No video

"ኣድላዪ እንተኾይኑ ጠበንጃ ክነልዕል ኢና" ቃለ መሕትት ምስ ተጋዳላይ ሽዊት ቢተው _Interview_With Shewit_Bitew

  Рет қаралды 36,878

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
#Yosei_,Studio
#Twmesgen_Tewelde
#ተመኣገን_ተወልደ
#ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
#Interview_With_Temeage_Tewelde
#Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
#Abrha_Teklu_
#Interview_With,Abrha_Teklu
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣብርሃ_ተኽሉ
#መምህር_ኣብርሃ _ተኽሉ
#Shewit_Bitew
#ሸዊት_ቢተው
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ተጋዳላይ_ሸዊት_ቢተው

Пікірлер: 241
@stpual1
@stpual1 Ай бұрын
The best & the brightest young man, I wish you the best , I know you need a massive public support,but I doubt it.
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w Ай бұрын
ተጋሩ በጃኹም ከምዙ ንህግደፍን ንብልፅግናን እትፅየፍዎ ንቲ ጨቋኒ ዝኾነ ተስፋ መናእሰይን ህዝብን ትግራይ ዘፀልመተ ህወሓት ተፀየፍዎ ምቅዋምን ምድጋፍን ናይ ሓደ ውድብ ምኳን ብስምዒት ዘይኮነስ ብርድኢት ክኸውን ይግባእ ስለዚ ህዝብና ንከድሕን ህወሓት ካብ ስልጣኑ ወሪዱ ንሓደሽቲ ወሎዶ ከረክቦም ግዴታ እዩ
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 Ай бұрын
ተጋዳላይ ሸዊት ላብ ብራኸ ሸው ቓሪቡ ተጋዳሊትይ ጋዜጠኛይ መድህን ልገበረትሉ ተሪር ሕቶታት ብትዕግሥቲ ክምልስ ተሎ ሰሚእና ናሕዝቢ ድምፂ ብራኸ ሸው ሥነ ሥርኧት ብለለዎ መድረኽ ተዛዚሙ። የቐንየልና ካብ አሜሪካ
@sarinmelles612
@sarinmelles612 Ай бұрын
@@gerzhertessema2856 መድሂን አበይ እያ ተጋዲላ⁉⁉⁉ ተሐቢአ እያ ነይራ እምበር ‼‼
@samsontesete5119
@samsontesete5119 Ай бұрын
መድህን ዘለኪ ልቦና ግን ኣነ ብጣዕሚ የ ዘድንቐልኪ። 💙💙💙💙💙
@user-qb3zc5ex6o
@user-qb3zc5ex6o Ай бұрын
ደጋጊምኻ ተትሰምዖ ዘይምኖ ዘረባ ቀፅለሉ ❤❤❤❤
@SkyEritrea
@SkyEritrea Ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ኣቱም የሕዋት ተጋሩ እዛ ተጋዳላይ ትባሃል ዘረባ ሕደግዋ! ኣነ ንኣብነት እታ ናዓይ ትመስለኒ ሪኢቶይ ክሓተኩም- ህዝብኹም ኩሉ ዳርጋ ተጋዲሉ ኢዩ. ዝተጋደለን ዘይተጋደለን ኢልኩም ረጋጽን ተረጋጽን ኢኹም ትገብርዎ ዘለኹም.ኣብ ሃገርና ተጋዳላይ ኢየ እናበሉ ኢዮም ሓመደኣፍንጫና ዘስትዩና ኔሮም ሕጂ ተጋዳላይ ናዓይ ንመሬቱ እምበር ንህዝቡ ጸላኢኡ ኢዩ ዝመስለኒ
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 Ай бұрын
@@SkyEritrea there is absolutely nothing wrong to call Tegadaly. That’s actually little credit to give for what they have done to their country and the people. why do you wanna take that dignity and sacrifice they made away from them? Why cannot get the credit why do you wanna take that away from them? What’s your intention they can get credit for you wanna take it away from them? I completely disagree with your analysis.. brave Tgadelti. Is something that you don’t like? I understand what it is I would not put it here.. Personal inside behaviour you have. Like I said, I would not repeat what I think you..
@kingsol-gy5ns
@kingsol-gy5ns Ай бұрын
ሃዲሸ ወለዶ እንትኩሪይ ተሰፋ ህዝቢ ይህደሰ በኮፍካ ካብትመውት ንናፅነት ምሰዋእ ሓዲሸ መንገዲ የሰምረልኩም አጆኩም መንእሰይ ትግራይ ሓዊ ሓዊ ዝጨንው ትግራዋይ ❤
@CinteckShorts
@CinteckShorts Ай бұрын
This a great discussion, keep it up guys thats what Tigray needs at the moment
@abikoabiko1929
@abikoabiko1929 Ай бұрын
Tegaru yehwatey agokum...❤❤
@negagetachew974
@negagetachew974 Ай бұрын
ከምዚ ዝመሰሉ Smart ወጣት ተጋሩ ብዙሐት እንዳሐለው ስለ ምንታይ እዬም ናይ ሕወሓት መራሕቲ አ እቲ ስልጣን ንሐድሽ ወለዶ ቀስ ብቀስ ዘየተሐላልፊ? ትግራይ ይፎቲ እዬ ማለት ካብዚ እዩ ዝጅምር።
@hailaygebru
@hailaygebru Ай бұрын
ጎበዝ ሓውና በርትዕ❤❤❤
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m Ай бұрын
ሸዊተይ ጀግና መርኣያ ፅንዓት
@MeuzAbay-xg5pr
@MeuzAbay-xg5pr Ай бұрын
እዚ ሓታል እዩ ዑሱብ
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m Ай бұрын
@@MeuzAbay-xg5pr መን ሸዊት😅
@user-bh3hi9vf1s
@user-bh3hi9vf1s Ай бұрын
ሸዊት ሹኔቲ
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m Ай бұрын
@@user-bh3hi9vf1s ቅናት😅
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 Ай бұрын
ኲናት ሕድሕድ ይፅውዕ ምህላዉ ድዩ በዓል ፅንዓት ገይርዎ?! ኣብ ምንታይ ዕብዳን ኢና ኣቲና ዘለና ወደይ??
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 Ай бұрын
ኣነ ኤረትራዊ እየ።ንፖሎቲካ ትግራይ ሕጂ ክሪኦ ከለኩ ብጣዕሚ ጥንቃቀን ብልሕን ዘድልዮ እዩ።ፖሎቲካ ትግራይ ብናዕብን ብክላሽንን ዝፍታሕ ኣይኮነን ብብልሕን ብትክኒክን ዝፍታሕ እዩ።ኣብ ትግራይ ሕጂ ፖሎቲካዊ ሓይሊ መጺኡ ኣይመጸ ኩሉ ሓደ እዩ።ምክንያቱ ፖሎቲካ ትግራይ ምስ ፖሎቲካ ኣዲስ ኣባባን ኣስመራን ዝተተሓሓዘ እዩ።ንሕወሓት ኣሊካ እቲ ኣብ ኣዲስ ኣባባን ኣስመራን ዘሎ ፖሎቲካ ምስ ዘይቅየር ውጽኢቱ ዜሮ እዩ።ፖሎቲካ ትግራይ ንክቅየርን ናይ ብሓቂ ለውጢ ክመጽእን እተኮይኑ መጀመርታ ፖሎቲካ ኣዲስን ኣስመራን ክቅየር ኣለዎ።
@jhonocbay693
@jhonocbay693 Ай бұрын
Entay aflitka ogame zero zero game is Over 💊
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 Ай бұрын
@@jhonocbay693 ዓጋመ ደኣ ን 30 ዓመት ሓፍ ኮፍ ክሳብ ትብል ስጥ ኣቢሉ እዶ ይመርሓካ የለን ኤሱ ወዲ ዓጋመ ሓጎስ ገብርሂወት ክሻ ወዲ ዓጋመ እዚኦም ደይኮኑን ክሳብ ኢክስፖርት ናብ ስደት ትለኣክ ዝግብሩካ ዘለዉ መሃንዘል ሓወይ ቅድሚ እሰያስ ከኣ ሹም ዓጋመ ስባጋድስ ሰጥ ኣቢሉ ነበሓጎታትካ ይመርሖም ኔሩ
@jhonocbay693
@jhonocbay693 Ай бұрын
@@eritreanentertmenthabesha7387 wala ogame tekon Esu semi juonta melelit eyu game is Over ntigray ab oxwan kebeban kab arat killo neshtey tigray be memhdar Addis Abeba 🇪🇹 jegna tigrawy wedi afe kkk
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 Ай бұрын
ተጋዳላይ ሸዊት ቢተው; ኣብ ዓለም ዘይስራሕ ነገር የለን:: እንታይ ድኣ የድሊ? ዕላማ; ሓድነት; ፍልጠት; ብልሓትን ወ.ዘ.ተ ጥራይ የድሊ::ህወሓት ቃልሲ ክጅምር እንተሎ መጀመርታ ዝገበራ ኣባላት ውሽጢ ውሽጢ ብሕቡእ ምርካብ ካብኡ ብሰፊሑ ኣብ ሙሉእ ኢትዮጵያ ብሓደ ንሓሙሽተ ጥርናፈ/ ውዳበ ብፅኑዕ ስነ ምግባርን ዕላማ ቆራፅነትን ከምኡ እውን ሚስጢር ሓሊኻ ቃልሲ ምጅማር እዩ ነይሩ:: ደሓረይ እዙይ ናብ መላእ ህዝቢ ትግራይ ኣስፋሕፊሑ ብምቅላስ እዩ ናብ ዓወት ዘምርሐ:: እሞ ኣብነት ቃልሲ ካብኡ ትምህርቲ ብምውሳድ ምቅላስ ዝከኣል ይመስለና::
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk Ай бұрын
ተኽክል
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d Ай бұрын
Our heroes with open mindedness,,,long live!!!
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i Ай бұрын
ዕድመ ያሃብካ ክብር ሓውና ሸዊት መድህን ሓፍቲና ወን የቀንየልና ትግብሪዮ ዘለኺ ቃሊስ ❤እዚ ስራዓት ብሓይሊ እዩ ናብ ስልጣን መፂኡ እንሓና ደማ ብኩናት ዘይኮነስ ከም ጨው ኣሕቂቂና ሕሉሙ እና ባህጉ እና ኣብ ዘሎ ነምኩኖ ባሓሳብ ናይ ሓሳብ ዕደጋ እንበር ከም ናቶም ድሓረት ኣብ ኮናት ክናኣቱ የብልናን።
@Berhun-zw9uw
@Berhun-zw9uw Ай бұрын
❤❤ናፅነት ናይ መፃኢ ተስፋ ናትግራይ ኣጀኹም በርትዑ ኣለና ኣብ ጉኑኹም
@dawit_rr6wd2sn1o
@dawit_rr6wd2sn1o Ай бұрын
@@Berhun-zw9uw ካብ ናፅነት ወፆየ እየ እኮ ይብለካ ኣሎ😅😅
@KahsuGebre-xd5fz
@KahsuGebre-xd5fz Ай бұрын
ሸዊት ጅግና❤❤❤❤
@user-oz9qu9ob5k
@user-oz9qu9ob5k Ай бұрын
ሸዊት ጅግና ❤❤❤
@user-oz9qu9ob5k
@user-oz9qu9ob5k Ай бұрын
t.d.f
@Biruk_D
@Biruk_D Ай бұрын
ብርትዕ ሸዊት ሓውና ኣብ ጎንኻ ኣለና✊: ዘፍርሕያ ተነገሩኻስ ዘትብዕ ፅወዮ.....
@getachewworku6450
@getachewworku6450 Ай бұрын
ሸዊት እብዱ ንሕናውን ክንዓብ ድ ኣንፋቅድን
@sabagebru6850
@sabagebru6850 Ай бұрын
ኩናት ወር ኩናት አጥፋአልና ጎይታይ አሜን🙏🙏🙏 ❤️💛
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 Ай бұрын
ሸዊት ሓወይ ስለ እቲ ተገዳስነትካ እናድነቅኩ ጉዕዞ ዓላማና ካብ ውልቀሰባዊ ወቀሳ ንላዕሊ ትካላዊ ምምልላእ ዘለዎ መስርሕ ተንመርፅ ዝሓሸ ምኮነ ይብል።
@user-fw8it1cm3r
@user-fw8it1cm3r Ай бұрын
Medhin haftna thanks
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn Ай бұрын
መድህን ግን ኩለ ግዜ ይዕዘባ እየ ደፋር ጠያቅት እያ ጎቦዝ ጋዜጠኛ 👍
@sabagebru6850
@sabagebru6850 Ай бұрын
መዲሕን በስሕተት ሽርዊት ብለሽ ፅፍሽዋል ሽዊት ብለሽ አስተካክይው🙏 ❤️
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 Ай бұрын
ኣምላክ እሐግዝኪ ስለ እትገብርዮ ጻዕሪ መድህን ሐብትና Brakhe Show እዚ ለባም ህዝቢ ትግራይ ተቃላሳይ ንመሰሉ ከይታለል መማህራን ከም ገዲም ተጋይ ጀነራል ጻድቃን ዝመሰሉ ከምኡ ድማ መንእሰይ ተጋዳላ ሸዊት ቢቶው interview-with Shewit Bitew ኣገዳሲ ሐሳብ እዩ፡ ድሮ ጎረባብትና ሃገራት ተመኩሮ ከም ባዓል ኬንያን ኣሜሪካን ኤውሮጳን ትምህርቲ እኮ እዩ ሰብ ኣብ ዓዱ እክሊ ኣብ ዓውዱ መሰል ሰብኣውነ ብሰላምን ፍትሕን ምንባር ምርጫ ዘይኮነስ ግዴታ እዩ ገብርሂወት ገብረትንሳኤ❤
@user-md2ct1hb7u
@user-md2ct1hb7u Ай бұрын
ሸዊት ጅግና ቀፅለሉ
@Taemetube-bo5xo
@Taemetube-bo5xo Ай бұрын
ኣጆካ
@tinsae6
@tinsae6 Ай бұрын
ታጋደላይ ሸውዊት ጎበዝ ኢኻ እድመ ጥዕና ያሐብካ ናይአቦኻ ድርጅት ተዘየኮነሲ ናይአቦኻ እላማ ደገፍ ኢየዝብለካ መድህን ግን ሐቀኛ ንሕዝቢ ትግርይ ዝጠቀም ሕቶ አቅርቢ ዓሻስያ ሐንቲ ልቡ አይትኹኒ
@user-fj1fn4li7b
@user-fj1fn4li7b Ай бұрын
💖💖💖 ውድብ ህ💊ወ💊ሓ💊ት💊 ክትጠፍእ ዝምነ እንተሃልዩ ንባዕሉ መጥፊኢኡ የሐፅር አሎ ማለት እዩ አብ ክንዲ ሽግራት ንምፍታሕ ምቅላስ ፀርፍን ምንሻውን ተመሊሱ ንዓርሰኻ እዩ
@user-qt1sp2hh4j
@user-qt1sp2hh4j Ай бұрын
ሕዉሓት መልኣኽ ድያ😂😂😂
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk Ай бұрын
ህውሓት ህዝባ ገዲፋ ልኢትየጵያ አዕብያ ስልጣ ሂባ ግደፉ ተተብሃሉ አይሰምዒ ኢሎም አብ አነነት ዝሰኸረ ውድብ እዩ ትግራዋይ ግን እስካዕ ኸዚ አድጊ ይሓርስ አሎ አብ ፀገም ጥምየት ሞት አሎ አቱም ህውሓት ትብሉ ግን ዕረፉ ህዝቢ እናጠፈአ ውድብ ምድጋፍ የሕፍር ኪዱ ካልኦት ክልላት ረአይወን ክንደይናይ ከምዝተቀየራ
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk Ай бұрын
​@@user-qt1sp2hh4jይገርም ኮኦዩ
@naseralhabshi3895
@naseralhabshi3895 Ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ፍልጠት ዘለዎም ሓድሽ ወሎዶ ናብቲ ሰልጣን ክትክኡ ኣለዎም ብጣሚ ጎቦዝ
@user-qt1sp2hh4j
@user-qt1sp2hh4j Ай бұрын
ሸዊት ጅግና ቀጽሎ❤❤❤
@sieruefrem
@sieruefrem Ай бұрын
I would love to see TIRA leadership face the tough questions of Medhin on this show, if possible. Please try them.
@zenebeteka9810
@zenebeteka9810 Ай бұрын
Bravo shewit it is well explained.
@kingdomofaxum6891
@kingdomofaxum6891 Ай бұрын
ዋሕዚ ቁም ነገሩ ነቲ ቪድዮ ሙሉእ ንኸድምፆ ሓግዙኒ ኩሉ መንእሰይ ትግራይ ከድምፆ ዝግባእ ወግዕ በርትዕ አጆኻ ተጋዳላይ ሸዊት ❤❤❤❤❤ካብ ስምዒት ነፃ ዝኾነ ብርድኢት ዝትንትን ጅግና ሰለቐረብክልና መድህን የቐንየልና❤
@kbromberihu9707
@kbromberihu9707 Ай бұрын
ህዋሐት ዝባሃል ሱርመሰረቱክንቀልአለዎ።
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 Ай бұрын
Limnbar lferh limumat lijign hzbi .nay bhaki ferah hzbi❤
@mengeshamereb3668
@mengeshamereb3668 Ай бұрын
Edmen.tenyhabka.sewt.hawye❤❤❤❤❤❤
@ayeleraberra4338
@ayeleraberra4338 Ай бұрын
Great person. These kind of young people are what Tigrai needs. Straight forward.
@mengistugebremichael7626
@mengistugebremichael7626 Ай бұрын
Courageous man, I respect you dear!
@degleltesfamicael975
@degleltesfamicael975 Ай бұрын
TPLF 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪
@degleltesfamicael975
@degleltesfamicael975 Ай бұрын
TPLF 💪 💪 💪 💪
@user-pz7tj9fs5y
@user-pz7tj9fs5y Ай бұрын
ናይ ኣብራሃም ገ/ስላሰ ኣዘኪርኩምኒ ማቻ ስማዓኒ ሎ ፍቅርኺ ማቻ ስማዓኒ ትብል ደርፊ 🎉🎉🎉🎉
@solodamedia1029
@solodamedia1029 Ай бұрын
ወዲ ቢተው በረኻ ዝወፀ ኩሉ ይዋጋዕ እዩ ማለት ኣይኮነን ተትዋጋዕ ኔርካ ሎሚ ብረት ነልዕል ኣይምበልካን።
@ukbayc
@ukbayc Ай бұрын
አወ ግዚኡ ኣኺሉ እዩ ህዝቢ ዓጋመ ሕሳቡ ምስ መራሕቲ ሸፋቱ ትግራይ ዓድዋ ዓጽዩ ናይ በይኑ ክልል ዓጋመ ክእውጅ ስርዓ ራእሲ ስዮም መንገሻ ክመልስን ኩሉ ብደቂ ዓድዋ ተወሪሩ ዘሎ መሬት ዓጋመ ናብ ህዝቢ ዓጋመ ክመልሶ
@mulugetamulugeta5459
@mulugetamulugeta5459 Ай бұрын
መዲ ግርማይ በርሀ አበይ አሎ ሕተትልና
@meridtafesse2867
@meridtafesse2867 Ай бұрын
If it was not for the loss of lives, we had the best entertainment watching Tigrea politics for 6 years
@AtakltiBelay-hu9xe
@AtakltiBelay-hu9xe Ай бұрын
መድሂን ብቕዕትን ኣድማዒትን ጋዜጠኛ ካብ ምዃና ብላዕሊ ቅኑዕ ሃገራውን ሞያውን ፍቕሪ ዘለዋ ሓፍትና እያ። ኣቀራርባ ሕቶኣ ካብ ኩሎም ሚድያታት ዝተፈለየን እዙይ ክትሓትት ነይሩዋ ኢልካ ጎደሎ ዘይትረኽበላ ምቕልልትን እያ። ነበረታታዓያ።
@xoxo6191
@xoxo6191 Ай бұрын
ሸዊተይ ጀግና ተጋዳላይ ወድህዝቢ ቀፅለሉ ኣጆካ ከማካ ዝበለ በሊሕ እዩ ዘድሊየና
@tewoldekahsai415
@tewoldekahsai415 Ай бұрын
Well question ,Medina even in Eritrea.
@berihufrehiwet-dj9fl
@berihufrehiwet-dj9fl Ай бұрын
ጅግና ተባዕ ተጋዳላይ ሸዊት ከማኻ ዝበሉ በላሕቲ መናእሰይ ትግራይ ሃገር ክትገብርዋ ትጽበ አላ, ሰራዊትን መንእሰይ ትግራይ በጃኻ ካብ ድቃስካ ተበራበር ተዓጠቅ አጽዋር ግዛእ መሬትካ ካብ ወረርቲ ነጻ አዉጺኢኻ ንሃገረ ትግራይ ነጻነት ተቃለስ, ካብ ባንዳታት ሸየጥቲ መሬት ትግራይ ጨወይቲ ቃልሲ ትግራይ ባንዳታት ሽዋ መራሕቲ ሕወሓት መሬትካ ክሙሉሱልካ አይትጸበ , እዛ ካንሰር ዉድብ እቲ ቀንዲ ሕቡእ ተልእኾአ መሬት ትግራይ ንአምሓራ ዓፋር ኤርትራ እናሸጠት ንብረት ህዝቢ እናዉረረት ህዝቢ ትግራይ ብጸላእቲ ክርሸን ጆኖሳይድ ክፍጸሞ መተሓባባሪትን መተግበሪትን ኢያ , አብ ታሪካ ንጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ሕነ ፈዲያ አይትፈልጥን በጀካ መሬትካ ሸይጣ ከተጨፍጭፈካ ?
@tibletsmerso9794
@tibletsmerso9794 Ай бұрын
ንትግራይ ዘይክውን ውደብ ክብተን እዮ ዘለዎ ዋይ ትግራይ ጉድ ርኪባ
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 Ай бұрын
ካብ ክልልል ትግራይ የድሕንካ ኢዩ ዘብል። ገንዘብ ደሊካ ልመና ካብ ፈደራል መርየትካ ክትመልስ ልመና ውዕል ፕርቶርያ ክትግበር ልመና ገለ ክትገብር ልመና ኩሉ ልመና ካብ ትግራዋይ ጨናዊ ምኻን የድሕነና🤣🤣🤣
@suleimansafi2547
@suleimansafi2547 Ай бұрын
ተጋሩዋኒ . ናብ ኤርትራ ገጽኩም ናብቲ ቁኑዕ ህዝብና ተንኮል ከይገደፍኩም ከሓልፈልኩም ማለት ዘበት እዩ ምኽንያቱ ሓቀኛ ኩሉ ግዜ አብ መጨረሽቱኡ ተዓዋቲ እዩ. ንሕና ነጊርናኩም ኢና ሓንትን ሓቅን ጥዉይዉይ ዘይብላ አይንደልየኩምን ኢና ኢና አና
@mebrahtomasgedom3908
@mebrahtomasgedom3908 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ መሰረታዉ ለውጢ ዝባሃል ማለት ጠንቂ ሽግራትና ኣብ ኤርትራን ትግራይ ዘለዉ ብቀውምነት ዝሓዙ ማንታ ፓርቲታት እየን
@yemanekahsay4346
@yemanekahsay4346 Ай бұрын
ለባም ቃልስካ ኣበርትዕ ተሰፋ ኣለካ
@yohannesgebremeskel7368
@yohannesgebremeskel7368 Ай бұрын
ተዋጋእ ኢላ ብግድ ከይተረፈ ኣሰሊፋ ኣካሉ ዘጉደለቶ ዘሰንከለቶ መንእሰይ ወለዶ ተፀጊመ ኢሉ ፍትሒ እንትሓትት ብጥይት እንትውቃዕ ሱቕ ኢሉ ዝርኢ መንእሰይ ዝሓዘት ትግራይ እንታይ ክትገብር ትፅበዩዋ? ንህዝቢ ክብል ኣካሉ ዝጎደለ ኣብ ቅድሚ ዓይኒ ሓዱሽ ወለዶ ብጥይት እንትውቃዕ ሱቕ ኢሉ ካብ ዝርኢ ሓዱሽ ወለዶ ምርኣይ ይሰውረና እዩ ዘብል::
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 Ай бұрын
ሻዕብያ ንዓኻ ኣይምልከተካን ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ግፋ ተዛረብ ኣብ ዘይምልከተካ ጠብሎቕልቕ ኣይትበል።
@XrYd
@XrYd Ай бұрын
ጀግና እጆኮ ❤❤❤❤❤
@user-fw8it1cm3r
@user-fw8it1cm3r Ай бұрын
Etu medrek kndi melae wetat hzbi tigray wekilka hasabka tentn jegna❤❤❤
@May-vt1jq
@May-vt1jq Ай бұрын
ንሕና ብሰላም ዘነብረላ ትግራይ ማንም ክነብረላ የቡሉን!!!
@KbromZeru-b7m
@KbromZeru-b7m Ай бұрын
ሓቅካ ኢካ 2ተ3ተ ዓመት ተጋዲሉ ሰሊሙ ዝብል ወረቀት እዬም ሂቦም ብጠዓሚ እዬም ሰብ ሞራል ዝሰቡሩ ወዲ ቢቶው ጅግና ሓደ ነገር ዝሓተኩም ኣባሉኩም ንሙካን ስልኩኩም ዘርጉሑልና
@Tesgay-xw8yn
@Tesgay-xw8yn Ай бұрын
Wow Btami Nfetwo Gigna❤❤❤
@HsuveuBsgyi
@HsuveuBsgyi Ай бұрын
መድህን ኪዳነ ኣመነ ዘይተምፅእልና ግን
@gechnegasi4635
@gechnegasi4635 Ай бұрын
Smart idea!
@fishktaameley7842
@fishktaameley7842 Ай бұрын
Kab amerariha gin kitwerd ayneberekan ksab lewti zmexi nekiska kitkales neyruka❤
@semerearaya7302
@semerearaya7302 Ай бұрын
ሸዊት ናይ በሓቂ ቡሉጽ ኢካ
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df Ай бұрын
I dont think an independent Tigray is the desire of all Tigreans. So, dont bring unwanted conclusions.
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe Ай бұрын
ሸዊት ክበረታታዕ ክድገፍ ዝግበኦ ኑቁሕ መንእሰይ እዩ ጀግና ቀፅለሉ👍👍👍👍
@user-ui4xf1em2m
@user-ui4xf1em2m Ай бұрын
ኩላ ንኸብዳ እምበር ንህዝቢ ዝሓስብ ስልጣን ደላዪ የለን ከምዚ ንዕዘቦ ዘለና
@user-oz9qu9ob5k
@user-oz9qu9ob5k Ай бұрын
❤❤ 1:03:32
@amanuelghide1640
@amanuelghide1640 Ай бұрын
ፍትሒ ክሳብ ዝረጋገጽ ኣብ ዝረኸብካዮ ዕድልን ኣብዝረኸብካዮ ኣጋጣምን ክትሓትት ኣለካ" መድሂን ብልጽቲ ሰብ
@First-Eri
@First-Eri Ай бұрын
ተማሃሩ ባ ግደፉ ህዝቢ ከይተወድኡ ሕጂ ውን ሰላም እዩ ዘርብሓኩም ብፍላይ ምስ ኤርትራ ካብ ንኤርትራ ንትግራይ እዩ ዘርብሕ ሰላም ምስ ኤርትራ
@user-oz9qu9ob5k
@user-oz9qu9ob5k Ай бұрын
❤❤
@yemanehgebre
@yemanehgebre Ай бұрын
Medhin, don’t you know that the Pretoria agreement restricts using provocative language? Why are you saying Dr. Debretsion is correct to use provocative language? Justice gets served by the institutions that are created for this purpose, not through media propaganda? Can you tell us what Dr. Debretsion is doing to bring about justice for Tigray by working with the right institutions?
@LiAa400
@LiAa400 Ай бұрын
Medhin lebam abay seb eki snesratki ab negerat zeleki atkurot btaemi zgerm eyu❤❤
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 Ай бұрын
መድህነይ እቲ መደብኪ መታን ንክብርክን ንህዝብና እውን ዝያዳ ንክንፅረሉ ተሳተፍቲ 2ን ልዕሊዖምን ብምግባር ተተካትዒ ምሓሸ።
@TeweldeabrhaGirmay
@TeweldeabrhaGirmay Ай бұрын
ካብዚ ዝገደደ ክመፅእ ኢልካ ትሓስብ እንተኮንካ ተጋጊካ።ኣታ ጠመንጃ ግን ኣልዕላ እሞ ምሳካ ኣለና።
@erivoice4633
@erivoice4633 Ай бұрын
Game over
@AbuYousuf-dq3bj
@AbuYousuf-dq3bj Ай бұрын
👌
@anmeb6220
@anmeb6220 Ай бұрын
ተጋሩ ንምዕባለ ብጣዕሚ ቀረባ ኢኹም። ኣብ ዓድኻ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ንኽትብል ዕድል ምርካብ፡ እቲ መሰረታዊ ኩነት ናይ ዲሞክራሲ እዩ። ኣፍካ ንኽትከፍት ዕድል ዝህብ ፡ ንለውጢ ድሌት ዘለዎ እዩ። ከማኹም የማስለና።
@gideytekay390
@gideytekay390 Ай бұрын
ዕድመ ና ጥዕና ይሃብካ ሸዊት ጅግና ,ተስፋ ትግራይ
@amanhaile6579
@amanhaile6579 Ай бұрын
👏👏👏👏👏👍 bitewww💪💪
@KiflomWgebriel
@KiflomWgebriel Ай бұрын
አረ ዞም ወያነ ዝባሀሉ ጠላማት ይጥፍኡልና;
@GeneralJackie101
@GeneralJackie101 Ай бұрын
Medhìn agame tell the truth if you don't mention algers you will never survive at all.
@anmeb6220
@anmeb6220 Ай бұрын
ካብቲ መድህን ትብሎ ዘላ እስኪ 0.00007% ኣብ ዓድኻ በል እሞ፡ ሻዕብያ ብገመል ጌሩ ከርግጸካ እዩ። ካብታ ኢሎም ዘይኮነስ ሓሲቦም ተባሂሎም ዒራዓሮ እተስፍር ዝፈረሰት ዓዲ መጺኻ፡ ምስቶም ንኽዛረቡ ዕድል ዘለዎም ህዝቢ መጺኻ ኣይትዋራዘ። ኣላ ደቂ ዓድና፡ ሓበእቲ ፈውሶም!
@MobileClinic-ql9kj
@MobileClinic-ql9kj Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@KahsuGebre-xd5fz
@KahsuGebre-xd5fz Ай бұрын
ህወሓት ልስልጣን እምበር ልህዝቢ ዋላሓንቲ ግድሽ ኣይብሎምን ወዲ ረዳ ግን ሰጥለበጥ ከብሎም እዩ
@rubanazekarias5947
@rubanazekarias5947 Ай бұрын
መድህን ሓፍተይ ብትግበርዮ ዘይተሓለለ ቃልስን ፃዕርን ኣዝየ እየ ዘኽብረክን ዘድንቐክን። እንተኾነ ግን ኣመራርፃ ርእሲ እቲ ምይይጥ ብዝግባእ ክትሓስብሉ ኣለኪ ኢለ ከተሓሳስበኪ ይደል። ማንም ጥራዝ ነጥቕ መፅዩ ብደፈና "ተጋሩ ፈራሓት ኢና" "ተጋሩ እዙይ ኢና፡ ተጋሩ ከምዙይ ኢና ወዘተ" ክብል መን ፈቒድሉ? ብሱሩ ኸ ኣየናይ ሳይነሳዊ ጽንዓትን መለክዕን ተጠቒሙ እዩ " ተጋሩ ፈራሓት ምዃና ኣረጋጊጽዎ? እንታይ ሳይነሳዊ መርተዖ ሒዙ እዩ ከምዙይ ክብል ዝኸኣለ? ከምዙይ ኢልካ ብደፈና ምዝራብ ኣዝዩ ሓደገኛ እዩ። ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝተዛበዐ ተረኽ እዩ ዝፈጥር ዘሎ። ነፃ ሚድያ ስለ ተረኽበ ጥራሕ ዝሓለምካዮ ኩሉ ኣምፂኻ ብድፍረት ኣይዝረብን!! ድፍረት እምበር ፍልጠት ዝየብሉ ትንተና ድማ ሓደገኛ እዩ። ስለዚ ደጊመ ንከምዚኦም ዝበሉ ጠቕሊልካ ምደባ/ ፍረጃ/hast generalization ደጊምኪ ደጋግምኪ ክትሓስብሉ ብትሕትና ይሓተኪ። ብዝተረፈ በርትዒ!
@user-qt1sp2hh4j
@user-qt1sp2hh4j Ай бұрын
ሃለዉለዉ😂😂
@sabagebru6850
@sabagebru6850 Ай бұрын
❤️💛💙💙💘
@tesstess4591
@tesstess4591 Ай бұрын
ባዕልካ ዝፈጠርካዬ ጸላኢ ከመይ ጌርካ ጸላእየይ ትብሎ?
@user-pq4sz9ue3j
@user-pq4sz9ue3j Ай бұрын
እዚ ሓወይ፣ ልኾነ coalition ፈጢረን ድምጺ ክኾና ዪኸእላ እየን እተን ዉዲባት። Necessarily they don't have to merge.
@amanuelghide1640
@amanuelghide1640 Ай бұрын
ኣብ ልዕሊ ቀዳሞት መራሕቲ መሪር ጽልኢ ዘለዎ ንትግራይ ዘይጠቅም መንእሰይ ኮይኑ ረኺበዮ እዚ ወዲ
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 Ай бұрын
It is such an important topic. The turn off is English too much English.. He would be using English vocabulary and he’ll say it in Tigrinia again. Who are they talking to the people of Tigray or some English-speaking society. It is so sad. All the politicians tend to speak English.. I never understood that. You do not see Eritrea Scholars or politicians speak like that. I wish they can back on this English vocabulary. It’s such a turn off. You don’t wanna listen to the whole topic.
@user-kf5qh2ph1n
@user-kf5qh2ph1n Ай бұрын
ትግራይ ዐንያ ኢያ ምንያ እዚ ሕውና ሐቂ እዩ። ትግራይ ክትዕረይ አይትክእልን ኢያ ብስደትን ጆኖሳይድ ጥምይት ህዝባ ትጨርሽም ኢዮም ባዐል ምንያ ካአ ክዳውንቲ ምቅያር ሐሶትን ህዝቢ ትግራይን ትጭርሺ አልኩም እስኪግን ሰብ እናተጨረሺ ፅቡቅ ትነብሪ አሎኪ ተቃወምቲ ኤረትራ እናበልኪ ዘረብሑ ትግራውት ኤርትራውይን ተቖወምቲ እነምፀኪ እንተርቪው ክተግብርዮም ከለኪ ሐዊ ምውልዕ እምበር ኤርትራ አትዮም መንግስት ክቅይሩ ዘይሕለም እዩ ወያን መልስ ውን ተዋጊኡ ማይ ዐሚኩ ብምዕራባውያን ብጨረር ቀቲሎሞ ካብ ምስ መንግሲ ተንበሪኪኩ አብ ክንዲ ምልማን ንመንግስቲ ኤሪትራ ክትስዑሩ ኢልኩም ስጋብ ሕጂ ከርተት ይብል እስኪን ህዝቡኩም ብጥምይትን ጆነሳይድ ትፍፅሙ አለኩም ። ኤረትራ ጎረቤትና ክትኮኑ አይካአልን ኢዩ ኤሪትራ ሲንጋፑር ኽንገብራ ኢና። ዶብና ካእ ብመንደቅ ከም ናይ ቤርሊን መንደቅ ሃገረ ጀርመን ክንድቆ ኤለትሪክ ክንገብረሉ ኢና መእተዊ መስደዲ ንኤሪትራ መእተዊ ይብልኩምን ብስላም ክንነብር ኢና እዚ ካአ ሐቂ ኢዩ መድህን ዐጋመ ።😅😅😅😅😅😅😅😅😅
@MerrebHawari
@MerrebHawari Ай бұрын
ድህንነቱ የስገአኒ እዩ ዝ ቆልዓ ሃየ ግምት...
@aklilua950
@aklilua950 Ай бұрын
ajona
@weykefetek3020
@weykefetek3020 Ай бұрын
ድሁል ፣ ከማኻ ብግስሩጥ ቋንቋ ኝኝ ዝብል ዝነበረ ፣ ንዕድሚኦም ልክዕ ተጋደሉ ዝፃረፍ ነበረ፣ መን ከማይ ንትግራይ ዝብለና ነበረ መሓሪ ዮሃንስ ሎሚ ኣይኮነንዶ ክስወአላ ክቃለስ ህዝቢ ኣብ መከራ ራሕሪሑ ኣብ ህንዲ ናብሕታዊ ዋኒን ተፀሚዱ ይርከብ። ምስ መወልቱ ሲኣይኤ ተዘራሪቡ ንውዕለትኡ ነፃ ትንህርቲ ኣመሪካ ይኸድ ኣሎ።
@dargohaftu4836
@dargohaftu4836 Ай бұрын
Shewit Bitow Tesfa Zelewo Menessey
@FantaneshB
@FantaneshB Ай бұрын
🙏
@seidmohammed1290
@seidmohammed1290 Ай бұрын
ከምዚኦም ዝበሉ ኣንደበቶም ሕልው፣ ለባማት፣ ፈላጣት መናእሰይ ምርኣየይ መሊአ ኣብ ትግራይ ተስፋ ከይቆርፅ ይገብረኒ። ንሸዊት ቢተው ዓብይ ኽብርን ናእዳን ኣለኒ።
@t.b4065
@t.b4065 Ай бұрын
ትግራዎት ብሰንኪ ዘይናትካ ምድላይ ኣብዚ ወዲቅኩም፡ከምኣ ኢልኩም ክትነብሩ ኢኩም፡ሓለምቲ
@LiAa400
@LiAa400 Ай бұрын
Bzaeba men eka tzareb?
@RahelKidanemariam
@RahelKidanemariam Ай бұрын
ንስኹም ከ ኣብ ባሕርን ስደትን ዝተወዳእኹም፤ ብዱዓት
@akillberhe1981
@akillberhe1981 Ай бұрын
Genoside ab Tigray kemzeytefexeme alem meskira eya. TPLF eyom feximomo. Mes abi mestareku gen gedifomo. Eza fekera mechem aytgedfuwan ekum. Nab Eritrea gexkum tenkes teblu kabty zetdesekumo nelaeli kewerdrkum eu. Weel Algers zeredae tigraway zeymehlawu zehzen eu. Welkayt: xegede: Raya nay amhara mukanu hezbi Amhara yefelt eu. Bewegen. Eritrea ka ne leeli 25 amet ab zeymeretkum tekmitkum selezneberkum natkum mesiluukum. Mendelay alo beta tehmekum kezebtekum eu.
Unveiling my winning secret to defeating Maxim!😎| Free Fire Official
00:14
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 16 МЛН
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 32 МЛН
English or Spanish 🤣
00:16
GL Show
Рет қаралды 15 МЛН
Unveiling my winning secret to defeating Maxim!😎| Free Fire Official
00:14
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 16 МЛН