ኣብ መንጎ ህወሓት ካሊእ ምፍልላይ

  Рет қаралды 3,264

Cyber power Tigray Media

Cyber power Tigray Media

Күн бұрын

Пікірлер: 47
@semereberhane3718
@semereberhane3718 11 сағат бұрын
ኤፍሬም ናይ ህዝቢ ውግንናኻ ሓፂብካ ኣፍሲስካዮ ኢኻ እቲ ሓቂ እንዳገላበጥካ ዘይኮነን ዘይተሰርሐን ከምተሰርሐ እንዳምሰልካ ንህዝብና ናብ ዝኸፍዐ ሓደጋ ኣይትእትውዎ።
@befairbalance7507
@befairbalance7507 9 сағат бұрын
Becouse he preaching peace and unity, you want him to preach like debreinklli, sibhatawian corrupted arrogant self-centered self-righteous Shabia sympathizer preaching war
@ftsumbrhanberha3803
@ftsumbrhanberha3803 Сағат бұрын
👍👍👍
@mikiYoni-j9l
@mikiYoni-j9l 10 сағат бұрын
አንተ ግን ምንአይነት፡መሳይ መኮነን ስዩም ተሾመ ነህ ቱልቱላ ምኞትህ፡አይሆንም
@gebremariamzewde8795
@gebremariamzewde8795 6 сағат бұрын
Yes.tigray.yeakla
@zaksum2398
@zaksum2398 5 сағат бұрын
ንጌታቸው ሕቶቶ ብዛዓባ ክፋሊት
@SunT-y6y
@SunT-y6y 10 сағат бұрын
ኤፍሬም እቲ ህዚቢ ካብዞም መራህቲ ምንም ክፅበይ የብሉን እቲ ህዚቢ ተሀባቢሩ ካአልዮም ይግባእ ካለበለዚያ ትግራይ ካፍሩሱዋ እዮም
@AregawiBerhe-fz9bj
@AregawiBerhe-fz9bj 10 сағат бұрын
ኤፍሬም ወግንናካ ኣብ ሰራውት ትግራይ ዘፍርሰ ሓይሊ ጎኒ ምኻንካ ኣነፅርካ ኣለካ በዕል ኪንቃወመካ ኢና ንሕና ካዓነ
@yalemtsegaye4746
@yalemtsegaye4746 10 сағат бұрын
ብርሃነ ጀግና ተጋዳላይ እዩ ከም ናአሃ ብከብዱ ሳይሆን ህይወቱ አሃሊፎ ዝሃበ ጀግና ተጋዳላይ እዪ
@gebmeb1193
@gebmeb1193 8 сағат бұрын
Dadab maheyem
@gebmeb1193
@gebmeb1193 6 сағат бұрын
Hasawi
@berhanedebes5577
@berhanedebes5577 9 сағат бұрын
lifatey tesfa tay tibil aleka aquam zeyblka
@jaf7752
@jaf7752 10 сағат бұрын
ደርሆ በዕላ ነብሳ ወቂዓ ባዕላ ተእዊ ከም ዝባሃ ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ግዜ ኩናትን ጆነሳይድን ዘምፁሉ ሰባት ክሳብ ዘየቃረፀ ሽግርና ክቅፅል እዩ ምኽንያቱ ሙሉእ ወልቃት ኣረኪቦም መፅዬም ተመሊሶም ተፍናቀልቲ ዘይተመለሱ ኢሎም ስልጣን ክምለሱ ዝደልዩ ሰባት ምድጋፈ ህዝብና ክነቅሕ ይግባእ መፃወቲ ሻዕብያ ከይገብሩና ሓደራ ዓወት ንለውጢ ✍️
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 5 сағат бұрын
መጽሓፍ ጺሒፍካ ታሪኽ ምስራቅ ካብ ህውሓት ዝሰርቅ የለን ካብ ስእሊ ጀሚርካ ክሳብ ዘይተሳተፈቶ ውግእ ከም ተሳተፈት ጌራ ትጽሕፍ ኢያ ኣብነት ኣብ ውግእ ባጽዕ ኣይተሳተፈትን ምስክር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ ኣብ ቪኦኤ ኣለካ።
@gebmeb1193
@gebmeb1193 8 сағат бұрын
STOPP STOPP STOPP
@AftomAftom-yi8oo
@AftomAftom-yi8oo 9 сағат бұрын
ኣይተዓደልናን ይገርም ናይ መራሕቲ ሕምቅናን ስንፈትናን ዓለም ተዓዚበና ህፃውነቲ ሓወቲ ብሰንኪ በየነ ምኽሩ፥ ጌታቸው ፥ድብረፅውን ፤ ኣለም ፥ ምንጆሪኖ፥ ጀነራል ፃድቃን ብሕጊ ክሕተትልና ኣለዎም ወይም ይታኣገደልና
@almaz3950
@almaz3950 5 сағат бұрын
ናዓኻ ካብ ምስማዕ ዘይምስማዕ ይሐይሽ።
@zemenhwehat9690
@zemenhwehat9690 11 сағат бұрын
ኤፍሬም ገፅካ ማድያት ስርሕኻ ማድያት ህዝቢ ትግራይ እዩ . ጌታቸውን ፃድቃንን ብሓሶት ዝደገፍካን ዝደገፍካ አይድሕኑን . አይትድከም አይትሓሱ ህዝቢ አይተሻቅል
@halay4067
@halay4067 11 сағат бұрын
ኤፋር ???? እይ ፍልልይ ጥፊኡካ ኢለ ኣይሓስብን!!!!! ናይ ራኢ ፍልልይ ኣለዎም። ጉጅለ ጌታቸው ኣጀንዳ ብልፅግና ኣብ ውሽጢ ትግራይ የስፋሕፍሑ። ትግራይ ሰራዊት ዘየብላ ልምስቲ ተቐባሊት ትእዛዝ ኣብዪ ዘግብር ስርዓት ብ መንገዲ ጌታቸውን ፃድቃንን ንክትግበር ዘተግብር ናይ ዘመና ዘመናዊ ወዶ_ገባ እዩ ኰይኑ ዘሎ። ደብሪጽ ስልጣኑ ኣረኪቡ ኣብ ጉባኤ ኣትዩስ እንደገና ተመሪጹ ኳ። ኣብ ታ ጉባኤ ምስ ስልጣንካ ስለ ዘይትእቶ:ጉጅለ ጌታቸው ሰተት ኢሉ ሃዲሙ። ስለ ዚ ስልጣን መንዩ ዝናፍቕ ፈላልዩዎ!!!!!
@SagolPagol-p3f
@SagolPagol-p3f 7 сағат бұрын
ለኻብጥ መባራዕቲ ኣይትኹኑ ሓሲኹም ተምፅእዎ ገንዘብ ሓዊ ምኳኑ ኣይትረስዑ
@frehaimanotmebrahtu
@frehaimanotmebrahtu 6 сағат бұрын
ክተባእሱና ዲኹም ዓዕ 'ዳበልኩም ትውዕሉ??? ኣብ ትግራይ እኮ ንሕና ኢና ዘለና
@WediMemher
@WediMemher 6 сағат бұрын
ሓሳዊ
@yalemtsegaye4746
@yalemtsegaye4746 10 сағат бұрын
ችድ
@actttig9753
@actttig9753 3 сағат бұрын
መዋቕዒ ሚድያ ፈስፋስ
@samsam-nm1cp
@samsam-nm1cp 43 минут бұрын
ታዐረቁ ኢልካ ትዛረብ በቲሐደወገን ካአ ከም ሚኪ ትግራይ ዝመሰሉ ሐሰዉቲ ፈላለይቲ አብ ምዲያኻ ተምጽእ
@menemoyfelto1510
@menemoyfelto1510 8 сағат бұрын
ንስኻስ ህዚ ኣብ ጎኒ ህዝብኻ ደው ለይትብል ጸግዒ ገታቸው ኮንካ ተዳኽር ዘለኻ ሞራል የብልካይ ሰላም ግበሩ ክትብል ኤፍሬም
@AzizAbraha-c1x
@AzizAbraha-c1x 10 сағат бұрын
sirah keyserih diyu kikilkel zelewo weyim gega teserihu eyu kiwikes zelewo?
@MehariWeldu-vv2sx
@MehariWeldu-vv2sx 7 сағат бұрын
ጌታቸው ኣነ የ ህወሓት ኢልካ ንፍሓለይ ኢሉ ገንዝብ በቲኑልካ ግን ምስ ፈሸልካ አጀንዳ ምስ ሳኣንካ ዶ አብ 3 ተገሚ ዖም ምባል ጀሚርካ አየ ትግራይ ዓደይ ንስኻ ኢሉ ጋዜጠኛ ይሕዝን ፡ግን ሓደራኻ አብ 4 ተገሚዓ ከትብል በጃኻ
@kibreabhabte7123
@kibreabhabte7123 11 сағат бұрын
ኤፍሬም ግን እንታዩ ጸገምካ?? ይኹን አይኹን ገና እንተዘይፈልኩ እኳ ቲ እትምነዮ ዲኻ ትነግረና ዘለኻ??❤❤❤
@BrhaneGselase
@BrhaneGselase 9 сағат бұрын
ዝተፈላለየ ሓሰብ ክቀርብ የብሉን ድካ ትብል ዘለኻ
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 8 сағат бұрын
ሓባል ከትብለኪ ሓባል በልያ ቀድምያ::
@actttig9753
@actttig9753 3 сағат бұрын
ሚዲያ ርኹስ ሚኪ ራያ ኤፍሬም ንስኻኸዓ ሐደ ሐሳዊ ፀረ ህወሐት መጋጨዊ ልኡኽ ኢሳያስ ኢኻ መላኽዒ
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 10 сағат бұрын
Leave Eritreans women alone, they were celebrating peace that was in 2018. Stick with Tigray disaster please.
@HaeylomDesaley
@HaeylomDesaley 8 сағат бұрын
ኣፍቲ ጉባኤ ዘካየደ ኣፋላላይ ከምዞሎ ኣምሲልካ ኣይተዛረብ የለን ኣፋላላይ ኣይቲሓሱ መጋደዲ ኢኻ ኤፊ ሓደ ቁዋምካ ኣፍልጥ እንተዘየኾኑ ግን ሞንጎኛ መሲልካ ፀረ ሕዋሓት ኣይቲክድ😅😅
@halay4067
@halay4067 11 сағат бұрын
ህወሓት ብ ገምጋም እናተጨፍጨፈ ዝመጽ ዝወርድ ዝሽየምን ብመትከሉ ዝቕፃዕን ዝምእዘዝን ውድብ ዩ።
@michelle-i7o
@michelle-i7o 10 сағат бұрын
ኤፍሬም አቢይ ወደብ ዓሰብ ደልዩ ትብል እንተድአ አለኻ ልክዕ አለካ ግንኮ፣ ቀደም በዓል ጻድቃንን ገብሩ አስራት አበበ ዶ አይኮኑን ካብ 1998 ጀሚሮም ዓሰብ ናይ ኢትዮጲያ እዩ ዝብሉ ዝነበሩን ዓሰብ ንምሓዝ ኩናት ዝመርሑን ሕጂ ውን ሰራዊት ፌደራል አብ ዶብ ትግራይን ኤርትራ ክአቱ አለዎ እንዳበለ ጻድቃን ዝዛረብን ኩናት ምስ ኤርትራ ዝቁስቁስን ዘሎ፣ስለምንታይ ብዛዕብኡ ገለ ዘይበልካ፣ ሓቂዩ ንትግራይን ኤርትራን ሰላም ምግባር እንተተኻኢሉ ውን ሓቢርካ ምስራሕ አገዳሲ ኔሩ እንተኾነ ነቲ ቀዳማይ ደላይ ኩናት ንጻድቃን ዓገብ ክትብል ምተገባአካ ግን ሸለል ኢልካዮ ነቲ ሓደ ጉጅለ ትወቅስ አለኻ፣
@GilhatBCS
@GilhatBCS 6 сағат бұрын
Can u ask prosperty party if they function as govt and party separately? U r far from reality! Tigrai is region the central govt has to have a policy before the others! U r very very far from reality good u coming with a prespective but look at what is the reality
@LuelSequar
@LuelSequar 8 сағат бұрын
Efrem layer
@zaksum2398
@zaksum2398 5 сағат бұрын
ሓቂ ዝዛረብ ኣይትፎትን ኤፍሬም
@RobRobRob-c7b
@RobRobRob-c7b 10 сағат бұрын
Eframe. Nay.banda. media
@AregawiBerhe-fz9bj
@AregawiBerhe-fz9bj 10 сағат бұрын
ኤፍሬም ወግንናካ ኣብ ሰራውት ትግራይ ዘፍርሰ ሓይሊ ጎኒ ምኻንካ ኣነፅርካ ኣለካ በዕል ኪንቃወመካ ኢና ንሕና ካዓነ
@AregawiBerhe-fz9bj
@AregawiBerhe-fz9bj 10 сағат бұрын
ኤፍሬም ወግንናካ ኣብ ሰራውት ትግራይ ዘፍርሰ ሓይሊ ጎኒ ምኻንካ ኣነፅርካ ኣለካ በዕል ኪንቃወመካ ኢና ንሕና ካዓነ
@hakieye5649
@hakieye5649 6 сағат бұрын
you will never bring anything already your backward organization is dead.
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
00:31
Лютая физика | Олимпиадная физика
Рет қаралды 4,8 МЛН
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
Массированный удар РФ по Украине в Рождество
1:06
Euronews по-русски
Рет қаралды 151 М.
ሩሲያ የገና ሰሞን እሳት ማዝነብ ጀመረች | ሀገሬ ቴቪ
8:04
ሀገሬ ቴሌቪዥን Hagerie TV
Рет қаралды 2,4 М.
በፈረንጆቹ ገና ዋዜማ ሩስያ ለዩክሬን የሰጠችው ስጦታ ምን ይሆን?
26:53
የምፅዓቱ አዋጅ ነጋሪ Awaj Negari Official
Рет қаралды 428