ብሄራዊ ኽሕደት ዝፍፅም ዘሎ መን እዩ?

  Рет қаралды 10,951

Axumawian Media Network

Axumawian Media Network

Күн бұрын

Пікірлер: 63
@MuezKebede
@MuezKebede 7 күн бұрын
በርትዑ ኣኹስማውያን ንህዝቢ ወጊንኩም ስለትሰርሕዘለኹም
@DestaGeberzher
@DestaGeberzher 6 күн бұрын
ኣኹስማውያን በርትዑ ንህዝቢ ዝጠቅም መልእኽቲ ስርሑ ህዝብና ውን መን ዝጠቕሞ መን ዘይጠቕሞ ንክፈልጥ ኣዕሪኹም ስርሑ ኣብ ጎንኩም ኢና።
@tesmegebreyesus8883
@tesmegebreyesus8883 3 күн бұрын
Getachew must work hard to return the displaced people of Humora, Wekite. Danisha and all regions. Spending time on TV doesn't help you to be doing your job for the displaced people of Humora. Do your job caring for the suffering of displaced people before copiers Amhara enter Humora, Danisha, TSEGEDIE, Welkite and other regions. This very important job to be done.
@user-md2ct1hb7u
@user-md2ct1hb7u 7 күн бұрын
በርትዑ ቀፅሉሉ
@alemabay-sh5kw
@alemabay-sh5kw 7 күн бұрын
Tegadalay Bisrat Amare, as to me, it is great idea. Thank you!
@DanielZewdu-g7e
@DanielZewdu-g7e 7 күн бұрын
በቃ ክንዱዚ ድዩ ጀነራል ፃርቃን ፎሲ ብፎሲ ጌርዎም።
@AlganeshGebremeskel-pi7fv
@AlganeshGebremeskel-pi7fv 7 күн бұрын
Yes that is the only reason why they are accusing general Tasman.
@DebasAbram
@DebasAbram 7 күн бұрын
ብጣሚ ጽቡቅ ሪእቶን ትንታኔ ኢዩ ብፍላይ ጀ፡ታደሰ ወረደ ንጉባኤ ዝገበረ ሓይሊ ዓላማ መፈጸሚ ስርዕት ኢዩ።
@GirmayEssak
@GirmayEssak 7 күн бұрын
መደባትኩም ጽብቅ እዩ በርትዑ ኣኩሳምያን ንካታተለኩም እና
@DagmawiBrhanu-ps8qs
@DagmawiBrhanu-ps8qs 6 күн бұрын
አኹሱማውያን በርትዑ
@assaylemlem6939
@assaylemlem6939 6 күн бұрын
We are eagerly waiting your media❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
@RegenMehari-f5j
@RegenMehari-f5j 7 күн бұрын
ኩቡር ጀነራል ጻርቃን ሓቒ እዩ ተዛሪቡ
@assaylemlem6939
@assaylemlem6939 6 күн бұрын
ግደይ & ብስራት❤❤🇱🇺🇱🇺❤❤
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 7 күн бұрын
ኣብ ሻዕቢያ ሰልፊ; ኣብ ህወሓት ማሌሊት ብጣዕሚ ዝገርሙ ናይ ውሑዳት ብፍላይ ናይቲ ፖሊት ቢሮ መሪሕነት ዝበሃል ስልጣን መሐለዊ ሓፁር እዮም:: ብስለላ ኣቢሎም ንካልእ ህዝቢ ጥራይ ዘይኮኑስ ተጋደልቶም ከይተረፉ እውን ዝዕፍኑ; ዝጨውዩ ዝቐትሉን እውን እዮም:: ድሒሮም ምናልባሽ እንተቐኒዕዎም ድሕሪ ዓወት እዞም መሪሕነት እዚኦም ናብ ውልቀ ምልክነት ከምዝቕየሩ ድማ ብግብሪ ርኢና ኣለና::
@RahelTikue
@RahelTikue 7 күн бұрын
ብሄራዋክሕደትዝፈፀሙ አለ መንጀሪኖደፂእዮም
@zulanet8683
@zulanet8683 7 күн бұрын
wonderful speech
@DebasAbram
@DebasAbram 7 күн бұрын
ኣብ ቦታ ዝነበርና ብቀረባ ሓለዋ አብ እዋን 1993 ምግምማዕ አፈላልያ ግደፉ ኣፈላሊያና ሕዝና ንቀጽል እናበለ ክልምኖም ከምዝነበረ ብፍላይ ተወልደ ክሰምዕ አይካለን ኩሎምውን ደርጋ ብህልክን ስምዕትን አትዮም
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 7 күн бұрын
ብስራት ከበደ ን ዳዊት ከበደን ናይ ዉድብ ከተካሊ አዮም ፡
@AberaDesta-k7t
@AberaDesta-k7t 4 күн бұрын
ብሄራዊ ክሕደት ዝፍፅም ዘሎ እቲ ዓሌተኛ፣ ኔትዎርከኛ፣ ሱሱዕ፣ ዝበስበሰን ንስልጣኑ ጥራሕ ትግራይ ክመርሕ ዝደሊ ነገር ግን ሐዚ ስልጣኑ ዝተመንጠለ #ጉጅለ_ኣደመ እዩ።
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 7 күн бұрын
ጀነራል ፂድቃን ኣይኮነን ንቴዲ ንሳባት ነጋ ክሳብ ዚኣሪግ ዘብኸዮ ጀግና ተጋዶላይ ታይ እዩ ዝብል ዘሎ ሓንቲ ማዕልቲ ናብ ሚዲያኡ መፂኡ ሰለ ዘይተዚረበ እዩ ዝእዉይ ዘሎ ብዚኽነ ኣጀኹም በሪቱዒ ግደይ❤
@SuperMobly
@SuperMobly 7 күн бұрын
The questions are too long. They're more like statements. Try to make short and to the point.
@goitanefsu234
@goitanefsu234 7 күн бұрын
ብሱረኸ ፈደራል ሰራዊት ከኣቱ ኣብ ውዕል ፕሪቶርያ የለን ድዩ?
@YohanesGlibanos
@YohanesGlibanos 4 күн бұрын
ጠያቅን መላስን ሓደ ስለዝኾንኩም ኣይገርምን ቀን ጡዑይ ኣይሓስብን ናሕዝቢ ምኽርቤት ስልጣን ምኽሓድ ጥረት ዩ ብስራትን ፃድቃንን ሓደ እዮም ታደሰ ስርጭት ዝወከሎዩ
@ftsumbrhanberha3803
@ftsumbrhanberha3803 7 күн бұрын
👍👍👍
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 7 күн бұрын
ተጋዳላይ ብስራት ኣማረ; ግደፉና እንዶ ኣፀልሙ ተባሂሎም ንዝተላእኹ ናይ ባዕሎም ኣጀንዳ ዘይብሎም ድኹማት እናልዐልኩም ቁም ነገር ከምዘለዎም ብዛዕበኣቶም ክትዛረቡ ጊዜኹም ተጥፍኡ ዘለኹም:: ትግራይ ፕሬስ; ደደቢት; ዛራ ሚዲያ ወ.ዘ.ተ ኣብዚኣቶም እናቐረቡ ሃለው ዝብሉ ዓበይቲ ሰባት እንተሃሊዮም; ተዝነፅግዎም ይሓይሽ:: ንሕና ናይ ግምት ጠበቓታት ኣይኮናን:: ነገር ግና ብኩናት ሰንሰን ዝበለ ህዝቢ ድሕሪ ፅንተታዊ ጦርነት ለውጢ ንኸይህሉ ዘዕንቅፉ ድሑራት እዮም::
@sesawha9301
@sesawha9301 7 күн бұрын
ብሔራዊ ጠላም ኣይተ ስብሓት ብቁመናኦም ኣለውኹም ትግራይ ሓምኣ ገይሮም ዐነውነው ኣቢሎም ኤርትራ ልትባሀል ዐዲ ኣብምፍጣር ልተመዎቱ።
@Sebeye321
@Sebeye321 4 күн бұрын
አይአት ትብል አለካ ጌታሸው ኡተዉ ኡሉ ተፈረመ መን ይክልኩሎ
@meleskidane9695
@meleskidane9695 7 күн бұрын
እቲ ነታ ጽሑፍ ዘንበባ አብ ሕጊ ተኸሲሱ አብ ቤት ፍርዲ ደው ክብል አለዎ
@RahelTikue
@RahelTikue 7 күн бұрын
ህዝቢትግራይ አይሪኤከሙን ዘሎ ምኽንያቱ ስብሓት አይኣዘዘሙን
@RegenMehari-f5j
@RegenMehari-f5j 7 күн бұрын
ብልክዕ ኢኻ ትፈልጦ ተጋዳላይ ብስራት
@yitbarekt438
@yitbarekt438 7 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ሕዚ ኣይኮነን ተኻሒዱ::ካብ ቀደም ኣትሒዙ ተኻሕደ እዩ::ደቁ ኣብ ኢርትራ ነፃነት ሃሊቆም::ኣብ ኢትዮዽያ ሃሊቆም::ሕዚ ተወዲኦም::ስቕ ኢልካ ሞት:ኣካል ምጉዳል:ምፍንቃል:ዓዲ ምዕናው::ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ብ መራሕቱ ስካብ ሕዚ ይኽዳዕ ኣሎ::ክድዓት ዝነበረ:ሕዚውን ዘሎ:ምናልባትውን ይቕፅል ይኾን ህዝቢ ትግራይ ስካብ ደኒኑ ዝተተቐበሎም::"ናይ ወዲ ላሕምና ፖለቲካ"😢😢😢
@TemesgenHantal
@TemesgenHantal 7 күн бұрын
ብሄራዊ እምነት'ከ እንታይ እዩ?
@DanielZewdu-g7e
@DanielZewdu-g7e 7 күн бұрын
አንሕናኮ ዝተቃረቅና ምስ ፌደራል እምበር ምስ ሻዕቢያ አይኮነን ። እና ሻዕቢያ እኳ ዓድዋ ናወዓለ ወርቂ ናዘረፈ " ፌደራል ተአተወማ ታይ ችግር አለዎ።
@BahreNeGash
@BahreNeGash 7 күн бұрын
Shaebia does NOT need your fake "gold," because Shaebia already marched to Mekelle & took over Tigray, capturing TPLF's missiles & rockets. Face it, the game is over. 😂!
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 7 күн бұрын
ኣይተ ብስራት; ቴደሮስ ፀጋይ ንሓንቲ ጉዳይ/ ሓሳብ ናይ ጀነራል ፃድቃን እዩ ትሪዝን ዝበለ እምበር ንጀነራል ፃድቃን ንባዕሉ ወይ ነቲ ሓፈሻዊ ኣጀንድኡ ኣይኮነን:: ዘካትዕ ጉዳይ እንተሃሊዩ ግና ኣብ ሚዲያ ቀሪብኩም እንተትካትዕሉ ኢና ክንመሃረሉ እንኽእል:: እንተዘይኮይኑ ቴዲ ሪኦት ኣብ ብራኸሾው ዘቕረቦ ትንተና ምንም ዝድርበ የብሉን::
@RahelTikue
@RahelTikue 7 күн бұрын
ዓሊሚ ብር አሰልጣኒአይትበል
@goitanefsu234
@goitanefsu234 7 күн бұрын
ሕትተለይ ግደይ ብሱረኸ ፈደራል ሰራዊት ከኣቱ ኣብ ውዕል ፕሪቶርያ የለን ድዩ?
@EnkubaheriBerhe
@EnkubaheriBerhe 7 күн бұрын
Beliwom ezom hasewiti bal burziwa kehaditi Tsadikan Burziwa kab libika dika tezeribka weys nayta ganta fetahit tsegem aregit shermuta Menjerino bimidigaf deu ?
@kokebtarekegn1232
@kokebtarekegn1232 4 күн бұрын
With out a single soldier being held accountable for Tigraygenocide, How dare would you support Inviting genocider ENDF to EthioEritrean border?
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 3 күн бұрын
ጻድቃን ደኣ ሰራዊት ትግራይ ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ብስም DDR ከፍርስ ሕርድግ ኢሉ ምስ ፈሸሎ ሰራዊት ፈደራል ተጠቒሙ ትልሙን ትልሚ ኣቢን ከሳኽዕ እምበር ትልሚ ህዝቢ ትግራይ ከሳኽዕ ኣይኮነን። ምቕናይ ጥራይ
@A.abraha3712
@A.abraha3712 7 күн бұрын
ወዲ ወረደ ሰልጣንሰ ተውሀቦ ብምንታይ መልሐሰቡ ተዛሪቡ ክመርሕ
@Tirhas-rs2od
@Tirhas-rs2od 7 күн бұрын
It is fallacious to say sorry after acting against once natio n
@goitomfitsum6722
@goitomfitsum6722 Күн бұрын
GIDEY ZERIA TSION LIQE BANDA
@DagmawiBrhanu-ps8qs
@DagmawiBrhanu-ps8qs 6 күн бұрын
ስብልትዋ አገኛቲ ትክኪል ትግራዋይ እድሜ ፈጣር አብዝቶ የስጥህ
@DagmawiBrhanu-ps8qs
@DagmawiBrhanu-ps8qs 6 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@smithy1810
@smithy1810 6 күн бұрын
ታይ መንዩ ተጋዳላከ ? 👎
@misginamusazgi6166
@misginamusazgi6166 6 күн бұрын
ብሔራዊ ክሕደት ዝፍጽም ዘሎ ካባኻትም ንላዕሊ የለን ህዝቢ ፈሊጥኩም ኢዩ ኣክሱማዊ ሚድያ ታሪኩም ተባላሽዉ ኣለኹም ባዓል ኣማረ ጀኔራላት ትግራይ ይታሓዙልና እናበሉ ዝኸሱ ነውራማት ኢዮም
@AlganeshGebremeskel-pi7fv
@AlganeshGebremeskel-pi7fv 7 күн бұрын
Teddy Tsegay has no moral to call general Tasman Banda. He thinks we forget that when he was working with ethio 360 against Tigray. Because he has platform doesn’t mean he has a good intention for Tigray.
@alemtesfamichael2121
@alemtesfamichael2121 7 күн бұрын
Teddy never ever work with 360 against Tigray do not blame please you can criticize him but not blame
@desalegnweldegebriel1590
@desalegnweldegebriel1590 7 күн бұрын
Tsadkan became support jenoside
@Mohdshamz
@Mohdshamz 7 күн бұрын
ነምካኑ ሐቂ ከይትዛረብ ሚሕልኩም ድኩም ዝኮነ ሰብ ህዝቢ ጥራይ ይመለሰ ክብል መሰሉ እዩ ድካ ዝበልካ ድሁል መልሐሰካ ንድሕሪት ትመለሰ
@yitbarekt438
@yitbarekt438 7 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ሕዚ ኣይኮነን ተኻሒዱ::ካብ ቀደም ኣትሒዙ ተኻሕደ እዩ::ደቁ ኣብ ኢርትራ ነፃነት ሃሊቆም::ኣብ ኢትዮዽያ ሃሊቆም::ሕዚ ተወዲኦም::ስቕ ኢልካ ሞት:ኣካል ምጉዳል:ምፍንቃል:ዓዲ ምዕናው::ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ብ መራሕቱ ስካብ ሕዚ ይኽዳዕ ኣሎ::ክድዓት ዝነበረ:ሕዚውን ዘሎ:ምናልባትውን ይቕፅል ይኾን ህዝቢ ትግራይ ስካብ ደኒኑ ዝተተቐበሎም::"ናይ ወዲ ላሕምና ፖለቲካ"😢😢😢
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
Toshleh
Рет қаралды 22 МЛН
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН