ኣዲኡን ክልተ የሕዋትን ብሂወት ኣለዉ

  Рет қаралды 221,319

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

Күн бұрын

ኣዲኡን ክልተ የሕዋትን ብሂወት ኣለዉ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
www.tiktok.com...
#Alexander#AlexanderQaleab#Eritrean

Пікірлер: 875
@JosiasDenden
@JosiasDenden 2 жыл бұрын
Instagram ብኢንስተግራም ሰዓቡና ንሓጸርቲ መሃርቲ ቪድዮታት👇 instagram.com/josiasdenden/
@tiebetesfay5925
@tiebetesfay5925 2 жыл бұрын
Eway
@tiebetesfay5925
@tiebetesfay5925 2 жыл бұрын
Godd
@habenghirmay5177
@habenghirmay5177 2 жыл бұрын
Josie hawey amlak msaka ykun seb Kuno ne Alex eta haka awtsaya. ♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@syumnelo4525
@syumnelo4525 2 жыл бұрын
Eta haqe awxaya da belo abti zkedeme slemntay kirekbo zeykale dianian ke nmntay yabiu xbuki gerka hiteto hiji ybli
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 2 жыл бұрын
Esu ke mo kabti nay qdmi hji enterwiew zegebero ksab hji tay kgebr xenihu way zweredo kola bzkone DNA gerkum aksnwo bejakum😔
@conscienceisfreedom4968
@conscienceisfreedom4968 2 жыл бұрын
እዚ ወዲ ልክዕ መሰታይ እዩ። ነደይ ሎሚ የመስግና ኣለኩ ናዓይ ክትብል ንድክነት ፊት ንፊት ስለ ዝገጠመቶ። ኩለን ደቒ ኣንስትዮ ሓደ ከምዘይኮና ሎሚ ፈሊጠ።
@shakamla
@shakamla 2 жыл бұрын
Adie brhan geza
@bitanya1212
@bitanya1212 2 жыл бұрын
Be strong women👩‍👦‍👦💪💪💪💪
@yordanossimon9772
@yordanossimon9772 2 жыл бұрын
እዋይ ዘሕዝንዩ ገለ ወሊዳ ትድርቢ ገለ ኸአ ዉላድ ክትረክብ እንዳዘይእቶ ትአቱ ገለን ብማይ ገለን ሰአን ማይ ይብሉ ወለዲ ክምስሉ ። ብዝኾነ ድሕሪዚ ኹሉ ከርተት መጨረሽታ ክኾነልካ እምነ አሌክስ ሓውና ❤️❤️❤️
@frehaile6298
@frehaile6298 2 жыл бұрын
Yes, she is evil 👿 mum but god is good he is so sweet
@yonatan4085
@yonatan4085 2 жыл бұрын
እቲ ዘገርም ዓቢ ነገር 1) ኣበይ ኔርካ ኢካ እዚኩሉ ግዜ …ኣብ EMNT … ወጺኡ ኣብ ጋዜጣ ወጺኡ… ኩሉ ፈቲኑ ሕጂ ጻድቅ ክትመስል ንዓኣ ትወቅስ ። 2) ናታ ዓዳ እንዳፈለጥካ ንምንታይ ብኣካል ኬድካ ወይ police ነጊርካ ክትፈትሖ ዘይፈተንካ???? 3) እቲ ዘገርም ካኣ ከምኡ ኣመል ኔርዋ ትብለናስ ንስካ ከ ከመይ ዲካ ኔርካ ???? ዘራከበኩም ተመሳሳሊ ነገር ስለ ዘሎ ዶ ኣይኮነን??? 4) እቲ ዘሕዝን ካኣ ን አለክሳንደር ጌጋ ኢዩ ትብል’ሲ ክልቴኩሞ ደርቢኩሞ ታይ ዜይገበረ። 5) ንሳ ካባካ ትደሊዬ ምስ ሳኣነት ደርቢያቶ ሕጂ ካኣ ንስካ ካብኣ ትደሊዬ ምስ ሳኣንካ ትከሳ ኣለካ : ንምንታይ ሐሌፍነትካ ዘይተሰከምካ????? *** ኣብ መወዳእታ ግን ኣሌክሳንደር እዚኦም እንተኮይኖም ስድራካ ኢና እንቴሎምካ ይትረፍካ ወዲ ኩሉ ኤርትራዊ ሙካን የሕሸካ ፡ ን ህዝቢ ድባርዋ ስለቲ ኩሉ እናመስገንካ ፡ ብሰላም ንበር።
@fevengebre7932
@fevengebre7932 2 жыл бұрын
Enjera Ezigi blae wedey. Gebenu shefinu geben nata yxibxib. ALEX hawey wedi kulu Ertrawi mkan yhsheka.
@zebibgrmayabraha4171
@zebibgrmayabraha4171 2 жыл бұрын
🫶
@Elias-fk5nh
@Elias-fk5nh 2 жыл бұрын
እዚ ቈልዓ ኣብ ናይ EMN ቃለ መሕትት ኣብ 'መቓብር ቤት መኻእ እየ ተረኺበ' እዩ ኢሉ። 1. እዞም ሰብኣይ ግን ካብ ቀዳማዩ ዳሕራዩ ገደደ፡ ስለምንታይ እዞሞ ሰብኣይ ኣብ 'እንዳ ኮርያ ተወሊደ' ኢሉ ነይሩ ኢሎም ዝኸስዎ፧ ዓገብ! 2. እዚ ቈልዓ ወለዱ እምበር ዘሕንኽ ዜና ወለዱ ኣይሓተተን 3. ደሓር ከኣ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን እሞ በደል ሰብ ምዝርዛር ሰናይ ኣይኮነን። 4. መዕጸዊ የድልዮ ኣሎ DNA ይበልጽ። ወድኹም እንተ ዀነ እሰይ፡ እንተ ዘይኮኑ ንስኹም ትዓርፉ ንሱ ምድላዩ ይቕጽል። ወደሓንኩም
@danit3250
@danit3250 2 жыл бұрын
ሃቅካ ኢካ ሃለውለው ኣብዚሑ ሕሉፍ ገበኑ ዲዩ ክሽፍን ክርደኣኒ ኣይከኣለን ዓቢ ጌጋ ዋላ ተገበረት ኣፍታ ሽዓ ዘጋጠመታ ንሳ ጥራይ እያ ትፈልጦ። ኣብቲ ሕሉፍ ዝገበሮ ኢንተርቪው ቤትምካእ ከምዝተረኽበ እዩ ሓቢሩ ኣሌክስ። ዝሓለፈ ውሕጅ ይግደፎ ኢሉ ግን ሕጂ ኣቦን ኣደን ክኮንዎ ይላቦ ። ዝሓለፎ ነዊሕ ዓመታት ይኣኽሎ።
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 2 жыл бұрын
👌👌👌👌👌
@hihi-gy8zz
@hihi-gy8zz 2 жыл бұрын
Behaki
@ሩፍታ-ዸ7ጸ
@ሩፍታ-ዸ7ጸ 2 жыл бұрын
ኣታ ዕልልልልልልልልልል ሓቂ ድዩ እዚ ቆልዓ ክደይ ግዜ እድዩ ግዲ ጽዒሩ ኣምላክ ኣቦይ ክሉ ዘይስኣነካ 🙏🙏🙏🙏
@ሩፍታ-ዸ7ጸ
@ሩፍታ-ዸ7ጸ 2 жыл бұрын
ጆሲ እስካ ትስርሑ ክሉ ግዜ ብሉጽ እዩ እሞ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@HR-uf1zn
@HR-uf1zn 2 жыл бұрын
መጀመርያ እንኳዕ ሓጎሰና በዚ ዛንታ ናይ`ዚ ቆልዓ እዚ ጠልጠል ኢልና ዝጸናሕና/// ብዝኮነ መክንያት ንሑሉፍ ኣይንወቕስን ኢና፡ ዘሎ ብሕጂ ይበዝሕ። ከም ምክሪ ኣነ ንባዕለይ ኣብ ኢስራኤል እየ ዘለኹ። እቲ ሕጂ ዝድለ ብህጹጽ DNA ናይ ክልቴኩም ምግባር እዩ። ብድሕርኡ ነቲ ዘለኻ ጸገም ነዘን ኣብዚ ዓዲ ዘለዋ ገበርቲ ሰናይ ሓብርካ፡ ንስኻን ውሉድካ ፍታሕ እትረክቡሉ መንገዲ ምንዳይ እዩ። ርግጸኛ እየ ንዓኻን ንወዲኻ ኣብ እትረኸብሉ ዓዲ ክኣኻክብኩም ከም ዝክእሉ ክሕብርርካ ይፈቱ። ብተወሳኪ ወላዲቱ ኣብ ካናዳ ስለዘላ ናብኡ ጥራይ ኢና ክንከይድ ንደሊ ክትብል ውን ዕድል ከውህበካ`ዩ። ኣነ ንበዕለይ ናይ ጓል ሓወይ DNA ጌረ ነይረ። ኣነ ኣብዚ ዘለኹዎኹዎ ኮይነ ንሳ ኣብ ሃገረ ኢመሪካ ኮይና። ስለዚ ሎሚ ዲኤንኤ ቀሊል እዩ ብናይ ኣፈይ ምራቕ ጌሮም ጓል ሓወይ ንከረጋግጽ ሕጊዝኒ`ሞ ንዓኻ ውን ከምዚ ከማይ ከም ዝሕጉዝካ እሙንቶ ኣለኒ። ብዝኮነ ብጣዕሚ ተሓጉሰ ተስ ኢሉኒ ኣሎ። ሓደራ ነታ ሰብ ኣይትሓዙላ ንስኻ ንባዕልካ ይቅሬታ ግበረላ፡ ንቅድሚት ንርኤ ኮለል እንተበልና ትርጉም የብሉን። ኩሉ ዘድልየና ኣብ ይቅሬታ እዩ ዘሎ///
@eritreayanatey2140
@eritreayanatey2140 2 жыл бұрын
Lebam zreba nay bahaki
@eritraweteritrawet7048
@eritraweteritrawet7048 2 жыл бұрын
አነ ግን እዚ ደብዳቤ ካብ ዝጻሐፍ ክንደይ ጌሩ??? አይታሐዙለይ እዚ እውን ደርቤዬ ኢላ እንድሕር ጺሒፋትሉ:::- ክሳብ ሎሚ አበይ ኔሩ?? እንስሳ ጠፊኡኻ እኳ ከይደቀስካ ትሐድርሲ ወዱ ዝአክል? አነ ዝመስለኒ ክልቲኦም አይደለይወን ነዚ ቆልዓ:: ረቢ ዕበ ስለ ዝበሎ እዩ ዓብዩ መስክናይ ስለዚ ነታ ሰበይቲ እውን ቆልዓ ምድርባይ ብሕጊ የክስስ እዩ:: ደርብያቶ ቡዙሕውን አብ ኤርትራ ኔራ:: እቲ አቡኡ ግን እንዳፈለጠ ከም ዘይፈለጠ ስቅ ኢሉ ተሐቢኡ ኔሩ ማለት እዩ::ክልቲኦም ጌጋ ጌሮም ከለዉ ሕጂ ካብ ሐላፍነት ክሀድም ነታ ሰበይቲ ዊዒቲ ኔራ ገለመለ ዝሕፍር ክሰምዖም ከማን አይደልን:: ዘይሐልፍ መሲሉዎም ዋላ ሂወት ዝዘርእ አይመሰሎሙን: ንሱ ግን ብሐይሊ ረቢ ምስ ሂወቱ አሎ:: መሕፈራት ንኩሉ ግዜ እንተትሕቡኡ ከማን ምሐሾም:: ቡዙሕ ምተዛረብኩ ግን ስቅ መሪጸ አለኩ:: አለክሳንደር ብድሕሪ ደጊም ስድራ ክኮኑኻ ድዩ ሐሳብካ??? እታ አዲኡ ትባሃል ሕጂውን አይተጣዕሰትን አቡኡ 30 ዓመት ዓይኑ ዓሚቱ አስቂጡ:- ክርዳአኒ አይካአለን??? ዘሕዝንን ዘስሕቅን
@rezankahsay6604
@rezankahsay6604 2 жыл бұрын
@@eritraweteritrawet7048 nay bhaqi hawey tegetru zzarebsi balo teweledelun adeun endanegere zeyhgzo hji kab nnebsu naxa kewuxe zgoyiyy
@sweetheart3383
@sweetheart3383 2 жыл бұрын
​@@eritraweteritrawet7048 ane gerimuni alo mechem lebamlebam mxwat kfetwu meat eyom. ksab hji abey nierom eyom hji gelemele zbl geltam zkone seb. kabta sebeti natu ygedd kulom hade. zkonet ade kem0u ktbl aytkieln eya bzeyzkone xegem
@awethaylom5258
@awethaylom5258 2 жыл бұрын
🥰❤
@meronhabtemariam4169
@meronhabtemariam4169 2 жыл бұрын
ኣሌክስ ወድኻ ምዃኑ ግን ብኸመይ ኢኻ ኣረጋጊጽካ፧ ንኣሌክ ድማ ተጋግዩ ኢልካዮ ኣለኻ። ንሱ እንዳ ኦርፋን ዝሃብዎ ጸብጻብ እዩ ተዛሪቡ ብኸመይ ጌጋ ትብል ኣለኻ፧ ድሓር ከ ንስኻ ውላድካ ብኸምዚ ዓይነት እንተ ስኢንካዮ ስለምንታይ ኣብ ጋዜጣ ዘየውጻእካዮ፧ ዋላ ስደት ውጻእ ስለምንታይ ብኻልእ ሰብ ዘየጽሓፍካ፧
@habentesfatsion6377
@habentesfatsion6377 2 жыл бұрын
ኣሌክስ ወድካ ሙካኑ ብከመይ ኢካ ኣረጋጊጽካ ንኣሌክስ ተጋጊካ ዝበልካዮ ዘረባካ ኣይርዳካን አኡ
@goitomyebyo7411
@goitomyebyo7411 2 жыл бұрын
Ms meglexika 100 % ysemama . Alex ztekebelo teebtsab wey habereta iu hibu.
@mogosmogos163
@mogosmogos163 2 жыл бұрын
Eway xegem zgerm u
@Tocaluna91113
@Tocaluna91113 2 жыл бұрын
Yegrem eu 😔
@zemenzemen67
@zemenzemen67 2 жыл бұрын
ኩሉ ይትረፍ እቲ ቆልዓ ኣቅስንዎ ሕጂ ኣገላግልዎ ካብቲ ዘለዎ ቃንዛ😥
@matthewsbrhane5160
@matthewsbrhane5160 2 жыл бұрын
እዋይ ተመስገን ኣሌክ ሓወይ እንቋዕ ወላዲኻ ረኸብካ እዛ ሓወይ
@rahmasuleman740
@rahmasuleman740 2 жыл бұрын
አልሓምዲሊላህ ያራብ
@ንፍቅሪብፍቅሪ
@ንፍቅሪብፍቅሪ 2 жыл бұрын
Ezi sebay qurub do ni alexander yimesil
@matthewsbrhane5160
@matthewsbrhane5160 2 жыл бұрын
@@ንፍቅሪብፍቅሪ እወ ይምስል እዩ ቁሩብ ጥራይ ዘይኮነሲ ኩሉ ነገሩ እዩ ንዕኡ ዝምስል
@ንፍቅሪብፍቅሪ
@ንፍቅሪብፍቅሪ 2 жыл бұрын
Nay haweboy wey amoy DNA mis natey kirakeb yikiel do Kindey percent
@matthewsbrhane5160
@matthewsbrhane5160 2 жыл бұрын
@@ንፍቅሪብፍቅሪ ናይ ግደን እምበር ኣጆኻ
@hermongebremichael1746
@hermongebremichael1746 2 жыл бұрын
መትሓዚ ዘይብሉ ዘረባ ካብ ትዛረብ ሕጂ ንስኻ ብትኽክል ኣቡኡ እንተኾንካ እንታይ ነዓኣ ዘጠምት ኣለካ ግዴኻ ዘይትገብር ኣምላኽ'ኮ በብተግባርና'ዩ ዝቐጽዓና ስለዚ ፈሪሃ ኣምላኽ ግበር ናታ ግደፎ ናትካ ግበር ንሳ ኸኣ ቀስ ኢላ ትስዕበካ ትኸውን።
@lulrbahri
@lulrbahri 2 жыл бұрын
ነመስግነካ ጆሲ ሓወይ። ከምዚ ዓይነት እቲ ኣብ ሜድያ ክወጽእ ዘለዎ ማሕበራዊ ጸገማትና ብሕጽር ዝበለን ፍትሓውን ንመጻኢ ውን ክትሰርሓሉ ጽቡቅ ኮይኑ ይስምዓኒ።🙏
@leteberhankesete8721
@leteberhankesete8721 2 жыл бұрын
Pelss nabe Kanda police reported kegebarla alewe.
@wedierewedisenafe3805
@wedierewedisenafe3805 2 жыл бұрын
ኣቦን ኣደን ፡ ነዚ ወዱኹም ክትክሕሱዎን ከተጻናኑዑዎን ናይ ክሊቴኹም ሓላፍነት እዩ።
@yonatan4085
@yonatan4085 2 жыл бұрын
ይትረፎ ….ወዶም ደርቢዬም ደቂሶም ዘሐድሩ ።
@freweynihedgu2782
@freweynihedgu2782 2 жыл бұрын
ሓቂ ጥራይ ይኹን ኣሌክስ ክቀስን
@yuseferitrea8619
@yuseferitrea8619 2 жыл бұрын
Mdebas Nay gedn endyu nezi kulu halfnet gn Nay adeuu eyu ade wesanit ya MN yu abeuu keflt eta ade behalit gn Kab kedamaya kalay a zegded selzkone mnalbat Kab abeuu terekbe
@eriiq8208
@eriiq8208 2 жыл бұрын
እቲ ቆልዓ ነጊሩና መብቆል ዓዲ ጥራይ ኢዩ ክፈልጥ ዝደሊ እምበር ውዲ ኩሉ ኤርትርዊ ምኻኑ ገሊጹ ኢዩ ። እንቓዕ ጥራይ ክምዚ ብዓል ኣሌክስ ካሕሳይ ካብ ውዒግን ዝተውልደ ኣይኮነ ኤርትርዊት ኣደ ውላዳ ክትደርቢ ንመጀመርታ ግዜ ብምስዐይ ደንጺዩኒ መብዛሕተን ክምዚ ሽግር ዘጋጠመን ኤርትርውያን ምስ ጎሮቤት ኣብ ቤት ክርስትያን ኢይን ዝገድፍኦም
@Kemalemeye
@Kemalemeye 2 жыл бұрын
@@eriiq8208 እሞ ኣዲኡ ንኣሌክስ ካሕሳይ ትፈልጣ እንተ ኮንካ ዘይትሕብሮ ኣንታ እዞም ኣውራጃውያን ሓሚምኩም እንበር ምሕረት የውርደልካ
@danit3250
@danit3250 2 жыл бұрын
ዓቢ ጌጋ ዋላ ተገበረት ኣፍታ ሽዓ ዘጋጠመታ ንሳ ጥራይ እያ ትፈልጦ ሃለውለው፥ ጸርፊ ፥ ሕነ ምፍዳይ ገዲፍኩም ብሂወት ተለኩም እሞ ናይ ብሓቂ ወለዱ ተኮንኩም ሕጂ ስድራ ኩንዎ። ኣብቲ ሕሉፍ ዝገበሮ ኢንተርቪው ቤትምካእ ከምዝተረኽበ እዩ ሓቢሩ ኣሌክስ። ዝሓለፈ ክኡሉ ውሕጅ ይውሰዶ ኢልኩም ግን ሕጂ ኣቦን ኣደን ክኮንዎ ይላቦ ። ዝሓለፎ ነዊሕ ዓመታት ይኣኽሎ።
@Joe123_
@Joe123_ 2 жыл бұрын
እዋይ ሸውራር ግዜ ሉሊ ከኣ ሰብ ኮንኪስ ክትምዕዲ ጀሚርኪ ኦሮማይ ዓለም ተገምጢላ በዓል ሉሊ ዝምዕዳላ ገና ከይበሰላ ዘረባ ሰው ዘብላ ዛዓለም እንድዕላ ሸለው ትብል'ላ
@danit3250
@danit3250 2 жыл бұрын
@@Joe123_ ብሩኽ ሓወይ ሓፍተይ ማዕዳ ኣይኮነን ዝተራኣየኒ ርእይቶ ሂበ ኣለኩ። ናትካ ርኢቶ ተሃብካ/ኪ ጽቡቅ ይመስለኒ ።ከም ዝመስለኒ ንከምኡ እዩ ኮመንት መጽሓፊ ተከፊቱ ተዘይ ተጋጌ። ወድሓንካ መልሲ ናተይ ከይትጽበ ድሕሪ እዚኣ። ዝተራእየካ ኣብ ቦታ ኮመንት ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ኣጋጢሙ ዘሎ ግን ከምሰብካ ግደፈሎም።
@grmayyemane4168
@grmayyemane4168 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ኣቦይ ጥዑም ኣስምዓኒ🙏
@rumanaabdelalim4310
@rumanaabdelalim4310 2 жыл бұрын
Ye Allh Ata Rebi Xbuq Asmana 🤲 Enqae Hagoseka Alexander Hawey Abuka Bmrkabka Ezi'ke Nay Men Koynu
@rishant9980
@rishant9980 2 жыл бұрын
ኩሉኩም ጨካናት ካብ ሕሉፍ ሕማቅ ግብራ ትትንትን ወድካ ኬድካ እቅስን ይቅረ ሐቲትካ አቅስን (2) ክልተኩም ካብ መጠን ንላዕሊ ጨካናት ዝገርም እዩ
@abrahalelegesse6226
@abrahalelegesse6226 2 жыл бұрын
ኣሌክስ ን ኣቡኡ ረኺቡ ክነሱ ወልደይ ኣዳልዩኒ ክብለሉ ዝኽእል ምኽነያት ኣይርዳኣንን። ሰልሙንውን ከመይ ኢሉ ርግጸኛ ኮይኑ እይበርሃለይን ካብ ህንጡይነት ከይክወን ምኽንያቱ ዘርባን ትግባርን ናይታ ዝወለደተሉ ክፈላለ ስልዝክኣል። DNA ይግበሩ ኣቦን ወደን ካእ ይግበሮም ኢልና ንመነ ።
@Teklino249
@Teklino249 2 жыл бұрын
ኣነስ ዋላ እዚ ሓታቲ ንፍዑ ሓታቲ ኣይኮነን ጠቕላላ ተብግሱኡ ጽቡቕ ኢዩ ሕቶ ግን ትርር ዝበለ መስቀላዊ ሕቶ ኢዩ ክሓቶ ዝግባእ። ናኣብነት ኣብ ቤት መኻእ ጥቕመጥ ዶ ኔራ? ሕጂ ኸ ናብ ካናዳ ገጹ ዳሃይ ጌርላ ዶ? ሶሎሙን ስለምንታይ ክሳብ ሕጂ ስቕ ኢሉ ጸኒሑ ምኽንያቱ እዚ ቆልዓ ወለደይ ኢሉ ካብ ዝሓትት ነዊሕ ኮይኑ ኢዩ? ብሕጊ ኸ ስለምንታይ ዘይከሰሳ ኣብ ኤርትራ ከላ ወይ ኣብ እስራኤል? ሕጂ ኸ ስድራ ሶሎሙን ናብ ኣዲስ መጺዮም DNA ኽገብሩ መድብ ኣሎ ዶ? እዚ ቆልዓ ዝብሎ ዘሎ ዕለትን ሶሎሞን ዝብሎ ዘሎ ዕለትን ሓደ ዲዩ? ጋዜጠኛ ብኸመይ ኣብ ጹሑፍካ ኣደ ካብ ውላዳ ትሕባእ ኣላ ኢልካ ኣርእስቲ ሂብካዮ እንታይ መረጋገጺ ኣለካ? ሶሎሙን ንቐጻሊ እንታይ ኢዩ ዘሎ ናይ ህጹጽ ዕላማኻ ብዛዕባ እዚ ቆልዓ? Thank you 🙏
@miracle4546
@miracle4546 2 жыл бұрын
Lubu kiarfelu DAN ygberu
@seweraawet4417
@seweraawet4417 2 жыл бұрын
ዓቢ ጌጋ ትገብር ኣሎካ ጆሲ መክንያቱ ታሪክ ናይዚ ቆልዓ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ኤሪ ትቪ መጺኡ ነይሩ ።ኣሌክ ካኣ ኣብ መቃብር ከም ዝተረክበ እምበር እንዳኮርያ ከም ዝተረክበ ኣይገለጸን ንምንታይ ከ ወላዲኡ እንተኮይኑ ኣብ ኤሪ ቲቪ ምስ መጸ ዘይተዛረበ።ሱሳስ ኣላታ ዚኣ
@ts69977
@ts69977 2 жыл бұрын
አብ እንዳ ኮርያ ኢሉ ኔሩ እዩ ሰለሙን አይ ተጋገየን
@azmarino8710
@azmarino8710 2 жыл бұрын
Mejemerya ab Facebook b gega ab enda Korea eyu zbil neyru eti habereta
@seweraawet4417
@seweraawet4417 2 жыл бұрын
@@ts69977 ድፈኑና እዝንና ባዕለይ ሰሚዔዮ ኣብ እንዳመቃብር ተረኪበ ከም ዝበለ
@manatega8660
@manatega8660 2 жыл бұрын
Gerimna lo ab eritv kulu seb zereayo zeymexes hgi youtube kemti ba kemzi kulom ade wala abo gebenenatat
@erihalal3290
@erihalal3290 2 жыл бұрын
እልልልልልልልል ተመስገን ኣምላኽ ኣሌክ እንቋዕ ሓጎሰካ ኩሉ ገዲፍኩም ናይ DnA መርመራ ጌርኩም ኣገላግልዎ
@Hos393
@Hos393 2 жыл бұрын
Alexander i wish you all the best & God be with you!! Josias why don't you upload the whole interview?
@تتباتانلل
@تتباتانلل 2 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ይርድኣዮ ነዚ ቆልዓ ክቐስን 🙏🙏🙏
@eyobsequar8587
@eyobsequar8587 2 жыл бұрын
ንኣለክስ እንቋዕ የሐጎሶ መፈጸምትኡ እንተኾይኑ: ግን ሰለሙን ስለምንታይ "እዚ ቆልዓ'ዚ" እንዳበለ ይዛረብ: ኣለክስ ወይ ወደይ ኣይብልን:: ካብ ኣዘራርባ ሰለሙን ንሱ'ውን ማዕረ እታ ኣደ ገበን ዘለዎ ኮይኑ ይስመዓኒ:: እታ ኣደ ዝገበረቶ ተግባራት ገበን ይኹን እምበር: ንሰለሙን ናይ ጥንሲ ብስራት ኣብ ዝነገረትሉ እዋን :ሰለሙን ብዝመለሶ መልሲ ንሕማቕ ተግባራት ደፋፊእዋ ክኸውን ይኽእል'ዩ:: ጏል ኣንስተይቲ ዘይትረኽቦ የለን:: ግን እታ ኣደ ውላዳ ክነብር ከምእትደሊ ብሂወቱ'ያ ገዲፋቶ: ትንፋሱ ከተሕልፎ ትኽእል ነይራ'ያ: ግን ኣይገበረቶን::
@biriktimirach6934
@biriktimirach6934 2 жыл бұрын
Congratulation Alexs good job Josie👏👏❤️❤️
@merhawitkeleta5905
@merhawitkeleta5905 2 жыл бұрын
ቀዳመይቲ ኣዲኡ ካልኣይ ከኣ ኣቦ እዩ ተሃተትቲ ምክንያቱ ካብ 1997 ክሳብ 2002 ኣበይ ነርካ ዋላ ምክንያት ይንበርካ ውላድ ቀሊል ኣይኮን ክትህብር ነይርካ
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 2 жыл бұрын
Ab mklkal hager neru wedey entay nsa eya gebenega kab mahxena zwexe tguhf ezi dea mskin abo enber kale ytref tenasihu ko hji nsa eya sdi ezi dea wedi ezgiher enber
@mimige8483
@mimige8483 2 жыл бұрын
atum sebat ab kalsi nere eko ybl alo
@danytzeku2894
@danytzeku2894 2 жыл бұрын
Nata qal keysemaena aynfred
@selameyazalkuoamlakiy8787
@selameyazalkuoamlakiy8787 2 жыл бұрын
Ab hagrwai agolglot nara eluo eka
@habenkahsai5794
@habenkahsai5794 2 жыл бұрын
Hatite ab 3 4 enda police ko elu, and abti gzie kemzi lomi kulu neger qelil ayneberen kab media jemirka, hji gn abey kemey elka mxbxab zeykones neti wuladu tray haquifu kkhso yu zelewo zhalrfe halifu yu.
@mengskeshi3739
@mengskeshi3739 2 жыл бұрын
ሕጂ እዪ DNA ዘድልዮ ኣጽቡቑ ክሕጎስ ወላ ንሕና ክንሕጎስ
@tsegetesfamichael9397
@tsegetesfamichael9397 2 жыл бұрын
Nay behaqi
@marthaberhane8563
@marthaberhane8563 2 жыл бұрын
I don't understand why so many people congratulate Alex on finding his father. we have not heard Alex story whether he is his father or not? what proves he is the father?
@blenesweet6383
@blenesweet6383 2 жыл бұрын
He is telling all back story and he look like him
@Adefood
@Adefood 2 жыл бұрын
Gerimuna eko ezi zzarebwo zelewo bzaeba alex zeykone bzaeba tarik hiwet adieu tbehal zelo eu🤔🤔🤔
@marthaberhane8563
@marthaberhane8563 2 жыл бұрын
@@blenesweet6383 you assume it because you feel it resembles him?
@marthaberhane8563
@marthaberhane8563 2 жыл бұрын
@@Adefood I don't understand the Eritrean people. they do not remain realistic but go with the wind.
@gobishzeray791
@gobishzeray791 2 жыл бұрын
where is the evidence that he is his son could be someone eals
@rozina3257
@rozina3257 2 жыл бұрын
ኣነቭዘገርመኒቭገን ወላ እዚ ሰባይ ጸገም ኣለዎ፡ መጀመርያ ነሰካ ከ እንታይ ጌርካሉ? ረኪብካዮ ዶ? እዚ ሰባኣይ ኣቡኡ እንተኮይኑ ጸቡቅ ጊርካ ከሕተት ኔረዎ፡ ስለምንታይ ከ እቲ ኣሌክስ ቅድሚ 8 ወርሒ ቃለ መሕተት ምስገበረ ክረክቦ ዘይሓሰበ? በዛዕባ መውላዳን ዘይምውላዳን እንታይ የገደስ? ናይ ኣሌክስ ገዲፍኩም ናይ ኣዲኡ ሰብ ዘከፈለላን ዘይከፈለላን እንታይ ኣምጾኦ? ካላኣይ ካኣ ኣንዳ ኮርያ ሰለዘበለ ሰቅ ኢለ ኢለ ይብል ኣሎ እሞ ምሳኣ ተሳማሚዑ ድዩ? ከምኡ እንተኮይኑ እሞ ሕጂ ወን ኣብ መቃበር ዝተደርበየ ካልእ ቆልዓ እንተኮነ ከ ብምንታይ ኣራጋጊጹ ? ሕቶ ክሕተት ስለዎ፡። ተወሳኪ ነ ኣሌክስ ብ ድኤንኤ ክሳብ ዘይተረጋገጸ ኣቡኡ ኢንዳበልካ እንተዘይተዛረብካሉ ይምረጽ፡ ።ካልእ እታ ደብዳቤ ካኣ ን24 ዓመት ዘተቀመጠት ትመሰል ዶ? እንድዒ🤭
@azebweldu1949
@azebweldu1949 2 жыл бұрын
ኣቅስንዎ ነዚ ቆልዓ ንባዕልኹም ተቃሲልኩም ሰብ ኣይተቅስሉ ነዚ ቆልዓ ክትፈጥሩ ግን ክንደይ ወካዕካ ኢዩ ኔሩ ህጂ ግን ጥኒን ኣይትበሉ ኣቦይ ኣደይ ደልየ ይብል ኣሎ ባሓቂ ስድርኡ እንተኮንኩም ኣለና ሶሩ ወድይ በልዎ ፡ሓቂ ይብሉን ገለ ዶ ዳኣ እንታይ ኣምጽኦ ዋይ
@ferewoniasheber4804
@ferewoniasheber4804 2 жыл бұрын
God is with you Alex 🙏 ❤️
@fretachannel
@fretachannel 2 жыл бұрын
ነታ ኣደ ምኽፋእ ገዲፍካ ክትሕዞ እንተዘይከኣለት ንምንታይ ስድራኻ ዘይቅበልዋ፧ ወሊድኩም ስለ ትድርብይወን ሓላፍነት ኣቦ ስለ ዘይትቅበሉ ክንደይ ደቀንስትዮ ኣብዘይተደለየ ስጉምትን ሂወትካ ምሕላፍን ተውድቅወን ኣሎኹም። ሕጋዊ ስጉምቲ ንኣኻ ውን ይግባእ እዩ። ነዚ ወዲ ጽልኢ ኣይትዝርኣሉ ኣዲኡ ረኺቡ ሽግራ ክሰምዕ የብቕዓዮ።
@kisanetestifanos9303
@kisanetestifanos9303 2 жыл бұрын
Absolutely right ✅
@Joe123_
@Joe123_ 2 жыл бұрын
ፍረታ ንስኺ ከ ክንደይ ቆልዑ ጉሒፍኪ ክንደይ ግዜ ከ ጥንሲ ሰዲድኪ ተመኩሮኪ አካፍልና
@ermiastesfagergish9040
@ermiastesfagergish9040 2 жыл бұрын
Kemzi kemaki yekona
@sofimed7056
@sofimed7056 2 жыл бұрын
Nay bahki lebam zereba.
@fretachannel
@fretachannel 2 жыл бұрын
@@Joe123_ ኣመናዝርን ቀተልቲ ነፍስን ንመንግስቲ ኣምላኽ ከምዘይኣትውዋ ፈሊጥካ ተነሳሕን ተመለስን። እንተ ዘይተነሳሕካ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣይክትርእያን ኢኻ። ናይ ወንጌል መንግስቲ ኣምላኽ ተመክሮ ነቶም ውሉድ ኣትማን ብንስሓ ናብ ኣምላኽ ምምላስ ምዃኑ ክትፈልጥ ይግበኣካ፨
@mhret1683
@mhret1683 2 жыл бұрын
ጆሲ ሐወይ ብጣዓሚ ዓቢ ስራሐ ኢካ ሰሪሕካ ተባረክ
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 2 жыл бұрын
እስኻ ተዘይትንውንወኒ መን መጽደፈኒ ኢዩ ነገሩ ምስ ሓረሰት ርኢኻያ ንስድራኻ ሓቢርካላ እንተትኸይድ ስድራኻ ንቡር ናይ ሓራስ ተዝገብሩላ እዚ ቆልዓ ኣብዚ ኩሉ ሽግር ኣይምወደቐን ኔሩ ። ሕጂ ውን ሰብ ክቡር ኢዩ D N Aጌርካ ውጽኢት ርኢኻ ቡቁዕ ወላዲ ኩን ራህርሃሉ ስለ ህጻን።🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@Victo.rialake
@Victo.rialake 2 жыл бұрын
Wae wela ayreaya, ke ketguhfo wey ketketlo, hesebi eske
@jesusking7000
@jesusking7000 2 жыл бұрын
Eritreawi u wetehader natea haras kela rayo temelisea ybleklo kemey diu zrdeaki weladit yea ab meqaber derba wlada tkeyd chekan aremena nsaya lemina zeyteibi nsdera derbatlom zeytkeyd ndenaglan zeythben amzgiba norfan zeythbo gebenegnua esayea
@elianaandebrahan3408
@elianaandebrahan3408 2 жыл бұрын
ንስኪ ዊን ኪትኮኒ ቲኪእሊ ኢኪ ኣደ ናይዚ ቆልዓ በዚ ዓይነት ጭካን ቃላትኪ ከሚዚ ኪትቢሊ።ወተሃደ ኣብ ኤርትራ ብናይ መን ፍቃድ እዩ ዚከዪድ።መርዓ ናይ ባዕሎም ከማን ዘይሰድዎም ይትረፍ ዊላዶም ኪበጽሑ።እዚ ግዳ ደብዳበ ሰዲዱ ናብ ወለዱ ኪድዋ ዚበሎም።ንስኪ ጊን ሓንቲ ጨካን ማይ ሃሪምዋ ዘይትጥልቂ ፡ሓሙክሽቲ ስንቃ ኢኪ ኢለኪ ኣለኩ።ህኮት እዋይ ርእሲ ኪንድዚ ኢኪ ኣጽቢብኪ ትሓስቢ።
@merhawithaile7390
@merhawithaile7390 2 жыл бұрын
እሞ እታይ ጸገም ኣለዎ ናይ ብሓቂ እቲ ይኹን እቲ ምርካብ እዩ ዝድለ እቲ ቆልዓ ውን በቲ ዝጸንሖ ኢዩ ተዛሪቡ ነታ ዓዲኡ መን እያ
@nateynatey6741
@nateynatey6741 2 жыл бұрын
እቲ ደብዳቤ ድኣ እንታይ እቲ ወረቀት ዋላ ሓደ ዕጻፍ ዘይብሉ አይአርግን ድዩ ።
@Tocaluna91113
@Tocaluna91113 2 жыл бұрын
Yegrem eu 🤭 haqi yeblun Ezi sebai
@dehabtesfahans8476
@dehabtesfahans8476 2 жыл бұрын
Lamneyt gierla nieru mesleni 🤔🤔
@rehaboth203
@rehaboth203 2 жыл бұрын
@@dehabtesfahans8476 really or 😅
@dehabtesfahans8476
@dehabtesfahans8476 2 жыл бұрын
@@rehaboth203 😂😂😂😂trtare eyu
@amligyohanes6132
@amligyohanes6132 2 жыл бұрын
Emo keasi ezi kulu berka wereket hizu segiru 🤭🤭 eti kedamay interwu haki ymsl neru ente nay lomici werket aleni,photo alni ... aygdn.
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 2 жыл бұрын
ምስኪናይ ቆልዓ ግዳይ ኮይኑ ፡ ንምንታይ ግን ንስድራኣ ገዲፋትሎም ዘይትከይድ ፡ሽግር ኔርዋ ተኮይኑ ' ሕጂ ከማን ወደይ ኢላ ኣብ ልባ ክትምለስ ኣለዋ
@jesusking7000
@jesusking7000 2 жыл бұрын
Bhaqi wala ndenaglan mhabeten
@luluhabtu6808
@luluhabtu6808 2 жыл бұрын
ጆሲ ብሩክ ሃውና ዕድሜካ የንዋሓዮ እዚኩሉ ትተሓባበሮ ዘሎካ ዋይይይ ሓወይ🙏🙏🙏❤🤲
@yedinglelij42
@yedinglelij42 2 жыл бұрын
አነስ ሀቂ ዘይመስል ዛንታ እየ ዝሰምእ ዘለኹ:: ንኹሉ መልሲ ናይ DNA ምርምራ ይግበሩ ምስኪን እቱ ቆልኣ ግን ብጣም እዩ ዘህዝን
@ሰብእንታይዘይበለ
@ሰብእንታይዘይበለ 2 жыл бұрын
አቡኡ እውን ፀገም አለዎ ምክንያቱ ቆልዓ ብግዘኡ ዘይእለሽ ብዝኮነ እንቃዕ አዙይ አብቀዐካ አሌክሳንደር ማዕረይ 🙏🙏🙏 አቤት ጭካነ😢😢😢😢
@freweynitsegay5137
@freweynitsegay5137 2 жыл бұрын
አግዛአብሄር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር አቲ ቆልዐ አነ ተጋሒፍ ጸኒሐ ወለደይ ደለየ አዩ ኢሉ አንታይ ጌጋ አለዋ ንሱ ከመይ ጌሩ ንኩሉ ክፍልጦ ይከል ምስኪናይ ቆልዐ ሎምስ ጎበዛ ኮይኑ ከማን አግዛአብሄር ይመስገን ወዲ ድንግል ማርያም ጽላል ኮይና አድሒናቶ አላ ድንግል ማርያም
@fyorihaneta6438
@fyorihaneta6438 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጆሲ ሓወይ ፈጣሪ ን ኹሉ ሰላም የውርደልና
@idris8557
@idris8557 2 жыл бұрын
ብመጀመርያ ን አሌክሳንደር ዓቅልን ተጻዋርነትን ፈጣሪ የውርደሉ(ይሃቦ ) ምክኒያቱ ካብቲ ንአስታት 23 ዓመታት ብዘይ ሕንቃቀ ወለዲ ዘሕለፎ ከይ አክሎ ካብኡ ዝከብድ ብድሆ ይገጥሞ ስለዘሎ ካብ ኩሉኹም ጉዱሳት ኤረትራውያን ሰብ ሞያ ምክርን ሕግን ሓገዝኩም አብዛ እዋን እዚአ አገዳስን አድላይን ኢዮ ምከኒያቱ ወለዲ እናበዘሑ ይመጹ አለው ንመኖም ካሓሪ ክብድ ክብሎ ኢዩ ። ካልአይ ነብስወከፍ ወላዲ ወይ ወላዲት ኢየ ዝብል እንተ መጺኡ ከአ ብሕጋዊን ብስነ-ሕክምናዊ መስርሕ (DNA) ዝሓለወ ክከውን አለዎ ፡ ከመይሲ አብ ኤርትራ ካብ 1995_2000 ብዙሓት ህጻናት አብ ዝተፈላለየ ቦታታት ከምኡዊን አብ ሓደ ቦታ ተደርቢዮም ይርከቡ ስለዝነበሩ ተመሳሳሊ ታሪክ ክህልዎም ዊን ይክእል ኢዩ ።እዚ ሓውና ካብ ዝተዛረቦ ብጀካ አብ ማይበላ ወይ አብ መቃብር ክድርቢዮ ኢየ ዝበለቶ እምበር ዋላሓንቲ ጭብጢ የብሉን ካልአይ ናይ አሌክሳንደር ሓቢረታን ኩሉ ሓሶት ኢዩ ኢሉዎ ብከመይ ቁሩብ ከብርሆ እንተ ትሓቶ ምክንያቱ ናይ አሌክ ሓበሬታ አበይ ከምተረከበ አብከመይ ኩነታት ከምዝጸነሖም ካብ መንግስታዊ ትካል ተወኪሱ ዘምጸኦ ሓበሬታ ስለዝኮነ ። ናዓኻ ካአ አብ ሂወትካ ዕድመን ጥዕናን አብስራሕካ ዓወትን አሳልጦን ይምነየልካ
@FG-js2eo
@FG-js2eo 2 жыл бұрын
እዚ ኣቦ ግን እንታይ ሽግሩ? ክሳብ ዝሓለፈቶ መንገዲ ስደት ዝከፈለቶ ናይ ሲና ዳርጋ ኩሉ ጉዕዞ ሂወታ ገሊጹ ካብ ናቱ ንላዕሊ። እታ ቀንዲ ነገር ግን DNA ጌርካ ውላድካ ምርግጋጽ እያ። ናትካ እሞ ግበር ናታ ከኣ ተረዳዲእኩም ተወሓሒጥኩም ትገብርዎ። ብከመይ ወረቀት ሒዛ ንባዕሉ እቲ case የፍርሓ ይህሉ። ውላድ ኣለኒ ዘይበለት ኔራ ትከውን ብዙሕ ኣሎ ንስካ ግን ናታ ጌጋ ከይጸብጸብካ ሓግዞ። ኣቦ ኩኖ።
@eriiq8208
@eriiq8208 2 жыл бұрын
እቲ ዝገርምኒ ግን ናይዚ ወዲ እዚ ናብ መድብር ፖሊስ ምስ ከደ እዛ ደብዳበ እንታይ ኮይኑ ዘይርኣዮም ፧ ካልእ ኣብ ኢስራኤል ክምዝነብረት ይፈልጥ ነይሩ ምኽንያቱ ክምዝተጨውየት ይፈልጥ ናብ ካናዳ ክትከይድ ሰብ ክምዝታለልት ይፈልጥ ነይሩ ። እዚ ቆልዓ ድሓር ኣብ ኤርትራ እንከሎ እብ EMN ጊውሩ ነይሩ ዋላ ንሱ ንባዕሉ ተገዳስነት ኣይነብሮን ። እዚ ኩሉ ግዜ ካብ ዝተፈላልዩ ሰባት ክትውልድ ክፈልጥ እንከሎ ውላድ ካብኣ ክምዝነብሮ ንፖሊስ ዘይሕብር ኩሉ ዝተንቀሳቐስቶ ቦታታሲ ይፈልጦ ነይሩ ኢዩ ።
@rufaelgebretinsae2064
@rufaelgebretinsae2064 2 жыл бұрын
መጀመርያ ጆሲ ክትመስገን ዝግበኣካ ሰብ ኢካ ኢዚ ኣቦ ኢየ ዝብል ዘሎ ሰብ ግን ዘረቡኡ ኑጹሩ ኣይኮነን
@ምንባርንዘለካምፍቃርምንባ
@ምንባርንዘለካምፍቃርምንባ 2 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት እዛ ሰብ ብግቡእ ሕክምናዊ መርመራ ክትገብር ኣለዋ ምኽንያቱ ካብ ሓንቲ ኣደ ዋላ ሽሕ ግዜ ይሕሰማ ንውላዳ ካብ ማህጸና ዝወጸ ከምዚ ዓይነት ጭካነ ክትገብር ምስ ሙሉእ ጥዕነኣ ትውዕሎ'ላ ክትብል ብጣዕሚ ኣጸጋሚ'ዩ ስለዚ ንሳ ውን ጸገማ ይፈለጥ ቃላ ውን ክስማዕ ኣለዎ ብዝኾነ መንገዲ ኣብ መወዳእታ ንኹሉ ነዛ ስድራ ወሪድዋ ዘሎ ሽግር ብሓይሊ ኣምላክ ሰላም ንኽወርዳ ንጽሊ ።
@khalfeyukulu3053
@khalfeyukulu3053 2 жыл бұрын
ኣንታ እቲ ዝሓትት ዘሎ ይገድድ ኣብ ጋል መንገዲ ሱቁ ኢልካ ኮለል ትብል ናይ ሲና መን ከፊሉላ ካናድ ብ ከመይ ከይዳ እንታይ የገድስ። ኣብ ጋዜጣ ካብ ዝወጽእን ሓዉ ነዚ ወዲ ሓወይ ክትከዉን ትክእል ኢካ ካብ ዝብሎ ልዕሊ 5 ዓመት ኮይኑ ኣሎ ። እዚከ ሐራይ እንታይ ኮይኑ ዲኤንኤ ዘይገብር ስጋብ ሕጂ ። ቀዳምነት ናትካ እሞ ጉቡእካ ፈጽም ብ ድሕሪኡ ናይታ ኣደ ትበሃል ዘላ ትገብር። እቲ ወዲ ዝበሎ ኩሉ ጌጋ እዩ ኢሉ ኣይናይ ከብርህ ነርዎ ካብቲ ዝበሎ ሓደ ኣየምጸአን ።ከም ኣብነት ኣዴካ ከይረከብካ ኣይንቅበለካን እና ኢሎምኒ ዋላ ነይዲኤንኤ ከማን የድሓርሕሩ ኣለዉ ኢሉ ኑዚታት መልስ። ብዝኮነ ግን እንካእ ኣቅሚ ኣዳም ኣከለ ።
@tsegeredakidane9999
@tsegeredakidane9999 2 жыл бұрын
እዋይ መን ኸፊልላ ይገርም ዩ ! ኣብ ዓይንኻ ዘሎ በሰር ዘይርኣካ አዩ ዝብሃል. ካብ ቁምነገሩ ሃለውለዉ ኮ በዚሑ. ኣድላይነት ዘብሉ ታሪኽ ሂወታ...
@aduluul8219
@aduluul8219 2 жыл бұрын
Eta ab Lbey zela elkaya
@dayday7683
@dayday7683 2 жыл бұрын
እዚ ትዛረቦ ዘለኻ ነቲ ቆልዓ ሓጋዚ ኣይኮነን፡ ውልቃዊ ጽልእን ምጽላምን ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ፡ ውልቃዊ ሂወታ ወጺኻ ኣብ ማሕበራዊ ንዙሃን ከምኡ ክትዛረብ ጽብቅ ኣይኮነን
@Tocaluna91113
@Tocaluna91113 2 жыл бұрын
Yes ✔️ hade haqena teuyn seb kemzi aynzarben eu
@rehaboth203
@rehaboth203 2 жыл бұрын
Bravo haqi zereba
@ኣብርሂኣብርሂ
@ኣብርሂኣብርሂ 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልካ ኣሌክስ ሓወይ።
@hawelti9
@hawelti9 2 жыл бұрын
Good news Double face mis Alex.This is the real father.Alex you have a caring father now! Enkuaa hagoseka! Josse good job God bless you all!
@ደላይሰላም-ጀ7አ
@ደላይሰላም-ጀ7አ 2 жыл бұрын
እዋይ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ዜና congratulations ንኣሊክስ ብጣዕሚ በሊሕ ቆልዓ ፡ ብሓቂ ጅግና ኢዩ ።
@tesfahiwetgebremichael2785
@tesfahiwetgebremichael2785 2 жыл бұрын
ኣምላክ ብትክክል ወለድኻ ረኪብካ ሓንጎልካ ዘዓርፈሉ ይግበረልካ ስም ናይታ ኣደን መበቆል ዓዳን ኣብ ዚ እተትጸሓፍ ግና ዝኮነ ሰብ ዝፈልጣ ሪኡ ክነግራን ክዛረባን ይክል ኢዩ
@tsegazeabwoldu6413
@tsegazeabwoldu6413 2 жыл бұрын
ወይ ጭካነ!! ግን ንሰናይ ኰይኑ ኣቦ ዝብል ተረኲቡ ቅድሚ ኩሉ ግን ድኤንኤን መርመራ ተዝግበር ካልእ እዛ ሰብ ኣብ ካናዳ እንተ ኣሊያ ብሕጊ ንምሓዛ ኣዚዩ ቀሊል እዩ ስማን ሰም ኣብሓጉኣን እንተ ተፈሊጡ ምኣስ ካበይ ብኸመይ ናብ ካናድ መጺኣ ሕጂኸ ኣብይ ኣላ ኣዚዩ ኣዚዩ ቀልል እዩ ። ግልጽነት ኣቦ ግን ብጣዕሚ የድንቖ። ኣምላኽ ጽቡቕ የስምዕና ሰላም ንሃገርናን ህዝብናን ካብ ትኦሮንቶ-ካናዳ
@yonas6681
@yonas6681 2 жыл бұрын
ohhh my God ጨካን አያ ግን ንሱ አዚ ኣቡኡ አየ ዝብል ዘሎ ግን ታዩ ጸገሙ አዚ ዛንታ አኮ ኣብ ጋዜጣ ወጽዩ ኔሩ ኣይፈልጥን ኔሩ ማለት ድዩ ፧
@samikidanefotoundvideograf6638
@samikidanefotoundvideograf6638 2 жыл бұрын
Selam bejakum hij ewen dne
@mumeryoutube5903
@mumeryoutube5903 2 жыл бұрын
HALLELUJAH Alexander wide .God is great , I was so sad but now I am over joy, Alex!!
@negistimehari6245
@negistimehari6245 2 жыл бұрын
But right now congratulations Alex our son God is with always iam happy 🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🌹
@kisnatkibrom7068
@kisnatkibrom7068 2 жыл бұрын
Congratulations Alex hawey enqi hagusna Thankes god 🙏 mulu hagus yigbelelka 🙏🙏🙏Josi Hawey
@mumeryoutube5903
@mumeryoutube5903 2 жыл бұрын
Jo Josiass, Haleluyah, God is great. Well done Josiass , When I heard it was so sad but now over joy!!
@rahmasuleman740
@rahmasuleman740 2 жыл бұрын
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 2 жыл бұрын
Please Josi like these family cases we don’t have to post the sensitive parts , you can post the important information that helps for the person looks for his parents but the extra other thing (about his mother) it could heart his feelings for ever please please josi be professional for other times thanks 🙏
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 2 жыл бұрын
Thanks God, I am overjoyed congratulations Alex💕💕💕
@fesahayeandiyes5050
@fesahayeandiyes5050 2 жыл бұрын
Tank you tsbuk srah ketslo eka mewedaetaa ketebtsha tesfa ygebr kemti zbelo kea Alexander ksanetin mebokolun Adun yfelit
@ኤሪትራዊትእየ-ጸ5ለ
@ኤሪትራዊትእየ-ጸ5ለ 2 жыл бұрын
ጆሲ ሐወይ እዚ ሰለሙን ዝብሃል ብኣሌክሳንደር ድዩ ድዛረብ ዘሎ ብሓቂ. ምክንያቱ አሌክስ ሕጂ ንፈለመይ ኣብናትካ ኣይኮነን ድሃይ ወለዱ ዝሓትት ዘሎ. 2) ኣብ መንጎ ዝተዛረባ ቃል ኣላ እንታይ ድኣ ቆልዓ ገለ ኢለያ ይብል ኣሎ ነየናይ ቆልዓ እዩ? ኣቀዲሙ ከም ዝበሎ ኣብተን ናይ 6ተ ማዓልቲ ዕረፍቱ ሓንሳብ ምስ ተራኸቡ ድሕሪኡ ከም ዘይረኸባ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ስለዚ ንስኻ ኣትሪርካ ሕተቶ ፍቃደኛ ተኾይኑ ድማ DNA ይግበር. ተራኸቡ ድሕሪኡ
@haregusharegu7474
@haregusharegu7474 2 жыл бұрын
ብዓል ወድዘርኤ ውን ይፈልጡ ነይሮም ንሶም ግን ተቀዳዲሞም ናብ ጸርፊ ኢዮም ኣትዪም ንዑኡ ውን ይድውለሉ ለይሩ ገንዘብ ውን ይኣልዮነይሩ ኢዩ ስለዚ ሰለሙን ጉድለት የብሉን
@haregusharegu7474
@haregusharegu7474 2 жыл бұрын
ዲኤን ኤ ምግባር ኣይኣበየን ቅድሚሕጂ ውን ኣነ ኢየ ኣብኡ ኢየ ኢሉ ቀጥታ ደዊልሉ ኢዩ ብዕ
@eritreaadey5961
@eritreaadey5961 2 жыл бұрын
ኣብ ሞንጎ ዝተዛረቦ ብዛዕባ ቅድሚ ኣሌክስ ዝወለደቶ እዩ ኣስተውዕል።
@simretgebre8501
@simretgebre8501 2 жыл бұрын
Emo Nisa sidra yebilan du abti giza sidra kihtetu yikelu nerom endiyom
@ግዜፈራዲ
@ግዜፈራዲ 2 жыл бұрын
ልክዕ ኣነ ዉን ኣይበርሀለይን።
@abedegaim4891
@abedegaim4891 2 жыл бұрын
ጆሲ ሓውና ተባረኽ።ኣቡኡ ሕጂ እንታይ ኣሎ ርክቦም ምስ ወድ ዘርጋሓልና
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ 2 жыл бұрын
ኣነ ግን ዘይ ተረዳኒ እዚ ኣቡኡ እየ ዝብል ዘሎ ውን ንክልቲኦም ይወቅሶም ኣሎ ንኣሌክስ ካብ ሓቂ ዝራሓቀ እዩ ይብሎ ኣሎ ከመይ ማለቱ እዩ ካብ ሓቂ ዝራሓቀ ኣሌክስ ዝበለ ኣቦይን ኣደይን ደልየ ይብል ኣሎ ስለዚ ሓቂ ክትዛረቡ ተኾንኩም ንሱኹም ኢኹ ኣቦን ኣደን ክትደልይዎ ዝግባኩም እዚ ሓውና ኣሌክስ ናብ ህዝቢ ካብ ዝቀርብ ሓጉዙኒ ካብ ዝብል ቀሊል ኣይኮነን ጌሩ ሰለዚ ኣየ ውዕል ሕደር ውላድኩም ኣኩቡ ንሱ ከማን ደኺመ ካይበለ ብተስፋ ዝደልዬኩም ዘሎ
@meleakekibrom3480
@meleakekibrom3480 2 жыл бұрын
ካብ 11:14- 11:21 ዘሎስ ንመን ማለት ዩ ብዛዕባ ቆልዓ ሓቲትዋ? ንዕኣ እንተኮይኑ ስ ብዛዕባ ሓድሽ ቆልዓ ካብ ዝሓታ ብዛዕባ እቲ ቀዳማይ(ናይ መንግኦም) ዘይሓታ?
@HabeshaGamerMom
@HabeshaGamerMom 2 жыл бұрын
No nata kidmi mis abo Alexander nerwa kolia eyu zibili zelo
@selamkibreab2938
@selamkibreab2938 2 жыл бұрын
Memekneyta eu ezi nayzi sebay
@ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ
@ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ 2 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ መደባትኻ ጽቡቅ አንድዩ ኔሩ ግን ሕጂ DNA አዩ ዘገድስ ነቲ ቆልዓ ዘይትኸውን ተስፍታት ኣይትሃብዋ በጃኻ ጆሲ ሓወይ DNA ኽንጽበ ኢና ዝሓወይ ። ፈጣሪ መዋዳአትኡ የጸብቀልና ሰላምን ፍቅርን የብዝሓልና 🥰🥰🥰🥰
@tirhastesfay8604
@tirhastesfay8604 2 жыл бұрын
If you listen to the previous video DNA is delayed by Alex.
@ግዜፈራዲ
@ግዜፈራዲ 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ዕድል ሓወይ ግን እታ ኣደ ጠርጢርካያ ዘለኻ ወይ እቲ ሓወቦ ጠርጢርካዮ ዘለኻ ካብ ታርጌት ንኽወጹ ዝመሃዝዎ ከይከዉን ኣስተዉዕል ንኹሎም ካብ ርእሶም ከይወረድካ DNA ግበር ስድራኻ ካብ ሓዲኦም ምኻኑ ኣይትጠራጠር።
@mumeryoutube5903
@mumeryoutube5903 2 жыл бұрын
Yes swift DAN, I agree with you.
@brhanwelt9311
@brhanwelt9311 2 жыл бұрын
ትኽክል እዞም ሰባት ኣነ ኣቦ ኢየ ኣዲኡ ኣብ ካናዳ ዝብሉ ዘለዉ ሓቅኛ ዕርፍቲ ክረክብ እንንተ ደሊኹም ንኣሌክስ DNA ገርኩም የዕርፍዎ ። ምስትብሃል ዝደልዮ ስራሕ እዩ እዚ ነገር ኣይ ናይ ጣቛን ።
@peacefortheworld2101
@peacefortheworld2101 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ግን ብዛዕባ ኣሌክሳንደር ትዛረቡ ዘለኹም፧፧፧ ንምንታይ ደኣ ቅድሚ ሕጂ ዘይተዛረበ እዚ ኣቦ። እሞ ከኣ ንካልኣይ ግዜ ከም ዘላታ እታ ዛንታያ ቐሪባ። ንሙኻኑ ሓቀኛ ኣቦ ድዩ? እንድዒ ኣነስ ወላ ወላ ደስ ዘይበለኒ
@lulrbahri
@lulrbahri 2 жыл бұрын
Ayfeleten neru kkewn ykiel eyu
@peacefortheworld2101
@peacefortheworld2101 2 жыл бұрын
@@lulrbahri ፈሊጠ ኔረ እንዳ በለ ኖን ናይ ኣማኑኤል ዘቕረቦስ ቅድሚ ጋዜጣ ምሕታሙ ንባዕሉ ይፈልጥ ኔረየ እንዳ በለ
@mohamadshifa6639
@mohamadshifa6639 2 жыл бұрын
@@peacefortheworld2101 ya nay bhqy wela fc natu yflta neyra elu hade dunzuz eu bjky
@Tigray122
@Tigray122 2 жыл бұрын
ተመስገን ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ❤️🙏🙏🙏
@Kereney29
@Kereney29 2 жыл бұрын
Josey ዓቢ ሰብ ኩሉ ግዜ ለባም ኢኻ ጽቡቕ መደብ እዩ ዘለኻ ቀጽሎ ኢኻ:: ሓደ ነገር ክብለኻ ሰሎምን ዘረባ ቆልዑ ገይርዋ ምኽንያት ንዝወለደላ ማዕረ ክንድዚ ዘናሽዎ እሞ ካኣ ልምድ ነይርዋ እንዳ በለ ንምንታይ ወልድላ ካልኣይ ካኣ ኣበይ ነይሩ እዚ ኪሎ ግዜ ኣለክሳንደር ንመጀመርታ ግዜ ኣይኮነን ዝቀርብ ዘሎ ካብ መንግስቲ ዝወሰዶ መረጋገጽ እዩ ዝዛረብ ዘሎ : ስለዚ ነዚ ሰሎምን ብዙሕ ኣይትእሞኖ ብዙሕ ዝተደራበሸ ዘረባ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ስለዚ ሓደረ ካልኣይ ግዜ ነዚ ቆልዓ ከይብድልዋ ብዛዕባ ጽልኢ ጥራሕ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ተጠንቀቀሉ ኢኻ ብዛዕባ ካልእ ሰብ ውን ይዛረብ ይህሉ ይኸውን፤
@Balwa562
@Balwa562 2 жыл бұрын
ሰላም ጆሲ በዚ ተቅርቦ ዘሎካ ብጣዕሚ ዝንኣድ እዩ ሕቶ ነይራትኒ ቀዳምነት 1, በዚ ኣነ ኣብኡ እየ ዝብሎ ዘሎ እታ እዲኡ ኪትከውን ትኽእል እያ ዝብሎ ዘሎ እንተ ኮይኑ መጀመርታ ነቶም ኣብ ፍሮቶ ሳዋ ዘሎን ኣብ ናቅፋን ዘሎን D N A ይግበሩ የሕዋቱ ምካኖም ይራጋገጽ ።ካብቶም ክልቲኦም ዝወለድትሎም ናይ ግድን ዓዳን ስድራቤታን ይፈልጡ እዮም ዝብል ግምት ኣሎኒ ። 2 , ብሕጽር ዝበል ወደይ ክከውን ይኽእል እዩ ዝብል ጥርጣረ እንተ ኣሊዎ D N A ይግበር ። ክሳብ ኣብኡ ምካኑ ዘይተረጋገጸ ኣነ ኣብኡ እየ ኢልካ ምዝራብ ብዝያዳ ነዚ ሓውና ሰለ ዝሃሲ ምክንያቱ ሙሉእ ሞራል ገሩ ንስካ ምስ ዘይትከውን ዝመጽእ ናይ ተስፋ ን ሞራልን ሙቅራጽ ቀሊል ከምዘይ ከውን ትስሕቶ ኢለ ኣይግምትን ። 3 , ውላዱ ሙካኑ እንተ ተረጋጊጹ ብ መንገዲ ቀይሕ መስቀል ጌራ ንከናዳ እንተ ኣትያ ሃልያ ክውከሶም ይኽእል ዩ ብ መንግዶም ኣብ ከናዳ ኣበይ ቦታ ከም ዘላ ክሕግዝዎ ሰል ዝኽእሉ ኣብ ዘለዎ ቦታ ኮይኑ ክከሳ ኣብ ሕጊ ከቀርባ ይክኣል እዩ ዝብል እምንቶ ኣሎኒ
@merhawittedros394
@merhawittedros394 2 жыл бұрын
ብዛዕባ ዉላድካ ዘይትፈልጥ. ሲ ብዛዕባ 2 ቆልዓ ኮላዶ ይጽ ስላእ ትብል ትፈልጦ ወይ ኮንታኽቲ ነይርካ እዩ
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 2 жыл бұрын
Gerimuna ko halaw zkone sebay mehrek zweredo kola edmiu mulue ab hasab shemimemo halifom chenewti
@shimangusbrhane10
@shimangusbrhane10 2 жыл бұрын
Betami Des zebel Jose, Hante hto gen kateka nemtaye eu kemue ayente debdabe xeshftelu enkel? Nes begzeta weye dema ab Er-tv zeraye ele zeyaxeshfe.betekekel ane wen eze abue eye zebel yewkso eye.
@nebiattesfai7135
@nebiattesfai7135 2 жыл бұрын
DNA ክገብሩ ኣለዎም ሰሎሙን ክሳብ ሕጂ ኣበይ ጸኒሑ ክሳብ ሕጂ ከምዝወለደ ዝፈልጥ ተኮይኑ ። ነዓኣ ጥራይ ዩ ዘክፈኣ ዘሎ ንሱ ውን ገበነኛ ዩ ኣብዚ ዕድመ እዚ ክሳብ ዝበጽሕ ኣበይ ኔሩ ።ነዚ ቅልዓ 2 ጊዜ ከይትብድልዎ ሓደራ ጆሲ እዛ ጉዳይ ክሳብ መወዳእታ ሓግዞ በጃካ ።
@llliyanabssemere7050
@llliyanabssemere7050 2 жыл бұрын
Antay geru
@Joe123_
@Joe123_ 2 жыл бұрын
ነብያት ዕደ ሶሎሞን ክሳብ ሕጂ አበይ ከም ዝጸንሔሞ ንሕና እንታይ ፈሊጥና ዋላ ምሳኺ ተሓቢኡ ይነብር ኔሩ ይኸውን ንስኺ'ኮ ዘይትገብርዮ የብልክን መን ይኣምነኪ
@nebiattesfai7135
@nebiattesfai7135 2 жыл бұрын
@@Joe123_ ቆርባዕ ሳሕሳሕ ድርባይ ኣፍካ ዕጾ እሺ ።ሰባይ ስለ ዝኮነ ከተጸብቀሉ ምትሩስ ፈሲ ውካርያ።ቀዳመይቲ እታ ኣደ ድሕሪኡ ንሱ ተሓተትቲ ምካኖም ጽሒፈ ።ኣብዝነበረ ይንበር ጊን ነብሱ ከውጽእ ዩ ዝማጻደቅ ዘሎ እምበር ናይ ወላዲ ከብዲ ውን ኣየራየን ፡ከመይ በድም እቲ ቆልዓ ተሓጸቡ ካሕዳማት ።ተደርብየ ትብል ቃል ከተውጽእ ከማን ማዕረ ክንደይ ዩ ከቢድ ነቲ መንእሰይ ።ወድዛ ወራድ ኣበዲካ ትፈልጠኒ ነዓይ ብዛዕባ ክትጽሕፍ ግርባያት ፍንፉናት ወለዶ 🤫🤫🤫
@henokteklay7540
@henokteklay7540 2 жыл бұрын
We need for Alexander interview
@sirakabraham7730
@sirakabraham7730 2 жыл бұрын
Josi tebarek amlak zebenka ybarik xibuk sirah
@tesfalem3348
@tesfalem3348 2 жыл бұрын
ጆሲ ጽቡቅ ስራሕ ካልኣይ ክፋል ግበረላ
@fishaberhe7324
@fishaberhe7324 2 жыл бұрын
ናይ ኣምላኽ ጡዑም ጽቡቕ ስራሕ ጆሲ እዚ ከምዚ ኣቢ ሓገዝ ኣለዎ ቀጽለሉ
@zem1988
@zem1988 2 жыл бұрын
እቲ ኣቦ ግን ከመይ ገይሩ እዩ ፣ነቲ ውላዱ ዝበሎ ጌጋ ይብሎ ኣሎ፣ ባዕሉ ነቲ ውላዱ ዝበሎ እናደገሞ ኣይተረደኣንን ኣሎ። ብዝኾነ ኣብ ከምዚ ምብጽሑ ሰናይ እዩ።
@Sam-jd1lb
@Sam-jd1lb 2 жыл бұрын
ኣንታ ብሩኽ ንስኻ ናይ ሕልና ቅሳነት ክትረክብ ንሱ ድማ ኣቦይ ረኺበ ኢሉ ከዕርፍን' ሲ ዲኤንኤ ጌርኩም ዘይትዛዝምዎ ኩሉ ሰብ ክቐስን ህ? ዲኤን ኤ ምግባር ከማን ኣየድልየካን ዩ ስቕ ኢልካ ተቐበሎ ውላድ መኽሰብ እንድዩ ቅምጥ ኢሉ ንዓኻ ዩ ኸማን ዝመስል ታይ ኢኻ ከተዛርበና ደሊኻ፡ ግደፎ ኣብ ፈይስቡክ ከምዚ ኢሉ ዩ ጺሒፉ ኔሩ ምባል። ፈለማ ዲኤንአ ግበሩ፡ ውላድካ ሙዃኑ ምስ ኣረጋገጽካ ድማ ድሓር ንዕኣ ናብ ልባ ከምትምለስን ጌጋ መናብቲ ደቂ ሰባት ሙዃኑን ድማ ቀስ ኢልኩም ተረድእዋ። ዛ ጉዳይ ኣባኻ ያ ዘላ፡ ንስኻ ተበግሶ ውሰዱ ውዓል ሕደር ደይብሉ
@asmeromnguse848
@asmeromnguse848 2 жыл бұрын
ብዛዕባ ኣዲኡ ምዝራብ ገዲፍካ ንስኻ ውን ሓለፍነትካ ጥራይ ግበር ንኣሌክስ ናይ ግድን ዲኤንኤ ግበረሉ።
@danibro9484
@danibro9484 2 жыл бұрын
I agree with you
@xigewini7426
@xigewini7426 2 жыл бұрын
Agree 👍🏽
@hierobsorial6175
@hierobsorial6175 2 жыл бұрын
I agree with you. Natu zeytgebr Kab halewlow zebel, bzaebu Alex aytezareben and DNA giberelu.
@t.tesfamichael5384
@t.tesfamichael5384 2 жыл бұрын
ሰለሙን፣ ናታ ጌጋታት ካብ ምዝራብ ናይ ገዛእ ርእስኻ ሓላፍነት ግበር። DNA ግበረሉ። በዓል ሽግር ኣለክስ ዩ።
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 2 жыл бұрын
Aygermekan entay u ke eti kola elu zzntlo ezi wedey zeybl dahar ka kdmi 2 ab gazeta awxiewo kelo semie nere ybl 2 amet mulu nmntay dahay zeygeberelu 🤔🤔🤔 bzkone gn DNA geru ab zhaxere gzei weladu mkanu meregagexi entezrkeb emo eti Alek hawna mkesene ezi wn kem abo luslus kalat aysemaklun ab zkxl knxbe ena
@kokobmehari2952
@kokobmehari2952 2 жыл бұрын
Josias hawna edmen tinan yhabka 🙏🙏🙏🙏🙏🙏kexo xbuk srah
@TwYakob
@TwYakob 2 жыл бұрын
ናይዚ ሰብኣይ ግን እቲ ዝደንጸወኒ ነገር እቲ ርህራሀ ዘይብሉ ምዃኑ እዩ። ዘይወለደ ድማ'ዩ ዘይርህርህ። ግምታተይ እዩ ኣይትሓዙለይ ኢኹም። ንነገራት ብዝተፈላለየ መልክዑ ምርኣይ ጽቡቕ ስለዝኾነ'ዩ ኣብዚ ዘቐምጥ ዘለኹ። ነቲ ናይ ገዛእ ዉላዱ ዕለተ-ልደት ሲ ጭብጢ የብሉን ሓሶት'ዩ ኢሉ ክምጉቶ ኸሎ ወላዲኡ ኣይኮነን ዘብል'ዩ። ምኽንያቱ ኣሌክሳንደር ሓውና እንዳ ኦርፋን ዘጽንሑሉ መሰረት ሓበሬታ ገይሩ'ዩ ዝዛረብ ዘሎ። ጌጋ ክኸውን ይኽእል እዩ? እወ ይኽእል። ግና እዚ ወደይ ዝበሎ ዕለት ሲ ጌጋ ሓበሬታ እዮም ኣትሒዞሞ፡ ብዕለት ከምዚ እዩ ተወሊዱ ኢሉ ከም መኣረምታ ምስ ጭብጡ ከቕርብ ምተገብአ። ካልኣይ ከም ኣቦ ኸማን ክበኪ ክልዉህ ትጽበዮ ግን ዝኾነ ኣይተዓዘብኩን። ሳልሳይ ድማ፡ ምህዋኽ ኣየድልን'ዩ ኢለስ ትም ኢለ ይዕዘብ ነይረ ኢሉ። እዝስ ኣየደንጹን ዶ የሕዋት? ንዉላድካ እሞ ንልዕሊ 20 ዓመት ተሰዊሩካ ጠፊኡ ዝነበረስ እናፈለጥካ ደሃዩን ምስሉን እናረኣኻ፡ ጭንቅታቱ እናሰማዕካ እሞ ድማ ካብ ሃገር ናብ ወለዱ ከናዲ ክናጠር ከሎ ትም ኢልካ ምዕዛብ ካብቲ ኣቐዲሞም ዝገበርዎ ገበን ዝኸፍእ እዩ። ስለምንታይ ክንድ'ዚ በደላት? ኣዲኡ ኣበይ ኣላ እናፈለጥካ ምጽቃጥ? ብዝኾነ ኣነ ብወገነይ ጥዕና ዘለዎ ኮይኑ ኣይተሰማዓንን። እንተናይብሕቂ ወላዲኡ ኮይኑ ግን፡ ንዛሕልታቱ እናነቐፍኩ፡ ብቕልጡፍ ዲኤንኤ ኣብ እስራኤል ብምግባር ንዩጓንዳ ይስደደሉ። ኣብ ዝሓጸረ እዋን። ነታ በዓልቲካናዳ ዉን ብመገዲ ቀይሕ መስቀል ድዩ፡ ብደቂ ሃገርና ደገፍ ድዩ ረኺብኩም ክሰሱዋ። ይቕረታ እንተሓቲታ ዉን ኣይትፍረድ እዩ፡ ተቐበላ ኢኻ ንኡስ ሓወይ።
@luchigebreslasie7410
@luchigebreslasie7410 2 жыл бұрын
Btami busul seb eka🙏🏼
@menkemwufuytebai3474
@menkemwufuytebai3474 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽፉፍ ሓሳብ እዞም ደቂ ዓድና ብጀካ ዘረባ ሓደ ሰብ ሰሚዕካ ምፍራድን ምጽራፍን ንነገራት ኣየስተዉዑሉን ኢዮም እዚ ጉዳይ ወላ ጆሲ ከማን ንረብሓታቱ ክብል ኮነይ ኢሉ ኢዩ ሸንኮለል ዘብሎ ዘሎ
@TwYakob
@TwYakob 2 жыл бұрын
@@menkemwufuytebai3474 ብትኽክል ሓቅኻ። ብሽግር ሰባት ድራሮም ዘዕብዩ ብዙሓት እዮም። መብዛሕትኦም ተጣበቕቲ መሰላት፡ ሓለይቲ ህዝቢ ኢና፡ ታይዶስ ከመይዶስ ዝብሉ ኩሎም ንረብሓታቶም እዮም ዝሰርሑ። ጭካነን ዉልቃውነትን ኣብ ህዝብና ሳዕሪሩ እዩ።
@debesayjonatan2502
@debesayjonatan2502 2 жыл бұрын
ካብ መጀመርታ ደሃይ ስድራይ ኢሉ ካብ ዝደሊ ኢዚ ቆልዓስ ስድርኡ ዶ ይረክብ ይኸውን ኢለ ይሓስብ ነይረ ኢንቃዕ ኣብዚ ኣብቀዓካ ኣለክስ ሓውና ሕጂ ዝተረፈ የብልካን ሰላም ገርካ ሂወት ናብራካ ምራሕ ።
@ሕማቅይራገምንፉዕይዳራገም
@ሕማቅይራገምንፉዕይዳራገም 2 жыл бұрын
ኣምላይ የራክብኩም ብዝተካለ ድ ኤን ኤን ጌሮም የረጋግጽዎ ንቅድም ካብ ድመስለካ ምዝራብ ሹዑ ታማሚኖም ይዛረቡ ንስካ ካኣ ኩሉ ስደዶ ክንቀስ ሸቀጥ ኮይኑ
@jesusking7000
@jesusking7000 2 жыл бұрын
Bhaqi esu u
@mesfungoitomtedla8099
@mesfungoitomtedla8099 2 жыл бұрын
Lieber Strange Life ist ein harter Mann. ABER du bist stark und du wirst es rocken!
@edenfashion48
@edenfashion48 2 жыл бұрын
😭😭😭gelen be may glen San my akkk😭😭😭😭😭 congratulations Alek❤ wedey I am glad you find your identity don't to forget to do DNA, 🙏🙏🙏
@temesgenamlakey2848
@temesgenamlakey2848 2 жыл бұрын
Josi hawna tsbuk srah iyu ketslo ente ezi sebay eti natu gbun halafnetun zeygebr neza ade tbehal kemzi gera kemzi seriha kab zbl nsu nay nebsu ygber nezi kola hluf gedifom yeksnwo 🤲🙏
@sreritrean2043
@sreritrean2043 2 жыл бұрын
Thanks God enqae hagoseka alex as well good job josi
@tirhasf1704
@tirhasf1704 2 жыл бұрын
I can’t believe it 🤔 wamen To do this so sad about that anyway gods bless your son and his father 🙏
@rosettazavarize1258
@rosettazavarize1258 2 жыл бұрын
Congratulascin Alex👏👏🤲🙏
@edentsegai5801
@edentsegai5801 2 жыл бұрын
አንታይ ኮለል ዘብል ኣለዎ ወላ ኣቡኡ ደኤንአ ገይሩ ኣቦኖቱ ዘየረጋግጽ አንታይ ዘዉቅስ ኣለዎ ነዲኡ ኣዲኡ ናታ ፍረቃ ተልዕል ንስካ ከኣ ናየቦነት ፍርቅካ ተልዕል ዝኮነት ትኩን ኣዲኡ አንታይ ገደሰካ ጉብኡካ ትአራይ ግአበር ።
@romadiabrha253
@romadiabrha253 2 жыл бұрын
ታይ ኮይና ዘይትውቀስ ??? ወዲ 1 ወርሒ ከም ጉሓፍ ደርቢካዮ ምካድ ዘየውቅስ እሞ ከኣ ኣዲኡ ....ዋላ million ፀገም እውን ይንበራ ተሓታቲት እውን እያ ወዳ ይቅረ ተዘይ ኢልዋ:: ሰይጣናዊ ዝኮነ ኣተሓሳስባ ንግደፎ ...ሓዛን ሓዚንክላ ማለት ድዩ እቲ ዝህዘነሉ ገዲፍኪ እቶም ናትኪ ሓሳብ 👍🏼ዝህቡ የሕዝኑ...
@Victo.rialake
@Victo.rialake 2 жыл бұрын
Tigrinya du dexhafkeyo?
@danytzeku2894
@danytzeku2894 2 жыл бұрын
Ahwat eta adeiu abti gzie eti zegatema hiwet baOla eia tmlso eti abo zbehal zelo gn natu zeygebir gebenka mishafan gn gubue aykonen
@yessamuel8810
@yessamuel8810 2 жыл бұрын
Eski wen kemea eki
@edentsegai5801
@edentsegai5801 2 жыл бұрын
@@romadiabrha253 ንሱ ኣተሓሳስባካ አዩ ኩሉ ሰብ ንሽግራት ገጢሙ ዝዕወቱሉ ከይመስለካ ኩሉና ሰባት ውን ሓደ ዓይነት ዓቅሚ የብልናን ንሳ ሲሒታ ወይ መሬት ጸቢብዋ በይና ከምዘምጻቶ ሓጋዚ ሲኢና ትከውን ኣነ ዝበልኩ ንምንታይ ብዝሓለፈ ይአሰሩ ይቅርታ ሓቲቱ ዲአንኤ ገአይሩ ወዱ ዘይሓቁፍ ካብ ዝሓለፈ ኮ ሕጂ ጎዲኦሞ ምስኪን ወዲ ።
@a.k.z.t.s.m9701
@a.k.z.t.s.m9701 2 жыл бұрын
B kmy solomun abu mkuanu keregagx ykiel alex , eti haweboka ye zblo znebere ke nay bhaki diyu hawebiu hawu n solomun diyu hawu tekoynu ke n mntay solomun akedimu krekbo zeyftn n alex nmntay askt abilu neyru n adiu n alex tray ywnjla zelo natu tera wn eko neyrwo u krekbo kftn nayzi kulu asfihka akrbelna josias 🙏🙏🙏
@sanaytsanayt9512
@sanaytsanayt9512 2 жыл бұрын
ግን አብዚ ትጋገዩ አለኩም ታሪክ ሂወታ አብዚ ክትንትንዎ ግቡእ አይኮነን ከመይ ጌራ ወጺያ አይምልከተኩምን መን ከፊልላ አይምልከተኩምን እዩ ግን ወድካ ክግሕፎ ክትብሎኮላ ማዕረከምዚ ሱጉምቲ ክትወስድ ግን ተባኢሶም ኔሮም ማለት ይኮኑ አደ ማዕረ ከምዚ ክትጭክን ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን አደ ክትባሃል አይግባአን እዩ
@Joe123_
@Joe123_ 2 жыл бұрын
ሰናይት ከምይ ስንኺ ተሰበሪ ንዓኽስ መንዶ ይአምነኪ ኢዩ አብዚ መጺኺ ክትዋረዘዪ ጀሚርኪ
@sanaytsanayt9512
@sanaytsanayt9512 2 жыл бұрын
@@Joe123_ ከመይ ስንካ ደትስበር ንስካ ከመይማለትእዩ ምውርዛይ
@eliltaabrehe1536
@eliltaabrehe1536 2 жыл бұрын
Ezi seb nesu kedamay gegina alo gebnu yeshifn alo
@elsagebreshlase7316
@elsagebreshlase7316 2 жыл бұрын
Wishitkum tewehahitkum wuladkum debsu
@salataentertainment
@salataentertainment 2 жыл бұрын
ሰላም ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ብሓይሊ ኣምላክ ሕጉስ ዘለካ ንዘለኣለም ይንበረልካ ፡ትጭነቅ ዘለካ ከኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ
@furtunatezare7540
@furtunatezare7540 2 жыл бұрын
behaki josi amlak ybarka behaki adnakitka Eye blutsu serah edmen tenan ymneyelka
@selamawittesfazghi5720
@selamawittesfazghi5720 2 жыл бұрын
Wawwww zehgus eyu Aleku enqae hagoseka Josi hawey kea temxio srah kulu gizie xififun meharn eyu emo kexilo edmen tenan yhabka
ኣነየ ኣቡኡ ንኣሌክሳንደር
30:51
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 231 М.
Nastya and balloon challenge
00:23
Nastya
Рет қаралды 60 МЛН
Win This Dodgeball Game or DIE…
00:36
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 31 МЛН
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Денис Кукояка
Рет қаралды 7 МЛН
ኣደይ ንሓወይ ካብ ዓርኪ'ቦይ ያ ወሊዳቶ
18:16
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 84 М.
ኣደይ ብህጻነይ ኣብ መቓብር ደርብያትኒ ከይዳ
23:14
ለሌላ ወንድ ዳርሻት 😱
10:05
Weynshet
Рет қаралды 24 М.
Nastya and balloon challenge
00:23
Nastya
Рет қаралды 60 МЛН