እነሆ መልሲ ንኹሉ ኦርቶዶክሳዊ! ብጽሞና ስምዕዎ

  Рет қаралды 28,733

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 275
@Godolyas657
@Godolyas657 2 ай бұрын
ጽቡቅ መልሲ እዩ ። ግን ናይ ዲያቆን ኣስመላሽ ከንቅፎ ዝክእል ነገር ምእንቲ ንመርጌታ ኣማኑኤል ከይትድግፍ ኢልካስ ንጌጋ ናይ ዲያቆን ኣስመላሽ ብዛዕባ እመቤታችንን ቤተክርስትያንን ዝተዛረቦ ጌጋ ምሽፋን ተዋህዳዊ ኣይኮነን ። ነቲ ጌጋ ጌጋ ክትብል ይግባካ እዩ ጌጋ ይብሉን ትብል እንተ ኪንካ ክኣ ጌጋ ዘይምካኑ ክትገልጽ ይግባካ ገዛ ገዛ ናይ ቆልዑ ጸወታ ኣይትግበርዎ ብዙሕ ሰብ እዩ ዝከታተለኩም 😢
@BiniamTesfay-ke5hq
@BiniamTesfay-ke5hq 2 ай бұрын
ኣሜን ዕድሚኡ ንእሽተይ ኣተሓሳስብኡ ግን ናይ ዕድመ ባዓል ጸጋ ኩቡር መምህርና❤❤❤
@TmnitEmaha
@TmnitEmaha 2 ай бұрын
ኦ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክርክር ህልኽ ኣርሒቅካ ሓድነት ሃበና እምበር ዘመና ከመይ ከም ዘሎ ኣብ ዝፋንካ ትርኢ ኣለክ ንኩልና ምለሰና ብምሕረትካ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 2 ай бұрын
👏❤✝️
@ErmiasTadese-fb3hj
@ErmiasTadese-fb3hj 2 ай бұрын
ኣታ ንሰላም ዘይትዝሙሩ ክንዲ ብሓደ ሓቢርኩም ትዓብዩ ስ ነንሕድሕድኩም ትበታተኑ ሓደራኩም ተፋቀሩ የሕዋት
@Unknownsperson621
@Unknownsperson621 2 ай бұрын
Bedankt
@NatnaelMehari-sr3rn
@NatnaelMehari-sr3rn 2 ай бұрын
ኣነ እዞም ዘይትረዳድኡ ካብ ህልኽ ዉጹ ኢልኩም ኮመንት ትጽሕፉ የሕዋት በእዛንኩም ኮፍ ኢልኩም ዲኹም ነዚ ትምህርቲ ትሰምዕዎ እባ ምስናይ ይቅረታ🙏 መምህር ስልጣን እኮ ባዕሉ ክንደይ ግዜ ደጋጊሙ መርጌታ ዘኣማኑኤል ኣብዩኒ ምርኻብ ወላ ቴሌፎን ደዊለሉ ወላ ናብቲ ዘለዎ ናብ ኣዲስ ከይደዮ እኮ ኢሉና ፡ ስለዚ ግድን እዩ ከኣ በዚ ክምልሰሉ ሓሶት ከኣ እንተ ተደጋገመ ሓቂ እዩ ዝመስል የሕዋት ። በሓቂ ሰላሞም ትደልዩ እንተ ኮንኩም ኣብ ጸሎት ዘክርዎም🥰🙏
@AndemichaelSolomon
@AndemichaelSolomon 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ተረዳዲእኩም ብሓደ ተሰማሚዕኩም ክትከዱ ንተጻረርቲ ኦርቶዶክስ ብሓንሳብ ሓቢርኩ ዋልታ ክትኮንዋ እግዚኣቢሂር ብጸግኡ ይደግፍኩም ።
@Biemnet-e8t
@Biemnet-e8t 2 ай бұрын
ብሓቂ ጽብቅ መግለጺ ብዝሒ መጽሓፍቲ ምንባብ እዚዩ ጥቅሙ ካልእ ዘማዊ ዝነበረ ናብ ክርስቲያን ምስ ዝኣቱ ክሳብ ጵጵስና ዝበጽሕ እንተኸይኑ ድኣ ኣረመን ዝነበረት ክርስቲያን ምስ ኮነት ድንግል ዘየብላ እንታይ ምኽንያት ኣለዋ። ጳጳስ እካ ድንግልዩ ዝኸውን ሰለዚ ነቲ ወዲ ተባዕታይ ድንግል ኮንካኻ ኢላ ጳጳስ ካብ ሸመቶ ካብ ኣረመን ንዝመጸት ጋልኣንስተይቲ ድንግል ኣይትኾንን እኺ ኣይትብልንያ ምኽንያቱ ኣድልዎ የለን ኣብ ቤተክርስቲያን
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 2 ай бұрын
ስልጣን ሓወይ ማዕሮ ክንደይ ኣብ ነብስና ትሰርሕ ኣለኻ እንየና ንምስክረልካ ካብ ሓዊ መጢልካ ዘውፃእካና የሕዋትካ 😢 ሕጂ ኣብ መንገዲ ጉዕዘካ ግድን እዩ መሰናክል ክገጥመካ ስለዚ ሕደጎም ጊዜ ኣብ ዝረከብካሉ ይኩን ተገዲስካ ኣብ ትምህረሉ ሳዓት ግን እንየና ከም ማይ ንፀምኦ ምህሮካ እሞ ናብኦም ኣይተቃምት ግደፎም ከም ዘለካዮ ምድሓን ህዝብካ ዝኮን ቃል ስበከልና እቲ ግመል ይስጉም እቲ ከልቢ ድማ ይነብሕ ድዩ ዝበሃል ግደፎም ይንብሑ😢የሕዋትካ ግን ከም ማይ ሃረር ንብል ኣለና ትሜህርትካ ክንሰምዕ 😢😢
@AbaZelealem
@AbaZelealem 2 ай бұрын
ጓል ዓበይቲ ሐፍትና ትመስሊ ከመይ ትብሊ ጓል ዘይኮነት ኪምርዐዋአለዎ ድያቆን ትብሊ እስኪ አርድእኒ
@AbaZelealem
@AbaZelealem 2 ай бұрын
ድሀይ ቴለፎንም ክህበኪ ክልእከልኪ ይክእል እየ በጃኩም አይንጥፋእ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbaZelealem
@AbaZelealem 2 ай бұрын
ሰምሐርየ❤❤❤
@majedmousa
@majedmousa Ай бұрын
ፀጉኡ ነብዘሐልካ ኩቡር መምህርና❤❤❤❤
@Heaven91475
@Heaven91475 2 ай бұрын
ማርቆስ 3 (Mark) 24፤ መንግስቲ ንሓድሕዳ እንተ ተፋላለየት፡ እታ መንግስቲ እቲኣ ኽትቀውም ኣይትኽእልን እያ። 25፤ ቤትውን ንሓድሕዳ እንተ ተፋላለየት፡ እታ ቤት እቲኣ ኽትቀውም ኣይትኽእልን። 😢 ጾር ሕድሕድና ክንጸዋወር እንበር ክንወናጀል መልኽዕ ክርስትና ኣይኮነን እሞ፡ ብጸሎት ነቲ ኩሉ ዝክእል ነሕልፎ ድኣ እንበር ናብ ሚድያ ከነውጽኦ ጽቡቅ ኣይኮነን፡
@MeronGrmay-rv5zm
@MeronGrmay-rv5zm 2 ай бұрын
ትኽኽል ብሓቂ ክርስቲያን ማለት ብፍቅሪ ብሓድነት ምንባር ማለት ኢዩ
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 2 ай бұрын
ኣነ እዞም ቀሺ ኢዚኦም ዘይፈትዋም እግዚአብሔር ይቅር የበለለይ እምበር ምንም መፅሓፍ ቅዱስ ትምርቲ ተረዲአዎም እዩ ኢለ ዉን ኣይሓስብን ወይ ፈሊጦም ይፅይቁ ዘለዉ ኮይኖም ይሰማዓኒ ኩሉ ግዜ እቲ ንህዝቢ ዝሰብኩን ዝምህሩን መመሃራን መናፍቅ እናበሉ እዮም ዝዉዕሉ ናኣብነት ከምነ ድያቆን ኣስመለሽ ፍነተ ኣበዉ ዋላ ናዓካ ህዝበ ክርስትያን በቲ ናተበተነስ ንሶም ካዓ በዚ ይብትኑ ፈጣሪ ይቅር ይበሎሎም ነዚኦም ኢልካ መምህር 😢
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 2 ай бұрын
ካልአይተይ ኣነ እውን ብስሩ ቅጭ የምፅእለይ😂
@sahleyonas7844
@sahleyonas7844 2 ай бұрын
​@@samerh-ho4py3 ኣነ ድማ
@asteraster5513
@asteraster5513 2 ай бұрын
4 dma wla semio zeimtseni seketi nai youtube
@daniehagos3312
@daniehagos3312 2 ай бұрын
@@asteraster5513menn eka eska sebb teferdd
@sdx8869
@sdx8869 2 ай бұрын
ሰላምኻ ይብዛሕ መምህረይ ንዚ ትምህረት ዝምህሮ ዘነበር ጌጋ ትምህርት መልስ ንኺትህብ ይፅበ ነይሪ ምምህርይ ብሓቂ ቃለ ህይወት ያሰመዐልና ፅጋኡ ያብዘሐልኻ🙏💘💘💘
@wegenhaqixelaiamex
@wegenhaqixelaiamex 2 ай бұрын
You are right Sultan ❤❤❤
@AronDebesay-n9s
@AronDebesay-n9s 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤❤
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 ай бұрын
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen🙏🙏🙏✝️💙❤️⚓️
@saragualhamel9539
@saragualhamel9539 2 ай бұрын
Amenn Amenn 🙏 🙏 🙏 Amenn Kale.hiwet yesmaalna Tseguu yebzahalka Amlak burukuy
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ክቡር ሓዉና መ/ር ስልጣን❤❤❤
@afyeyemaryamlij3690
@afyeyemaryamlij3690 2 ай бұрын
ንድያቆን ኣሽመላሽ ልዕሌና ኣይትፈትዎን ኢካ ዘይከውን ትምህርቲ ተሚሂሩ ግን ይንቀፍ ሕጊ ሕጊ ኢዩ ጸግዒ ናይቲ ሓደ አይትኩን ዘይክርስትያናዊ ስራሕ ኣይትስርሑ ሓወይ ምሕረት የውርደልኩም
@afyeyemaryamlij3690
@afyeyemaryamlij3690 2 ай бұрын
ይቅርታ ዘይክርስትያናዊ ስራሕ እዩ እዚ ትገብርዎ ዘለኩም
@akberetmobatsion5616
@akberetmobatsion5616 2 ай бұрын
Seltan hiwey selamntey ekom biwshtey zeytradadeu ezey hezbey gen nemn eu kesame zaluo bajkom orthodoxe kenskom À hlfkom aiytwahabeu❤❤❤❤❤
@HabtomFishale
@HabtomFishale 2 ай бұрын
በጃኹም ኣይትዘናጠሉ ኣራኣያህዝቢ ኢኩም መጀመርታ ር አሰ ፍተሻ ግበሩ
@ኣዛሄል
@ኣዛሄል 2 ай бұрын
ዘመንካ ይባረክ ስላጣነይ ❤️ብሓቂ ብቡዙሕ ተባረክ 🌹✅
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 2 ай бұрын
ኣረ መምህራንና ናይ ኦርቶዶክስ ነንሕድሕድኩም ተከባበሩ ኣነስ ይፈትወኩምየ ደቂ እመብርሃነይ ኣብ ሓንቲ እምነት ኮይንካ ምብኣስ የሕዝነኒ እሞ ኩላትና ብተዋህዶና ዘይንደራደር በጃኩም ንከባበር😢 ተተጋግየለ ይቅርታ ብስም ኣዶ ጎይታይ😢
@daniehagos3312
@daniehagos3312 2 ай бұрын
Ball ezomm tekalu endiyomm
@petrostesfaldet4482
@petrostesfaldet4482 2 ай бұрын
Memhreyyyy kal hiwet yesmalba xega yebzhalka ftari admen tanan ygabka ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@KsanetXegu
@KsanetXegu 2 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏 kal hiwet yesmalna sltaneyyyyy ekae bselam mexakalna kbur memhrna
@LoveForLover-d1l
@LoveForLover-d1l 2 ай бұрын
ናይ ድያቆን ኣሽመላሽ ደስ ዘብል ይሄይሰኒ ኣርምሞ ምምራጹ ኢዩ ዋላ ናይ ምእሳር ኣይትገድዶ ኣቦታትና ውን ግዜ ይመርጹ ኢዮም ካብኡ ነውጻዮ በጃኹም ንሱ ዝከኣሎ ካቡ ንላዕልን ይገብር ኣሎ ኣምላኽ ይባርኮ በጃኻ ስልጣን ንዕኡ ኣብ ጎኑ ንኩን ማለትይ ብጽሎት ንደግፎ
@temesgenamlakye380
@temesgenamlakye380 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ ኣብታ ክታብ ዝበልካያስ አብ ቤተ ክርስትያን ፍቁድ ድዩ ወላስ ክታብ ኣይፍቀድን? ወላ ኣብኮመንት መሉሱለይ ኣሕዋተይ
@meharigebretnsae8617
@meharigebretnsae8617 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ጸጉ የብዝሓልካ ስልጣን ሓወይ ተባረክ ብዙሕ ሚሂርካና ኢካ እዚ ኣማኑኤል ዝብልዎ በጃኩም ሕልከኛ ኢዩ። ዋና ንገር እኮ ድሕነት ኢዩ ንስሓ ምሽ ድንግል ኢያ ትገብር ብንስሓ ክንምለኣ ኢዩ ዕላማ ጎይታ ።
@seareseare
@seareseare 2 ай бұрын
Suq elu minn hulkus kndom aymeharen abzi gn knqf tray
@Yorsalem-vs1ji
@Yorsalem-vs1ji 2 ай бұрын
ነስተውዕለሎም እቲ ዘሎ ኣካይድኦም ብጀካ ስርዓት ቤተ ክርስቲያን ስርዓት ተሃድሶ ኣይንቅበልን አኢና። ዘገርም እዩ ክሳብ ክንድዚ ድፍረት ድ/ን ኣስመላሽን ስልጣንን ሕብረት ኣለኩም መስለኒ ስርዓት ቤተ ክርስቲያን ኣብ ምፍራስ ድማ ዓጢቅኩም ኢኩም ዘለኹም ልቦና ይሃብኩም ፈጣሪ. ዝተሓተትካዮ ኣሕዛብ ዝነበረት እሞ ዝኣመነት ንዲያቆን ክትምርዖ ትኽእል ኢያ ዝብል መርትዖ ከየምጻኻስ ንድ ኣስመላሽ ጠበቓ ኼንካ ንኽትምለልሰሉ መን ወኪልካ ናትካ ዘይትምልስ እዚ ውስልትና ይበሃል። ንስሓ እቶ ከይትቅሰፍ።
@sahleyonas7844
@sahleyonas7844 2 ай бұрын
​@@Yorsalem-vs1jiንስካከ ብጹእ ዲካ
@ዛፉጓልክርስቶስ
@ዛፉጓልክርስቶስ 2 ай бұрын
ስልጣነይ ቃል ህይወት የስመአልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ✝️💙❤️
@soligualagame
@soligualagame 2 ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ስልጣን ሓወይ እዛ video ክትልቀቅ ከላ ሰሚዐ ወዲአያ ነይረ ሎማዓልቲ ካኣ ይሰምዓለኩስ ብሓቂ ድየ ሽዑ ሰሚዐዮ ኢለ ተገሪመ ሓንቲ ዘይዝክር ዓረብ 3ይ ዶር ዕማራ ናሰራሕኩ ሑቆይ ክሳብ ዝጉልብሲ ናይ 2ወርሒ ደመወዘይ ካሊኣትኒ እቲ ሓይሊ ዝህበኒ ናይ መፅሓፍ ቁደለስ ቃል ክርስቲያን ክትከውን እንተዳኣ ኮይንካ መጀመርታ ንገዛእ ርእስካ ንፈተና ኣዳልዋ ዝብል ናይ ጥበበኛ ሲራክ ዝማሃርካና ኣብ ግብሪ ምውዓል ኣብዩኒ ንማሃር ኣለና ግን ተግባር ዜሮ ደመወዝ ተከሊአ ኢለ ምምራር ምጭናቅ ምብካይ ንእምነተይ ዘይገልፆ ሓዱሽ ዓመት ምድሪ ክሳብ ሐዚ ምርግጋዕ ኣብዩኒ ታይ ተገበርና ይሓይሽ ካብዚ ጭንቀት ዝስውርባ ማሃረና🙏😥
@Peaceforeveryone-l8i
@Peaceforeveryone-l8i 2 ай бұрын
ዝሓለፈ መዓልትታት ኣብ ናይ ነሹ ከምዚ ኢልኪ ምስ ጸሓፍኪ ማራ ተሰሚዒኒ ሓብተይ😴 እሞ ኸኣ ናይ ክልተ ወርሒ ኣዝዩ ከቢድ እዩ ነገር ግን ክትመልስዮ ካብ ዘይከኣልኪ ምቅባሉ እዪ ነቲ ነገር ... ከም ዉዱቅ ሓሲብኪ ጉዕዞኺ ቀጽሊ ብዝያዳ ኸኣ ናይ መንፈሳዉያን ሰባት እንድሕር ረኺብኪ ብዙሕ ክሕጉዝኺ ይኹእሉ እዮም ወይ ድማ የዕሩኽ፥ መሓዙት ምምኽር ሓጋዚ እዩ ብዓቢኡ ግን ንነብስኺ የእሚንኪ መገድኺ ምቅጻል እዩ ከም ናይ ሓው ምኽሪ ዉሰድያ ዓባይ ሰብ🙏✌
@soligualagame
@soligualagame 2 ай бұрын
@@Peaceforeveryone-l8i ውይ ማዓረይ የቀንየለይ እወ ብፌስቡክ እውን ፓስት ኢለያ ነይረ ዝነፍሰልካ ይመስለካ ብኮሜንት ሰብ እንተሓገዘና ኢልና እምበር ንሕና ዳኣ ገፅ ሓበሻ ከማን ዘይንርኢ ሽዑ ፓስት ምስበልኩዋ ግን ገሊአን ናይ 3 ወርሒ ገሊአን ናይ 4 አረ ሓንትስ ናይ 6 ወርሒ ተከሊአ ዝብላ መፅየን ብመሰንጀር ኣፅናዕኒዐናኒ ተመልሶ ናዓይ ግርም ኢሉኒ ግን ገንዘብ ሰሪሕና ኢና ነምፀአሸ ግነሰ እቲ ዓዲ ዓረብ ስለንፀልኦ ዓድና ቀልጢፍና ክንከይድ ናፀብፀብካ ክትፀንሕ ከለካ እሞ ክቆርፃልና ከለዋ ምስቲ ንደክሞ ድካም ተደሚሩ ሕማም ይፈጥረልና ዘሕረቀኒ ካኣ ሓዱሽ ዓመት ብጭንቀትን ንብዓትን ምጅማረይ ኢዩ
@hiwicho1423
@hiwicho1423 2 ай бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ንዒ ባ 2 ወርሒ ደአ ብኡ የሕልፈልኪ ከምዚ እልኪ ምስ ምሉእ ጥዕናኺ ምዝራብኪ ለ ተመስገን እዩ ብዙሓት አለና ናይ ክንደይ አዋርሕ ዘይተውሃብና ግን ቅርሺ ነምጽኦ በር አየምጽአናን ንባዕለን አይበሏ ንሰን ውን ንዓና ኸአ ምሉእ ጥዕና ክንውንን ስለ ዝገበረና እግዚአብሔር ይመስገን
@soligualagame
@soligualagame 2 ай бұрын
@@hiwicho1423 እወ ንሱ ዳኣ ግን ምስቲ ስራሕ ዘየለ ምኳኑ ንምፅማም ከመይ ዓይነት ስራሕ ምኳኑ ንምንጋር ይከብደኒ ኢዩ 3ይ ዶር ኢየለ ካኣ እቲ ዝገርም መማረፂ ስለዘየለ ኣብኡ ምህላወይ ኢዩ ቅያር ስራሕ እንተዝረከብ መረሳዕኩዎ ግን ኣብኡ ኢየ ዘለኩ እናረአኩዋ ደመይ እናፈለሐኒ ምስኣ ኣለኩ እንተዝወፅእ ግን ኣይምዘከርኩዎን በቃ እንድዒ ያኣኪ
@bluekai-qz6je
@bluekai-qz6je 2 ай бұрын
እንካዕ በሰላም መፃእካ ክቡር መምህር ኣምላክ ፀጋ ምሕረቱ የብዘሐልካ❤❤❤
@yerustekeste2461
@yerustekeste2461 2 ай бұрын
Kale hiwet yesmealna
@rughbsnsngusbsj6668
@rughbsnsngusbsj6668 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ሰልጣን ሓውና ጸግኡ የብዝሐልካ ❤
@silasd6790
@silasd6790 2 ай бұрын
ቃል ሰናይ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ❤❤❤
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 2 ай бұрын
ስልጣነይ እግዝኣብሔር ኣምላኽ በልሕን ንፁሁን ዝሃበካ ኣኣሙሮ ክሳዕ መጨረሻ ይሓግዝኻ
@NatnaelMehari-sr3rn
@NatnaelMehari-sr3rn 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህር ስልጣን ሓወይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሐልካ 🙏🥰🙏
@mulugetatewelde1187
@mulugetatewelde1187 2 ай бұрын
ድያቆን ኣሽመላሽ እቲ ብሉጽ ሰባኪ ተዋህዶ
@danieltekali9844
@danieltekali9844 Ай бұрын
ሰላም፡ ሰላም ስልጣን። ሰላም ናይ እግዚኣብሔር ምሳኻ ይኹን! እቲ ኣውሳብዮስ ዘቂሳርያ ዝተወገዘ ሰብ እዩ ዝበልካዮ(34፥02) ኣበየናይ ጉባኤን መዓስ ዓመተ ምሕረትን በየኖት ሊቃውንቲ ቤተክርስትያን እዪ ተወጊዙ። ናይ ውግዘቱ ርእሰ ጉዳይ እንታይ ኔሩ፡ እንታይ ሕቶ ቀሪቡሉ፡ እንታይ መልሲ ኸ ሂቡ። እስኪ ነዛ ተወጊዙ ዝበልካያ ደጊምካ ረኣያ እሞ መልሲ እንተለካ. ...........
@AwetMosi
@AwetMosi 2 ай бұрын
ስለ እቲ ትምህርቲኻ ኣዝየ አየ ዘድንቐካ።ገለ ርእይቶ ግን ኣሎኒ። 1) ብዛዕባ እታ ድንግልና ዘይብላ ፡ዘይኣማኒት ዝነበረት ጓል ተጠሚቓን ተነሲሓን ግን ናብ ዲያቆን ክትምርዖ ትበቅዕ ኢያ ዝበልካያ ካባይ ጀሚርካ ብዙሕ ሰብ ስለ ዘይተቐበላ መብርሂ ክትውስኸላ ብትሕትና እላቦ ክቡር ሓወና። 2፣ ብዙህ መንእሰይ ኣብ ቤተክርስቲይያን ምስ ኣተወ አንታይ ከም ዝግበር ፡ ማኣስ ደው ትብል ፡ማኣስ ኮፍ ትብል፡ መጀመርያ ምስ ኣተኻ ኣበይ ትሳለም፡ ምስ ካህናት እትቀባበሎም መጻሕፍቲ ኣየኖት ምዃኖም - - - -ወዘተ፡ ትምህርቲ እንተትህብና ጽቡቕ ኔሩ።
@Michaelhayelom1234
@Michaelhayelom1234 2 ай бұрын
መምህር ሱልጣን፡ ክብረት ይሃበልና፡ ሎምስ ክንድቲ ዝጸልኣካ ዝነበርኩ ክሕበነልካ ጀሚረ
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 ай бұрын
God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙
@mikalhayelom3562
@mikalhayelom3562 2 ай бұрын
ቃል ሂወት ይስምዓልና መምህረይ 🙏
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 ай бұрын
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️
@gudarkarlek.2650
@gudarkarlek.2650 2 ай бұрын
ሙሴ ጸሊም ኣማኒ ኣይነበረን ሂወቱ ቀይሩ ክሳብ ጵ ጵስና በጺሑ ኣብ እምነት እንተ ዘይ ነይሮም ካብታ ዝኣመንሉ ሰዓት ተጠሚቆም ሓድሽ ሂወት ምስ ክርስቶስ ይጅምሩ ሓድነት ክርስቶስ ይለብሱ፡ ካብ ዛ ሰዓት ክሳብ ዝለዓለ መዓርግ ይመልከቶም እዮም፡ ❤❤❤
@deaconsemere5558
@deaconsemere5558 2 ай бұрын
እወ ግን ብሜዳ ዝስበክ ስብከት ኣይኮነን ሰለስተ ዓይነት ስብከታሎ ናይ ሊቃውንት ናይ ማእኮሎት ናይ ምእመናን አዚ ነገር እዚ መእመን ክሰምዖ ኣይግብኦምን
@gudarkarlek.2650
@gudarkarlek.2650 2 ай бұрын
​@@deaconsemere5558ዳቆን ሰመረ ምእመን ብግቡእ ሃይማነቱ ክፈልጥ ኣለዎ ፡ ብዘይ ምፍላጡ እዩ ከኣ ኣብ ሕቶታት ዝውዕል ዘሎ፡ ምክንያቱ ብግቡእ ሃይማኖትና ኣይፈለጥናዮን፡ ምስ ነገርካዮም ክኣ ሓድሽ ይኮኖም ኣሎ ❤
@NatnaelMehari-sr3rn
@NatnaelMehari-sr3rn 2 ай бұрын
​@@deaconsemere5558እቲ ሕቶ ህዝቢ አብ ሜድያ ስለ ዘልዓሎ ኣብ ሜድያ እዩ ክስበኽ ወይ ክንገር ዘለዎ ዕበጦ ዕበጦ ኢልካ ክሕለፍ ኣይግባእን እዚ ምስጢር ኣይኮነን ዲያቆን ሓወይ 🙏🥰
@Venus-VF
@Venus-VF 2 ай бұрын
​@@gudarkarlek.2650 ኩሉ ደርጃ ኣለዎ ሓወይ ንቆልዓ ቅድም ጸባ ፈኮስቲ መግብታት እንበር ዓጽሚ ኣይትህቦን ኢካ ስለዚ ንምእመን ክኣ ቅድም እቲ መሰረት ኢካ ትምህሮ፡ወላ እንተነገርካዮ ከማን ክጸሮ ኣይክእልን ጌና ትርጉም(ኣንድምታ) ጸሎተ ሃይማኖት፡ኣቡነ ዘበሰማያት፡በስመ አብ ከማን ዘይሓዝና
@ሊሊ_ትግራወይቲ
@ሊሊ_ትግራወይቲ 2 ай бұрын
ደቂ እመብርሃነይ ኹልኻቱም ሳብስክራይብ ግበሩለይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምስ ኹላትና ይኹን❤❤❤
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 2 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይ❤ከማኻሰ ዘበለሰ ያብዘሓ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ ሓወይ 😘
@metkelandat
@metkelandat 2 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ህወት የስምዓልና
@danielkidane3572
@danielkidane3572 2 ай бұрын
ኣምላኽ ይባርኽካ ስልጣን ሓውና። ነዚ ናይ ኦርቶዶክስ ናይ ብሉይን ሓድሽን ኪዳናት ምትሕውዋስ መንገዱ ተትሕዝዎ ኣሎኹም። GBU
@MerhawiHaylemaryam-b1f
@MerhawiHaylemaryam-b1f 2 ай бұрын
Qale hiwet yesmalna kubur memher ezi tgebruwo zeleku ete qexilkumo namani ykun nakum xubuq aykonen slezi bakal trakibkum tetradadu yehaysh❤
@ሰኒፅዮናዊት
@ሰኒፅዮናዊት 2 ай бұрын
ስልጣን ሓወይ ጥበቡ የብዘሐልካ 🥰 ኣብ ዝተወገዙ ዝብል ናይ ዘርፌ ከበደ መዝሙር ብጣዕሚ እዩ ዝፈትወ ናታ መዝሙር ክሰምዕ ሰላም ውሽጠይ ይረክ ብኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ተወጊዛ እየ አነ ዉን ገዲፎዮ ስለዚስ ተሰማዕክዎ ችግር የብሉን ማለት ድዩ
@JohnTesfagabir
@JohnTesfagabir 2 ай бұрын
ዋይ ኣነ ጓሳ ሲኢንና እቶም ለባማት ዮም ክምህሩና መንገዲ ኣምላኽ ከትሕዙና እዮም ዝበልናዮም ሓድሕዶም ይተሃላለኹ የርህዎ
@berhesultan7580
@berhesultan7580 2 ай бұрын
ክቡር ስልጣን ወደይ ቂሽነት መዐስ ተጀሚሩ መን ጀሚሩዎ ቅድሚ ምዉላድ ክርስቶስዶ ብድሕሪኡ ቀሺ ምስ ሐዋርያት ከመይ እዩ ርክቡ ?
@MulueOkbit
@MulueOkbit 2 ай бұрын
አሜን (3) ቃል ህወይት የስምዓልና እግዚአብሄር ፀጋ የብዝሓልካ መምህርና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@RussomHabtmicheal-no7ue
@RussomHabtmicheal-no7ue 2 ай бұрын
አሜን አሜን ቃለ ሂይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ጽብቅ ቀጽሎ እመብርሃን ምሳኻ ትኹን
@nazeratehagos4279
@nazeratehagos4279 2 ай бұрын
ንስካ እግዚአብሔር ይባርካ🙏🏾🌿💙🕊️🌹
@sahleyonas7844
@sahleyonas7844 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ግን ተትገድፎ ጽቡቅ ነሩ ንርእሱ ቁኑዑን ብሉጽን ሙሁርን ኢሉ እዩ ድገልጻ ንነብሱ ብጀካ መናፍቃን ክብል ምውዓል ምንም የብሉም
@petros-ho1um
@petros-ho1um 2 ай бұрын
ዕድመካ ይባረኽ
@habentesfamariam7646
@habentesfamariam7646 2 ай бұрын
qal hiwet yesmealna memhrna sltan hawna
@ry8319
@ry8319 2 ай бұрын
_ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ_💕
@Samira-it6jh
@Samira-it6jh 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃልሂይወት የሰመዐልናክብር መምህርና ሰልጣን❤❤❤🎉🎉
@AronKbrom-n7m
@AronKbrom-n7m 2 ай бұрын
ዘድልየና ሕጊ ኣቦታትና ምጽናዕ ዩ ዘይነበረ ኣይተምጽእ
@simonberhe6684
@simonberhe6684 2 ай бұрын
ሰዓብቲ ክርስቶስ ምኳንኩም ብስብከትኩም ትፍለጡ ይምስለኩም ፍቅሪ'ዩ እቲ መለለይ ።በጆኹም ናብ ሓደ ሕብረት ምጹ
@GolWejerat
@GolWejerat 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️
@KeshikibromSemere
@KeshikibromSemere 2 ай бұрын
ኣይትሕመቅ..በርዕ.በርዕ.መድህኒኣለም..ይሃልካ..
@dawitbiniam5836
@dawitbiniam5836 2 ай бұрын
ንሕዝብና ዘድልዮ ብዙሕ ነገራት ኣሎ። ዝበጻሕናዮን ዘይበጻሕናዮን እናሰበኽኩም ንሕዝቢ ኣይተሸግርዎ። እንተ ክኪልኩም ንሕይወት ዝኸውን ስበኹ ። ንምእመናንና ሰዓብቲ ክርስቶስን ሕይወት ክርስቶስን ክለብሱ ስበኹ።
@berhesultan7580
@berhesultan7580 2 ай бұрын
ብሐቂ ጽቡቕ ገለጻ
@እመቤቴሰላምልበይ
@እመቤቴሰላምልበይ 2 ай бұрын
ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ደስ ዝብል ትምርቲ እዩ ግን ዘይተረዳኣኒ ነገር ኣሎ ኣቦና ቀሺ መርጌታ ዝኣማኒኤ ኩሉ ሰሚዐዮ እየ ግን ድያቆን ተኮኑ ብተክሊል እዩ ዝሙርዐ ተክሊልደማ ልደናግል እዩ ይብሉ ነሮም እዚ ተቀቢለዮ ንስካ ዝመሃርካዮዉን ተቃዉሞ የብለይ ክልቲኡ ሓሳብ ተቀጋጪኒ ግራ ኣቲኒ ከመይ እዩ ዝነገር አድሕር ዝኮነይኩንክ ኣብዝኮነይኩን ጳጳስ ዝኮን ኮይኑ የተሞርዐየይ ዞሎ ስለዚ ፍልልይኣሎ
@MillionGoitiom-ln6dc
@MillionGoitiom-ln6dc 2 ай бұрын
Sltan Hawey anesi nmntay eyu bzaoba betekrstyan tray zeymhrena eye zbl neyre Hji gn bHaqi agedasi tmhrti eyu endhr nezom sebekti teketilnayom kab kemzi mexHafti endamxu keyetfuina walta konka tkelakel mhlawka terediune. Fetari xmaka yebzhalka🙏🙏🙏
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ኣዛሄል
@ኣዛሄል 2 ай бұрын
❤እሺ ብድጋሜ ዘመንካ ይባርክ እንዳበልኩ ኩሉ ግዜ ዉሸጠይ ዝመላለሰኒ !!! ሓንቲ ጥያቄ ኣላትኒ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር ስልጣን ሓወይ ንሳ ድማ 🌹ሓንቲ ጋል ኣነስተይቲ ናይ ኣዴታታ ማለት ወርሓዊ ጽግያ እንተዳኣ ሃልይዋ ናብ ቤተ መቅደስ ኣትያ ቅዱስ ስግኡን ክቡር ደሙን ክትወስድ ከም ዘይብላ ቤተ ክርስትያንና ኣስተምህሮ ትህብ ያ ሕጂ ናዓይ ጥያቄ ዝፈጠረለይ ነገር ግን :: ወርሓዊ ጽግያ ኣብ ሓዱሽ ኪዳን ጸጋ እንበር ርክሰት ኣይኩነን እሞ ጸጋ እንተዳኣ ኮይኑ ነቲ ቤተ መቅደስ እዉን ዘየርክሶ እንድሕር ኮይኑስ ስለ ምንታይ'ያ ወርሓዊ ጽግያ እንከለዋ ናብ ዉሽጢ ቤተ መቅደስ ዘይትኣቲ? ርስሓት"ዩ ካብ ርሳሓትና ነጺህና ክንኣቱ ኣሎና ዝብል እዉን ተማሂረ ኔረ እሞ እቲ ናትና ርሳሓት ንጎይታ ስለ ዘርሰሖ ድዩ ክይንኣቱ እንክልከል? ኣጋጣም ምስ ዝኾነት ሓፍተይ እንዘራረበሉ ኣብ ዝነበርና እዋን ድማ ሕልናኣ እንተዳኣ ፈቂድላ ጸገም ዝብሃል የብሉን ክትኣቲ ትክእል"ያ ኢላትን ::ስለ ድፍረተይ ይቅሬታ ብሩህ መረዳእታ ክሕዝ ስለ ዝደለኹ እየ !!! ብዝተረፈ ግን ካባኻ ብዙሕ እየ ዝኸስብ ካብዚ ብዝበለጸ ኣብዚሑ ጎይታ ይባርክካ መምህረይ ይፈትወካ"የ ❤️
@alyealye494
@alyealye494 2 ай бұрын
ሰላም ክቡር/ቲ ሓወይ ሓፍተይ ከም ዝበልካዮ ወርሓዊ ጽግያት ጸጋ እዩ ነገር ግን ኣነ ከም ዝፈልጦ ኩሩብ ክብለካ ኣብ ውሽቲ ቤተክርስትያን ብጀካ ናይ መድሓኔ ኣለም እየሱስ ክርስቶስ ደም ተዘይኮይኑ ደም ዝደሚ ኣካል ክኣቱ ከም ዘይብሉ እዩ ዝፈልጣ ከም ፍቃድ ኣምላክ ግና ጽቡቅ ጌሩ ከብርሃልና ተስፋ ይገብር ክቡር ሓወይ ይቅሬታ ግን ደፊረ እንተ ኮይነ
@TmnitEmaha
@TmnitEmaha 2 ай бұрын
ኣዛሄል ብዓቅመይ ክፈን ኣብ በሉዪ ኪዳን ናይ መርገመ ኔሩ ከም ቲ ዝበልክዮ ኣብ ሓደሽ ኪዳን ካኣ ናይ ጸገ ወይ ፍረ ኮይኑ ቤት መቅደስ ዘምእታውና ግን ብጃ ስጋ ወልደ እግዚኣብሄር ደም ዝፍተተሉ ሰለ ዝኮነ እዩ መግቢ እው ሒዝካ ውሽጢ ኣይእቶን እዩ ብዝተማህርዋ እየ ፈቲነ ንበረኸት ይቅረታ ዝተረፈ ካኣ ካብ መልሲ ይምሃር ።
@ምሰኩሉብፍቅሪ
@ምሰኩሉብፍቅሪ 2 ай бұрын
ልክዕ እየ ናይ ጎይታ ደም ብቻ እያ ትፍቅርድ ምሽ ጋል ካሃን ከማይ ጭሕጋር ተልይዎ አይ አትውን እዩ ርስሓት እንበር ርክሰት ግን አይ ኮነን ሓንሳአን ንሓዋርን ነፂሂና ኢና​@@alyealye494
@selamselam7608
@selamselam7608 2 ай бұрын
ኣብ ደገ መቅደስ ወይ ቤተክርስቲያን ክትሳላም ይፍቀድ ዩ ናብ ውሽጢ ቤተክርስቲያን ክትኣቱ ኣይፍቀድን ዩ ምክንያቱ ስጋ ክርስቶስ ደም ክርስቶስ ጥራይ ስለ ዝፍትፈት!!መጋቤ ሐዲስ ሚካኤለ ዩቲብ ኣለካ ኣዳምጽዮ!!
@misaeltemesgen4879
@misaeltemesgen4879 2 ай бұрын
ሰላም ኩቡር ሓው ወይ ሓፍቲ። እቲ ዋና ነገር ብዜካ ደም ናይክርስቶስ ካላእ ደም ዘለዎ ወላ ካህን ይኩን ደም ዘሎው ቁስሊ ኣብ ቤት መቅደስ ኣይኣቱን እዩ። ስለዚ፡ሰለ ዘይ ነጸሓት ዘይኮነስ ደምናይ ክርስቶስን ስጋ ናይ ክርስትስ ዝፍትፈትሉ ቦታ ካልእ ፈሳሲ ክፈሶ ኣይግባእን እዩ ብሕጽር ዝበለ።
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 2 ай бұрын
1ይ ባዕለይ❤❤🎉,እንኳዓ በሰላም መፀካ ክቡር መምህርና🎉
@ልእልቲ-ዘተዋህዶ
@ልእልቲ-ዘተዋህዶ 2 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻካ መምህርና ❤️❤️🎉🎉
@God-db9vp
@God-db9vp 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ መምሃራ ጸገም ኣለዎም፡ ኣባ ገብረኪዳን ካብ ካልአይቲ ሰበይቲ ዝተወለደጳጳስ ኣይከውንን እዩ ክብሉ ሰሚዐ፡ እዚ ግን ሕጊ ቤተክርስትያና ኣይኮነን ፡ እንተኮይኑ ግን ዝፈልጥ ሰብ ይንገረኒ።.
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 2 ай бұрын
እሞ ክብረተይ ዘይጋገ ሰብ የለን ኣቦና ርእሰ ሊቃዉንቲ ኣባ ገብረ ኪዳን ብሓቂ መሃርን መስተዉዐሊ ኣቦ ካብ መዓር ዝጥዕምዮም ዝምህሩ
@deaconsemere5558
@deaconsemere5558 2 ай бұрын
ልዕሊ ሊቀ ሊቃውንት ኣባ ገብረ ኪዳን መምህር የለን ስልጣን ንባዕሉ ተማሂሪ ናቶም እበር ክንድኦም ኣፍልጦ የብሉን እና ዝመጸ ተመጸ መናፍቅ መልሲ ብቤተክርስትያን ዝህቡ ሊቀ ሊቃውንት በዓል ኣባ ገብረ ኪዳን እበር ካሊእ ኣይኮነን እሞ ነባ ገብረ ኪዳን ደኣ ታይሞ ክወጾምዩ
@God-db9vp
@God-db9vp 2 ай бұрын
@@deaconsemere5558 ንሰብ ዘይኮነ ንትምህርቲ ቤተክርስትያን ንስዓብ፡ ንመምህር ከም ተጻዋታይ ኩዕሶ ደጋፊኡ ምኳን ንዓኻን ነቲ መምህርን እዩ ዝጎድእ፡ ካብ መምህር ገብረ ኪዳን ዝበልጽ መምህር የለን ምባልካ ውን ጌጋ እዩ፡ ካብ መምህር ገብረኪዳን ዝበልጽ መምህር ንዕኦም ዝመሃሮም መምህር ኣሎ።.
@God-db9vp
@God-db9vp 2 ай бұрын
@@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ ጽቡቅ ኣለካ ዘይጋገ ሰብ የለን፡ ግን ክደጋገም ከሎ ንምእመናን ጽቡቅ ኣይኮነን።.
@Yorsalem-vs1ji
@Yorsalem-vs1ji 2 ай бұрын
ነስተውዕለሎም እቲ ዘሎ ኣካይድኦም ብጀካ ስርዓት ቤተ ክርስቲያን ስርዓት ተሃድሶ ኣይንቅበልን አኢና። ዘገርም እዩ ክሳብ ክንድዚ ድፍረት ድ/ን ኣስመላሽን ስልጣንን ሕብረት ኣለኩም መስለኒ ስርዓት ቤተ ክርስቲያን ኣብ ምፍራስ ድማ ዓጢቅኩም ኢኩም ዘለኹም ልቦና ይሃብኩም ፈጣሪ. ዝተሓተትካዮ ኣሕዛብ ዝነበረት እሞ ዝኣመነት ንዲያቆን ክትምርዖ ትኽእል ኢያ ዝብል መርትዖ ከየምጻኻስ ንድ ኣስመላሽ ጠበቓ ኼንካ ንኽትምለልሰሉ መን ወኪልካ ናትካ ዘይትምልስ እዚ ውስልትና ይበሃል። ንስሓ እቶ ከይትቅሰፍ።
@Fisha.yemane-27
@Fisha.yemane-27 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስማልና ክቡር ሓውና 🙏እግዚኣብሔር ኣምላክ ጥበቡን ምስጥሩን ይግለጸልካ። ካብታ ናትካ መልሲ ዝሃብካ ላዕሊ ሳልሳይ ኣካል ኮንካ ኣብ ሞንጎ የሕዋትና ዝነበረ ሕቶ ምምላስካ ደስ እሉኒ🙏 መክንያቱ ካብ ነኒሕድሕድካ ትመላለስ ከምዚ ገርኩም እንተትሓጋገዙ ጽቡቅ ነይሩ። እቲ ኩላትና ንብሎን ንሓስቦ ብኣካል ምርካብ ካብዘይሰመረ።
@AwetGebrehiwet-qo5dq
@AwetGebrehiwet-qo5dq 2 ай бұрын
Sltan diyakonat yfttu aybelen nmntay gn nehadhdkum tfelaleyu alekum 😢😢😢
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 2 ай бұрын
Qule Hiwet yesmealna kbur hawna Tkkl seb ab bluy Kidan u znebr zelo❤
@HaytAs-v7w
@HaytAs-v7w 2 ай бұрын
✝️✝️💓💓💓💓🧡🧡🧡❤️❤️❤️❤️
@aronkahsay9263
@aronkahsay9263 2 ай бұрын
Kal hiwet yesmeana fkur hawuna
@kokobshishay2621
@kokobshishay2621 2 ай бұрын
Selam naka sltan hawey, ane tekatatelit natka eye, lomi gn ferihna ko tenawixna dkmet ab botu kolu ms senay yktetu, ane hto aleni , mejemerya dyakon ashmelash nmntay baelu zey meleselu wey kemu zbl emnet alewo, 2 dyakon neru ms temerawe keshi ykewn indhri ms dgl gol zey temereu ke, mejaka anexirka abrhalna gn ms senay ykretu mara sle nfetweka ina Yekenyelna
@GhFg-i2z
@GhFg-i2z 2 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ቃልህይወትየስመዐልና ስልጣነይ 🎉🎉🎉❤❤❤
@ኦማርያምበእንተዚናፈቅረኪ
@ኦማርያምበእንተዚናፈቅረኪ 2 ай бұрын
ሰላም እግዚአብሔር አምላክ ምሳካይ ይኩን ስልጣን ሓወይ እትህቦ ትምህርት ንፉዕ ኢካ እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ቀጺለ ንኩሉ ዝተሓተትካዮ መልሲ ክትህብ ከለካ መምሃራን ሕተት ወይ ከኣ ንኣቦታት ሕተት
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 14 күн бұрын
መም/ስልጣን ሓውና ሓንቲ ክሓተካ ተገዲስካ መልሰለይ ንቅ/ጴጥሮስ ሓምቱ ይብል ወንጌል ሓቀይ ቅ/ጴጥሮስ ከኣ ጳጳስ ካህን እዩ ነይሩ?መልሲ ክጽበ እየ ክቡር ሓውና
@ManUnited-ri3tq
@ManUnited-ri3tq 2 ай бұрын
ኣምልክ ናብ ልብና ይምለሰና፡ እዚ ትገብርዎ ዘለኩም መቸም ንምእመናን ይምህር ኢልኩም ኣይትህሰቡ በብቻነልኩም ክትዋቃቀሱ ኣይድልየናን ዩ፡ ኩሉ ናይ ተዋህዶ ምፍታህ ዘኣበየ ዓበይቲ ኣቦታትና ኣምጺኩም ተሓቱ ምእመን ካ ይሰምዕ፡ ምክርካር ኣይድለይና ዩ ትፈልቶም ኣቦ ኣምጺካ ናትካ ክንሰምዕ ንደሊ ወድሓንኩም።
@ተዋህዶሃገርእያ
@ተዋህዶሃገርእያ 2 ай бұрын
ንባዕልናውን መፅሓፍቲ ብምንባብ ንመርምር እምበር ዘዝመፀ ክንኣምን የብልናን ❤
@ManUnited-ri3tq
@ManUnited-ri3tq 2 ай бұрын
​@@ተዋህዶሃገርእያ እሺ ዘሓወይ ናይ ብሓቂ ፡ ኣብ ዓበይቲ ኣቦታት ወላ ዓቢ ታራ ኣሎዎ፡❤ thank you
@ተዋህዶሃገርእያ
@ተዋህዶሃገርእያ 2 ай бұрын
@@ManUnited-ri3tq 🙏🙏🙏
@Yorsalem-vs1ji
@Yorsalem-vs1ji 2 ай бұрын
ዘገርም እዩ ሕኸኸኒ ክሓከካ ሎምስ መን ምስመን ተሰሊፉ ኣሎ ፈሊጥናኩም ኢና ነስተውዕለሎም እቲ ዘሎ ኣካይድኦም ብጀካ ስርዓት ቤተ ክርስቲያን ስርዓት ተሃድሶ ኣይንቅበልን አኢና። ዘገርም እዩ ክሳብ ክንድዚ ድፍረት ድ/ን ኣስመላሽን ስልጣንን ሕብረት ኣለኩም መስለኒ ስርዓት ቤተ ክርስቲያን ኣብ ምፍራስ ድማ ዓጢቅኩም ኢኩም ዘለኹም ልቦና ይሃብኩም ፈጣሪ. ዝተሓተትካዮ ኣሕዛብ ዝነበረት እሞ ዝኣመነት ንዲያቆን ክትምርዖ ትኽእል ኢያ ዝብል መርትዖ ከየምጻኻስ ንድ ኣስመላሽ ጠበቓ ኼንካ ንኽትምለልሰሉ መን ወኪልካ ናትካ ዘይትምልስ እዚ ውስልትና ይበሃል። ንስሓ እቶ ከይትቅሰፍ።
@ዮናስገብረዝጋኣቢሄር
@ዮናስገብረዝጋኣቢሄር 2 ай бұрын
ካብዚ ንላዕሊ እንታይ መርትዖ ትፅበ
@መለይ-ኀ6አ
@መለይ-ኀ6አ 2 ай бұрын
ስልጣን ሓወይ ነው በሎ እዚ መምህር ደንቆሮ እዩ ባኣ ወዮ ደኣ ዘይርድኦም ከይኑ ደኣ እምበር እቶም ኣብ ሲንዶስ ዘለዉ እምበር! ስልጣን ሓወይ ኣነ ሓንቲ ከም ሓሳብ ክህበካ ብዙሕ ግድሊ ኣሎና ከምኡ ውን መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ ምሃር🥰💒🙏
@selamselam7608
@selamselam7608 2 ай бұрын
መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ ድካ ትኣምን?
@መለይ-ኀ6አ
@መለይ-ኀ6አ 2 ай бұрын
@@selamselam7608ገድሊ ናይ ቤተ ክርስቲያን ከምኡ ድማ መጽሓፍ ቅዱስ ኣምጽእ ማለተይ እዩ
@abrahamybchelsea5276
@abrahamybchelsea5276 2 ай бұрын
Edmen tienan yhabka zhawey ❤amen 🙏🙏
@berhesultan7580
@berhesultan7580 2 ай бұрын
ነየኖት አቖሺሽቲ እዩ በምድሪ ዝአሰርኩሞ እሱር ዝፈታሕኩሞ ፍቱ ዝበሎም
@deaconsemere5558
@deaconsemere5558 2 ай бұрын
ስብከትና ናብ ናይ ህልክ ኮይኑ በቃ ሎምስ ገለ ገለስ ቤተክርስትያን ትመልሶ ስልጣን ሓወይ እስኪ ስለ ታሪክ ቤተክርስትያን ስለ ኣማሳራርታ ናይዚ ዘሎ እምነታት ብታሪክ ኣሰኒካ ምጸና በጃካ ካብ ከምዚታት ወጻእ ስልጣን ሓወይ ንወቀሳ እበር ሰብ ንበረከት ይሰምዕ የለን ዘኣማኑኤል ይልከኛዩ
@WediTigawu
@WediTigawu 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና❤
@MerhawitMerhawit-q9w
@MerhawitMerhawit-q9w 2 ай бұрын
Amen(3) Qal hiwet ysmalana sltan hawey ሕቶ ኣለትኒ ብከመይ ክረክበካ ይክእል
@loveyouforevergod9057
@loveyouforevergod9057 2 ай бұрын
*Anta hawey naba besmam bel melgeta zbl zolo teredayo etom dakonat do aykonun xbah ngho Akshshti kkonu dngl enteyzey temerayom kemey gerom eu sgaweld krfttu kes bkes tkedeka ala nab lbka temeles*
@Alleyesonme905
@Alleyesonme905 2 ай бұрын
Ezi netean deqi anstyo ni kizimewa kemenzira metebabi eu 😢😢😢😢
@ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
@ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ 2 ай бұрын
1ይ ጢሞቴዎስ 3 - 12 እቶም ዲያቆናት ኣጸቢቖም ምስ ኣገልገሉ፡ ዓብዪ መዓርግን ብእምነት የሱስ ክርስቶስን ብዙሕ ትብዓትን ይረኽቡ እዮም እሞ፡ ሰብ ሓንቲ ሰበይቲ፡ ደቆምን ኣባይቶምን ኣጸቢቆም ዜስተናብሩ ይኹኑ።
@MmWerede
@MmWerede 2 ай бұрын
እሞ ብድንግላ ዝተመርዓዉ ማለት ኢዩ። ካልኣይ ነገር ድማ ብቀኖና ቤተ ክርስቲያን ብድንግልና ዝጸንሐ ደኣ እምበር ዝተመርዓወ ውን ዲቁና ከይወሃብ ዝተከልከለ
@YoditMehari-v9z
@YoditMehari-v9z 2 ай бұрын
​@@MmWeredehaka hawey kemzo protestant ko koyna tqsi amxika bzeytdiet sreat betekrstyan eshish mbal egziabher ymharena😢
@edeneden889
@edeneden889 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን መምህርና ሓወይ ኣቦ ሓቂ እግዚኣቢሄር ዕዱመን ጥዕናን ይሃብካ ጸጉኡ የብዝሓልካ ተባረክ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@TsegayMengs
@TsegayMengs 2 ай бұрын
ብዝኮነ ሰብ ይጠፍእ ኣሎ ካብ ህልኽ ህልኽ ኢዩ ዝመሃር ዘሎ
@solomonkfle2831
@solomonkfle2831 2 ай бұрын
ክርስትያን ዝብል ስም ንባዕሉ ብዘይ ኣመንቲ ንኣመንቲ ዝወጸ ስም እንድዩ ሕጽር ዝበለ ። እዞም ሰዓብቲ ክርስቶስ ንክርስቶስ ይመስሉ ኢሎም ዘውጽእሎም ቤተ ክርስትያን ከኣ ብኡ ቀጺላስ ቤተ ክርስትያን ከማን ንብል ኣለና ከም ሎሚ ከይኮነ ሳዓብቲ ክርስቶስ ንክርስቶስ ይመስሉ ነሮም ማለት እዩ ኣባና ግን ከምቲ ማህተመጋንዲ ዝበሎ እዩ ኣነ ንክርስቶስ ፈትየዮ ንክርስትያን ግን ጸሊአዮም ምኽንያቱ ንሳቶም ንዕኡ ኣይመስሉን እዮም ።
@FunnyCap-lm4sg
@FunnyCap-lm4sg 2 ай бұрын
ክቡር ሓውና ስልጣን እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኪዳነ ምህረት ፅላልን ኣንደቤትን ትኩንካ መምኅሪነ❤🎉
@Mengstab-b3c
@Mengstab-b3c 2 ай бұрын
ስልጣን ሓወይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ።ነዛ ህዝቢ ታሃድሶ መነፈቃን እንዳበለ ካላኣዩ ከኣ ቐሺ ተወልደ ዝባሃል ነዛ ሰብ ኣብ ዕንክሊል ከም ትነብር ገይሮማ።
@ThomasTsehaye
@ThomasTsehaye 2 ай бұрын
ንባዕልካ ከ ኣብ ኦርቶዶክስ እንታይ ኣበርክቶ ኣለካ ክንዲ ናቶም,ርእሲ ዘይብልካ ዠይድልየካ ኣይትጽሓፍ ንስለ ክብረትካ
@YoditMehari-v9z
@YoditMehari-v9z 2 ай бұрын
Qeshi tewelde tay kbl semiekayo eske ngereni😢
@BikiMan-v9c
@BikiMan-v9c Ай бұрын
ሙሉእ ኣስመዓና
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 2 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna hawna ❤
@helensamuel6952
@helensamuel6952 2 ай бұрын
Sultan hawey ezom kehlshi Amlak ykre ygberolom ember aygdn
መልሲ ንኹሉ ጥምቀት ሕጻናት
29:06
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 8 М.
ጻውዒት ኣገልግሎት 2 ክፋል  ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:05:23
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 18 М.
SIZE DOESN’T MATTER @benjaminjiujitsu
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 7 МЛН
Do you love Blackpink?🖤🩷
00:23
Karina
Рет қаралды 23 МЛН
I thought one thing and the truth is something else 😂
00:34
عائلة ابو رعد Abo Raad family
Рет қаралды 14 МЛН
በእንተ ዲያብሎስ መሐሩነ ሥላሴ!
28:28
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 13 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,1 МЛН
سخنرانی جدید - چرا محبت اهل بیت رو خدا واجب کرده ؟ - دعای ندبه جلسه ۴۹
2:00:53
استاد علی اکبر رائفی پور (کانال رسمی موسسه مصاف)
Рет қаралды 44 М.
Amharic Audio Bible Psalms - Ethiopian Amharic Bible Reading
3:48:29
Amharic Mezmur & Amharic Bible
Рет қаралды 208 М.
ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ንጐይታ ተጸበዮ" Pope Shinouda 3rd Sermon "Wait for the Lord"
43:36
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 174 М.
ኣነ ምሳኻ እየ እሞ ኣይትፍራሕ ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:11:46
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 33 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Exodus | ኦሪት ዘጸኣት
3:41:39
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 1 МЛН
SIZE DOESN’T MATTER @benjaminjiujitsu
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 7 МЛН