No video

ኣድናቆት ኣምበሳደር ሃይለ መንቆርዮስ ኣብ ልዕሊ ፕረሲደንት ኢሰያስ

  Рет қаралды 36,651

AAN MEDIA NETWORK

AAN MEDIA NETWORK

Күн бұрын

ኣድናቆት ኣምበሳደር ሃይለ መንቆርዮስ ኣብ ልዕሊ ፕረሲደንት ኢሰያስ
#aanmedia #eridronawi #eritrea #ethiopia #egypt #uae #sudan #china #somalia #russia

Пікірлер: 85
@elsatewolde3652
@elsatewolde3652 Ай бұрын
ፈጣሪ ይባርኽኩም። ነቶም ጽቡቕ ከይርኣዮ ንጽቡቕ ህዝቢ ዝሓለፉ ስውኣትና ክብርን መጎስን
@danielghebre4511
@danielghebre4511 Ай бұрын
ፖው ይበል ኣገላልጻ ማቲ ዓርኪ ቢኒ ናይ ብሓቂ 👏👏 ሞራላዊ +ህዝባዊ = ሃገራዊ
@tsigeredahaile6785
@tsigeredahaile6785 Ай бұрын
WEL COME AAN THE TRUETH MEDIA AND THE VOICE OF ERITREA
@abrahamtcabo9590
@abrahamtcabo9590 Ай бұрын
This media comes very atractive and popular ❤❤❤❤❤❤❤
@eyassutesfay6196
@eyassutesfay6196 Ай бұрын
Go AAN!
@sultanibrahim2179
@sultanibrahim2179 Ай бұрын
Welcome AAN 💯 🇪🇷
@marssemay69
@marssemay69 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ናይ ጋዜጠኛ ድምጺ🇪🇷
@negashsirage8451
@negashsirage8451 Ай бұрын
❤እንኳዕ ሓጎሰና ደቂ ኤርትራ
@Martha-q3t
@Martha-q3t Ай бұрын
Mati Negero dea. 🇪🇷🇪🇷Asmayo Ayedelyenan gizu halifu Etio🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 Ай бұрын
congratulations Bini Eritrea Eritrea Eritrea❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hussenhassan3189
@hussenhassan3189 Ай бұрын
Merhabae wedi ereyy jogina 👍🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
@marssemay69
@marssemay69 Ай бұрын
🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷
@desieghide5396
@desieghide5396 Ай бұрын
Congra bini and all Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 people 🎉🎉🎉
@eriasmara4218
@eriasmara4218 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@micaelsolomon1472
@micaelsolomon1472 Ай бұрын
ሃይለ መንቄሮስ ገና ነታ ስልጣን ንምርካብ ዘይፈቶኖ የለን። እት ምስ ወያነ ዝገብሮ ዝነበሮ ካይአኽሎ ሕጅ ካአ ናይ ፈደረሽን ባንዴራ ሕዝካ ምምዳር።ንምንታይ እዩ ሰባት ከም ፊደል ዝቆጸረ እናሐሰቦ ምስ በጋሚንዶታት ተአኺቡ ነብሱ ዘዋርድ ናይ ጡሩታ ፖሎቲካ ኸምኡ ድዩ ።ገፈጥ ዝኾነ ሰብአይ።
@Asmara1991
@Asmara1991 Ай бұрын
ዝተፈቶኻ ህዝቢ ኤርትራ !!! ሕጂ ከኣ ከምቶም ዝቀደሙ ምሁራት፡ ከደዓት፡ ሃደምቲ፡ ደቂ ሃገር፡ ኣብዚ እዋን'ዚ ከኣ ሓደ እንሆ ቅልቅል ቅልቅብል ክብል ጀሚሩ ኣሎ'ሞ፡ ከየዳነግረኩም ተጠንቀቁ። ህዝቢ ኤርትራ ብደጋጋሚ ጻዊዕት እዚ እዩ፤ "ዝተፈተኹም ደቅና፡ ብትም ህርትኹም ከምኡ'ን ሓደሓደ ንሃገርኩም ዝገበርምዎ ኣበ ርክቶ ከኣ ኣይረሳዕናዮን።ነቲ ኣብ መወዳእታ ዝፈጸምኩ ሞ ክድዓት ሃገር ከኣ፡ ኩሉ ግዜ ካብ ልብናን ሓሳብናን ፈሊናዮ ኣይንፈልጥን።ግና ሓንቲ መዓልቲ፡ ብጌጋኹም ተጣዒስኩም፡ ንሃገርከምን መንግስትኹምን ይቅረታ ጠይቅኩም፡ ምስ ህዝብኹ ም ክትጽንበሩ ቁሊሕ ካብ ምባል ኣቀሪጹ ኣይፈልጥን' ዝተፈታኹም ኣሕዋት፤ እታ እንኮ መገዲ ግና፡ እዛ ኣብ ላዕሊ ዝጠቀስኩዋ ጥራይ እምበር፡ካልእ ብሕጓ ዝእቶ የልቦን። ብድሓን ምጹ።
@wedibalila2130
@wedibalila2130 Ай бұрын
ዮሃና እንቛዕ ሓጎሰና መንእሰይ ኤረትራ ኣብ ኩሉ መደያት ዑውት እዩ ካብ ቀደም ስፖርት 3:15
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 Ай бұрын
Congratulations Eritrea
@abrahamtcabo9590
@abrahamtcabo9590 Ай бұрын
Nice
@rovelkidane1331
@rovelkidane1331 Ай бұрын
❤🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷
@yoabredseaeritrea4608
@yoabredseaeritrea4608 Ай бұрын
Congura all eritrean ❤❤❤❤
@fthawi2218
@fthawi2218 Ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gilayhaile7644
@gilayhaile7644 Ай бұрын
Hagosna meglexi yeblun. 🎉🎉🎉🎉🎉
@sarajoh313
@sarajoh313 Ай бұрын
Congratulation Bin ❤🇪🇷🎉
@elenaamanuel3873
@elenaamanuel3873 Ай бұрын
🇪🇷🇦🇿♥️♥️❤️
@eritech
@eritech Ай бұрын
ንባዕሉ ሰራቂ።
@zerithadgu832
@zerithadgu832 Ай бұрын
Amen wrdi Erey💚💚💚🇪🇷💚🙏💚💚💚💚🇪🇷💚💚🙏🇪🇷💚💚🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷
@MehariTekeste
@MehariTekeste Ай бұрын
ሓቅኻ ስዒድ፡ስንኩል ንስንኩል ዝዋቕዑ ብድንኩል ዶ በልካ፡ይበል ኣገላልጻ።
@teklitteklemariam800
@teklitteklemariam800 Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Enque hagosena Congurtulation Deki Rezin Mennet Deki Eri
@benisembel6032
@benisembel6032 Ай бұрын
Viva Bini 🇪🇷🇪🇷👌👌
@FilmonFishale
@FilmonFishale Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@baqr4383
@baqr4383 Ай бұрын
❤❤❤
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 Ай бұрын
Congratulations Bini
@yosiefmhretab4617
@yosiefmhretab4617 Ай бұрын
❤❤❤❤❤ Bini jigna ❤❤❤❤
@esaysemere7c114
@esaysemere7c114 Ай бұрын
አብ ቁርፋ ተዓጺኺ ጥራይ ክትልፍልፊ ዋኺራ ማዳ ኤርትራ ከዳዕ መልሐሰኛ።
@user-vp7vb6pr9g
@user-vp7vb6pr9g Ай бұрын
Congratulations dakie eriey
@RussomGhenregiorghis
@RussomGhenregiorghis Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@edenpawlos6066
@edenpawlos6066 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚘️🌹🌹⚘️⚘️🇪🇷
@benisembel6032
@benisembel6032 Ай бұрын
❤️👍🇪🇷💪🏾
@selahta
@selahta Ай бұрын
"ኤርትራ ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ " ኣገናዕ ቢኒ & PIA 💪🦁🇪🇷✅
@mhertsbGilay-eh1fr
@mhertsbGilay-eh1fr Ай бұрын
selam selam dyu Deron arkiy entay alo hiij dea ❤❤❤❤ Eir
@abebazeray5277
@abebazeray5277 Ай бұрын
💞💞🇪🇷🇪🇷💞💞🇪🇷💚💚💚💚
@bisratghoitom7155
@bisratghoitom7155 Ай бұрын
ማቲ ናይ ልበይ ኣነ ከመይ ጌሮም ኣወዲኦሞ ገሪምኒ ጽቡቅ ጌሩ 7 መስማር ኢዩ የእትይሎም ኣም. ሃይለ መንቆርዮስ ብዙሕ ሰብ ድማ ንሓሳቡ ገዲፎም ኣብኡ ብምርካቡ ጥራይ ክሃርምዎ ፈቲኖም። ብሃቂ ዘሕዝኑ።
@tsigeredahaile6785
@tsigeredahaile6785 Ай бұрын
AAN CONGRATS
@Simbathegreat9
@Simbathegreat9 Ай бұрын
Shame on him. Does he notice that what is infront of him? Failed and fired.
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 Ай бұрын
Aye Haile ab kemzi wediqu mis birged nikhebdu. Wey hisret. I lost respect on him. From Zenith to Nadir.
@EriEri-is2cd
@EriEri-is2cd 29 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷አለኹምዶ ጠፊኹም ስጋ ተወዲቓ ሓመድ ሒዛ ትትስእ ኮይንና ፡ ዓዲ ተኸይትኩም ከይወድቐኩም ብተሓጋስ ደቒ ኤረይ ላይክ እኮ ሂበኩም አይፈልጥን ግን ተኻታተሊኩም ፡ኢየ ። ናይ ድሓዶ ጠፊኹም እንሻላሃ ዓድኹም ከይትኩም ክሰምዕ፡ ረቢ ዳሃይኩም ይሃበና ❤🇪🇷🙏 😂🎉
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 Ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@wediere2238
@wediere2238 Ай бұрын
ሲዒዶም እቲ ዘሕዝን ክምዚ ኢሉ ክምድር መሕፈሮ፡ መን ኢዮም ምዕራባውያን ዘፍቅዱን ዘየፍቅዱን ከይንምብርከኽን ኽብርታትና ክንዕቅብ ስለ ንደሊ ከም ኤርትራውያን እንበር ሻሓኒ ኣይንልሕስን ኢና ሻሓኒ ዘይልሕሱ መንእሰያት ኣፍሪና ኣሎና ሞ ሞንቖርዮስ እፍካን ሸረፍካን ሓዝ፡ ዝተጓሕፈ ዲፕሎማት፡ እዚ ኣብውሽጢን ኣብ ቆምሽጢ ብዙሕ ዓመታት ኣህተፍቲፍካ ዓቕመ ቢስ፡ ከዳዕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 Ай бұрын
ሃይለ መንቆርዮስ ከዳዕ ጠላም አበርክቶ ዘይነበሮ አብቃልሲ ይኹን ናይ አንባሳደር ሐላፍነት ዘይተሰከመ ከዳዕ ዉመናይዘር እዩ ።
@okbutekeste3134
@okbutekeste3134 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-rp1rv5vb7w
@user-rp1rv5vb7w Ай бұрын
ሃይለ መንቆሬዎስ ካብ ሰማይ ናብ መሬት ዝነጠብ ጅግና ነበር
@ramandebene1131
@ramandebene1131 Ай бұрын
ምዕራባውያን ድዮም መንግስት ድቅዩሩልና፡ ምዕራባውያን ዶ ኣይኾኑን ኤርትራ ከም ልብያን ሶማልን ናጽነት እንዳ ተገባኣ ምስ ድሕርትን ኣረሜን እትዮጵያ ንረብሐኦም ዝቆረኑና። ከደምት ዝኺንዎም ስርዓት ክተኽሉልና ይኽእሉ እዮም ከም ባዓል ወያኔን ብልጽግናን ኮታ ከም ናይ ገልኤን ኣፍሪቃ ሃገራት።
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e Ай бұрын
Bini 💚💚💚💚
@nate399
@nate399 Ай бұрын
ግደፈና ስከ ለኽባጥ፡ ሓቀኛ ተኾንካ ብዛዕባ ሃይለ መንቆርዮስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝገበሮ ገበናት ክድዓት ቅድም ዘርዚርካ ተዛረብ፡
@sabasimon4736
@sabasimon4736 Ай бұрын
እንቋዕ ሐጎሰና ኤርትራዊ ቢንም ግርማይ ን3ይ ጊቀዳማይ ወጺኡ ብቓዳምነት ብሰላም ምድኡጠዩ ነዞም አብ ኤርትራ መራሕቲ ከኾኑ ዝሐልሙ ድማ ቢንያም አመበሳ ጽቡቕ መልሲ ዩ አብ ኤርትራ ብዙሐት አብ ውሽጢ ሃገር ከመርሑ በቑዓት ከምዘለው ብሩህ ዩ ሞ የቐንየልና ደቂ ኤረይ 🙏🙏🙏👍👍👍👍👍🌷🌷🌷🌷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritech
@eritech Ай бұрын
This conference or sth doesn't represent Eritrea because no Eritrean flag. The blue flag doesn't represent
@fretamaher7215
@fretamaher7215 Ай бұрын
ሀይለ መንቆሮስ ሽርሙጣ ከዳአ መሰአዋል ትሕቲ አድመ ዝሸርሙጥ በነበረ አብ አዲሰ አበባ ምሰ በአል ስዩም መስፍን ክስትይ ክሽርሙጥ አብ አሰመራ ቀቅድሚ ናይ ወይነ ተከሰሱ ነበሩ አሰካሊ ሐፍቱ መስል ደቂ አንስት ኢላ ይዝክሮ
@zemuymeharizemuy3871
@zemuymeharizemuy3871 Ай бұрын
ቢኒ ነብሪ ቢኒ ነብሪ
@5generation581
@5generation581 Ай бұрын
ኣምባሳደር ናይ መን እዚ ኸዳዕ ማንካ ዓጋመ
@michaelt2927
@michaelt2927 Ай бұрын
ሃይለ መንቆርዮስ ኤርትራዊ አይኮነን ----ባዕሉ ዝበሎ ስለዝኾነ ንምንታይ ብዙሕ ትዛረብሉ አለኹም ? ዋጋ አይትሃብዎ !!!!!!!!@
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 Ай бұрын
ሃይለ መቆሬስ ንብዓሉ ኣድነት እድዩ ንኣብነት 2018 ኣብ ኣሜሪካ ምስ ሙሁራን ኢትዮጵያ ኣነ ኣብ ሓሙሳታት ክትምለስ እየ ዝደሊ ኤርትራ ዝበለ ኢዩ ሕጂ ድኣ እንታይ ተረኸበ ብኤርትራ ሕሰቡ ዝብል?በረኸት ሃብተስላሴ ኣነ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ታሓዊሳ እየ ዝብህግ ዝበለ ብሓደ ኢዮም ኔሮም እዞም ከድዓት ኢዮም። ከም ሓላዪ ኤርትራ ኮይኑ ክመጽእ ናዚ ታሪኽ ጉድ ኢዩ 1999 ኣብ ግዜ ኩናት ምስ ስዩም መስፉን ኣብ ኣሜሪካ ክራኸብ ሓደ ሃገራዊ ኤርትራዊ ረኺቡ ኣዋጥሩዎ እዩ ብሂወት ኣሎ ትስብ ከለዚ ሃይለ ጰዳዕ ኢዩ።
@tedrosberhe1850
@tedrosberhe1850 Ай бұрын
ድሮን ሰላም ሰላም....እዚ አኬባ ናይ ዓዲ ጥልያን ስለምንታይ አብኡ ክግበር ተመሪጹ???? ብኦኦምሲ እቲ ጥልያን አብ ኤርትራ ትገብሮ ዘላ ወፍሪ ንምስንካል ዲዮ ዕላምኦም ብኦኦምሲ....ዝገርምዮ😊
@simongrmay9975
@simongrmay9975 Ай бұрын
ወዲ መንቆርዮስ ከም ሰብ ?
@gm5215
@gm5215 Ай бұрын
እንታ ድሮን ነዛ ፍትሒ ክሳብ ክንደይ ርሕቀት ኢኻ ክትክወላ ድሊኻ
@MFish7980
@MFish7980 Ай бұрын
AAN- Media !! ምዕናው ኤርትራ ዘሕጕሶ። ሃገር ንዘዕኑ ዘሎ ስርዓት ዘሞግስ ናይ ዜና ማዕከን!! Please keep up the dirty job !!
@LuelM-jp2xl
@LuelM-jp2xl Ай бұрын
በሊሕ ሰብ ከም ቢንያም ታሪኽ ይጽሕፍ ደናቁር ክአ እምኒ ክዳራበዩ ይዉዕሉ
@johannesafeworki2433
@johannesafeworki2433 Ай бұрын
haile menqeros entay dea kounka wedi berad intay znead alowo bejeka mergem rehso nihishtey kem nay dinosaurie kkkkkkkkkkkkkkkk
@josijosi1566
@josijosi1566 Ай бұрын
ናይ ቢኒ ንብርገድ ንሓመዱ ከ ይምልከተና ድዩ
@user-fc2bh9bb4i
@user-fc2bh9bb4i Ай бұрын
ymlketekum ewe ezi eko sport u arku ❤❤❤
@HolaBruv
@HolaBruv Ай бұрын
Tegaru Zekheno ewe aygdesowmn eyu Eti Eritrawi Gna Yehegson Yegedeson eyu::
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 Ай бұрын
Bini haben hager
@edenrose4380
@edenrose4380 Ай бұрын
Mr Haile👈 shame on him to sit under the Federation flag👈 I hope he knows what the image translated. Rumors on the street suggested that stupid mr Haile preferred Re-unification with Ethiopia🙈🙈
@danielhailu9890
@danielhailu9890 Ай бұрын
ሃይለ ምንቆርዮስ ሓደ ሱሱዕ ነብሱ ዝፈቱ ....ሃይማነቱ እንዳ ቀያየረ ብደቅንስትዮ ዘዳ ናገረ ን ኤረ ተራ ንኽመርሐሕ ቡቑዕ ዘይኮነ ፍጥረት እዩ.....አንታ ንስኹም ደቂ ሕድርትና ን ኤሪትርያ ማለት ን መንግስቲ ኤሪትራ ክትዝልፉ ብ ማቲዎስ ዘልአለም ኢልኩም ት አተወ እንተ ካሓልትን ምንቆርትን ክትኮኑ ኸ ለኹም ክአ ብኻልእ ሽም ትአትው ....ንዝኾነነ ህዝበይ ንቅሓሎም አይንዛነ....
@teklezgitesfatsion256
@teklezgitesfatsion256 Ай бұрын
ለኽባጥ ፈሳዊ
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 42 МЛН
Harley Quinn's revenge plan!!!#Harley Quinn #joker
00:59
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 20 МЛН
How I Did The SELF BENDING Spoon 😱🥄 #shorts
00:19
Wian
Рет қаралды 36 МЛН
Tigray Media Network  ስብሓት ነጋ ኩሉቱ የሕፅብ Aug 4, 2024
45:50
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 42 МЛН