ዓዲ መንጎቲ፡ ዓዲ ሰለስተ ጀነራላት፡ ጸሓፊ ኢዮብ ጸጋይ ካብ ዓዲ እንግሊዝ

  Рет қаралды 39,936

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

Күн бұрын

Пікірлер: 274
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 9 ай бұрын
ዝገርም እዪ ኣብዚ ግዜ ትሕቲ 40 ዝዕድሚኡ ኣብ ቲክቶክ ክስዕስዕ ኢኻ ትረኽቦ ከም ህጻን፡ ኣቱም መንእሰያት ሸዊት ዕድመኩም ሓደ ቕያ ከይገበርኩምሉ ይሓልፍ ኣሎ፡ ቆልዑ ኣይኮንኩምን።
@abrhamtareke6075
@abrhamtareke6075 9 ай бұрын
ልዕሊ ቢቶው መን ክስራዕ ዕድመን ጥዕናን መዋጽኦን ንቢቶው
@Shabay_mender
@Shabay_mender 9 ай бұрын
ዓዲ መንጎንቲ ንመኖም ተፍቅሪ ኢልካ ንኣበርክትኦም ብሻራ ከተቆናጽብ ምፍታንካ ዘሕፍር 'ዩ ። ይተረፍ ዓዲ መንጎንቲ ኤርትራ ምሉእ 'ዉን ዜጋታት ክሳብ ዝኾኑ ንሰለስቲኦም ተፍቅሮም 'ያ ፡ ሕልፊ ጀነራል ተድላ ዑቕቢት ግን እቶም ንሓፋሽ ህዝቦም መሪሖም ናጽነት ዝተጓናጸፉ ጀነራላት ሃይለ ሳሙኤልን ቢትወደድ ኣብርሃን ይዝከሩ !!!!! # ጽሓፊ እዚ ጽሑፍ እቲ በለጸኛ ባህሪኻ ንኸይተርፍ ድማ እቲ ልዕሊ ፍርቂ ካብ ዕድሚኡ ዝተቓለሰ ቻይና ተመሊሱ ዲሞክራሲ ከምጻልካ ከም ቢትወደድ ሓቒቑ ክተፍእ ምምናይካ 'ዩ ። ቢትወደድ ንፍትሒ ይቃለስ ነይሩ ኢልካ ትኣምን እንተኔርካ እንታይ ኮንካ ዘይሰዓብካዮ ? ? ? ሎቕማጽ !
@abrahamtekle7090
@abrahamtekle7090 7 ай бұрын
ተድላ ዑቕቢት ባዕለገ ሰብኣይ ዝነበረ አዩ ሃይለ ሳሚኤል ስጋዕ 1991 ጅግና ኔሪ ቢትወ ጥራይ አዩ መዳርግቲ ኣልቦ ጅግና
@HK-ri1by
@HK-ri1by 9 ай бұрын
ዛ ጽሕፍቲ ኣብዚ ናይ ተባላዕ ዘመን ፣ መፍቶት እቶም ዝኸፋፈሉናን ዘድመዩናን ፣ ጎዳኢት ኮይና ረኺበያ ። ዝብኢ ንጥርኑፋት ከብቲ ስለዝፈርሐን ደጋጊሙ ይዞረን ፣ ገለ ዓያሹ ነፊዕና ኢለን ተፈንጪለን ይገልባ እሞ፣ ብድሕሪተን ኣረርኪቡ ብምሓዝ ይቐትለን ። ንመንነትካን ክብርኻን ፣ ጥምረት ወሳኒ እዩ ። ምስ ኣኽብሮት ........
@Nadia-rf8kp
@Nadia-rf8kp 9 ай бұрын
Very interesting, thank you for the info, Bravo
@iseyasgebrehiwet2546
@iseyasgebrehiwet2546 9 ай бұрын
ሰላም ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ ሞዛይክ ባህሊ ብጣሚ ደስ ዘብል ኣቃራርባ መደባት ኣለኩም ቀጽልዎ ብተወሳኺ ሓደ ዝረሳዕካዮ ራብዓይ ሰብ ኣሎ ኣብ ግዜ ደርጊ ኣማሓዳሪ ኤርትራ ዝነበረ ደሓር ክሳብ ናጽነት ምስ ህዝባዊ ግንባር ተወዲቡ ዝሰርሕ ዝነበረ ኢሳቅ ጸጋይ
@tesfalemhagos4900
@tesfalemhagos4900 9 ай бұрын
ቢተወደድ ጅግና 💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙
@ZekiFrede-le5lc
@ZekiFrede-le5lc 9 ай бұрын
Tigraway bzaeba Eritrean generals entayu agedisuka
@mikaellikemelaikt4793
@mikaellikemelaikt4793 9 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙
@ariamhaile5365
@ariamhaile5365 9 ай бұрын
ጽቡቅ ኣገላልጻ ኣምላክ ኩሉ ይከኣሎ እዩ'ሞ ቢተው ብሂወቱ ጸኒሑ ህዝቢ ፍቅሩ ክገልጸሉ ክንርኢ ናይ ወትሩ ትምኒትና ኢዩ ብሕመቅና ጀጋኑ ኣብ ሸላታት ዕድሚኦም ይሓልፍ ኣሎ ኣምላክ ኢዱ የንብረልኩም ኣብ ጸበባ ዘለኩም
@Nadia-rf8kp
@Nadia-rf8kp 9 ай бұрын
Agree Ajona
@ksium7289
@ksium7289 9 ай бұрын
very good story. Thanks for sharing. I cant believe Samuel is from same area as Bitew.
@samiberhanesamiboy6075
@samiberhanesamiboy6075 9 ай бұрын
ቢተው ጅግና
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 9 ай бұрын
ርሑስ ብዓል ልደት ንኩልኩም ኣመንቲ ክርስትና 🎉❤
@brahaneandemariam7154
@brahaneandemariam7154 9 ай бұрын
ብጣዓሚ ዘገርም ኢዩ ቢቶው ሓርበኛ ሓቐኛ ፍታሓዊ ንምልኪ እምቢ ኢሉ ካብ ናጽነት ከነምጽእ ሓርነት ከንጽድቕ ዝያዳ ዋጋ ከንኸፍል ኢሉ ዓው ኢሉ ነጊርና ሚሂርና ኢዩ ሕጂ ንኸፍሎ ዘለና ክንከፍሎ ንነብር ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ።
@brahaneandemariam7154
@brahaneandemariam7154 9 ай бұрын
ብርዕኻ ትሰስን ጽቡቕ ኣቓራርባ
@tekestetekleab7606
@tekestetekleab7606 9 ай бұрын
Memhir Isak Tsegaye who was Eritrean administrator during the degr regime is also worth mentioning. He was an extraordinary man, one of his greatest achievements was convincing top Ethiopian security personnel to abandon the then planned red terror in Eritrea in particular Asmera. Read his book, very fascinating.
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 9 ай бұрын
ርሑስ ኣውድኣመት ንኩልኩም ኣመንቲ ክርስትና 🙏🙏🙏🙏💙
@Mulugeta-bf3im
@Mulugeta-bf3im 9 ай бұрын
ብተው ጅግና ከማካ ደኣ ዘይተወልደአ❤😂
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 6 ай бұрын
I pray he will come out of this dark time and become our leader and teach us the real history of his journey in the Eritrean revolution 👍👍👍
@simonm.7755
@simonm.7755 9 ай бұрын
ኣምላኽ ዘይካኣሎ የለን እንድዩ፥ ጀነራል ቢተወደድ ወጺኡስ ህዝቡ ብፍቕሩ ክኽሕሶ የርእየና። ተስፋ'ገብር ነዞም ንዕኡ ዝመስሉ "ብርጌድ ንሓመዱ" ከርክበሎም። ርሑስ ባዓል ልደት!
@asterkidane3093
@asterkidane3093 9 ай бұрын
ቢትወደድ ጀግና እዩ ንኤርትራ አሕሊፉ አይሐበን እዞም መሰ ትግራይ ኮይኖም ሸም ተጋዳላይ ዘናሸው ብላሻት ብረጌድ ንከብዶም ክተዋዳድሮ ክንደይ ትደፍር ሻእቢያ ኡሎም ዝጻረፉ አገብ
@simonm.7755
@simonm.7755 9 ай бұрын
@@asterkidane3093 ሕራይ በሊ ይኹነልኪ። ጥራይ መዋጽኦ ይፍጠረሉ።
@asterkidane3093
@asterkidane3093 9 ай бұрын
@@simonm.7755 አሜን ንሱ ጸሎተይ
@debbasyohannes203
@debbasyohannes203 9 ай бұрын
Thank you for sharing
@Redseafish-x4u
@Redseafish-x4u 9 ай бұрын
ፈላሊካ ጅግንነት የለን ቻይና ውን ጅግና እዩ::
@Aro541
@Aro541 9 ай бұрын
Ewe Esu endyu azazi ginber Neru bitw margu birgader eyu chyna gen mejer eyu
@Amanzeray-p3k
@Amanzeray-p3k 9 ай бұрын
Adi mongeti adey weladit anabs ❤😢
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 9 ай бұрын
ዓመጸይና ጸሓፊ፡ ንምዉት ወቓሲ። ዘይብሉ መወከሲ !! ዓገብ።
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 9 ай бұрын
ሙዉት ዘይክሰስ እንድሕሪ ኮይኑስ እምበኣር ሂትለር እውን ክኽሰስ የብሉን ማለትካ ኢዩ።
@ቆሓይቶከስከሰ
@ቆሓይቶከስከሰ 9 ай бұрын
ክእረም ዝግብኦ ነጥቢ ቢትወደድ ክሳብ ወርሒ 10/1984 ምክትል ሓላፊ ክፍሊ ትምህርቲ ኮይኑ ኣብ ድሕሪ መስመር ኣብ ምጥፋእ መሃይምነት ንዝተዋፈሩ ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ክመርሕ ጸኒሑ፡ ብድሕሪኡ ኣብዚ ዝተጠቕሰ ግዜ ኮሚሳር ክ/ሰ 52 ኮይኑ ተመዚዙ ጸኒሑ ኣብ ብተመሳሳሊ ጽፍሒ ኣብ ክ/ሰ 16 ድሕሪ ምምዳብ ኣብ 1987 ክኣ ኣብ ክፍሊ ቁጠባ ህ.ግ ተመዲቡ ድሕሪኡ እውን ከምቲ ዝጠቐስካዮ ናብ ኮማንዶ ከም ዝተመደበ፡፡
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 9 ай бұрын
ኣብ ክ/ሰ 90 እውን ኔሩ እዪ
@ቆሓይቶከስከሰ
@ቆሓይቶከስከሰ 9 ай бұрын
@@ቀንዴልሓርነት እወ ኣብ መወዳእታ 1990 ካብ እንዳ ስንቂ ናብ ክ/ሰ 90 ተመዲቡ ክሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ ድሕሪ ናይ ጢዖ መጥቃዕቲ ኣብ ወርሒ 03/1991 ናብ ክ/ሰኮማንዶ ተመዲቡ ክሳብ ዝእሰር ጸኒሑ
@MussieSolomon-yu1qc
@MussieSolomon-yu1qc 9 ай бұрын
Kefafelty denaqur, bi Adin alietin kitkefafilu ab wetsaei kof ilkum, anewin wedi adi Mengoty eye gin Felema Eritrawi eye, any way I love Eritrea I love Issu , jigna
@thanksgod8398
@thanksgod8398 9 ай бұрын
ብተው ጅግና
@yoni8181
@yoni8181 9 ай бұрын
ሰብኣይ ሲ ከም ቢተው እንተኾነ ኢዩ .ካብ ኣብ ሓደ ንግሆ ከም በጊዕ ተኾብኪብካ ምድጓን የድሕነና .ገጅለ 15
@s.ds.d9213
@s.ds.d9213 9 ай бұрын
Bitew keser kelo G-15 bira wiski yestu nerom
@yoni8181
@yoni8181 9 ай бұрын
@@s.ds.d9213 እንታይ ትብል ኣለኻ ገሊኦምስ ወረ ኢድ ኔርዎም ኢዩ ኣብ ምጽላምን ምእሳርን ቢተው .ከም ባዓል ጴጥሮስ .ዓሊ ስዒድ ዓብደላ ዛኣመሰሉ .መወዳእቱኡ ግን ነዐአን ውን ኣረኻኺብለን .
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 9 ай бұрын
@@yoni8181 ኣንታ ወዲ ሸርሙጣ ወዲ ሰለሙን ጅግና ወዲ ጅግና እዩ ብኣኻ ወዲ ዘንቢል ዝልዓል ኣይኮነን :
@yoni8181
@yoni8181 9 ай бұрын
@@chelseaforever9905 በዴኻ ኣይትጸዋዓኒ ኣታ ወዲ ፋሓሪ መቓብር ብግምጣሉ ድዩ ዝርዳኣካ .ወዲ ሸታቲት ማህጸን ክክክ
@tsegaykidane2110
@tsegaykidane2110 9 ай бұрын
ጅግና ብትወደብ👍💙
@mengeshagilagabir4930
@mengeshagilagabir4930 9 ай бұрын
General Haile Samuel is from Adi Bari not from Adi Mongonti please correct it,
@habtom5113
@habtom5113 9 ай бұрын
ኣንታ ኣይትጋገ ጀነራል ቻይና ዓዲ ባሪ ኣይኮነን ዓዲ ሞንጎቲ እዩ
@robelmehari6009
@robelmehari6009 9 ай бұрын
emo ane adi bari iye malet dyu haweboy iyu
@samuelkesete8739
@samuelkesete8739 9 ай бұрын
ርግጸኛ ዲካ ዓዲ ባሪ ምኳኑ?ዓዲ መንጎቲ እዩ።ብሓደ'ዩ ዓድና!!!!
@eritr
@eritr Ай бұрын
Ata Komal Agame, We, Eritreans 🇪🇷 do not categories our heros with village, we call them Eritrean heros.
@berhenaizghi4652
@berhenaizghi4652 9 ай бұрын
ጅግና!!!
@Simba-karumba
@Simba-karumba 9 ай бұрын
ይኽደንኩም ዶ/ር ሳባ ይቕረታ ሕተቱ ከይትብለኩም።
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 9 ай бұрын
ሓቅኻ😂
@Hagosdebesay-v3k
@Hagosdebesay-v3k 9 ай бұрын
ቻይና ውን 3 ውራር ምስ ትሕቲኡ ዘለዉ ሓለፍቲ ብምዝራብ ንኢሰያስ እንቢ ኣስሕብን ከም ዝበሎን: ብኣባላት ባይቶ ንኢሰያስ ነቀፌታ ናይ ግንባር ዓሰብ ኣብ ዝገጠሞ ንቻይና መን ኢልካ ስሓብ ክብል ኣብ ዘኃጠሉ ንስኻ ባዕልኻ ምስ በሎ ክሳብ ዝዓርፍ ከም ዝደስከለ ወይ ብዘይ ስራሕ ከም ዝነበረ ይግለጽ ኢዩ:: ብዝኾነ ግን ቻይና ኣብ ቃልሲ ንሓርነት ካብ ዝነኣሰ ክሳብ ዝዓበየ ውግኣት ዝተኻፈለ ሓርቤና እዩ:: ቢቶው ከኣ ንመሰል ክብል ንካልኣይ መስዋእቲ ንነብሱ ገንሸል ዝገበረ ሓርበኛ ኢዩ: እንተ ተላ ግን ...?
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 9 ай бұрын
Emo hjis ab Chiayna Dkone hto wey kemzi kgebr niarwo tbl do eaytbln dos gbeu giaru eyu halifu eika tbl
@yoni8181
@yoni8181 9 ай бұрын
ድሕሪ ማእሰርቲ ቢተው ን ጉጅለ15ን ግን ምስ ኢሰያስ ወጊኑ መንእሰይ ኣብ ምብስባስ ዓቢ እጃም ዝገበረ ሰብ ኢዩ .ፈጣሪ ይፍረዶ
@anngreen3106
@anngreen3106 9 ай бұрын
Halew lew
@anngreen3106
@anngreen3106 9 ай бұрын
Halew lew
@yonathannegase
@yonathannegase 9 ай бұрын
ዘገርም እዩ እዩ ንሳቶም ደቂ እዛ ዓዲ ዝተወለዱላ ይፈልጥዋ ክነሶም ብዛዕባኣ ኣይዛረቡን እዮ። ምኽንያቱ ነታ ዝተወለዱላ ዓዶም ዘይኮነስ ንኤርትራ ኢሎም ዝተቓለሱ እዮም። በዚ ትብሎ ዘለኻ ጸቢብ ኣተሓሳስባ ኩሉ ስብ እንተ ዝሓስብ ነይሩ ኣብቲ ንኡስ ዞባ ጥራይ ክንደይ መራሕቲ ይኹኑ ተቓለስቲ ክውጹ እዮም እተን ኩለን ዞባታት እብ ኤርትራ ዘለዋ ነናይ ዞብአን ሓለፍትን ተቓለስትን እንተ ዝምድራ እንይታይ ፍረ ከምጽእ ይኽእል? ናይ ብሓቂ ጸቢብ ካብ ኣፍንጭኡ ንላዕሊ ክሓስብ ዘይክእል ፍጥረት። ንስኻ ብዓዲ ሞንጎቲ ትዛረብ ኣለኻ። ፈቲኻ ጸሊእካ እዚኣ ንባዕላ ታሪኽ እያ ምዝግብቲ እያ ታሪኽ ከኣ ይቕረ ኣይብልን እዩ ፍለጥ።
@user-xq3mz7wi3b
@user-xq3mz7wi3b 9 ай бұрын
Thanks for Information ❤
@messikahsay3562
@messikahsay3562 9 ай бұрын
ንዓይ ጅግና ኤርትራዊ ብተው ጥራይ አዩ ውጹዕ ብዱል ህሱይ ዘይ ናይ አዱ ዝሪኸበ ዘጋ አዩ
@zegelilaaccount
@zegelilaaccount 9 ай бұрын
ቢተው በዓል ስረ፡ ግዜ ይመጽእ ኣሎ ሓወልትኻ ክትከል'ዩ!!!
@Nadia-rf8kp
@Nadia-rf8kp 9 ай бұрын
Amen
@ngusehabtemariam2678
@ngusehabtemariam2678 9 ай бұрын
ቢቶው ተባዕ ባዓል ሕልና
@Menkem10
@Menkem10 9 ай бұрын
ኣነስ ዝገርመኒ ሓንቲ ነገር ኣሎ!እዞም ንህዝቦም ብዘይ ሓንቲ ረብሓ ዘገልግሉ ዘለዉ ኣባላት ኤሪ ሳት ብሰንኪ እዚ ከሎ ዝሞተ ሓንቲ መዓልቲ ፍትሒ ንቢተው ዘይበለ ክባኣሱ ከለዉ እዩ
@tekestetekleab7606
@tekestetekleab7606 9 ай бұрын
Entay tifelto aleka, ab public wesiu zeytezareb ? zifeteno neger kemzelo gin efelit..Bitewedes wedadu tray aykonen kereba betebu ewn eyu..Eti agedasi neger gin hawu slezikone zeykones, selefithin bisayn eyu kigebro zikil..
@henokmebrahtu7675
@henokmebrahtu7675 9 ай бұрын
ቢቶዉ ኣቦ ጽንዓት👑👌
@duhberhe9991
@duhberhe9991 9 ай бұрын
Betweded ambesa ❤❤❤
@heavent883
@heavent883 9 ай бұрын
Magri General haile Jigna eagle🦅nay shabya ❤
@Aro541
@Aro541 9 ай бұрын
Mejer jenral haile Samuel ❤❤
@mebrihittakle731
@mebrihittakle731 9 ай бұрын
Bitew jgna ❤❤❤❤
@AbadiBerhane
@AbadiBerhane 9 ай бұрын
Bitew xuruy kem may nigho tebae teqalasay❤❤❤❤❤
@samiapp5324
@samiapp5324 9 ай бұрын
እዛ ዓዲ መንጎቲ ፡ ብ ዓዲ ቢተው ክንትካኣ ኢና ሱቅ ኢልካ ኣይኮነን❤❤❤❤ ቢተው ኣቦ ሓቂ እንቓዕ ኣይትሪኢ ደቂ ዓድካ ምስ ሽፍታ ወጊኖም ።
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 9 ай бұрын
ኣበይ ርእይኻና ምስ ሽፍታ ክንውግን 😮
@atetse106
@atetse106 9 ай бұрын
እዝጊ ኣዛረበካ ዓርኩ ኣኔ ወዲ ዓዲ ሞንጎቲ እየ 60% ምስቲ ሽፍታ እዮም ወጊኖም ::
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 9 ай бұрын
@@atetse106 ሓሳዊ ኮንካ !
@18_achile
@18_achile 9 ай бұрын
Adi mongty seb sere❤✊️☝️💪
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 6 ай бұрын
"ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ይነብር" ቢተው ጅግንነቱን ተወፋይነቱ ሓቅነቱ ትብዓቱ ኣብነታዊ ጅግና ኤርትራዊ ኮይኑ ክነብር እዩ💐
@danieltela-kd4ob
@danieltela-kd4ob 9 ай бұрын
ሙሽሙሽ ዎ ጡጡስ ባኣካ ዝላዓሉ ጀጋኑ ኣይኮኑን
@eirtran.madae.e7591
@eirtran.madae.e7591 9 ай бұрын
ጅግና በተወደድ ኣብ ኣርማ ኤረትራ ኣብ መኣከል ኤረትራ ክትከል ኢዮ ሰንፍ ሰናዳይ
@eirtran.madae.e7591
@eirtran.madae.e7591 9 ай бұрын
ሰንድ ሰናዳይ
@HAILEGHEBRETENSAE
@HAILEGHEBRETENSAE 9 ай бұрын
Very good job Ato Eyob Tsegai!!!!
@merhawisyoum6385
@merhawisyoum6385 9 ай бұрын
ሃተፍተፍ ኣይትበል ናይ ውልቂ ዓዲ ታሪክ ዝብሃል የለን ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ እኩብ ታሪክ እምበር ቆናጭልካ ዝግለጽ ኣይኮነን
@ftatekeste134
@ftatekeste134 9 ай бұрын
Yibel dimxi wedi hawoboy
@robi.1997
@robi.1997 9 ай бұрын
ዓዲ መንጎቲ❤
@awetmhretab3596
@awetmhretab3596 9 ай бұрын
Bitowu 💙💙💙💙💙 abo haqi
@zowdi810
@zowdi810 9 ай бұрын
Wow you are amazing thanks my haro erterawe god job thanks wade erterawe people 🎉😂❤he is amazing erterawe 🙏 💪 ♥️ 💕 💖 ❤️ 🙏 he is jegena erterawe really god bless to hem yes 🙏
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 9 ай бұрын
ቢተው ጅግና
@HabtomYohannes-i1i
@HabtomYohannes-i1i 9 ай бұрын
ቢቶው ጅግና ናይ ጀጋኑ
@mulegetalgam2319
@mulegetalgam2319 3 ай бұрын
3 of them are hero I admire tedla
@MobaeBrhane-xc7yg
@MobaeBrhane-xc7yg 9 ай бұрын
ጅግና ኣቦ ሓቂ ቢተወደድ ኣብርሃ ኣባ ተረግ🌾🌾🌾🌾🌿🌿🌿🌿✳️✳️✳️✳️✅️✅️✅️✅️👑👑👑👑👑👑💪💪💪💪💪💪💪
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 9 ай бұрын
Welcome Mosaic
@belae7107
@belae7107 9 ай бұрын
ሞኬ ንስኻውን ጅግናና ኢኻ ቀጽሎ
@kibromhabte5157
@kibromhabte5157 9 ай бұрын
ቢተወይ ኣርማ ሓቂ👑💔😢
@Mulugeta-bf3im
@Mulugeta-bf3im 9 ай бұрын
Welcome 😍😍😍
@abrahamblata8183
@abrahamblata8183 9 ай бұрын
ኣኽኽ ቢተወደድ ኣብርሃ ❤ ናተይ ጅግና ።እንታይ እሞ ሓሳዳት ረኺብካ እንበር ሰባይ ሰብኡት ኔርካ እግዚብሄር ኣብ ዘለኻዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያይ ቢተወደድ ካብ ብልቢ ዝፈትወካ ኣብርሃም ።
@ZekiFrede-le5lc
@ZekiFrede-le5lc 9 ай бұрын
Tigraway bzaeba Eritrean generals entayu agedisuka
@mmsaed4630
@mmsaed4630 9 ай бұрын
ተላ ኦግቢት ሩህሩህ ኒቲግርኛ፡ ሑሱም ን ኣስላም፡ Undisputable Recorded facts available in AGIB.
@shishytafere5347
@shishytafere5347 9 ай бұрын
ህዝብ ኤርትራ ዝጠለሞ ብሉጹ መራሒ ጅግና ብ/ጀ ብትወደድ።
@shmuelelkanah815
@shmuelelkanah815 9 ай бұрын
Eyob! be kemei kene’mesgeneka Kulu tezergeho habereta mehari tarik, haki, megbi hiwat eyu kexlo. Bezuh ena ne’mehar kabzi channel’ka. Ab serahka asaleto Nemene.
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 9 ай бұрын
ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና
@Hayet-m1x
@Hayet-m1x 2 ай бұрын
ቢትወደድ ክመኡ ዝበሉ ቡዝሓት ደቂ ሀገር ድሕሪ ናጽነት ካብ ማእከል (ቕርዕት ) ሀገር ዝኾነት ከተማ :ብሂወት ብዘይ ሕጊ ምሕያሮም ንህዝቢ ዘላኣለም ጸሊም ታሪኽ ሓዘን ኮይኑ ይማሓላለፍ ኣሎ 😢😢😢
@MosaicBahli
@MosaicBahli 2 ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/gWiqcmysbLZ4j80&lc=UgxL2cUwk16cTm6K5KF4AaABAg
@yohannesmedhane635
@yohannesmedhane635 9 ай бұрын
ዓዲ መንጎቲ፥ዓዲ መካንንቲ!
@MeashoGoitom
@MeashoGoitom 9 ай бұрын
man of black history Haile Samuel
@emunman
@emunman 9 ай бұрын
True ❤❤❤❤❤❤❤
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl Ай бұрын
Mebzahto om hamasenn serayen neseyas yhgzuwo edmo ue yenawhwo alewu
@gebreted2612
@gebreted2612 9 ай бұрын
ኣገናዕ እዮብ ከማኻ ይብዝሑ የቐንየልና መልእኽቲ ቢተወደድ ንቃለስ ንሐርነት እዩ ሐርነት ምሉእ ኤርትራን ኤርትራውያንን
@mokonenbrhane8992
@mokonenbrhane8992 9 ай бұрын
ኣነ ቅድሚ 74 ከም ዝተሰለፈ እየ ዝፈልጥ ቻይና
@jmj7672
@jmj7672 9 ай бұрын
All of them are Eritreans hero. You said about General Tedla Ekobit shot himself when his hun was found under his bed and he was assented in his sleep. The producer you need to correct your blackmailing of our beloved General Samuel comments. First of all Betweded is the relative of General Samuel and they are from Hero family who worked and sacrifice their life for our independence. General Samuel would have helped his relative if could. So you don’t know. I wish and pray for the realise of Betweded.
@lulunegassi3537
@lulunegassi3537 9 ай бұрын
Bitow abo haqi ❤
@samki-rw6lt
@samki-rw6lt 9 ай бұрын
ብርጋደር ጀነራል ሃብቱ ትኽለሚካኤል ተረሲዑ ኣሎ
@MosaicBahli
@MosaicBahli 9 ай бұрын
ይቕሬታ ንጸሓፊ ክንሕብሮ ኢና።
@negasisereke8011
@negasisereke8011 9 ай бұрын
Eze ewen Ade mongot aykonen
@Aro541
@Aro541 9 ай бұрын
Abey alo Hji Ane semieyo ayfelten eye Wey diskul eyu
@samki-rw6lt
@samki-rw6lt 9 ай бұрын
ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት ኮይኑ ኣትዩ፣ብድሕሪ ናጽነት ኣብ ኮምሽን ባህልን ስፖርትን ሚኒስትሪ ምክልኻል ነይሩ፣ሕጂ ደስኪሉ ኣሎ።
@senaiyouwhanns1111
@senaiyouwhanns1111 9 ай бұрын
Adi Mengonti gena jeganu kiwelda eyen aymekenan . Anafra qoqah zey felxis ayhadanayn .🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏜🏜🏜🏜🏜🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠 🏠🏠🏠🏜🏜🏜🏜🏜🏜🏜🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳Adi mengonti🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥬🥬🥬🥬🥬🥬🥬🥬🥬🥬🥬🥬🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠Adi Mengonti🛻🛻🛻🛻🛻🚙🚙🚙🚙🚙🚙🚙🚙🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄
@huruybereket6458
@huruybereket6458 9 ай бұрын
ማንም ሰብ ዝጻሓፎ ንሃገርን ጀጋኑን ዘቓሽሽ ኣብ መድብኩም ከትምጽኡ ዓገብ ብናትኩም ኣተሓሳስባ ኪዱ
@semerearaya7302
@semerearaya7302 9 ай бұрын
ቃላት ቢተው ግን ነዓይ ሓቅን ጽንዓት ትብዓት እዮም
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 9 ай бұрын
እዚ ብዛዕባ ሰለስቲ ጀነራላት ት ብል ዘቕረብካ ርእይቶ ኣንነት ዝተዓጥቀት ትሕቲ ሃገራውነት ድሑር ኣተሓሳስባ ሓለገት ዘለዋያ :: ኣብ ለንደን ተኾድጭካ ጮማ እንኾለስካ ሱፍ ኣናተከደንኻ እከለ ከምዝዩ : እዛ ወድዚ ኣድዩ እዚ ዓዲ እዚኮ ክንድዚ ጀነራላት ኣለውዎ ክትበል ሕሱር ሕፍረት ዘይፈልጥ ድሑር ሕሱር ኣእምሮዝምድሮዩ :: ንህዝቢ ኤርትራ ኣተሓሳስባኻ ኣይንታዩንዩ :: ካብ ኣውራጃ ወጺእካ ተዛረብ ተሓጸብ :: ኣብ ኤርትራ ብዙሓት ጀነራላት ኣለዉ :: ብኦም ድማ ንሕበን ብማዕረ ከአ ንርእዮም :: ዋላቶም መዓርጎም ትሕቲ ጀነራል ዝኾኑን ክሳብ ተራ ተጋዳላይን ንህዝቢ ኤርትራ ኩሎም ክቡራትዮም ብማዕረ ከአ ንርእ ዮም :: እቲ ዕሱብ ኣገልጋሊ አትዮጵያ ዝነበረ ተላ እቕቢት ምስቶም ጀጋኑ ሰሪዕካዮ : እዝዩ እቲ ድሑር ኣትሓሳስባኻ : ካብ ኣውራጃዊ ኣተሓሳስባ ዘይተላቐቕካ : ባኣእምሮኻ ናይ ቆልዓ ኣተሓሳስባዩ ዘለዎ :: በተሓሳስባኻን ድኻ ኢኻ ::
@dl4055
@dl4055 9 ай бұрын
Hjs nmntay felika amtsikayom kulu hzbi eritrea jgna,kab tera ksab halefti jeganu eyom,nhager ilom adom kea eritrea,hagerom eritrea, Xbuq aykonen hji felika neziom ketemtsom,hawey
@Africaunitenowornever
@Africaunitenowornever 9 ай бұрын
I love everything you do it💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙happy new year l naw it is late
@emunman
@emunman 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Bitwedet
@samisamson2228
@samisamson2228 9 ай бұрын
Betow 💙💙💙💙💙
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 9 ай бұрын
ኣነስ ክሓስቦ ከለኹ መወዳእትኡ የጸብቐሉ ክብሉ ይሰምዕ ኔሬ። ቻይና ከባቢ 3ዓመት መራሒ ክ/ሰ ኔሩ ንፉዕ መራሑ ክኣ ኔሩ ።ኣበ 1987- 1988ዓ/ም ክኣ መራሒ ግንባር ኔሩ እዚ ጉሑላ ዲክታቶር ክኣ ዘዝቀደሙ ኣብነንሕድሕዶም ኣንዳ ኣዋድአ ዝደሓሩ ክኣ ሕልፈቶም ውድቀቶም እንዳረኣዩ ፈሪሖም ኣጽቂጦም ሞቶም እንዳተጸበዩ ኣይነበር ክሕከሙ ኣብ እንዳማትም ሃገር ከይዶም ክሞቱሲ ካብዚ ዝከፍእ ውድቀት እንታይ ከይመጾም ክልተሳዕ ሞት ምስ መን ከ ከነወዳድር ስቅ ጥዑም።
@Giena2025
@Giena2025 9 ай бұрын
እዮብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ሓፈሻዊ ትዕዝብቲ ኣይጽላእን እንድዩ! ቢተውን ቻይናን መጀመርያ ቅድሚ ናጽነት ብዝተዋጽእዎ ተራ ከም እቲ ቀንደን ኣገዳስን ብልጫ ክረአ ኔርዎ ከም ተወሳኺ ድሕሪ ናጽነት ከኣ ቻይና ንበይኑ ክገብሮ ዝኽእል ኔሩ ድዩ ኾይኑ? ብሓፈሻ ኣብታ ምውት ኣይክሰስን እዩ ትብል ዘልዓልካያ ኣርእስቲ ብ FB.
@Zerayweldeab4930
@Zerayweldeab4930 9 ай бұрын
Ertrawian Generalat gda zeytbl av adna zelewu ke ane ka bgdey ktsbtsbelja
@simontesfamariam27
@simontesfamariam27 9 ай бұрын
Bitow hxub manta ❤❤❤
@yoseabsulomon7344
@yoseabsulomon7344 9 ай бұрын
ቢቶው ኣቦ ፍቅሪ❤❤❤❤
@grmayabrha9457
@grmayabrha9457 9 ай бұрын
መጀር ጀነራል ብርሃነ ገብረእግዝኣብሄር ውን ዓዲ ሞንጎቲ ዶ ኣይኮነን ?
@yoni8181
@yoni8181 9 ай бұрын
ብርሃነ .ድርኮ ኢዩ እምኒ ሓይሊ
@AlgaGurja
@AlgaGurja 9 ай бұрын
Nebi bieteweded king of king 🦁❤️🤴
@Teklom94
@Teklom94 9 ай бұрын
Only Bitow is the King 🤴
@GggyHgg-ng6lg
@GggyHgg-ng6lg 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Eric-xz9ms
@Eric-xz9ms 9 ай бұрын
Three of them are Eritrean Heroes. Bitew is such a genius.
@fikrteame6769
@fikrteame6769 9 ай бұрын
BITEWEYYY ableyuka eba abza xelmat 💙💙💙💙💙💙💔💔💔💔
@michaelissack9271
@michaelissack9271 9 ай бұрын
❤❤❤
@selammskulu1
@selammskulu1 9 ай бұрын
1 bel bro gega mengedi newri
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 9 ай бұрын
ኣዲ መንጎቲ ዋላ ዲኢፍ ብሪሞ ሸርገንቲ፥ይብል ነበረ ሃደ የመናዊ መስሃቅ ዋዛ ምስ ቁምነገር ፥አዞም ሰለስተ ጀነራላት ደቂ ኣዲ መጎቲ ፥አንተኮነ አቲ ቀዳማይ ጀነራል ፥ጀነራል ተድላ አቅቢት ክከውን አንኮሎ ታሪኩ ኣብ ልአሊ ህዝቢ ኣሪትራ ዝፈጸሞ ጸሊም ታሪክ ዘመዝገበ ሰብ ነበረ፥አቲ ካልኣይ ጀነራል፥ጀንራል ሃይለ ሳሚኣል ኮይኑ ን32 ኣመታት ዲክታቶር ክሳሲ ኣብ ልአሊ ህዝብና ዝፈጸሞ ጸሊም ታሪክ ኣብ ነጻ ኣሪትራ ዝርኣ ጉዳይ ይከውን፥አቲ ሳልሳይ ብተወደድ ኣብራሃ ኮይኑ አቲ ፍቱው፥ሃቀኛ ተጋዳላይ ብሃገሩ ምስ ማንም ዘይዳነ ጂግና ወዲ ህዝቢ አዩ ዝነበረ፥አንተኮነ ዲክታቶር ኢሳያስ ብዘይ ፍትሂ ከምቶም ካልኦት ብጾቱ ናብ ማህዩር ተደርብዩ ዝሳቀ ዘሎ ሰብ ኢዩ ፥ጂግና ጀነራል ቢተወደድ ምአንቲ ሃገሩን ህዝቡን ዝከፈሎ መስዋአቲ ንዘልኣለም ብህዝቢ ኣሪትራ ክዝከርን ሃወልቲ ክስራሃሉን ብወግኢ ክዝከርን አዩ ፥
@eritr
@eritr Ай бұрын
These are Eritrean heros not they way think, you are narrow minded village minded. Do not make out heros small, look at the bigger picture, they are Eritrean heros produced in Eritrea.
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 16 МЛН
Un coup venu de l’espace 😂😂😂
00:19
Nicocapone
Рет қаралды 11 МЛН
"كان عليّ أكل بقايا الطعام قبل هذا اليوم 🥹"
00:40
Holly Wolly Bow Arabic
Рет қаралды 11 МЛН
Good teacher wows kids with practical examples #shorts
00:32
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 13 МЛН
Eritrea B'Zebene Bahre Negestat-by aba Franchesco Alvarez Trgum Hayle Bokre - PART 1
31:08
ዛንታ  ደግያት ንጉሰ ወዲ እልፉ
42:07
Mosaic Bahli
Рет қаралды 368 М.
ብሪጋዴር ጀነራል ተድላ ዑቕቢት
41:07
Mosaic Bahli
Рет қаралды 181 М.
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 16 МЛН