ክንውቃዕ ይድለ ኣሎ/ደብረፅዪን ኣብ ኣኬባ ብተሳፍቲ ዝገጠሞ/ትምክሕቲ ዓንዲሩ ኮንፈረስ ንገብር ኣለና-ሓያል ዘረባ ተሳተፍቲ

  Рет қаралды 31,784

Rara Media - ራራ ሚድያ

Rara Media - ራራ ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 79
@ባዜንካህሳይ
@ባዜንካህሳይ Ай бұрын
በላዕቲ ዘረባ
@dawitmikiele
@dawitmikiele Ай бұрын
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ
@gezuseyoum9115
@gezuseyoum9115 Ай бұрын
ዋጋ ክትከፈሉዋ እኩም። እቲ ደም ንፁሃት እዪ ዘዕገርግሮኩም ዘሎ።
@TeameHagos-m8p
@TeameHagos-m8p Ай бұрын
ህወሓት እትበሃሉ አመራርሓ ኣደመ ኣየድልዩናን በቃ በቃ በቃ
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
ወለቀመላኪ ድብረፀንተት እዩ አበይ አሎ ወጣት አረግቶት ጥራሕ ስብሲብካ ፉኮራ የለን ስልጣን ድሕሪ ሕጂ የለን ።
@HalefomZinawu
@HalefomZinawu Ай бұрын
መንእሰይ ኣይተሳተፉን ንምንታይ
@WediTeare-qw6zn
@WediTeare-qw6zn Ай бұрын
ደፂን ሰዓብቱን ዓመት እንተትእከቡ ዘመፅእዎ ለውጢ ዘይሕስብ እዮ ,
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
ናይ ብዓል አለም ጉባኤ ወይም ፀረ ሙሁር መጋዚ ዘመፀእ የለን ሕውሓት ናይ ግለስብ አይኮነትን መጀመርያ አለም ከተወግዶ አለወዋ ከምድልየቱ ዘገብራ መን መብት ሄብው እዩ
@Elenigmeskel
@Elenigmeskel Ай бұрын
በቲ በለ በቲ ሰላሞ ደለይቲ ኢና
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
ካድሬ ይአከለኩም ህዝቢ ትግራይ ወጣት ጦርነት አይድልን።
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Ай бұрын
አንቲ ጋልዛ ዓጣሪት ሕርርርር በሊ ጋልዛ ኩርኩር ባንዳ
@kidanehaddish
@kidanehaddish Ай бұрын
ኣኼባ ገዛእቲ መደብ ነበር።።።።።።
@HagereyMedia-q4o
@HagereyMedia-q4o Ай бұрын
saynsawi wgie - nayziom ygerm!
@Tilahun-fl9lj
@Tilahun-fl9lj Ай бұрын
ጀጋኑ
@MikiyasAregawi-f2g
@MikiyasAregawi-f2g Ай бұрын
yalen gach gegane❤❤❤❤❤❤❤
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 Ай бұрын
Tegaru ms eritrea teareku, shgrkum kftah, lebmu. Hasot gedifkum, haya haye
@jemalmohammed863
@jemalmohammed863 Ай бұрын
ምሳኹም ምጥፍፋእ ጥራሕ እያ ።
@samitekle-q7f
@samitekle-q7f Ай бұрын
ኣየ ናይ ኻድረ ነገር ብሪጋ እዩም ዝዛረቡ ቁፅሪ ተዋሂብዎም ዝዛረብ እምበር ቁፅሪ ዘይተወሃቦም ክዛረቡ ኣይክእሉን ክዛረብዎ ዘለዎም ድማ ተፃሒፍዎም ኣፅኒዖም እዮም ዝዛረቡ ናይ ባዕሎም ሓንቲ ቃል ክዛረቡ ዘይክእሉ ድርባያት ባንዳታታ እዮም።
@filimonbrhane131
@filimonbrhane131 Ай бұрын
አፍ አርክቡ በፂሕና አለና ቅበሩና ይብሉ አለው እዳ ኣደመ ቀርዩና አሎ መቅናይ
@Matebkom
@Matebkom Ай бұрын
አቱም ሓሳብ ትሕቡ ተጋሩ ኢና ትብሉ ዝርሸን ሰብ የብልናን እዚ አኼባ ግንዜሮ አኼባ እዩ በቃ ገለዝጠቅም ዘይተዘረበ
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
ህዝቢ አፀኒትኩም እንታይ ከድግሙ ድሊኩም።
@YewhansBrhane-ll2dn
@YewhansBrhane-ll2dn Ай бұрын
ይአክል ለየቡ ሰረቅቲ
@fisshadesta
@fisshadesta Ай бұрын
ተሰብሰብቲ ዝተዛረብዎ ዘረባ ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ፍታሕ ዘምፅእን እዩ ሰማዒ እንተሃልስ።
@kesetehaylemariam1565
@kesetehaylemariam1565 Ай бұрын
መንእሰያት ትግራይ ነዘን ተወዲበን ቁሩብ ቁራቦ ዝለመዳ ሰሚዕካ። ኣብዘይ ጽገምካ ከይታቱ ተጠንቀቅ
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
አለም እዚ ወዲ ስበይቲ ድቅክን አምፀኣ እንዳበለ ኣቦታትና አዴታትና ዘአስር ዘሳቅይ ዘነበረ ሊባ ድቁ አበይ አለው ንፈልጥ ኢና አየጋድለን ገዛውቲ ከገዘእ ከሽይጥ እዩ ዘውዕል።
@selfreliance8999
@selfreliance8999 Ай бұрын
ጻድቃን ኩርኩር አሜሪካን ጌታቸው ኩርኩር አቢይን ክርሸኑ አለዎም
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 Ай бұрын
ተጋሩ ኢትዮጵያ ንዓኩም አይትከውንን ኢያ ተገንጸሉ ሀገር መስርቱ 😂
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
መጀመርያ ከድሬ ትግራይ ከፈረስ አለው
@mass-media6445
@mass-media6445 Ай бұрын
ናይ ህወሓት ኣኬባ ትርጉም የብሉን ሽሕ ጊዜ ውን ተትእከቡ ዘምጽኡዋ ለውጢ ብሱሩ የለን ብቕዓትን ክእለትን ይሓትት ደብረጽየን ኮነ ደቂ መዛሙርቱ ካብ መዝነቶም ብህጹጹ ክውገዱ አለዎሞ።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
ምንም ዘይፈልጣ አዴታት ትግራይ መፀወቲ አይትግበረውን አረጋትቶ ሽመን አይተጥፈኡ
@HadushGebremedhin-pw2qv
@HadushGebremedhin-pw2qv Ай бұрын
ክልወጥን ክልውጥን ዘይደሊ ሓይሊ
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
ሕጀስ መን ይአምነካ ስልጣን ድልዩ እንተበልካ።
@menkemteklay
@menkemteklay Ай бұрын
ለያቡ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb Ай бұрын
ኣታ እዞም ደራጉግ 1,000,000 ህዝቢ ኣይፀነተናን ንምንታይ ትብል ኣይብሉን ድዮም
@reisomtsadik2681
@reisomtsadik2681 Ай бұрын
ናይ ካድረ ድዩ ናይ ህዝቢ?
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
አየ ድብረፀንተት ስልጣን ናይ ብሕትካ ከትገብር ኢካ ትቃለስ ዘለካ
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
አይትድከሙ ብስርዓት እቲ ናይ ቀድም መዋቅር ካድሬ ፈሪሱ ከም ብሐድሽ ግልፂ ዘኮነ ምርጫ ከካየድ አለው ከም ቀድም በአለም ካድሬ ዘተመረፀ አብ ሐንቲ ቦታ ከህልው የብሉን ወላ እቲ ናይ ጉባኤ ምርጫ ግልፂ ከከውን አለው መን ብመን ብከንድይ ከምተመረፀ ህዝቢ ዘፈልጦ ግልፂ ምርጫ ከካየድ አለው ታዓዝብቲ ዘለው ገለልተኛ ዘበዚሕ ናይ ካድሬታት ንከብዶም ምሕሳብ ጠጠው አቢሎም ምስ ህዝቦም ጠጠው ከብሉ አለውም ብሓይሊ እንተፈሪሳ ኩሎም ካብ ታሐታትነት አየምልጡን ዘስረቅዋ ከረከብዋ እዩም ታዓገሱ ዘመድ አለም ካድሬታት።
@AbebaGebrekidan-l5b
@AbebaGebrekidan-l5b Ай бұрын
Gindemo ni debretsion gedfu ni getachew reda gizyawimengst akmtwu zele abiy ahmed ali mnientan klaeko eyu silezy bhizb tigray ztemerese degter debretsion eyu eko.
@HaileabAd
@HaileabAd Ай бұрын
Weridweo hizbi mekele ;seferti
@amaremekonen4582
@amaremekonen4582 Ай бұрын
እቶም ተሳተፍቲ ካብ ህዝቢ ዝተውፃእፀኡ ድዮም ወይስ ካድሬታት እዮም? ብኸመይ እዮም ተመሪፆም? ግልፂ አይኮነን
@AnwarAbu-yo7ti
@AnwarAbu-yo7ti Ай бұрын
ኹሲትር በሉ በይካ ትዉደኡ ዶ ኾኒኹምዋ
@BelaynigusShareg
@BelaynigusShareg Ай бұрын
በሽምግልና ናብ ስልጣን ዝመፀ ባዕሉ ደብረፅዮን ዶ አይኮነን እሞ እታ ሽምግልና ብኡ ጀምራ ስህተት እያ ስለዝ ደብረፅዮ ብማእኸለይ ኮሚቴ ወርዱ እዩ ስልጣን የረክብ
@danigebra562
@danigebra562 Ай бұрын
በቃ በዘን ናይ ኣብውል ድዩ ዝውሰን ናይ ትግራይ በቃ ኣየ ።ኣብ ሽግርዳኣ ንምታይ እተን ካድር ናይ ኣበል ዘይጋድውላ ይገርም ዘየሓፍር መራሒ ደብሪጽ ለኻት
@TilahunMulat
@TilahunMulat Ай бұрын
ሰረቅቲ ሓፋትም ተኣኪቦም ከይሕተቱ ምስ ልምዓት ጉጅለ ተኣኪቦም ሓደ መንእሰይ ስኢነ መሕፈሪ
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Ай бұрын
አንታ ወዲዛ ቡሽቲ ፍንፍን ወዲ ዓጣሪት ዲቃላ ወዲ ደርጊ ጥላሁን ዝበሃል ትግራዋይ የልን ወዲዛ ጋሕባ ቡሽቲ
@tirhashagos-lp2xp
@tirhashagos-lp2xp Ай бұрын
ወዲሙላቕ ኮንዶም ልምዓት ጉጅለያ ጀግና ትወልድ
@abelteklay6288
@abelteklay6288 Ай бұрын
@@danielgebremedhin403 ርእስኻ ጥርሑ ምኻኑ ባዕልኻ መስኪርካ ተሕዝን ምስ በዓል ከማኻ ዝበልኩም ከመይ ጌርካ ሓዱሽ ነገር ይፍጠር🤦‍♂️
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Ай бұрын
@@abelteklay6288 አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ ወዲ ከዳዕ ወዲ ዓጣሪት ንባዓል ንስኩም ሓራሪድና ምስጥፋእናኩም ኢና ትግራይ ስላም ዝትኮነልና ወዲዛ ጋሕባ ቡሽቲ
@hamelmalkahsay1535
@hamelmalkahsay1535 Ай бұрын
ደደቢት ሚዲያ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ዩ ። ትግራይ ኦንላይን ሚዲያ ጎጠኛ ዩ ።
@BelayHailu-k3r
@BelayHailu-k3r Ай бұрын
ህወሓት ንምንታይ ይፉተ ነይሩ?ሎሚ ንምንታይ ከምዝተፀልአ ዘይርደኦ ሰብ'ሎ ማለት ድዩ? ወይስ "ከፅውያኻ ዋጋ ይህባኻ" እዩ ነገሩ?
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor Ай бұрын
ራራ ድልየትኻ እምበር ድምፂ ህዝቢ ጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨጨ
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
ሽርሙጣ እንተኮይና ሽርሙጣ እያ አማኒኤል አስፋ አወድልዳሊ እዩ አይተቃለስን ዞር በሉ።
@hayatahmed9987
@hayatahmed9987 Ай бұрын
ባዕሉ እኮ መስክሩ ስመይ ኣይተጥፉኡዎ ንኣብይ ሓንቲ ገዜ ጥራሕ እየ ስልጣን ሃበኒ ኢለ ለምነዮ ኢሉ ባዐሉ ዝመስከረ ዉርዴታም ካብኡ ንላዕል ናይ ስልጣን ህርፋን ዘለዎ ሰብ የለን
@AsefaTafere
@AsefaTafere Ай бұрын
መን ኢሉ ኔትወርክ ይበተክ ሐሻዎ
@AbebaGebrekidan-l5b
@AbebaGebrekidan-l5b Ай бұрын
Abiy ahmed ali ako ablieli degter debretsion eyu ni getachew reda nigizyawi mimhdar kof ablwu zelo baelu hizb tigray keymeretso silzy mintan klaeko eyu ni debretsion gedfu nigetachew reda akmtwu abiy lekbat silzy tegaru nitenkek tiray getachew luek American abiyn eyu...
@jemalmohammed863
@jemalmohammed863 Ай бұрын
ኣቱም ወረስቲ ዑና ውረዱ ልብለኩም ለሎ ህዝብ ትግራይ ስለ ልኾነ ፈጢንኹም ውረዱ ።
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ Ай бұрын
ብደብረዕንክሊልን ስድራቤታዊ ጉጅለኡን እናተመርሐ ዝሕንሸሽ ረብሓ ህዝቢ እምበር ዝረጋገፅ ረብሓ የለን። እምቢ ንድንቁርና! እምቢ ንዓፈና ሓደ ቁሸት።
@HaylayGebretsadik
@HaylayGebretsadik Ай бұрын
እቶም ተኣከብቲ ለማፃትን ኣስመሰልትን ፈራሓትን እዮም እምበር ደብረፅዮን ዝመርሖ ውድብ ረይሳ እዩ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Ай бұрын
ዋይይ ውርደት ደብረ ፅንተት ካብ ሽረን ዓድዋን አኪቡ አኬባ ይቤል እዚኦም ምስኦም ዞሰርቁን ዘዳናግሩን እዮም መቀለና ሰራቂ የቤልናን ውፁ ካብ መሬትና ሰረቅቲ
@AshenafiMekonen-f7f
@AshenafiMekonen-f7f Ай бұрын
Tk'kl weyane zdgf zsereke eyu
@ገዛሃገረትግራይ
@ገዛሃገረትግራይ Ай бұрын
እዚ ሓዚ ኣብ ልዕሊ ትግራዋይ በፂሑ ዘሎ ህውሓት ኢልና ብ እንምከሓሉ ውድብ እንዳሃለወስ ናይ ደብረፅዮን ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፀሓ ጆነሳይድ ኣቀዲሙ ብዘይ ምድላው በደል ኣጥፊኢኩም ኢልካ ዘይገምገመ ዘይነቀፈ ሓፋሽ ብዛዕባ ናይ ትግራይ ጥዒና ቢሮ ሓላፊ ን ብዛዕባ ናይ ዮኒቨርስቲ መቐለ ን ብዛዕባ ሓፂን መፂን ብዛዕባ ውዕል ፕሪቶሪያ ዘይተፈፀመ ንምባል ብመን ናይ መሪሕነት ዘበን እያ ትግራይ ኣብዚ እንክሊል ወዲካ ?? እዞም ሓሳብ ዝህብ ዘለው ሰባት ክልተ ጨጉሪ ኣብቂልካስ ታይ ልምርካብ እዩ ዘላዓለም እላደንቆርና ንንበር ንደብረፅዮን ዘይገምገምካስ ንጌታችው ንሓጎስ ንክንደያ ... ብጣዕሚ ይሓዝን መቐለ በዚኦም ኣይትውከልን ኣበይ ኣለው መናእሰይ ኣበይ ኣሎው ከየንቲ ኣበይ ኣለው ናይ ሃይማኖት መራሕቲ ኣበይ ኣለው ናይ ስቨል ማሕበረሰብ ተወከልቲ ኣበይ ኣለው ማህበስ ነጋዶ ኣበይ ኣለው ውድባት ፓለቲካ ኣበይ ኣለው ሓረስቶት ኣበይ ኣለው ወኪላት ተመዛበልቲ ኣበይ ኣለው ሙሑራን ኣበይ ኣለው ናይ መማህራን ማሕበር ተወከልቲ ብዙሕ ምፅዋእ ይከኣል እዩ " ዓሚ ከይመስለክን ውሕጅ ከይወስደክን በዞም ኣብዚ ዘለው መቐለ ኣይትውከልን እዋኑ ናይ መናእሰይ እዩ 1967 ኣይኮነን ሎሚ !!
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb Ай бұрын
ሓሳውቲ
@GirmayMichael-p8r
@GirmayMichael-p8r Ай бұрын
Kkkkkkkk
@selamselam7358
@selamselam7358 Ай бұрын
አየወ ጉድ ሪኢና ምስ ሐንቲ ክልል ንኽትዋጋእ ሲ ብሀገራትን ድሮናትን ተሐዚልካ😂😂 መጺኻ ገሌኻ በጃ ፎጣ ለባሽ ተተደፊእካ ደመ ኸልቢ ትኸውን ገሌኻ ናብ ዘይትዓጥቀ ገባር አረጊት ቆልዓ ሰበይቲ ቀሺ ከይበልካ ናብ ምሕራድ ምጭፍጫፍ ትአቱ ገሉ ዓይነት ደቂ አራዊት እንድዮም የግዳስ "what goes around comes around "ከምዝበሀል እዚ ኹሉ አብዘይምልከቶም አትዮም በጅኦም ተተደፊኦም ኢትዮጵያ ከይትፈርስ ፈሪሰሙሎም ሕጂ ኸ ተጠቂሞም ሐይኾም ከም ሽኮራዝተወድኤት ማስቲካ ጡፍ ኢሎም አአብ ዝኸድናዮ ሚድያታት ባሕረይ ናብዛ ኢደይ ትብል ዘረባ ብምስማዕ ጸሚምና 😂😂😂😂😂😂ሕጂ እቲ ሕቶ ምስ ክልል ንኽትዋጋእ ብሀገራትን ድሮናትን ተሐዚልካ ብንኽልተ ዓመት ፈፈው ኢልካ እንድሕር ተሪፍካስ ሕጂ ምስ ዓባይ ሀገር ኢትዮጵያ ድአ ብዓለም ኢኻ ተሐዚልካ ክትዋጋእ ማለት እዩ😂😂 👌👌👌👌🤣🤣
@haqitisier8947
@haqitisier8947 Ай бұрын
እዚ ኣብ ጽላል ግመት ተሓብኡ ንትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ ጉጅለ ጻድቃንን ጭውይ ጌታቸውን ረዳን ናይ ደገ ልእኽቶ ሕዙ ዩ ዝዘውር ተኣዚዙ ንህይወት ኣፍርስካ እሺ እና በለት እትግዛእ ትግራይ ክትገብራ ዩ ኣስተውዕል ወዲ ትግራይ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ
@tsegayhagos6617
@tsegayhagos6617 Ай бұрын
ንባዕልኹም ልሳን ጉጅለ ኣደመ ኢኹም።ህወሓት ጉባኤ ኣካይዳ፣ ፈፃሚ ስራሕ ህወሓት ኣማኒኤል ኣሰፋ.... ዝብል ካበይ መፀ?
@mesfingitet5473
@mesfingitet5473 Ай бұрын
ካብ መቀሌ ዝተረከበ የለን ንሶም ናይ ቀደም ህወሓት ካድረ እዮም።
@hiwettedla2870
@hiwettedla2870 Ай бұрын
ደም ህዝብ እርትራ ኣይሰደደኩም ን
@FreKahsay-im8du
@FreKahsay-im8du Ай бұрын
ደም ምፅብፃብ ተኮይኑስ መሬት ትፍረድ 😭
@amanielgebrerufael
@amanielgebrerufael Ай бұрын
ሓሰውቲ ሓሻኽር ጻድቃን
@MariamMariam-h5u
@MariamMariam-h5u Ай бұрын
እዚይ እዩ ንህዝቢ ትግራይ ዝምጥን ዘተ ህዝባዊ እንተዘይኾይኑ ናይ ሓሰማ ጌታቸው ዕስባት ናይ ሊያቡ ጉጅለ ተሓተቲ ጉጅለ
@abelteklay6288
@abelteklay6288 Ай бұрын
ጭቃ ርእሱ
@GereHg
@GereHg Ай бұрын
ቀሺ እንተኣፍሪሱ ዝባሃል ዘረባ ኣብ1990ታት ተሪፉ ሓሰዉቲ
@act1238
@act1238 Ай бұрын
FAKE FAKE
@AdemMohammed-kd3zs
@AdemMohammed-kd3zs Ай бұрын
አቲ ሓሻዊት ናይ ደብረ ሰይጣን ስፒከር ጒሓፍ
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
አየ ድብረፀንተት ስልጣን ናይ ብሕትካ ከትገብር ኢካ ትቃለስ ዘለካ
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
አይትድከሙ ብስርዓት እቲ ናይ ቀድም መዋቅር ካድሬ ፈሪሱ ከም ብሐድሽ ግልፂ ዘኮነ ምርጫ ከካየድ አለው ከም ቀድም በአለም ካድሬ ዘተመረፀ አብ ሐንቲ ቦታ ከህልው የብሉን ወላ እቲ ናይ ጉባኤ ምርጫ ግልፂ ከከውን አለው መን ብመን ብከንድይ ከምተመረፀ ህዝቢ ዘፈልጦ ግልፂ ምርጫ ከካየድ አለው ታዓዝብቲ ዘለው ገለልተኛ ዘበዚሕ ናይ ካድሬታት ንከብዶም ምሕሳብ ጠጠው አቢሎም ምስ ህዝቦም ጠጠው ከብሉ አለውም ብሓይሊ እንተፈሪሳ ኩሎም ካብ ታሐታትነት አየምልጡን ዘስረቅዋ ከረከብዋ እዩም ታዓገሱ ዘመድ አለም ካድሬታት።
ኣብ መቀለ ሓድሽ ዕድል ተኸፊቱ
23:51
Rara Media - ራራ ሚድያ
Рет қаралды 2,7 М.
PIZZA or CHICKEN // Left or Right Challenge
00:18
Hungry FAM
Рет қаралды 14 МЛН
I Turned My Mom into Anxiety Mode! 😆💥 #prank #familyfun #funny
00:32
When u fight over the armrest
00:41
Adam W
Рет қаралды 23 МЛН
World’s strongest WOMAN vs regular GIRLS
00:56
A4
Рет қаралды 31 МЛН
PIZZA or CHICKEN // Left or Right Challenge
00:18
Hungry FAM
Рет қаралды 14 МЛН