መዘራረቢ መልእኽትን መጠንቀቕታን ዶር ደብረፅዮን

  Рет қаралды 60,478

Rara Media - ራራ ሚድያ

Rara Media - ራራ ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 200
@eritreandemjeganu7893
@eritreandemjeganu7893 4 жыл бұрын
ኣሕዋትና ህዝቢ ትግራይ ሓድነትኩም ኣስጢምኩም ገጥ በሉ፡ሓንቲ ፈትሊ በይና ተኮነት ትብተኽ እንተተፋሕሰት ግና ትተርር ኢያ ሞ ሓድነትኩም ኣስጢምኩም ምስ ኣሕዋትኩም ዝኮና ህዝቢ ኤርትራ ብሓድነት ብምትሕግጋዝ ንንበር።ኣሕዋትኩም ኤርትራውያን ውን ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንኩም ኢና፡ኣድጊ እንተ ሓንገde ስላዕዩ ፈውሱ፡ደርጊ እንተመጹ ዕጫ ኣቦታቶም ይበጽሖም።ሓውኩም ኤርትራዊ🇪🇷❤
@mohammedabdelkader5576
@mohammedabdelkader5576 4 жыл бұрын
natki wekilki tezarebi ahwatki entekoynom ahwatey beli.
@yrodonossolomon2060
@yrodonossolomon2060 4 жыл бұрын
ብትክክል ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@merigaltigraymekelle8975
@merigaltigraymekelle8975 4 жыл бұрын
ደብሪጸይ ጅግና ንበረልና እስከ❤💛❤✊
@taegiray4826
@taegiray4826 4 жыл бұрын
ኣጀካ ደብሪፅ ሕዋሓት ኣሎ ኣብ ማእከል መሬቱን መረበቱን ምስ ደቁ ሓፊቑ ዝርከብ ንሱ ኣበሳ ደቁ ኣናብር ንፀላእቱ ዘባህርር ኣጀኩም ዓደይ ተባዕ ትግራዋይ ዓዱን ዓድማቱን ዘምህርን ዘረድእን እዩ
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 4 жыл бұрын
እወ ደብሪፅ ጅግና ኣነ ዉን ንሱ ኢየ ዝደሊ።ምስቲ ህዝብኻ ማይን ፀባን ኮይንካ ኣብ ልዕሊ ፀላእትኻ ግን ዲክታተር ምዃን ህዝባዊነት ኢዩ።ባንዳታት ካብ ፀላእትና ዝገደዱ ደመኛታት ስለዝኾኑ ዉዲታቶም ሱር ከይሰደደ ስጉምቲ ክወሃቦም ኣለዎ።
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 4 жыл бұрын
ጅግና ህዝቢ ጥራሕ እዩ ዝእዝዘና ካልእ የለን
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 4 жыл бұрын
ኣዮኻ ናይና ደሪፅ በርትዕ ቖራፅ ጅግና ኣንበሳ
@yourapollo5555
@yourapollo5555 4 жыл бұрын
ገንዘቡ ዝወደአ ሸቃጣይ ናይ ቀደም መዛግብ ይግንጽል ዝባሃል ኸምዚ ምስ ተረኸበ ኧዩ ድሕሪ ማይ ናብ ባዓቲ ።
@beteselam2549
@beteselam2549 4 жыл бұрын
ክብር ሓወይ ከምታ ናቀድምኩም ነገራት ብትዕግስቲ ሓዝዎ አብማእኸልኹም ንፋስ ከይአቲ። አስተውዕሉ ኢኹም። ምጥንቓቅ ጽቡቕ እንድዩ እታ ልትኣምኑላ መሰመር እናደጋገምኹም ብሚድያ አምህሩ ከምትልሙድ ምዝርራብን ምርድዳእ ኣድ ላይ እዩ። ብዘይ ኺናት እቲ ቕኑዕ ዒላማኹም ሚዛኑ ከቢድ ስለዝኾነ ህዝብ ኢትዮጵያውን ይምስክሮ እዩ። ናይውሑዳት ሰባትን ምድርን ተዝይኮኑ።
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 4 жыл бұрын
ኤርትራዊ እየ ስለ ቋንቋይን ህዝበይን ምሳኹም ኣለኹ
@keletboss8270
@keletboss8270 4 жыл бұрын
ንፈቓቐር Tv. Resah kelbi
@yonasteklu2668
@yonasteklu2668 4 жыл бұрын
ንፈቓቐር Tv mewet dea mesertra kehulu keman yebelun
@anbeswedigere4887
@anbeswedigere4887 4 жыл бұрын
Game over
@birhanetekleab8471
@birhanetekleab8471 4 жыл бұрын
ንፈቓቐር Tv sekt wedi dkala kid nabom
@blockbosses3860
@blockbosses3860 4 жыл бұрын
ድራዝ እንታይ ማለት እዩ ምሳኩም ኣለኩ
@sebenegebrugebru7094
@sebenegebrugebru7094 4 жыл бұрын
ደብሪፀይ ናይና ኩሉ ግዘ ጅግና ኩሉ ግዘ ኣንበሳ ኩሉ ግዘ ድማ ንበረልና
@de7320
@de7320 4 жыл бұрын
ተመሰግን ኣምላኪ ካባኩም ምፍጣረይ
@ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ
@ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ 4 жыл бұрын
ኣጆካ ደብረፂ ጅግና ኦቦ ትግራይ።💒💒💒💚💚💚💛💛💛💛💓💓💓👏👏👏
@asternegasi7594
@asternegasi7594 4 жыл бұрын
Dr Debrexion Jigna tebarek edmen tienan yhabka Egzabihr Amlak
@سحرسيسي
@سحرسيسي 4 жыл бұрын
ajoka nayina nbrlina 💪💪💪💪💪❤❤
@tigi3849
@tigi3849 4 жыл бұрын
💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@rozagbreslasisy7424
@rozagbreslasisy7424 4 жыл бұрын
ጅግና
@berndadesta9679
@berndadesta9679 4 жыл бұрын
ልክዕ አለኻ ደ/ር ደብረፃዬን አባርሮ እዚኦም ባንዳታት ተላላኪ ናይመሽረፈት የእርጎ ዝምብ ከም ዓረና ዝመስሉ ካሕዳማት ህዝቢ ትግራይ ቀቲሎም ናብስጣን ዝመጣጣሩ ሃንቀላታት::
@etgm5769
@etgm5769 4 жыл бұрын
Bernda Desta አታ ክንደይ ደናቑር ሰባት ኢኹም ዘለኹም በዓል ንስኻ እውን ተጋሩ ክትበሃሉ? ዓረና ሕጋዊ ፖርቲ እዩ ንዓረና ብሓሳብ እንበር ብሓይሊ ክስዕር እየ ዝበልፆ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ተሎ ፀረ ዲሞክራሲ ፀረ ሕገ መንግስቲ እዩ።።። ህውሓት ፀረ ዲሞክራሲ ክኸውን እየ እንተይሉ ገመድ ናብ ክሳድ ከም ምእታው ይቑፀር።
@ጁኑታነኝየትግራይልጅ
@ጁኑታነኝየትግራይልጅ 4 жыл бұрын
@@etgm5769 አታ ተርፍ ጥልያን ስራሕካ ዘይ ትገበር ከመዙይ ዝበለ ደንቁሩና ተጸበ ዓረና ሎምስ ማዓልታ አኪላ አያ ክንደይ ጊዜ ድሕሪ ሰሙን ናይ አብራሃ ወዘተ አልው 10ዙኮኑ ጉጁለ ዓረና ሬሳ ክትሪኢ አካ መሸረፈት ትለክቲ ሙካኖ ኩሉ ትግራዋይ አጸቢቁ በሪሂሉ አሎ ንስካ ለውን ደጋፍ ሻዐብያ ሙካንካ ፈሊጠካ አለኩ ኪዱ ፈቃዱ ስደት ተርፍ ጥልያን
@የፍቅርጉዞማርያምንይ-ቈ7ቸ
@የፍቅርጉዞማርያምንይ-ቈ7ቸ 4 жыл бұрын
ዋው ጀግና ወድታ ጀግና ከምዚ ከማካስ በዚሖም እውን ይወለዱ ተባዕ ተጋዳላይ ደብረፅዬንየ ናተይ
@tegsitemom4639
@tegsitemom4639 4 жыл бұрын
ሁሌም ጀግና
@ትግራይዓለመይናፈቅ
@ትግራይዓለመይናፈቅ 4 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ወልዷል መንታ መንታ ጅጋኑ 💖💖🙏💖💚💕❤ደብረፅ ጀግና
@jacobjericho8667
@jacobjericho8667 4 жыл бұрын
Decatur n fugera in Action
@elsaaraya9313
@elsaaraya9313 4 жыл бұрын
Aykeum nayen I miss you debarsti❤❤❤❤❤❤❣❤❤❤❤😘😘💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💗💪💪💗💪💪
@solomentsegay4788
@solomentsegay4788 4 жыл бұрын
My hero 😍😍😍😍😍😍
@azumokiyefgh294
@azumokiyefgh294 4 жыл бұрын
ደቂ ሓራስ ነብሪ
@rezeneftwi6454
@rezeneftwi6454 4 жыл бұрын
Tegaru ahwatna ajokum amharu aedug b hadnetkum sberwom from Eritrea
@amanuele1511
@amanuele1511 4 жыл бұрын
adgi be'alka
@teklehaimanothaile5697
@teklehaimanothaile5697 4 жыл бұрын
Who is "Banda?" Make it clear.
@ጁኑታነኝየትግራይልጅ
@ጁኑታነኝየትግራይልጅ 4 жыл бұрын
ልክዐ አለካ ዓረና ዓረና ሰብ የሳቂ አሎ በጃኩም ካብ ትግራይ አውጽአሉና በጃኩም አብ ባሕሪ ከም ዝቃርዩ አዩ አና ገበረ ብሰንኪ ዓረና ኮነይ ኢሉ ልታጋሩ አብ ባሕሪ ከም ዝቃርዩ ዘይ ሕጋዊ ደላሎ ይደልል አሎ ሰብ የሳቂ አሎ
@ጁኑታነኝየትግራይልጅ
@ጁኑታነኝየትግራይልጅ 4 жыл бұрын
@@etgm5769ተፀብየና አታ ዶንቆሮ አብ ቁርው አዋን ትሕቲ መሬት ክንአትዎ ኢና ቀጽል ምስ ዓረና አስካ ለውን ዘይ ዓረና ዳ መን ዶ አኛነ አዩ ጸላኢ ተጻጻራሪ መራሕትና አንድዮም ኮይኖም ዘልው አናታ ዶንቆሮ ተረዲካዶ አስታካክል መን አዩ ጸላአየይ ኢሊካ ሕሰብ አጻሪ ተዘየለይ ጽግዐካ ሂዝካ ሱቅ በል
@ጁኑታነኝየትግራይልጅ
@ጁኑታነኝየትግራይልጅ 4 жыл бұрын
@@etgm5769 ተረዋ ወድዛ ድቃላ ረሳሕ ቆንዳፍ ድርባይ
@ጁኑታነኝየትግራይልጅ
@ጁኑታነኝየትግራይልጅ 4 жыл бұрын
@@etgm5769 ሰብ ስአይ ናባዐሉ አሕዋቱ ብቱይ አና ተሳቀዩ ዘይ ሓሰበስ ናማቱ አብዘይ ኦአትዎስ ጦንቆልቆሎ ይብል አሕዋትካ ፈቃዱ ሊቪያ አና ተሳቀዩስ ኑአሽተይ አይትሓስብይ አታ ደጋፍ ሂጊደፍ ዶንቆሮ ሕሰበሎም ዞም አብ አፍ ባሕር ሬሳ ዞልዐሎ ሲኢኑ ዞሎ ዶንቆሮ ርአሲ አንተሃሊካ ዞም ሬሳታት አሚጽአካ ላብ ልግበር ግበር ሃዛው ቃንፎዞው ዞቦሎ ብዛዐባ ትግራይና ደቃ አለናያ አይምልከተካይ አሽይ ረሳሕ የለይ ሕርር በል አምበይ ኤሪትራስ ድሕር ከዚ አይተግንያይ ተድምራ አያ አንታ ዶንቆሮ ተረፈ ጠላይን
@galtagru174
@galtagru174 4 жыл бұрын
Esay gegna 1000 nbrlina egzber musaka ykun doctor
@danielmebrahtom2175
@danielmebrahtom2175 4 жыл бұрын
Thank you 🙏 Dr.
@selamhishe6993
@selamhishe6993 4 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@Jd-wm8kz
@Jd-wm8kz 4 жыл бұрын
ኣጆካ ደብሮፂዮን ጂግና
@roozkiros6065
@roozkiros6065 4 жыл бұрын
አፍፍ ጀግና ይብል ኾርዕና ብኣኻ መሪር ሓሙቱ ውዲ ህዝቢ
@ramandebene1131
@ramandebene1131 4 жыл бұрын
ከመይ ገርካ ንስካ ክትገድፎ ህወደግ ዝግደፍ ዶ ኮይኑ ማዓር ኢንድዩ ነይሩ ንዓኻን መሰልትኻን ንህዝቢ እትዮጵያን ህዝቢ እዝኸባቢ ብፍላይ ንህዝቢ ኤርትራ ዕሬ እዩ ነይሩ ምንጪ ናይ ኩሉ ጸገማት።ስለዚ ኣብ ዕሪ ዝነብር ተቀልሱ ማዕርኻ ከግድፈካ ናይ ግድን። ንእሽቶይ እህወደግ ኣይትብላዕ ኣይትላሓስ ሱቕኢላ ከም ሓሹሽ እተህተትፍ ኣብ መቀለ ኣጣይሽኩም ኣለኹም ናይ ቀደም እናዘከርካ ኣብ ኣክሱም ሆተል ኮንካ ኣቤት ዝዘመትናዮ ኣቤት ዝተበለዐ ኣብየት ቆናጁ ዝተዓመጻ ክንድይ ኢልካሞ ክጽወ ኢልካ ምቁዛም እዩ።
@kabeynabey6301
@kabeynabey6301 4 жыл бұрын
Bani Boy መን እዩ እቲ ዕረቁኒ ዝብል ከ ካባኩም እንታይ ከይተርፈና ማለተይ ካብ ህግደፍ እታይ ከይንከውን ዘየለኩም ንስኩም ዳኣ !ንብዕልኩም ኣብ መጻወድ ኣቲኩም ዘለኩምሲ ንመን መጻወድ ክትፍሕሩ 20 ዓመት ከም መፈራ ዝተሰበረት ርግቢት ካብ ዓረብ ናብ ኤርትራ ጥራሕ ከም ትንቀሳቀሱ ገርናኩም ኔርና ሕጂውን ብእስርኩም ኢኩም ዘለኩም ። እቲ ናብ መቀለ ምምጻኦም ካዓ ወያነ ደልየሞ እዮም መጺኦም ደብረጺዮን ቅድሚ ኣብዩ እዩ ናብ ትግራይ መጺኡ ትግራይ ካዓ ኣብ 2 ዓመት ከመይ ከምዝተቀየረት ረእያ ምሁር ሓይሊ ኣብ ዓዱ የገልግል ኣሎ ስለዚ ንስኩም እተኮይንኩም እውን ጠቂምኩምና እበር ኣይጎዳኩምናን እቲ ክነጥፈኣኩም ኢና ዶ ገለዶ ትብል ዘለካ ዓቅሚ ተዝህልወኩም እታይ ክትገብሩ ጸኒሒክም ክሳብ ሀዚ ? ጽብላሊዕስያ ማዓኮሩ ዘይከደነ መርየት ከደነ ንስኩም ኣብ ርእስና ከምዘይለኩም ክትፈልጡ ኣለኩም
@azumokiyefgh294
@azumokiyefgh294 4 жыл бұрын
wawwwwww jeganu
@solash5218
@solash5218 4 жыл бұрын
ኃይል የእግዚአብሄር ነው እግዚአብሄር ክፉዎችን ይቀጣል ያዋርዳቸዋል ድንገትይሰበራሉ የአባቶችን የእናቶችን የወጣቶችን የህጻናትን ጸሎት ሰምቶ የኢትዮጵያ አምላክ ለህዝቡ ይፈርዳል ኢትዮጵያ አትፈርስም አረመኔዎችን ደም አፍሳሾችን ትእቢተኞችን ጦረኞችን ይቀጣቸዋል ያዋርዳቸዋል
@phil-xv9qc
@phil-xv9qc 4 жыл бұрын
😂😂😂 meskinay ab wshtika zelo frhi ab zerebaka yflet enkua ezi arayena antum duhulat😂....Weyane GAME OVER!!
@tesfaytizazu1715
@tesfaytizazu1715 4 жыл бұрын
Long live debrtse , keep it up!!!
@ጓልትግራይፃዕዳ
@ጓልትግራይፃዕዳ 4 жыл бұрын
ጅግና ድክተር ደብርፅዮን 🇻🇳💪👈ነዊሕ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ 🙏ኣለና ኣብ ጎኒካ ጣላማት ባንዲታት ሞቱኩም እያ ሕጅ ምሕዝነት ምስ መሽረፍት 0 ምስ ህዝብኩም ንሕ ሽኩም ነይሩ
@SalamSalam-bb6qx
@SalamSalam-bb6qx 4 жыл бұрын
ጅግናን ድክተር ደብርፀዮን ነዊሕ ዐድመን ጥዐና ይሃበና
@micho1384
@micho1384 4 жыл бұрын
Hasawi lekbat
@izazosman6867
@izazosman6867 4 жыл бұрын
Game over 😃😂😂🇪🇷 🇪🇷 👍✌
@chaltuaddisabebakegna265
@chaltuaddisabebakegna265 4 жыл бұрын
Game over you eriterans I been there I was shocked what I seen in ertitera so old solve your problems guys
@ኣነእየ-መ4ቨ
@ኣነእየ-መ4ቨ 4 жыл бұрын
@@chaltuaddisabebakegna265 100000000000000000like yegebehal wudeee
@peaceonearth294
@peaceonearth294 4 жыл бұрын
Natkum kfatn tenkoln ko yu n eri dhrit meliswa,ksab meas ekum haki shfinkum ktnebru,amel ms megnez yblu abotat kemzi ms rekebu yom
@merhawitewelde3117
@merhawitewelde3117 4 жыл бұрын
Denkoro hzibi riesi adgi
@meargtsgehiwet1108
@meargtsgehiwet1108 4 жыл бұрын
ክቡር ዶ/ር ደብረጽዮን ስለ ቲ ቋንቋ ትግርኛ ተገዲስካ እንተትዛረብ ይሓይሽ ተላላኪ😧😒 =ተልኣኣኽቲ ብሓፈሻ ንውድብ ህወሓት ኣብ ቛንቛናን መንነትናን ኣድሂብኩም ስርሑ ወለዶ ይጠፍእ ኣሎ ቛንቛ ኣምሓርኛ ይፀልወና ሎ ዝያዳ
@hguszelealem1441
@hguszelealem1441 4 жыл бұрын
Mearg Tsgehiwet, እሞ እንታይ ደኣ "ኣነ ኢሪትራዊ'የ" ትብል "ኢ/ኤሪትራ" ዝበሃል ትግርኛ'ዶሎዩ። ወይስ ንሕና ነሓይሽ ናይ ፃዕዳ ንቐድሕ ንስኹምከዓ ናይትፀሊም ሚኒሊክ ትቐድሑ ኢኻ ትብልዘለኻ? እቲሓቂ ንተጋሩ ኣብ ክልተ ምስተኻፋፈሉና እቱ ሰሜን ደሎ “I’m a civilized one ... I’m an Eritrean” ክብል ጀሚሩ ዓርሱ ረሲዑ፣ እታ ዝዓበየት ንቕሓቱ ነቱ ንዕዑ ዝመስል ኣብ ደቡብ ንዝርከብ ትግራዋይ ምኻኑ'ዩ። It’s kind of “to be a civilized Eritrean u have to hate your brother or sister in the south & say “agame” It is really shame history of human beings!
@meargtsgehiwet1108
@meargtsgehiwet1108 4 жыл бұрын
ኣይኮነን ሓውና፡ ኣነ ክብሎ ዝደለኹ ዝተረዳኻኒ ኣይመስለንን ፡እቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ማሕበረ ሰብ ዝያዳ ብኣምሓግርኛ እናተጸለወ ይርከብ።እዚ ድማ ናይ ከም በዓል ህወሓት ኣብ ቛኅቛ ን መንነትን ዝሰርሕዎ ስራሕ ዳርጋ ዝወረደ(ባዶ) ምዃኑ እዩ ። ስለዚ ካብ ኤርትራ እንተዝማሃሩ ይሓይሽ ፡ሐዚ ውን ወለዶ እሩም ቛንቛኡ ረሲዑ ይጸንት ኣሎ ፡ወደሓንካ
@peaceonearth294
@peaceonearth294 4 жыл бұрын
Hgus zelalem u r ethiopian we are ertrean ok,aythawaws,afkum kalie lbkum kalie tegermu hbreteseb ekum bhaki
@ዓጋመይጻዕዳ
@ዓጋመይጻዕዳ 4 жыл бұрын
በጃካ ዶክተር እዚ ባንዳ ኣብርሃ ደስታ እሰረልና
@Samteshome88
@Samteshome88 4 жыл бұрын
ፈታዊት ሰለሞን ሃይለ 😆😆😆 አጎቶችሕ እራሳቸው ታስረው እንዴ ነው ሌላ ሰው የሚያስሩት 😂🤣😂🤣
@TV-nm3fy
@TV-nm3fy 4 жыл бұрын
ደብሪፀይ ንዞም ባንዳታት ኽተጥፈአልና ኣለኻ ጅግና ብኡነት ኣብተግባር ኣውዕላ በጃኻ ንሳቶም እዮም ዝርቡሽና ዘለው 😍😍😍😘✌✌💪 ኻሕዳም ፈጣሪ ይፍደዮ ጅግና ንዓኻ ሒዝና ኔቅድሚት
@ramandebene1131
@ramandebene1131 4 жыл бұрын
ክንድዚ ህዝቢ ኣበዳራሽ ተኣክቡስ ኣዳራሽ ዘዕኑ መትሓዚ ዘየብሉ ዘረባ ነንሕድሑዱ ዘይራኸብ መደረ ዶ ቆይቂ ትሰምዕ ምጭብጫቦም ይገሪም ኣታ ሓሽሽ ድዮም ኣቅሕምዎም ወይስ እንታይ ገደሸኒ ተታሕዝና ዘይንጸድፍ እዩ ምኽሮም፡፡ ምሕረት የውሪደልኩም እህወደግሲ ኣብ ሰማይ ጋሃነም ይደብሶ ድሕሪ ሕጂዶ ወይን ዕደ ካይትዕመኪ ኣብኣ ዳኣ ኣውግሪዒ ክሳብ ዝወጻልኪ ፡፡
@kflomabrha8110
@kflomabrha8110 4 жыл бұрын
ደብሪትጽዮን ናትና ንበረልና
@shishaygebretsadik5133
@shishaygebretsadik5133 4 жыл бұрын
ኣለና ኣብ ጎንኻ
@azumokiyefgh294
@azumokiyefgh294 4 жыл бұрын
ተመችኩምኒ
@amenhnasser8504
@amenhnasser8504 4 жыл бұрын
ዓረና ባንዳ። ደፂ ❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏👏
@wedihumeraeygenwedimekelee8742
@wedihumeraeygenwedimekelee8742 4 жыл бұрын
Adwa banda
@amenhnasser8504
@amenhnasser8504 4 жыл бұрын
@@wedihumeraeygenwedimekelee8742 ክክክ ዓድዋ ጀጋኑ ተጋሩ ናይና ዓጋመ ናይና ኩናማ ናይና ኢሮብ ናይና ሽረ ናይና ሑሞራ ናይና ወልቃይት ናይና ፀገዴ ናይና ፀለምቲ ናይና ኣኽሱም ናይና ተምቤን ናይና እንደርታ ናይና ራያ ናይና ነዚአን ዝነክእ ዳርጋ ዓይነይ ዝነኸአ ።
@wedihumeraeygenwedimekelee8742
@wedihumeraeygenwedimekelee8742 4 жыл бұрын
@@amenhnasser8504 kkk Humera da abey tefeletewa. Gual. Wedi. Adwa leba
@amenhnasser8504
@amenhnasser8504 4 жыл бұрын
@@wedihumeraeygenwedimekelee8742 ኣታ ሓወይ ንፀርፊ ዲኻ ተፈጢርካ ውይ ካብ ከምዚ ዝበለ ሰብ ይምሓረና ቆልዑ ምስ ወለድካ እቱ ትዛረቦ ባህርያትካ ዲኻ ተውርሶም
@TV-nm3fy
@TV-nm3fy 4 жыл бұрын
@@amenhnasser8504 ኢሳያስ ዝሰርሖ እንስሳ እዩ ጊደፎ ኣብዝኸድኽዎ ይፀንሐኒ ምስኺናይ😃
@africaninprogress6502
@africaninprogress6502 4 жыл бұрын
ደብረጽዬን ላግጽ ይአኽል ሕዝብ ትግራይ ክሰግር ኢዩ ዝሰረቕኩምዎ ሕዝኹም ጥፍኡ ብሕዝብ ምልጋጽ ይአኽል መንእኻ ንስኻ ንኻልእ ሓሳብ ዘለዎ ክትሰጉግ ዶክተር ይብሉኻስ ንምዃኑተማህርኻ ድኻ ደንቆሮ ብኸመይእኻ ኢት ዶክትረት ባጄላ ሂዝኻዮ መሕፈር
@filefile6942
@filefile6942 4 жыл бұрын
Wedi tom jeganu anbesa ayoka nayna
@genetgebre480
@genetgebre480 4 жыл бұрын
Ko 👍👍👍💖💞
@ahferomtsehaeie6410
@ahferomtsehaeie6410 4 жыл бұрын
ንሪኢ በለት ስበይት
@bininatey525neverforget6
@bininatey525neverforget6 4 жыл бұрын
Ahferom Tsehaeie Hahahaha kkkkkkkk lolll I’m with you buddy
@tirhasgebrehaweria7730
@tirhasgebrehaweria7730 4 жыл бұрын
አጆኻ ናይና ዓወት ናይ ትግራይ እዩ ወይሎኦም እቶም ጠላማት
@ib-lq9fz
@ib-lq9fz 4 жыл бұрын
TPLF is dead for ever you will never back again Godbless Ethiopia
@ትግራይዓደይቅድስቲመሬት
@ትግራይዓደይቅድስቲመሬት 4 жыл бұрын
ወዲ ሻርሙጣ ንስኻ ኢኻ ሬሳ ወዲ ኸልቢ
@ib-lq9fz
@ib-lq9fz 4 жыл бұрын
@@ትግራይዓደይቅድስቲመሬት terwa qondaf agame
@redline9953
@redline9953 4 жыл бұрын
ኣይተ ደብሪጽ ብዘየግድስ ገይም ኦቨር ይበሉ ግዛዕ ይበሉ ኣብ መስመርና ኣለና ጥራሕ ኮፍ ንበል ንዘራረብ ። ።
@Agheb123
@Agheb123 4 жыл бұрын
A HA AHA AH HA AH ZLELLLLELLLLUUUUU, ZLLLELLLLLU agame, zèlela wiiiiiggggghhhiiiinnn zèela, ha ha
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 6 ай бұрын
መጀመሪያ ልጠለምኻ ደብረ ፅንተት ኢኻ ኣታ ርኹስ ኣምሰሉ
@ትግራይዓደይቅድስቲመሬት
@ትግራይዓደይቅድስቲመሬት 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ደብሪፅ ኣብ ጎንኻ ኢና መናኣሰይ ንትግራይና ሸጥ መዓንጣና ሞት ንፀላእትና ዓወት ንህዝብና
@AsterMichael-f5w
@AsterMichael-f5w 4 жыл бұрын
Like like like!!!
@seareweldakidan476
@seareweldakidan476 4 жыл бұрын
ኣብ ኩርሲ ከፍ ኢልካስ ይምደር ኣሎ ።ይህደድ ኣሎ ፡ኣቤት ፡ህዝቢ ትግራይ ትረክቦ ፡
@ranformezgebo6574
@ranformezgebo6574 4 жыл бұрын
anegageru betam yaskegna yegna anbessa to the point beka
@selamer8657
@selamer8657 4 жыл бұрын
Am eritrean but proud of unity of Tigray people
@nahomtilahun4383
@nahomtilahun4383 4 жыл бұрын
Well Said!! Nahatkum teleakti ena!!
@SamiSami-ls6jf
@SamiSami-ls6jf 4 жыл бұрын
Debrits jegina
@ዮስራ
@ዮስራ 4 жыл бұрын
ጅግና ጅግና ቆራጽ ከመይ ዲካ መቅሰን ቁሩጽ ጅግና መለስ ዜናዊ ዳርጋ ዘይሞተ ጅግና አይመውትን ዝብሃል ሐቃ እዩ ብትግራው ነትና አይ ንደራደርን
@ኣደዋይእያዓለመይ
@ኣደዋይእያዓለመይ 4 жыл бұрын
ዋና ነገር መጀመርያ ኣብ ውሽጥና ዘለው ባንዳታት ምጥፍእ እዩ ። ካብኡ መስመርና ሕዝና እንተሓቢርና ክንዕወት ኢና።ፀላኢ ትግራይ ደም ዓይኑ ይፍስስ
@zd6493
@zd6493 4 жыл бұрын
ዋዉዉዉዉዉዉደብሪፅጅግና
@Tarikeritrea
@Tarikeritrea 4 жыл бұрын
ደብርጭ ዕደ፡ሓይሊ ዘለዋ ድማ ትመስል
@chaltuaddisabebakegna265
@chaltuaddisabebakegna265 4 жыл бұрын
Hayle zebelu eriterawe eyu Hademete
@Mike-nl9vp
@Mike-nl9vp 4 жыл бұрын
Taik በጃካ እዛ ክብርቲ ባንደራ ኣይተራክሳ ናይ ክምእኒ ጎይታካ ውሽማ ኣብን ንስካ ድማ ውሽማ ራሻይዳን ማዓኮርኩም እትሕቡሱላ ኣይኮነትን ናይ ኩቡራት ደቂ ኣባት ከምእኒ በዓል ኢብራሂም ዓፋ በረሀ ጻዕዳ ወዲ ሃይለ ወዲ ፍላንሳ ወዲ ፈንቅል ተወልደ እዮብ መልኣከ ተክለ ኣብርሃም ተወልደ ኣብርሃም ተክለ ሓድሽ ወልደገርግሽ ምዃና ኣይትዘንግዕ ናብቲ ሉሙድ ጥንቁልናካን ቡዳነትካን ዓዲ ኣቦታትካ ጥፍኣልና
@yasminnurhussein7825
@yasminnurhussein7825 4 жыл бұрын
Game over 👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Samteshome88
@Samteshome88 4 жыл бұрын
AGAIN GAME OVER
@rediatmihretab1934
@rediatmihretab1934 4 жыл бұрын
When you tie a hen with long rope ,thinks she is free but the reality is in opposite you are victims of your owen failed plan what you had tried to implement your monopoly in east Africa.The opposite is true now trying to contain you from left and right .Now are you ready to pass this challenge independently as hiwahat ?if the answer yes good luck.If the answer is no give power to great the people of Tigray will figure it out what is good for them selves and for the region to live peacefully because every thing great comes from people to the people.
@tamiratkebede9296
@tamiratkebede9296 4 жыл бұрын
Aregawi kemewt alewo wedergmti
@lmbm1498
@lmbm1498 4 жыл бұрын
Game over detsi
@nabaybahre4777
@nabaybahre4777 4 жыл бұрын
agame scavenger the simple solution is article 39 game over viva president isayas agame scavenger 44 years mesmer Mesmer Mesmer Mesmer
@rahelhabenom5049
@rahelhabenom5049 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ብትግራይ ቀልድ የለን ዎጋ ተኸፍልዉ ኤዩ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@ib-lq9fz
@ib-lq9fz 4 жыл бұрын
terwa qondaf agame
@rahelhabenom5049
@rahelhabenom5049 4 жыл бұрын
@@ib-lq9fz ዓጋመ ኩርዓት አዩ ኣንታ ተረፍ ዓረብ መንነት አልባ
@ib-lq9fz
@ib-lq9fz 4 жыл бұрын
Terewayt nekewal agame
@Tgrinya
@Tgrinya 4 жыл бұрын
@@ib-lq9fz donquoro nay adka gday zeytgebr
@tigrinyatube3156
@tigrinyatube3156 4 жыл бұрын
ኣጆኹም ንሕና ኤርትራውየን የሕዋትኩም ኢና
@ngstihmariam6730
@ngstihmariam6730 4 жыл бұрын
enkan natna konka Dr ayoka natna...!!!
@merhawitewelde3117
@merhawitewelde3117 4 жыл бұрын
Kkk yeadug gahafat donakur wey beznkin wey biankerkin tiyt kitwesidia ekin dekiza denakur komalat
@ComcellQweasd
@ComcellQweasd 4 жыл бұрын
ane ferihe sbseba ilom tsewiom keyketlwo egziabiher msaka ykun
@bininatey525neverforget6
@bininatey525neverforget6 4 жыл бұрын
We will see kkkkkkkk kkkkkkkk 😂🤣😂🤣🤣🤣😂🤣😂🤣😂🤣🤣😂🤣😂 Hahahaha loll kkkkkkkk kkkkkkkk moyte belu
@abubakarabubakar2367
@abubakarabubakar2367 4 жыл бұрын
NOKAL MEAKOR DONQORO
@akberet9753
@akberet9753 4 жыл бұрын
Tsebuk hasab eyu ayzoki jegna ♥️♥️♥️🇪🇹🇪🇹🇪🇹♥️♥️♥️🇪🇹🇪🇹🇪🇹💪💪💪💪💪💪💪
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 4 жыл бұрын
ካላኣይ ኣረጋይ ሓጎስ ኮይኑ ደብረጽየንስ ኣኺልዎ ከምዝዓበደ ኣፍሊጢ ሚስኪናይ።
@wondwossendemissie6513
@wondwossendemissie6513 4 жыл бұрын
Segetew
@abduberhe5769
@abduberhe5769 4 жыл бұрын
Wed shermuta felitnakum ena dekikum amerikan awuropan akimitkum nimiskin nidika ab hawy torinet tetunaa meslikum niskum kitmeruhuna du dyou dem nefisis wetat tigray niskum kab siltankum keytwrdu niskum arigkum ekum mi dekukum ena nifalem debiresyen dekika abey alewu nigereny kidemom dek gebert sebuk miblom ninyekum nekihena ena
@konaletsegay7835
@konaletsegay7835 4 жыл бұрын
ajoka nayina wendinehe
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 жыл бұрын
እቶም ባንዳታት በልዎም ጸግዐዖም ኣትሕዝዎም ስጉምቲ ውሰዱ ተጋሩ መሲሎም ንህዝቢ ትግራይ ክጥፍኡ ዝመጹ ድቂ ደርጋውያን እዮም በልዎም ናይ ሻዕብያ ተላኣክቲ ኣለው ኣጽርዮም ኣብ ኩሉ ትግራይ ኣለው ኣባርርዎም ናብ ዓዶም
@Aaronokubay
@Aaronokubay 4 жыл бұрын
ደብረጾን ሓደ ሓደ ግዜስ ወላ ምሓዝ ይስነካ ምንታይ ኢዩ ዝኮኑ ዘረባ ነቲ ዝዓነወ ሕገ መንግስቲ ትብልዎ ንምምላድ ዲዩ ንትግራውነይ ኢዩ ? ንትግራይ እንተኮኑ ሕገ መንግስቲ ምባል ኣይድልየካን ኢዩ ብ ኢትዮጵያ እንተኮንካ ትሓስብ ካኣ ን ህዝቢ ትግራይ ናይ ቁርጺ ዶ ገለ ምባል ኣይድልየካን ስለዚ ነቲ ህዝቢ ከይትሃስዎ መንገድኩም ኣነጽሩ እንተዘይኩን ካኣ ነቶም ብትራውነቶም ዝቃለሱ ብዘይካ ናይ ትግራይ ካልእ ዘይገድሶም ቦታ ሃብዎም ። ኣብዚ ግዜ ዚ ዓቢ ዝኮነ ናይ ዓቅሚን ብቅዓትን ምድላዋት ኣብ ትግራይ የድሊ ኣሎ እዚ ካኣ ሆሆ እንዳበካ ዘይኮነስ ብስቱር ኢዩ ክጻፈፍ ዘለዎ ብፍላይ ኣብ ወታሃደራዊ መዳይ
@gideyhadush8013
@gideyhadush8013 4 жыл бұрын
አየኾ ናይና አለና አብ ጎንኻ
@daniboy9630
@daniboy9630 4 жыл бұрын
አታ እንትይ እዩ ዝብል ድንቁርና ዋላ ሐንቲ ቁም ነገር ዘይብሉ ዘረባ አየ ወያኔ በቃ ሃለውለው ገና ክነፀለለኩም ኢና እታ መፀለሊን እታ መድሓኒት አላትና
@zufangrmay249
@zufangrmay249 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክክክክ ንስካ ከ እንታይ አለካ ቁም ንገር ጎልዳፍ ሓሳዊ ዘይ አብ ሚድያ ተገቲርካ ትዉዕል ካብ ትፃረፉ ዛዓነወት ሃገርኩም ሰርቱ
@kabeynabey6301
@kabeynabey6301 4 жыл бұрын
መን ኢኩም ንስኩም ከ ክክክክ ብከንደይ ኢና ክንስሕቅ ዝሰራሕናይ እናመረቅኩም እናወዓልኩምስ ክተጸሉልና ጽሉልስ ከምትመራሒኩም ዳ። ካብ ሃገር ከርተት እናበለ ዝውዕል ከምገርበት እናከደት መውረይት ሰበይቲ
@እናቴሂወቴእናቴሂወቴ-ኸ4የ
@እናቴሂወቴእናቴሂወቴ-ኸ4የ 4 жыл бұрын
አንተ ደግሞ ማነክ ?ቅዘናም ተላላኪ
@daniboy9630
@daniboy9630 4 жыл бұрын
Kabey Nabey አቦኩም እተዘመረቀልኩም መን ክምርቀልኩም ፍቃድ ክሕተት አለዎ ንስካትኩም ዓበድበድ ኢልኩም ሕጂ ቀሽታት አኪብኩም ዕረቁና ጌጋ ጌርና ይቅረታ ግሩርና እናበልኩም ትውዕሉ ዘለኩም እሞ አየናይ ይሓይሽ ንስካትኩም ሪኢኩሞ ዘይትፈልጡ ዊስኪ ክትልግዑ ንሕና መፃመዲይኩም ከነናዲ ደቂስኩም እንከለኩም ንመቀለ አኪብናኩም ሕጂ ክኣ ከነጥፈኣኩም ኢና
@zufangrmay249
@zufangrmay249 4 жыл бұрын
@@daniboy9630 መን ኢካ ከ ንስካ
@yeheyesteklu4652
@yeheyesteklu4652 4 жыл бұрын
Ayakum nayna abgonukum’ena.
@mdhagos9591
@mdhagos9591 4 жыл бұрын
ካባካ ብላዕሊ ባንዳ የለን ደብረ ሰይጣን
@tigirawet3625
@tigirawet3625 4 жыл бұрын
አጀኩም አበግድንክም አና
@hashimtahir8777
@hashimtahir8777 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkk agame you can't do nothing ethiopia is belong to oromo and jewhar mohamed agame msakatkum zelewu aslam jeberti mesgid afkdlom serekti zsekkmo genzeb mleswo
@wondwossendemissie6513
@wondwossendemissie6513 4 жыл бұрын
Yerasun kuankua betikikil maworat ayichilim
@ክንፈወዲቀሺ
@ክንፈወዲቀሺ 4 жыл бұрын
Debrits jgna kemau belelna azom bandatat tsegaom yhazu alen ab gonka
@samrimera7866
@samrimera7866 4 жыл бұрын
አዶካ ኗይኗ ኣብ ጐንኩም ኣለኗ
@Mike-nl9vp
@Mike-nl9vp 4 жыл бұрын
ሰብኣይ ሰብኡት በዓል ስረ ምዃንካ ከም ወርሒ እንዳደመቅካ ትከይድ ምህላውካ እነሆ ነቶም ሰብኣይን ሰበይትን ናይ ኣፍሪቃ ናይመጀመርያ ገይ ጽምዶ ድቃስ ስኢኖም ክሰርሑ ስለዘይክእሉ መለስ ንዝሰርሖ ክምርቁን ክዃሸሙን ይውዕሉ ደሓን ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ኣይኮነንዶስ ብጠንቆልትን ቡዳታትንሲ በቲ ኩሉ ዓቅምታት ኣለኒ በሃላይ ፈረንጂ እውን ኣይተሰነፉን ጥራሕ ኣብነንሕድሕድና ምክብባር ይሃልወና ምትእምማን ቀስ ኢሉ ክመጽእ ይክእል እዩ ኣይንጉበጥ ደኣምበር ንክጎብጠና ዝመጽእ ኩሉ ግዜ ተዓወትቲ ከምእንከውን ኣየጣራጥርን ባዕሉ ጥንታዊ ስምና እኮ ዓወት እዩ ዘክብረኩም ንህዝበይ ድማ ንክተክቡሩለይ ብትሕትና ዝምሕጸነኩም ሓውኩም ደጀንኩም ኤርትራዊ ቡሩክ ልደት ይግበረልኩምን ይግበረልናን ኣመን ኣመን ኣመን
@hiwetgereziher9620
@hiwetgereziher9620 4 жыл бұрын
Kubur dokuter jkena ekum ane btaemi eye zfetwokum gena had hade kalat አማሪኛ ትሃውስሉ ተላላኪ
@teklenara9386
@teklenara9386 4 жыл бұрын
Himet Gereziher weyane hzbi tigray ketedhnwo entdelkum bqultuf kab meret (bta) eretrea eretrea algsi ? wustu?
@MikiyasAregawi-f2g
@MikiyasAregawi-f2g Ай бұрын
beake ena kenagemer ate bande labe kaheda hetheb
@tekestean
@tekestean 4 жыл бұрын
አየ ደብረ ምን ትዘላለህ ባለህበት ዘጭ ብለህ ቁጭ ብለሀል እጅህ ስጥ ለትግራይ ህዝብ አስረክብ
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 275 #shorts
00:29
Which team will win? Team Joy or Team Gumball?! 🤔
00:29
BigSchool
Рет қаралды 12 МЛН
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 277 МЛН
这是自救的好办法 #路飞#海贼王
00:43
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 107 МЛН
Mereb Estifanos interview
10:05
Tesfay Kidane
Рет қаралды 48 М.
የ ምሽት የአማርኛ ዜና  ጥቅምት 27 - 2017 ዓም - Abbay News - Ethiopia
21:59
"ስልጣን ንፌደራል ተዋሂቡ"/ጌታቸው ንኣብይ ይፈርሖ'ዪ
32:05
Rara Media - ራራ ሚድያ
Рет қаралды 3,5 М.
ንሰራዊት ቃል ተኣትይሎም/ ዘመን ሞተርስ ኣብ መቀለ
12:53
Rara Media - ራራ ሚድያ
Рет қаралды 1,8 М.
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 275 #shorts
00:29