'' ድሕሪ ናይ ዓገብ ዝመጸ ጣዕሳ ተዋሳእቲ፣ ኣብ ድራማ ቬርሶ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

  Рет қаралды 5,207

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

Пікірлер: 43
@TeameKiflom-u7v
@TeameKiflom-u7v Сағат бұрын
Amen(3)....Waww btaemi des zebl tihutn mqluln lbonawi tmhrti. Yeqenyelna kbur ayanan memhrnan ሰ/ወ ካሳሁን እምባየ
@brananai8977
@brananai8977 3 сағат бұрын
ብጣዕሚ ደስስ ባሃሊ መምህርና ዓገብ ኢልኩም ናብ ይቅሬታ ዝመለስኩሞም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ Сағат бұрын
Ykre n Medhanealem nkulatna ykre ybelelna 🙏 des zbel eu ykreta mhtatom❤
@furtunazemhret8188
@furtunazemhret8188 Сағат бұрын
አግዛብሄር ዝተመስገነ ይኹን 🙏🙏🙏ኣሜን ቃሌ ሂወት yesmolna ♥️♥️♥️
@ጋልክርስቶስ
@ጋልክርስቶስ 3 сағат бұрын
ተባረክ 🙏🏾ለባም ሐወይ🙏🏾
@FedFeed-kh8by
@FedFeed-kh8by 4 сағат бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና❤❤❤❤
@tiftoberhe3320
@tiftoberhe3320 3 сағат бұрын
Amen
@merewahenrico5266
@merewahenrico5266 2 сағат бұрын
🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️
@BahramGrmay
@BahramGrmay 3 сағат бұрын
ኣምላኪ ይመስገን እንቃዕ ይቅረታ ሓተቱ ንሕና ከኣ ንቀበሎም።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🫶🫶🫶🫶🫶🫶🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻✅️
@rutamehari7991
@rutamehari7991 4 сағат бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 3 сағат бұрын
🙏🙏🙏❤❤
@Eritrea98
@Eritrea98 3 сағат бұрын
❤❤❤
@user-yh3od4tn7v
@user-yh3od4tn7v Сағат бұрын
እግዚአብሔር ጸጋ የብዝሕ መምህር
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi 9 минут бұрын
ጽቡቅ መምህርና ብጣዕሚ ❤❤❤
@Ostirch
@Ostirch 3 сағат бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@ቲጂጋልተዋህዶትግራወይቲ
@ቲጂጋልተዋህዶትግራወይቲ 4 сағат бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእካ መምህርና
@ErmiLove23
@ErmiLove23 2 сағат бұрын
ክቡር ካሳሁን ሓወይ ደርፊ ሓትያትን ነውርን ምዃኑ እባ ደጋጊምኩም ስብከት ኣውጽኡ ብ ደርፊ ተዋሒጥና ኣለና በጃኹም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Fekarkun
@Fekarkun Сағат бұрын
ጽቡቅ መልእኽቲ ሓውና ከሳሁን
@temesgenamlak-kf9bu
@temesgenamlak-kf9bu 4 сағат бұрын
✝️✅🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@adhanettekeste2267
@adhanettekeste2267 2 сағат бұрын
Amen ❤❤❤❤
@abrehetasmelash5365
@abrehetasmelash5365 2 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@muluefrezgi-xd2is
@muluefrezgi-xd2is Сағат бұрын
🙏🙏🙏memhr xegu yebzhalka
@ErmiLove23
@ErmiLove23 2 сағат бұрын
Merebey ❤❤❤❤❤ ይቅሬታ ይኹንኪ❤❤ ተባረኺ❤❤❤❤
@alemdesta454
@alemdesta454 3 сағат бұрын
ሰላምኩም ብዝሕ ይበለልና ክቡር መምህረይ🥰አቀዲመ ሰሚዐያስ ከም ትመፁ ላተረደአኒ ነይሩ🤲🥰🎉
@ምሰኩሉብፍቅሪ
@ምሰኩሉብፍቅሪ 3 сағат бұрын
ባሓቂ መምህረይ ልቦና ያሃበና ቀፅለሉ❤❤❤❤
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 3 сағат бұрын
Tbok.grka.kashon❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 3 сағат бұрын
Onke.ykreta.balo.emberdlsom.ďylonn.
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 2 сағат бұрын
_ከም መንነተይ ዘይኮነ መጀመርያ ሃይማኖትና እዩ ዝቅድም ሃገርን መንነትን ኣይተቀድሙ ዝሮ ዝሮ ኹላትና ሓጥያት ንሠሪሒና ኢና ኣምላክና እግዚኣብሔር ንኹላትና ይቅረ ይበለልና ኣሜን ፫_
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 сағат бұрын
ዘይገገ የለን ሰብ ብጌግኡ አሚኑ ይቅርታ ምሕታት ፅቡቕ እዩ ንባህልናን እምነትና ዘይውክል መልእኽቲ ክድገም የብሉን መምህርና ካብ ልቢ ነመስግን 🙏🙏🙏🙏🙏
@titititi2598
@titititi2598 2 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼🇪🇷🇪🇷🙏🏼🙏🏼❤️
@YordanosT-q4n
@YordanosT-q4n 3 сағат бұрын
Selam yehwatey anes enda xelekus kal hasab ymexani entay kgebr aleni bejakum hagzuni😢😢😢
@merhawimengisteab3745
@merhawimengisteab3745 3 сағат бұрын
እዚ ናይ ቶማስ ሓቂ ከይመስለና፡ እዚ ናይ ይቕሬታ ምላሽ ናይ ቅድሚ ሕጂ ተመሳሳሊ ጽዩፍ ፊልማ ኣብ ደርፊ ሰሪሕዎ ኣብ ዝነበረ ይቕሬታዩ ደጊሞም ሰዲደሞ ዘለዉ፡ እዚ ዝኸፍአ ምትላልዩ
@eyobgebremeskel7572
@eyobgebremeskel7572 3 сағат бұрын
ሰላም ህዝበ ክርስትያን ኣብዚኣ ግን ከንደናገር እታ ቶማስ እቕሬታ ዝበላ ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣቢሉ ዝደረፋ ደርፊ ምስ ባህልና ትኸይድ ኣይኮነትን ስለዝትባህለ ሽዑ እቕሬታ ዝበላ እያ ሕጂ ከምዝበለ ጌሮም የቕርብዎ ኣለዉ ንሱ ዝብሎ ዘሎ ኣብ ዩ ኢንተርቴይሜንት እዩ ዝብል ዘሎ ስለዚ ኣይንደናገር በጃኹም
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 3 сағат бұрын
እንቋዕ ተመለሱ ዓገብ ምባል ጽብቕ ኢዩ እዞም ክቕተሉ ኣለዎም ክሕረዱ ኣለዎም ዝብሉ ግን ካብቶም ሕማቕ ሰሪሖም ዝባሃሉ ንላዕሊ ገበን ኣለዎም ሰባት እንድሕር ቀቲሎምከ እንታይ ኣፍርዮም ብጀካ ክሳራ ብምኽርን ማዕዳን ክምለስ ኣለዎ እምበር ።
@gtgrowtogether8096
@gtgrowtogether8096 3 сағат бұрын
Nay tomas na hji aykonen nayta kdmhji awxiuwa znebere derfi eyu. Hji kea kab gieguu keyteareme ab Filme zgedede hizu mexyu. Ykrieta gn ayhateten alo.
@aleygoitom8369
@aleygoitom8369 Сағат бұрын
ይቅረታ ምባል ጹቡቅ እየ ተሓግስና ግን እታ video ኣላ ክሳብ ሕጂ ክትድምሰስ ንሶም ውን ዓቢ ተራ ኣለዎም አንደገና አቲ ወዲ ንህዝቢ ኣይኮነን ይቅሬታ ዝሓትት ዘሎ ን ሓደ በዓል ወናኒ KZbin eiye
@Gbre1996
@Gbre1996 4 сағат бұрын
Thomas we don’t believing you at all you are trying to mess up our beautiful 🙏culture. But we will pray for you to be a normal man. Egzhabier Amlak Yhagzka.
@lillynuguse4758
@lillynuguse4758 11 секунд бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@Gbre1996
@Gbre1996 3 сағат бұрын
ቶማስ ፈጺምና ኣይንኣምነካን ኢና። ነቲ ባህልና ኸተበላሽዎ ኢኹም እትጽዕሩ ትፍትኑ ዘለኩሞ። ቶማስ ንቡር ሰብ ክትከውን ግና ክንጽልየልኮ ኢና:: ንኹሉኹሞ ትፍትኑ ዘለኩሞ ክንጸልየልኮ ኢና። ቶማስ ንመጀመርታ ግዜ አይኾንካን ኸምዚ ዓይነት መደብ
@መረብመስሓልEntertainment
@መረብመስሓልEntertainment 2 сағат бұрын
እዚ ናቶማስ ይቅሬታ ግን ናይ ሕጂ ኣይኮነን ናይ ቅድሚ ሕጂ እዩ ። ክድሚ ሕጂ ይቅሬታ ኢሉ ነቲ ጌጋ መሊሱ ደጊምዎ።
@alexanderermias143
@alexanderermias143 Сағат бұрын
ግን እዚ ናይ ቶማስ ሓቂ ከይመስለና። እዚ ናይ ይቕሬታ ምላሽ ናይ ቅድሚ ሕጂ ናይ 2020 እዩ ተመሳሳሊ ጽዩፍ video ኣብ ደርፊ ሰሪሑ ኔሩ እዩ ብህዝቢ ተቃውሞ ከኣ ካብቲ youtube ወሪዳ እያ ቶማስ ውን ከምቲ ንስኩም ትብሉኒ ሰብ ኣይኮንኩን እንዳ በለ ነዚኣ ድዛረባ ዘሎ vidoe ኣብ 2020 ተዛሪቡዋ ንኸልኣይ ግዚኡ እዩ ዝጋገ ዘሎ እዚ ሰብ እዚ ኣብዚ ናይ ሕጂ ኣጋጢሙ ዘሎ ብዛዕባ እቲኣ ፊሊም ግን ወጹ ኣይተዛረበን ዘሎ ኽሳብ ሕጂ እቲ video ናይ ቀደም እዩ። መረብ እስቲፋኖስ ባባ ፍሽን ጥራይ እዮም ይቅሬታ ኢሎም ይቅረ ከኣ ይኹኖም
Sep 21/2024 ሻዕብያ ብ ዛላንበሳ እዋናዊ ሓቤረታ
30:20
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 8 М.
🔥 ኩሎም ይበኽዩ ኣለዉ ሓሳዊ ኢሎሞ 😟
41:17
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 12 М.
GIANT Gummy Worm Pt.6 #shorts
00:46
Mr DegrEE
Рет қаралды 36 МЛН
Eritrean Orrhodox Tewahdo ሰዓብቱ ግን ብኸመይ ኢዮም በዚሖም፧ Seabtu BKemey Bezihom?
41:57
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 16 М.