" ኣብ ምረቓይ መዓልቲ ኣደይ ሞይታትኒ "

  Рет қаралды 34,079

Unique Show

Unique Show

Күн бұрын

Пікірлер: 407
@uniqueshow.
@uniqueshow. 2 ай бұрын
0995693764
@KewaniGidey
@KewaniGidey 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ እዩ ገሪሙኒ በቃ ቃላት የብለይን መግለፂ ተጋሩ ኣሕዋተይ ኩልና ኣኣቅምና ንሓግዞ ብዙሕ ፍልጠትን ራእን ዘለዎ በሊሕ ሰብ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ በፂሑ ክንሪኦ ናይና ሓገዝ የድልዮ ኣሎ ንሓግዞ !!
@Haregte
@Haregte 2 ай бұрын
ድክነት ዓይኑ ይጥፋእ😢😢 ዝበፅሖ እዩ ዝፈልጦ ጅግና ኢኻ
@HayhMa
@HayhMa 2 ай бұрын
❤❤❤
@selamntgrayadey2059
@selamntgrayadey2059 2 ай бұрын
ትኽክል ዋላ ኣነ ተፈቲነላ እያ😢 እዚ ግን ጅግና እዩ ብሓቂ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 2 ай бұрын
ጋዜጠኛ ሰመረ ብሉጽ መንእሰይ የቐንየልና ከም ሰሎሞን በላሓቲ ሰባት ኩሉ ግዜ ኣምጽኣልና ሰሌ ሓወይ ኣጆካ ሂወት ብፈተና ዝተሓጸረት እያ ግን ወርቂ ብሓዊ እዩ ዝፍተን ወርቂ ወርቅነቱ ዝፍለጥ ኣብቲ ሓዊ ምስ ኣተየ እዩ እና ኣጆካ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ከም ትበጽሕ ርግጸኛ እየ ትግራይና ክንደይ ምሁራት ኣለውዋ ዝሕግዞም እናስኣኑ እምበር😢❤💛
@ኣዜብYouTubechannel
@ኣዜብYouTubechannel 2 ай бұрын
ልዙ ጋብር ጎይታይ ዝበለ ምስ ሰበይቱ ዝተፋትሐባ ዓሪቅኻ አምፅአልና ዝሓወይ❤
@Almas-sp6wu
@Almas-sp6wu 2 ай бұрын
❤❤❤❤እወ ኣምፀኦዮም
@ህንፃባርያእመብርሃንየ
@ህንፃባርያእመብርሃንየ 2 ай бұрын
ዋላ እነ ኹሉ ግዜ ይዝክሮ
@ኣዜብYouTubechannel
@ኣዜብYouTubechannel 2 ай бұрын
@@ህንፃባርያእመብርሃንየ ተስፋ ኣለኒ ከምፅኦም😔
@YoDaha
@YoDaha 2 ай бұрын
❤እወ ከመይ በሉ ኩሉሻብሲ ዘይርስዖ. ከመሉይኮን ኢለ
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 2 ай бұрын
@@ኣዜብKZbinchannel እውይ ኣነለ ኩሉ ጊዘ ይሓስቦም ፅቡቅ የስመዐና🙏
@GshShh-mz5xi
@GshShh-mz5xi 2 ай бұрын
ድክነት ዓይኑ ይጥፋአ ግን ጎበዝ ኢካ ጠካራ መንአሰይ ኢካ ብሸግር ተከቢቡ ዝሓለፈ ሰብ መጨረሻኡ ዓወት አዩ❤❤❤❤❤❤
@MariG-z3l
@MariG-z3l 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርመን ዘሐዝንን ሂወት እዩ ምንባር ፈተና እያ ኣጆካ ዛሓወይ ተጋሩዋይ በጃኩም ንሓግዞ ኣብ ዓብይ ደረጃ በፂሑ ንትግራይ ብዝሕ ክኮነላ እዩ 😢
@ብዓልቲተስፋ
@ብዓልቲተስፋ 2 ай бұрын
ጎታዋይ ሓመድ ትብለዓኒ ፀገም ዝተፀገመ እዩ ዝፈልጦ😭
@MåëbélTubéChannel
@MåëbélTubéChannel 2 ай бұрын
ብዙሕ ጸገም ብዙሕ ክትሰርሕ ክትፈልጥ ይገብረካ እዩ ኣብ ዝልዓለ ደረጃ በጽሕካ ክረአካ ተስፋ ይገብር ዝሓወይ
@ብተስፋይነብርክሳብዘለኩ
@ብተስፋይነብርክሳብዘለኩ 2 ай бұрын
ጅግና ናይ ሂወት ክብለካ ብጣዕሚ ኢካ ጠንካራ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ጎይታዋይ 😢❤🎉 ሰመረ ከኣ የቀንየልና ዛሓወይ ❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 2 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@barybary8681
@barybary8681 2 ай бұрын
ማዓረይ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ እግዚአብሄር አነስ ንስራሕ ፋሕጠርጠር ዝብል ሰብ ክፈቱ አጆካ❤
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 2 ай бұрын
ጠንካራ ቆልዓ ትገርም ሐወይ በርትዕ እታ መሳርሒ መራሕትና ክንቆፃፀረላ ሰርሐልና
@galzomweyenti129
@galzomweyenti129 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ይገርም አየ ዓድና ልሙሁር ለይትኸውን ❤😢አጀኻ ሓደ መዓልቲ ነበረ ኮይኑ ከሓልፈልካ እዩ😢❤❤❤
@YoDaha
@YoDaha 2 ай бұрын
ዋው ቆንጆ ጥበብ እዩ ፈጣሪ ኣብዚሑ ጥበቡ ይዓድልካ. ዝሓሰብካዮ ኩሉ ፈጣሪ የስምረልካ ጅግና ኢካ ብሓቂ❤
@KledatKedatKedat
@KledatKedatKedat 2 ай бұрын
ጋዜጠኛ ሳሚ ናይ ብሓቂ ብሉፅ እካ ብምቅፃል አዝዩ ጥበበኛ ሰብ እዩ ሓውና ነባራታትዐዮ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 2 ай бұрын
ጅግና ዘብል ቃል ጥራሕ ዘይግለፆ ብሓዊ ዘተፈተነ መንእሰይ ኣምላክ ሓሳብ ልብካ የሰመረልካ 💜
@lisanutilahun4975
@lisanutilahun4975 2 ай бұрын
ብፍቕርን ከርፍሕ ናብራ ድኽነት ዝወነነ ተስፋ ሂወት ዝሰነቐ ፍጥረት❤🙏🙏🙏🙏🙏❤❤
@Gfd432-n8q
@Gfd432-n8q 2 ай бұрын
ድሕነት ዓይና ትፍሰስ ንኹለና ተንኪፋትና እያ ኣጀኻ ጠንካራ ኢኻ ኩቡር ሓዉ❤❤❤❤❤❤
@genet440
@genet440 2 ай бұрын
ጋብር ጎይታ እባ ምስ ሰበይቱ ትዓሪቁ ዶ ኣምፀአልና እባ ሓወኒ❤
@shehd7240
@shehd7240 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@ለታይፀጋይ
@ለታይፀጋይ 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@galzomweyenti129
@galzomweyenti129 2 ай бұрын
ዋላ ናተይ ሕቶ እዩ ነይሩ❤❤😢
@Azmra-ye6bd
@Azmra-ye6bd 2 ай бұрын
😂😂😂😊😂
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ Ай бұрын
ኩሉ ድዩ ከመይ ድዩ ኣነለ ክንደይ ግዘ ፃሐፈ ነይረ ኣረ አመፀአዮ ዝሓወይ
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 2 ай бұрын
አብ ሂወቲ ከንደይ ፈተና አዩ ዘሎ አጀካ ጎታዋይ መጠረሻ የፀብቀልካ ኩሉ ሓልፉ ቲፀውዮለካ አብ መፃኢካ ብፅቡቅ ኢልቲ ፀው ይግበርካ አምላክ አይሳአኖይ አሞ
@ferehayilay2153
@ferehayilay2153 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ኢካ❤❤❤ግን ተጠንቀቅ እዞም ለያቡ ብንጀራና መፂኡና ኢሎም ሕማቅ ከይሓስቡ ዘሓወይ❤❤❤❤ኢድካ ይባረክ❤❤❤
@ሂወትለኩሉዮዳሄ
@ሂወትለኩሉዮዳሄ 2 ай бұрын
መጀመርታ ብጣዕሚ እየ ሲሒቀ ዳሓርለ ሓዚነ ናይ ዓለም ከምኡ እያ😢 ኣጆካ ጅግና ኢካ ዝሓወይ
@ZufanZM
@ZufanZM 2 ай бұрын
ጎይታዋይ አጆኻ ካብ ሐዚ አብ ዝላዓለ ደረጃ ክትበጽሕ አኻ❤❤🎉
@fswrcswr8638
@fswrcswr8638 2 ай бұрын
ዝገርም ሂወት ብሓቂ ጅግና ኢካ 💗
@EmuGalWukro
@EmuGalWukro 2 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ጅግና እዩ ብሓደ ወገን ከዓ ኣሕዙኑኒ😢😢😢😢 እና እዙ እወን ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ብፍላይ ኣሱዑዲ ዘለና ከመይ ምካኑ ንፎልጦኢ ኣይኮነን ንስርቂ ኣብ ፅርያ እውን ካሜራ እያ መኪና ተኣጋጭካ ኣልዕል ኣብላ እያ ናብ መንግስቲ ትሶዶ ኣብ ትግራይ እውን የድልየና እዩ ኣብነት ስርቂ ንሓደጋ ንመጭወይቲ ደቅና ኣሕዋትና ዝኣመሰሉ የድላ እዩ እና መግስቲ እኩል ሓገዝ ወይ ድርጅት ክክፈተሉ ኣለዎ መንእሰይ ካብ ስደት ንመሓር ብወገነይ ደስ ኢሉኒ ከምዚኣቶም በላሕቲ ሓገዝ ይገበኦም እዩ ❤❤❤❤
@BrahnDesta
@BrahnDesta 2 ай бұрын
ብሓቂ ❤
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 2 ай бұрын
ሰሌዋ ጅግና በዓል ቡሕ ክእለት ክለት ቃላት ሲኢነልካ ዘሓወይ😢🙏
@TmnitTesfay-df2yx
@TmnitTesfay-df2yx 2 ай бұрын
#ብፍተና ዝተዓበጠት ህወት ሰቃዩ ክጥዑም መዓት እዩ 😢ኣጆካኒ ዘሓወይ 🙏❤️
@HggHbg-u7l
@HggHbg-u7l 2 ай бұрын
ማዓረይ ጅግና ኢካ❤❤❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 ай бұрын
አብ ዝዓበየ ደረጃ ክትበፅሕ ኢይኻ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢይካ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ffbh9535
@ffbh9535 2 ай бұрын
ሂወት ግን ከርተት በቃ😢😢😢😢ቃል የብለይን ንዓካ ዝገልፅ ብሓዊ ተፈትንካ ኣብዙይ ምብፃሕካ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብፅሕካ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤
@AbebaAlemu-op1bs
@AbebaAlemu-op1bs Ай бұрын
Chgr halafi ayu ayzeka zhawey❤❤❤❤
@ZuzuMohammed-d3n
@ZuzuMohammed-d3n 2 ай бұрын
ስልኪ ፃሓፈልና ኣነ ክገዝኦ ደልየ
@Gulomukadwit
@Gulomukadwit 2 ай бұрын
አብኡ ተለጢፉ እኒኦ❤
@uniqueshow.
@uniqueshow. 2 ай бұрын
0995693764
@YyYu-l3t
@YyYu-l3t 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ እግዚኣብሃር ኣምላክ ዝሓወይ🙏❤❤
@selamselam3599
@selamselam3599 Ай бұрын
አጆካ ዝሓወይ ዘይሓሰብካሉ ሹሻይ ይፍጠረልካ🙏
@dyykejtkj
@dyykejtkj 2 ай бұрын
ኣጀኻ ጠንካራ ኢኻ ዝሓወይ 🙏❤️❤️
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 2 ай бұрын
ዋውው ኣነ ግን ዙጋዘጠኛ እየ ቃላት ምገለፂ ስኣነሉ ዘለኩ ዋውው ዝሓወይ ውን ብጣዕሚ ዘገሪም ዛንታ❤ብሓደ ገፁ ውን ምሕዘኒ ጎታዋይ ኣጀካ ብጣዕሚ እካ ጠንካራ🥺
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 2 ай бұрын
ዝሓወይ ትንካረኡ ይገርም 🥺🙏♥️
@abrhetknfe186
@abrhetknfe186 2 ай бұрын
ንሓግዞ ብልካኣልናዮ ኣሕዋት
@hayeee5187
@hayeee5187 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጅግና ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@zfanlave7057
@zfanlave7057 2 ай бұрын
ወይ ሂወት 💔 ጅግና ናይ ምንባር ልገርም ጥንካረ እየ
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 2 ай бұрын
ዝገርም ሂወት ብሓቂ ጅግና ኢካ ቃላት ኣይብለይን ሓወይ ዝኩሉ ፈተነ ሓልፍካ ናብዚ ደረጃ ዘብፀሐካ ፈጣሪ ይመስገን እና ኣዞካ ዝሓወይ ንክብርቲ ወላዲትና መንግስተ ሰማያት የዋርሰን ናዓካ ፅንዓት የሃብካ ዝሓወይ😢
@WejeratAdey
@WejeratAdey 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ተጋሩዋይ ጀማሪት እየዎ🎉🎉🎉🎉
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 2 ай бұрын
😢😢😢ዝሓለፎም ጊዜታት ከበድቲ ጊዜ እዮም ብሓቂ ተስፋ ዘለዎ ሰብ እዩ ዓቅሚ ዘለዎ ሰብ ክሕግዞ ይግባእ❤
@Azmra-ye6bd
@Azmra-ye6bd 2 ай бұрын
ጎይታዋይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ዘሓተይ❤❤❤
@Monliaz
@Monliaz 2 ай бұрын
አጅካኒ ፅጋብየይ ከምኡ እዩ ንፅህ ልቢ ዛሓዝ ሰብ አይፍተን እዩ😢❤❤❤
@በዲልኻናግዜሰብናመልሰልና
@በዲልኻናግዜሰብናመልሰልና 2 ай бұрын
ደሰኽብል መዓረይ ዕድመን ይሃብኻን😊😊
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 2 ай бұрын
ኣይ ዓድና ዝኩሉ ሙሁር ሲ ሳኣን ኣማራርሓ ኣብዚ ወሪዳ ኣሕሕ ኣጆካ ዝሓወይ❤❤
@ጨወታ
@ጨወታ 2 ай бұрын
ኣጀካ ዝሓወይ🎉
@gujj8255
@gujj8255 2 ай бұрын
wawww btaemi gerami zhawey megletsi sienelka ❤❤
@DhdHdhdhd-lf4oj
@DhdHdhdhd-lf4oj 2 ай бұрын
ጅግና መመህር💔💔❤❤
@rahelmebrahtu1414
@rahelmebrahtu1414 2 ай бұрын
ንፉዕ ዛሓወይ ዘይ ሓልፍ ፀገም የለን ። ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በፂሕካ ክሪእካ የ ሓደ መዓልቲ።
@MuluGebremichael-b8o
@MuluGebremichael-b8o 2 ай бұрын
ኣነስ ኣብክዩና ሓወይይ መዓረይይይ
@DawudSalih-g8z
@DawudSalih-g8z 2 ай бұрын
ኣረ ትፈለ ኢካ ሓወይ ናተይ ጥንካራ ኢካ እና ኣጆካ ሐዚ ካበካ ብዙሕ ነገር ንፅበ ኢና ❤🙏🙏🙏
@salamsalam1464
@salamsalam1464 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ ማዓረይ❤❤❤
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 2 ай бұрын
ኣጅካ ሓወይ ጅግና ጠንካራ ኢካ ቀፅለሉ ዕደመ ጥዕና ደማ ይሃበካ አብ ዘሓስበካዮ የብፅሕካ ፍጣሪ ❤❤🎉
@fhyytt7050
@fhyytt7050 2 ай бұрын
ጅግና ጥራሕ ኣይገልፀካን❤❤
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 2 ай бұрын
ጅግና ኢካ በኡነት ሓደ ሰብ ፋሕጠርጠር ኢልካ ዝሓለፍኻዮ ትዝክሮ ከለኻ ደስስስ እዩ ዝብለኻ።❤
@እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ
@እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ 2 ай бұрын
ዝሓወይ ህይወት ብዘይ ፈተና ትርጉም የብላን ተፈትንካ እካ ትዕወት 🤔
@HayhMa
@HayhMa 2 ай бұрын
ኣጀካ ማዓረይ ሂወት ኩሉ ግዜ ፈተና እያ 😢❤
@عليعبده-ش9ر
@عليعبده-ش9ر 2 ай бұрын
ሂወት መቸም ክልተ ገፃት ያ አጆካ ዝሓወይ ኩሉ ሰጊርካዮ ካ ልፁቡካዩ❤
@dgvh7060
@dgvh7060 2 ай бұрын
ዋው ብጣዕሚ ኢካ ጠንካራ ዛሓወይ እና አጆካ
@Roza-qe4qm
@Roza-qe4qm 2 ай бұрын
Amlak edmen tenan yhabka zhawey amlak tbeb ab leli tbebe ygletselka ab abi dereja yebtshka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hiwen
@user-hiwen 2 ай бұрын
ጎይታዋይ ብሊሕ መንኣሰይ🥰 ሓሊፉ ክተዓሉሎ ቅሊል🥺🥺🥺🥺
@አስራተድንግል
@አስራተድንግል 2 ай бұрын
ኣጀኻ ጅግና እኻ ደሞ ኩሉ ክሓልፍ እዩ😢የኔ ጠንካራ❤
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly 2 ай бұрын
ጎይታዋይ ጅግና ኣሰይይ ዕድመ ይሃብካ😢
@BKTBKT-m7v
@BKTBKT-m7v 2 ай бұрын
ጅግና
@tesfaabadi4991
@tesfaabadi4991 2 ай бұрын
ዋውውውው ኣምላክ ብኩሉ ኣይብድልካን እቲ ንዓካ ዘድልየካ ኢዩ ዝህበካ❤
@brllabay3842
@brllabay3842 2 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብካእግዚአብሔር አምላክ ዝሓወይ አጆካ❤❤❤😢
@rughbsnsngusbsj6668
@rughbsnsngusbsj6668 2 ай бұрын
አያ ሂወት ብጣዕሚ ጠንካራ እካ ዝሓወይ ጀግና አጀካ ንኩሉ ግዘ አለወ እቲ ዘለካ ጠበብ ወሰክ ይዓድልካ አጀካ ዝሓወይ❤
@FggCg-ek9dg
@FggCg-ek9dg 2 ай бұрын
ጂግና ኢካ ብሓቂ እዝጋቢሄር ዝዓበየ ደረጃ የብፅሕካ ዛሓወይ🙏🙏🙏🙏
@ኣደይኣደይyoutube
@ኣደይኣደይyoutube 2 ай бұрын
ስልኪ ኣበይ ኣሎ
@SlamhSlamy
@SlamhSlamy 2 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ ዓለም ሃምኡ እያ 😢❤❤❤
@tesfaabadi4991
@tesfaabadi4991 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 2 ай бұрын
አጆካ ዘሓወይ❤❤❤❤❤
@binyam1578
@binyam1578 2 ай бұрын
😢💔💒አጆካ ዝሐወይ ጽንዓት ይሃብካ👏
@FihbHhjj
@FihbHhjj 2 ай бұрын
አጀኻ ጎይታዋይ ድክነት ዓይና ትደፈን😢😢😢
@NetsiTibeb
@NetsiTibeb 2 ай бұрын
❤❤❤ btaami zegermn zehznn hiwot wenani eka hawey natey,gnnnnn kulu gize alekuka ajoka
@haftumenberu9667
@haftumenberu9667 2 ай бұрын
ብጣእሚ ዝገርም ታርክ ሂወት ከምኡእያ አጀካ ዘሓወይ ካብጅግና ጅግና ኢካ ጠንክር ❤❤❤❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀማራሪት እየዎ🎉🎉🎉❤
@sadalasadala5852
@sadalasadala5852 2 ай бұрын
በሓቅ ቃላት የብለይን ❤
@adleg4037
@adleg4037 2 ай бұрын
Very smart Fetari Yihagizka hawey😊
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 ай бұрын
Uaye. Ahwaue. Egziabher. Meshka.yekun.✝️😢🙏🙏🙏🌿❤️
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 2 ай бұрын
*_ሂወት ብዙሕ መሳናክል ዘለዋ መሳልል እያ እውይ ሓወይ የኔ ጠንካራ ሰመረዋይ ፍሽክታካ😊 ደስ ክብል😢_*
@WejeratAdey
@WejeratAdey 2 ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉
@ሳባ-ቘ8ረ
@ሳባ-ቘ8ረ 2 ай бұрын
ማዓረይ ❤😢
@AsAs-xw1zw
@AsAs-xw1zw 2 ай бұрын
ዋውውውው ድግና ወዲ❤
@rahel7771
@rahel7771 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ድሌት ልቡ ይምለአሉ
@SelamDesta-j4n
@SelamDesta-j4n 2 ай бұрын
ዝገርም ሂወት ብሓቂ ጅግና ኢካ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 2 ай бұрын
ድክነት ዓይና ትጥፋእ 😢ጅግና 👏👍
@user-fanazewde
@user-fanazewde 2 ай бұрын
ኣጆኻ ሓወኒ 😢መምህር ጥንካረ❤❤❤
@ሳራአልማዝ
@ሳራአልማዝ 2 ай бұрын
ተጋርዋይ ንሓግዞ
@AlalamkfhfALALALEOD
@AlalamkfhfALALALEOD 2 ай бұрын
ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ እዛሓወይ
@genatberhanbrhane3075
@genatberhanbrhane3075 2 ай бұрын
ሓወይ ሂወት ፅንግሊል እያ ኣጀካ😢❤
@yemartakele
@yemartakele Ай бұрын
ፀገም ዝብልዎ💔😢
@genet3442
@genet3442 2 ай бұрын
ዉይ መዓረይ ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝን 😢 ኣጀካ ሂወት ከሙኡ እያ ጀግና ዝሓወይ ሂወት ፈታንት እያ ተፈትንካ መምሃር ሂወት😢❤❤🎉
@AbsSba-h4d
@AbsSba-h4d 2 ай бұрын
ጠንካራ ትግራዋይ🎉🎉🎉🎉 ኣጀካ❤❤❤❤
@awaditv6632
@awaditv6632 2 ай бұрын
Unique show❤ልገርም ስራሕ ሓውና ኣጆኻ
@senaitasgedom1021
@senaitasgedom1021 2 ай бұрын
ኣጅኻ ዝሓወይ ❤❤❤
@ZaydGalTigray
@ZaydGalTigray 2 ай бұрын
ክበራታዕ ዝግበኦ❤
@centrinocell2053
@centrinocell2053 2 ай бұрын
ብጥዓሚ እዩ ዝግርም እግዚአብሔር አምላክ ሓሳብ ልብካ ይስመረልኻ❤🎉
@maohamed3399
@maohamed3399 2 ай бұрын
ኣይዘኻ ሓወይ ህወት ከምኣ እያ😢❤
@TsgeGrmay-j2c
@TsgeGrmay-j2c Ай бұрын
ስልኪ ስደደልና ኣነ ክገዝእ ደልየ
@ትግራይእያሃገርይ
@ትግራይእያሃገርይ 2 ай бұрын
ኣጆካ ብሩኸይ❤
REAL 3D brush can draw grass Life Hack #shorts #lifehacks
00:42
MrMaximus
Рет қаралды 12 МЛН
What's in the clown's bag? #clown #angel #bunnypolice
00:19
超人夫妇
Рет қаралды 32 МЛН
버블티로 부자 구별하는법4
00:11
진영민yeongmin
Рет қаралды 25 МЛН
小蚂蚁会选到什么呢!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:47
火影忍者一家
Рет қаралды 123 МЛН
ገና ነህ አታገባትም ተባለ እዮብ ያልጠበቀው ምላሽ
24:37
Eyobel tube-እዮቤል ቲዩብ
Рет қаралды 13 М.
"ንልያ ካሳ ካብ ሓዊ ወርቀዲኖ ሓዚልና ኣውፂናያ!"
48:02
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 50 М.
REAL 3D brush can draw grass Life Hack #shorts #lifehacks
00:42
MrMaximus
Рет қаралды 12 МЛН