Рет қаралды 3,383
ኣቶ በየነ ኣብ ቃልስና ዝገበሮ ኣስተዋጽኦ ቀሊል ከምዘይኮነ ኮታ ኣቶ በየነ ካብ ብሩህ መጻ ይዓቢ በየነ ኩሉ ኢዙ ንዓና ዝብል ሓሳብ ሂቦም። ኣብ ብሩህ መጻኢ ኣጋጢሙ ዘሎ ሽግር ሎሚ ኣብ ዝበለጸ ኩነታት ከምዝበጽሐ ኢና ክንዕዘብ ንኽእል ። ስለዚ እዪ ትማሊ ዝተዛረብዎ ኣብ ትኪቶክ ኣብ ክልተ ክፋል መቂልና ናብ ህዝቢ ክንፍንዎ ኢና እቶም ሰማዕቲ ሓሳብ ርእይቶ ክትህብሉ ንምሕጸን።