Рет қаралды 9,087
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን #ብዘማሪት ኣዴና ኣበባ ገ/እግዚኣብሄር፡ ኣታዊኣ ንዕቤትን ሓገዘን፡ማሕበር ክፍሊ ተራድኦ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኦ/ተ/ቤተ ክርስትያን ዝተወፈየት ኣዴና ማርያም ድንግል'ያ ዘርእስታ ሓዳስ መዝሙር፡ እንሆ ሼር ላይክ ሳብስክራይብ ኮሜንት ብምሃብ ኣተባብዑ፡ እዚ ማሕበር እዚ፡ ንኣብ ዳባት መዓስከር ኣለም ዋጭ ዘለው ጽጉማት ኣካላትና ንምሕጋዝ ዝቖመ ኦርቶዶክሳዊ ማሕበር ኮይኑ፡ ቃላት ወንጌል ንምፍጻም ንዝያዳ ዕቤትን ምስፍሕፋሕን ዝሰርሕ ዘሎ ማሕበር እዩ