ሰፊሕ ቓለ መጠይቕ ምስ ስነ ጥበባዊት ርግኣት ተኽለ 2 ክፋል interview with Artist Righat Tekle 2023 part 2

  Рет қаралды 230,076

ADEY Entertainment Africa

ADEY Entertainment Africa

Күн бұрын

Пікірлер: 1 500
@imamsuleman3323
@imamsuleman3323 Жыл бұрын
ክብርቲ ለባም ለዋህ ስነጥበባዊት ሓፍትና ርግኣት ዕድመንጥዕናን ይሃብኪ ኣጆኺ ኣብ ጎንኺ ኣለና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወክን ነኽብረክን ❤ :: ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ካኣ ምሳኺ እዩ ስኽፍ ኣይበልኪ ሓርበኛ ተጋዳሊት ኢኺ:: ምእንታና ዋጋ ዝኸፈልኪ ኢኺ እሞ ኣብ ርእስና ኢና ንሰቅለኪ👍❤️😘
@biniamhaile1301
@biniamhaile1301 Жыл бұрын
ኣዚዩ ደስ ዘብል ኣገላልጻ ክብርቲ ወላዲት ህዝብና ፋሕሊሉ ፎቖድኡ ውሉድ ካበወላዲኡ ሰድራቤታት ተባታቲነን እቶም ላባማት ዝበልክዮም ሓለፍቲ ህዝቦም እንዳጠፈአ ዝድቁሱ እዮም እሞ ዘይናቶም ኣይትሃብዮም ብዝተረፈ እቶም ንቃላትኪ ወሲዶም ዘይመልክዑ ዘትሕዝዎ ዘለው ኣይትገደስሎም ንዛ እያ ዓቅሞም ኣጆኺ ✝️
@romanroman2419
@romanroman2419 Жыл бұрын
ብሓቂ ማማ ርግኣት መግለፂ የብለይን ንዓኺ ጀግና ለዋህ መምህር ፍቕሪ እኺ ዕድመን ጥዕናን ይብኪ ኣምላኽ🙏🤲🙏🥰🥰
@sndug3394
@sndug3394 Жыл бұрын
ኣነስ ትግራወይቲ እየ ግን ዋላ እኮ ኤሪትራዊ ኩኒ እ ንበር ኣዶ ኩለና ኢኪ እሞ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኺ ምስ ሐደ ወዲኪ ብሰላም ይራክበኺ🙏
@yoelmarkos2004
@yoelmarkos2004 Жыл бұрын
ናይ ሞንጆሪኖኪ ወግዒ እሞ ስምዒ ቆማል
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 Жыл бұрын
ቆርባዕ
@koala10ish
@koala10ish Жыл бұрын
እሞ ንዓጋመ ክምርዓው ከ አፍቂድኩሉ ዶ አቲ ለኽባጥ፧
@MusluyAykonkun
@MusluyAykonkun Жыл бұрын
@yoelmarkos ባርያ ክንስካ ንሰባት ክትጻረፍ ምድፋርካ ድፍረት ጥራይ እዩ። ሓሳብ ኣልቦ - መካን ሓንጎል
@merhawitembaye3813
@merhawitembaye3813 Жыл бұрын
@@yoelmarkos2004 resah melhas
@asmerawityas6538
@asmerawityas6538 Жыл бұрын
I love this woman, she is pure human. Good luck to you and your son.❤
@sawatube
@sawatube Жыл бұрын
ርግአት ክትዛረቢ ከለኪ ንብዓተይ መጹኒ ለባም ዓባይ ሰብ ንበዓል ቤተይ ከምዚ ንበዓል ቤትኪ ገርኪ ዝገለጽክዬ ክገልጾ ተመንየ ሰብኡትና ነክብር ሰብኡትና የህዋትና አቦታትና ደቅና እዬም ❤❤
@fnanbruk
@fnanbruk Жыл бұрын
"ፈጣሪ ክፈጥረኒ ዘይጸገሞ :ከንብረኒ ኣይጽግሞን ኢዩ" ቃል ክብርቲ ወላዲት ኣዴና ርግኣት
@ማርያምሆይኣማልድሽ
@ማርያምሆይኣማልድሽ Жыл бұрын
ማማ ርግኣት ክብርቲ ብልጽቲ ስነ - ጥበባዊት ኣደ ኩሉ ብሓቂ ኩሉ ዝብሃል ንዓኪ ኣይንታይክን እዩ ንስኪ ልዕሊ ኩሉ ኣብ ኩሉ ዝተሳተፍኪ ብልጽቲ ኢኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላክ እስራኤል ጎይታ ሰራዊት ምሉእ ምሕረት ይሃብኪ ።
@sebkedem9410
@sebkedem9410 Жыл бұрын
All i can say is you are the mother of the year.God bless you abundantly .
@kabualem110
@kabualem110 Жыл бұрын
ቓል ኣምላኽ ከምዚ ይብል ነታ ሓቒ ክትፈልጥዋ ኢኹም ንሳ ድማ ሓራ ክተውጻኩም እያ ይብል ፡ ኣነ ብወገነይ ሓርበኛ ተጋዳሊት ክብርቲ ሓፍተይ ርግኣት ኣዝየ ባኣኪ ይሕበን ወረጃ ኣደ ኣኽባሪት ኢማንኣን ወዳን ህዝቢ ኤርትራን❤❤❤❤❤❤ ብምቕጻል ናይዛ ምድሪ ዝናን ሃብትን ፈንፊንኪ ናይ ወንጌል ሓርበኛ ብምኻንኪ ደስ ኢሉኒ ተባረኺ ከማኪ ኣዴታት ነታ ምድርና የብዝሓላ ንበረከትና ኹኒ 🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇦🇿🇦🇿
@ThtnaTv
@ThtnaTv Жыл бұрын
ሰሚዕካ ዘይትምኖ ጥዑም ጥራይ ዘረባኣ ናይ ሓቂ ምስሊ ኣደ፡ ን ማማ ርግኣት ዝፈቱ፡ ላይክን ሳብስክራይብን ጌሩ Family ንኹን። Wow መግለጺ ኣልቦ።
@asureda6399
@asureda6399 Жыл бұрын
ኣነ ትግራወይቲ እየ ግን ብጣዕሚ እዩ ገሪምኒ እዛ ኣዶ ጅግና ተጋዳሊት እያ አብ ክንዲ ዕረፍታ አብክንዲ ክብረታ ኣንጋላትዕምክምዋ ዋይ ታይ ካም ዝብል ኣይኀልጢ ብሓፅሩ እዚ ንዓአ ኣይግባኣይ እዛ ሰብ ዕረፍቲ የደልያ ዕረፍቲ የድልያ ኣሎ ማማ ርጋዓተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ናትኪ ስራሕ ኢና እናረኘና ኢና ዓብይና ናይ ሰብ እንተ ሰምዕካ የዕብደካ እዩ አይትስምዕዮመሰ ኣይትመለሰስሎም❤❤❤❤
@መለይ-ወ2ኰ
@መለይ-ወ2ኰ Жыл бұрын
ብጣዕሚ ብስልትን ለባምን ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማማ ርግኣት❤❤❤
@Eden-tc1sj
@Eden-tc1sj Жыл бұрын
Love hearing you mama Regat, በስመአብ ለባም ማማ ረግብ, አድመን ጥዐናን የምንየልኪ. ዋይ ዘርበአ ከጥዐም, ነውሕ አድም ተመየልኪ መዓር አፋ
@sarontewelde4500
@sarontewelde4500 Жыл бұрын
ኣይተፈላለናን አንዳበለትካስ መመሊስካ ትሐታ ኣብ ውልቃዊ ሂወት ናይ ሰብ ማዕረ ክንድዚ ጥልቅ ኢልካ ምጉርጓር ልክዕ ኮይኑ ኣይስመዓንን ብዝኾነ ከተማሐይሽዎ ተስፋ ይገብር ሳብስክራይብ ከኣ ጌረልኩም ኣለኹ
@adhanetzerehannes6937
@adhanetzerehannes6937 Жыл бұрын
I know so annoying! I’m so proud of her how she handled all the interview. So talented
@abelsolomon8055
@abelsolomon8055 Жыл бұрын
Ita zdeharet hito dhayu tigebri do inber kia tgeded?
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 Жыл бұрын
ወላ ናዓይ ገሪማትኒ
@selamtadese607
@selamtadese607 Жыл бұрын
Wlqawi htotat kemthtet felita ekoya qeriba
@Tom-lc9hk
@Tom-lc9hk Жыл бұрын
Ztexahfe hto u hatitu goney
@elilta70
@elilta70 Жыл бұрын
ብሐቂ ጅግና ኢኺ ርግአተይ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ስድራኺ የራኽብኪ ይአኻኽብኩም💙💙💙
@abrehaletesfay9007
@abrehaletesfay9007 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@shallomshallom3844
@shallomshallom3844 Жыл бұрын
ማማ ርግኣተይ እንታይ እሞ ክንብል መግለጺ ስኢነሉ፡ ኣዚኪ ብልጽቲ ኣደ ኢኪ ፡ኣምላክ ዝሃበና ብርክቲ፡ጅግና፡ ቃላትኪ ልቢ እዪ ዝትንክፍ፡ ከምዚ ኢልኪ እንዳ ወጻኩ ን ብዙሓት ከምትምህርን ብዙሓት ከምዝልወጡን ይኣምን እየ፡ ካባኪ ብዙሕ ኢና ክንጽበ፡ ተባረክልና ፡ሰስንልና፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ፡ ጎይታ የሱስ ኣብሊጹን ኣዕዚዙን ይባርክኪ፡ማማ ርግኣተይ።
@gechemeche6258
@gechemeche6258 Жыл бұрын
Eza nay Enda Ayele Family zibeleta Ane abti club yserh sle zineberku kulu tkikl ala mama Rigat Yearukutu NFRESELAM wn Panino Berger gzalna enabelu yrbshwo neyrom eten zirekeben kab degeftu ziteshelemen ygezalom neyru .Ezi gn zeykewn eyu zizareb so proud of mama Rigat❤❤❤❤❤❤
@FixumBinyam
@FixumBinyam Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤wawww bhqi 1 ኣምላኽ ብዙሕ ሳዕን ብብዙሕ መገድን ቀደም ነቦታትና ብነብያት ገይሩ ምስ ተዛረቦም፡ 2 ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ንኣና በቲ ወራስ ኵሉ ዝገበሮ ብእኡውን ዓለም ዝፈጠረ ወዱ ገይሩ ተዛረበና፡ 3 ንሱ ናይ ክብሩ ነጸብራቕን ቅርጺ ባህርዩን ከሎ፡ ኵሉውን ብሓይሊ ቓሉ ጸዊሩ ኸሎስ፡ ምንጻህ ሓጢኣትና ምስ ገበረ፡ ኣብ ላዕሊ ኣብ የማን ግርማ ተቐመጠ።
@hagertesfay7609
@hagertesfay7609 Жыл бұрын
ክብርቲ ወላዲት ማማ ርግኣት ኣብ ሊዕሌኪ ዘለኒ ክብሪ መወዳአታ የብሉን ንስኪ ሓንቲ ካብተን ክብረን ዘይቅነስ ክብርቲ ወላዲት ኢኪ ኣምላኽ ምሉአ ምሕረት የውርደልኪ ❤❤❤
@senaitmengstab2163
@senaitmengstab2163 Жыл бұрын
አምላኽ ይባርኪ እቲ ታአምኒዮ አምላኽኪ ምሕረት ይወርደልኪ ናይባሐቂ ወረጃ ሐብተይ ልበይ መሊኡ በቲ ለባም አዛራርባኺ ፍቅሪ አምላኽክን ህዝብኽን ክትገልጺ ኸለኽስ እግዝአብሄር ፍቅሩ የብዝሐልኪ ዛሐብተይ ብአምላኽ ክበሪ አሜንንን❤❤
@ereytesfaalewafithi46
@ereytesfaalewafithi46 Жыл бұрын
You are Amazing woman, close your ears to all negative comments, ክብርቲ ሓፍተይ ንስኺ ብርግጽ እታ " ለባም ኣብ መጽሓፍ ተጻሒፋ ዘላ ኣብነታዊት ኣደ ኢኺ ጎይታ ኹሉ ክብሪ ይውሰድ, በርትዕለይ🙏🏿 10 ደገኛ ሰበይትስ መን ይረክባ፡ ዋጋኣ ኻብ ብኩር ዕንቍ ኣዝዮ ይከብር። 11 ልቢ ሰብኣያ ይእመና፡ እቶቱ ከቶ ኣየቋርጽን። 12 ንሳ ምሉእ ዕድሚኣ ሰናይ እምበር፡ ክፉእ ኣይትገብሮን። 13 ጸጕርን ልሕጺ እንታጢዕን ትደሊ፡ ተሐጕሳ ኸኣ ብኢዳ ትዐዪ። 14 ንሳ ኸም መርከብ ነጋዶ እያ፡ ካብ ርሑቕ ምግባ ተምጽእ። 15 ገና ለይቲ ኸሎ፡ ትትንስእ እሞ፡ ንስድራ ቤታ ምግቦም ትህቦም፡ ነግራዳ ኸኣ ሰስርሔን ተትሕዘን። 16 ግራት ትምልከት እሞ ትዕድጎ፡ ብፍረ ኣእዳዋ ኸኣ ኣታኽልቲ ወይኒ ትተክል። 17 ሕቝኣ ብሓይሊ ይዕጠቕ፡ ቀላጽማ ኸኣ ተበርትዕ። 18 ኣቓሑ ንግዳ ጽቡቕ ዝዀነ ትርኢ፡ መብራህታ ብለይቲ ኣይጠፍእን። 19 ኣእዳዋ መፍተል የልዕላ፡ ኣጻብዓውን ቍኒን ይሕዛ። 20 ንሽጉራት ኢዳ ትዝርግሓሎም፡ ንጹጉማት ከኣ ኣእዳዋ ትሰደሎም። 21 ኵሎም ስድራኣ ሰብ ደርብ ክዳን እዮም እሞ፡ ስለ ስድራኣ ብወርጪ ኣይትፈርህን። 22 ንርእሳ ምንጻፋት ትገብር፡ ክዳውንታውን በፍታን ጁዅን እዩ። 23 ሰብኣያ ኣብ ደገ ኣብ ማእከል ዓበይቲ ዓዲ ምስ ዚቕመጥ ምርኡይ እዩ። 24 ጽቡቕ ቀሚሽ ኣእሊማ ትሸይጥ፡ መቐነት ነጋዳይ ትህቦ። 25 ሓይልን ክብረትን ልብሳ እዩ፡ ነቲ ዚመጽእ መዓልቲ ትስሕቆ። 26 ኣፋ ብጥበብ ትኸፍት፡ ትምህርቲ ለውሃት ድማ ኣብ ልሳና እዩ። 27 ንብረት ቤታ ትህሉ፡ እንጌራ ትህኪት ኣይትበልዕን። 28-29 ደቃ ይትንስኡ ብርኽቲ ኸኣ ይብልዋ፡ ሰብኣያ ድማ፡ ብዙሃት ኣንስቲ ጽቡቕ ዝገበራ ኣለዋ፡ ንስኺ ግና ንዅላተን ትበልጽየን፡ ኢሉ ይንእዳ።ምሳሌ :31
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Жыл бұрын
ሕራይ ከምዚ ክትከውን ግን ስለምንታይ ኢያ ፈይክ ኤርትራውነት ኢላትና ዋእ ሕማቅ እንታይ ዘዛርብ ኣለዋ ዶስ ጽልኢ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ኢያ ክትፈጥር ትጽዕር ዘላ፡?
@jonathansemere7697
@jonathansemere7697 Жыл бұрын
​@@HaraGhirmaiንስኻውን ፌክ ኤረትራዊ ስለዝኾንኻ ተሰሚኡኻ አድጊ ...።
@BirzafGhanis
@BirzafGhanis Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብል ብስለት ዝዐደላ ወረጃ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ
@loveghe
@loveghe Жыл бұрын
ተጋዳሊት ርግአት ክብርቲ ኣደ: ተጋዳሊት: ስነጠባቢት: ኣዚኪ ክብርቲ ኩሉ መልስታትኪ ናይ ለባማትን: በላሕትን መልሲ:: የቐንየልና:: እግዝኣብሔር ምሕረት የውርደልኪ: ኣብሂወትኪ ሰላምን ፍቕርን ይሃብኪ:: ኣብ ኩሉ ጉዕዞኺ ጎይታ ይሓግዝኪ::
@tgmedia12
@tgmedia12 Жыл бұрын
ኣንቲ ብርክቲ ኣደ ንሕና ደቅክኪ ኩሉ ዘረባኪ ጽቡቅ ጌርና ንርድኦ ኣለና። እዚ መልእክቲ ጽቡቅ ኢዩ ጽቡቅ ጌርና ክንስንዶ ኢና ኣብ ሃገአርና ኤርትራ ክንደግሞ ኢና
@awetbereket3570
@awetbereket3570 Жыл бұрын
"እቶም ኣብቲ ዘላቶ ዓዲ ዘለኹም ኣቦታት ካህናት ወይ ኣኅዋት መምህራን በጃኹም ጓል ተዋህዶ ገይርኩም ንረብሓ ድኅነት ተጠቐሙላ ፍጹም ድኅነት ኣብ ተዋህዶ እዩ ዘሎ"
@mabrihitgoitom4844
@mabrihitgoitom4844 Жыл бұрын
Hawey aytgage dhnet ab yesus trah eyu
@marumaranatha
@marumaranatha Жыл бұрын
Abnetawi Ade eki emo mlue Mhret ygberelki mama rigiat edmen tienan yhabki kabaki bzuh ena nmehar emo tebarekhi waero Ade Eritreawit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@solomontsegazeab309
@solomontsegazeab309 Жыл бұрын
Mama regeat such a brilliant mother. Respect u a lot from tgray
@Liya-lz9hp
@Liya-lz9hp Жыл бұрын
ጅግና ኣዴና ተጋዳሊት ማሚተይ ወጻዕኪ ሩኡይ እዩ ግና ኣጆኺ ሓያል ኢኺ ❤🇪🇷❤🇪🇷
@koala10ish
@koala10ish Жыл бұрын
እሞ ንዓጋመ ክምርዓው ከ አፍቂድኩሉ ዶ አቲ ለኽባጥ፧
@mathewospaulos8679
@mathewospaulos8679 Жыл бұрын
ርግኣተይ❤ ጅግና ናይ ዓለምን መንፈስን ኢኺ። ብዙሕ ኣይትገደስሉ ነዚ ንነብሱ ከለሊ ዘይከኣለ ህዝቢ ። ፍረ ሰላም ከኣ ብሉጽ ስነ ጥበበኛን መፍቀሪ ህዝቡን ኣብ ሓቀኛ መትከል ዝነብር ክቡር ❤ ሰብ ኢዩ ። ጥበብ ናይ ህዝቢ ንህዝቢ ከም ሙኻኑ መጠን ፍትሒ ህዝቡ እንዳዘየመ ዝነብር ❤ኣሰር በዓል ባርያ ዝረገጸ ጅግና ኢዩ። እቲ ዝገርመኒ ብጀብረቅረቅ ዝመጸ ሰብ ነዛ ስድራ ሓሊኾም ከውድቅዋ ዝህቅኑ 😢 ይገርሙኒ !!!
@girmayteklemichael6656
@girmayteklemichael6656 Жыл бұрын
ማማ ርግኣት ብጣዕሚ ኢና ነክብርክን ንፈትወክን ንከይትጋገዪ ቃለ ምልልስ ኣይተብዝሒ ሙሉእ ጥዕና ይምነየልኪ
@henokabrham8782
@henokabrham8782 Жыл бұрын
ትግራይ ትዕወት ክብል ከሎ'ኸ ኣፍቂድኪ'ዶ ኣየ ርግኣት ጽንግሊል ኣደ ከዳዕ መትከል የብላን።
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 Жыл бұрын
ጂግና አደ ኤርትራዊት እንካዕ ናትና ኬንኪ አብታ ተፍቅርያ ሃገርኪ ተመሊስኪ ሂወትኪ ክትመርሒ ይምነ ኤርትራና ትለምልም🙏🙏🙏🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪🙏
@ak4ever818
@ak4ever818 Жыл бұрын
Amen. God bless Eritrea 🇪🇷.
@selamaehailm8092
@selamaehailm8092 Жыл бұрын
ኣጀኪ ማማ ርግኣተይ ክሉሓላፋይ እዩ ኩሉ ካብ ኣምላክ እዩ ሰብ ዝበለ ይበል ከምዘለኪዮ ቀጽሊ ጽብቅ ኣለኪ ዕድመ ይሃበለይ ፈጣሪ❤❤❤
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Жыл бұрын
ኣቤት ክብሪ ንብዓል ቤታ ይበል ማማ ርግኣትዋ ዕድመ ምስ ጥዕና ሂቡ ምስ ብሩክ ወድክን ክቡር ብዓል ቤትክን ብሰላም የራክብኩም😍🙏
@trhaskafel6109
@trhaskafel6109 10 ай бұрын
❤ HALELUJAHHH Rgatey JIGNA tmaly Nhager tegadilky Hji 2y ges dyablos bkrstos sirky ewe JIGNA wethader YESUSEY eky !!!!!! ❤ bwedky wun ajoky goyta af melagesty Asyus ab edky khbeky yu. AMANY Ms demn sgan Aykonen klsu, dyablosn tray yu selayi deky sebat gn betom krstos zeblom dma yserh .
@medhntekle4781
@medhntekle4781 Жыл бұрын
❤❤ ተበራኺ ሓፍትና እዝና ካብ በላበሎው ክፋኣት ይተዓጾ ንሱኹም ከኣ በረኸትና ኩኑ ሰላም ምርጋእ ንኩሉ ህዝቢ🙏❣️❣️🇪🇷
@nasserahmed6758
@nasserahmed6758 Жыл бұрын
ማማ ርግአት ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ጄግና ሐርበኛ ሙኻንኪ ሕቶ ዘድልዮ አይኮነን።ኩቡር አቅሪቢ መደብዚኣ ነዘን ሕቶ አቅርበለይ።1 ነቶም ሕማቕ ዝገብሩ ሰባት ቅድሚ ንኻልኦት ምጉድኦም ሽሞም ክትጠቅስዮም እዮ ዝግባእ ኢልካ ሕተተለይ የቀንየለይ።
@naodbelai5325
@naodbelai5325 Жыл бұрын
ክልቲኡ ክፋል ዝተዛረብክዮ ሰሚዐዮ ዝወጾ የብሉን። ሓብትና ብንጽህና ነጻ ኾንኪ ምዝራብኪ ነመስግን። ነገርኪ ዝደለየ ካብዚ ዝበልክዮ ጨራሪሙ ዘይትርጉሙ ሂቡ ከሳውር እንተፈተነ ኣይትገደስሉ።
@koala10ish
@koala10ish Жыл бұрын
እሞ ንዓጋመ ክምርዓው ከ አፍቂድኩሉ ዶ አቲ ለኽባጥ፧
@herifqr5046
@herifqr5046 Жыл бұрын
​@@koala10ishwedi gahba entay ymlketeki f**kw
@koala10ish
@koala10ish Жыл бұрын
ቆንዳፍ መጋል ሩጉም ፉንፉን ዘርኢ ከምርግ አት ጓል አርብዓን ሰይቲ ብጽብጽ ወዳን፦@@herifqr5046
@lulululu2675
@lulululu2675 Жыл бұрын
@@koala10ishስዲ ሙካንካ እኳ ብጽሑፍካ እንዲካ ትፍለጥ ከማካን ወዲ ከማካን ክብረተ ዘይበሎም እኳ እያ over dose ዝበለትኩም መንነት ቅልውላው ዘለኩም ሕሱር
@lulululu2675
@lulululu2675 Жыл бұрын
@@koala10ishንስካ ደአኣ ድሒረ ኮመንተካ ምስ ርኣክዎ ወረቀት ዘለካ ስዲ መዕበይኡ ዝበደሎ ክብረተ ናይ ኣደ ዘይብሉ እንዲካ 🤮🤮🤮🤮🤮
@sarayohanns5642
@sarayohanns5642 Жыл бұрын
ጎይታ ይባርኪ ርግአት ሐፍተይ ንስኪ ቡርክቲ ኢኪ❤
@helentsegay3458
@helentsegay3458 Жыл бұрын
Mother of Love 💗 Bless You Golden words ❤
@beyenetewolde1332
@beyenetewolde1332 Жыл бұрын
ኣጆኺ ርግኣት ሓፍትና። ኩሉ ካብ ቃልኪ ዝወጽእ ቅኑዕን ሕቅን'ዩ። ከም ግቡእ እታ ዋጋ ዝኸፈልክላ ሃገርና ኩሉ ዝጎደለኪ ክትምልኣልኪ ምተገብአ። እንተኾነ ብሰንኪ ጸላኢ ሰናያት ዝኾነ መራሒኣ ደቃ ክትእክብ ዘይኮነት እትጉሕፍ ሃገር ኮይና ኤርትራ። ደቀባት ክነስና ኣብ ገዛእ መሬትና ን 33 ዓመታት ጓኖት ኮይና። ስለዚ ካብቶም ዓያሹን ሕሱማትን ተጠንቀቒ። መግቢ ባዕልኺ ዝሰራሕክዮ እንተዘይኮይኑ ከይትበልዒ፡ ክሳብ ኣብ ውሑስ ቦታ ትኸዲ ተጠንቀቒ።
@MuzitAmbase
@MuzitAmbase Жыл бұрын
እጆኪ ርግእተይ ሰብ ስለ ድግደሰልኪ እዩ ብዙሕ ነገር ዝብል መጠንከሪኪ እዩ we love you ❤❤❤❤❤❤ ክብርቲ እዴናን ሐፍትናን ኢኪ
@timoasmara6267
@timoasmara6267 Жыл бұрын
እዋይ ክትኽእለሉ ብፍላይ ኣብ ድራማ ዝራኣያ ኣብቲ ናብራ ከምኡ ኾይና ኣይትስማዓካን እያ ግናከ ንፍዕቲ ሰብ ኾይና ረኪበያ።ብጣዕሚ የሕዚኑኒ ሰለቲ ኣብ ስጋኣን ስጋ ብዓል ቤታ ጸይሮሞ ዘለዎ ሓጻዊን- - - ኣምላኽ የቅልለኩም እምበር ቃንዛኡ ቀሊል ኣይኮነን።
@ABIELABRAHAM-w5l
@ABIELABRAHAM-w5l Жыл бұрын
ሓደ ሓደ ግዜስ በጃኹም ባዕልኻ ዋላ ተዓጻጸፍ ኣታ ብሩኽ ሓወይ 10 ግዜ ተፈላሊኹም ዲኹም ምባል ኣየድልን ዩ መሊሳቶ ያ 1 ግዜ ክብረት ናይ ሰብ ይሃልኹም በጃኹም ማራ ጥልቅ ኢልካ ኣየድልን ዩ ይብል ከም ርኢቶ ኣብ ስራሕኩም ከኣ ኣምላኽ ይሓግዝኩም በርትዑ ማማ ርግኣት ከኣ ኣምላኽ ይባርኽኪ።
@frehaile6298
@frehaile6298 Жыл бұрын
Thanks for your comment It is too much privacy questions, I am very sad Because she is our hero and Mather ❤
@sarontewelde4500
@sarontewelde4500 Жыл бұрын
Yaaa I agree with you
@ኢትዮጵያአገሬ-ወ6ኘ
@ኢትዮጵያአገሬ-ወ6ኘ Жыл бұрын
ዋው!!!! ድብብ ያለች ቆጅዬ እናት🥰🥰🥰😘 እግዚአብሔር አምላክ ከክፉ ነገር ሁሉ ይጠብቅሽ🙏🙏 ሰላም ፍቅር ደስታ አይለይሽ🙏🙏 የነካሺው ሁሉ ይባረክ: ዘመንሽ ይለምልም🙏🙏 የምታመልኪው ጌታ እየሱስ እድሜና ጤና ይስጥሽ🙏🙏🙏
@Jaki-1989-Azmarino
@Jaki-1989-Azmarino Жыл бұрын
ኣታ ክብረት ሰብ ትፈልጥዎ ዶ ፡ ክንደዲኦም ይጽሉኡካ ኢዮም ፡ ሞያ ጋዜጠኛ ቀሊሉ ኣይኮነን ፡ እዞም ተዋሰእቲ ኢና ባሃልቲ ግን ነዚ ሞያ ጋዜጠኛታት ተባላሽዉዎ ኣለኩም ፡ እዚኣ ሲ ኣደ እያ ፡ እንታይ ማለት ኢዩ ሽሕ ግዜ ከም ሓንቲ ኣብ ፍቅሪ ዘላ መንእሰይ ፡ ምስ ሰብኣኪ ብሓንሳብ ኣለኩም ዶ ፡ ተባኢስኩም ዶ ፡ ብ ከምዚ ተፈላሊኩም ይብሉኩም ዶ ምስ ወድኩም ይተኣሳሰር ኢዩ መፈላለይኩም ዶ ሲ ታይ ኣምጺኦ ፡ ኣምጺካዮ ዘለካ ሰብ ደረጅኡ ፍለጦ & ሓልወሉ ፡ መሰታካ ኣይኮነትን ንinterview ኣቅሪብካያ ዘለካ ፡ ኣዴካን መምህርካን & ክንዳካ ዝከዊን ውላድ ዘለዋ እያ ፡ ሱክ ኢልካ ዓጀውጆው ኣይትበል ዓጃው ።
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 Жыл бұрын
Gdefo ba
@hiyabgod3378
@hiyabgod3378 Жыл бұрын
I agree with you
@jovanieduardo-vw9mf
@jovanieduardo-vw9mf Жыл бұрын
ኣስተውዕል እባ ዝሓወይ ቅድሚ ምዝላፍካ። እዛ ሰብ እኮ ኣቐዲማ ዘንበበቶ ሕቶታት ክፍለጠላ ትደልዮ ኣርእስቲ መሪጻ እኮያ፡ ደሓር ናይ ህዝቢ ሕቶ ዩ። መሲልካ ተኾይኑ ኸኣ ብዘይ ጸርፊ ከም ዓቢ ሰብ ርኢቶኻ ዘይትጽሕፍ።
@fabs7161
@fabs7161 Жыл бұрын
Gerimna eka 😥
@raheldagnew7503
@raheldagnew7503 Жыл бұрын
I TOTALLY AGREE WITH YOU GN AYTTSAREF 😊
@menkemakumlove9268
@menkemakumlove9268 Жыл бұрын
Mukuh Eritrea 🇪🇷 RGAT ZEYREGAT MUKUH ERITREA 🇪🇷 ALONA KES KES. SLOW KEDLYEKIY U
@tesfuberaki2776
@tesfuberaki2776 Жыл бұрын
ዕድመን፡ጥዕናን፡ ይሃብኪ ጅግና ሓርበኛ ተጋዳሊት ምእንቲ ናጽነት ኤርትራ
@Mr_focus-100.
@Mr_focus-100. Жыл бұрын
ኣታ ኩሉ ትኽእል ታሪኽ ሂወት ሰብ ትቅይር ፡ንዝወደቀ ተልዕል፡ንዝሞተ ተተስእ ፡ ንዝተሓለለ ሓይሊ ትህብ ፡ሓድሽ ሰብ ትገብር ጎይታ የሱስ ተመስገን ክብሪ ንዓኻ ይኹን 🙌🙌🙌🙌🙌
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 Жыл бұрын
Adey Entertainment mechem mszi denqoro hzbi emo deqalu ertrawyan zeyhtet hatitukum wshiti kusula awxukuma awardukuma enta ktkhsuwa ekum knreakum ena eza krssiti hager nzewdedelela trah eya Ente Rgatey gual beta xreiti ertrawyan❤️❤️❤️❤️😘😘💪💪
@hirityisaksen1223
@hirityisaksen1223 Жыл бұрын
Dear Waro Right haftey, I couldn't stop thinking about how much courage it takes to be honest this days. To step out of a comfort zone and be bold enough to say “come and ask me” I was humbled, feeling the courage it takes to be a mother of Fre-Selam the one and only the PRINCE of justice seekers, a wife of your love Mussie how you describe AKLILEY and most of all WAERO Tegadalit in general. One of your greatest answers during interview; (Nezee ele aytegadelkuan) following good explanation. May God Bless you and keep you safe always! ❤
@brightvision9861
@brightvision9861 Жыл бұрын
Nay bhaki Zdnek amelalsa, ezyka kab ekol confidence eyo zbges, nay bhaki kem ade ktgeltsa lewah, kem balti hadar Emnti, kem amanit, Frhat egzabhear zelewa, kem polotikegha, lol hlns zelewa, kem azerarba, snesrat zelewa entay ktzareb kemzelewa tfelt, ab medemdenta kbleki Zdeli harbegh tekalacit ade mama rgat btami tsbok aleki ketslyo egzabhear yhagzki, abkolo negeratki perfect 👍 ❤❤❤
@ንግስቲነብሳትግራወይቲ
@ንግስቲነብሳትግራወይቲ Жыл бұрын
ማማ ርግኣተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅብዕቲ ፍጥረት ኣዶ ፍረ ሰላም ጅግና ❤❤❤❤ ሰምዕካ ዘይትሙና ጥዕምቲ ባዓልቲ ኣንደቤት ብጣዕሚ ዝፎትወኪ ዘድንቀኪ ጋልኪ ጋል ትግራይ እየ ኣዶ ኩላትና ብዘለኩዮ ሰላምኪ ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ
@senait6690
@senait6690 Жыл бұрын
Selamki ybzah mama Rgat bsenki hade klte megedi xegam zkedu aythsebi . We love you and appreciate you .❤❤❤
@sofimsgna3665
@sofimsgna3665 Жыл бұрын
ክብርቲ ወላዲት ኣደ ኤርትራን ኤርትራውያንን ማማ ርግኣት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።
@koala10ish
@koala10ish Жыл бұрын
እሞ ንዓጋመ ክምርዓው ከ አፍቂድኩሉ ዶ አቲ ለኽባጥ፧
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
​@@koala10ishእንታይ ማለት እዩ ግን ዓጋመ
@koala10ish
@koala10ish Жыл бұрын
ቆንዳፍ መጋል ሩጉም ፉንፉን ዘርኢ ከምርግ አት ጓል አርብዓን ሰይቲ ብጽብጽ ወዳን፦@@lemlemyoutube
@koala10ish
@koala10ish Жыл бұрын
Ati ቆንዳፍ መጋል rigimti finfinti ዘርኢ ርግአት ጓል አርብዓን mis ብጽብጽ ወዳን፦ ሙሴ ሓየት ተባዕ ቆራጽ ወዲ አርሓታት ኤርትራ፣ ንዓኽን ንወድኽን ጉሒፍኩም እዩ እቲ ጽሩይ ደሙ ስለ ዝበለልኩሙሉ። ኪዲ ላብ ትግራይኪ ምስ ጌሬ እሙን ሑዝይ ላውዝይ እላበልኺ ተዋስኢ፦ ለኽባጥ፦
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
@@koala10ish 😁😁😁😁😁ዓጋማይ ዘይውለድስ ህግደፍ ይበል ድዮም ዝበሉ ከመካ ኣይፀረፍን ኣምላክ ይባርካ
@hailegebrezgi344
@hailegebrezgi344 Жыл бұрын
Bhaki ktdnek enber ktzlef aygbean eyu, Amlak mhret yewrdelki adena, hayal, akal, tisfwti iki emo ajoki❤️🇪🇷❤️
@michaelshumendi2034
@michaelshumendi2034 Жыл бұрын
ይቅሬታ ኣደይ ኢንተርተይመንት፡ንእገረ መንገደይ እቲ ቁ.ቴሌፎን ናይ ማማ ርግኣትን ናትኩምን ኣብቲ ስክሪን ቻት እንተትጽሕፉልና ኣዝዩ ጽቡቕ ምኾነ ንምንታይ ክንሕግዝ ንዝኽእል ሰብ ክቀለልና ንማባልየ።የቀንየለይ።ኣምላኽ ይባርኽኩም❤🎉
@messijesus781
@messijesus781 Жыл бұрын
Yeahhh its good idea 👍🏽
@eritreagiftofgod8292
@eritreagiftofgod8292 Жыл бұрын
ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ከኣ ኣደ ጎይታ እንድያ ዋላ ሓንቲ ጌጋ ሓጥያት ዘይተረኽባ ኣደ እንድያ ናዓኣ ከኣ ዘክርያ መገድኺ ከተጣጣሓልኪ እያ
@mussiekifle3937
@mussiekifle3937 Жыл бұрын
ማማ ርግኣት ጅግና ኢኺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🥰🥰🥰🥰🥰 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@saraabrha8617
@saraabrha8617 Жыл бұрын
Ati brekti gal eti beruk goyta Egziabher memelisu yebareki eti be chew zetekameme zerebaki amazing eyu behaki alemawi media ayeketatelen eye abe zehalefe be agatami mes reakuki eye part two kesile emo men yefelet Egziabher kab zerebaki kemehar elu yekewen Anyway Egziabher hadarkum yebarek mesti belebi etefkeryo beal betki mes melue teenakum haleyu endegena nekebri Amlak etemeskerelu gezeye yehabkum.You're so Blessed .
@lemlemmusaa9267
@lemlemmusaa9267 Жыл бұрын
ማም ረጊኣተይ ምጀመርታ ምድራዊ ሂወት አጃምኪ ንሃገርኪ ዘብርከትኪ ህገር ዘምጻኪ ምስ ብጾትኪ ህበን ክሪኣት ይሰማአኪ ዝበለጸ ሂወት ንይዘላለም ሂወት ድህሪ ሞት ዘሎ ሂወት ምርዳአኪን ምክባልክን ንይብሃኪ ከሲብኪ አድለና አኪ አዚ አድል አዚ መን ይረክቦ ስለዚ አንካአ ህጎሰኪ ንበኢኣል ኪዳንኪ ሙሰ ውን ምድሃን ብሂወቱ ከሎ ብጎይታ ይፍወስ ከማኪ ንይዘላለም ሂወት ክረክብ ጽልይሉ አስያስ53ከንቢባ ምክረዮ ፈውሲ አያ ዝትረፍ ዘመን ሂወትኪብይባረክ
@eritrea63
@eritrea63 Жыл бұрын
ጹቡቕን ጹፉፉን ምግለጺ ክብርትን ጂግናን ስነጥበበኛን ርግኣት ተኽለ ዕድመጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ።ነቶም ዘይምስልኺ ዝህቡ ዘለው ኣይትገደስሎም ኢኺ ንባዕሎም ትሕቲ ሃገራውያን ኢዮም።
@asterb2728
@asterb2728 Жыл бұрын
ክብርቲን ፍትውትን ሓፍትና አርቲስቲ ርግአት ኩሉ ዝገበርክዮ አርት ዝድነቅ እዩ።ሕጂ እውን አብ ታሓተትክዮ ዝመለስክዮ ዝድነቅ ኢዩ።ናይ ብሓቂ ትድነቂ አደ ኢኪ ዝብለኪ።
@masimobruuh6954
@masimobruuh6954 Жыл бұрын
Enaty art gera ngernii
@Momlove143-
@Momlove143- Жыл бұрын
@masimobruuh6954 hawey/haftey Eritrawi dika malietey entay Art giera tbl sle zeleka eye
@sabaselomon489
@sabaselomon489 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅግና ሓርበኛ ተጋዳሊት ስለሐገርኪ ስለሕዝቤኽ ዋጋከፊልኪ ስንኪልኪ አጆኽ አደእ ኩሉ ብጣአሜ እያ ዝፈትወኪ ህጅካ ናይ እየሱስ ክርስቶስ ሐርበኛ ኢኽ እቲ ዝብለጽ መንገዲ መሪጽኪ አለኽ ሕጅ ካአ ደኽብር አምላኽ ምሳኽ አሎ እቲ ዘይታኽስ አምላኽ ነቲ ብውሽጥኽ ዘሎ ቃንዛ ወሲድው እዩ ክምእኽ እዩ ተባረጵ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥❤❤❤❤♥
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 Жыл бұрын
ሙሉእ ምሕረት ጌሩ ትምነዪዮ ትደልዪዮ ይርኢኪ ኽብርቲ ወላዲት ❤❤❤
@Elsa-jx9ik
@Elsa-jx9ik Жыл бұрын
Wow it’s so nice interview I didn’t see anything wrong she is so polite the way she talk GB Regat haftay jeagna ERRITRAWET🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@almazmalu6956
@almazmalu6956 Жыл бұрын
ርግአት ጀግና ብጣዕሚ ዬ ዝፈትወክን ዘክብረክን❤ እቲ ዝበለጸ መንገዲ መሪጸኪ 😂እየሱስ ጎይታ ኩሉ ምኳኑ አብ ሙሉእ ዓለም መሲኪርክን አሚሂርክ ኢኪ። ጎይታ የሱስ ምስድራቤትኪ ብኩሉ የዕዚዙ ይባርኪ🙏❤️
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ Жыл бұрын
ክብርቲ ጋል ክቡራት ከባቢን እንዲኺ ጫቁ ጫቁ ኣቢልክየን ነዘን ዝነገሰ ንጉስና ዝበረቀ ጽሓይና
@wedighirmay5930
@wedighirmay5930 Жыл бұрын
ማማ ርግኣት ማዓረይ እዝጋቢሄር ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ ናይ ብሓቂ ደጋጊሜካ ክትሰምዖ ደስ ዘብል ኣብ ኩሉ ዝሃብክዮ መልሲ ዘዕግብ ደጊመ ፈውሲ ምሕረት የውርደልኪ ኣደ ፍረ ምኻንካኪ ውን ሓበን ይሰማዕኺ ንበርልና❤️❤️❤️
@HHy-hz1du
@HHy-hz1du Жыл бұрын
ኣጅኪ ማማ ርግኣት ኩላትና ኤርትራውያን ኣብ ጎንኪ ኢና እቶም ህግደፍ ኢና ባሃልቲ ግን ስለ ህዝቢ ሰለ ሃገር ዋላ ኣይግድሶምን ደናቁር እየም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙💙💙💚💚💙💙💙👏👏💪💪
@yonasgerezgiher1998
@yonasgerezgiher1998 Жыл бұрын
ጸርፊ ግደፍ ሰብኣይ ክትከውን ኣይትፈቲን ዝሓወይ/ዝሓፍተይ
@3445English
@3445English Жыл бұрын
ክብርቲ ኣዴና ሙሉእ ጥዕና ይሃበልና❤❤❤
@RutaWeldeyohannes
@RutaWeldeyohannes Жыл бұрын
ኣብቲ ዝበልክዮ ኩሉ እካ ጽቡቕ እንተተዛረብኪ ግና ፌክ እንድዩ እቲ ኤርይራውነት ክትብልስ ጌጋ ተጋጊኺ እንተክንኪ ግና ብኽብረትኪ ተጋግየ እየ በሊ ነቲ ዝድግፈኪ ኤርትራዊ እውን ከይተጉህዪ ኤርትራውነት ፌክ አይኮነን ኤርትራ ክንደይ ደም ዝተኸፍለላ ሃገር እያ ዘላትና ወላ ንስኺ ከይተረፈ ኣካላትኪ ዝጎደልክላ ኢኺ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@rahabotproduction8954
@rahabotproduction8954 Жыл бұрын
Wow mama Rigat a beautiful inside and out,hero ,mother ,smart ❤❤❤ She is everything Love her God bless you
@jokerwedikubrom4797
@jokerwedikubrom4797 Жыл бұрын
ኣጆኺ ዕጅብ ኣይበልኪ ርግኣተይ ኣለናልኪ ዕድመ ይሃብኪ ፈጣሪ❤
@lulyo50
@lulyo50 Жыл бұрын
Mama rgat bmejemerya mhret yewrdelki, kexile kblo ddelei Eritrawnet feak yu elki tgermi eti nhagerey yfetu hzbey yfetu etblyo nski feak. ERITRAWNETNA nana eritrawyan kuratna mennetna yu bwaga keyahtn xelemtn yehwatnan abotatnan dmexe kbur mennet. Ezi eritrawnet feak yu elkyo deleki gn ykreta entethatlu xbuk yu mknyatu eritra nana hwetna ya eritrawnetna ka kbtetna mennetna yu . Bezi lomi deneaskyo eritrawnetna sefi wekef waga dkefele eritrawi kbdna dkorx yu 😭🥺, lk yu tegadilkla tkoni nhna wn 7t aletna tefinala ena bzey sdran yehwatna enneberele delena tray bsma kbretn haben dsmana bzuhat ena slezi eritrawnetn betom dekalu kem beal ezi keda wedki eritrawnet feak yu dblwo nski wn ktdegmyo teraki dhfr dhzn yu hazina🤔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🥺🥺🥺🥺🥺
@freweynimulue28
@freweynimulue28 Жыл бұрын
Mama Rgat mkirt Egzabiher kidanemhret Edmen Tenan yfterelki 🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@sophiajackson70
@sophiajackson70 Жыл бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዘን አብ እርጋንኪ ጸይቁልኪ መናፍቃን ክንዲ ቁርባን ፈጣሪ ልቦና ይሀብኪ🙏🙏🙏
@Uealisreal
@Uealisreal Жыл бұрын
Mam regatey edmen tenan yhabeley abkikni ba bjaki ajoki ati halal sebeyti zereba seb kab kulu ay tgdesi noooo belyo nhna tekebirkin thafirkn ktnebrlna ena ndeli❤
@elisahaile7799
@elisahaile7799 Жыл бұрын
The best Eritrean actors 🇪🇷🌹🇪🇷💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷 and helpful 💯💯🇪🇷🇪🇷❤️👍👍💯🇪🇷
@samrukidane2310
@samrukidane2310 Жыл бұрын
Wow mama Rigiet you are hero, beautiful inside& out side
@መዓስኾንዝወግሓልና
@መዓስኾንዝወግሓልና Жыл бұрын
ዋውውው ዋውውውው ❤ኣታ ክንደይ ደስ ክትብለካ ኤያ ሓሳባት ክትንትን ኾላ 🙏🙏🙏ጅግና ሓፍትና ለባም
@koala10ish
@koala10ish Жыл бұрын
እሞ ንዓጋመ ክምርዓው ከ አፍቂድኩሉ ዶ አቲ ለኽባጥ፧
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 Жыл бұрын
@@koala10ish ayeselechrwekan deyu bebotu keadeka telemen
@samuelhailu6069
@samuelhailu6069 Жыл бұрын
@@koala10ish huser fetret
@koala10ish
@koala10ish Жыл бұрын
@@samuelhailu6069 ቆንዳፍ መጋል ሩጉም ፉንፉን ዘርኢ ከምርግአት ጓል አርብዓን ሰይቲ ብጽብጽ ወዳን፦ሙሴ ሓየት ተባዕ ቆራጽ ወዲ አርሓታት ኤርትራ፣ ንዓኽን ንወድኽን ጉሒፍኩም እዩ እቲ ጽሩይ ደሙ ስለ ዝበለልኩሙሉ።
@koala10ish
@koala10ish Жыл бұрын
@@edenseyoum2096 ቆንዳፍ መጋል ሩጉም ፉንፉን ዘርኢ ከምርግአት ጓል አርብዓን ሰይቲ ብጽብጽ ወዳን፦ሙሴ ሓየት ተባዕ ቆራጽ ወዲ አርሓታት ኤርትራ፣ ንዓኽን ንወድኽን ጉሒፍኩም እዩ እቲ ጽሩይ ደሙ ስለ ዝበለልኩሙሉ።
@sium5757
@sium5757 Жыл бұрын
Edmen tinan yhabki mama rgat❤❤ ajoki bertie kea plz❤ PROUD TO BE ERITREAN. TO HAVE LIKE HER MOTHER.
@Pituköket
@Pituköket Жыл бұрын
ማማ ርግኣት ንፍዕቲ ኣደ ኢኪ እግዚኣብሔር መመሊሱ ይባርኪ ሓይልን ጥዕናን ይሃብኪ❤️❤️🫶🫶🙏
@yordanosbereket5927
@yordanosbereket5927 Жыл бұрын
Azina nefkiereki, nekiebreki, lebawu zekone senay dieletna yebxahki fekarie, jiegna bie medrawien menfesawun zekonki ade, goyta hayliki kem nesieri abie xexiebah yehedieso, senayien buluxun zekone bereket yesabki, abie goniki alena. More blessing ❤❤❤❤
@samiramir6719
@samiramir6719 Жыл бұрын
ንፍዕቲ ዋዕሪ ሪግኣተይ ምቅሪቲዕድመን ጥዕና። ይሃብኪሓፍትና
@eritreawit
@eritreawit Жыл бұрын
Wawww amen amen amen Agoki Rigatey Agoki yesus blessed u more more lovely 🙏🏼❤️🌺
@yodaelf1980
@yodaelf1980 Жыл бұрын
ማማ ርግኣት ዕድመ ንእስነትኪ ብናጻ ዝኸፈልክላ ሃገር 😭😭😭😭 ኣጆኺ ናይ ኣምላኽ ናጻ ዘይክፈሎ በረከቱን ረድኤቱ ይሃብኪ
@AaaBbb-zq8lh
@AaaBbb-zq8lh Жыл бұрын
ርግኣተይ ኩልና ኢንድና ንፈትወኪ ኣጆኽ ሰምዕ ምጽጋብ ስእነዮ ዕላልኪ ጅግና ኢኽ ነዚ ሓሽዉየ ናይ fb ኣይትገደስሉ ዳሓር ማማ ርግኣት ጽንዕት እንድኽ ከም ቀደምኪ ጽንዕት ኩን ጉዳይ ሓዳርክን ሂወትን ንማንም ኣይምልኮቶን ኢዩ ንምናንም ዉን ክስሉኽ ዕድል ኣይትሃቢ እዚ ዝሓተኪ ዘሎ ዉን ጌጋ እዩ ምስቲ ዘለኽዮ ክብርን ጅግንነትን ዘመጣጥን ኣይኮነን ዕጥመን ጥዕናን ምስ ባዓል በትኪ ኣጆኽ እዝጋብሄር ኣብዝሑ ይሃበኪ
@fatmahhagus8730
@fatmahhagus8730 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጽንዕቲ ሰበይቲ ዘይምኖ ቃልኪ ደስ ትብሊ ኣደ ተዓዊትሉ ውላድኪ
@ዓደይዓዲጀጋኑብዓንመንኢዮ
@ዓደይዓዲጀጋኑብዓንመንኢዮ Жыл бұрын
ተጋዳሊት ክብርቲ ስነ-ጥበባዊት ማማ ርግኣት ልቢ ዝመልእ መልሲ ኣደይ ኢንተርቴመንት ካኣ ቀጽሉዎ ጽቡቅ መደብ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@mussieyohannes3978
@mussieyohannes3978 Жыл бұрын
we love so much mom rigat God bless you 🙏 and long life for you ❤ 💖 ♥ 💕 💗 💛 ❤ 💖 ♥
@Paris-sh3qm
@Paris-sh3qm Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን የሃብከን ማማ ርጋኣት❤💛
@temesgenamlakey2848
@temesgenamlakey2848 Жыл бұрын
Mama Rgatey shkor egziabiher amlak edmen tenan yhabki mlue mhret ygberelki btaemi iki lebam wereja and jgna ade 🫶 medhanialem mhretu awrdi bselam nab kbur bel bietki akakbo yfterelkum.❤🤲🙏
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ Жыл бұрын
ኡይይይ ርግኣት ኣነስ ኢንተሪቪው ቡዙሕ ደስስ ኣይብለንን ናትክን ናይ ሎል ቴድሮስንየ ተገዲደ ተካታቲለ ስለዝፈትወክን ግን ኣዝዩ ኣብ ሂወተይ ምግራመይ ዘወደአኒ ግን ንስኪ ኣዚኪ ብልፅቲ ፍልይቲ ንፍዕቲ ባላሕ ናይ ኣዶነት ክብሪ ብትክክል ዝለበስክያ ፍልይቲ ፍጥረት ኢኪ በዚ ጠንቋልን ሸይጣንን ሓቀኛ ራኢ ይሪኡ ኢዮም ኢሉ ዝኣምን ንቤተክርስቲያን ዘይፈልጣ በዚ ክትታለሊ ኣቦታትና ካመይ ድዮም ነብይታትና ሓወርያታትና ካመይ ድዮም ፅቡቅ ኣይክደኑ ፅቡቅ ኣይምገቡ ሙሉእ ዕድመኦም ብፆሙን ፆሎትን ኣብ ገደም ዝነብሩ ዘይኣመንኪ ዓላም ባህ ዘብል ነብሱ ዝፈቱ ፖስተር ናቱ ግዝእቲ ክትኮኒ ማዓንጣ ክብድካ ኢዩ ዘሕርር ኣዝየ ስለዝፈትወክን ዘፍቅረክን እና ኣብ ዓለም ሓማቅን ፅቡቁን ሰብ ኣሎ ካምኒ ባዓል ሸዊት ንህዝቢ ትግራይ ዝውክላ ስለዘይኮና ኣስተውዕሊ ኢኪ ብዘተረፍ ሙሉእ ዕድመን ጥዒናን ይምነየልኪ ሰላምንፍን ፍቅር የውርደልና 🙏🙏💔💔💔💔
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 Жыл бұрын
ኦኦ በራዕራዕ እዞም መላፋለፊ ገሮምላ ሙሌ ከም ኣቦና ሙሴዪ እዋይ
@elinate7479
@elinate7479 Жыл бұрын
Wow what an amazing person may God bless your heart
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 Жыл бұрын
ከምዚ ዝጥዕም ቃል ወላዲት ሰሚዐ ኣይፈልጥን ዕድመንጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ማማ ርግኣት።
@tgmedia12
@tgmedia12 Жыл бұрын
ትከደካ ኣላ ኣደይ ከማን ኣላ
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t Жыл бұрын
ርግአት ንፍዕቲ አደ አንቢዕክኒ አምላኽ ምሉእ ምሕረት እግበረልኪ.
@dawasiym7072
@dawasiym7072 Жыл бұрын
ቃላት የብለይን ማማ ርግኣት በጃኺ ንሕና ብስደትን ዘይምምሃርን ተጎዲእና ኢና ፡ ነዚ ናትኪ ግሉጹንት ኣይኮነን ክነብሮ ወላ ክንሰምዖ ዓቅሚ የብልናን ይኸብደና ኢዩ። ስለዚ በጃኺ ማማ ርግኣት ደረጃኺ ኣይኮናን ከምዛ ዘለኽያ ብናጽነት ነቢርኪ ሕልፊ። ንስኺ ፍልይትን ብርኽትን ፍትውትን ኢኺ ኣፍቅርርርርርርርር ኢና ነብለኪ።
快乐总是短暂的!😂 #搞笑夫妻 #爱美食爱生活 #搞笑达人
00:14
朱大帅and依美姐
Рет қаралды 14 МЛН
🛑ንቶፖ ዘጋጠሞ ዘሕዝን ኣጋጣሚ🛑
11:22
Awita ፍቅር
Рет қаралды 56 М.
Tekle Adhanom - Nostop Relaxing Music (Eritrean Music)
1:06:59