ኣብ ትሕቲ ትግርኛ ተዛረብቲ 'በሽር ኣል-ኣሳዳት' ክሳዕ ማኣዝ|AWRAMBA TIMES

  Рет қаралды 16,575

Awramba Times ®

Awramba Times ®

Күн бұрын

Пікірлер
@tsehaygebru9680
@tsehaygebru9680 12 күн бұрын
Thank you Alula tank you again Abreshet you you know theme
@Azeb1782
@Azeb1782 6 күн бұрын
ልክዕ ሳላ ፃድቃን ገታቸው ትግራይ ናብ ዘመን ሃይለስላሰ😢😢😢😢😢
@TTG-t3k
@TTG-t3k 11 күн бұрын
አቱም ከአ ትብሎ ነዚዾኖሳይደር ድሩየ ናይኢ/ያ መራሒ እንታ ትብሉ ከምዘለኹም እዉን ክርድአኒ እይከአለን ክልተ ሰዐት ኮፍኢልኩምስ ንተጋሩ ክትፃረፋ መፍትሒ ዘይብሉ ብጣዕሚ የሕዝን።
@Mikisadfer
@Mikisadfer 11 күн бұрын
ዝኾነ ኮይኑ ኣብ መሰል ዓርሰ ውሳኔ ትግራይ ምድርዳር ቀይሕ መስመር ምስጋር ስለዝኾነ ኣብኡ ከይንደራደር ሰባት ሓለፍትን ተተካእትን እዮም። ሓድነትናውን ንፅባሕ እናሓሰብና ክኸውን ይግባእ።
@ye36873
@ye36873 11 күн бұрын
ፍተው ፅልኡ ትግረዋይ ናይ ፖለትካ ደንቆሮ እዩ። ተደሊኹም ታሪክ አንብቡ ተደሊኹም ካብቲ ዝነሀው ኩነታት ተዓዘቡ፣ ናይ ፖለትካ ድንቁርና ጥራሕ ግን ዘይኮነስ ናይ አተሓሳስባ ,,,,,,,,, ,,,,,,,, ,,,,,,,,, ጆኖሳይድ ክፅናዕ አለዎ ንዝበለ ዶር ቢንያም ዘወገዘ ህዝቢ እዙይ ይንእሶ ዶ ትብሉ???
@haben524
@haben524 12 күн бұрын
Getachew reda need to resign
@Mikisadfer
@Mikisadfer 11 күн бұрын
ኣሉላ ናይ ሎሚ ትንተናኻ ተስማዕሚዑኒ። ናይ ሀዚ ኣሰላልፋ ግን ከይንደራደረሉ።
@AberhaGirmay
@AberhaGirmay 11 күн бұрын
እታ ፀሪፊ ምክፍፋል ፀምፀኤን ሐድነትና ንኽብተን መገዲ ዝኸፈተን ክቅድም ዝግቦኦ ጌድፍና በብሽሞም ምፅዋዕ ገዲፍና ናይ ኩዑሶ ፀወታ ይመስል ደጋፊ ፅንተት ዝነበረስ ተሐዋዊሱ ንፀላእቲ ድኽዒ እንዳኸንና ሰለዝመፃና ን ሐዚ አብዚ በፅሕናዮ ዘለና መሰሐቅ ፀላእትናን ንኸነሉ ዘላና ቀንዲ ምኽንያት ትግራይን ሕዝቢ ትግራይ ማእኸል ዘይምግባርን መነቃቃሕቲካብ ቅንዕና ውፅእ ብዝበለ ናብ ደንገገር ነእትዎ ስለ ዘለና ኢዩ ።
@AbebeKidane-h7g
@AbebeKidane-h7g 12 күн бұрын
አሉላ ንTMH ዘለካ ዝና ተጠቂምካ ፈጠሪካያ ብዘለካ ዝና ከመይ ምቅፃል ተሳኢንካ ? ብዙሕ ምጃሃር ብዙሕ ምስራሕ ክኸውን አይኽእልን ። ብዙሕ ምጅሃር ፈላጥ ምዃን ውን አይኮን ።
@mizangebreselama9134
@mizangebreselama9134 12 күн бұрын
ፅቡቅ ትንተና።
@meashotadese6952
@meashotadese6952 11 күн бұрын
ትኽክለኛ ርእሲ
@ninaabay2140
@ninaabay2140 11 күн бұрын
There is only one Tplf
@plandirectoret
@plandirectoret 11 күн бұрын
አሉላ ትግራይን ከአማራ ያጣላ የመጀመርያው ሰው ነው።
@Yonas-jp7sp
@Yonas-jp7sp 11 күн бұрын
መሰንበት ቆንጆ አቶ አሉላ መሸፈት ከማለት prime minister በማለት መስንበታችን ወደድድ ነው
@GrmaBru
@GrmaBru 12 күн бұрын
ክልተ ቀጠፍቲ ምስ ግዜ ትቀያየሩ ከምነፋሂቶ ቀጠፍትይ
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 11 күн бұрын
አሉ ብኢሃዲግ ግዜ ምስ ህወሓት ቀኝ እጅ ካብዝነበሩን ተመዋሊን ነይሩ ክንደይ ገዘብ በሊዐዋም ዘጭበርበሮም ስለዘሎ ህወሓ ክፈርስ ዝደልየሉ ቀንዱ ምኽንያት ዘጭበርበሮም ገዘብ ከይሕተት ብፍላይTMH ምስተኽፈት ካብ እዳ ህወሓት ገዘብ በሊዐዋም እዩ ለያቡ ስርቆም ከይጋለፅ ሃገር ይሕምሱ 🙄
@qaxaniyarde1380
@qaxaniyarde1380 11 күн бұрын
ኣሉላ ግን ብከመይ ኢዩ ተንታኒ ፖሎቲካ ኮይኑ ክክክክክ አዋይ ትግራይ ትረክቦ
@Slickback88
@Slickback88 10 күн бұрын
እዚአቶም ብጠቅላላ ናይ አዕምሮ ችግር እምበር ካሊ አይኮነን ክህከሙ አለዎም ካሊእ ፅንተት ከይመፀና ።
@plandirectoret
@plandirectoret 11 күн бұрын
ትግራይ እንደ ትግራይ መቀጠሏን የምጠረጥረው አንዲህ አይነት ውይይት ስሰማ ነው።
@Azeb1782
@Azeb1782 6 күн бұрын
ተጋሩ ጠጠው አንተ ዘየበልኩሞም ንገታቸው ፃድቃንን ጥፍአት ትግራይ አብ ገምገም ምዝራብ ዘይኮነስ ሕጂ ገለ ክትገብሩ አለኩም ሕጂ ሕጂሕጅ
@GebrehiwotDesta-lv3bn
@GebrehiwotDesta-lv3bn 11 күн бұрын
Alula , ኩሎም ሓሳባትካ ግልፅን ንፁርን ዝኾነ ሓሳባት ኢኻ ተካፍለና።
@Neharb-z2r
@Neharb-z2r 12 күн бұрын
ደርጊ እማ አብመጨረሻ ጨውን በርበረን ሒዞም ዝረኸብወን እስሳ ሓሪዶም ይበልዑ ነይሮም ሰበይቲ ይደፍሩ ነይሮም ሰብአይ ከይቀረየ ምድፋር ጀሚሩ ነይሩ መዓኮርየ ዕዳጋ አይትፈርየ ከይትድፈርየ ዝባሃል ደርፊ ነይሩ
@hirayndahray
@hirayndahray 10 күн бұрын
ድሕሪት ድሕሪት አይትኪድ አሉላ እንተወሓደ መን ዩ እቲ ዝተጋግዩ አዕርዩ እኒ ጌታቸው እኒ ፃድቃን ከመይ ትሪኦም
@ghiwotgslassie3797
@ghiwotgslassie3797 10 күн бұрын
TMH ናብ ቦታኡ ይመልስ
@zemchealhailu2649
@zemchealhailu2649 11 күн бұрын
Dawit kebede= "ብልፅግና የመሓድረና ዝበሉ ነይሮም" ክብል ከሎ Alula="ንብፆትካ ብብልፅግናነት እናኸሰስካ ንብልፅግና ኣሸማግለና ይብሉ"....ኣቤት ብልጠት🤔! ኣይ ኣሉላ።
@tbtmidia7397
@tbtmidia7397 12 күн бұрын
አሉላ ሶሎሞን ፅቡቕ እንተሰሪሕኻ ሕዝቢ ይዛረበልካ? እስቲ ከም ሓደ ትግራዋይ ኢልት እዚ ብዘይ ምስርሕይ አጥፍኤ እየ ኢልካ ተዛረብ ብቢ ሚድይኡ ዓድሙኒ እንዳበልካ ንባዕልኻ ፅዱቕ ካልእ ሕጡይ ብምግባር ምህውታትካ አብ ትዕዝብቲ ወዲቕካ ትርከብ አለኻ!
@WediMemher
@WediMemher 12 күн бұрын
ናይ ትግራይ ነገር መሕፈሪ እዩ። ኣብ ዓለምና ጄኖሳይድ ተፈፂሙዎ፣ ነቲ ጄኖሳይድ ዝፈፀመ መሊሱ ዘገልገለ ህዝቢ የለን። ኣባና ግን ሽዋ እናተመላለሱ ነቲ ዝጨፈጨፈና ኣካል ኢድ ይነስኡ ኣለው። ኣነ እየ እሙን ሓሽከር፣ ኣነባ ይፃልኡ ኣለው። ሐዚ ጉጅለ ጌታቸው ብሉፅ ሓሽከር ተባሂሉ ተመሪፁ። ጉጅለ ደብረፅዮን ይርዳእኻ ተባሂሎም ተመሊሶም።
@gebreyesus8431
@gebreyesus8431 11 күн бұрын
ከመይከ ናብ ሕብረት ንምለስ? ኣዛይትዩና: ሓሳባት ኣተኣኻኺብካ ናብ ዝሓሸ መድረክ ምድያብ ብኸመይ ንኽኣል?
@GereAndalem
@GereAndalem 11 күн бұрын
Dawit gin?? you are totally different when you are talking with Alula and Seb zisaane seb. Be consistent.
@Utopia-ow5ms
@Utopia-ow5ms 12 күн бұрын
ኣሉላ መቐለ ናፊቑካ ምዃኑ ይርአለኹ
@ቦንድ
@ቦንድ 10 күн бұрын
እንዳ ኸበደታት ሰብ ቅልውላው መንነት ደቓሉ ዓዲ ሰለስተ......ኣብሊዕኩሞ እባ እዚ ህዝቢ.!!! ኣሉላ//ሰለሙን ከበደ// ኣቤሎ እቲ 2ሚልዮን $..??? ዳዊት ከበደ .. ኣብ ክባይ አዔጽዋይ 60%እዳ ቖረጽካ ተረክቦ ዝነበርካ ቅርሺ ዲያስፖራ ኽሓንቀካ እዩ..!! ሓታቲ ዘይብሉ ምስ ስታሊን ዝበላዕኹሞ ካብ ዲያስፖራ ዝተዋጽአ ኣሽሓት ዶላር...
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 11 күн бұрын
ህዝባዊ ቃልሲ ማለት ቆልዓ ሰበይቲ ዘሳትፍ ኢዩ ነዚ ዝኣዘዝኩም ጆኖሳይድ ተፈጺምኒ ኣይባሃልን ምኽንያቱ ህዝባዊ ማለት ዋላ ቆልዓ ኢዩ ዘጥቅዓካ ማለት ኢዩ ነዚ ካኣ ክትዘብጦ መሰል ኢዩ ሕጂ ኣይተእውዩ ደቂ ማለሊት😂😂😂😂
@Tigray_First
@Tigray_First 11 күн бұрын
እዞም ሰለስተ ጀነራላት እኮ አቋሞም አቀዲምካ ዝፍለጥ እዩ: ናይቶም ዝተረፉ ጀነራላት አቋም ከ አይትፈልጦን ዲካ።
@EbH767
@EbH767 11 күн бұрын
Alula must be advised to use the right words and terminologies. He should not use words like dehumanization without having a good justification.
@kahsaykebede-bw5tq
@kahsaykebede-bw5tq 12 күн бұрын
እዚ አሉላዝበሀል ሰብ ካብቶም ናብትገራይ ዝአተው አትማን እቲ ብርሕቀት ዘሎ ተመንትግራይ እዪ።
@BrhanAbebe-b1f
@BrhanAbebe-b1f 11 күн бұрын
ብትትኽክል
@Woldu-s8u
@Woldu-s8u 5 күн бұрын
ኣሉላ ኣብቲ ኣኼባ ዝነበርካ ኢኻ ትመስል። ኩሉ ብዝጥዕሞ መንገዲ ይትርጉም። ክልተ ህወሓት ክህሉ ኣይክእልን። ንሰራዊት ወኪሉ ናብ ኣብይ ኣህመድ ዝኸደ የለን። ስልጣን ስራሕ ንምስራሕ እዩ ዘድሊ። ኣብይ ድማ ኣብ ትግራይ ዘይሰርሕ እዩ ዝደሊ።
@haileabay4021
@haileabay4021 12 күн бұрын
ኣሉላ ርእሱ ኣብ መልሓሱ ተመቻችያ ኮፍ ዝበለት እያ::
@desalegnkeleta2902
@desalegnkeleta2902 12 күн бұрын
Resahhh
@TeferMekonen
@TeferMekonen 12 күн бұрын
ሓቂ ዘረባ ሓንቲ ዝተረፈትና ከምቲግራይ ሰልፊ ወፂእና ነዞም መራሕቲ ምቅያር እምበር ፃድቃን ጌታቸዉ ደብረፅዮን ኣለም ገብረዋህድ ወዲ ኣሸቡር ወዲ ወረደ ኪጓሓፉ ኣለዎም
@abebakebede1270
@abebakebede1270 11 күн бұрын
ሓቂ እንድሕር ክንዛረብ ኮይና ዶክተር ደብረፂዮን በአል ፅኑእ መትከል ካብ ንእስነቱ ጀሚሩ ብዝኽእሎ ኩሉ ብቅንእነት ንህዝቡ ዘገልገለን ዘገልግል ዘሎን እዩ ።
@kibbe945
@kibbe945 11 күн бұрын
Kila niska dima, quinat bahlina ilka 1,5 million
@Mikisadfer
@Mikisadfer 11 күн бұрын
ገሊኦም ሙሁራት ትግራይ ኣሰላልፎኦም ምስ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ድዩ ወይስ ምስ ንብልፅግና ባይታ ኣብዝፈጥር? ክፅናዕ ይግበኦ።
@TunaDehun
@TunaDehun 11 күн бұрын
ልብልፅግና ናይ ትግራይ ፅልጣን ጠቅሊሎም ዘረከቡ ጌታቸውን ፃድቃንን እበር ህወሐት አይኮነን
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 11 күн бұрын
አሉላ ናይኒ ጌታቸው ተመዋሊ እዬ ትግራይ እናባለዕ ብደም ህዝብና ዝሽቅጥ ጊሒላ 🤔
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 11 күн бұрын
አህያ ብትቆይም የጅብ ነች.😂😂😂😂😂😂😂😂
@ninaabay2140
@ninaabay2140 11 күн бұрын
Alula I wish you could play a more productive role!
@berhaneberhe1303
@berhaneberhe1303 11 күн бұрын
How about? Wugie bahlawi seweta tigrai Genocide aykonen. Lemech eka
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 11 күн бұрын
ዳዊት ከበድ ንዶ/ር ደብረጼዮን ክንደይ ጊዜ አልዓልካዮ ከም ሰብአይ አዴኻ ጸሚድካዮ ሂዝካዮ እንምታይ ኮን ይኾን, አብ ሞንጎ ደብረጽዮንን አብይን አብ ዝነበረ ስብሰባ ዝነበርካ ኢኻ ትመስል. ከመይ ገርካ ፈሊጥካዮ ደብረጽዮን ሥልጣን አበኒ ከም ዝነበረ.
@almazadamu9175
@almazadamu9175 11 күн бұрын
እቶ ዳዌት ብማያኻ ያኽብረኻ እየ ግን ንትግራይ ዝሐይሽ ግን ስራሕ ብዙሕ እይራእኹን እሉላ ማለትሽእስ ሌቤ ቆጥሜ TMH ናይ ተጋሮ ደምፄ ክትኻነና ዝተኽልናይ ትኻል እፍሪሱ ናይ ዐደ ስለስተን እርባዕተን መስራሕ ብምኻን ንስካ ኹን እሉላ ንጥፍእት ህዋሕት ትስርሑ ኢኹም ያሕዝን ህዋሕት ታሪኽ ህዝብ ትግራይ እያ ናይ ሕደ ናይ ሐደ እይኻነትንናይ መራሕት ጌጌ ክህልዳ እው ንስኩምውን እለኹም እሉሉ ባዕሉ ስራቅ እዩ እይሓፍርን ብዝዕባ ትግራይ ክዛረብ ህዝብ ትግራይ እዳፍረስ ዕሱቡ መጭብርርበሪ ካብኡ ሐሌፍ ግን ንፀለእት እሕሌፍኻ ንምሃብ ወደብ ህዋሕት ንምፍራስ ዝኽይደ ዘላ ኸይዴ ተጋሮ ክም ሕብረተስብ ክይንቅፅል ገጀፍ ዉሑጀ ፀላእቴ ክወስዳና እዩ ብመን ብናይትን ስባት ተጋሮ ብዝባሃሉ ንግንዝብ ዝነብሮ ሕሌና ዘይብላምኸም እሉላ ብዝኻነ እቶም እብ ሜዴያ ዘለኹም ስባት ንኽብደኹም እይትንበሩ ንሕሌናኹም ስርሑ እግዚአብሔር ምስትውዐል ያሃብኹም
@ogbazionbeidu1657
@ogbazionbeidu1657 11 күн бұрын
ንስኹም "ዶ አይኮንኩም ናይ ተንኮል መማህራን ገና ዘሩባኹም የዖርዩ ሓሶት ግደፋ
@kibbe945
@kibbe945 11 күн бұрын
Hiji aytikhad,quinat bahlawi tsewetana ilka 1,5 million menaisey atfieka anta fesawi
@amanielgebrerufael
@amanielgebrerufael 11 күн бұрын
ዋጣ ዝኾነ ሰብ
@SteveGb-l5b
@SteveGb-l5b 11 күн бұрын
Leba
@aferanigus2926
@aferanigus2926 11 күн бұрын
ኣሉላ ትንታነኻ ፅቡቕ እዩ። ኣብታ ጌታቸው ኣብ ዓዲ ጉዶም ዝበላ ኣይፈተኹዋን ፣ ጌጋ እዩ ዝበልካያ ግን ልክዕ ኣይኾንካይ። ጌታቸው ዝተዛረቦ ኣብ መሬት ዘሎ፣ ፀሓይ ዝወቕዖ ሓቒ እዩ።
@NewVisionAfrica-wq2sw
@NewVisionAfrica-wq2sw 12 күн бұрын
It is utterly redundant take that brings no value added or insight. It is just a self promoting indulgence
@tsehaygebru9680
@tsehaygebru9680 11 күн бұрын
Is not true
@genetmelkam435
@genetmelkam435 11 күн бұрын
Alula solomom kabetom Tigray nabezey zebetsihuwa hade eka betami zehezen 😭😭😭😭😭😭💔🌷💔
@ninaabay2140
@ninaabay2140 11 күн бұрын
Oh please no one believes Abyi Ahmed Ali stop it Alula
@ninaabay2140
@ninaabay2140 11 күн бұрын
Tplf Tplf Tplf what a waste of time same song
@sabasaba2633
@sabasaba2633 11 күн бұрын
እናንተ ለትግራይ ህዝብ የምታስቡ ከ ሆነ ጌታቸው ረዳ እና ታደሰ ወረደ ፃድቃን ለምን አይጠየቅም ?
@tomastom-bj6qp
@tomastom-bj6qp 12 күн бұрын
አሉላን ዳወት ብሓቂ ደስ ዝብል ምልከታ አብ ፖለቲካ ትግራይ ዘለኩም ውፅእ ዝበለ ብቅዓት ከይአድነቅኩ ክሓልፍ አይደልን ግን እዚ ህዝቢ ብሰንኪ ናይ ፖለቲካ መራሕቲ ትግራይ ውድቀት አብ ትግራይ አብ ዝሕጂ አጋጢሙና ዘሎ ከም ህዝቢ ምንባርን ምጥፋእን ሓደጋ ሚዲያ ቀሊል አይኮነን ሞ ናይኩም ሮል ህዝቢና ናብ ሓደ አተሓሳስባ ናይ ምምፃእ ሓላፍነት ዓብይ እዩ ሞ ናይ ሌባም ስራሕ ስርሑ በሎ በሎ ከም ህዝቢ ከየጥፈአና ስጋአት አለኒ አሕዋት።
@tesfa647
@tesfa647 12 күн бұрын
You have an excuse for everything you had been talking duringthe conflict. The reality is you had an option to use the right words regardless of your intentions. What is happening in Tigray and with in tplf was written in the wall for a while. Tigray has no culture of politics but the experience of war with ppl in the next door. That doesn't help and will not make them a hero but a loser.
@አክሱምወአዶሊስ
@አክሱምወአዶሊስ 12 күн бұрын
Why dawit and his brother stand against Getachew Reda?
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 11 күн бұрын
Because Vodcachew is a band and is working for Abyi, try destroy Tigray by dividing us by awraja
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 11 күн бұрын
ክክክክክክ ተኮለኛ ስለ ዝኾንኩም ኢኹም ንኤርትራዊ ክትፋላልዩ ፈቲንኩም ንኣብነት ኣኩለጉዘይ ፈታዊና ሓማሴን ጸላኢና ትብል ኔርካ ኣሉላ ብዓልኻ እንዃዕ ነዚ ኣራኣየካ ተኮለኛ😂😂😂😂😂
@tadessekifle8808
@tadessekifle8808 11 күн бұрын
ሰብ ዝዘርኦ ኢዩ ዝዓጽድ።
@tsehaygebru9680
@tsehaygebru9680 11 күн бұрын
TPLF he.s decorator
@Welqaithumera
@Welqaithumera 11 күн бұрын
ኣሉላ ዓድዋዊ ቻው-ቻው ትብለካ'ላ ሕውሓቲኖ-ርእሲ ቴኖ ፡ ከም ጡብ ኣዴኻ ቅበጻ ። ምስ ገዋኑ ዓድዋ እናተንከባለልና አይንነብርን ትብለካ ኣላ ብጠራሮ ልዕሊ ዓቕማ ዝተነፍሐት ትግራይና ።😅😅😅😅😅
@amanielgebrerufael
@amanielgebrerufael 11 күн бұрын
ኣታ ጥምቢ ብኣፍካ ኣይትሕራእ
@MikiafeMikiafe
@MikiafeMikiafe 11 күн бұрын
Anta wedi sharmuta hamasen
@amanielgebrerufael
@amanielgebrerufael 11 күн бұрын
@MikiafeMikiafe ረይጣጥ ትም ደይትብል
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 11 күн бұрын
ሓርናጽ ወዲ ደርጊ 👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹
@ቦንድ
@ቦንድ 10 күн бұрын
እንዳ ኸበደታት ሰብ ቅልውላው መንነት ደቓሉ ዓዲ ሰለስተ......ኣብሊዕኩሞ እባ እዚ ህዝቢ.!!! ኣሉላ//ሰለሙን ከበደ// ኣቤሎ እቲ 2ሚልዮን $..??? ዳዊት ከበደ .. ኣብ ክባይ አዔጽዋይ 60%እዳ ቖረጽካ ተረክቦ ዝነበርካ ቅርሺ ዲያስፖራ ኽሓንቀካ እዩ..!! ሓታቲ ዘይብሉ ምስ ስታሊን ዝበላዕኹሞ ካብ ዲያስፖራ ዝተዋጽአ ኣሽሓት ዶላር...
@EbH767
@EbH767 11 күн бұрын
Alula must be advised to use the right words and terminologies. He should not use words like dehumanization without having a good justification.
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
ብሄራዊ ኽሕደት ዝፍፅም ዘሎ መን እዩ?
1:44:22
Axumawian Media Network
Рет қаралды 10 М.
መግለጺ ሕወሓትን ግምትን እንታይ ይመስል
Cyber power Tigray Media
Рет қаралды 335
#canada #አንዳንዱ ነገር የተጋነነ ነው?
46:27
#zaramedia  -የጃዋርና ግሩም ጫላ ኢትዮጵያ የቷ? 12-19-2024
25:08
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН