ኣብ ትግራይ ዝፍጸም ጅምላ ግፍዕታት ተጠያቒ መንዩ?

  Рет қаралды 10,300

Tigrai Press

Tigrai Press

Күн бұрын

Tigray’s Tragedy: Who is Responsible for the Mass Atrocities?
Please join this channel to get access to perks: / @tigrai_press
Please support TP via Zelle: 1 945-444-0102
Please consider supporting Tigrai Press through Super Chat & Super Stickers!
Email: TigraiPress@gmail.com
Twitter Page: / tigrai_press
Facebook page: / presstigrai
Facebook Profile: / bisrat11
#Ethiopianews #Eritreanews #SeifuOnEBS #Tigraitv #BBC #VOA #EAL #JawarMohammed #KushMedia #OMN #CNN #Somalinews #Somaliland #AsmaraEritrea #IsiasAfewerki #TheHeritageFoundation #GetachewReda #DebretsiyonGebremichael #Biden #GeneralWorede #GeneralTsadkan #AwrambaTimes #DawitKebede #DrShinn #LidetuAyalew #StalinZaraMedia #EthiopianAthleticsFederation #EphraimIsaac #RedSea #Asmara #Mekelle #DiasporaAgainstChildHunger #Canada #InternationalCommissionofHumanRightsExperts #TigrayanChurch #EOTC #OromiaChurch #TPLF #TigrayGovernment #IntremAdminstrationofTigray #TDF #DawitWeldegiorgis #OLF #ENDF #TDF #SudanWar #StateDept #WaElaTigray #TigrayGlobalProtest #AmharaProtest #FestivalTigray2023 #Ashenda2023 #Amhara #EthiopianParliament #Weyane #ZeresenayAlemseged #EmperorHaileselassie #MengistuHaileMariam #MelesZenawi #HaileMariamDesalegn #TigraiPress #UAE #SaudiArabia #KingCharles
If you're interested in enhancing your social media experience with StreamYard software, please click the link below. Want to create live streams like this? Check out StreamYard: streamyard.com...

Пікірлер: 86
@alekivanov6552
@alekivanov6552 3 ай бұрын
ምሕሳው ኣብ ትግራይ ክም ባሕሊ ትግራይ አዩ። አዚ ብዕድመ ዝጸገበ ሰብ ከምዚ ክሕሱ ከሎ ዓገብ ዝብል ትግራዋይ የለን ዲዩ። ትግራይ ማዓት ከይተምጹላ በጃኹም
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 3 ай бұрын
ዓሰርተ ትውልድኻ ብደም ክኸፍልዎ እዮም ወዲለማኒ ሰረቕቲ
@solihomhadish
@solihomhadish 3 ай бұрын
ናይ ምሁራት ተጋሩ ሓደ ዕላማ እሎ ኩሉ ኣብ ትግራይ ቴጌሩ ዝብሃል ኩሉ ናብ ኤርትራ ንምልጋብ ዝግበር ጻዕሪ ኣብ ታሪኽ ክንሕዞ ኢና።እንብኣር ክሳብ ሕጂ ሱቅ ኢልና ኢንዲና ጸኒሕና ካብ ናይ መሳፍንቲ ትግራይ ክሳብ ናይ ህውሓት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተገብረ ግፍዒ ሓደ ብሓደ ክወጽእ ክስራሕ ከም ዘለዎ ክግበር እዩ።ኢትዮጲያ ዝገበረቶ ሓንቲ እካ ኣይትዛረቡን ኢኹም።ፈጺሙ ድማ እዚ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ትገብርዎ ዘለኹም ምስይጣን ኣብ ልብና እናወቀጥናዮክንከይድ ኢና።
@seifueshetu8347
@seifueshetu8347 3 ай бұрын
ንቶም አዶታቶም ንዐመፁ አዛብእ ካብሰብ ከምዘይተፈጠሩ ሸይጥን ዲኻ እትህግዝ ዘለኻ?
@AlmazAynalem
@AlmazAynalem 2 ай бұрын
እቲ ሕማቕ እቲ ጽቡቕ እተገብረ ማዕረ ክስነድ አለዎ
@HaileMicael-c7v
@HaileMicael-c7v 2 ай бұрын
ሕጂኸ መን ይቀትሎ ብሃንጊ ህዝቢ ትግራይ
@tesfamariamberhe5826
@tesfamariamberhe5826 3 ай бұрын
አህ ከመይ ኢሉ ክሓልፈልኩም ትግራዎት ። መዋእልኩም ዓበይትኩም ነኣሽትኩም ብሓሶት ክትነብሩ ። በዓል እዚ ኣረጊት ሰበኣይ መቃብሮም ፈጺሙ ኣይፈጃርን እዩ ።
@KinfeWeldegeorgis-mt4uo
@KinfeWeldegeorgis-mt4uo 3 ай бұрын
ንምስፍሕፋሕን ንምውራርን ዝግበር ዘሎ ፕሮፓጋንዳን ምድላውን።
@tsehaytesfahun4564
@tsehaytesfahun4564 3 ай бұрын
Thank you for having Dr. Glawdios to your program. He's a walking library with a deep knowledge and understanding of world history. Thank you Dr. Glawdios. Long live our icon.
@tesfamariamberhe5826
@tesfamariamberhe5826 3 ай бұрын
ብጣዕሚ መሰልቸዋት ፉንፉናት ኢኩም ።
@almazadamu9175
@almazadamu9175 3 ай бұрын
እታ ዘይትረብሑ ፎንፎንት ንስኹም ኤኩም በላዕቴ ነብስ እራዌት እንቴዴኹም እለኹም እብዜ እብዝካነ ጠብላቅ እንደበልኹም ክም ሃመማ ርእስኹም ክብ ናይ ሃመማ ዝነእስ ስብ ትመስሉ እራዌት ስረቅቴ በኻዐት ረሳሕ
@KinfeWeldegeorgis-mt4uo
@KinfeWeldegeorgis-mt4uo 3 ай бұрын
ስምዑዎ ንታሪኽ ብሓሶት ክሰርሕ ከሎ ናይ ታሪኽ ምሁርየ ብዝብል።
@tewoldesebhat9158
@tewoldesebhat9158 3 ай бұрын
ዶ/ር ገላድዮስ እትኽቶ እዚ አብትግራይ ዝብፅህ ዘሎ ናደቀንስትዮ ጥቅዓት አብዝሰዓት እዙይ መንዩ ዝህተት እዩ?
@almazadamu9175
@almazadamu9175 3 ай бұрын
Thank you 🙏🏾 our great professor I wash you have long life for you and your family I really appreciate your historical analysis❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@wedimeret4381
@wedimeret4381 3 ай бұрын
Dramma
@TigestLemlem
@TigestLemlem 2 ай бұрын
Dear Professor, how can you prepare for genocide?
@abrehahagos5689
@abrehahagos5689 3 ай бұрын
Hasawi
@goitomberhane8962
@goitomberhane8962 3 ай бұрын
thanks professor
@Hdddigv
@Hdddigv 3 ай бұрын
❤❤❤
@alem2627
@alem2627 3 ай бұрын
ብናይ ሕሶት ፕሮፈሰር ማዕረጉ ገላውድዮስ: ፎእ!!
@almazadamu9175
@almazadamu9175 3 ай бұрын
ተኽል ብደብደ እራዌት እንቴይ እዴኻ እለካ እብዜ ሜዴ እዜ እራዌት ዘይትረብሕ ኩፍእ በላዕ ነቤስ
@mulugetaabraha9414
@mulugetaabraha9414 2 ай бұрын
​@@almazadamu9175 ኣብ ማህጸንኪ ዕንጨቲ ይእቶ😅
@tsegayabraha6793
@tsegayabraha6793 3 ай бұрын
Glawdios never know God and fear not God absolutely
@tsehaytesfahun4564
@tsehaytesfahun4564 3 ай бұрын
What's your problem? He's well educated, man. I believe you don't have any morals to talk about his beliefs.
@teweldesemere3291
@teweldesemere3291 2 ай бұрын
Hasawl agame
@tediwelehlase5391
@tediwelehlase5391 3 ай бұрын
What about the current killings and kidnapping?
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme 3 ай бұрын
ፕሮፌሰር ገላውዴዎስ ኣዚና ነመስግን። ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና❤
@GIRMAIGEBRESLASIE
@GIRMAIGEBRESLASIE 2 ай бұрын
Eritreawi beal sire eu viva asu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌺
@yohannesande3573
@yohannesande3573 3 ай бұрын
EZEM KIWEHID NETEGARU BEZUH EDDA ALO ZEYTEKEFELE.
@freezium8198
@freezium8198 3 ай бұрын
Eway tegaru eziom abo nay bhaki professor diyom ygermeka eyu wala nhasot keman eko agebab alowo almino seb kamnekas mila ke zeytitkemu kthswu kelekum tegermu ekom gn nei meskinay hizbkum kab b enkae hasot ms ahzab tebaeswos shigrkum zeytfethu. Hjis eti hto kale eti melsi kan kale entay amteo?
@Biniam-o5t
@Biniam-o5t 2 ай бұрын
ትግራይ ግድን ኢዩ ነጻ ክትከውን የብቅዕ ምስ ቀተልቲ ኢትዮጵያ ዝባሀል የብቅዕ ይኣኽሎ ተምሀር ትግራዋይ ይአክል ንበሎም ዞም መራሕትና ዝገደደ ከይመጽእ ንምጹእ ወለዶ
@abrehahagos5689
@abrehahagos5689 3 ай бұрын
Marland talon entewahatkay eyu ember never ezu sebay kmrek kelo aymahale ymesl
@mulugetaabraha9414
@mulugetaabraha9414 2 ай бұрын
እተን ኣብ ማህጸነን ኣትዩ ትብሎ ሓጺን ፥ ኣብ ምዓኮርካ ክኣቱ ተስፋይ እዩ
@WeredeShebu
@WeredeShebu 3 ай бұрын
ድትሓተትካዮ መልስ ሕጂ ከ ሰራዊት ኤርትራ ድዩ ድዕምጸን ደሎሓሰውቲ
@HaileMicael-c7v
@HaileMicael-c7v 2 ай бұрын
ሓሰዊ ምሁር ንውልድ ወሎዶ ደም ክተክል ዝምነ
@AlmazAynalem
@AlmazAynalem 2 ай бұрын
እስኪ ሓቂ ንገረና ዘሓወይ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 3 ай бұрын
እዎ ኸዚ ተሪፍና አለና ግን ተመሊስና እንድሕር አቲና መፍልቲ ሓልዮም ኩሉ ሻእ አብዝጣአሞሞም ግዜ እታ እከይ ሥሮም አየሓድጉን ።
@Biniam-o5t
@Biniam-o5t 2 ай бұрын
ልክዕ ኤርትራ ተፈጢራ ኢልካ ትግራ ኮይና ዘይንፈጥረሉ ጉዳይ እንታይ እንታይ ምኽንያት ኢዩ ካብ ኤርትራ ንንእሰሉ ምኽናያት እንታይ ኢዩ ጉድ
@WeredeShebu
@WeredeShebu 3 ай бұрын
ዘይ ተሓተቶ እዩ ድምልስ
@daniboy2293
@daniboy2293 3 ай бұрын
ፕሮፌሰር 2012 ህዳር ኣይኮነን 2013 ዓ ም ማለት ኣብ 2012 ፕሮፓጋንዳ ደኣምበር ኩናት ኣይተጀመረን እም እቲ መኣልቲ ዋጋ ዘስእን ስለዝኾነ ይተኣረም ብስራት ሓወይ የመስግን
@mebratuabadi7957
@mebratuabadi7957 3 ай бұрын
ዝገርም አገላልፃ እዪ የቐንየልና ፕሮፌር ገላውድዮስ እና ብስራት
@AlmazAynalem
@AlmazAynalem 2 ай бұрын
የቐንየልና ፕሮፈሰር እቲ ትህበና ኣፍልጦ ሓደ ክፈልጦ ዝደሊ ባንዴራ ኢትዬፕያ መዓስ ተጀሚሩ ? ሕብሩ እንታይ ዓይነት ነይሪ ?
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme 3 ай бұрын
ንዶር ገላውዴዎስ ኣብ ደቀንስትዮ ዝገበርዎ ዓሚቅ መፅናዕቲ ኣዝዬ የመስግን ደቀንስትዮ ትግራይ ዝበፅሐን ግፍዒተዘንትዩ እንበር ፍትሒ፣ ኣዕሙራዊ ሕክምናን ምስሕብረተሰበንከመይ ገይረን ይነብራ ከምዘለዋን ?እቲ ሕብረተሰብ እውን ከመይ ገይሩ ሽግረን ክርድዐለን ከምዝግባዕ ፍታሕ ኣይረኽባን እሞ ሰፊሕ ፃዕሪ ዘድልዮ እዩ
@HaileMicael-c7v
@HaileMicael-c7v 2 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ብሓሶት እንዳአእመንኩም ኣብ ዝገደደ ሽግር ከተእትውዎ ደሊኹም ዝመጽእ ሽግር ክንሪኦ ኢና
@abebakebede1270
@abebakebede1270 3 ай бұрын
የአኽለና እዪ አባይ አድይ ነአና ክትውሕጠና እያ ተሲአ ተንአስና ተነአስናስ ካብሲንጋቦር አይንንእስን ካብ ኤርትራ አይትንእስን እዞም ኩሎም ዘጥቁእና ነፃ ሓገር ስለዘይኮነ እዩ እንበር ትግራይ ንእሽተይ አይኮነትን።
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 3 ай бұрын
ንምንታይ እዮም ክንዲዙይ ዝሰፍሐ ጀኖሳይድ ኣብ ርእሲ ትግራይ ክፍፅሙ ተደፋፊኦም ዝብል ሕቶ; ምእማን ግዲ እዩ ኣብዩናስ ከም ሓዱሽ ክንሓትት ንስማዕ ኣለና:: ናይዙይ መልሲ ጨሪስና ክንጠፍእ ስለ ዝደለዩ እዩ:: ናይዙይ መረጋገፂ ድማ ብጣዕሚ ቀሊል እዩ: ናይ ዳንኤል ክብረት ዘረባ ወላ እውን ናይ ወፃኢ ሰብ ሞያ ተሓዊሰሞ ብዝግባእ ክምርመርን ክትንተንን ኣለዎ::እንተዘይኮይኑ ሎሚ እውን መንገድና ከይንእልሽ እቲ ፍፃመ ምቕባል ተፀጊምና መወዳእትኡ ሙሉእ ብሙሉእ ከፅንቱና እዮም::
@cherkostafere2469
@cherkostafere2469 3 ай бұрын
ሰላም ብስራት አብ ተምቤን እግብ ዝበሀል ቦታ ስነ 15 /2013 አ.ግ ብፋኖ እና ብመከላከያ 62 ሰብ ብግፍዒ ተረሺናም ገዘኦም ተቓፂሉ ዝተረሸኑ ሰባት ዕድሚኣም ካብ 12__95 እና ንፕሮፌሰር አብፀሐልና
@meharikahsay5916
@meharikahsay5916 2 ай бұрын
እዚ ዶክቶር ዘቅርቦ ዘሎ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ጀግንነት ትግራይ ኣብ'ቲ ሽዑ ግዜ እዛ ሕጂ ዘላ ትግራይ ድያ ዋላ እንኮላይ ኤርትራ ዝሓወሰ እዩ ?
@noornoor1143
@noornoor1143 2 ай бұрын
Ata touy theytzareb desema zeytzareb
@futsumamare9074
@futsumamare9074 3 ай бұрын
አዚ ሓሶት አዚ ብ ኤርትርውያን ኣይተገብረን።ኮነ አልካ ን ኤርትራ ምጽላም ሰለዝኮነ ምሳኩም ዓጺና ኣለና።ጆነሳይድ ድማ ኣይኮነን ፡ማንም ቤት ፍርዲ ኣይቅቦሎን'ዩ።ንዚ ውጹአ ጽልኢ ንአትነዝሕዎ ዝለኹም መርዚ ኣብዞም ክልተ ሕዝብታት ምናልባት አዚውን ኣይክሳካዓልኪምን አዩ። ንሕናውን ከም ኤርትራውያን ኣብ ምዕራብ ኤርትራ ኣብ 2000 ዓ\ም ፈረንጂ ፈጸምክምዎ ዝለኹም ዝስካሕክሕ መቅዘፍቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ስጋብ መቃብር ሓርበኛታትና ፊሒርኩም ኣደታት ዝዓምጽክምወን ኮነ ብጂምላ ኣብ ኩሉ ከባቢ ዝቀተልክምዎን ተሰኒዱን ተዓቂቢን ስለዘሎ ንዑኡ ሕዝና ከምንቀረብ ኣብ ቤይ ፍርዲ ከነፍልጠኩም ንደሊ። ገዛውቲ ሕጻናት ምሕራድ ፡ኣደ ኣብ ቅድሚ ደቃ ኣብ ቅድሚ ሰብኣያ ጸወታዉ ዓመጽ በጺሒወን ክየብቅዕ ተቀቲለን'ውን አየን ብሰራዊት ጭፍራ ወያነን አትዮፕያን።ገዛውቲ ኣብያተ አምነታት ዓንዩ አዩ፡ ኩሉ ትካላት ናይ ህዝቢ ተዘሚቱ ንትግራይ ተወሱዱ። ብሰንክኹም 80፡000 ሺሕ ንጽሃን ኤርትራውያን ሚስ ህጻናት ኣደታት ነፍሰ-ጾር ከይተረፋ ኣብ መንገዲ ኣብ ኣኡቶቡስ ክሓርሳ ገዲድክምወን ጥራይ ዘይኮነስ ዋላ ሓደ ኣበሳ ዘይብሎም ሰርሖም ዝነብሩ ዝነበሩ ዘጋታትና ብሓደገኛ ዝኮነ መስመር ዓሰብ ተሰጒጎም ብጽምአን ጥምየትን ኣብ ጉዕዞ መይቶም አዮም።ሕብሪ ዓይኑኺም ደስ ኣይበለናን አልኩም ጆነሳይድ ብላዕለዎት ሰበስልጣንኩም ኣብ መዲያ ኣብ ቅድሚ ዓለም ኣዊጆም።አዚ አዩ ጀኖሳይድ ፡ምክንያቱ ብላዕሎወት ሰበስልጣንኩም መንገዲ ስለ ተኣወጀ ጀኖሳይድ ይገብሮ፡ ምክንያቱ ኢንተንሽናል ወይ ብመደብ ኮነ አልካ ብመራሕቲ ሕዋህት ስለዝተፈጸመ ።ብመራሕቲ አንተዘይአወጅ ነሩ ጆነሳይድ ኣይምተባህለን፡ ምክንያቱ አቲ ተልአኾ ናይቶም መራሕቲ አዩ ዝረኤ ኣብ ጆነሳይድ ጉዳይ። ምናልባት እብይ ኣሕመድ ካብ ኣፉ አንተ ኣዊጁ ኪትጥቀሙሉ ትክአሉ ምናልባት ናትኩም ጉዳይ ናይ ገዛኺም አዩ።አንተ ብመራሕቲ ኤርትራ ከምዚ ዓይነት ዘረባ ተዛሪቦም ኣይፈልጡን'አዮም። ዕዱማትን ነብስና ንምክልኻል አና ኣቲና አልና አና ክንከላኸል ።ስለዚ ውጺኢቱ ድማ አንደግና ከም ኩሉ ግዜ ናይ ኤርትራውያን ዓወት ጥራይን ጥራይን አዩ ዚዛዘም።መስኪናይ ፕሮፈሶር ብጆነሳይድ ተፈጺሙኒ'ዩ ኢልካ ነጻነት ትግራይ ይዋሃበኒ ንክትአውጁ አሞ ብድሕሪኡ ካሕሳ ድማ ነታ ኣብ ሕልሚ ዘላ ትግራይ መህነጺ ገንዘብ ንምርካብ አዩ ዓላማኩም።አዚ ግን ኣይትረክብን አኻ ሕልሚ ዶርሆ ኮንኩም ክትተርፉ አኩም። ኣስመራ ካኣቱ አየ፡ ንኤርትራ ክወርር አየ፡ ሚሳይል ክድርቢ አየ ኣይትሓዙኒ አሉ ዝፍክር ዝነበረ መን'ዩ፧?? ኢርትራ ትባሃል ሃገር ኣይንፈልጣን'ና አልካ አንዳፈከርካስ ባዕልኻ ደላይ ውግአ ኮንካ ተቃልዕካ ከለኻ ፡ናይ ጆነሳይድ መልአክቲ ብጀነራላትካ ዝኣወጅካ ሒጂ ምስሉይነትን ንብዓት ሓርገጽን ሓሶት ዝኣመልኩም ተጋሩ ጥራይ አዩ ዘመልክት።ንፈልጠኩም ድማ አና።1:11:37 1:10:13 1:33:19 1:40:09 1:44:29
@nakfa5403
@nakfa5403 2 ай бұрын
ማይ እንጀራ ኤርትራ በሊዑ ዝዓበየ ሙሁር ዶንቆሮ ስጋብ ክንድዝን ጽልእን ሓሶትን ንምንታይ ሰላም ምዝማር አይመሓሸን።
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 3 ай бұрын
Jegna tigraway thank you. Yes our TDF heroes paid their one precious for Tigray. Any leadership has a responsibility to accomplish their goals and vision of independent Tigray, a free, prosperous and inclusive Tigray. Nothing less.
@FasilYohannes-l8b
@FasilYohannes-l8b 2 ай бұрын
ፕሮፈ ሰር ሀዝህቦ መብርሂ ብአለም ቁፅሪ ሀደ እንወት ምፍንቃልን ተጋሩ ተቀቲሎም እዮም ትግራይ ፓለታካ ውድባት ንወያን ጊዛዊ መንግሰቲ ካብ አቅሞም ብላእሎም ሀላፊነት ሒብኩም ናይ አብይ መላኪነት ንምንታይ ተጠናክሩ ና ሕዝቢ ቃልሲ አይተፋሽሉ።
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 3 ай бұрын
💖 💗
@abebakebede1270
@abebakebede1270 3 ай бұрын
ገና ካልኦት እውን ክቅፅሉ እዮም ንሕና ግን ሓድነትናን ድልየትና የሓልወና ።
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 2 ай бұрын
መተክርስያንን መስጊድን ኣጽዋር መሊኡ ኔሩ ብልጽግናን ሻዕብያን ከይወስድዎ ኢሎም ብኸቢድ ብረት ሃሪማቶ ወያነ ጨካናት::
@almazadamu9175
@almazadamu9175 3 ай бұрын
ፕሮፍስር ገላዴዩስ ብጣዕሜ ዘኽብሮም መምህር እዩም እብዝ እብ ኢትዮጵያውያን ብሕልፍ እምሐራ ህዝብ 5% እንተኻኖ እዩም ጥዑያት እምበር ተጋሮ ክንፍፍልጣ ዝግበእና ህዝብ እምሐራ ይኩን ሌሄቅ እምሐራ ብተጋሮ እይደቂሱን ንርእስና እናታልል እብይ እሕመደ እኻ ህዝ እዩ መፄኡ ናይ እማሐራ ህዝብ ግን እብ ኹሉ ግዛእታቶም በሃለስላሴ ብምንሌኽ ብደርግውን ንህዝብ ትግራይ ምስቀተሉን ምስ ወረሩን እዩም ህዝብ ትግራይ ምስስ ህዝብ እምሐራ በሐደ ምንባር ማለት ተመን ምስ ርግብ እብ ሐደ ግዛ ምቅማጥ እዩ ህዋሕት ንእምሐራ ህዝብ ዘይገበሩለም የለን ግን ኢሐደግ ኢትዮጵያ ምስተቆፃፀሩ ካብ ሐረስታይ እስካብ ፕሮፍስር ካብ ቆልዕ እስካብ እረጌት ክብ ስበይት እስኻብ ስብእይ ብዛዕባ ተጋሮ ፅልእቸ እዩም ፕሮፕጋንደ ዝገብሩ ዝነበሮ እግዚአብሔር እምላክ ዳእ ፍጣሪ ካብዛም ህዝብ እዜኣም ይገላግለና እንተዘይ ኻይና ግን ቀፃላይ ወለዳ ክህልወና ማለት ጌጌ እዩ እምሐራ ህዝብ ናእና ክይጥፎኡ እይደቅሱን እዝ ኩሉ ትግራዋይ ክርዳኣ ይግባእ
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s 2 ай бұрын
ቀዳድ መን ብጌጋ ቀመር ጥቅምቲ 24 ኲናት ከፊቱ
@Biniam-o5t
@Biniam-o5t 2 ай бұрын
ዘበት ኢትዮጵያ ክሳነ ኢዩ ኢልካ ትሓስብ እንተሓለኻ አረጊጸ ኢየ ዝዛረብ ታሪክ መርሙሩ ዘይስልጥኑ መርሓቲ ዘይስልጥን ህዝቢ አብ ዘለኻዮ ዓዲ ትብላ ኢትዮጵያ
@GIRMAIGEBRESLASIE
@GIRMAIGEBRESLASIE 2 ай бұрын
Yetfeka hassawi
@tsgheredaokubalidet8791
@tsgheredaokubalidet8791 2 ай бұрын
Kkkkkkk aboy Bufale wedaq muegurty kkkkkkkk
@KinfeWeldegeorgis-mt4uo
@KinfeWeldegeorgis-mt4uo 3 ай бұрын
ቻው ኤርትራውያን ታሪኽኩም ይቀበር ብሓሶት ካብቲ ተቐቢሩዎ ዝነበረ ንላዕሊ ዓምቕ መቓብር ይኳዓተሉ ኣሎ። ንስኻትኩምን ታሪኽኩምን ሃገርኩምን መቓብር ይኳዓተልኩም ኣሎ።
@peace20101
@peace20101 2 ай бұрын
Very big liar motivating innocent people as he motivated his people to go to war
@nakfa5403
@nakfa5403 2 ай бұрын
Drama. Drama. Drama ናይ ታሪኽ ሓሳዊ።
@habtemichael485
@habtemichael485 3 ай бұрын
ኣቱም ተጋሩ ንርእስኹም ሰለም ኣይትገብሩ ንጎረቤትኩም ሰላም ኣይትህቡ። ኣሞ ኣቦታትኩም መሳፍንቲ ትግራይ ናብ ኤርትራ እንዳወረሩ ዝዘምትወን ዝነበሩ ከብቲ ዝዘርፍዎ ዝነበሩ ዕኽሊ ዝቐትልዎ ዘነበሩ ህዝቢ ንሕውነትን ሰናይ ጉርብትናን ክንብል መጻሕፍቲ ጽሒፍና ስለ ዘይከሰስናኩምሲ እቲ ኩፉእ ናይ ዘረፋን ወራርን ታሪኽኩም ዘይንፈልጦ ዲዪ መሲልኩም። ናይ ሓሶት ትረኻ ገዲፍኩም ዓሪፍኩም ተቐመጡ ንህዝብኹም ድማ ሰላም ሃብዎ። መርገም ክትዘርኡ ኣይትንበሩ። ጽልኢ ዝዘርእ ሰብ ንርእሱውን ሰላም ኣየርክብን (ከም ዘየግኒ) ፍለፍለጡ።
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 3 ай бұрын
ሓሳድ ቁጥሚ ሓራዲ ሰብ ህግድፍ ማዓልትኽን ተጸበያ እንዳ ደምቢያ ሕምሽን
@GIRMAIGEBRESLASIE
@GIRMAIGEBRESLASIE 2 ай бұрын
Prophesor 1+1= kidey eu? Kkkk
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 3 ай бұрын
ፕሮፌሰር ገላውዴዎስ; ናይዘን ብኣራዊት ዘገዳም ዝተደፈራ ደቂ ኣንስትዮ ይገልፅሉ ኣብ ዘለውሉ ኣብዛ እዋን እዚኣ ንባዕላ ብዙሕ ሰብ ይጉዳእ እዩ ዘሎ:: በይዘኦም እንዶ ቅድሚ ኹሉ ሕክምና ይኹን ካልእ: እተን ደቂ ኣንስትዮ ብዓቕሚ እውን ብጣዕሚ ዝተጎድኣ ክኾና ስለዝኽእላ: ዲያስፖራ ህዝብና ሓንቲ መኸተ ብምእዋጅ ንዓእተን ጥራይ ሓገዝ ክገብረለን ባዕሎም ኢኒሼቲቭ ወሲዶም ብብሃገሩ ኮሚቴ ተዋቒሮም ገንዘብ ተዋፂኡ ነንሕድሕዲአን ብርብሕ ዝበለ ገንዘብ ኑሮአን እንተዝልወጥ እኳ ቅድሚ ሕክምና ምሕዋይ ዝጅምራ ይመስለና:: ካብኡ ቀፂሉ ነዚ ድሑር ንደቂ ኣንስትዮና ዘሸማቕቕ ባህሊ እውን ብወፍሪ( ዘመቻ) መልክዕ ብፍላይ ንደቂ ተባዕትዮ ኣስተምህሮ ክወሃብ ይግባእ:: እዚ ሥራሕ እዙይ ንመንግስቲ ትግራይ ዝምልከት ክኸውን ኣይግባእን: እዚኣ ዲያስፖራ ህዝብና ክገብራ ይኽእል እዩ::
@YemaneTeklay-q2e
@YemaneTeklay-q2e 3 ай бұрын
።።Respect
@GIRMAIGEBRESLASIE
@GIRMAIGEBRESLASIE 2 ай бұрын
Nay hassot prophesor kkkk😊
@abebakebede1270
@abebakebede1270 3 ай бұрын
እንታይ ኮይኖም ዘይግበረሎም እዚ ኩሉ ሙሁር ብኢሓዲግ ዝፈረየ ካብ አብይ አህመድ ጀሚሩ አቡዩ ነዚህ ዘብቅእዎ ኮኖም እንዳሃለው ንሱ ግን ናይ ኢሃዲግ ተቃዉምቲ አብዘለው አሊዮም አኪቡ ጎረባብቲ አዲሙ ንከጥፈአና መፂኡ እዩ ንመን አሞንካ ምስ እዚኦም ትቅፅል።
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ አገዳሲ ሰብ አቅሪብካ ብስራት ሓወይ የቕንየልና ክብሪ ንሚድያኻ አለና
@mulugettakassa2222
@mulugettakassa2222 2 ай бұрын
Jonsd
@dankfanta
@dankfanta 3 ай бұрын
Thanks Dr Geladewos,, for documenting this genocide
@aronke2801
@aronke2801 2 ай бұрын
ሓሶት ኣብ ትግራይ ዲያ ተፈጢራ ?
@haqiwalatmrer7739
@haqiwalatmrer7739 3 ай бұрын
በእማን ጨፍጪፎም ቀቢሮሞም እንተ ኢልካ ፡ኣበይ ሪኢኻዮም ዳኣ ክጭፍጭፍዎም ? ዝተቀብረ ተቀቢሩዩ ? እቶም ሲኢሎም ዝሃቡኻ ኸ ኣበይ ኔሮም ሹዑ ? እንተነበሩ ከ ክጭፍጨፉ ከለዉ ስለምንታይ ገለ ዘይገበሩ ሰብ እናተጨፍጨፈ ? ኣየ ትጋዋይ ብዘይካ ብሓሶት ን ጽልኢ ምጉስጓስ ካልእ ሰናይ ስራሕ የብልኩምን።ዶክተር ተባሂልካ ናይ ማሃይማን ክትሰርሕ ዘይትታኸስ ተመን።
@kassayetefera2967
@kassayetefera2967 3 ай бұрын
እቶም ሙሩካት ኣብስልኮም ስኢሎም ሒዞሞ ዝተረኽበ እዩ
@GIRMAIGEBRESLASIE
@GIRMAIGEBRESLASIE 2 ай бұрын
Ezis mistom muhrat zbahalus yekeb do ykownkn?🐒 kkkk
@tsegayabraha6793
@tsegayabraha6793 3 ай бұрын
This guy has infrarycomplex
@tsegayabraha6793
@tsegayabraha6793 3 ай бұрын
This guy father of false absolutely
@KinfeWeldegeorgis-mt4uo
@KinfeWeldegeorgis-mt4uo 3 ай бұрын
ኣነ ጊዜ የብለይን ነቲ ንሱ ዝብሎ ዘሎ ሓሶት ክምልሸሉ።
@AlmazAynalem
@AlmazAynalem 2 ай бұрын
ሓቂ እንቶሎካ ኣውጸኣዮ ዘሐወይ ንመሓረሉ እንደኣሉ
GIANT Gummy Worm Pt.6 #shorts
00:46
Mr DegrEE
Рет қаралды 123 МЛН
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 74 МЛН
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 76 МЛН
ሓድሽ ምዕባለታት ፖለቲካ ትግራይ
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 289
GIANT Gummy Worm Pt.6 #shorts
00:46
Mr DegrEE
Рет қаралды 123 МЛН