MIETI KAB MIETI Abrar Osman ሚእቲ ካብ ሚእቲ

  Рет қаралды 985,232

ABRAR OSMAN

ABRAR OSMAN

Күн бұрын

ሚእቲ ካብ ሚእቲ
እናሃ ኣብ ማኣዲ ፍቕርኹም ንፍቕርኹም እቕርባ እለኹ'ሞ
ክትሰምዕዋ እዕድመኩም
ሰናይ ምስማዕ
ኣብራር ዑስማን
/ @abrarosmanart
FB Page: / abrarosman100

Пікірлер: 225
@mussietn1966
@mussietn1966 3 жыл бұрын
ምጭውቲ ኢኺ ፡ ኣማን ብኣማን ባህታ ናይ ልቢ ፡ ከም ሽታ ሪሓን ጸብለልታ መልክዕ ፡ ብዘይ ጐደሎ ፈጣሪ ጥዑም'ዩ ኩሉ ይከኣሎ 🔥
@ataklti91
@ataklti91 10 ай бұрын
❤❤
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ርእየ ርእየ ርእየኪ ከም ምርኣይ ኣዕሊለ'ውን ምዕላል ፈሊጠ ብዓቐን ፈትየ ብዘይ ወሰን ብዘይክኣሲ ብዘይክኣሲ ብዘይክኣሲ ብዘይክኣሲ ኣይነበረን ካልእ ካልእ ኣይነበረን ካልእ ካልእ ኣይነበረን ካልእ ካልእ እንተኽፈቱ ወይ'ውን ክጸልእ ውን ክዛረብ በታ ዝፈልጣ መልክዐኛ ኢኺ ናይ ጸሓይ ማንታ መልክዐኛ ኢኺ ናይ ጸሓይ ማንታ ዕምባባ ያስሚን ወትሩ ፍትውቲ ጎዶሎ የብልክን የብልክን ናትክስ ናትክስ ናትክስ ናትክስ ናትክስ ናትክስ ናትክስ ንበይኑዩ ወይ ናትክስ ሚእቲ ኻብ ሚእቲ ምጭውቲ ኢኺ ኣማን ብኣማን ባህታ ናይ ልቢ ከም ሽታ ሪሓን ጸብለልታ መልክዕ ብዘይ ጎዶሎ ፈጣሪ ጥዑም'ዩ ኩሉ ይካኣሎ ካብቲ ዘይርስዖ ስእሊ ናይታ ምሸት ኮፊልኪ በይንኺ ዘይብልኪ ጎሮቤት ኣብቲ ድሙቕ ብርሃን ደቢኑ ዙርያኺ ብኣካል ቀረባ ብመንፈስ ርሒቕኪ ዕላል ሰሓቕ ቲውዕውዕ ሃዋሁ ዘቕለበ ኣይነበረን ብኡነት ብገርሁ ኣነስ ብድድ ኢለየ ናባኺ ብምኻድ ሽምዓ ኸብርሃልኪ ሓቲተኪ ፍቓድ ርእየ ከም ምርኣይ ኣዕሊለ'ውን ምዕላል ፈሊጠ ብዓቐን ፈትየ ብዘይ ወሰን ብዘይክኣ ግን ኣይነበረን ካልእ ኣይነበረን ካልእ ካልእ ኣይነበረን ካልእ ካልእ ኣይነበረን ካልእ ካልእ እንተኽፈቱ ወይ'ውን ክጸልእ ውን ክዛረብ በታ ዝፈልጣ መልክዐኛ ኢኺ ናይ ጸሓይ ማንታ መልክዐኛ ኢኺ ናይ ጸሓይ ማንታ ዕምባባ ያስሚን ወትሩ ፍትውቲ ጎዶሎ የብልክን የብልክን ናትክስ ናትክስ ናትክስ ናትክስ ናትክስ ናትክስ ናትክስ ንበይኑ'ዩ ወይ ናትክስ ሚእቲ ኻብ ሚእቲ ንቡር ነይረ ህጻን ክኸውን ኩሉ ክነብረኒ ነዛ ንነብሰይ ጋሻ ኮይነ ብዙሕ ገሪምኒ ከምዚ ዝበለ የለን ስሑው ኢልኒ ኣይድንጋጸይ ፍቕሪ ኣምሪሐ ናባኺ ብዘይፈልጦ ናህሪ ናህሪ ቀስ ኢለ ከይከይድ ኣያ... የይ... ተጻዊተ ኣዕሊለ ዘይፈልጦ ስምዒት ደድሕረይ ቀጸለ ኣሃሃሃሃ ጋንይኒ ምስ ነብሲ ደሓን እተዊ ደሓን ኣማን'ዶ ኽብሎ ንልበይ ወይ ድማ ኣይፋል ሰትየ'ዶ ኾን ነይረ ቅሩብ ሞይቁኒ ዘይኣመለይ ገይረ ምስ ሰብ ዘየሳኒ ብስዉር ስምዒት ዝነውነዎ ልበይ ኣጨኒቑኒ'ሎ ኮይኑ ልዕሊ ዓቕመይ ካብ ጠባይኪ ድዩ (ንገርኒ) ምስ ኩሉ ዘሳኒ (ንገርኒ) ወይሲ ካብ ከናፍር (ንገርኒ) ውቁጥ ደርጊ ስኒ (ንገርኒ) ካብ ግርማኺ ድዩ (ንገርኒ) መልክዕ መሀነኒ (ንገርኒ) ወይሲ ካብ ሰሓቕኪ (ንገርኒ) እስከ ንገርኒ ኣይ... ዝሕው ኢልኒ ኣይድንጋጸይ ፍቕሪ ኣምሪሐ ናባኺ ብዘይፈልጦ ናህሪ ቀስ ኢለ ክኸይድ ከም???????? ዶንግየ ኣቕሊበሉ ኣባይ ተለወጠ ናይ ዕድል ክኸውን ኩሉ ክነብረኒ ጋሻ ነብሰይ ኮይነ እኽለ ማይ ኣቢኒ ወይ መድሃኒት ሃቢ ወይ መድሃኒት ኩኒ... ኣይ... ኣየ... ይ ኣያየየየየየይ ኣየየየየይይይይይ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ሰላም ናዓኻ ይኹን ፡ኩቡር ቶማስ ፡ ይበል ጽሒፍካያ ፡ዓሚቊ ሰነ-ጥበባዊ ፍቕርኻ የባርኽ።ብዓቢኡ ሰነ-ጥበብ ኢኻ'ም ንስነ- ጥበብ የንብርካ። የቐኒየለይ ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@bewunetud1466
@bewunetud1466 4 ай бұрын
Respect bro a lot!
@user-gt2dc9kn4q
@user-gt2dc9kn4q Жыл бұрын
Doctor ኣብራር, ደርፍታትካ ከኣ መድሃኒት በቃ ፈውሲ ናፍቆት ፈውሲ ጽምዋ, ትማሊ ኣብ ዝገብርካዮ ቃለ መሕትት ንዝንበረኒ ክብሪ መሊሰ ወሲከሉ, ኣቦና ኣብራር ኹቡር ዑንቂ ኢኻ ተበልኩ ኣይተጋገኹን, ነዊሕ ዕደመ ምስ ጥዕና ይምነየልካ 🙏🇪🇷❤
@Fre-Hiwot
@Fre-Hiwot Жыл бұрын
believe me or not this is my favorite song since 1998/99 i was about 5/6 Yrs old specially the verse "ዕምበባ ያስሚን ወትሩ ምጭውቲ"🥰
@alimohammednur1596
@alimohammednur1596 3 жыл бұрын
اول تعليق لى احلى مطرب Ferst komment fur the king of eritrea music ❣️❣️
@temarwelday4645
@temarwelday4645 2 жыл бұрын
The song of my heart, when I feel lonely and when I’m heartbroken that’s song keeps ma heart warm. Thank you very much legend abrar osman. We love u 🇨🇦🇪🇷❤️❤️❤️
@adunyashebab7551
@adunyashebab7551 2 жыл бұрын
Eeeee eeeeeeee e
@amanuelisayas6406
@amanuelisayas6406 2 жыл бұрын
ኣብራር ከምዚ ናትካ ዘይምኖ ደርፊ ሕጂ ዝደርፉ ሲኢና ኣለና the legend
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 жыл бұрын
ክብረት ያሃበለይ ኩቡር ኣማኒኤል ፡ንዝለገስካለይ ሙኡዝ ቃላትካ ልዕሊ ምህዞይ እዩ'ሞ ፡ብልቢ አመስግነካ ፡ ኣይየሰኣእነና .................. ❤❤❤❤ ኣብራር
@hayatabdu2317
@hayatabdu2317 Жыл бұрын
@@AbrarOsmanArt one other problem could arise arise arise when when when xooooa was werewolf zor o zoom 🏎️ in and xhe ioohe 😮😊was was 😮used used used ozozzzoxpz
@hayatabdu2317
@hayatabdu2317 Жыл бұрын
Definitely do that with z😅😅
@YorsHani-rk5th
@YorsHani-rk5th 4 ай бұрын
P11pu.l5​@@AbrarOsmanArt
@YorsHani-rk5th
@YorsHani-rk5th 4 ай бұрын
P11pu.l5​@@AbrarOsmanArt
@morninglord4154
@morninglord4154 Жыл бұрын
ንስኻ ኢካ 100/100 ኣብራር ። ነዛ ደርፊ ብዘይ ምግናን ሽሕ ግዜ ሰሚዐያ።
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 6 ай бұрын
Kisab lomi zisemea zeleku ane
@kerenkeren8162
@kerenkeren8162 15 күн бұрын
This song reminds me 1999-2000 from Tesseney thru Ghirmayka,Sawa,akordat and keren Love you abrar osman
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 15 күн бұрын
@@kerenkeren8162 habibi wad Keren Xaada thank you so much. I love you too and I love Keren. ♥️♥️♥️ Abrar Osman
@hagostesgayliverpool5376
@hagostesgayliverpool5376 Жыл бұрын
ናይ ኣብራር ኣብ ሕክምና የለን እንትሎምካ ልክዑ ከመ መድሃኒት ዝዕብልሎ ህማም ውስዶ ናብ ኣምላካ ትጽጋዕ ንጉሰ ናዓና ኽሕሽና ዝፍቀዳ ትዝክውን ብማዓር ዕድመይ መቅልኩካ መታን ከይትቅድመኒ ንጉሰይ🤴🤴
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ባሓቂ ኩቡር'ኻሞ፡ ክብረት ያሃበልይ ኩሉ ሰናይ
@netsi8127
@netsi8127 Жыл бұрын
ኣብራረይ ብጣዕሚ አየ ዝፈትወካ ኻብ ጎረቤትካ💊🙏
@user-rw2gl8co5v
@user-rw2gl8co5v 3 жыл бұрын
ኣብራር በዓል ጥዑም ድምጺ
@dannynini1832
@dannynini1832 3 жыл бұрын
Top one of 2021 with lovely Rhythm & magnificent voice my only therapy Legend 😘Abrare osman 🕊️💕😘🇪🇷
@semirmonur4859
@semirmonur4859 Жыл бұрын
This is the first song that I dedicated to my first truelove.I don’t have enough words to explain how your songs mean to me and my Queen.Newih edemen teenanan kablebena nemeneyelka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ክቡርን ፍቑርን ሰሚር ብልቢ አመስግን ናዓኻ 'ውን ሰላምን ፍቕርን ዕዉት ሂወትን እምነየልካ የቐኒየለይ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@yohannesabraha
@yohannesabraha 3 жыл бұрын
1st comment for legend abrar 100 kab 100 ....
@peacejusticeforall6806
@peacejusticeforall6806 3 жыл бұрын
ኩቡርን ፍቑርን አብራር ጥዑም ደሃይ እንቛዕ ደሓን መጻአካ!!! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!!
@esayasneguse3435
@esayasneguse3435 2 жыл бұрын
Abrish 100 kab 100 esika imber ግጥም 100% ዜማ 100%
@robitiqemem2681
@robitiqemem2681 2 жыл бұрын
Baba Abrar wetru GBU Kbur Memhr fqri Habo kulu beka delay senay i love all '#Legends Qendi gn #Yemane Barya #Abrar Osman and #Abraham Afewerki
@samkerenawi5978
@samkerenawi5978 Жыл бұрын
ኣብራረይይይ ብዓል ጥዑም ድምጺ❤🎉
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ንስኻ'ውን ኣዚኻ ጥዑም ከረናዊ ኢኻ'ሞ ፡ንስለ'ቲ ልባዊ ፍቕርኻን ኣኽብሮትካን ብልቢ አመስግነካ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@user-pq9mb6yr2x
@user-pq9mb6yr2x 3 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ Naka indiye ane kiriyeka Iye zimahuq zeleku Idemen tinan yiminelka Baba ABRAR OSMAN love you ❤️❤️❤️🙏👍❣️👍👊💪💪🤩♥️♥️
@yemanemebrahtom7829
@yemanemebrahtom7829 2 жыл бұрын
Abrarey meley 🙏 OLD but GOLD music ❤️ memelisu znafeq derfi
@biniambini9104
@biniambini9104 10 ай бұрын
ክቡር ስታዝ ኣብራር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 10 ай бұрын
ኣሜን ቢንያመይ:ፍቕርን ሰላምን ናዓኻ ይኹን የቀኒየለይ ክብረት ይሃበለይ :: ኣብራር ❤️❤️❤️❤️
@user-qi1fi3te8p
@user-qi1fi3te8p Жыл бұрын
Well come king of music ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ
@samipeace
@samipeace 2 ай бұрын
Forever legend ብርዕኻ ከም ሓወልቲ ንዘልኣለም እዩ ❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 ай бұрын
ክቡር ሳሚ ፡ንዘልኣልም ኣኽብሮተይ ናዓኻ ልዑል'ዩ ። ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ኣይየሰኣእነና ። ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ❤️❤️❤️ ኣብራር ዑስማን
@ahmadnasir9724
@ahmadnasir9724 3 жыл бұрын
We’ll come
@nayhmameystyle9479
@nayhmameystyle9479 3 жыл бұрын
Men kem Abrar 🇪🇷👌🏾💯💘✌🏾✅✅🔥🔥🔥
@user-hd7sk4eq2o
@user-hd7sk4eq2o 3 жыл бұрын
ባባ ኣብራር ኩሉ ደርፍታትካ ኣብ ናትካ ኣምጻኣልና ኢኻ
@binimilli788
@binimilli788 Жыл бұрын
ኣብራር ካብቶም ብጥዕሚ ዝፈትዎን ዝንእዶን ኢዩ legend ❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
የቐንየለይ ቢኒ ክብረት ይሃበለይ ብልቢ አመስግነካ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@ibuArsenal99
@ibuArsenal99 8 ай бұрын
Always the best abrar osman top voice ❤✌️. Labha labha ⭐.
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 8 ай бұрын
Thank you haibi, yali yoh habo Mango kahano ko liyo. ❤️❤️❤️ Abrar Osman
@amanmehari2824
@amanmehari2824 Жыл бұрын
ኣቦ ፍቕሪ ኣቦ ሃገር ኣቦ ዓበይቲ ኣቦ ወሎዶ ኣቦ መንእሰይ ኮታ ኩሉ ኢኻ ኣብራረይ ፍቕሪ ❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ኣማነይ .......ሽኰር ! የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ምኡዝ ቃላትካ ኣይኽላኣኒ ። ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር ዑስማን
@amanmehari2824
@amanmehari2824 Жыл бұрын
@@AbrarOsmanArt ❤❤❤🙏
@MrZebraforce
@MrZebraforce Ай бұрын
You are amazing Abrar Osman, hope some day to see your concert.💙
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Ай бұрын
@@MrZebraforce dear Mr. Z, i wich you too. And It will happen. Thank you so much. ♥️♥️♥️
@TesfayBeyene
@TesfayBeyene 9 ай бұрын
Abrarey ናይ ሕማመይ My King 👑👑
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 9 ай бұрын
ኣቤት'ወ ናይ ሕማመይ እቶም መማህራነይ "ተስፋይ "ተስፋይ ናተይ የቀኒየለይ ድሃይካ ኣይተሓባእ ከሉ ሰናይ ሰናይ ሰናይ ሰናይ ........ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራርካ
@wedighebremeskel13
@wedighebremeskel13 5 ай бұрын
Wetru semika zey xgeb derfi edmen t'nan yhabka kubur wedi Esman ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 5 ай бұрын
የቐንየለይ ክቡርን ፍቁርን ወዲ ገ/መሰቀል ንሰለ'ቲ ዝለገስካለይ ካብ ዓሟቅ ልቦናኻን ዘመንጨወ ምኡዝ መልእኽትኻ ብልቢ አመሳግነካ የቐንየለይ ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ❤️❤️❤️ ኣብራር ዑስማን
@Mekeregna_sdetegna
@Mekeregna_sdetegna 3 жыл бұрын
Abrarino teum dmxu deymno edmen tenan yhabeley King of King 🥰🥰🥰
@Tes861
@Tes861 Жыл бұрын
ባባ ኣብራር ነዊሕ ዕድመ ምስ ምሉእ ጥዕና ይምነየልኩም ኩቡር ኣቦና 🫶🏻
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 10 ай бұрын
ኣብራር ንጉስ ስነ ጥበብ💚 ❤ Du bist der BESTE!!!
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 10 ай бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ዕድለኛ እየ ንፍቅርኻን ኣኽብሮትካን ኣብ ልበይ'ዩ የቀንየለይ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@mahamodayassin6048
@mahamodayassin6048 Жыл бұрын
Wen ich deine Lieder höre ,fühle ich mich glücklich
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
Lieber Mahamed.: Das freut mich sehr. Danke ❤️❤️❤️ Abrar
@user-oq9pc3il7i
@user-oq9pc3il7i Жыл бұрын
ኣብራር ዑሰማን ባሃር ትብል ሺም ትውሕደካ ዕድመን ጥዕና ይሃብካካካ
@teddyamhara
@teddyamhara Жыл бұрын
ዕድሜህ ይርዘም ጋሽ አብራር🙏
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ፡ ክቡር ተዲ በልብ ኣመሰግናለሁ ኣብራር ❤️❤️❤️
@user-ns7ic2sq6q
@user-ns7ic2sq6q 2 жыл бұрын
ኣብራር ጥዑም ድምጹ ❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ኣብራረይ ሓቂ ስለ ዝተዛረበ ናብ ዓዱ ካይኣቱ ዝተከልከለ ፍጡር ❤❤❤
@tsinathagos1469
@tsinathagos1469 3 ай бұрын
ኣብራር ኣቦ ጥበብ ክቡር ኩሉ ግዜ ❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 3 ай бұрын
ክብርትን ፍቕርትን ዚናት ፡ልዑል ኣኽብሮተይን ሰላምታይን ናዓኺ ይኹን ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ኣኽብሮትክን ደገፍክን ኣይይፈለየኒ. ኣይየሰኣእነና ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኺ ❤️❤️❤️ ኣብራር ዑስማን
@simontekle4444
@simontekle4444 9 ай бұрын
Kbur abona legend artst Abrar ❤ybl srah nbrly eske ❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 9 ай бұрын
መርሓባ ሳይሞነይ ፍቕርይን ኣኽብሮተይን ይብጻሕካ ንምኡዝ ቃላትካ ብልቢ አመስግን የቀኒየለይ ..........❤️❤️❤️ ኣብራር
@user-lw2pz6bk7n
@user-lw2pz6bk7n Жыл бұрын
ኣብራር ዕስማን ኣቦ ሰነጥበብ ፍጺሙ ዘይምኖ ❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
መርሓባ ናይፍ ፡ሰላም ናዓኻ ይኹን ምኡዝ መልእክትኻ 'ውን ኣይምነውን' ዩ ። የቐኒየለይ ወትሩ ኣብ ልበይ ። ኩሉ ሰናይ ...... ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር ዑስማን
@redbag3453
@redbag3453 Жыл бұрын
​@@AbrarOsmanArt ኣይተ ኣብራር ብድሓን ጠፊእካ ? ስለምንታይ ግና ሕእድሽ ስራሕ እባ በጃኻ
@EfremHans
@EfremHans 3 ай бұрын
Atum sebat kemay do tkonu mealtawi tezeysemieyo yhamm koye ❤❤❤❤abrar king ❤❤edmen tenan ab zelekayo fetari yhabka
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን አፍረመይ ፡ ናይ ልበይ ኢኻ ምኡዝ ቃላትካ ዘይምኖ እዮ ።ከይስእኖ ድማ ኣይየሰኣእነና ። ኣብ'ዛ ልብይ 100 %100 ኢኻ። የቐንየለይ አፍረመይ ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@amanuellamek5657
@amanuellamek5657 2 жыл бұрын
Thanks Abrar osman
@eritreafrist8206
@eritreafrist8206 2 жыл бұрын
Abrar osman king of Eritrea🐅🐅🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AffectionateBobsleigh-ww7cg
@AffectionateBobsleigh-ww7cg 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@nuri203
@nuri203 8 ай бұрын
ዓምና ሓንቲ ናይ ፍቅሪ ዜማ ጆባእ በለና እዛ ካሴትካ 1000 ግዜ ሰሚዐ ምጽጋብ ሲኢነያ ሶ ገለ በለና ❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 7 ай бұрын
ደስ እንዳበለኒ ፡ "ኑሪ ሓቢቢ" ናይ ሰላም ፍቅርን ሓጎስን ኩሉ ኣብ መስርሕ'ሎ ብልቢ የቀኒየለይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@mehamednur5338
@mehamednur5338 3 жыл бұрын
Welcome abrarey bhadish nixibiyeka alena inki saho cusub tiya ku ilalna gab noh esho
@mahamedibrahim4043
@mahamedibrahim4043 3 жыл бұрын
Welcome baba Abrar
@jemalibrahim
@jemalibrahim 2 жыл бұрын
Memhirey kulu derfitatka tom endiyu eziya gin ab kali alem iya titiweni 100%👑👑👑♥️❤️
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 жыл бұрын
ትሕሾ ጀማለይ ከም ስምካ ጀማል ፡ቃላትካ ንባዕሉ ጉሩም ስነ-ጥበብ'ዩ፡ ናዓይ'ውን ዝህበኒ ዕምቖት መግለጺ እስእነሉ ። ግና ምቕሉል ዓቕመይ ልባዊ ምስጋናይ እዩ'ሞ ኣይየሰኣእነና..,...........❤❤❤❤❤ ኣብራር
@jemalibrahim
@jemalibrahim 2 жыл бұрын
@@AbrarOsmanArt ajoka memhirey kulu gizye ab gonika Alena ❤️♥️👑
@hagostesgayliverpool5376
@hagostesgayliverpool5376 Жыл бұрын
​@@AbrarOsmanArt መምህር ምርኣያ ትሕትናካ ምድረግቲ ኣልቦ ኢካ ናዓይ ኩሉ ግዜ ንጉስ ሙዚቃ🤴🇪🇷💪🦁
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
@@hagostesgayliverpool5376 ወትሩ ስምካ ድማ ወትሩ ኣብ ልበይ ንስለ'ቲ ስናይ ምኒዮትካ ፡ምስጋናይ ልዑል'ዩ። ክብረት ያሃበለይ ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ኣብራር
@meshave4172
@meshave4172 Жыл бұрын
No comment💯💯💯 Long live our HERO!!!
@namayassin4741
@namayassin4741 3 жыл бұрын
اغنية جميلة
@samsomyohannes2151
@samsomyohannes2151 3 жыл бұрын
Baba abrar thanks 🤩
@okubaykidane3284
@okubaykidane3284 3 жыл бұрын
Wenani Bel tium dmxi abrar nberelna
@parisawi1545
@parisawi1545 2 жыл бұрын
ربنا يحفظك عمنا ابرار عثمان ❤❤🌸🌸
@SamSam-de6rj
@SamSam-de6rj Жыл бұрын
Zeytiminew derafi Abrar Osman! Respect !!!!!! 👍❤️❤️❤️❤️❤️
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ብልቢ የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@waterfull2907
@waterfull2907 3 жыл бұрын
#ብዘይካ'ዚ ድያ ወላስ ብዘይከኣ'ሲ ?
@adyamtedros1548
@adyamtedros1548 2 жыл бұрын
ብዘይካ'ዚ
@user-ct8fv4vm9e
@user-ct8fv4vm9e 7 ай бұрын
Nay Abrar derfie mis demna tasro for ever we love you legend man 😚🤗
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 7 ай бұрын
Haisem Hbibi thanks ❤❤❤
@tomtomtombossa
@tomtomtombossa 6 ай бұрын
Abona Abrar, Abraham and Barya are the epitome of Art in Tigrinya music. None match them so far.
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 6 ай бұрын
Thank very much lovely Tomtom. ❤️❤️❤️ Abrar
@sabirabdela4028
@sabirabdela4028 3 жыл бұрын
Sabir
@Nutella12691
@Nutella12691 9 ай бұрын
Legend abrar osman 👑 umangeda niafcadode tanito ❤❤❤❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 9 ай бұрын
Mubarak habibi shukran .Das yohdeh ❤️❤️❤️❤️ Abrar
@user-eg3mb7cb9c
@user-eg3mb7cb9c 16 күн бұрын
እልልልል❤❤❤ ማሽ አላህ ማሜ + ሎዛ
@Amazonmedia12
@Amazonmedia12 Ай бұрын
Ezi derfi zey kone medhanit yu xle kblekum nay ayana abona abrar ziema smu hwy ktblu ikum tefetnu wxitu dma 100% mkanu tergagxu yu king baba abrar zematatka kem zeynexfu mhazti my iyom imo bzeleka bqat tedlti fetarn bhadush zema ktmexena nmhxeneka ❤❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Ай бұрын
@@Amazonmedia12 መራ ሽኰር መልእኽትኻ ምኡዝ 'ዩ ባህታ ፈጢሩለይ ንሰነ-ጥበብ ምስማዕን ምስትምቓርን ሰለዝቕድሞ ውሽጥኻ 1000% ሰነ-ጥበበ' ዩ ። የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ❤️❤️❤️ ኣብራር ዑስማን
@gabermadhinmichael8542
@gabermadhinmichael8542 3 жыл бұрын
❤❤❤❤ አብራር ጅግና ድምጺ መረዋ
@mbentertainment7196
@mbentertainment7196 3 жыл бұрын
⭐️🥰🥰🥰⭐️
@habengebremicael5785
@habengebremicael5785 Жыл бұрын
2022 still the best
@zeromhabtemariam9587
@zeromhabtemariam9587 2 жыл бұрын
My favorite singer 😘😘😘
@maitemenai6538
@maitemenai6538 3 жыл бұрын
Amazing 🤩
@samiraabdulkadir6465
@samiraabdulkadir6465 Жыл бұрын
مشاءالله عليك الفنان الكبير ابرار عثمان
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
Shukran Shukran Atmanlik kulu tawfiq ❤️❤️❤️ Abrar
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 11 ай бұрын
ኩሉ ክኢላ ሙዚቃ እዩ ግን ኣይከማኻን : ንጉስ ስነ ጥበብ ❤🎉 ንበረልና ኣብራረይ 🎉
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 11 ай бұрын
አሰይ ኣሰይ ዕድለኛ እየ ንስለ'ቲ ምኡዝ ቃላትካ ዘለኒ ኣኽብሮትን ፍቕርን ልዑል'ዩ የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 11 ай бұрын
Ich wünsche dir langes Leben!!!
@bahlbifutsum4986
@bahlbifutsum4986 Жыл бұрын
Baba abrar kubur seb
@Blue_2024
@Blue_2024 Жыл бұрын
Abona abrar ❤❤❤ ኣቦ ኩሉና እካ ንጉስ ናይ ሙዚቃ ምስ ኣቦይ ኮይነ ቆልዓ koleku ኩሉ ግዜ ኢና ንሰምዖ ኔርና RIp 🪦 Father ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ kubur ስነጥበባዊ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ኩቡርን ፍቑርን ኤሪ ቦይ የቐኒየለይ ክብረት ያሃበለይ ፡ከቡር ወላዲኻ ከምኡ'ውን ብሙሉኦም ስድራ-ቤትካን ባዓቢኡ ናዓኻ ፡ ኣብ ሂወትኩም ኩሉ ሰናይ እምነየልኩም ። አየሳኣእነና ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ ። ፍቕርን ሕውነትን ይሰስን ❤️❤️❤️ ኣብራር
@Blue_2024
@Blue_2024 Жыл бұрын
@@AbrarOsmanArt ❤️❤️❤️ ሓንቲ ማዓልቲ ይሪአካ ይከውን ኣብ ኮንሰርት ገለ❤️❤️ Haben eyu smey ❤️❤️
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
@@Blue_2024 ጽቡቅ ሌላ ሓበነይ ብረግጽ ክንራኸብ ኢና ንመን ኢሉዎ ! ኩሉ ሰናይ ሓበነይ ኣብ ጽቡቅ የራኽበና ........... ❤️❤️❤️ ኣብራር
@barce9999
@barce9999 Жыл бұрын
Legent abrar osman 💪💪💪
@gueshbahta923
@gueshbahta923 7 ай бұрын
Abrar smart abo musik och jag kan inte förklara dig. Du är duktig för musik.
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 7 ай бұрын
Thank you very much "Gueshey" ❤️❤️❤️ Abrar
@stellagirma8312
@stellagirma8312 Жыл бұрын
Klu gzie zsmae btami teum Derfi Abrar 😍😍😍❤️❤️❤️
@3maredriss25
@3maredriss25 10 ай бұрын
الله ع ايامك يا كبير كانت ايام جميله
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 10 ай бұрын
Shukra Amar , atmana laka kulu tawfiq.❤❤❤❤ Abrar
@yonotanweldeamaniel6949
@yonotanweldeamaniel6949 10 ай бұрын
ሰብ ኣብ መሬት ኮይኑዎ ዝሓልፍ ብግቡእ እንተፈሊጡ ልክዕ ከም ኣቦና ኣብራር ዑስማን ኮይኑ እዩ ዝሓልፍ ። ዘይምኖ ፍጥረት ንዘልኣለም ቅርሲ ኮይኑ ይነብር። ኩላትና ቦቦታና እንተ ንፈልጥስ ክንድይ ዲንቂ ነይሩ ፧ ብጣዕሚ ኢና ነፍቅረካ ኩቡር ኣቦና ኣብራር ዑስማን ❤❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 10 ай бұрын
ትሕሾ ክቡር ዮናታነይ :ኣፍካ ይስዓር ክብረት ይሃበለይ .ብዝለገስካለይ ኣኽብሮትን ፍቕርን ዝስማዓኒ ሓጎስ ወሰን የይብሉን : ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ ሰሰናዮ ........ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@Merkebna841
@Merkebna841 11 ай бұрын
እዛ ካሴት ክሰምዕ ከለኩ ኩለን ግጥምን ዜሜን እቶም ተቐበልቲ መሳጥን ሓሳቡን and 100 💯 zbelkaya dma nay bhaki 100 mkana gelixkaya hgi dma komau aynet ziema zelewo hzkalna ktmexa tesfa aleni amo Baba abrar hanti flyti kdi srekebkla k Album aza shama bel tbl album ya ab gzie nasnetka kthlfo des zebl zenta alewa, Be strong god be with you my favourite abrar peace ✌️
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 11 ай бұрын
የቐንየለይ ሮብ ሽኰር ክብረት ይሃበለይ ንሰለ'ቲ ምኡዝ መልእክትኻ ብልቢ አመስግነካ ኣየሳኣእነና ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@kahsayh800egos9
@kahsayh800egos9 3 жыл бұрын
legend abrar eusman edmen tienan yahabka fetari egus kem ambesa abo tibeb abo fthi
@ghirmayembaye5025
@ghirmayembaye5025 Жыл бұрын
2023 thanks abrar osman bhdesh drfka nxbyka
@habenemun5528
@habenemun5528 Жыл бұрын
Ane kam Abrham end yemali Bara ea zerka you are King 🤴
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
የቐኒየለይ ሓበን ❤️❤️❤️ ብልቢ አመስግንኪ
@DiamondA-xi2yw
@DiamondA-xi2yw 3 ай бұрын
ኣነ ዝምነያ ዓድኻ ኣትኻ ክርእይ እዩ : እቲ ዝናፍቀካን ዘፍቅረካን ትናፍቆን ህዝቢ ካብ ኤሮፓርት ኣስመራ ክሳብ ጎደና ሓርነት ሙውቅ ኣቀባብላ ገሩ ክቅበለካ❤🎉 ሽዑ ኣብ ባሕቲ መስከረም እዛ ደርፊ ክትደርፈሉ .
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 3 ай бұрын
ክቡርን ፍቁርን "ዲያሞንድ "ልዑል ኣኽብሮተይ ናዓኻ ይዂን ፡ልበይ ረኺብካዮ ጋሊህካ ኣንቢብካዮ ክቡር ዲያሞንድ ፡ባህገይን ትምኒተይን ንሱ እዩ ።ብጸሎትካ ደገፍካን ክኸውን'ዩ ክሰምር' ዩ ። ሰለ'ቲ ሰናይ ልባዊ ምንዮትካ ብልቢ አመሳግነካ ኣይየሰኣእነና ዲያሞንድ ኢኻ ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@sulimanomer9736
@sulimanomer9736 2 жыл бұрын
Abrar king of Eritrea
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 жыл бұрын
Shukran azizi Suleiman . Atamana laka kulal altwfiq. ❤❤❤❤ Abrar
@anonotv3113
@anonotv3113 3 жыл бұрын
abrarey nska eka 100% 💖💖💖💖💖💖💖💖
@sabirabdela4028
@sabirabdela4028 3 жыл бұрын
Sabir 100
@user-qu4uw7ch2l
@user-qu4uw7ch2l 9 ай бұрын
Abrar good job❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 9 ай бұрын
Thank you Alazar.... ❤️❤️❤️ Abrar
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 2 жыл бұрын
King Abrareey ♥️👑
@hayleableake6873
@hayleableake6873 9 ай бұрын
Baela sine,Tibeb kemaka,s yelen ❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 9 ай бұрын
የቀኒየለይ ሓይለኣበይ .:ምስጋናይ ልዑል'ዩ ኣይየሰኣእነና ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️ኣብራር
@yemaneshishaye3714
@yemaneshishaye3714 4 ай бұрын
Abrarino ksab hadush album hanti nay fkri derfi endo jobaii belena bitsbit aynina fetitu
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 4 ай бұрын
የቐንየለይ ይሙነይ ፡ዜማ ፍቕሪ ናይ ልበይ'ዩ ኣብ ዝቐረበ ጊዜ ጆባእ ክብለካ ተስፋ እገብር ። ኣየወ ነዚ ጊዜ' ዚ መድሃኒቱ ፍቕሪ 'ዩ ኩሉ ሰናይ ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@user-ud4if4hi6x
@user-ud4if4hi6x 10 ай бұрын
ኣብራረይ❤ ገልጠምጠም ናይ ሜድያ ቀጨውጨው ክብለኒ ከሎ ሃዲመ ናብ ዩቱብካ ይመጽእ'ሞ ጣዕሚ ዜማታትካን ግጥምታትካን ካኣ ይፍውሰኒ🤴
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 10 ай бұрын
መርሓባ ፋርሓ እንቋዕ ዳሓን መጻእካ: ብምምጻእካ ሕጉስ'የ . የቀኒየለይ ክበረት ይሃበለይ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@nati8070
@nati8070 Жыл бұрын
Abrarey 🤦‍♂️🤦‍♂️ kulu eka nesika 🥰🥰🥰
@user-fd9ew3fk5h
@user-fd9ew3fk5h 2 жыл бұрын
ንጉስ መድረኽ በዓል ረዚን ቃላት መተኻእታ ኣልቦ
@milkiastekle1846
@milkiastekle1846 Жыл бұрын
King abrar❤❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
መርሓብ ምልኪያስ ፍቕርን ሰላምን ናዓኻን ምሳኻን ይኹን የቐኒየለይ ክብረት ያሃበለይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@MohammedIbrahim-ue3vz
@MohammedIbrahim-ue3vz Жыл бұрын
فنان يا ابرار
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
Shukran Mahamed ,wa ahlan beck. Abrar
@mohammedsuleyman2915
@mohammedsuleyman2915 Жыл бұрын
ቀሲነ ከይከይድ ከም ሓው ተፈሊጠ ደንጉየ ኣቅሊበሉ ኣባይ ተለወጠ ንዕድል ክከውን እሉክ ክነብረኒ ጋሻ ነብሰይ ኮይነ እክለማይ ኣብይኒ ወይ ሃቢ ወይ መድሃኒት ኩኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ኩቡር ማሓመድ የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ፡ ምስጋናይ ናዓኻ ልዑል'ዩ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@merinmhrtiab5129
@merinmhrtiab5129 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@omermusa9791
@omermusa9791 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 ай бұрын
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ፡ክቡር ዑመር ሰሰናዩ ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@kibreabhagos9284
@kibreabhagos9284 Жыл бұрын
Neza derfi kisemie ab eritrea kindey beteri wedie baeiley eye zifelto but i love ❤❤❤ it
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ኣነ'ውን ብልቢ'የ ዘኽብረካን ዘፍቅረካን ክብረኣበይ፡የቐንየለይ ከብረት ይሃበለይ ። ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@samsonkidane7131
@samsonkidane7131 13 күн бұрын
Abrarey legend ❤ Simka tuum derfika tuum lazaka tuum tebayka tuum. Getska buruh raeka buruh hasabka buruh. Tegbarku buruk ❤❤ Niberelna kiberelna goyta selam goyta fikri ❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 13 күн бұрын
@@samsonkidane7131 ሰምሶመይ ተዓዲለ ናትካ ብምዃነይ ዝስማዓኒ ሓበን ወሰን የይብሉን ። ትሕሾ ሳምሶመይ፡ የቐንየለይ ንበረለይ ክበረለይ ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ኣይየሰኣእነና " ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን " ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@SamSam-de6rj
@SamSam-de6rj Жыл бұрын
Dimxika is amazing !!!❤️❤️
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
የቐንየለይ ሰም፡ ድንቂ መልእክትኻ ብልቢ አመስግነካ ❤️❤️❤️ ኣብራር
AYIWRED Abrar Osman   ኣይውረድ  ኣብራር ዑስማን
8:43
Eritrea  music  Abraham Afewerki  - Mnbar/ምንባር Official Audio Video
7:20
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 8 МЛН
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 34 МЛН
Самое неинтересное видео
00:32
Miracle
Рет қаралды 1,4 МЛН
POV: Your kids ask to play the claw machine
00:20
Hungry FAM
Рет қаралды 9 МЛН
ሽኰር ፡ SHIQUER ኣብራር ዑስማን : ABRAR OSMAN
8:54
ዑስማን ዓብደረሒም - ደቂሰ ኔረ Deqise Nere_Osman Abderrehim
6:24
Harmony - Russom G/giorgis Ta Abay Nefarit/ታ ዓባይ ነፋሪት Full Album Old Eritrean Music
1:01:07
SHIQUER
9:46
Abrar Osman - Topic
Рет қаралды 96 М.
Taniqo ረስዓኒ ኣይትበልኒ ( 2009 )
9:14
Ábí Ášlí
Рет қаралды 1,8 МЛН
TSBAH Abrar Osman  ጽባሕ ኣብራር ዑስማን
6:57
ABRAR OSMAN
Рет қаралды 1,1 МЛН
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 34 МЛН