"ኣብ ቀውጢ ዝግነ ኣቦ ዙ!"

  Рет қаралды 14,195

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Күн бұрын

ኣብ ከተማ መቐለ ተወሊዱ ዓብዩ፤ ንዓመታት ኣባል ሰራዊት ኢትዮጵያ ኮይኑ ምስ ኣገልገለ ኣብ ልዕሊ ህዝቡን ዓዱን ንዝበፅሕ ወራር ፅንተት ንምምካት ጥቅምቲ 2013 ዓ/ም ናብ ሰራዊት ትግራይ ተፀምቢሩ። ብርክት ኣብ ዝበሉ ከበድቲ ዓውደ ውግኣት ኣትዩ ተዋጊኡን ኣዋጊኡን። ሰራዊት ተግራይ ንኸተማ መቐለ እንትቆፃፀር ኣብ ወፍሪ ኣሉላ ዝማረኻ ዙ23 ሒዙ እናሽከርከረ ብሚድያታት ተራእዩ። ነፈርቲ ፀላኢ ንከተማ መቐለ ክድብድባ እንትመፃ ኣብ ሰራዋት ኮይኑ እናተኮሰ ይከላኸል ነይሩ። እዚ ኣብ ቀውጢ ግዜ ዝግነ ኣቦ ዙ ዝኾነ ጅግና ተጋዳላይ ሙሉ ሃይለኪሮስ ይበሃል። ንከታተሎ።

Пікірлер: 164
@geezawi4046
@geezawi4046 5 ай бұрын
ጀነራል ምግበይ ዚበላ ከዘኪረካ፥ ሻዕብያ ሎሚ ተዝወጽእ ጽባሕ ኣዲስ ኣበባ ምኣተና። ስለዚ ዘይነበረ ታሪኽ ኣይትሰንድ
@berhaneteklemicael4880
@berhaneteklemicael4880 5 ай бұрын
ኣየ TDF ኩሉ ግዜ ፈኸራ ሻዕቢያ ድኣ ደም ይሕሪኡኩም እንድዩ።ኣብ ውግእ ትደፍእ ትድፋእ ኢኻ ንስኻትኩም ደምሲስናዮም ወቒርናዮም እንዳበልኩም ንህዝቢ ትግራይ መከራ ተብልዕዎ ኣለኹም። ንሰላም ግዳ ዘይትዝምሩ።
@Eritreana1991
@Eritreana1991 5 ай бұрын
ኣቤት ድንቁርና ብከብድ ብረት ተሂዲሞኻ ድኣ እንታይ ፍትንፍት ኽትዋግኦ። ኣብ ዓዲኹም እዩ እኮ ኣትዩ ንስኹም እኹም ኽትገጥምዎ ኔርኹም 😂😂😂
@ወጊድይሁዳ
@ወጊድይሁዳ 5 ай бұрын
ሻዕቢያ ብሕንጫል ቖልዑ ኣይምዝውንን ኢዩ። ሻዕቢያ ኣብ ኣምዑትኩም ኣትዩ በዓል ኣያኻ ስዩም፡ ኣባይ ጸሃዬ ዝረሽን ብቴክኒክን ታክቲክን ተሰኒዩ ጸላእቱ ሓመድ ዝደብን ኣርካን ውድብ ኢዩ። ፊት ንፊት ደኣ እናሃደምካ ኣበይ ኮንካ ሪኢኻዮ??? ተጋሩ ሊዕሊ ክእለትኩም ኢያ መልሓስኩም።
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 5 ай бұрын
🤣🤣🐀🇪🇷🐀
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 5 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂
@AsmieloveAsm
@AsmieloveAsm 5 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@T.T.R-m9r
@T.T.R-m9r 5 ай бұрын
Wey Tegaru Hasewti Anes Yigermeni ,Kulu mexiu Ane Higina eye Tray Yibil .
@Tihtnay
@Tihtnay 5 ай бұрын
ፕሎት ሜድያ አረ ሕደጉና ብሱሩ ቑስልና ኣይትጉዱኡና እቶም ጀጋኑ tdf ኣብ በረካ ቀርዮም ዮም እፍሊ መሽቃበጥቲ ናምፃኩም ቁስልና ኣይትጉዱና ጅግና ዝኮነ ጅግናየ ኣይብልይ ጀጋኑ ኣብ በረካ ቀርዮም ዮም
@kikigalgerea2015
@kikigalgerea2015 5 ай бұрын
ማለት አይትረድእንይ በሂወት ሲል ዝቁርየሰ ተጋዳላይ አይኳነን ማለት ዴዪ ወይስ ኩሎም ከሞቱ ኔይሮውም ማለት ዴዪ ሐሳብካ አቅምጥ ማዓረይ ?
@Tihtnay
@Tihtnay 5 ай бұрын
@@kikigalgerea2015 ምናልባት ስለ ዘይተጋደልኪ ኢኪ እምበይ ምተረዳኣኪ ኔሩ ጓል ኡኖይ እዚ እዚ ብ ዓጀብቲ ተዓጂቡ ዝጋደል ዝነበረ ሕይዚ ነብሱ ከም ጥሩምባ ነፊሑ ጅግና ክመስል ተደለየ ነኣየ ምንም ኣይመስለንን ብዝያዳ ከኣ ንልተጋደሉ ሰባት ጠይቂ ጀጋኑ ኣብ በረካ ቀርዮም እዮም ካብ ኡ ልሓለፈ ሰንኪሉ እዩ ግን እንታይ ይገበር ብ ጅግንነት ናይ ካልኦት ጅግና ምምሳል ናኣየ ምንም ኣይመስለንን ክንደይ ኣላ ምካድ ዘይትክእል ክንደይ ኣላ ኣእሙሮኣ ልሰሓተት ግን ታማ ክንብል ብቻስ ሰብ ለለዎ ኣራፊዱ ሞተ ዩ ነገራት ናይትግራይ ።
@GdggfFg-k3y
@GdggfFg-k3y 5 ай бұрын
አትም ሰብት ተዛርብው ፈልጥ ከላ ዘትጋድልስ በህወት ከትርፍ የብላምይ ምልትክም ድአይ ወይስ መዛርብይ ሰኣንክም ሕዋይ መዓርይ ወድይ ሃዘብይ ኣንክዓ ብሰልም ተርፍክ ጀጋን
@kikigalgerea2015
@kikigalgerea2015 5 ай бұрын
@@Tihtnayሓወይ ማዓረይ ብሰምዓት ዝኳን ነገር የለን ፍትሓ የድልዮ ድ ተጋዳላይ ትግራይ በደምብ ተበድሎ ድ ተጋዳላይ ትግራይ እወ እና ብሐሳብ እና ምሰ ህዝብን ንረድዳአ ንክእል ሕማቅ ቃላት ዘይመዝረብ እዩ ዘሐየለሸ ዝሓወይ ዝሞቱ አይዋሓድን
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 5 ай бұрын
ስቀበል ለክባጥ ሓሳይ😏
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 5 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Joseph-oc7rq
@Joseph-oc7rq 5 ай бұрын
Melhaskum mechem aytimewitin iya. Mortar ab riesika tekilomlka kem felsi shigurti gena tifikir aloka:
@adiamhaben6933
@adiamhaben6933 5 ай бұрын
ምናልባት ክዳን መከላከልያ ጌሮም ስለ ዝመጽኹም ዝነበሩ ገጊኽሞም ካይትኾኑ እምበር 2ይ ዙር ብዛሌምበሳ ብራማ መን ድዩ ሽረን ዓዲ ግራትን ኣብጺሒኩም ሓሶት ኣይተቕይሕን እያ ተጋሩዎኒ።
@michaelsuper6087
@michaelsuper6087 5 ай бұрын
ንምንታይ መካናይዝ ንጥቐም ክነግረካ ኤርትራዊ ማለት ኢሰራኤላዊ ኢዩ ንሐደ ኤርትራዊ ብ30 ቲግርዋይ ኢና ነራብሖ ኤርትራዊ ኩብር ኢዩ ብምዕዶ ጥራይ ኢና ኸም አናጹ ነርግፍኩም ሕጂ እሞ ሩሰያ ሒዝና 😂😂😂😂😂🎉🎉
@wediweyinking
@wediweyinking 5 ай бұрын
ኣይ ኤርጥሪ ብመከላከያ ኢትዮጵያ ተሓዚልኩም ኣቲኩም ከም ቁማል ከምዝረገፍኩም እባ ኣይትረስዕ መዳበርያ ትግራይ ኢኩም ኮይንኩም 😂😂😂
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 5 ай бұрын
ንምታይ ዳኣ ተሓዚልካ ትግራይ ኣቲካ😂🐀🇪🇷🐀🇪🇷😂😂
@MamuyeNegash
@MamuyeNegash 5 ай бұрын
ሻዕብያ ውን ብዛዕባ ጅግንነት ተዕልሉ ኣለኩም ብሰራዊትኢ/ያ ተሓዚልኩም ኣቲኩምሲ በይኑ ንዝመከተኩም ቲዲኤፍ ክተነኣእስ ሞራል ካቤይ ሬኪብካ
@kibreabkibreab9266
@kibreabkibreab9266 5 ай бұрын
ወይ ትግርኛ ጹሩይ ተዛረቡ ወይ ድማ ጹሩይ አምሕርኛ ደይትዛረቡ።
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 5 ай бұрын
ወዲ ትጥልያን🐒🇪🇷🐒
@Zeleul-f8r
@Zeleul-f8r 5 ай бұрын
እንታይ ይምልከተካ ድቃላ ሽዕብያ ቱሐዚልካ ነፃ ትወጽእ ተሑዚልካ ትዋግእ ጅርካን ማንካ ጭልፋ ትሰርቅ ....
@SenaitKidane-u7l
@SenaitKidane-u7l 5 ай бұрын
ንሻዕብያ💪🏾💯 ብርሑቅ ክትጸርፎ ትኽእል እኻ🥹 ኣብ ግብርን ኣብ ግንባርን ግን ከም ሕልበት ዝወቅዓኩም እዩ: ሃደምቲ🙈🤣
@Erilovetube291
@Erilovetube291 3 ай бұрын
Yes🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪
@LetushGeremariam
@LetushGeremariam 3 ай бұрын
እንካዕ ተረፈካልና ጀጉና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
@BhflhkkCjgjkui
@BhflhkkCjgjkui 5 ай бұрын
ጅግና ወዲ ጀጋኑ❤❤❤
@ከክብከክብ
@ከክብከክብ 5 ай бұрын
ጀግና ወዲ ጀጋኑ❤️💛❤️💛❤️💛💪💪💪💪
@adhanetkidane1567
@adhanetkidane1567 2 ай бұрын
Shabiya jegena nebrelna dea proud to be Eritreawit
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 5 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይሲ ድሓን አንታይ ክገብር ወሪድዎ ውላዱ ኮንኩም ህዝቢ ኢትዮጲያ አንታይ ክብለና ኣይትብሉን ዲኹም? አቶም ሓደ ሚልዮንን ፈረቓን ህዝቢ ኣጥፊኦም ነብሶም ዘድሓኑ ሚሊዮነራት መራሕትኩም ክሕነቑ ይግብአ።
@ትግራይእዩደመይTDF
@ትግራይእዩደመይTDF 5 ай бұрын
ጀግናና እንኳዕ ተረፍካ ጎይታዋይ❤❤❤❤❤
@meazaghirmay6270
@meazaghirmay6270 3 ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@raheldeata8542
@raheldeata8542 5 ай бұрын
ጂጋና ዛ ሐወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AssefuKassa
@AssefuKassa 2 ай бұрын
እንኳእ ተረፍካ ዝሀወይ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@genetkebede3379
@genetkebede3379 4 ай бұрын
Love you. Tigraye. 😍😍😍😍💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💯
@Joe123_
@Joe123_ 5 ай бұрын
ሻዕቢያ ሽሙ ጥራይ ዓቢ ዶ በልኻ ታይማ ኾንካ ታብ ኢሮፕ ታብ ባድመ ታብ ዛላምበሳ ለየውፃኻዮ ሕሾት አይጠቅምይ
@AfeAsrat
@AfeAsrat 5 ай бұрын
Emanka wedey kkk
@asefagerie8506
@asefagerie8506 5 ай бұрын
ያዒሰ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ❤️❤️❤️💪💪💪
@efremhaile4153
@efremhaile4153 5 ай бұрын
ኣታ እዘን ክልል ዓቅመን ኣፈልጣን ኢየን🤣🤣🤣
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 5 ай бұрын
🤣👉🐀🇪🇷🐀
@abrahamgebremariam2290
@abrahamgebremariam2290 5 ай бұрын
እንታይ ኢልካ ህግደፍ መንደፍ
@Eri91M90
@Eri91M90 5 ай бұрын
እዘን ወካሩ ሓደ ኣፉ ብኣሊፍ እንድዩ ክድምስሰም ነይርዎ ሻዕብያ ሸለል ስለ ዝበለን ዓቅሙ ከመይ ከምዝኮነ ኮ ጠፊእዎም ኣይኮነን የግዳስ ሕጂ ካኣ ክምለሰም እሞ፡ከንገርግሩ ኢዩ ዕላምኦም እዞም ገሽላዓት
@Erilovetube291
@Erilovetube291 3 ай бұрын
😂😂😂😂
@yoabredseaeritrea4608
@yoabredseaeritrea4608 5 ай бұрын
Wana medias hurma konka tismani 😂😂😂😂😂
@yoelmulugeta
@yoelmulugeta 5 ай бұрын
Medhen do temsl
@yoabredseaeritrea4608
@yoabredseaeritrea4608 5 ай бұрын
@@yoelmulugeta kkkkk mara eske medhin gn number 50 Chama eya tgebr
@HagerMennet
@HagerMennet 5 ай бұрын
እዳ እኒእየኒ እኒኤዎ በቃ እዙኩሉ ኡይ ሲ ስዒርና ኮይኑ ዋይ ተጋሩ ዲግሪ ብሓሶት
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 5 ай бұрын
👉👉🤣🐒🇪🇷🐒🇪🇷🐒🇪🇷🐒🐒
@samuelTTekle
@samuelTTekle 5 ай бұрын
Every time this interviewer tries to disrespect or discredit SHabia everyone of them told him that the sacrifices they incurred is too little .Because they use heavy machinery
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ 4 ай бұрын
ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻልና ❤❤❤❤
@Erilovetube291
@Erilovetube291 3 ай бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣ሓሳዊ ሎቅማጽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@nananana1404
@nananana1404 5 ай бұрын
ጀግና ወዲ ቶም ጀጋኑ
@TN-ie1yh
@TN-ie1yh 5 ай бұрын
ሻዕቢያ ሃጃማይ ኢዩ።ብርሑቅ ብመካናይዝድ ጥራሕ ኣይኮነን።
@tesfaldetmahari8721
@tesfaldetmahari8721 2 ай бұрын
ሕጂ ብፊልም ብመጽሓፍ እንተ ዘይተሰኒዱ ዝመጽእ ወለዶ ክፈልጦ ኣለዎ ህጂ እንተ ዘይተሰራሕሉ ትርጉም ኣልቦ ይከውን ።ግን ጽቡቅ ስራሕ
@tv3726
@tv3726 5 ай бұрын
ብመከናይዝ ጌሩ ድኩዕ ድኩዕ ኣቢሉ ክትባታተን እንተ ጌርካ እንታይ ኣጋር ሰራዊት ኣድልዩካ😂
@mussieberaki2606
@mussieberaki2606 5 ай бұрын
Anta shaebya. Damp. Hayalwe. Meldusrekn aftihikum. Hasta amelkumendu.
@user-bl1qv3cx7i
@user-bl1qv3cx7i 5 ай бұрын
😅😅😅😅 ሻዕብያ ለዊስ ከም ሑሱም ጆን ባይደን ክትብሉ ከሪምኩም ሲ ሻዕብያ ከም ሽሙ ኣይኮንን ሃደምቲ ፈቀዶ ጉድጋድ ኔርኩም ሕጂ ትንፋስ ምስ ረከብኩም ከም ኣመልኩም ክትሕስዉ ጀሚርኩም
@akliluberhe2404
@akliluberhe2404 5 ай бұрын
እዋይይይ ተጋሩ በቃ ኣኺልኩም ዘየለ ዛንታ ተውርዪ? እሞ እንተደኣ ሲዒርኩም ኮንኩም ሲ እቲ ንልዕሊ 25 ዓመት ዝዘረፍኩሞ መረት ናይ፡ ኤረትራ፡ኣምሓራ፡ ዓፋር ደኣ ተመንጢልኩም? ሕጂ ጆን ባይደን ዘድሕነኩም ከይመስለኩም፡ ጠልቀምቀም ክትብሉ ናብ ኤረትራ ገጽኩም ከይትርእዪ፡ እታ ዘላትኩም ጭራም መረት ክትስእንዋ ኢኹም።
@2468justinbieber
@2468justinbieber 5 ай бұрын
ክንደይ ህጻናት ኣህሊቅካስ፡ እሞ ብዘይ ንጹር ዕላማ ፡ምኩሻሕ ዝምችኦም ደናቁር ፡ ካብ ድኽነት ንውጻእ ደኣ ከይትብሉ ።
@Eri91M90
@Eri91M90 5 ай бұрын
ኣታ ራኣዩለይ ሻዕብያስ ብስም ጥራይ ኢዩ ሓያል ኢልካዮ😂😂 ኣየ ሻዕብያ ከመይ ከምዝኮነት ኢዱ ኣጸብቂኩም ኢኩም ትፈልጥዋ ኣብዚ ሜዳ ግን ክትሕስዉ ስለ ትመጹ ኩሉ ኢዩ ዝፈልጠኩም 3% ኢኩም ሓቂ ትዛረቡ እቶም 97% ክትሕስዉ ኢኩም ኢንተርቪው ትገብሩ ብፍላይ ብዛዕባ ሻዕብያ ከተልዕሉ ከለኩም ሰለሙን ኣይሰምዕንየ ኮ ነስመራ ክከይድ ኢሉ ምስ ብጸቱ ምስተበገሰ ሻዕብያ ብቅድሜና ኢዩ ዘሎ ኢሎም ናብ ኤርትራ ገጾም ዳተዋግኡ ክከዱ ከለዉ ሻዕብያ ግን ኣንፈት ኩናት ኣጸቢቁ ስለ ዝፈልጥ ብቅድሜና ኣሎ ዳበሉ ሻዕብያ ግን ብድሕሪኦም መጽይዎም ኣትኪሎም ክዋጉኡ ኣይካኣሉን እታ እንኮ ዕድል ዝነብረቶም ምህዳም ኢያ ሃዲሞም ካኣ ሂወቶም ኣድሒኖም ስለዚስ ሻዕብያ ቀሊል ዉድብ ኣይኮነን ብቀሊሉ ዉን ዝናዓቅ ኣይኮአነን ዋላ ሕጂ ዉን እተን ዓካሳት ትፍክራ ዘለክን ኣኣብ ገዛክን መጽዩ ከስዕበክን ኢዩ።
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 5 ай бұрын
ኣታ እዚ ሰብ ኣዝማድ ወይ ፈለጥቲ የብሉን ዲዩ።😂 ነዚ ሞያ ኣይትበቅዕን ኢኻ ኣይ ካብ ሕቶኻ ኣይ ካብ ጽሩይ ትግርኛኻ ከምዚ ጠንቋሊ ኮይንካ ኢኻ ትስመዓኒ ።
@Karneshmawi
@Karneshmawi 5 ай бұрын
ፓው እዚ ትብልዎ ዘለኩም ክትሓፍሩሉ ይግብኣኩም, ሻዕብያ ፊት ንፊት ኣይይዋጋእን ክትብሉ ሲ ብከመይ ደኣ ክሳብ መቀለ ደፊእኩም ኣትዩ ? መራሕትኩም ውን እኮ ሻዕብያ ይውጻእ እምበር ንሰራዊት ፒፒ ንክእሎ ኢና ኢሎም ዝመስከሩሉ, ብጣዕሚ ዝገርም , ኣብ ሰረት ሜድያ ኣብ ገድሊ ፕሉስ ኣብ ደስታ ሾው ኬድካ ስማዕ እሞ ሻዕብያ ደፊእና ኣንሳሕብና ዝብሉ ክትሰምዕ ኢካ ዋና ፕሎት ሜድያ , ንስካ ወላ እንተ ሓባእካዮ ሓቅነት ሻዕብያ ካልኦት ቻናላት ግን ኣውጽኤንኦ እየን, ንስካ ትደልዮ ጥራሕ ኢካ ክትሰምዕ ትክእል፡ ሻዕብያ ትፈልጥዎ ኢኩም ብኣኩም ዝግምገም ሰራዊት ውን ኣይኮነን ።
@MamuyeNegash
@MamuyeNegash 5 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተረፍካለና ጅግናና
@jongery8953
@jongery8953 5 ай бұрын
ክክክ መቸም ሻዕቢያ ኣባት ነብስኹም ንዲዩ ሻዕቢያ ስሙ ዝለዓል ከም ዓቢ በዓል ክክክክ i proud of shabiya!!! ሓንቲ ሕቶ ግን ኣላ ባዕልኹም ትብልዋ ሻዕቢያ ተዘይህሉ? ሕጂ ዉን ንሰላም ዘምሩ ሻዕቢያ ሻዕቢያ ጥቕሚ የብሉን ይሓይሽ ትልኩም ግን ታ በትሪ ከም ቀደማ ድሉውቲ ኢያ።
@robi_chita8009
@robi_chita8009 5 ай бұрын
Abiet shaebya mnak hiji 😂😂😂 abtatwa ychenkekum nieras kab shaebya enda hademkn tetka nerkns mortar eyu zwagae 😂😂😂beyenay meantakn mskerebkn ms nay Sawa neashtu nay seleste arbaete werhi ztealemu eko ekin tewagiekn wekaru
@biniamembaye3084
@biniamembaye3084 5 ай бұрын
ሻዕብያ ፊን ንፊት ዘይገጥም ተኮይኑ ደኣ ኣብ 17 ማዓልታት ሃገር ሰላም መን ድዩ ሾኹዕኩም ካብ ደብረ ብርሃን ደኣ መን ድዩ ንመቀለ መሊስኩም ነብስኩም ኣይተታልሉ ተጋሩ ሕጂ ውን ኣገዳሲ ተኮይኑ መንደላይ ኣብ ቦቱኡ እዩ ዘሎ ናይ መልሓስ ፈከራ ብዙሕ እዩ ዋጋ ኣክፊልኩም
@ephremgebrehiwot485
@ephremgebrehiwot485 5 ай бұрын
ፈሲ! ንስኽን ደኣ ሻዕብያ ክትግምግማ ኣይ ኮነን ትግርኛ ብስሩዕ ክትዛረባ ዘይትኽእላ ምልሻ ኢኽን። ምጻ ዓሊተና ዓይጋ ኣብ መረቱ ኣሎ። ደሞዝክን ሒዝክን ክትከዳ!
@سايمانيلمان
@سايمانيلمان 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@iskatl1098
@iskatl1098 5 ай бұрын
ቀሻዕብያ ብስምዩ ሓያል ዶ ኢልካ ሓቀይ ከም ዝበልካዮ እንተ ዳኣ ኮይኑ መን ደኣ እዩ ዕጥቂኻ ኣፍቲሑካ መስደመም ዘረባ ኣነ ደጋፊ ህግደፍ ኣይኮንኩን ግን ቅጭ ዘምጻኣልለይ ቃ ል ክሰምዕ ኣይደልን።
@alemefem5459
@alemefem5459 5 ай бұрын
ሰራዊት ትግራይ እወ ሰራዊት ተጋደልቲ ናይ ትግራይ።ብሽምኩምን ድሲብሊኩምን ጂግንነትኩም ክድቅስን ክትስእን ናይ ዘወትር ጸሎተይ እዩ ኣብነት ሰሪሕ ኣይደክምን።ኣብ ቀረባ ግዜ ግን ናይ ጂግንነትኩም ክካፈል ወጢረ ክሰርሕ እየ
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 5 ай бұрын
AGAME 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@Horn_of_Afrika
@Horn_of_Afrika 5 ай бұрын
ብሽም ጥራሕ ኢልካ? ኣነስ ንስዩም ወይከኣ ንኣባይ ሕተቶ ምበልኹካ:: 😂
@سلامه-ل5ن
@سلامه-ل5ن 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤💘💘💘💘💘💘💘💘ጀገና💛💛♥♥💛♥🌹
@Tg3i2198
@Tg3i2198 5 ай бұрын
ሞርታር ኣብ ጁባኻ ተቀሚጠሙልካ ሞ እንታይ ደሊኻ
@ጋሃነምሲኦልኢትዮጵያቻውበ
@ጋሃነምሲኦልኢትዮጵያቻውበ 5 ай бұрын
Like ችግር የብሉን ግን ኪናት ተወዲኡ ድዩ?
@ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ
@ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ 5 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ጅግና ሓወና❤❤❤❤❤
@EhamAs-ep9co
@EhamAs-ep9co 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፈካ ❤❤
@AbuAser-m5u
@AbuAser-m5u 4 ай бұрын
❤❤❤❤😢
@Eyuking373
@Eyuking373 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@MizanFtwi
@MizanFtwi 5 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉ጀግና እንካዕ ተረፍካ🎉🎉🎉
@ngstingsti8002
@ngstingsti8002 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ወዲ ህዝብይ ጀግና ،TDf ✊💊
@fderfeet7866
@fderfeet7866 5 ай бұрын
እንኳዕ ብህወት ተረፍካ ሓወን ኤረ ጀጋኑና ብቅሉጡፍ ይትሓኮሙ😢
@yared7831
@yared7831 5 ай бұрын
Kkkkk bshm eyu hayal. Ab godagudi asfirukas enda jahra qelebom
@DrRr-w7s
@DrRr-w7s 5 ай бұрын
ጅግና
@Melawitchanel
@Melawitchanel 5 ай бұрын
እንኳዕ ደጊምና ረአናካ ዝሓወይ🙏🥰
@BrhinTekleweyni
@BrhinTekleweyni 5 ай бұрын
Aye tegaru bejakum kithswu kelkum bi mizan taknkum mxu fit nifit aymxun eyom elka alo zerba 😂😂😂😂 abt gobotat thabyom znbru halftkum kedu men dyu awrdwom nawu becem tanki hzom deybom keytblni kalay ab makel mekle fececi zbl znbre men dyu shabya do aykonen ya hmak asmikum hmak aytzrbuna 😂😂😂 tarki albo kamakel kililkum tanktatkum gezae mizae ho elu enda cefre ziwxe men dyu shabya ybhal bi gura natkum zeydhal 😢😢😢😂😂😂fekert 🤮🤮🤮🤮🤮🤮zkonkum kelel
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 5 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰🥰❤️💛❤️💛❤️💛
@مرفدصالح
@مرفدصالح 5 ай бұрын
Enkae terefka zhawey❤❤❤
@titigaltigray
@titigaltigray 5 ай бұрын
ድግና ❤❤❤❤❤
@zemkielokubey2492
@zemkielokubey2492 5 ай бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣 abziea nehela wenachar dumu shaebeya kebel moytu komal agame. Sera dea hetet
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 5 ай бұрын
😂😂😂😂😂 be shem eyu hayal emo haye kido bel karsa texawitu kesdeka eyu
@kaleabhailu9298
@kaleabhailu9298 5 ай бұрын
abyet hasot. Ab alem kem tegaru zihsus yihlu do yikewn. chiraka degulka hadimkas ewayyy
@masimobruuh6954
@masimobruuh6954 Ай бұрын
Kkkk bgbri ke ? Men diu srekum aftihkum
@Dejen-w1k
@Dejen-w1k 5 ай бұрын
Aye wiegin hasot amelom 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@luwamgessese8462
@luwamgessese8462 5 ай бұрын
ኣነዝገርመኒ ትሕትኖኦም❤❤❤
@samigereziher
@samigereziher 5 ай бұрын
❤❤❤
@zak-o3k
@zak-o3k 5 ай бұрын
ኣይይይይይይይይይይይ
@titigalemebrhan
@titigalemebrhan 5 ай бұрын
🥰❤❤❤🎉🎉
@brhaneye9521
@brhaneye9521 5 ай бұрын
ጅግናና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ 😍🙏
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 5 ай бұрын
🤣🤣👉🐒🇪🇷🐒
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 5 ай бұрын
እንዳ ባይደን ዳውን ዳውን ጀሚርክን ኣለኽን 😂😂😂😂
@abrahamgebremariam2290
@abrahamgebremariam2290 5 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@genetkebede3379
@genetkebede3379 4 ай бұрын
Ye tigraye. HEZEIYB. Gegna geygna geygna
@MekonenFisehaye
@MekonenFisehaye 5 ай бұрын
1.5m atfikas tehaguska
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 5 ай бұрын
Bollywood True story.
@maargeyay
@maargeyay 2 ай бұрын
Please music name
@meazaghirmay6270
@meazaghirmay6270 3 ай бұрын
Tplf Rip 😂😂😂😂😂
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 5 ай бұрын
💪💪💪💪💪💪💪 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@Joseph-oc7rq
@Joseph-oc7rq 5 ай бұрын
Izi gazetegnas nab sebyti do ytseri alo haqey😂😂😂😂😂
@genetnmenalowoezgilewo54
@genetnmenalowoezgilewo54 5 ай бұрын
Correct
@godislove6290
@godislove6290 5 ай бұрын
Men ke sebay u elka enda reakayo sebeyti
@genetnmenalowoezgilewo54
@genetnmenalowoezgilewo54 5 ай бұрын
@@godislove6290 Tifaletu dikum
@Joseph-oc7rq
@Joseph-oc7rq 5 ай бұрын
@@godislove6290 🤣🤣🤣🤣🤣👍
@عبدعلي-م3خ
@عبدعلي-م3خ 5 ай бұрын
Tdf My King❤❤❤❤
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 3 ай бұрын
🦁🦁🦁🦁🦁❤💛❤💛❤💛❤💪
@mesfnge
@mesfnge 5 ай бұрын
TDF is 👑👑👑
@Fds567-wy9oe
@Fds567-wy9oe 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@MulugetaBerhe-se9io
@MulugetaBerhe-se9io 5 ай бұрын
Hhhkkkk komal
@genetgebre480
@genetgebre480 Ай бұрын
❤❤❤❤
@meleshadgup8854
@meleshadgup8854 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@brhaneye9521
@brhaneye9521 5 ай бұрын
ኣብዙ ኮመንት እንየው ኤሪጥሪን ታዩ ሕማሞም ምድረ ተሓዘልቲ 😕
@AfeAsrat
@AfeAsrat 5 ай бұрын
Kika nay hasot kilil men waga hasibkin nhna netgbir ember aynjeharin ginbar ginbarkin ena nharmekin kemten ayatatkin rshunat shu jonosaid tabla fekerti
@brhaneye9521
@brhaneye9521 5 ай бұрын
@@AfeAsrat ዓርስኻ ተኣማሚንኳኳ ዘይመፃኻስ ወድዞም ምሩዃት 😅
@naniteklay7331
@naniteklay7331 5 ай бұрын
❤❤❤❤
@ابوعلي-ج3ب4ص
@ابوعلي-ج3ب4ص 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ፅየንጋል70እንደርታትግራይ
@ፅየንጋል70እንደርታትግራይ 5 ай бұрын
❤❤❤❤
@fderfeet7866
@fderfeet7866 5 ай бұрын
🥰🥰🥰
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
"ንምጭማት ዝተፈጥረ ብዓል ሓደ ዓይኒ!"
54:38
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 8 М.
Incredible: Teacher builds airplane to teach kids behavior! #shorts
00:32
Fabiosa Stories
Рет қаралды 11 МЛН
Electric Flying Bird with Hanging Wire Automatic for Ceiling Parrot
00:15
"ወዲ ሻቑር ዘይፈልጥ እንተሎ . . .!"
28:57
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 8 М.
"ካብ ባዕኼር ክሳብ ሱዳን ዝተዘርገሐ መርበብ ሞት. . . "
52:50
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 39 М.
"ልፍዓተይ ተስፋ ካብ ኦሮሚያ ክሳብ ትግራይ!"
1:16:39
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 33 М.
ተሰዊኡ ተባሂሉ ዝኽሪ እናተገበረሉ  - ሰርፕራይዝ
31:27
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 21 М.