Пікірлер
@user-dz7lu3ri7b
@user-dz7lu3ri7b Сағат бұрын
ግፍአኛታት፡ከብ፡ሕሊና፡ፍርዲ፡አየሞልጡን። ዘይበደሎ፡ዝብድል፡ሞስ፡ሕሊንኡ፡ሐቢሩ፡ከነብር፡አይክእልን። ኩሉ፡ብጊዝኡ፡ዊጋ፡ክከፍሉ፡እዮሞ።
@meazaghirmay6270
@meazaghirmay6270 2 сағат бұрын
You know. How they are Eritrean minitary you run away? Don't lie do you know how they make your gut? Make it throw up, stop lying. Why you can't front it if you cannot front a d*** Why you're on a way why you lost one million and a 1/2. Can you explain to me you and your interview guide? Stop lying around away you real
@meazaghirmay6270
@meazaghirmay6270 2 сағат бұрын
Tplf Rip 😂😂😂😂😂
@meazaghirmay6270
@meazaghirmay6270 2 сағат бұрын
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@jafeerrani5730
@jafeerrani5730 2 сағат бұрын
❤❤❤❤❤
@user-pp5em3bf5q
@user-pp5em3bf5q 3 сағат бұрын
❤❤🎉❤❤🎉
@tsigefeseha5178
@tsigefeseha5178 4 сағат бұрын
Enkau bihiwet terefki tsbkity jigna zehaftey
@TsegaTsegaGerezihar
@TsegaTsegaGerezihar 4 сағат бұрын
Egnkae ms hlwat ynkan konki mearey
@user-ki4nj4nh8n
@user-ki4nj4nh8n 4 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@brukmark7675
@brukmark7675 4 сағат бұрын
ክክክ "ሰለስተ ጥይት ኣብ ግንባሩ ኣእትየሉ፡ ብድሕሪኡ ነቲ ሬንጀር ናቱ ኣውጺኤ ተኸዲነዮ. . ." ወተሃ"
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 5 сағат бұрын
ዋዕሮ ፅብቕቲ ተባዕ መሐበኒት ጅግና ትግራወይቲ ሓግዙዋ ዝገርም ታሪካ
@SelamawitAbebe-ee5dl
@SelamawitAbebe-ee5dl 5 сағат бұрын
Ajoki jevna zhaftey enkae nab etfetwuyo weladkn weladitkn bselam arakebekum.
@GirmayGidey-vn2hk
@GirmayGidey-vn2hk 5 сағат бұрын
የሆነ ማለት እንታይ ኣምፅኦ?ብዝኮነ ክንደይ መከራ እዩ ሓሊፉ።
@seidabdu6080
@seidabdu6080 6 сағат бұрын
Pppp
@Lily-zo6jd
@Lily-zo6jd 6 сағат бұрын
ዋዕሮና😢❤❤
@tadesebeyene88
@tadesebeyene88 7 сағат бұрын
አጆኪ ጀግኒት❤🎉❤🎉
@tadesebeyene88
@tadesebeyene88 7 сағат бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@benyamasgdom4722
@benyamasgdom4722 7 сағат бұрын
Thanks My Hero Eyeruse Gebremecahel
@letebrhanghebremariam6213
@letebrhanghebremariam6213 7 сағат бұрын
ክብርን ሞጎስ ንጀጋኑ ሰማእታትና🥰🥰🥰
@goitomhalemchl7151
@goitomhalemchl7151 7 сағат бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ማዓረይ አጆኪ ❤❤❤🎉🎉🎉
@DawitGebergeworgis
@DawitGebergeworgis 8 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mohammadnajjar4868
@mohammadnajjar4868 8 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@shahkhan1218
@shahkhan1218 8 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 8 сағат бұрын
❤️💛❤ ተጋዳላይ ምኳን ማለት ትሕቲ እየሱስ ክርስቶስ ሂወቱ ልህዝቡ ልሃበ ማለት እዩ ልፈጣሪ ኽብሪ ምስጋና እያ ድራሩ ልተጋዳላይ ግና ትሕቲ ፈጣሪ ለሎ ኹሉ ኽብሪ እዩ ልወስድ ታይ እያ ድግሪ ዛንእሽተይ እሞ ጅግና ሓወይ በይዛይ ልተሰለፍኻ ኹሉ ኽብሪ ልኣኻ እንኳዕ ተሪፍኻ ላብዝይ በቓዕኻ ❤️💛❤
@amashifa4244
@amashifa4244 8 сағат бұрын
ጅግና በጣም ጅግንት ነሽ እንኳን በህወት ተረፍሽ እዮሮ ቆንጆጆጆ
@rahelmebrahtu1414
@rahelmebrahtu1414 8 сағат бұрын
ኣቱም ህዝቢ ናይዛ ጋል ዘየለ ታሪክ ያ ተዕልል ዘላ ካብ ግምባር ከዲዓ ትርመሊሳ ሓሶት ንምንታይ ተዕልሊ ሓስዊት ። ኣይትሓስዊ ለክባጥ ኣብ ግምባር ዝነበሩ ብፆት ይፈልጥዎ ታሪኪ ሓሳዊት
@azmeraasmelash7532
@azmeraasmelash7532 9 сағат бұрын
ኦድመን ጥዕናን ያህብኪ መዓረይ❤❤❤
@amashifa4244
@amashifa4244 9 сағат бұрын
ድንቅ ጅግና ነሽ በጣም ገራሚ ታርክ የሠራሽው ግን ምን ዋጋ አለው ለራሱ እንጅ ለTDF ለደቅቃ የማያሰቡ የት ገቡ የማይሉ መሪዎች እያሉ
@aotali8812
@aotali8812 10 сағат бұрын
ሙሉ ወዲ ሪመይ ብጣዕሚ ጠንካራ ኢኻ እዚኩሉ ርኢኻ ዘይምፅላልካ 😢😢😢
@mehariwoldehisan2890
@mehariwoldehisan2890 10 сағат бұрын
ብበርበረ ገጺብኪዮ, ደሓር ከኣ ብረቱ ኣሕዲግኪ ብሰለስተ ጥይት ኣብ ፍረ ነብሱ ሃሪምኪዮ ስጋብ'ዚኣ ሓቂ ተምስል'ያ። ደሓርከ? ክዳንኪ ኣውጺእኪ ክዳኑ ኣውጺእኪ ስጋብ ትቕዪሪ እሞ'ኽኣ ብጾቱ ኣብ ናይ 20-30 ሜትሮ ርሕቀት እንዳሃለዉ ከመይ ጌሩ'እዩ ዝከኣል? ሰነፍ ሓሶት።
@brukmark7675
@brukmark7675 4 сағат бұрын
ኣነ ውን ገሪሙኒ እዩ። ወተሃደር ኔርናዮ እንዲና፡ ክንድዚ ዝኣክል ግዜ ክትረክብ ዘይካኣል እዩ። ሓታቲ ኣይረኸበትን፡ ብቀሊል ክርከብ ዝኽእል ሓሶታት መሊኡ እዩ። ልዕሊ ኩሉ ግን "ከምዚ ጌረ ከምዚ ደጊመ" እናበልካ ብዛዕባ ርእስኻ ምዝራብ ግን፡ ኖርማል ድዩ ኮይኑ ኣብቲ ትግራይ? ጅግና ብዛዕባ ብጾቱ እዩ ዝዛረብ ኣብ ኤረይ!
@aotali8812
@aotali8812 11 сағат бұрын
😢😢ክትዛረቦስ ክቐልል😢😢😢
@solomongebrehiwot1325
@solomongebrehiwot1325 11 сағат бұрын
ሹሻይ ወረስ ጎበዝ ከሻሒ ምስጢር ኢኻ 😭 እንታይ ከምትዛረብን ሳዕብየኑን ኣይትፈልጥን ማለት ድዩ❓
@MashoKidanu
@MashoKidanu 11 сағат бұрын
ዝበልካዮ ሓሳብ ትኽክል ኢዩ። ስድራ ስውኣትን ጀጋኑ ኣካል ጉዳኣትን ክብሪ ረኺቦም ኣይፈልጡን ኣብ ዝሓለፈ ማለት ኣብ ዕጥቃዊ ቃልስን ኢትዮ ኢርትራ ዋጋ ዝኸፈሉ ተረሲዖም ኢዮም ኔሮም ኣብ ናይ ሐዚ ንሪኦ ?? ብዝኾነ ዘይተርኣዩን ዝተደርበዩን ስድራ ስውኣትን ኣካል ጉዳኣትን ጋብዙ ግልፅነት ኣስፍኑ። ፍስሃ ኢየ። ንኽትንገሩ ስልክኹም ለጥፉ።
@user-lb5ph8gf3f
@user-lb5ph8gf3f 12 сағат бұрын
ehe hzb yleyal ..tnkarew...jegnit tsnatsh yleyal
@tesgategrewyti6347
@tesgategrewyti6347 12 сағат бұрын
ጅግና ትግራዋይቲ ኢኪ ብሓቂ ኮሪዕና ብአኪ❤❤🎉
@user-cq6lj1up9b
@user-cq6lj1up9b 13 сағат бұрын
TDf🎉🎉🎉🎉🎉
@user-yh3cu4cv1s
@user-yh3cu4cv1s 13 сағат бұрын
ማ ስስተር እንካን ተመለሲ ተስታዊስሲ ዳ ትኮኒ ካብ ኣጉላዕ ስልጠና ተመሊሲኪ ናብ ወዲኪ ተመሊስኪ ኣብ ገዛና ሓዲርኪ ክንለምነኪ ኣይምለሰን ክትብልና ጀግና
@user-zm1ir5li8v
@user-zm1ir5li8v 13 сағат бұрын
ዋዕሮ ሓፍተይ እንኳዕ ብሂወት ተሪፊኪ ኣጆኪ ኩሉ ክሓልፍ እዩ🙏😢😢💔
@AwetAligas
@AwetAligas 13 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-bn1cp4fo9c
@user-bn1cp4fo9c 14 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi 15 сағат бұрын
እቋዕ ብሂወት ሃለኺ ዋዕሮ ሓፍትና😍
@etiioerit2563
@etiioerit2563 15 сағат бұрын
Aegame ni Hasot welede seytan ni Agame welede kabatom ka mikniyatin sirkin zbhalu kolut weledu 😂😂😂
@etiioerit2563
@etiioerit2563 15 сағат бұрын
Hakom eindiyom Amharu kidefrkum siga hizkum Enatewagakum
@naevsuperstar6013
@naevsuperstar6013 15 сағат бұрын
Eti Hasotsi kurub zeimen zeytgebruwo?
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 15 сағат бұрын
Tigaru hesurat nay alem fetri zersom tigrway temamn🐍🐍🐍🐍🐍🦎🦎🐍🐍🐍🐍
@BirhaneGebre-g1s
@BirhaneGebre-g1s 16 сағат бұрын
እየሩ ሳሌም ጅግና
@serkalemabate4691
@serkalemabate4691 17 сағат бұрын
እንዃዕ ብሰላም ተመለስኪ ዝሐፍተይ
@serkalemabate4691
@serkalemabate4691 17 сағат бұрын
ዋዕሮ ሐፍትና ምዓረይ ድአ ጀግና ኢኺ ብሐቂ❤
@abrahaleytewelde9290
@abrahaleytewelde9290 17 сағат бұрын
ንኸምዚ ዝበለ ተጋዳላይ ዶ ይጥለም 😭😭😭 ኣሕ ጀግና ብፂት ከምዚ እየ እቲ ቃልሲ ነይሩ!!
@HritZeru
@HritZeru 18 сағат бұрын
❤❤❤😢😢