Adey Nafiqe - Tedros Kahsay - New Eritrean Music 2022

  Рет қаралды 3,894,335

54vbz

54vbz

4 жыл бұрын

#LYE #TedrosKahsay #EritreanMusic
We love you ደቂ ኤረና
موسيقى إريترية جديدة // New Eritrean Music
© Copyright: habesha poetics records GmbH. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 2 600
@muuzmulue7703
@muuzmulue7703 4 жыл бұрын
ስም ድንግል ማርያም ምስ ሰምዐ ብውሽጡ ፍስህ ደስ ዝበሎ ላይክ። ብሉጸይ ድማ ከም ወትሩ ዉዱእ ስራሕ፡ ዓድና ንምለስ ንኸውን።
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 4 жыл бұрын
Amlak alo bro
@muuzmulue7703
@muuzmulue7703 4 жыл бұрын
@@nahommhretab4261 ያ ዝዓርከይ፡ ንመን ኢልዎ።
@blackboy8715
@blackboy8715 4 жыл бұрын
@Teklom AMANUEL ኣደ ኣምላክ ስለ ዝኮነት ኢና ድንግል ማርያም ንብል እምበር ድንግል ማርያም ኣምላክ እያ ኣይበልና ከም ወላዲት ኣምላክ ድማ ነክብራን ናይ ጸጋ ስግዳን ድማ ንሰግደልና። ክብሪ ንወላዲት ኣምላክ ይኩን
@kahsaytekiegebremedhin7230
@kahsaytekiegebremedhin7230 4 жыл бұрын
@Teklom AMANUEL ስም ቅድስት ድንግል ማርያም ክላኣል ከሎ ዘቀንዝወኩም ንምንታዪ ???
@user-ng1gh4jc6k
@user-ng1gh4jc6k 4 жыл бұрын
@Teklom AMANUEL please pente do not comment to ortodox!!! Respect ok negramat. Kemzi kemti zblena ayndeln ina eti haqi sle nfelto
@user-ux3yn2rt3l
@user-ux3yn2rt3l 4 жыл бұрын
ደገፍቲ ቴዲ ኢስከ ላይክ ኣዲኩምኒ ሕለፉ ፕሊስ
@maharibere
@maharibere 4 жыл бұрын
aleku dedyey
@user-ie5jo1kh9s
@user-ie5jo1kh9s 11 күн бұрын
​@ma❤haribere
@mussieentertainment4326
@mussieentertainment4326 4 жыл бұрын
ነዛ ደርፊ ከምዚ ናተይ ጌሩ ደጋጊሙ ዝሰምዓ like ይግበረለይ።
@zeritebaye8292
@zeritebaye8292 3 жыл бұрын
✌️🏾❤️
@filimawitmeaze1089
@filimawitmeaze1089 3 жыл бұрын
@@zeritebaye8292 zzgl ko iii77ujuuuu677uuu777
@emilieesu3371
@emilieesu3371 3 жыл бұрын
Ane aloku🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fanealestifanos1853
@fanealestifanos1853 3 жыл бұрын
Ane aleku degime degagime zeyxegba derfi
@user-tq8kw4pw5t
@user-tq8kw4pw5t Жыл бұрын
❤Aykemayn brother ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@user-et1bi4sk9k
@user-et1bi4sk9k 4 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ዝበለጸት ናይ 2020 ተባሂላ እንተ ዘይተሸሊማ ክንቀያየም ኢና💕💕💕
@abduyasin2543
@abduyasin2543 4 жыл бұрын
Nay bihki hewey natey ❤️❤️❤️
@miliachayo2848
@miliachayo2848 4 жыл бұрын
Ane emo derfi msmae kgedfo eye
@endahafene3354
@endahafene3354 4 жыл бұрын
Naybhaki
@naodamare7725
@naodamare7725 3 жыл бұрын
Ajoka nay geden kubray
@selemawitbahlbi8894
@selemawitbahlbi8894 3 жыл бұрын
@@abduyasin2543 jjiij9i die DCgaagam
@ROTES1991
@ROTES1991 4 жыл бұрын
ደቂ ኣስመራ ኣለኩም' ዶ ደቂ ምንዱፍ ኣለኩም' ዶ ደቂ ደቀምሓረ ኣለኩም 'ዶ ደቂ ዓሰብ ኣለኩም' ዶ ደቂ ባጽዕ ኣለኩም' ዶ ደቂ ከረን ኣለኩም 'ዶ ደቂ ናቅፋ ኣለኩም 'ዶ ደቂ ተስነይ ኣለኩም 'ዶ ደቂ ባረንቱ ኣለኩም 'ዶ ደቂ ዓዲ ቀይሕ ኣለኩም 'ዶ ደቂ ሰንዓፈ ኣለኩም 'ዶ ብሓፈሻ ኩልኩም ደቂ ሪመይ ኣለኩም' ዶ ኣብ ዘለኩሞ ሰላምን ቅሳነትን ንዓኩም ይኩን
@merhawi7763
@merhawi7763 4 жыл бұрын
Alena kem zetrgemna mefkar abina zermozormo ab sedet sefirna embi n fikri elana 😔🇪🇷
@rimonjojo9577
@rimonjojo9577 4 жыл бұрын
Alena hubi Erey ab demna tewekita binafkota niuimes
@samuelsemer6989
@samuelsemer6989 4 жыл бұрын
debarwa ke abey raskyo adi dani adi zarsnay adi Abraham 😊
@blackcentury6189
@blackcentury6189 4 жыл бұрын
Amen
@samuelmebrahtu2221
@samuelmebrahtu2221 4 жыл бұрын
Deki ery alkum do mebal aymhsekan neru
@atranos.online
@atranos.online 4 жыл бұрын
"ማርያም ኣስመረይቲ ሰላም ግበርለይ ዓደይ ክምለስ'የ!" ክንደይ ከ ይጥዕም'ቲ ቃልካን ቅኒትካን!
@user-kq8fx5yq3c
@user-kq8fx5yq3c 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ይዓኽ
@selamweldetensae9972
@selamweldetensae9972 4 жыл бұрын
Amen
@yelenperfection5082
@yelenperfection5082 4 жыл бұрын
❤❤🇪🇷🇪🇷
@abdatevra7950
@abdatevra7950 4 жыл бұрын
Nay bhaqi meshallha
@sarajoh313
@sarajoh313 4 жыл бұрын
Amen
@dejenhntsa2138
@dejenhntsa2138 4 жыл бұрын
ልበይ ዝምነዮ ሕልመይ ዝህንጠዮ በልጺግኪ ማዕሪግኪ ብዓይነይ ክርእዮ ጥዑም ከስምዓኒ ጎይታይ ለሚነዮ ዓደይ ኣብ ደመያ ኢለ ነጊረዮ'''''''':-) I Love you deki Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@kahsayghide6677
@kahsayghide6677 4 жыл бұрын
ክቡር ስነ ጥበባዊ ቴድሮስ ካሕሳይ ንፉዕ ብሓቂ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ዕድመን ጥዕናን ንዓካ ንመላ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ስደት ዘለና ከኣ ከምቲ ናይ እስራኤልላዉያን ዓድና ብሰላም ይምለሰና ❤❤❤
@yohanaghide5125
@yohanaghide5125 4 жыл бұрын
ስም ድንግል ማርያም ክልዓል ከሎ ዉሽተይ ፍስሃ እይ ዝመልኦ ደስ ይብለኒ ተዲ ሓወይ ይበል ደርፊ እንታይ ክወጾ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ደርፊ ኢኻ ትደርፍ ግጥሚ ዜማ ድምጺ ኩሉ 100 ድንግል ማርያም ወላዲ ኣምላኽ ሃገርና ትሃልወልና ብሰላም ዓድና ትምለሰና ደቂ አረይ ጻዕዳ
@user-ze6if4vs6b
@user-ze6if4vs6b 4 жыл бұрын
ድንግለይ ዋሕሰይ eme brhan whsna askala mengste semay
@awettesfalem1564
@awettesfalem1564 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩሉ ዓለም ካብዚ ወሪዱ ዘሎ ሕማም ነቲ ሰማይ ብዘይ ዓንዲ ምድሪ ብዘይ ሰረት ዘቁዉም እሙን ወዳ ለሚና ክትምሕረታ ትጠምተና
@fkriuemnetey9115
@fkriuemnetey9115 2 жыл бұрын
Amen amen amen tedi wedi hzbi fetari edmen tenan yhabka kemaka nselam zhasb yebzhalna
@user-jf1vb9ws9o
@user-jf1vb9ws9o 4 жыл бұрын
ኤ ደን ታሃራፊት ር ህርህቲ ለጋስ ት ህረፍ ዘይትጽገብ ራ ህዋ ስፍራ ምድረ ገነት ኤርትራ እወ ኤርታራ። ሃገረይ ሃገረይ ሃገረይይይ
@Hagos-ws5dm
@Hagos-ws5dm 4 жыл бұрын
ሓቢቢ ኩልና ኤርትራውያን እቶም ውሑዳት ግን ከኣ ነዛ ንፈትዋ ኤርትራ ብኣውራጃ ብሃይማኖት ክፈላሉይና ዝደልዩ ጽማም እዝኒ ንሃቦም
@Network3231
@Network3231 4 жыл бұрын
@@Hagos-ws5dm ክነረድኦም ኣሎና እምበር ንምንታይ ጸማም እዝኒ ክንቦም ወይ ንሕና ነእምኖም ወይ ድማ ንሶም ጉዳይና ግን ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢልካ ክከውን ኣለዎ ። ስለዚ ሓጎስ ኩሉ ኤሬትራዊ ሙካኑ ዘይተርፎ ጸማም እዝኒ ሃቦ ኣይትሃቦ ዘገድስ ኣይኮነን ፡ ከም ቅርርብ ኢልካ ምርድዳእ ኢዩ ዘዋጽእ።
@saramohamedhassan8223
@saramohamedhassan8223 4 жыл бұрын
Kiberti meret adi jeganu eya eritrean adena kindey jeganu Ziteseweula brekti meretna eya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
@mesizaki1535
@mesizaki1535 4 жыл бұрын
@@saramohamedhassan8223 nay bahaqi yake nshalah sdetna tewediu nrakebelu ewan yemxalna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤
@saramohamedhassan8223
@saramohamedhassan8223 4 жыл бұрын
@@mesizaki1535Ne rebi men iluwo ewe anta bruk wedi merety hawey hejis beberkt nab adina nemeles amlak baelu beselam bitena yaetewena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❣❣❣
@brukeyhonns3349
@brukeyhonns3349 4 жыл бұрын
ሁሉንም ኤሬትራዊ ሁሉ ሰላም ሆኖ በአገሩ እንዲኖሩ እመኝላቸዋለሁ የቤተሰብ የአገር ፍቅር እየነፋቃቸው መኖሩ ይብቃቸው ኢትዮጵያዊ ሁሉ ይህን ነው የሚመኘው ባለፈ ታሪክ ባላያችሁት ጥላቻ አይኑራችሁ
@blm5287
@blm5287 3 жыл бұрын
✊️✊️✊️አባቴ Thank you
@romitessadiiii4477
@romitessadiiii4477 2 жыл бұрын
እናመሰግናለን😋😍
@abeljuju6477
@abeljuju6477 Жыл бұрын
🥺Thank you 🙏 𝚋𝚛𝚘 selam le hulum alem 🙏
@user-ie5jo1kh9s
@user-ie5jo1kh9s 9 күн бұрын
​@@abeljuju6477❤
@abraham2254
@abraham2254 4 жыл бұрын
ኣብ tik tok አየ አሞ ሰሚዕያ ኩላ ምስ ሰማዕክዎ ልበይ ኣይ ጋሂ ኣይ ሓጎስ ተሰሚዑን እዝጊሄር ኣቦይ ማሪያም ኣደይ ዓድና የእትዉና ናይ በሓቂ ዓደይ ናፊቀ 😥🇪🇷🥰😥🇪🇷🥰 ኤርትራ።
@amanuelmengs9699
@amanuelmengs9699 4 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🙏
@user-rn2bv1fb6x
@user-rn2bv1fb6x 4 жыл бұрын
ስደትና ስደት እስራኤላውያን ይግበረልና ፈጣሪ
@user-ob1qb3sl5d
@user-ob1qb3sl5d 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@rutatesfamariam7130
@rutatesfamariam7130 4 жыл бұрын
ቀሲኑ ኣይፈልጥን ቅኑዕ ዝበደለ Amen 🙏
@harnetbereketeab9113
@harnetbereketeab9113 4 жыл бұрын
Amen amen
@ot7bangtan751
@ot7bangtan751 2 жыл бұрын
Amen kali yitref sidetna sidet Israel yigberelna
@blackdimond8318
@blackdimond8318 2 жыл бұрын
Amen wedi halalat wedi zom wrzuyat bhaqi zbeila zereba wedi Erey ❤️🇪🇷😭❤️🇪🇷😊❤️🇪🇷😭
@user-bk4dx1oi9z
@user-bk4dx1oi9z 4 жыл бұрын
ትግራይቲ እየ ግን ኤርትራውያን እሕዋተይ ስላም ይምነይልኩም እየ ካብ ክዚ ዝተረፈ ዝበን ይባርክ
@ghebriel932
@ghebriel932 4 жыл бұрын
Thanks neaki kea selam,tiena,kulu sesnayu haftey natey
@user-tp2yf2vp5j
@user-tp2yf2vp5j 4 жыл бұрын
ምቕርቲ ብዘይ ብኣኹም እኮ ትርጉም የብልናን ከምቲ ብዘይ ንሕና ዘይጥዕመኩም እንተ ሽዋ ግን 🕵🏽‍♀️
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 4 жыл бұрын
Batseyey sye Mskurqah kesinka tdks dika. Ezom gorebatna niana eishok morgu eyom niana. Mnalbat zeytfelto keytkewn kebrhalka. Iab chika tehabieu (tesekueu)ztsenh eishokyumo. Nsom keia kemiayom niana
@user-tp2yf2vp5j
@user-tp2yf2vp5j 4 жыл бұрын
@@genetteklemengesha9164 ኣይትሕሰብዮ ከምዚ ርእስኺ ክሓስብ ኣይደልን ኩሉ ግዜ ስግኣት ንምንታይ ዕላማ ጎረቤትና ዘይኮኑስ ምቃልና እዮም ኢለየ ዝሓስብ ተተሸጊርኪ ክትሕልዊ ሕደሪ
@samigebreal568
@samigebreal568 4 жыл бұрын
ባጽዐይ ስየ haha...asha dehan alo zemed asha kefiowlo zbelu kemzkemeka msrekebu eyoum
@user-dw9jb4ow6m
@user-dw9jb4ow6m 4 жыл бұрын
ነዛ ደርፊ dislike ጌርኩም ዘለኹም ፍሉጣት ኢኹም ኤርትራን ህዝባን ክላዓል ከሎ ርእስኹም ዘሕመኩም ሰብ ረብሓ ሓሳዳት ኢኹም ኤርትራን ህዝባን ንዘልኣለም ይንበር ። ቴዲ ወዲ ሪመይ ዕደምን ጥዕናን ይሃብካ ወገነይ ።
@kefalikeshi1062
@kefalikeshi1062 3 жыл бұрын
ትክክል።
@salaheldinibrahim3234
@salaheldinibrahim3234 Жыл бұрын
Hhhhhhh
@rehasetesfalem8680
@rehasetesfalem8680 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ Mewaxti Yfterelka xaedu hawey Hagerey Sle zbelka Texabiomuka zom weyalat Deleyti Fthi ena bahalti gn kea deleyti Egrgr
@user-ie5jo1kh9s
@user-ie5jo1kh9s 2 ай бұрын
​@😢rehasetesfalem8680
@user-ie5jo1kh9s
@user-ie5jo1kh9s 11 күн бұрын
​@reh❤asetesfalem8680
@user-hx1jz2hr3k
@user-hx1jz2hr3k 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍ ተመስገን ፈጣሪ ድሕሪ ክንደይ ኮለል ረኪበያ !!!እዛ ደርፊ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ወዲ ኤረይ ጅግና ኣጆኻ እስከ ናይ ኩላትና ባህጊ እዩ ዘሎ ዓድና ዓዲ ማዓር ጸባ ወርቂ ሰፈር ባሕራ ኣጆኩም ጥራይ ደቂ ኤረይ ሃገርና ሲ ኤሜሪካ ክንገብራ ኢና ኣጆኩም ጥራይ ኣብዚ ሓጺር ግዜ እዩ❣❣❣❣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️
@user-hd7vs7jj4c
@user-hd7vs7jj4c 4 жыл бұрын
ከምዚ ኸማይ ዓድኻን ኣዴኻን ዝናፍቃ ላይክ ኣግርጭው ኣቢልካኒ እስኪ ሕለፍ
@Berbere82
@Berbere82 4 жыл бұрын
Gah ewe elana bnafkot bro.
@user-hd7vs7jj4c
@user-hd7vs7jj4c 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ዛሓወይ ማዓረይ ንራኽበሉ ክመጽእ እዩ ጥራይ ጾሎት
@wedimama5526
@wedimama5526 4 жыл бұрын
@@user-hd7vs7jj4c naye behaqe kulu kabe amelak eyu nemen elewo amelak kenrakeb ena mes Familie und adina
@beyourself5242
@beyourself5242 3 жыл бұрын
Natysi wer kektilni delu bhaki nafikot asnifni atum yhawaty ab sedt zelkum yhiwaty sedtina yehxrlna 🥺🥺
@nadyhenok2816
@nadyhenok2816 2 жыл бұрын
Am proud of you🙏🏻 love Eritrean 🙏🏻🇪🇷🙏🏻❤🙏🏻❤🙏🏻❤🙏🏻🇪🇷🙏🏻🇪🇷❤❤❤❤
@user-or2ul8fg7y
@user-or2ul8fg7y 4 жыл бұрын
ኡፍ ኣታ ከመይ ዝበለ ድምጺ አዩ ዝዉንን አዚ ወዲ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናንን ያሃበካ ያ ደቂ ኤረይ ንሕና ሃብታማት ኢና ያኣኸይ አስከ ሰላም ንግበር ወርቂ ዝኾነት ሃገር ኣላትና አዞም ገጥምቲ ሃገርና ኻኣ ኤአ ነዚ ድምጺ ኣስርሕዎ
@user-ff9dz3sh8c
@user-ff9dz3sh8c 4 жыл бұрын
ወዲ ባሕሪ ነግስታትት ድባርዋ ፍሉይ ተውህቦ ድምጺ ኣለዎ
@wediyemane8611
@wediyemane8611 4 жыл бұрын
@@user-ff9dz3sh8c ja Mann
@romadanmusa3382
@romadanmusa3382 3 жыл бұрын
ጥዑም ከስመዓኒ ጎይታይ ለሚነዮ ዓደይ ኣብ ደመይ ኢያ ኢለ ነጊረዮ ERITREA forever🇪🇷🙏
@jossytm6814
@jossytm6814 4 жыл бұрын
GOD bless Eritrea, for sure not long left till all my eritrean brothers and sisters from worldwide come back home 👊🏾
@user-ki9ol1yy4q
@user-ki9ol1yy4q 4 жыл бұрын
ኣነ ብድምጺ ናይ ቴዲ ኩሉ ግዜ ምስ ተጸለልኩ'የ ደርፉ 10 ግዜ'የ ሰሚዔ ዘይመንዎ !
@hadanayashegari4978
@hadanayashegari4978 4 жыл бұрын
Me too
@YonasYEMANE3735
@YonasYEMANE3735 4 жыл бұрын
Kkkkkkk
@astukayhdego6537
@astukayhdego6537 4 жыл бұрын
ዋው ዓደይ ናፊቐ ኣምላኽ ሰደትና የሕጽረልና ♥️🙏♥️🙏♥️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Abdat0507
@Abdat0507 Жыл бұрын
ኤርትራዊ ክቡር መንነት አጆኻ ብጣዕሚ ሓቂ ዘረባ ዓወት ንኤርትራና እዛ ብደቃ ትደምቅ ዘልኣለም
@michaelmiki6325
@michaelmiki6325 4 жыл бұрын
🇪🇷ዓደይ ናፈቀያ ኤርትራ ዓደይ 🇪🇷 🇪🇷ወናኒት ታሪኽን ክብርን 🇪🇷 🇪🇷ወርጃ ዝህዝባ ለዋህን ጸዋርን 🇪🇷 🇪🇷ኣነ ኣይከኣልኩን ዓደይ ናፍቀ ንስኻትኹም ከ🇪🇷 🇪🇷ተዓባይ ጋሽ-በርካ ሞሶብ ኤርትራና 🇪🇷 🇪🇷ኣገለ ጥዕምቲ ሃዘምና ለምለምና 🇪🇷 🇪🇷ስልምቲ ሰራየ ዓዲ ስገም ስርናይ 🇪🇷 🇪🇷ዓደይ ናፍኾያ ንዕናይ ንዕናይ 🇪🇷 🇪🇷ኣብ ጎልጎል ዓንሰባ ሰፊንኪ መስ መጼ 🇪🇷 🇪🇷ሰንሒት ሰምሃር ደንከል ብፍቅሪ ሓንብሴ 🇪🇷 🇪🇷ኣብ ሓማሴን ጸዓዳ ፍቅሪ ተቃዲሴ 🇪🇷 🇪🇷ማርያም ኣስመርቲ ሰላም ግብርለይ 🇪🇷 🇪🇷ዓደይ ክምለስ 🇪🇷 🇪🇷ኣቲ ዝይትምኖ (ውትሩ ኣብዛ ዓይነይ 2) 🇪🇷 🇪🇷ኣቲ ዘይትጽገብ( ወትሩ ኣብዛ ልበይ 2) 🇪🇷 🇪🇷ዓደይ ናፍቀኪ ቅጅል እንዳበልኪ 🇪🇷 🇪🇷በዚ ሕልሚ ለቲይ እንዳ ተርእክኒ 🇪🇷 🇪🇷ኣይምስልኪ ዓደይ ጦዕምኒ ዞሎ 🇪🇷 🇪🇷ደገይ ኣይትራእዪ ውሽጠይ ቀስሉ ኣሎ 🇪🇷 🇪🇷ኣዲ ፍቅሪ ስኒት ኩሉ ዝረከባ 🇪🇷 🇪🇷ሃገረይ ሃገርይ 🇪🇷 🇪🇷ጸባ ዝሕላባ በሓሪ ዝሕዛባ ክልተ ወደባ 🇪🇷 🇪🇷ሃገርይ ሃገርይ ታርኽ ዝድባባ 🇪🇷 🇪🇷ኣመርካ ከይደ መዓስ ጥዕሙኒ 🇪🇷 🇪🇷ካናዳ እወን ከይዲ መዓስ ጥዕምኒ 🇪🇷 🇪🇷ኤርሮጳ ሰጊረ መዓስ ጥዕሙኒ 🇪🇷 🇪🇷እስራኤል ተኸዱ መዓስ ክፍለየኒ 🇪🇷 🇪🇷ዓዲ ሲኒት ፍቅሪ ኩሉ ዝርከባ 🇪🇷 🇪🇷ሃገረይ ሃግረይ 🇪🇷 🇪🇷ጸባ ዝሕለባ ባሓሪ ዝሕዛባ ክልተ ወዳባ 🇪🇷 🇪🇷ሃገረይ ሃገረይ ታርኽ ዝድባባ 🇪🇷 🇪🇷ኣወስትራልያ ከይደ መዓስ ጥዕሙኒ 🇪🇷 🇪🇷ዓዲ ዓረብ ከይደ መዓስ ጥዕሙኒ 🇪🇷 🇪🇷ኣፍርቃ እውን ዜረ መዓስ ጠዕሙኒ 🇪🇷 🇪🇷ናብራ ዓዲ ጋና ኣሰሓይታ ከይኑኒ 🇪🇷 🇪🇷ዓዲ ፍቅሪ ስኒት ኩሉ ዝረከባ 🇪🇷 🇪🇷ሃገረይ ሃገረይ 🇪🇷 🇪🇷ጸባ ዝሕለባ ክልተ ወደባ 🇪🇷 🇪🇷ሃገረይ ሃገረይ ታርኽ ዝድባባ 🇪🇷 🇪🇷ጎጎኺ ሃሪፈ ምስ ቅጫ ስገምኪ 🇪🇷 🇪🇷ሸዊትኪ ብሂገ መዓር ጽገናኺ 🇪🇷 🇪🇷እቶም ገዛውትና ፍሽኽታ ኣመሎም 🇪🇷 🇪🇷ጽምዋ ከይኑኑስ ሎሚ ናፍቀዮም 🇪🇷 🇪🇷ዓዲ ፍቅሪ ስኒት ኩሉ ዝረከባ 🇪🇷 🇪🇷ሃገረይ ሃገረይ 🇪🇷 🇪🇷ጸባ ዝሕለባ ክልተ ወደባ 🇪🇷 🇪🇷ሃገረይ ሃገረይ ታርኽ ዝድባባ 🇪🇷 🇪🇷መከራ ዝሕለፍኪ ኤርትራ 🇪🇷 🇪🇷ታርኽ ዝሰነድኪ ኤርትራ 🇪🇷 🇪🇷ፋሕ እልና ኣለና ኤርትራ 🇪🇷 🇪🇷ዘኽታማት ደቅኺ ኤርትሩ 🇪🇷 🇪🇷ሃገርይ ልበይ ዝምነዮ ሕልመይ ዝህንጦዮ 🇪🇷 🇪🇷በልጽኪ መዓርግኪ በዓይነይ ክርኦ 🇪🇷 🇪🇷ጥዑም ከስመዓኒ ጎታይ ለምነዮ 🇪🇷 🇪🇷ዓደይ ኣብደመይ እዩ እለ ነገረዮ 🇪🇷 🇪🇷ዓደይ ኣብ ደመይ እያ እለ ነገርዮ 🇪🇷 🇪🇷 ጣዕም ከስመዓኒ ጎታይ ለሚነዮ 🇪🇷 🇪🇷ስስ ስ ድድድድድ ይይይይይይ🇪🇷 🇪🇷ዘልኣለም ንበሪ ናትን ኣዲ ፍቕሪ 🇪🇷 🇪🇷ኣፍሪቃዊት ከኸብ ዓዲ ቐይሕ በሓሪ 🇪🇷 🇪🇷ነበሪ ንበሪ ናትን መምህር ክብሪ 🇪🇷 🇪🇷እሾኽ ኣይንክኣኪ ናትን ኣደፍቅሪ 🇪🇷 🇪🇷ኤርትራይ እያ ዓደይ ዘልኣለም ንበሪ 🇪🇷
@huruytesfay7984
@huruytesfay7984 4 жыл бұрын
ኤረይይይይ ፋሕ ኢልና ደቅኪ ጋሽ ባርካ ሞሶብና፡ ማሳዋን ዓሰብን ውደባትና፡ ሓማሰን ስገምን ስርናይን ኣለና፡ ዓንሰባ ኣራንሺን ቡልትግን ኣለና፡ ደቡብ ጣፍን ዳጉሻን ኣለና። ዝተረፈ ወስኩ ባልኩም።
@sms8733
@sms8733 4 жыл бұрын
I'm proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 love you ኤረና ዓደይ
@dejensemir767
@dejensemir767 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰😍⚘
@salaheldinibrahim3234
@salaheldinibrahim3234 Жыл бұрын
proud to be 🇪🇷Eritrean
@Gashbarkatv
@Gashbarkatv 4 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@yonaszerea6127
@yonaszerea6127 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@DanielTesfom-pq5jg
@DanielTesfom-pq5jg 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@ShawelayMeley
@ShawelayMeley 3 жыл бұрын
ከምዚ ኸማይ ዓድኻን ኣዴኻን ዝናፍቃ ድንግል ማርያም ወላዲ ኣምላኽ ሃገርና ትሃልወልና ብሰላም ዓድና ትምለሰናላይክ ኣግርጭው ኣቢልካኒ እስኪ ሕለፍ
@user-xl1bj1lb1b
@user-xl1bj1lb1b 4 жыл бұрын
ብሩከይ ሓንቲ ካባካ ዝምነያ ሓንቲ መዝሙር ካሴት ከተሕትም ሞ ኣብ ቅድሚ ሰባት ዘይኮነ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ዓቢ ዝና ክትረክብ ዩ
@ermilegebrezgi7734
@ermilegebrezgi7734 4 жыл бұрын
መጺካ ዶ ኣታ ኪንዲ ኩሉ ክንጽበየካ እና ከኒና ኣበት ግትሚ 100 ድምጺ 100 ዜማ 100 ካባኩም ደኣ እንታይ ክጎድሎ ኣጆኩም ኣብ ጎኑኩም ኣለና።
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 4 жыл бұрын
Ayneta jgna gtmi bro
@ehabfayed5578
@ehabfayed5578 4 жыл бұрын
ዓደይ ፍቅሪ ስኒት ኩሉ ዝርከባ ሃገረይ ሃገረይ ጸባ ዝሕለባ ባሕሪ ዝሕዛባ ክልተ ወደባ ሃገረይ ሃገረይ ታሪኽ ዝድባባ ግጥሚ 100% ዜማ 100% Nice job bro
@jmplays7716
@jmplays7716 4 жыл бұрын
I am in love with this music❤️. It’s amazing! Its makes me cry all the time I listen to it. I don’t know how many times I listen to it, The singer is so sweet as well. Well done Tedros🥰😍❤️.
@salisben8982
@salisben8982 3 жыл бұрын
Love Eritrea🇪🇷❤️ from Somalia ❤️🇸🇴
@assebchannel6735
@assebchannel6735 4 жыл бұрын
ብሩኽ ሰንበት! ብስም ለዋህ ኣዴታትና ብስም ኤርትራ ሃገርናን ኣብዛ ኮመንት ላይክ ሃብና!
@user-st7gm9od9b
@user-st7gm9od9b 4 жыл бұрын
ቴዲ ሓደ ካብቶም ኣለዉና ንብሎም ሓለይቲ ህዝቦም ዝኾነ ስነ ጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቴዲ ሓወይ። ስደት ስደት ሙኻኑ ኣይተርፎን ዩ የሕዋተይ ብስኒት ንሕለፋ ነዛ ሓጻር ግዜ የሕዋት። ኣምላክ ሃገርና ይባርኸልና የሕዋተይ።🇪🇷🇪🇷
@Real_Osman
@Real_Osman 4 жыл бұрын
Tetenkife Adena B selam nmeleselo gieze yhabena 🤲🏽🤲🏽🤲🏽
@samikibreab2962
@samikibreab2962 4 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ምስ ሰምዕኩ ትርግታ ልበይ መሊሱ ገዲዱ ናፍቆት ገዛውተይ ኮታ ኩሉ ክጸሮ ኣይካኣልኩን ኦ ፈጣሪ እምነትና ፍቅርካን ካብ ሓጥያትና ንላዕሊ ዩ ሞ ሰላምካ ኣይፈለየና ።@ wiz azmarino።
@fqriaalo7644
@fqriaalo7644 3 жыл бұрын
Amen
@mussiemesfun1941
@mussiemesfun1941 4 жыл бұрын
ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና
@rahasetaraya4217
@rahasetaraya4217 4 жыл бұрын
ደቂ ኤሬይ ሓላላት ሓደ መዓልቲ ኣብ ንፈትዋን ነፍቕራን ሃገርና ከትሓቃቀፍ ኢና።
@amanuelmengs9699
@amanuelmengs9699 4 жыл бұрын
❤️❤️😘🙏 ajoki
@user-ie5jo1kh9s
@user-ie5jo1kh9s 8 күн бұрын
😢​@@amanuelmengs9699
@obieri9382
@obieri9382 3 жыл бұрын
Its been three months since this beautiful song posted, but never seen it till today, what a big chapter I was missing. So proud to be EriTrean! Love and peace my ppl. Thanks much ስነ-ጥበባዊ T.K!
@abdikafiahmed6009
@abdikafiahmed6009 3 жыл бұрын
Am Somali but love this song tho I don’t understand ❤️❤️❤️🇪🇷
@awit4774
@awit4774 4 жыл бұрын
እኔ የኢትዮጵያ ነኝ ግን ኢረትራን በጣም ነው የምወደው
@Moneyalo4588
@Moneyalo4588 4 жыл бұрын
መን አሎ ሕጂ ከምዝከማይ እቲ ኩሉ ዝበሎ እቲ ናይ ቀደም አብ ግዜ ንእስነቱ ዝናፈቆ አስመራና ♥️♥️♥️
@yordanosandetsion5932
@yordanosandetsion5932 4 жыл бұрын
I love this song I love you eru shikor eruyayyyy I don't know why I'm so crazy about my country Eritrea I always think about my country Eritrea 😥👍❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷👍👍❤🇪🇷🇪🇷
@elsazeray2130
@elsazeray2130 4 жыл бұрын
the same me
@yordanosa9646
@yordanosa9646 3 жыл бұрын
The best of 2020 Eritrean Song. I like it I proud of you.
@sarajoh313
@sarajoh313 3 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍
@esayasweldab8402
@esayasweldab8402 3 жыл бұрын
Yes
@sahrasaciid9646
@sahrasaciid9646 3 жыл бұрын
my sister beautiful thanks ❤️❤️❤️❤️❤️
@erenastar5779
@erenastar5779 3 жыл бұрын
@@sahrasaciid9646 .
@lucianoadriani4964
@lucianoadriani4964 Жыл бұрын
K@@sarajoh313
@EFRA1987
@EFRA1987 4 жыл бұрын
ኤርትራ ክብል እንከሎስ ንበይነይ ድየ ንብዓተይ ጀለብ ዝብል ዘሎ 😭 እዛ ደርፊ ብ audio ምስ ተዘርግሐት ኣትሒዛ ያ ክትሓቅየና ወሪሓ ሕጂ ድማ ምስቲ ብሉጽ ክሊፓ ካብ ትማሊ ክሳብ ሎሚ ዳመላለስኩ ይሰምዓ ኣለኹ ልበይ ሓፍ ሓፍ እናበለኒ
@samuelbrhane9226
@samuelbrhane9226 4 жыл бұрын
Misaki aleku abiza
@essawfrezghi8698
@essawfrezghi8698 4 жыл бұрын
Agoka/ki keribna eya adina kinkeyd
@essawfrezghi8698
@essawfrezghi8698 4 жыл бұрын
Agoka/ki keribna eya adina kinkeyd
@essawfrezghi8698
@essawfrezghi8698 4 жыл бұрын
Aziyu bulux Sirah Hade derafax ab minkah Hzibi Abi tera alewo. Kexilo kexilo Kisab adna nmles Thanks
@efremgebrangus6764
@efremgebrangus6764 4 жыл бұрын
Misaka aleku wedi Eri
@user-rx2dx7ns1v
@user-rx2dx7ns1v 4 жыл бұрын
ዓድካን ኣዴካን ዝናፈቅካ ንክብረን 1k LIKE
@Luniist
@Luniist 3 жыл бұрын
This the best song , I advice you and all our Eritrean artists to put your songs on iTunes so that you would get sale. I would buy your songs in heartbeat.
@medhanyeghiorghis7540
@medhanyeghiorghis7540 3 жыл бұрын
One of the BEST ERITREAN SONG EVER created! Very timely too!!!
@hagertesfalem285
@hagertesfalem285 4 жыл бұрын
እዘን እዋናውያን ደርፊ ቴድሮስ & ናሆም (ሑቢ) ገለ ተስፋ ሂበናኒ ከምዚ ተኣኻኺብና ዓድና ንምለስ ዘለና ኮይኑ ተሰሚዒኒ! ፈጣሪ ናይ ልብና ይራኣየልና፡፡
@axumawie8642
@axumawie8642 4 жыл бұрын
Tselmat matsei +hegdafe atefiu adena yetewana
@lulrbahri
@lulrbahri 4 жыл бұрын
amen deqi adey
@antihgdef
@antihgdef 4 жыл бұрын
ኤርትራውያን ዕርድና ሸክ ኢብራሂም ሱልጣን ን ወልደኣብ ወልደማሪያምን ሓድነትና ዝፍትን ወይከ። ጽቡቅ ስራሕ ሓወይ nice.
@saeedshelebi6077
@saeedshelebi6077 4 жыл бұрын
ያ ኤረትራውነት ኩቡር መንነት :ሓድነት ከይተረድኦም ዝዝምርዋ እንዳበዝሑ ይሕዝነና እምበር :ሓድነት ምክብባር አለ አየ ዝኣምን :ልክዔ ከምታ ትምንያ ንነብስኻ :ንካልአ ወዲ ሃገርካ ምምናይ ማለት አዩ
@meazaafeworki6959
@meazaafeworki6959 4 жыл бұрын
well done Tedros. You brought all the memories what we miss about our Country. Yes, we Came to other country to live better but its hard. Our Country is the best with everything. Peace.hope and full of love and a colourful place to live and very miss-able too. God bless you. Its a good job.
@bilinasmini3480
@bilinasmini3480 4 жыл бұрын
Scheise
@abdyasn4568
@abdyasn4568 3 жыл бұрын
Powerful massage to all Eritreans 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Thanks my Hero🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💪💪💪💪💪
@SEARE.
@SEARE. 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ሃገረይ ሃገረይ ምስ ኩሉ መከራን ሽግርን መሊስካ ትናፈክ ሃገርና ኤርትራ ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና
@thankyou1442
@thankyou1442 4 жыл бұрын
ኣሜን በሉ ክምርቀኩም ወሊድኩም ሳዓሙ ንወላዲትኩም ስዒምኩም ኣልዒልኩም ተፋነዉ
@user-bg1tk8qr4e
@user-bg1tk8qr4e 4 жыл бұрын
Amen Halaley natey
@thankyou1442
@thankyou1442 4 жыл бұрын
@@user-bg1tk8qr4e ኣሜን እማየ ይሆናል
@Gelilatube788
@Gelilatube788 4 жыл бұрын
Amen Zarkey
@rahelembaie3061
@rahelembaie3061 4 жыл бұрын
Amen 🙏 ክንደይ ከ ይጥዕም ምረቃ
@kakafly5490
@kakafly5490 4 жыл бұрын
I'm a Muslim but Maryam asmera mis bele gezawtena teraeyoni be nafukot tebelia Zihalefe fekerna & Negdet enda Maryam zekere ne beyney yenebe Alku😭😭. Ahe Eweay Gize regum😏
@j.o.k.e.r5278
@j.o.k.e.r5278 4 жыл бұрын
😆❤️
@AdulisKing
@AdulisKing 4 жыл бұрын
🇪🇷🙏🏽
@abrahamkesete5862
@abrahamkesete5862 3 жыл бұрын
Habibi !!! ❤️ The same here 😔😭
@user-dj9ui3wc8m
@user-dj9ui3wc8m 3 жыл бұрын
Stay strong buddy I think nekulu gezie alwo
@mekidiappyube1850
@mekidiappyube1850 3 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍ ይሄንን ዘፈን ስምቼ አልጠግቡ አልኩት ትርጉሙን ግን አላውቅም በጣም ነው የምውድው
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b 4 жыл бұрын
ኣጀኩም ኣሕዋተይ ፅባሕ ራህዋ ክኸውን እዩ ካብ ሓፍትኩም ጓል ትግራይ ከማኩም ስደተኛ
@emaftawuferien3301
@emaftawuferien3301 4 жыл бұрын
Tanks nkulatna abay seb ❤️
@sirakteklu7317
@sirakteklu7317 Жыл бұрын
Thanks gal tigray mekseb nkulna
@user-ie5jo1kh9s
@user-ie5jo1kh9s 17 күн бұрын
​@❤sirakteklu7317
@mustafaabdrahman4769
@mustafaabdrahman4769 4 жыл бұрын
መርሐባ ደቂ ባሕሪይ ነገሰታት ቀይሕ ባሕሪይ ደቂ ላዋህ መሬት ደቂ ታሪክ ኤሬትራ እምባሕ በሉ መጺኡ ጊዜና አብሺሩ
@BossBoss-ym1lg
@BossBoss-ym1lg 3 жыл бұрын
*WE Miss all Eritrea*
@downunder507
@downunder507 2 жыл бұрын
I’d like to thank Ayneta and Teddy for timely and timeless song. It’s absolutely true and touching to the bone. I’ve not seen my beautiful country since my unforgettable childhood in Depozito back pre 1986. I’m now in Australia (it’s heaven on earth) but always missing my Eritrea big time. I hope things will get better and show my kids their roots….& reconnect very soon……🕊
@user-xf3cx7qu3p
@user-xf3cx7qu3p 4 жыл бұрын
ኣታ ኣነ እምበር በዚ ወዲ ተጸሊለ በቃ ክገልጸካ ኣይክእልን በቃ ቡሉጽ ናይ ቡሉጻት ኢካ ኩሉ ስራሓትካ ጥበብካን ዓቢ ትምርቲ ዘሎዎ ኢዩ ሰጉመለይ ኣይትተዓንቀፍ እስኪ ወዲ ሓላል መሬት ደቂ ኤረይ ኣብዘለኩሞ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልኩም ፈጣሪ መሬት ሃገርና የርግጸና ደቂ ሓላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪☝️❤🕌
@temesgenfetari3088
@temesgenfetari3088 4 жыл бұрын
welkom wedi eriy meksebey natey like eske habuley nezi hawena 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💒🕌💒🕌🔐
@febenfebu487
@febenfebu487 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ወዲ ምንዱፊ ጻዕዳ ወዲ ኤሪ ጅግና
@iamher3023
@iamher3023 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣንቢዕካኒ 😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
@-erobitmedia7058
@-erobitmedia7058 4 жыл бұрын
ኣሰይ ሎም ቕነስ ተስፋ ብተስፋ አምበር ጌርኩምና ሽኮሪናታት ስነ ጥበባውያንና። በሉ ከም ኣፍኩም ይግበረልና። ደቂ ኤሩ በሉ ኩልና ን ኣየር ትኬትና ገንዘብ ነዋህልል። ኣብ ማሳዋ የራኽበና🥰🥰🥰🥰🥰
@eriafrimedia9487
@eriafrimedia9487 2 ай бұрын
I am soooo happy for your released from the ethiopian government prison today ❤. Tsaedu jigna Eritrean arist 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@hanaaraya1653
@hanaaraya1653 4 жыл бұрын
Omg am so proud of you, this song is the best not only best it’s best best, I want to go to my country for long time and I feel lonely here in America not cuz I don’t have family and friends I have family fans friends here but I still misss my country. I wish that my country is peace and have good freedom because I want to be at my country not here in America.... miss my country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-po6vy9gq2q
@user-po6vy9gq2q 4 жыл бұрын
ፈጣሪ ብ ሰላም ዓዲኩም ይምለስኩም የሕዋት ሓፍትኩም ካብ ዓጋመ
@selamyemane1640
@selamyemane1640 4 жыл бұрын
Amennn kbret yhabelna haftey
@hagosgebru124
@hagosgebru124 3 жыл бұрын
Amen amen amen lebam abay seb kibret yhabki fetari
@elsahagos1792
@elsahagos1792 3 жыл бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@wintateklemariam3384
@wintateklemariam3384 3 жыл бұрын
Amen thank you 🥰🥰
@user-ki9ol1yy4q
@user-ki9ol1yy4q 4 жыл бұрын
እንቋዕ ብሰላም መጻኻና ቴዲ ካናሪ ድምጹ ላይክ እስከ ርገጹ ደቂ'ታ ሓላል መሬት
@wediasmera1263
@wediasmera1263 3 жыл бұрын
I can't stop listening to this beautiful music. Thanks bro you are the best ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷 much love my brother ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gnnmntay4938
@gnnmntay4938 4 жыл бұрын
መን ኣሎ ዘስተውዓለላ እዛ ደርፊ ሰለስተ ዓይነት ህርመት ኣለዋ
@mezeweinidori4209
@mezeweinidori4209 4 жыл бұрын
Arbaete u
@matistudio596
@matistudio596 3 жыл бұрын
Abti twexe abti ttht
@jetuwedigezae232
@jetuwedigezae232 4 жыл бұрын
ስዋ አንዳ ሰብ ማይ መመላአቱኡ ይብሉ ዓበይቲ መሲሉና አንበር ናይ በሓቂ ዓድካ አዩ ጥዑም.ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቴዲ
@ezghihayishmatiwos7385
@ezghihayishmatiwos7385 4 жыл бұрын
ቴዲ ሓወይ እምበሳ ፋርስ ወዲ ኤሪ ይበል ስራሕ ኩሉ ግዜ ናትካ ዝድነቅ እዩ ። በሉ like sher nbelelu deqi erey netebabayom snetbebawyana
@EriUsa
@EriUsa 3 жыл бұрын
I miss so so much my Eritrea 🇪🇷 adey. Peace and unity. TuAum kesmeAni goyta lemineyou. I like that.
@user-gt7br2xs8x
@user-gt7br2xs8x 3 жыл бұрын
ወይኔ በስንት አመቴ አገኝውት በጣም ብዙ ግዜ ስፈልግ ስፈልግ ዛሬ ተሳካልኝ ትርጉሙን ግን ለናተ ትቻለው ውድድድድድ🤩
@user-gt7br2xs8x
@user-gt7br2xs8x 3 жыл бұрын
@wedibashay Ok sis/bro I like you music🎵🎧 thank you so much💖
@yonmik9002
@yonmik9002 4 жыл бұрын
Adun, sdruun bhafesha n eritrea znafeke like ytsket
@user-bi8nf7xl6f
@user-bi8nf7xl6f 4 жыл бұрын
ዓሕ! ምስ ባባናን ማማናን ከለና ብሰንኪ ስደት ዝዘኽተምና😭 ምስ'ቶም ንፈትዎም ስድራቤትና ንራኸበሉ ግዜ የምጻልና ፈጣሪ ደቂ ኤረይ🇪🇷🙏❤️❤️
@user-tp2yf2vp5j
@user-tp2yf2vp5j 4 жыл бұрын
ኣቦይን ኣደይን ምድረ ባሕሪ በል፡ ባባን ማማን ኤርትራን ግን ኣብ ጥልያን ድለዮም
@user-bi8nf7xl6f
@user-bi8nf7xl6f 4 жыл бұрын
@@user-tp2yf2vp5j ?
@lovyoumam7932
@lovyoumam7932 4 жыл бұрын
Abiet ewe bnafkot ko tehamisna habibi
@user-tp2yf2vp5j
@user-tp2yf2vp5j 4 жыл бұрын
@@user-bi8nf7xl6f ፧
@sarajoh313
@sarajoh313 4 жыл бұрын
@@user-tp2yf2vp5j Digitale wayane donkro
@efanameafen2418
@efanameafen2418 4 жыл бұрын
ትግራዋይ ኢየ ራህዋን ሰላምን ነዓኹም ኤርትራውያን የሕዋተይ ምሳኹም ሲ መን ኮን ፈላሊና ብኩሉ ሓደ ኢና ኣነ ወላ ፅልኡኒ ሓውኩም ኢየ ኣሕ ፍርቂ ዕድሜና ኮይኑ
@SEARE.
@SEARE. 4 жыл бұрын
በሓቂ የሕዋት አና ንሕና ክሳብ ዘይለበምና ግን ሽግርና ክፍታሕ ኣይክኤልን አዩ
@user-hz7kw7kl3b
@user-hz7kw7kl3b 4 жыл бұрын
Love u broo ድሕሪ ሕጂ ንጽልኢ ቦታ ዘይምሃብ።2 የሕዋት ኣብ ክልተ ሃገራት።
@kahsaymusazghi5054
@kahsaymusazghi5054 4 жыл бұрын
Nehna ewn azyna ena neftwkum wala ente texarefna nay lebna aykknen special hizbey tigray love 💘 one
@saeedadam92
@saeedadam92 4 жыл бұрын
የሕዋት ኢና ሐደ ሰብ ንሰብ ድጸልእ እንተድኣ ኮይኑ ገጋ እዩ እቲ ፓለቲክ ንሕና ንዕኡ ክንርእይ የብልናን ዋነታትኡ ኣለውዎ ኣብ መጨረሻ ንሕና ኣስላማይ ክርስትያን ኤርትራዊ ትግራዋይ የሕዋት ኢና
@SEARE.
@SEARE. 4 жыл бұрын
@@saeedadam92 👍👍👍👍
@wediflansa4160
@wediflansa4160 4 жыл бұрын
🙏🇪🇷🙏ሸለው በል ናብዛ ምድረ ነገስታት እምበር መጺኒ 😎
@abeltedros8380
@abeltedros8380 4 жыл бұрын
ኣታ እዚ ወዲ መትሓዚ ተሳኢንዎ ጅግና ብሓቂ like በጃኩም ሓቡኒ ደቂ ደይ
@binyameyobhabte6095
@binyameyobhabte6095 4 жыл бұрын
Deki mundufey like eske habuley nezi Legende
@awetbeletse7025
@awetbeletse7025 4 жыл бұрын
Eritreawi Mukanu ena nfelit nhna arku
@awetbeletse7025
@awetbeletse7025 4 жыл бұрын
@@qwerygcxrfsw2570 😂😂😂
@awetbeletse7025
@awetbeletse7025 4 жыл бұрын
@@qwerygcxrfsw2570 entay dea mo kinblom ena Mendefera si ab Eritrea eya trkeb Tedi kea n kulu Eritreawian eyu derifwo kemey elu eyu deki Mendefera dbil delo 🤔🤔🤔🙏🙏
@eritreaeritreacanel1695
@eritreaeritreacanel1695 4 жыл бұрын
Munduf xadi ❤❤🇪🇷
@bereketkidane8377
@bereketkidane8377 4 жыл бұрын
Mekina Lover ❤️❤️🙏🏻🙏🏻❤️❤️
@jordanyordanojames6224
@jordanyordanojames6224 3 жыл бұрын
Omg I’m in love with this song, good job the best music of 2020
@GualZaid
@GualZaid Жыл бұрын
Hagerey Eritrea Always #1 ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-xz4mr6gc7x
@user-xz4mr6gc7x 4 жыл бұрын
እንቋዕ ኤርትራዊ ኮይነ ተፈጠርኩ ካብዚ ጅግና ህዝቢ፡ ኤርትራውነት እቲ እንኮ ኣብ ደም ዝሰርጽ ፍሉይ ክቡር መንነት ብምውናነይ ንኣምላኸይ ምስጋናይ ደረት የብሉን ክብርን ሞጎስን ነቶም ከም ሽምዓ መኺኾም ልኡላዊት ሃገር ኣረኪቦሙና ዝሓለፉን ነቶም ዳግማይ ብደሞም ልኡላውነታ ዘውሓሱን መወዳድርቲ ኣልቦ ሰማእታትና። 🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@semharweldemicael8844
@semharweldemicael8844 4 жыл бұрын
exactly🙏❤
@helenbghebremehari2023
@helenbghebremehari2023 Жыл бұрын
Amen!
@abrahamabraham3749
@abrahamabraham3749 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብ ልብና ወትሩ እንሓስቦን ንምነዮን ናይ ልበይ ረኪብካያ ኤውሮጳ ከይደ ማዓስ ጢዓዒሙኒ በጃ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 መዓረይ ጥበብካ ይሰስን ወገነይ ወዲ ዓደይ ሓላል !
@saye9sm470
@saye9sm470 4 жыл бұрын
ኣደይን ዓደይን ናፊቀ😔❤❤❤
@Wedi99965
@Wedi99965 3 жыл бұрын
Aseyyyyyyyyyy adey nafike we tebaetay derfi nay 2020🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💯💯💯💯
@mosstsegay6177
@mosstsegay6177 4 жыл бұрын
ዓደይ ናፊቀ.....🤦‍♀️🤞 ዓደይ ናፊቀያ ኤርትራ ዓደይ ወናኒት ታሪኽን ክብርን ወረጃ ዝህዝባ ለዋሕን ጸዋርን ኣነስ ኣይካኣልኩን ዓደይ ናፉቀ ንስኻትኹም ከ.....ሃገረይ ሃገረይ ❤️💙💛💚🇪🇷👊
@semharhabte1748
@semharhabte1748 4 жыл бұрын
Ufffff ata Amlak bejaka eba nayzi meski hzebi xelot temelketo🙏🙏🙏
@Rahel_Abraham
@Rahel_Abraham 4 жыл бұрын
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷love to Eritrea and all Eritreans
@filimont1713
@filimont1713 4 жыл бұрын
Thank for your vivid explanation of my beautiful country and people. I wish we could all go back home to our valued culture and lovely people. It’s my dreams that we become economically stable for all of us to return. I love this this song keep it up my brother
@binyamabreha478
@binyamabreha478 4 жыл бұрын
ናይ ብሃቂ ጽቡቅ ስራሕ ቴዲ ጅግና ኣካክቦ ይፍጠረልና ፋሕ ኢልና ዘለና
@saniabdou426
@saniabdou426 4 жыл бұрын
ወዲ ኣብራሃ ጅግና ብቴዲ ጹሉ ኢካ
@amanmoss5812
@amanmoss5812 4 жыл бұрын
🇪🇷ሓንቲ ኤርትራ 🇪🇷 ዘረባ ዘይብላ፣ጽፋፍ ስራሕ።
@sunnysideup5150
@sunnysideup5150 2 ай бұрын
Tedros ,you are unique artist god be with all the time we love you 🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷🙏🏾👍🏾🌺
@habuwithsweetdreams7620
@habuwithsweetdreams7620 3 жыл бұрын
ብልበይ ዝምነዮ ብሕልመይ ዝህንጠዮ ጸቢቅኪ ማዕሪግኪ ብዓይነይ ክርእዮ 21/11/2020.💘💘
@ksanethagos1105
@ksanethagos1105 4 жыл бұрын
I'm proud to be eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷I love
@rakiraki1231
@rakiraki1231 4 жыл бұрын
@@NoorNoor-wr2jf 90il H
@fnotttkeshi6035
@fnotttkeshi6035 8 күн бұрын
Me too ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SaMikael
@SaMikael 4 жыл бұрын
ሞራል ምሃብ ኣይንህመቅ ደቂ ኤረይ ሞራል ንሃቦ ነዚ ሃዉና🇪🇷
@loriwaterson6852
@loriwaterson6852 3 жыл бұрын
One of the best songs of 2020! May God grant peace to our Eritrea 🇪🇷
@abdumohamed5701
@abdumohamed5701 4 жыл бұрын
Touching song. Bravo Tedros!!!!
@asmeromgebremariam
@asmeromgebremariam 4 жыл бұрын
ዓደይ ናፊቀዮ ኑዑናይ ኑዑናይ ደቂ ኤረይ ስደት ዘርሞ ዘርሞ ጌርና ዓድና ክንምለስ ኢደይ ኢድካ ንበል።
New Eritrean Music By Tedros Kahsay (Xaedu) ኣታ' ወገነይ 2021
4:48
Tedros Kahsay ( Xaedu )
Рет қаралды 1,7 МЛН
Пранк пошел не по плану…🥲
00:59
Саша Квашеная
Рет қаралды 5 МЛН
WHAT’S THAT?
00:27
Natan por Aí
Рет қаралды 13 МЛН
Inside Out 2: Who is the strongest? Joy vs Envy vs Anger #shorts #animation
00:22
What it feels like cleaning up after a toddler.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 77 МЛН
Kiros Asfaha - Emo Dema Sleki  (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:57
Kiros Asfaha
Рет қаралды 1,1 МЛН
Eritrean music Guayla By Tedros kahsay ( xaedu)
24:14
𝔻..𝕐2 𝔼ℕ𝕋𝔼ℝ𝕋𝔸𝕀ℕ𝕄𝔼ℕ𝕋 ዲYቱ
Рет қаралды 1,6 МЛН
ВОДА В СОЛО
0:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 26 МЛН
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
0:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 13 МЛН
Самый Молодой Актёр Без Оскара 😂
0:13
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 11 МЛН
When an RV meets a zombie outside #rv
0:21
campingWorld
Рет қаралды 30 МЛН