ኣም መንጎ 2 ጀነራላት ዝተቀርቀረ ሓላል ህዝቢ ሱዳን

  Рет қаралды 11,368

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Пікірлер: 21
@medhanegoytom9055
@medhanegoytom9055 26 күн бұрын
እዞም ሑሱማት ጀነራላት ንሱዳናዊያን ጥራይ ዘይ ኮነ ንመላእ ህዝቢ ሱዳን ንስደተኛ ኤርትራዉን ኢትዮጵያዊያን ከማን ኣራኻኺቦምና ኢዮም።ህዝቢ ስዳን እኳ ዝበረኹ ሕብረተሰብ ኢዮም ዓድኻ ረሲዕካ ሱዳናዊ ክትኾዉን እንታይ ዶ ተሪፍና ኢዩ ኔይሩ ኢዩ።ሰላምኩም የምጻልኩም ፈጣሪ። i love you sudan!!!!!
@Football-e6f
@Football-e6f 24 күн бұрын
ሐቅካሐወይ ሐላል ህዝቢ ፈጣሪ ሰላም ይፍጠረሎም
@afrikaafrika8362
@afrikaafrika8362 23 күн бұрын
👍👍👍👌👌👌
@user-qw7lx4uh8s
@user-qw7lx4uh8s 25 күн бұрын
ygerim eu hzbi sudan halal hzbi selam yerhwelom ❤❤
@amanielaregawi7278
@amanielaregawi7278 26 күн бұрын
ህዝቢ ሱዳን እዚ ኣይግበኦን ነይሩ ክልተ ዓያሹ ጀነራላት እታ ዓዲ የዕነየምዋ ንዓና ከማን ለኪሞምና
@user-zk4kz1oo8s
@user-zk4kz1oo8s 25 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@kbng9742
@kbng9742 26 күн бұрын
Welcome, Fani
@user-ss9ir9zq5n
@user-ss9ir9zq5n 26 күн бұрын
Ane zegrmaniy karniy Africa kulu geza ab Qenat entiy eyou etiy xegam
@eyovero1619
@eyovero1619 25 күн бұрын
ንህዝቢ ሱዳን መስካ ሓበሻ'ዩ በጺሕዎ: ገንዘቡ ክወርሱ ክብሉ ብዘይ ዝኾነ ምኽንያት ምእሳር ምግፋዕ: ገንዘብ ብሓይሊ ከም ዝኸፍሉ ምግባር ዝኣመሰሉ ተኣኻኺቡ ንካርቱም ሓዊስካ ፈጣሪ ሓሞኽሽቲ ቀዩርዋ:: ነብኹም ዝበሎ ዘክሩ "ሓበሻ ኣይትተንክፋ"
@misghinashishay5764
@misghinashishay5764 25 күн бұрын
Hzbi sudan miskin ezi aygbeon eu ezom husurat Generalat sudan gin gulbabu qelemo tekalt zrei mergem
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 26 күн бұрын
ሱዳን እዚ ከልቢ ዱባይ ባንዳ ኢማራት ዓረብ የፍርሳ አሎ
@yemanezewde4344
@yemanezewde4344 25 күн бұрын
Fithi nhzbi Eritrea
@FeqarNetserab-ks8nz
@FeqarNetserab-ks8nz 26 күн бұрын
ህዝቢ ሱዳን ሓራም አንበር ሓላል ኣይኮነን ሓሳዊ
@Mulugeta-bf3im
@Mulugeta-bf3im 26 күн бұрын
Welcome 😍😍
@yonaskidane9267
@yonaskidane9267 26 күн бұрын
Xbuk Sarhb fani keepedup
@yordamedhanie1519
@yordamedhanie1519 26 күн бұрын
✌✌✌✌ R S F
@SaraKebedom
@SaraKebedom 25 күн бұрын
000000000000000
@user-rh8xy2hf5n
@user-rh8xy2hf5n 24 күн бұрын
😂😂😂
@Robelsoimon
@Robelsoimon 25 күн бұрын
ፍናን ሰላማት ኣልቡርሃን በጊዕ ብ ሓንጎል ወዲ መድህን በራድ ኢዩ ዝምራሕ ወዲ መድህን ከኣ ቐርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሕንፍሽፍሽን ዕልቅልቅን ክነብር ጥራይ ኢዩ ዝደልዮ፡እቲ ሕጂ ክምጽእ ዝክእል ኢማራት ዓራብ ን ኤርትራ ከም ሱዳን ክትበታትና ክትደሊ ኢያ ምክንያቱ ሊብያ ተበቲና፡የመን ተበቲና ኢትዮጵያውን ኣብ ሰንከልከል ዘላ ኣንፈት ወይ ጽላሎት ምብትታን ዝደናደና ዘሎ ሃገር ኢያ ስለዚ ኣልቡርሃን በጊዕ ናብ ኣኬባ ጀኔቫ ዘይምካዱ ወዲ መድህን ኣይትኪድ ኢልዎ ክከዉን ይክእል ኢዩ ልክዕ ከምታ ን ኣብን ወያነን ኣብ ፕሪቶርያ ብ ካሌታ ወጢጢም ዘፈረምዎም ኩናት ደው ከብሉ ሕጂ ከኣ ኣንቶኒ ብሊንከን ወጢጡ ብ እዝኖም ከፈርሞን ስለ ዝክእል ኣብያ ኣድማ ቀጽሎ ኢልዎ ክከዉን ይክእል ኢዩ ጆኬር ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ወዲ መድህን በራድ።😂😂😂😂😂
@MussieAtoshm
@MussieAtoshm 24 күн бұрын
Bad person
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 7 МЛН
Dad Makes Daughter Clean Up Spilled Chips #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 8 МЛН
I Took a LUNCHBAR OFF A Poster 🤯 #shorts
00:17
Wian
Рет қаралды 16 МЛН
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 7 МЛН