🌻🍃🌻🍃🌻🍃🌻🍃🌻🌻🍃
@jeromabrahaley641
@jeromabrahaley641 Жыл бұрын
😊😊😊😊
@kesanetgoytom6077
@kesanetgoytom6077 3 ай бұрын
Aseyyyyyyy Ellllll ❤❤❤❤❤❤❤
@MerhawiAbraha-s9w
@MerhawiAbraha-s9w 3 ай бұрын
amlak ymsgen ane wen hade kabom eye amlak ymsgen halifu
@gfgghjwjshshsgsgs7582
@gfgghjwjshshsgsgs7582 Жыл бұрын
ዘማሪ ሳሚ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ያእቆብ ከቤርሳቤህ እና ኣደይ መጸግዒተይ ግን ብጣዕሚ ኣቀልጢፍኩመን ናበይ ኢኹም ተሃዊኽኩም ❤❤❤❤
@michaelzerie7903
@michaelzerie7903 11 ай бұрын
ሰላም ሓወይ ወይ ሓብተይ ዘማሪ ሳሚኤል ጥራይ ኣይኮነን ዘሚሩ ኩላቶም ኢዮም ዘሚሮም ንኩላቶም ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
@Vjsgs-uh8ux
@Vjsgs-uh8ux Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🙏🙏🙏💚💚💚
@HiwanHailay
@HiwanHailay Ай бұрын
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ዛመዝሙር ዝፈትዋ ኣምላከ ዮሴፍ ተመስገን. ኣብዝሓ ሰባት በዛ መዝሙር እዮም ዝዝክሩኒ ኩሉ ጊዜ እየ ዝዝምራ. ፍቃድ ኣምላክ ኮይኑ ብስልኪ ተዝረክበካ ደስ ይበለኒ ሳሚኤል ሓወይ ቀፅሎ ጎበዝ ኢካ እመብርሃነይ ፀጉኡ ተብዝሐልካ. ካብ ኮንቱ ውዳሴ የድሕንካ ❤❤❤ፅባሕ ታይ ክከውን ኢለ ፈፂመ ኣይጭነቅን ተመስገን❤❤❤
@alayuel3681
@alayuel3681 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@سارهساره-س8ش
@سارهساره-س8ش 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@MebrehetBeyene-o1r
@MebrehetBeyene-o1r Ай бұрын
❤❤❤❤zimare melakit yesmealna
@habenhadgu725
@habenhadgu725 Жыл бұрын
ዘማሪ መላአክቲ የስምዓና የሕዋት ❤❤❤❤❤❤
@EFAmulualem
@EFAmulualem 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እዛ ምዕዝቲ ትግርኛ መዝሙር ብግጥሚ ፃዓንዋ በጃኩም።❤❤❤❤❤❤❤
@feretahayleselasr4009
@feretahayleselasr4009 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓናል🙏🙏🙏
@kisanetmhretab-he3rs
@kisanetmhretab-he3rs Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ቡሩኻት ይሕዋተይ ❤
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 ай бұрын
God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 79 МЛН
How do Cats Eat Watermelon? 🍉
00:21
One More
Рет қаралды 14 МЛН
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur/ መዝሙር ብምኽንያት በዓል ልደት 2024
15:11
Debre Genet KidaneMihret Edmonton
Рет қаралды 9 М.