ኣብ ጦርነት ዝተወለደ ፍቅሪ ❤❤😲

  Рет қаралды 32,876

Nueud (ንኡድ) Tube

Nueud (ንኡድ) Tube

Күн бұрын

Пікірлер: 754
@selmmohammad-bi3mt
@selmmohammad-bi3mt 5 ай бұрын
ኣስይይ ሙቁራት ጎቡዙ ተጋሩ ካዓ ላይክ ግበሩ ኣይጎድአናንንኣዩ ትግራዋይ ኩይኑ ስሪሑ ክዓቢ ኣለዎ ንዳጋገፍ ኩሉ ትግራዋይ ካዓቢ ይግባእ ❤️❤️❤️😢
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 5 ай бұрын
ሳብስክራብ ማዓረይ❤
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ 🙏🙏
@saramm8772
@saramm8772 5 ай бұрын
❤❤❤
@selmmohammad-bi3mt
@selmmohammad-bi3mt 5 ай бұрын
@@hiwettsegay1616 ላይክ ገይረልኪ ምቃለይ ናተይ ❤️❤️❤️😘
@TamratTube67
@TamratTube67 5 ай бұрын
ደምሩኒ ተጋርዋይ❤
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it 5 ай бұрын
ፈላመይቲ ባዕለይ ደቂ መዳመይ ጥራሕ ጸፊዕኽናኒ ሕለፋ የኔ ሓላዋታት 😅😅 ፍትዋተይ ❤ብሳሓቅ ጀሚርኹሞ መደብኹም ዘመንኹም ሙሉእ ሳሓቅ ይግበረልኹም😊
@Gal_tgray
@Gal_tgray 5 ай бұрын
ፅፍዕ 😂😁😊 በሊ እንተሒሹኩስ 😂❤❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 5 ай бұрын
ደቂ ምድራዊ ገነት እስኪ ሳብስክራብ እባ❤
@TamratTube67
@TamratTube67 5 ай бұрын
ደምሩኒ ተጋርዋይ ❤
@qpolanmanskba9667
@qpolanmanskba9667 5 ай бұрын
Eሺ የኔ ቸኮሌት😊😁
@TamratTube67
@TamratTube67 5 ай бұрын
@@hiwettsegay1616 ሳስክራይብ ግበርለይ መዓረይ
@MeadaTsabat12
@MeadaTsabat12 5 ай бұрын
ስሙር ፍቅሪ ይዓድልኩም ኣብዚ ትኽተሉ ዘለኹም ብሽም ወላድት ኣምላክ ሳብስክራይብ በሉኒ ከይትሓልፉኒ❤🙏
@ትግራይኣምላክየሓልኪ
@ትግራይኣምላክየሓልኪ 5 ай бұрын
ወላድት ኣምላክ ሰለ ዝብልኪ ገርልኪ ካ
@dadsfade477
@dadsfade477 5 ай бұрын
ብሱም እሜታኝን ገይረልኪ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 ай бұрын
​@@ትግራይኣምላክየሓልኪሳብስክራይ በልለይ ማዓረይ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 ай бұрын
​@@dadsfade477ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 5 ай бұрын
ብሰም እመቤታችን ሰለ ዘበለኪ ገይረልኪ ዝያዳይ
@farahfarah4105
@farahfarah4105 5 ай бұрын
ተጋርዋ ፅሩያት ሃየ 50" ነብፃሓዮም❤❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
ቤተሰበይ ኩን ክብረተይ❤🎉
@farahfarah4105
@farahfarah4105 5 ай бұрын
@@Brktitube እሹይ ዛምበይተይ❤
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
@@farahfarah4105 እሺ ትበልክ ማሪያም ዛናተይ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 5 ай бұрын
ጋልነይ እስኪ ሳብስክራብ በሉለይ 👏😍☘️
@mlatikalayu4408
@mlatikalayu4408 5 ай бұрын
እሺ ማዓረይ
@Meesihaftibryeway
@Meesihaftibryeway 5 ай бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ እና ዛ ኣብ ማእከል ተእትይዋ ዘለኩም ሳብስክራይብ ግበሩ ትብል ቪድዮ ተተቋርፅዋ ፅቡቅ ነይሩ ኩሉ ነገር ተተደጋጊሙስ ይድብር እዩ ኣሰልችያትና ኣላ 😁ብዝተረፈ ሰሰናዩ ንዓኩም❤
@TamratTube67
@TamratTube67 5 ай бұрын
ደምርኒ ጋልነይ
@አስራተድንግል
@አስራተድንግል 5 ай бұрын
ኣሰይይይ ደስ ክቡሉ ኣነስ ክፈትዮም ማዓት ኽልተ ሓደ ለሎዎም ግልፅነት❤ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኹም ይባረኽ ሙቁራተይ 🙏❤❤❤
@wskn2913
@wskn2913 5 ай бұрын
ተጋሩዋይ.ፍቅሩኩም.ብዝሕትርፍ.ይበል.አብትግራዋይ.ፍቄሪጀሎ❤️❤️❤️❤️✌️
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤
@giFs-y7q
@giFs-y7q 5 ай бұрын
በስምኣብ ዋይ ታድርአኹ ፅንዓት ይሃብክን እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
@TamratTube67
@TamratTube67 5 ай бұрын
ደምሩኒ ተጋርዋይ❤
@-rt1zx
@-rt1zx 5 ай бұрын
አረ ትፍለዩ ኢኩም ንስኩም ሓዳርኩም ይባረክ ፍቅሪ ዝኮንኩም ስድራ🥰🥰🥰
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን
@zayd-m5b
@zayd-m5b 5 ай бұрын
ሙሉእ ዘመንኹሙ ብስሓቅ ኣሕልፍዎ ዞምናተይ ♥️😘😘😘
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 5 ай бұрын
ሳብስክራብ ማዓረይ 😍👏
@zayd-m5b
@zayd-m5b 5 ай бұрын
@@hiwettsegay1616 እሺ ወለላይ😘
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 5 ай бұрын
ቀዳመይቲ እየ ናይ ቅዱስ ሩፋኤል አማላድነት አይፈለየና ❤ አነስ ትግራዋይ ፍቅሪ አይክእልይ ዝብልስ ቡዙሕ ይርኢ እየ ጌጋ እዩ ከም ትግራዋይ ዝፋቀር የለይ ናብ ሜድያ ስለ ዘይወጽእ እዩምበይ አነ ናባዕለይ ብፍቅሪ8ይ ዓመት ሒዝና አለና ተመስገን ንፍቅርና ተመሊሰየ ዝቀንአሉ ❤🎉🎉 የስምረልኪ በሉኒ
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
እሱ ንምባል ኢና ናብ ሚድያ መጺናይ ዩቱብ ኸፊትናይ ዛሓፍተይ
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 5 ай бұрын
​@@NuedTube ትክክል መሬት ጥብ አይትብልይ😂😂 ብዝኮነ ባጃጅዩ ልሰርሕሞብ ብባጃጅ ትትከድለኩም ቆላሕየ ዝብል ንሱ ናመሰለኒ😂❤
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ 5 ай бұрын
የስምረልኪ ዝያዳይ❤❤❤❤
@Brihan-dl8pg
@Brihan-dl8pg 5 ай бұрын
የስመረልኺ ጓል እኖ❤❤
@Meri.2146
@Meri.2146 5 ай бұрын
የስምረልኪ ማዓረይ
@KhanKhan-kh4im
@KhanKhan-kh4im 5 ай бұрын
እዋይ ስነ ስርዓት ውርዝያት ሓደራ መዓር ዝጥዕም ላዛኹም ከይቅየር ❤❤❤ የፍቅረኩም እየ ብሉፃት ስድራ ቁዱስ ሩፋኤል ሓዳርኩም ይባርኽ
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ስለትከታተሉና 🙏
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 5 ай бұрын
እስኪ ክብረተይ ሳብስክራብ በሉለይ❤❤
@KhanKhan-kh4im
@KhanKhan-kh4im 5 ай бұрын
@@hiwettsegay1616 ገይረልኪ ፅሪትዋይ
@dejen_yg
@dejen_yg 5 ай бұрын
ናትኩም እንታይ ድዩ ደስ ዝብል? ብጠዓሚ ተፈጥሯዊ፣ ሓቃዊ፣ ልባዊ እዩ፡፡ የድንቐኩም ድማ! ቀፅልዎ ፅቡቓት!
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ዛሓወይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን 🙏🙏
@Gal_tgray
@Gal_tgray 5 ай бұрын
ደስ ባህሊ ተጋሩዋይ ፁሩያት ፍጥረት ❤️💛 ስሓቅኩም ይብዛሕ ኣይፈላሊኩም 💘💘💘 ❤️ 💛 ይፈትየኩም እየ 😍
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 5 ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤
@Gal_tgray
@Gal_tgray 5 ай бұрын
@@hiwettsegay1616 ገይረልኪ ዚያዳይ 😍
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 5 ай бұрын
ኣነ ለብface book ዝተፈለጥክዎ ስራሕተኛ መንግስቲ ኣለኒ ናይ ፈጣሪ ፍቃድ እንተኮይኑ ናይ መጀመርያይ ናይ መውዳእታን ክኮነለይ ስናይ ፍቃዱ ይኩን እንተዘይ ኮይኑ ለ ኣይዶንኬር 😁ንኣይ ዝቦሎ ናብ ናብ ማንም ኣይከድን ግን ነብስይ ይነግረኒ ኣሎ ፉሉጥ መፃምደይ እዩ ክኮን ሓቢቢ ኣብ ዘለኮዬ ስላምካ ይምነየልካ🤎 ትግራዋይ ንትግራወይቲ ❤❤
@lemlemlemlem5087
@lemlemlemlem5087 5 ай бұрын
😅😅ይስመረልኺ❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 5 ай бұрын
Is he Tigraway? Please don't get married outside Tigraway
@TamratTube67
@TamratTube67 5 ай бұрын
ደምሩኒ መዓረይ
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 5 ай бұрын
​@@arielasgedom3242Yes tigraway
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 5 ай бұрын
​@@lemlemlemlem5087ኣሜን ዘምበይተይ ንኣክለ ሓስብ ልቢካ የስምረልኪ❤
@AXUM13
@AXUM13 5 ай бұрын
እንኳዕ በሰላም መፃኩም ምቁራት ስድራ ፍቅሪ ዝተወሰነ ዋላ ይኩን ኣሎ ድዩ ግን ናትኩም ደስ ዝብል ግልፅነትኩም ኩሉ ነገርኩም ናይዘን ቆልዑ ካዓ ሳሓቅ እየ ሞይተ እየ 😂😂😂😂ኤማ ሓፍተይ ከመይ ዲና ፍትውውው ነብለኪ
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 5 ай бұрын
Agzabiher msakum ykun kulu gzye haftkum Eritrawit ❤❤❤❤❤❤Tegaru Ahwatey jeganu lebam hizbi Ftwwww yeblekum 1000%
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 5 ай бұрын
ኦ ንሕና ለ ፍትውው ምቅርተይ🤎
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 5 ай бұрын
ኣብሊፀ እየ ዝፈትየኩን ብሉፃተይ ♥️♥️ ፍቅሪ እንኦ እምበይ ተጋሩዋይ ፍቅሪ ♥️♥️
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤🎉
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 5 ай бұрын
@@Brktitube እሺ መዓረይ ♥️
@Mihira-o5t
@Mihira-o5t 5 ай бұрын
ደስ ባሃልቲ ኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓዱርኩም ይባርክ ፈጣሪ🙏❤
@rsjv415
@rsjv415 5 ай бұрын
እሰይደሰ በሃልቲ ፍቅርኩም ይብዛሕ ኤማዋየይይይይይ ከብ ስደት ተመልሰ ክረክብኪ ተስፋ ይገብር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 5 ай бұрын
❤❤❤❤አሰይይ ሙቁራተይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ አነስ ክፈትወኩም።
@ደሰታጓልሃገረትግራይ
@ደሰታጓልሃገረትግራይ 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተፈተውቲ ከምዙ ከማይ ፈዛታት እማ ላይክ ሃባኒ ተጋርዋይ❤❤🎉🎉
@hdjf4
@hdjf4 5 ай бұрын
ደስ ባሃልቲ ፍቅሩኩም ይብዛሕ❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 5 ай бұрын
ሳብስክራብ ማዓረይ❤❤
@እመቤቴማርያምሩፍታልበይ
@እመቤቴማርያምሩፍታልበይ 5 ай бұрын
.ፅብቃት ኣሕዋተይ ፈጣሪ ሓዳርኩም ፍቅርኩም ይባርከልኩም ውልድኩም እግዚአብሔር ብፀጋ ብጥበብ የዕቢየልኩም❤❤❤❤
@titisabawit3510
@titisabawit3510 5 ай бұрын
ሓዳርኩም ይባረኽ ዞም ናትና❤❤❤ ትግራዋይ ፍቕሪ ብጣዕሚ እዩ ዝኽእል❤ፍቕሪ ብትግርኛ ደስ ይብል❤❤❤ዛንእሽተይ ገዛኹም ብፍቕሪ ደሚቓ ማማይኩም ሒዝኩም ደስ ክትብሉ❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 5 ай бұрын
ሳብስክራብ እባ ማዓረይ❤❤
@ጓልትግራይ-ቐ8በ
@ጓልትግራይ-ቐ8በ 5 ай бұрын
ፅቡቓት ❤ቡን ክተፍሊሒ ከለኺ ግን ቐሚሽ ተትኽደኒ ፅቡቕ ነይሩ ኤሚየ
@ሚያቻናል
@ሚያቻናል 5 ай бұрын
አነስ ደቂ እንደርታዋይ ብተለይ አወዳት ፍትው እየ ዘብለኩም ጡዑማት ኣፍ
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 5 ай бұрын
ደጊሚኪ ፊራንኪ ከይትገብሩዩ ሐደራኪ ሺከራት ፈጣሪ ፈቂድዎ ንኪትራከቡ ገይሩ ፈጣሪ እንተዘይፈቀደ አይትራከቡን ግን አማእከል ንሱ ተረኪቡ👏👏👏👏👏🙏🙏🙏👌👌👌
@MerryadoArsemaሜሪኣዶኣርሴማ
@MerryadoArsemaሜሪኣዶኣርሴማ 5 ай бұрын
እሰይ ደስ በሃልቲ ፍቅርኩም ይብዛሕ💛🙏ተስፋ ንገበር ካብዚ ንላዕሊ መርአያ ብዙሓት ደስ በሃልቲ ፍቁራት ተጋሩ ክትኮኑ
@TamratTube67
@TamratTube67 5 ай бұрын
ደምርኒ መዓረይ
@Ruota-f1z
@Ruota-f1z 5 ай бұрын
ደስ ትቡሉ ሓዳሩኩም ይባረክ❤❤❤❤❤
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 5 ай бұрын
ጥዕማት ስድራ መፂኹም ዶ ፃሓይ ገፆም❤❤ሰብ ባዕሉ ክመፀኩም እዩ እንድሕር ኣበርቲዕኹም ሰሪሕኹም ተጠቀምሉ ኣነ ኩሉ ትግራዋይ ሰሪሑ ክሓልፈሉ እዩ ድልየተይ ንታሓጋገዝ ተጋሩዋይ ገዛና ነዐቢ❤❤❤
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 5 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም እንዳ ሙእዝ ምጭዋት በዝኮነ በጣዕሚ እየ ልፈትወኩም ሙእዝ ሳሓቁ ደስስ ክብለካ ❤ ፍቅርኩም ይበዛሕ
@mashotsegay2610
@mashotsegay2610 5 ай бұрын
ደስ ባሃልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅሩያት♥️♥️♥️🙏
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን 5 ай бұрын
ተጋሩ 💊ሓሳዳት ኣይቲኹን ሰብሰክራይብ ላይክ ሼር ግብሪሎም የሕዋቲና ናታባባዓ💜 እንዳ አማሓራይ ክይድኹም ኝኝኝ ኣይቲብሉ🙌my Love ተጋሩዋይይይ🙏😚
@Meri-rg7hp
@Meri-rg7hp 5 ай бұрын
እዝውቲ ሓፍተይ ከም ዘለክዮ ቀፅሊ ትሕትናኪ ስራሕኪ ውሕልልነትኪ ከየድነቅኩ ኣይሓልፍን ኣብሱየ💚😍ፍቅርኩምን ውላድክሙን ውን ይባርከልኩም💚🙏
@SaddFsdf-xi9ec
@SaddFsdf-xi9ec 5 ай бұрын
ተጋሩዋይ ማዓረይ ክፈትወኩም 💚
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 5 ай бұрын
ተጋሩዋይ ምቅራት ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 5 ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ህያበይ❤
@raass8741
@raass8741 5 ай бұрын
ደሰ ባሃልቲ ፍቅሩኩም ይብዛሕ🌹🌹🌹🌹😘😘😘😘❤❤❤
@assass8589
@assass8589 5 ай бұрын
ክንደይ ከ ደስ ትብል ተጋርዋይ ክርዓተይ ዕቦይና❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ናይ ባዓና ነዕብ ተጋርዋይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@EyerusalemGetachew-sh8qo
@EyerusalemGetachew-sh8qo 5 ай бұрын
Gideyey btaemiwehale eyaabsiye mearey naneki hizki tsbktey❤❤❤❤❤❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 5 ай бұрын
ጎይታዋይ ፀበዩ ሰነይ ዘኩንኩም ፍቅራኩም የብዘሐልኩም❤🎉
@UmArsulove
@UmArsulove 5 ай бұрын
ኣሰይይይይ ቡሉፃት ሓዳርኩም ይባርክ ፍቅርኩም ይብዛሕዮ እግዚአብሔር ኣምላክ 💚😘😘
@Kisanettesfahiwet-do8nr
@Kisanettesfahiwet-do8nr 5 ай бұрын
Aseyyy. Muqurateyy. Anes kfetwekum abey bota alekum❤❤❤❤
@fhhg674
@fhhg674 5 ай бұрын
ተጋሩዋይ ሽኮራት
@edon7537
@edon7537 5 ай бұрын
ኩሉ ሹአ ሱክሱራይ መልማን አይተካብዱ ፅብቁ ሱራሕ እንተ ሰሩሑኩሙ ሰብ ባዓሉ አዩ ዝመፁኡ😊😊😊
@EyerusTsegay-yz7wt
@EyerusTsegay-yz7wt 5 ай бұрын
ሱክሱራይ 😅ኣስሒቅክኒዋ እሞ ግበርለይዶ ንዓይለ ያሕልዋ❤
@edon7537
@edon7537 5 ай бұрын
@@EyerusTsegay-yz7wt ክክክ ጨለ የ ገለቢ፣ኣሞ፣ተመሲጠ ፣እናሱማዓኩ፣ይፁንሕ፣ኦሞ፣ሱክሱክራይ፣ይቦሉ፣ዋየ፣አዉርድለይ፣ዶ 🙄🤣🤣😂😂😂
@Samri16
@Samri16 5 ай бұрын
ፅቡቃተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤
@mtkSpd-rd7vm
@mtkSpd-rd7vm 5 ай бұрын
ዋዉ ደስ ክብል ሓዳርኩም ይማረክ❤
@ሳሌም
@ሳሌም 5 ай бұрын
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ተጋሩዋይ መዓረይ 🙏❤️❤️
@genet6424
@genet6424 5 ай бұрын
ደሰ ክትብሉ ፍቅረኩም የብዛሓዮ ሳብሰክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤
@fujhdhh475
@fujhdhh475 5 ай бұрын
ብጣእሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ሓዳርኩም ይባረክ ንሕነዉን ሰደትና ኣሕጺሩ ናኣኩም የማስለና❤❤
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
ኣሜን ብሰላም ናይ ዓድኩም ይምለስኩም ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን
@medhin8187
@medhin8187 5 ай бұрын
ምቁራት❤ ፈጣሪ ፍቕርኹም የብዝሓዮ❤ እንኳዕ ሓሊፉ ተዛረብኩሞ❤ እቲ ዝተረፈ ህዝብና ድማ ናብ ርስቱ ይመልሰልና ❤
@TamratTube67
@TamratTube67 5 ай бұрын
ደምርኒ ጋልነይ
@helenberekt3774
@helenberekt3774 5 ай бұрын
❤❤❤des balhlty eigizabher hadrkum ybrkelkum bebey mukureyy🥰🥰🥰🥰yebka zwedey
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን
@rfduv1457
@rfduv1457 5 ай бұрын
ኣብልፀ እየ ዝሮቱወኩም ፍቅርኹም ይብዘሐለይ💚❤👏
@mmss955
@mmss955 5 ай бұрын
ደስ ኢኩም ትብሉ ቀፅልሉ ፅርያተይ
@HjgfhVhghh
@HjgfhVhghh 5 ай бұрын
ባይዘወይ ይብሉ ኣያ ተከስተ ባይዘወይ ጅግና ኢካ ድሕሪኦም ፈሊጥካያ መንጢልካዮም ዞም ኣዕርክትካ❤😂😂😂
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 5 ай бұрын
ሳብስክራብ ማዓረይ😍😍👏
@genet6424
@genet6424 5 ай бұрын
​@@hiwettsegay1616ገይረልኪ አለኩ ንዓይለ ግበረለይ
@AllBaas-xu7zh
@AllBaas-xu7zh 5 ай бұрын
ፅብቃተይ ሓዳርኩም ይባረክ 😘🥰🥰
@تعهه-ج4ذ
@تعهه-ج4ذ 5 ай бұрын
እማየ ማዓረይ ጵብቅት ኣኩም ደስ ኽትብሉ ስብኣይኪ ለቢም ኣዩ ደስ ክብል ስርዓቱ ዎውው ኣኩም ተጋሩ ዋይ ❤️🥰 ፕራንኽ ጵብቅ ኣዩ ከይ በዘሐ ዙሮ ዙሮ ቀጳሊዋ ኩሉ ነገርኩ ደስ ብሃሎ ኣኩምዋ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ksaaksaa6222
@ksaaksaa6222 5 ай бұрын
እስይይይይይ ደስ ክትብሉ ተጋዋይ ሓዳርኩም እግዚአብሔር ይበርለኹም ❤❤❤❤❤
@ኣቢቲ
@ኣቢቲ 5 ай бұрын
ሰብ ፈትዩ እዩ ሳብስክራይብ ዝገብረልኩም ኣይትጨነቁ ሓደራ ኣየድልዮን ሰብ በመቶ ዕሉ ክከታተለኩም እዩ ኣጆኹም ጠንክሩ ጥራሕ❤
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 5 ай бұрын
ይመችኹም ውላድኹም ደማ ፈጣሪ ያዕብየልኩም❤❤❤
@SSa-q5w
@SSa-q5w 5 ай бұрын
ትግራዋይ ፍቅሪ አይክእልይ ትትብላ ሐደ ሐደ ጋሐሽር ገይረ ልናደድ ርካሻት ተደለክን ዕዝር በላ ብመናእሰይ ተጋሩ ከይትመፃና ትሕቲ ፈጣሪ ዋሕስ ትግራይና እዮሙ የወለዱ የዘመዱ ልተሰዉኡልና😢
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx 5 ай бұрын
ምቁራተይ❤ኣነስ ፋንድሻ ናበላዕኩ ፀነሐ ካብ ስደት ዓረብ ሓፍትኩም እና ኣጆኩም ጎቡዙ ጥራሕ ንስኩም እበር ሰብስ ባዕልና ምስ መሰጠና ክንመፅእ ኢና ❤ኣጆና ተጓርዋይ ነተቤባዓዮም ❤ቤትና ነዕቢ❤
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ስለትከታተሉና 🙏
@EmebetGesese
@EmebetGesese 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ኣሕዋተይ ድንግል ማርያም ትሓልይኩም❤❤
@ኘአከኘኘአሰአአ
@ኘአከኘኘአሰአአ 5 ай бұрын
ኣሰይይይይይ አምየ ሓዳሪኹም ይባረክ ንበሩለይ ልዘልኣለም የኔ ሉዩታትትትትትት ኣነስ ክፈትየኩም ምዓት♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤗🤗🤗
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 5 ай бұрын
አሰይይይይ ፍቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላኽ ቃል ኪዳንኩም ይባረከልኩም❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
ቤተሰብ ንኩን ክብረተይ💞
@seli1719
@seli1719 5 ай бұрын
she is such a positive person, she is promoting his KZbin channel even though he has more followers 🥰😍😍
@giFs-y7q
@giFs-y7q 5 ай бұрын
ኣሰይይይ ፅርያት ፍቅርኩም የብዝሓዮ
@سميرةمحمد-ر4ز
@سميرةمحمد-ر4ز 5 ай бұрын
ኤሚየይ ክፈትወኩም እኮ የኔ ማሮች❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ፍቅሪ-ፈ8
@ፍቅሪ-ፈ8 5 ай бұрын
ወይ ዙቆልዓ ግን ዓሰል ደሰክብል💙ፍቅሩኩም ይብዛሕ ደቂ ሪመይ
@Haregte
@Haregte 5 ай бұрын
😂😂😂 ኣትዩ ፉሎጡኒ እኮ ገርክያ ዋይ እንዳ መዳም ከም ዘለኺ😂 ብዝኾነ ማዓር ኢሕኪ ፃሓፊ እእ ቋንቋና ነዕቢ
@ፍቅሪ-ፈ8
@ፍቅሪ-ፈ8 5 ай бұрын
@@Haregte ታአዩዶም ካይኒክይ ዓሰልዋኒ😉🤣
@Haregte
@Haregte 5 ай бұрын
@@ፍቅሪ-ፈ8 ኣይተረደአንን ይቅርታ ግን?
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 5 ай бұрын
ሰላም ዘይዉዳኣ ሓጎሰ ይምነይልኩም ካብዚ ሕማም ድማ አምላክ ይሓልኽም ሳብስክራብ ሩገፅለይ እባ👏👏👏
@tesgamezgobo2787
@tesgamezgobo2787 5 ай бұрын
asey shikorat emiye mese sebeayki wedeken endasehakum nebeu tegaru way shikorat❤❤❤❤❤
@lililove8991
@lililove8991 5 ай бұрын
ገቡዋይ ኣዳወላላይ መፁኤም 💝💝😘😘
@GSerh-sp3np
@GSerh-sp3np 5 ай бұрын
የግድስ ድዩ😂
@awetgereziher-up2gg
@awetgereziher-up2gg 5 ай бұрын
ናይ ካሜራ ፀገም አለኩም ብዝከአልክምዎ ድማ ምድላው ግበርሉ አብታ ገዛኩም ኮይኖም ምቅራብኩም ሓሪፍ እዩ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 5 ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
ልክዕ ኢካ ብስልኪ ስለእንቐርጾ እዩ ክብረት ይሃበልና ክነስተካክል ኢና ቐስ እናበልና
@Mar-kc5sp
@Mar-kc5sp 5 ай бұрын
esyyyyyy mukurateyyyyyyy hadarkum ybarek tegari teuruyat ftsret ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nigistbirhanu4815
@nigistbirhanu4815 5 ай бұрын
እሰይ ፅቡቃት ሓዳርኹም ይባረኽ❤❤❤
@SERWNA941
@SERWNA941 5 ай бұрын
ሰላም ዘህዋተይ ብጣእሚ ደስ ትብሉ ሰብ ሃዳሪ ኢኩም እና እግዚአብሔር አበይ ከመይ ከምትራከብ አይትፈልጣን ኢካ አምላክ ገዛኩም ዝተባረከ ይግበረልኩም ዛምህዋተይ .ትምኒተይ ደኣ አምላክ ወዲ አደይ ከማኪ ክህበኒ ዝተባረከ ስብአይ ይሃበኒ መአረይ ❤❤
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና እግዛብሔር ልመን ኢልዎ ክህበኪ እዩ ዛሓፍተይ
@hena_me
@hena_me 5 ай бұрын
😂😂😂መሊስኩምና እኮ😂 ዕፅዋ Boooom
@Nataney361
@Nataney361 5 ай бұрын
ደቁ ሪመይ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣስልጦ ይሃብኩም እና ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ ኣሕዋተይ❤❤
@HayatHa-d9z
@HayatHa-d9z 5 ай бұрын
ይመቻካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሓፍቲተጋዳላይ
@ሓፍቲተጋዳላይ 5 ай бұрын
እሰይ ኣቱም ፅሩያት ፍጥረት ፍቅርኹም ይብዛሕ❤❤
@FreweiniFreweini
@FreweiniFreweini 5 ай бұрын
ሰባት ኣበይ ይራኸቡ ኣይበሃልን ምክንያቱ ንኹሉ ሓደ አምላኽ ስለዘለዎ እሞ ሓዳርኩም ሓዳር ኣብረሃም ሳራ ይግበረልኩም ዘላቂ ፍቅሪ ይዓድልኩም 🙏❤️❤️❤️❤️ንኡድየ ንፈተወኩም ኢና ከምዙይ መምህረኒ ነገር ሒዝኩም ኩሉ ግዜ ቅረብሉና ጦርነት ሕማቕ ግዜ ብአካል ዘይፈልጦ ብልበይ ዝፈልጦ ሕፅየይ ወስዳትለይ ቀትሪ ለይትን ናብ ቅድሚ ዓይነይ ደበኽ ይብለኒ ክወፀለይ ኣይከአለን 😍
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
ኣሜን ኣይዞኪ ዛሓፍተይ ንኣሚንኪ እግዛብሄር ብየማኑ ይቐበሎ መንግስተ ሰመያቱ የውርሶ ልኣኪ ለ ፅንዓት ክህበኪ ንምነ ፍረ ሓፍተይ 🙏🙏
@DdRr-nc1pz
@DdRr-nc1pz 5 ай бұрын
እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ፁሩያት
@YirgalemG.tsadik
@YirgalemG.tsadik 5 ай бұрын
ብርግጽ ትግራዋይ ፈቃር እዩ ግን ኣብ ፍቅሪ ምግላጽ ብዙሕ ኣይኮናን ውሑዳት እዮም ፍቅሮም ብነጻነት ዝገልጹ እምበር መብዛሕቲነ ዋላ ናፍቀርናዮ ፍቅርና ኣይንገልጸሉን So Comment ኣይጽሕፍን እምበር ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩምን ዝከታተለኩምን ፍቅርኹም የብዝሓዮ ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ❤❤ ግን ኣምሓርኛ ኣይትሕወሱ ጦርነት ❌ ውግእ /ኪናት✅
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ኣብ ቃላት ቐስ ብቐስ ክነማሓይሽ ኢና ሓፍተይ 🙏
@YirgalemG.tsadik
@YirgalemG.tsadik 5 ай бұрын
Thank you ስለዝፈትወኩም እየ ✝️👏❤️
@hgf6568
@hgf6568 5 ай бұрын
ፅሩያተይ ሓዳርኩም ይባረክ ❤️🥰
@RahelKonjo
@RahelKonjo 5 ай бұрын
I miss like that love but all the man is not same your husband God bless you all
@MoazaM-lc4fo
@MoazaM-lc4fo 5 ай бұрын
ዓድጉደም ድዩ ስራሕካ ደስ ባሃሊ ❤ ዋይ ገዛካ እዩ
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
ስራሕ እዩ ዓዲጉዶም ነይሩ ስለትከታተልና ክብረት ይሃበልና
@raki4741
@raki4741 5 ай бұрын
እርር በእግዚአብሔር ነያቢስራ ኣምፅእልና በጃኪ ❤
@jejrjjrjfjf2376
@jejrjjrjfjf2376 5 ай бұрын
ተጋሩዋይ ሸኮራት❤❤❤
@MengediHaki9324
@MengediHaki9324 5 ай бұрын
ደስ ባሃልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤
@ساره-ذ1ب4غ
@ساره-ذ1ب4غ 5 ай бұрын
Absiway muezey btaemi ye lfotyekum nueud gn bhemey awutsekumlu lwedkum ❤
@tseghegirmay1
@tseghegirmay1 5 ай бұрын
በሊ ሱብስክራየብ ገብሬ ጎበዛት በርትዑ👏👏
@ናትናሰላም
@ናትናሰላም 5 ай бұрын
Ane betami iye zfetwekum ❤❤❤
@galmhrey
@galmhrey 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ሙዑዝ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርክም ይባርከልኩም ወድኹ እን እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡ የዕብየልኩም ወድኹም ግን ኩሉ ግዜ ሚድያ አይተውፅእዎ ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ❤❤❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን
@Dolar1219
@Dolar1219 5 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ደቅነዋ ሰላምኩም ፍቅርኩም ብዝሕሕሕ ይበል ቤቢ ንኡደይ❤ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብካ ዝወደይይ❤
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 5 ай бұрын
Jebu zekune kola edmen tenan yehabu ❤❤
@suzimare5436
@suzimare5436 5 ай бұрын
ደስ ክተብሉ 👌🏼❤️
@trhasAlemat-y5s
@trhasAlemat-y5s 5 ай бұрын
😂ኤሚዋይ ሽኮሪ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 5 ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ❤❤❤
@hadguluul8785
@hadguluul8785 5 ай бұрын
Enkae biselam mexakum des bahalt familey ajokum zom yehwatey ❤❤❤❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ስለትከታተሉና 🙏
@DejenGebreyesus
@DejenGebreyesus 5 ай бұрын
ጦርነት ካብ ትብሊ ኩናት ምባል ዝኸብደ ኣይመሰለንይ ፣ቋንቋ መሰረት ሓደ ህዝቢ እዩ፣ መድላውኹም ሰለዝፈተዎ እዩ
@TamratTube67
@TamratTube67 5 ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ
@AaAa-p4k5p
@AaAa-p4k5p 5 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ከቡሉኒ ሙቁራተይ ማዓዝ ከመፁ ዳበሉኩ ኢየ ዝፀበ 🎉🎉🎉🎉🎉 ቀፁሉ ዓደይ ተመፂ ኣብ ናቱኩም ቸናል ኣብሰደት ዘሓለፍኩው ታሪክ ኣብገዛኩም ከናገር በጣዓሚ ደስቱብሉኒ ከሊጊዘ ምፅለይ❤❤
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
Btaemi eina nemesgn des nabelen nkbelel eina
@letshy
@letshy 5 ай бұрын
ቀዳመይቲ ባዕለይ 🥰 እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ፅቡቃት 💛❤️ ሳብስክራይብ ገይርኹምለይ ሕለፉ ደቂ ዓደይ🥰
@tsegaywelu5994
@tsegaywelu5994 5 ай бұрын
what an amazing love you have !!!!!!!!
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 61 МЛН
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 269 #shorts
00:26
Wait for it 😂
00:32
ILYA BORZOV
Рет қаралды 7 МЛН
ሰበይተይ ጉዱእ ኣካል ሙኻነይ ክርስዕ እያ ትገብረኒ #amazing love story #life
16:29
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 20 М.
ነዚ ከይፈለጥክን ካርጎ ከይትልእካ!ገንዘብክን ከይትከስራ
9:31
Merry ado Arsema ሜሪ ኣዶ ኣርሴማ
Рет қаралды 979
ባዓል ገዛይ ገዛ ገዚኡ ሰርፕራይዝ ገይሩኒ 😍😍😍
9:47
ንባዓል ገዛይ ፕራንክ ገይረዮ 😱😀😁
20:46
Nueud (ንኡድ) Tube
Рет қаралды 62 М.
ገና ነህ አታገባትም ተባለ እዮብ ያልጠበቀው ምላሽ
24:37
Eyobel tube-እዮቤል ቲዩብ
Рет қаралды 139 М.
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 61 МЛН