''ኣፍሪሶም ዝሓደግዎ ርእሲ፡ እንጽግነሉ ግዜ ኣኺሉ'ዩ''

  Рет қаралды 4,824

RADIO ERENA

RADIO ERENA

Күн бұрын

Пікірлер: 60
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 2 ай бұрын
ሰላም ዮናታን ስለምንታይ ኢኻ ንዉፉይ ዘይትዕድሞ,ብሐቂ መድረኽ ንኹሉ ክፉት ክኸውን አለዎ.ብዝኾነ ብትሕትና ንሐተካ ንዉፉይ ዓድመልና.ነመስግን.
@tesfaitecle7677
@tesfaitecle7677 2 ай бұрын
ወሓለ ተዛራቢ ኣዕናዊ ስራሕ ብዝረቐቐ ፡ኰሓልቲ መሲለን መንቆርቲ ዝዓይነቱ ኮይኑ'ዩ ዝረኣየኒ። ፈላላይን በታንን ወገናውን ዝንባሌ ዝዋፍሩ ምንእኣስ ዝበዝሖ ትንተና ፡ ተስፋ ዘቑርጽ'ምበር ተስፋ ዝህብ ኣይኮነን። ዮናታን ሃብተ ግን ብሓቂ ጽቡቕ ሕቶን ኣብ ገሊኡውን ተባዕ በዳሂ መልሲ ምሃብካ ❤🎉 ክትምስገን ዝግብኣካ'ዩ። ንምሳለ ንዚ ስርዓት ዘርዓዶን ዘሰንበዶን ስራሕዮም ሰሪሖም ነዚ ከመይ ጌርካ ክትነጽጎ ወይ ዘይውጺኢታዊዩ ክትብሎ ትኽእል ንዝበልካዮ፡ ናይ ኮለል ምሳሌታት ጌሩዩ ክደፍኖ ፈቲኑ። ከም መንእሰይ መጠን ኣብ ከምዚ ምውዳቑ ሓዚነሉ።
@samsonbereket2392
@samsonbereket2392 2 ай бұрын
እንዳሰምዑ ዝጸመሙ። እንዳርኣዩ ዝዓወሩ ዶ ክንብለካ። ወገናውነት ናታስ ንሓማታ።
@bahlatgezae4025
@bahlatgezae4025 2 ай бұрын
ድላዩ ክዛረብ ሜድያ ናጻ ምግባርካ ጽቡቕ እዩ ዮናታን። ሓሳቡ ኸኣ ነኽብረሉብ ከምዛ ዕድል ረኺብዋ ዘሎ ነቶም መራሕቲ ብርጌድ ንሓመዱ ኢሉ ኣሽሙር ንውፉይ ዝነቅፍ ዘሎ ንውፉይ ከኣ ዓዲምካ ኣምጽኣዮ ንሱ ውን ኤርትራዊ እዩ።ኣይኮነን ሓሳብ ጥራይ ሒዙ ዘሎ ሰብ ኣብ ትግራይ ከማን እቶም ሓለፍቲ ድላዮም ክመላለሱ እተን ሜድያ ንኽልቲኦም ናጻ እየን ዘለዋ።❤
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 2 ай бұрын
ንውፉይ ይፈርሕዎ እዬም::
@MikeKahsai
@MikeKahsai 13 күн бұрын
ሞኪዬ ናይ ብሐቂ ቁኑዕ ትንተና! ዬናታን እቲ ናትካ አረአአያ ዝንቡል ኾይነ ረኺበዮ! Mekonnen; your narrative is great and on spot. I am ready to work with you & your likes. Let me know brother! Kudos!
@eri-creative4918
@eri-creative4918 2 ай бұрын
Good job yoni for asking good questions.
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 2 ай бұрын
ወዲ ሰራየ ስለ ዝኮንካ ናብ ሰራየ ከይድካ።
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 2 ай бұрын
ወረጃ -ማዕዶ፡ ብድሕሪ ስክሪን ኮፍ ኢልካ ፡ ንዝተገበረ ኩሉ ከተነኣእስ ሚዛናዊ ኣይኮነን፡ ኣብቲ ኣትእምነሉ ቃልሲ ጉብእካ ግበር። ብዝኾነ ሚዛናዊ ስለዘይኮንካ መጽሓፍካ ውን ከምኡ ቁምነገሩ ኣይረኣየካን።
@akiyor3615
@akiyor3615 2 ай бұрын
ትፈልጥ ዶ ሞ ኮነን ኣብ ዕላበርዒድ እንዳ ሰርሐ ከሎ ሰሪቁ ዝሰርሖ ገዛ ከም ዝተሓደገ እዚ ንእሽቶ ህግድፍ።
@seam918
@seam918 2 ай бұрын
Yonatan you’re brilliant thank you thise guy he knows how to talk but without solutions
@eyasuyonas5626
@eyasuyonas5626 2 ай бұрын
በርትዕ ቡሉጽ ሐሳባት ኢዩ::❤❤ዮናታንካ ካአ ቀጽሉ ከምዚኦም ዓነትሰባት አብርካብ አይቲሕመቅ❤❤ ንኾሉኩም የቀንየልና::
@Afowerkisenay431
@Afowerkisenay431 2 ай бұрын
Zereba yonatan tesfa moral zereba mekonen kab kedemu shelet kolel I never finished his interview before I finished now bc of yonatan
@Agaziii
@Agaziii 2 ай бұрын
እዚ ወዲ ኣኪልዎ ጥኒን ክብል ደቂ ዓድኻን ከባቢኻን ሕዚካ ዘይትመጽእ ካብ ተነጽለ ኪልካ ካብ ትበኪ ሓሳዊ ሸይጣን ኢሰያስ ኣለካ ምስኡ ስራሕ መሪር በርበር በሊዕኻ ድኣ ጋሕ በል
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 2 ай бұрын
አምሲሉ ንበዓል ዉፉይ እዩ ዘጥቅዕ ዘሎ,እዚ ከአ ናይ ቅንኢ ወይ ጽልኢ ጸገም ከም ዘለዎ እዩ ዘመለኽት.ዮናታን ብሐቂ ንፉዕ ገማጢልካ ትሐቶ ዘለኻ.ናይዚ መኮነን ነገር ክንዳኻ ዘይአኽላ ብአኻ እውዕላ ድዩ ዝበሃል.አቶ ሞኮነን ካብ ነቶም ዝካአሎም ዝጽርዕሩ ዘለዎ ካብ ምሕማይ,ዘይትቃለሱ ዘይተርእዩና.አፈ ጨለ ምኳን ዋጋ የብሉን.
@najatahmed2147
@najatahmed2147 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@TesHaile-bb4ek
@TesHaile-bb4ek 2 ай бұрын
ኣቐዲመ ሰላም ሓው ዮናታን ከምኡ'ውን ሓው መኰ ብምቕጻል ብጽቡቕ ክጅምር ሓው ዮናታን ንእተቕርቦ መደባት ብፍላይ ዝተፈላለየ ኣተሓሳስባን ጠመተን ዘለዎም ሰባት ብምቕራብ ሓሳባቶም ክህቡ ዕድላት ስለ እትፈጥር። ቀጺለ ኣብ ብዙሕ ቃለ መሕትትካ ሓቂ ክንዛረብ ብዝብል መጎተ እተቕርቦም ሕቶታት ገለ ክብል እቲ ሓቂ ኢልካ እትህቦ ግምት ብትኽክል ነቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ዶ ወይስ ንስኻ ብእትዕዘቦ መንገዲ። እንተደኣ ነቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ተመርኲስካ ኰንካ መጀመርያ ክሕተት ዘለዎ እዚ ዝጠስጠሰ ደንበ ፍትሒ ውድቀቱ ንኹሉ ንጹር ኮይኑ ከምዚ ክኸውን ዝገብሩ ድማ እቶም ንመርሕ ኣሎና ዝብሉ ምዃኖም ፈጺምካ ዝከሓድ ኣይኮነን ነቲ ብብዙሓት ጭንጥታት ከነረጋግጾ ዝከኣል እዩ። ሓንቲ ክጠቅስ ብዙሕ ግዜ ህዝቢ ምቅላስ ከምዝኣበየ ጌርካ ይግለጽ እዩ እዚ ግን ግጉይን ነቲ ደንበ ፍትሒ ዝበሃል ብግቡእ ገምጋም ብምግባር እቲ ህዝቢ ዕድል ረኺቡ እቲ ዝግበር ዘሎ ብግጺ ስለ ዘይተዘርበ እምበር ህዝቢ ምቅላስ ስለ ዝኣበየ ኣይኮነን። ምናልባት ኩሉ ክንብል ኣይንኽእልን ንኸውን ኣብዚ ደንበ ፍትሒ ዝነበረ ህዝቢ ነዚ ደንደ ፍትሒ ዝበሃል ነጺግዎ ዝኸደ ኣዝዩ ብዙሕ እዩ። ነዚ እንተደኣ ግምት ብምሃብ ግቡእ ገምጋም ብምግባር ጌጋታት ክእረሙ ዘይተደልየ ኩሉ ግዜ ከምዚ ንስኻ እትብሎ እናተባህለ ክሕለፍ ይከኣል እዩ እታ ሓቂ እትበሃል ከምዘየላ ግን ግልጺ ይገብረልና። ህዝቢ ኤርትራ ህዝቢ ዝሰምዕ መራሒ እምበር እናጣቕዐ ዝስዕቦም መራሕቲ ዘዝጸሓፍዎ ኣሜን እናበለ ዝስዕቦም ኣየድልይዎን እዮም ዘሎናዮ እኹል ተመኩሮ እዩ። ኣነ ግን ዮናታን ሓወይ ንርእስኻ ክትሓታ ዘሎካ ዝመዝለኒ ነቲ ኣብዚ ደንበ ፍትሒ ዝበሃል ኣብ ገግዚኡ ዝወሓዘ መንእሰይ ብኸመይ እዩ ገዲፍዎ ኢልካ መልሲ ክትረኽበሉ እንተትፍትን ጽቡቕ ይመስለኒ። ምስ ሙሉእ ኣኽብሮት ብዙሕ ግዜ ክከታተለካ ከሎኹ እቲ ሓቂ ኢልካ እተቕርቦ ስለ ዝገርመኒ እየ። ኣነ ትግርኛ እየ እቲ ጠንቂ እንተዝነግረካ ንዕኡ ጎሲኻ ክትከይድ ከምትፍትን ምኽንያቱ ኣብ ማስሜድያ ከም እትሰርሕ ሓዉ ክሳብ ሕጂ ኣትፈልጦን ኢለ ስለ ዘይግምት። እተደኣ ኣባይታ ዘሎ ብምጥቃም እየ ሓቂ ከቕርብ ዝፍትን ኢልካኒ ግን እሞ ከመይ ደኣ እቲ ዝኸውን ዘሎ ዘይተረኣየካ፧ ኩሉ ራኢና ንምውዳቕ እሰያስ ጥራይ ዘይኮነስ ሃገርን ህዝብን ዝዕቅብ ሰላም ፍትሒ ከንግስ ዝኽእል መንግስቲ ኣብ ምቋም ይኹን ይብል የቐንየለይ።
@samsomyohannes2151
@samsomyohannes2151 2 ай бұрын
ለመጽመጽ ኢዪ ክገብር ዘይክእል ወለል ይብል ትም ኢሉ።😢
@BergedNhameduFthawi
@BergedNhameduFthawi 2 ай бұрын
ሞኬ ሓውና ዋላ ብሓሳብ ኣብ ሓደ ኣይንሃሉ፡ በዚ ሕጂ ጀሚርካዮ ዘለካ ምስ ውድባት ኮንካ ሓሳብካ ክእለትካን ትህበሉን ትወቅሰሉን ምሉእ ክብረትን ኣለኒ ኣባካ፡ ናዓና ዘድልየና ኣባናን ምሳናን ኮይኑ ዝሙጉተናን ዝነቅፈናን ዝምህረናን እዮ ዘድልና'ሞ ኣጆካ ቀጽሎ በርትዕ።
@jossitomi9321
@jossitomi9321 2 ай бұрын
ዮናታን ግን ንምንታይ ንኩሉ ሰብ ኣሳትፊ ዘይኮነ እዚ ረድዮ ኤረና ። ዋላ ሓሳባቶም ኣይትሰማማዓሉ ዓዲምካ ብድሃዮም ሕተቶም ። ካብ ምኒን ረሓቁ ዕድሞ ን ውፉይ ስለምታይ ዝበል ሕቶ ኣቅርበሉ ኣብ ጀርመን እንዳ ተቀምጥካ ዲክታቶራት ኮንኩም ት😂ሕዝኑ
@eliudwegihu1966
@eliudwegihu1966 2 ай бұрын
ሞኬ ካብ ጥኒን ምባል ውጻእ
@solomonliza
@solomonliza 2 ай бұрын
ዮናታን ብጣዕሚ ጽቡቕ ሕቶታት ኢኻ ኣቕሪብካሉ ስለዚ ቀጽሎ በርትዕ ። ሞኬ ግን ናይ ቃላት ዋሓለ ዳኣምበር ካልእ ዝርኣናሉ የብልናን ።
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 2 ай бұрын
ዝገርም እዬ:: ቃላት ደራሪብካ ኣሽሙር ዝበዝሖ መፀፀፅ
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 2 ай бұрын
ሞኬ ፈቲካ ፀሊእካ ውፍይ ጎስጊሱ ዝኣከቦም መንእሰያት ኢካ ክትጋስዮም ትፍትንዘለካ:: ስለዚ ካብ ምውርዛይ ምስቶም ነዚ መንእሰይ ይመርሑ እዬም ትብሎም ኣባላት ተማከር : ጌጋ እንተለዎም ርእይቶካ ሀቦም ብቀጥታ ረኪብካ:: ምውርዛይ ኣቋርፅ::
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 2 ай бұрын
እወ ጽቡቕ ኣስተውዒልካሎም ኣለኻ፥ ሓታቲ፥ ጽቡቕ ናይ ህዝቢ ሕቶታት ሓቲቱ ኣሎ ተሓታቲ - መድረ ጥራሕ-ወረጃ ማዕዶ እዩ!!
@matyas9926
@matyas9926 2 ай бұрын
መኮነን ጸሃየ እቲ ቡሉጽ መንእሰይ ።
@netsaseb6445
@netsaseb6445 2 ай бұрын
mekonen you so smart eti tsegem yonathan kirideaka zikeal hangol yebilun reisi emni iyu.
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 2 ай бұрын
ኣይ ተነይርይለይ ሲ ተመይትለይ ትብል ዓባየይ:: ተረዲኡካ ምካኑ እዬ ንዓካ:: እንተተረዲእካ ደኣ እቲ ፀርፊ እንታይ ኣምጸኦ::
@netsaseb6445
@netsaseb6445 2 ай бұрын
@@peacetotheworld1737 abayka hiteten lebam ade iyen adena.
@lidyatumuzghi204
@lidyatumuzghi204 2 ай бұрын
ዮናታን ኣይ ትጋገ በዓል እዚ ነዛ ተፈጢራ ዘላ ሚፍልላይ ንስኩም ኢኩም ንኩሓት እቲኦም ጸበብቲ እንዳ በለ መሊሱ ክፈላሊ ዝመጸ ፡እቶም ተፈንጭሎም ዘለዉ ኣሕዋት ድማ ሕቶ ኣሎና ኢሎም ተፈንጭሎም ኣሎዉ ግን ካብ ብበዓል መኮነን ለማጽ ክምርሑ ሱክ ምባል ምሓሾም ይብል
@samsonbereket2392
@samsonbereket2392 2 ай бұрын
ካብ ብሰልጠነ ምምራሕ ከይሓሸ ኣይተርፍን።
@NegashZewde
@NegashZewde 2 ай бұрын
የኒ ከማካ ተዝኮኑ መሳርሕትካ ኣዙይ ጥኒን ሳንቲም ኣበርከተሉን ነዙቃልሲ ኣብ ገዙኡ ኪኑስ ዕቡይ
@yohannestesfamichael2404
@yohannestesfamichael2404 2 ай бұрын
Hasawi
@big_nate25
@big_nate25 2 ай бұрын
Junta puppet🧤🇪🇷
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 2 ай бұрын
አብ ጉዳይካ መን ክዕድመካ ደሊኻ? ንኹሉ ክፉት እዩ እኮ ተባሂሉ.
@danielteame4033
@danielteame4033 2 ай бұрын
እዚ ወዲ ሰለስተ ቃለ ምሕትት ሰሚዒዬ መዕዘምዘሚ እዪ ከም ተዕዘብክው ጽልኢ ውፎይ በየነ እዪ ዘለው ውፎይ ግን ሰሪሑ እዩ ተቀባልነት ብመንእሰያት ረኪቡ ንስካ ግን ዘድህበልካ ስለ ዝስአንካ አንጺር ቃልሲ ብአሽሙር ተንአእሶ አለካ ሰሪሕካ አርእየና አይተዕዘምዝም በካያ
@habtebeyene5402
@habtebeyene5402 2 ай бұрын
ትም በል ዋጣ መስፍን ንሓርነት ዝቃለስ ዕድመ ኣየድልዮን ኣይትለኽብጥ
@akiyor3615
@akiyor3615 2 ай бұрын
ክክክ ወይለይ ንባዕልካ ፈሪስካ ኣሎካ ፍሊስጤም መሲልካ 😂
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 ай бұрын
Mokinen join bright future
@yohannestesfamichael2404
@yohannestesfamichael2404 2 ай бұрын
Mnin kitble akiluka
@Eritreyan
@Eritreyan 2 ай бұрын
Kkkkkkk aletweyan seb kab ekli yesfer Ngrely eba men konka ika befuley ketedem zerbeus belu yefreso😅😅😅
@binyammehreteab8598
@binyammehreteab8598 2 ай бұрын
ኣነይ ሓቂ ዘረባ ክንደይ ኢንተርቪ ሰስሚዐዮስ ኮለል ክብል ድየርድኣካ ጸገም እንተሎ እዙ እዙ ጸግም ኣለዎ ቀቢጸዮ 😂😂
@samuelnegassi1972
@samuelnegassi1972 2 ай бұрын
ከም ኩሉ ግዜ ጥኒን ንውልቀ ሰባት ጸሊእካስ ኣምሲልካ ነዞም መንእሰያት ተጎቲቶም እዮም ዝከዱ ትብሎም መጀበርያ ሓሳባትካ ንጹር ኣይኮነን ሓንሳብ ናይ ዝሓለፈ 2 ዓመት ቃልሲ ውድቅት እዩ ነሩ ትብል ተገምጢልካ ከኣ ቅኑዕ እዩ ትብል መጀበርያ ከም ውልቀ ሰብ ናትካ ሓሳብ ኽህልወካ ባህሪያዊ እዩ ሓሳበይ እይተቀበልዎን ኢልካ ግን ምስ ህዝቢ ክትበኣስ ቕኑዕ ኣይኮነን ።
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 ай бұрын
ክክክክክ ኣየ ዮናታን እሞ ጆን ብላክ ጀነራል ትብሎ ዝነበርካ ኣበይ ኣሎ እድሕር ሕጋዊ እንተኾይኑ ለኽባጥ
@elduAbraham
@elduAbraham 2 ай бұрын
Blux hasab❤❤
@tesfalemtesfamariam2387
@tesfalemtesfamariam2387 2 ай бұрын
ሰላም ዋላ ብዕላማ ምሳካ ኣይሰማማዕ ከም ኤርትራዊ ኣተሓሳስባኻ ግን ኣይጽላእክዎን ንውሕስት ኤርትራ።
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 ай бұрын
ባቡላ ካኣ ኢልካ ዝዕበየካ ኣቦኻ እዩ ባቡላ ክክክክክ
@kibromsolomon5613
@kibromsolomon5613 2 ай бұрын
Ab gedam znebr bahtawi papas mexebeqelka nieru!!
@yohanneshaile8904
@yohanneshaile8904 2 ай бұрын
Yonetan ezi hawna kabmsrah bkalat kfelasef eyu zftn.yehzn.
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 ай бұрын
ክክክክክ ኣየ ዮናታን ሎቁማጽ እድሕር ሕጋዊ እንተኾይኑ ድኣ ጆን ብላክ ኣበይ ኣሎ ?
@ሰብደየለይ
@ሰብደየለይ 2 ай бұрын
ካድርነት ብናቕፋ እንተጀሚርካ እልቢ ዘይብሉ ናይ ሕልሚ ህውተታ ኢኻ ተዘውትር.
@eri-creative4918
@eri-creative4918 2 ай бұрын
Mekonen you’re just yapping. You’re just mad you’re not a leader
@yohannestesfamichael2404
@yohannestesfamichael2404 2 ай бұрын
Yoni don't waste ur time
@Ae91scd
@Ae91scd 29 күн бұрын
ዮናታን ንፉዕ ነዚ ምስሉይ ህግደፍያዊ ንብርጌድ ንሐመዱ ዘናሹን ዘናአእስን ትብድሆ አለኻ : ጣቋ ዘረባ አልግስ በጃኻ አይትወራዘ : አይተዓደምኩን እሞ አኼባ አይከድኩን ይብል : በጃኻ ዮናታን ነዚ ሰብ እዚ ከይትዕድሞ:: መን ገምጋማይን አራማይን ጌሩኻ ? " ሐደ ሐደ ጊዜ ዂናት መጸውዒ ሰላም እዩ" " የማነ ባርያ" ብርግጽ ንስኻስ ( መዀነን) መጽሐፍ ጺሒፍካ ኢኻ:: መዀነን ፎኺስን ህግደፍን ኢኻ :: ገጢምናካ አለና:: ንስኻ ኢኻ ሕሙም ሐሳዊ
@butsuamlakkibreab8924
@butsuamlakkibreab8924 2 ай бұрын
sorry to say that. mokie ab kulu interbiewu yiketatelo eye. gin wele hanti content yeblun,malet philosophical words teteqimka chrismatic kitkewin eyu ember fre yeblun. dehar etom,kulom,kem,gudlet elu zeqrbom ezom teqalesti b gensebom,b gulbotom,b aqmom eyom,nezi emba zikone,sireat zigetmwo zelewu manm seb halafnet hibu zieazezom,yelon. ab bahri konka mihnbasn ab dendes koinka miezabn bebeynu eyu. slezi nesteweel teqalesti reqiq hasebti,mesilom hgdef yeatwuna keyhlwu mistweal yedlyena alo. kefilawi hanatsi rioto zihib eyu zedlyena zelo ember abey aka aber abey ala meetewi neqae abey ala gudletom enda bele ketsryekum,zibl gin aytaqan.
@tesfalemhaile080
@tesfalemhaile080 2 ай бұрын
እዚ ወዲ ኣብ ዉሽጡ ብርትዐ ክቕይር ዝኽእል ሓይሊ ኣሎ ግን ፈሊጠ እየ ባሃላይ ንናይ ዉሽጡ ሓይሊ ሸፊንዎ ከይወድቕ የፍርሕ። ቀዲሙ ንኹሉ ከዋህልል ይግብኦ ፡ ንኽሎም ክሓትት ይግብኦ፡ብድሕሪኡ ወገን ይሕዝ። ስሚዒት ተቓለስቲ ከየንበብ ምስዝኾነ መሪሕነት ከይተራኸበ ብማስሜድያ ዝኸይድ ዘሎ ፈላላዪ ሓሳብ ተጸልዩ ክቕይር ኡፍትን ኣሎ። ገጋ መንገዲ ሒዙ ኣሎ። ኣብዚ ዝብሎ ቃል ኩሉ እንተ ርእና ንቶም ሓደ(20) ላዕሊ ይሰቅል ወይ ይሙጉስ ነቶም ሓደ ድማ(16) ታሕቲ ጌጋኛታት ወይ ብዉሑድ ዝምራሕ፡ ወይ ንቕሓት ዝውሓዶም ገሮ ናይ ባዕሉ ካታጎሪ ኣቐሚጡ ኣሎ። በዛ ዝኸዳ ዘሎ ክጋጮ እዩ ዝስዕቦ ምስ ስኣነ ምስ ህግደፍ ክትዓራረኽ እዩ። ምኽንያቱ ፈላጥ እየ እሉ ነብሱ ኣብ ላዕሊ ስለ ዝሰቐላ ንሰብ ዉን ይኹንን ስለ ዘሎ ዝስዕቦ ኣይክረክብን እዩ። ከይዱ ከይዱ ምስ ህግደፍ እዩ ክዕረቕ። ከም ሰብ ምኽሪ ዎስ ክብሎ፡ ቀዲሙ ንኹሉ ኣባል በርገድ ንሓመዱ ይጋገዩ ኣይጋገዩ ህርመት ልቦም ክሰምዕ ኣለዎ ኣበይ ይሃልዉ ብዘየገድስ ይፋላለዩ ኣይፋላለዩ። ኣበይ ገጋ ኣሎ ክሕግዞ ስለ ዝኽእል እንተ ዘይኮይኑ ግን በዛ ሕዝዋ ዘሎ መንገዲ ዘንቅሖ ሰብ የብሉን ደኺሙ መዕቆቢ ክረክብ ናብ ህግደፉ እዩ። ኣዝዩ ብርቱዕ ስሚዒት ጥራይ እዩ ዘለዎ ልዝብ እልካ ስሚዒት ተቓላሳይ ምንባብ ከድልየካ እዩ።ብድሕሪኡ ነታ ዝኸዳ ንእሽቶይ መንገዲ መሪሕነት ይኹን ኣባላት ክረዲት ሃብ ብድሕሪኡ ክትቕይር ትኽእል እኻ።
@mikaeletsegai5099
@mikaeletsegai5099 2 ай бұрын
Ata ezi yenatan nayzi mokie tigrigna kebdewo entay yeblo alo keman ayredeon alo yonatan mukwam malet neaka emni medrbay try eya
@solotess5624
@solotess5624 2 ай бұрын
Yoni don’t waste your time he’s zero nothing sorry to say that but you know why he’s not coming because he’s seraye that’s all
@MikeKahsai
@MikeKahsai 13 күн бұрын
ሞኪዬ ናይ ብሐቂ ቁኑዕ ትንተና! ዬናታን እቲ ናትካ አረአአያ ዝንቡል ኾይነ ረኺበዮ! Mekonnen; your narrative is great and on spot. I am ready to work with you & your likes. Let me know brother! Kudos!
Não sabe esconder Comida
00:20
DUDU e CAROL
Рет қаралды 49 МЛН
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47
小丑家的感情危机!#小丑#天使#家庭
00:15
家庭搞笑日记
Рет қаралды 37 МЛН
How the Most Elite Spy Agency Operates
22:42
Newsthink
Рет қаралды 2 МЛН