ኤርትራን ምድላዋት ኩናትን

  Рет қаралды 27,732

ADMAS FORUM

ADMAS FORUM

Күн бұрын

Пікірлер: 100
@habtomabay5276
@habtomabay5276 Ай бұрын
ሰላም ሰላም ሓው ኻልድ ንህሉው ኩነታት ዞባና ትህቦ ትንታነ አዝየ ይንእድ 🌿👌👍🌿☝️
@BelayIassu
@BelayIassu Ай бұрын
smart politician in Eritrea smart business people small business society i admire you and proud of you keep the good job proud of you real Asmarino
@thehabenshow1190
@thehabenshow1190 Ай бұрын
He’s not smart he tried to confuse you when it comes to our flag in our country. We are in the same page.
@tesfalemebrahtu7411
@tesfalemebrahtu7411 Ай бұрын
❤ሙሁር ይቅተለኒ ዝብሃል ከምዚ እዩ ይበል ኣገላልጻን ትንታነን thank you kald ልቦና ይሃቦም ህግደፍ መንደፍ
@kulbrfess631
@kulbrfess631 Ай бұрын
ኣይትደገማ ኣቢ ዲግሪ ኣለኒ እናበለ ሪኢናዮ ኢና ብሂወት ሰብ ክጻወት😊
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Ай бұрын
ኣንታ ኻልድ ሓውና ብእንግሊሽ ምጽሓፉ ድኣ ክንደይ ሰብ እንግሊዝ ዝፈልጡ ኣልዮምና እዮም ኣቢቦም ክርድኡዎ፧ እንታይ ክሕግዙና እዮምከ እቶም ቋንቋን እንግሊዝ ዝዛረቡ ኣምቢቦም ብቛንቋና ክጽሓፍዩ ዝሓሸሞ ጽቡቕ ገበረ እንኳዕ ተጎሞ።
@ሰናይኣስገዶም
@ሰናይኣስገዶም Ай бұрын
ሰላም ኣያ ኻልድ፡ የቐንየልና ንኩሉ ትገብሮ ጻዕሪ። ሊንክ ናይታ መጽሓፍ እቫ ስደደልና።
@Abrahamkiflu
@Abrahamkiflu Ай бұрын
Thank you do much haw kalid for your constructive advice. I couldn’t find the link to buy the book you mentioned.
@yordaberhe5480
@yordaberhe5480 Ай бұрын
Good job my brother thank you so much I like you so much
@habishsyodit5837
@habishsyodit5837 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay Ай бұрын
Thank you....
@ghirmayabebe6600
@ghirmayabebe6600 Ай бұрын
Hi Khalid good job:) I couldn’t find the link of the book you where mentioned by Semere Russom Thanks
@nasruddinahmed7434
@nasruddinahmed7434 Ай бұрын
بعد السلام . أخي خالدشود حيلك لا تيأش انك أحد رجل عاقل كلامك موزون .
@dansen1965
@dansen1965 Ай бұрын
Thanks, Kalihd HAWINA, Is it true that Isayas has never been and He never considered seeing an independent Eritrea; on the contrary, the result seems to be this Eritrea. It was never his goal.
@arefainealem9233
@arefainealem9233 Ай бұрын
Thanks
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 Ай бұрын
Jufjuf tigraway ጁፍጁፍ ትግራዋይ
@ZigheredaHaptezghi
@ZigheredaHaptezghi Ай бұрын
ኣታ ዊዒጊን ወዲ መምህር ዓብዱ ኣክርያ ናይ ትግራይካ ግበር!!
@berekettekie1194
@berekettekie1194 Ай бұрын
💙 💙 💙 💙 💪💪💪👋👋👋
@samisamson2228
@samisamson2228 Ай бұрын
Thank you kalid hawna !!!
@berhanefesshaye1493
@berhanefesshaye1493 Ай бұрын
Merhaba kaled 👍
@YosefTsehay
@YosefTsehay Ай бұрын
አንታይ ዘረባ ኣለዎ አዚ ስርኣት ሳዲስት ፥ሳይኮባት፥መካቨሊ ፥ኢሰያስን መጋበርቱን ክሳብ ዘለዉ ብዘይ ኩናት ክነብሩ ስለ ዘይክአሉ ህዝብና ናብ ፉጹም ብርሰትን ጽንተትን ከጋድሞ ከም ዝኮነ ናይ ቀትሪ ሚስጢር አዩ ፥
@mebratbelay4618
@mebratbelay4618 Ай бұрын
Good luck in everything you do we love you and ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@natiln2259
@natiln2259 Ай бұрын
ደቂ ዓበቲ 20k view ከሎስ 1k ጥራሕ like ብጣዕሚ ይውሕዶ'ዩ ን ካልድ show some respect ❤
@BelayIassu
@BelayIassu Ай бұрын
Cherkio car make laugh Admas real asmarino proud of you i mis Asmara left my home land in 1977 i miss my lovely city
@ArtubTeameHabte
@ArtubTeameHabte 22 күн бұрын
ሰላም ሰላም ካልድ ሓዉና ይመላኣልካ ከምዞም ሓሕዋትካ ኤረትራዉያን ወልቅ ዘልቅ ከይበልካ ዝጀመርካያ ዕላማ ምጽናዕካ የድንቀካ ቀጽሎ ብዛዕባ እታመጽሓፍ ዝበልካይ ግን ቅረታ ኣለኒ ሙሁራት ኢና ዝብሉ ኤረትራዉያን ካብ ጽባሕ ገድሊ ጀሚሮም ምስ መዮኦም ዘይከይድ ክድ ዓትን ጥልመት ምስቲሪኢ ኣብዚይ ሕጂ ግዝየዉን ኣብ ደንበ ተቃወምቲ ተጎዝጎዚጉዞም በቲ ዱኩም ጎድናን ስሚዕትን ተበሊጾም ንዉልቃዊ ረብሓታቶ ክብሉ ከምየማን ሃብተገርግስ ን ኣብነትስሕል ከይድና እንያታይ ኣምጺኢና ኢሉ ገንዘብ ህዝቢ ንምግባት ዝተጠቅመሉ እንተሪኢና ሓደዉን ደም ዝተከፍሎ ባርነት ኢሉ በቲ ቁስሊ ናይ ህዝቢ ገንዘብ ክጉሑፍ ጸኒሑ ልእላዉነት ዘይ ኣምን ኣንድነታዊ ኮይኑ ንመንእሰይ ከካሻምሽ ሪኢናዮ ስለዚይ እዚወድ ትብሎዘልካከ ካብ ዚኦም ዝሓለፉ ንገንዘብ ንምእካ ከይከዉን
@yergaalemghebremichael7505
@yergaalemghebremichael7505 Ай бұрын
💙💙💙✅✅✅✅
@SaidAboismail
@SaidAboismail Ай бұрын
Zereba.bihaki.intaymo.mis.hagerawian.ena.behalti
@solomonamanuel4225
@solomonamanuel4225 Ай бұрын
ኣታ ሰልጠነ ዋሒድ እንታዴኻ ደኣ ክገብር ደሊኻ ፡ናይ ትግራይካ ዘይትገብር ሳሕሳሕ።10 ግዜ ኤርትራ ኤርትራ ፡ስቅ ኢልኩም ዓሰብ ሃብዎም ማለትካ ድዩ በየነ ደንቆሮ ኢኻ ንስኻ።
@gigiriri4865
@gigiriri4865 Ай бұрын
መሳኪን መናእስይ ኤርትራ ንሞት ተፈሪድዎ ንእስነቶም ብኸንቱ ይጥፍኡ አለው ገሊኦም ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ዝሞተ እንተሞተ ዜይግድሶም ጨካንት መስጥኦም ይውርደሎም ናይ ነብሰም ምቾት እንበር ዝሞተ እንተሞተ ዘይግድሶም criminals and cruel እዮም :: ጃህራ ጥርይ ኮይኖም ተሪፎም አብምቹእ ቦታ ኮፍ ኢልካስ ንበዓል ኻለድ ዝመሳሰሉ ፈላጥት ን መስትውዓልትአፍካ ክትከፍትስ ሑሙማትን ሕጽረት ናይ ፍልጠት ይህልዎም ወይድማ ናይእምሮ ጸገም ዘለዎም ክኾኑ አለዎም ምለት እዩ::
@Idferi525
@Idferi525 Ай бұрын
ግብጺ እስራኤል ኣላ ምስ እስራኤል ሓቢርካ ትሰርሕ ኣሜሪካ'ውን ኣላ።
@fthi3585
@fthi3585 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@afrikaafrika8362
@afrikaafrika8362 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@HagosElyas
@HagosElyas Ай бұрын
Etom 500 zkonu sdrabetat ab eritrea zelewudekom slezeyeselfu nizmexe kinat yikbelwon biwaga deki dkatat yekayidwon amen elom tekebilom zimexe kinat yekayidu alewu
@YowhanesKahsay
@YowhanesKahsay Ай бұрын
ዊዕግን አብ 2 ብ2 ገዛ ኮይካ ፈከራ ጉዳይ ክልልካ ግበር ሃገርና ባዕልና
@mhrtabbeyene3627
@mhrtabbeyene3627 Ай бұрын
ድዃን ኢሰያስ :
@SaidAboismail
@SaidAboismail Ай бұрын
Intymo.intaymo.
@TekleTukue
@TekleTukue Ай бұрын
ት ንታነካ ካብ ስልኢ ኤርትረኣን ኤሰያስን አዩ ዝብገስ, አሞ ኤርትረአ ነብሳ ክትከላኸል የብላን ትብለና ኣለካ, አሞ ነያታትካ ወያነ ን abi ኣሕመድን ግደፉ በሎም.
@B-syi8jj
@B-syi8jj Ай бұрын
ዘገርምዩ ኤርትራውነትካ ነቲ ን ኤርትራ ክትገብሩ ዝጸናሕክ ተግባራትካዩ ዝምዘን።
@osmanmohammed351
@osmanmohammed351 Ай бұрын
Niseka tigraway eka sile zih entay gedeseka nab tigraika keid halewlew gidef.
@g.mariam3156
@g.mariam3156 Ай бұрын
እታ ዝበልካያ link ናይ እታ መጽሓፍ ክረክባ ኣይከኣልኩን፡ ረሲዕካያ ዲካ?
@biniamteklemariam
@biniamteklemariam Ай бұрын
ata hasawi ay'tselakan deyo kulu mealti gega haberet & hasot tezareb
@isakkesete5505
@isakkesete5505 Ай бұрын
ንርእስካካ ይኩን ኺናት ሕማቅ ትምቢትካ ናባካ
@ebrahimhagos6386
@ebrahimhagos6386 Ай бұрын
Muzeke hmak
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Ай бұрын
እዛ ብዓል ገብረ ባዱራይ ጀሚሮማ ዘሎዉዶ ተስፋ ይህልዋ ትብል፧ ዘይምሕባርና እኮ እዩ እቲ ዝኸበደ መርገም ወሪዱና ዘሎ፡ ለባማት ተሳኢኖም ፡ እዚ ኹሉ ዓንገረር ትብሎስ ምርዳእዶ ምስኣኑዎ፧ ካብ ኢሳያስ ንላዕሊ ብዓል ሰልጠነን መሰልቱን እኮ እዮም ንጥቕሞም ክብሉ ህዝብን ሃገር ዘጥፍኡ ዘሎዉ መስጣና የውርደሎም።
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 Ай бұрын
ኻልድ፡ ሰለስተ ትዕዝብታት ከቕርብ ሕልናይ የገድደኒ፦ 1ይ-ኣርእስቲ መልእኽትኻን ትሕዝቶኡን ኣዝዩ ዝተረሓሓቐ ኰይኑ ረኺበዮ። 2ይ-ኣር እስትኻ ዝእምት፡ ኤርትራ ንዘይ ምኽኑይ ኲናት ትዳሎ ከም ዘላ እዩ። ኣብዚ እቲ ክበሃል ዝግብኦ፡ ነቲ ኲናት ባዕላ እንተደኣ ኰይና እወ ጌጋ ክኸውን'ዩ። ብዝተረፈ፡ ንኲናት ክትዳሎ ዘገድዳ ርዱእ ምኽንያት ግን ኣሎ። እቲ ምኽንያት ከኣ እቲ ኣብዪን ተዋፈርቱን ባዕልና እንውንኖ መስመር ባሕሪ ክህልወና ኣለዎ ዝብል'ዩ። እዚ ኵነታት ናብ ኲናት ካብ ዘምርሓና እቲ ድሌቶም ንፈጽመሎም በሃሊ እንተ ዀይንካ፡ ኣግሂድካ ክትብሎ ይግባእ። ብዝተረፈ፡ መንግስቲ ኢሳያስ ወትሩ ንሱ እዩ ኣበረኛ ዝብል ገምጋም ክትወስድ ኣይግባእን። 3ይ- ንምዕራባውያንን ንኣመሪካን ከም ኢሳያስን ኣብነታዊ እትብሎ መምህርካ፡ ኣማኒኤል ሳህለን፡ ብኽፍኣት ጥራሕ ናይ ምግምጋም ዝምባሌኻ ጌጋ እዩ። ንዓና ኣመሪካን እቲ ዝተረፈ ምዕራባዊ ዓለምን ዓዲ ሕግን መሰልን ስለ ዝዀነ፡ ካብ ምብራቓውያን ንሱ ዝያዳ ይብጽሓና።
@gitup7918
@gitup7918 Ай бұрын
Bolom bolom bolom bolom bolom bolom
@freedomtnb351
@freedomtnb351 Ай бұрын
Eritrean people are suffering enough and living in pain.
@gitup7918
@gitup7918 Ай бұрын
@@freedomtnb351 what pain are you talking about? Eritrean people never seen freedom like this before. We brought you freedom from Ethiopia and now we are still fighting to set you free from the west along with our brothers Russia and Chinese.
@loveyourself2406
@loveyourself2406 Ай бұрын
​@@gitup7918 አይ ከንቱ😂😂😂 ከምተይወለድካ ምሐሸካ ከይተምሐርካ አንግሊዝኛ ትፅህፍ ደደብ እዚአስ ናይ political 😂😂 ፍልጠት ጌርካ ምፅሐፍካ ፉግዕ ርእሲ።
@metkel100
@metkel100 Ай бұрын
Anta ato Kalid ezi kulu kitntnsi bzaeba Mierabawyan ke ayttntnn do? Dos Mierabawyan kem fetari zelalemawyan eyom zibl mrdae eyu selo? Nmkuanu ke entay kikgber eka tdeli? Suk elka aby zhato yeehabo mknyatu bhaylu mhazu ayterfon dyu? Nmkuanu ke seb entay kigebr eyu hji dlietka? Kemti barlka zbelkayo entedia ezi srat ezi wela n Amerika aysemen eu elkas kemey dea nhna kenesmio tdeli aloka? Zrrebaka mizanawi koynu ayrekebkwon.
@freweinyhadgu8249
@freweinyhadgu8249 Ай бұрын
እስካ ትግራዋይ ናይ ኤረትራ ጽብቅ አይትደልይን ኢካ ?
@thehabenshow1190
@thehabenshow1190 Ай бұрын
But don’t get it wrong when it comes to our flag in our country we are in the same page no matter what
@Rahsi-mi9zt
@Rahsi-mi9zt Ай бұрын
Hizbina husur regasiu zifetu kisabi zikone gidefom wela kam Hitler ashigu Sabina yisrehayom zey rebih hizbi eyu hizbina bi mote deku zihgosi zi sesie eyu newibelom
@mengissolomon4037
@mengissolomon4037 Ай бұрын
Ata bambula afka hazi aimlikitekani
@TigestLemlem
@TigestLemlem Ай бұрын
If that mercenary fascist Tsadkan wish to assist genocider Ethiopia loot Eritrean port(s), wear ENDF uniform, certainly not with the TDF and definitely not through Tigray.
@Nath25727
@Nath25727 Ай бұрын
TALK ABOUT YOUR TIGRAY⛔️⛔️❌️❌️. ERITREA FOR ERITREAN ,ERITREA FOR EVER🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ye1280
@ye1280 Ай бұрын
Kab nay eseyas zereba enta ketewuxi mftan n abyi mnqaf ayhayshi ,bahri enda bele nkulu sgat koinu zelo ?
@kirosmengstu6082
@kirosmengstu6082 Ай бұрын
ናይ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ህዝቢ ዕል ኢዩ ሓርነቱ ኣረኪቡ ዝሃቦ ስልጣን እንታይ ከይና ኢና ሎሚ ጩጭጩጭ ንብል ዘለና እንታይ ከ ክንገብሮ ንክእል ብዓቅሚ ናትና ኣሎ ኢዩ። እዚ ደምበ ፍትሒ ዝስሙ ዘይፍትሓዊ ቃልሲ ተሓንጊጡ ብዘለዎ ኣገባብ ኣቃልሳ ኣንጻር ጠቅሙ ንረብሓ ስርዓት ተዓጢቁ ስርሐይ ኢሉ ዝገዓዝ ዘሎ ኢዩ ውጺኢት ቃልሱ ድማ ብኣውራጃ ከባቢ ዝብል ጥርናፈታት ኣቁሙ ኣንጻር እቲ ዝዓበየ ጸላኢኡ ክድ ዝሓስብ እዚ ኣውራጃ እዚ ወረዳ እዚ ክብል ዝውዕል ዝሓድር ዘሎ እንተ ተረዲእዎ እንተዘይ ተረዲእዎ ዓንዲ ማእከል ስርዓት ህግደፍ ኮይኑ ኢዩ ዝጐዓዝ ዘሎ እሞ ካብዚ እንታይ ክንጽበ ንክእል ንዝብል ዕንወትን ድሕረትን ጥራይ ኢዩ። ዘይ ራእናዮ ፍርሃት እግዝኣበሄርን ልዕልና ሕጊ ንክተል ዱልዱል ሰረት ዘለዎ ይፍጠረልና እንበር ካብዚ ንዕዘቦ ዘለና ትጽቢትናን ባህግናን ማህሚኑ ተሪፉ ኢዩ። ንከይ ርኢ ዓይኑ ዝዓመተ ንከይ ሰምዕን ንከይ መሃርን ኣእምርኡ ዝደፈነ ኣብ ድያስፖራ ዝርከብ ሓተላ ሓተላ ውን እንዳበዝሖ ኢዩ እሞ ኣምላክ ባዕሉ ፍታሕ የምጻልና።
@ሰብደየለይ
@ሰብደየለይ Ай бұрын
ወግሐ ጸብሐ ኲናት እናወለዐ ሃገርን ህዝብን ዘባደመ ስርዓት እናሃለወስ ብዛዕባ ድሕሪዚ ስርዓት ዘሎ ህላወ ኤርትራ ዝያዳ ስግኣት ፈጢሩልካ ??? ዘገርም ስግንጢርነት "" ሓድሕዱ ዝናጎጽ ሓሳብ ኢኻ ተቕርብ ዘለኻ:::
@yohanberhe5292
@yohanberhe5292 Ай бұрын
Ata kaled bejka kunat jal aytzrben deka 2 entay yemlktka nay eritra eritra deka alwuwa neska nay sher ke zaytgber eka
@AsterBaraki-c9c
@AsterBaraki-c9c Ай бұрын
ሀላይ😂
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Ай бұрын
ተጠያቕነት ኢሳያስ ንመን እዩ? ሀ) ንኤትራ ለ) ንኢትዮፕያ ሐ) ንኣዕራብ/ግብጺ፡ ሱዕዲ መ) ንባዕሉ ሠ) ንሻዕብያ
@KEDIRSIRAJSiED
@KEDIRSIRAJSiED Ай бұрын
እርትራን ትግራይን ሐዳ ሀገር ኪኽና ተኽኢሎ እል. ዶ
@yohanneshaile8904
@yohanneshaile8904 Ай бұрын
Emo entay kgber alowo ekatbl?
@yohannesaradom8656
@yohannesaradom8656 Ай бұрын
As if you are inside the country, and have all the information from the fascist and born criminal Isayas; today you came in to talk about wars in Eritrea. Eritrea as long as he is alive war and wars they go together. His power depends keeping war alive until last days. Therefore, What you need to is oppose any war in Eritrea. Keep you role make sure give Eritreans in dispora and back home to stand in principle how to tackle Isayas and his mafia HEGDEF. Otherwise, day in and day out the same talk and empty discussions.
@taraia914
@taraia914 Ай бұрын
You are arguing what Eritrea has to do. What do you say about our neighbors' intentions to conquer Eritrean ports ? Eritrea has to prepare to defend itself. Whatever Isaias wants, Ethiopians are claiming Eritrean territory. Do you still want us to align with Ethiopians to have a power transition in Eritrea? And why do you preach we are going to lose whatever?
@berhanamichael5519
@berhanamichael5519 Ай бұрын
Ewa emo Kalid Eritrea suk ela tiwere dika tibl zeloka zerebaka wala wala des aybelenan sik ela eda atamira suk ela bAbiy tiwerer
@Takila1234
@Takila1234 Ай бұрын
ቅደም ብትግራይ ዝፈረዩ ንዚ ኤርትራዊ እሾኽ ኾይኖሞ ዘሎን ዘየለን እንዳ ኣጸለሙ ንስኻ ክኣ ነዚ ህዝቢና ኹናት ትኽስኩሰሉ ተራስንን ኣለካ ጎማረ ዝኾንካ ስብ ምኻን ንስካስ ወዲ ዓባይ ሓፍቶም እንዲካ እንዳ ዊዕጊን መንደዓት ዝኮኑ ጎሬቤት
@solomonyemane8851
@solomonyemane8851 Ай бұрын
kulu gzye bsenki kusto bsenki kusto HHH beqa kali hasab yelen
@ሚኬኤልሚኬኤል
@ሚኬኤልሚኬኤል Ай бұрын
ካልድ ጆከር ኮንካ ትግራይ ትግራይን እንዳበልኩም ሕዝብ ኤርትራ መንገዱ ስኺቱ ንኢሰያስ ደገፍቱም በኣል ንስኩም ።
@AaaBbb-t1z
@AaaBbb-t1z Ай бұрын
ካልድ፣ዓብደ፣ወዲ፣ድሙ፣አይገድፍን፣ግብረ፣እሙ፣ንአኻ፣ዝአምን፣ኤርትራዊ፣የለን፣ቅበጽ፣ስለ፣ዓድኻ፣ዘይትዛረብ፣ስለ፣ኤርትራ፣አይምልከተካን፣እዩ፣ሱቅ፣ኢልካ፣ጦብሎቅ፣አይትበል፣ኤርትራ፣ናይ፣ኤርትራውያን፣እያ፣ኤረትራውነት፣ክዕምብብ፣እዩ፣ተፈሊጥካ፣እኻ፣ስለ፣ኤርትራ፣ንአና፣ንኤረትራውያን፣ግደፎ፣
@Habesha28
@Habesha28 Ай бұрын
ሻዕብያ ዛላንበሳ አትዩስ ንስኻ ብሕ ውግእ ክጅምርዩ ትብል ኣለኻ😂
@PeaceofMind-o2l
@PeaceofMind-o2l Ай бұрын
ዱዱዕ እንዳፎርኖ፡ ብዛዕባ ትግራይካ ተሓለቅ ምስ ኤርትራን ኤርትራውነትን እንታይ ኣሎካ? 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@amanuelyosief7986
@amanuelyosief7986 Ай бұрын
Kid lemjak hasaswi begie
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 Ай бұрын
ኣታ ፍጉር ትግራዋይ ናይ ዓድካ ትግራይ ግበር። እዞም ተወልጀ ቢዝነስ ናይ ወያነ ረኪቦም ነታ ዘዕበየቶም ሃገር ኪሂዶም ተንኮል ይኣልሙ ኣለው
@solomonamanuel4225
@solomonamanuel4225 Ай бұрын
በቃ ከተናኣእስ መራሕኻ ሕውሓት ኢሰያስ ኢሰያስ እዳበሉ ጠፊኦም ንስኻ ውን መዓልትኻ ተጸበ።
@letezghitessema3974
@letezghitessema3974 Ай бұрын
ግርም ባ ብኣፍካ ጣቃ እንታይ ገባሪ ኢኻ መን ዩ የማነ ተኣልዩ ዝበለካ መወዳታ ዘይ ብሉ ዘረባ መናውራ ኩሉ ሓሶት 😅
@mohamedhamed7439
@mohamedhamed7439 Ай бұрын
Would you stop talking about Eritrea and the Eritrean people please stop.
@SamiHadgu-hk2rd
@SamiHadgu-hk2rd Ай бұрын
እንታይ እባ ገዲሽካ ትማሊ ኮ ኣነ ትግራዋይ እየ ትብል ዝነበርካ እታ ኤረትራ ዋናታት ኣለዋ ንስኻ ብዛዓባ ትግራይካ ግበር ወይ ሓሪኢኻ ዘይ ትድቅስ ወዲ ድቃላ
@brhanmewos9485
@brhanmewos9485 Ай бұрын
ኻልድ ኣምሰሉ ፡ብዛዕባ ትግራይካ ግበር መዘንግዕ፡ንመን ከተደናግር ቡዙሕ ናፅ ዝተዛረውካ፡ንመን ከተደናግር ፡እዚ ተስፋ ዝሃበካ ከሓዲ ኣቢ መዕልቱ ክም ዝቐረበት ኣይ ተረኤካን ፡ከልቢ ምዕራብ
@mohamedhamed7439
@mohamedhamed7439 Ай бұрын
You are such a liar just talk about your Tigray people do not worry about Eritrea.
@abraham407
@abraham407 Ай бұрын
ወይ ጎቦ ኩን ወይ ምስ ጎቦ ተጸጋዕ ዝብል ኣበሃህላ ኣገዳሲ እዩ። ጅቡቲ ካብኣ ዝንእስ ሃገር የለን ዝደፍራ ሃገር ውን የለን፡ ኤርትራ ድማ ከም ሃገር ክትቅጽል እንተዀይና ወይ ምስ ኢትዮጵያ ወይ ምስ ኣመሪካ ዲፕሎማሲኣ ክተመሓይሽ ምተገብአ።
@TesfayDone
@TesfayDone Ай бұрын
አየ ዓሊ ዓብዱ መሳቱኻ ኣቤለዉ ንስኻ ከኣ ጸለመ ነቲ ተባዕ ሰራዊትና ጎስጓስ ኩናት ቦቶም ኣያታትካ ደቂ ዓድኻ ክተሳሲ ጀሚርካ ሕጂ ግን ከምቀደም ከይመስለካ ደርሆስ ኣንዊሕካ ተኣሰርካያስ ዝተፈተሐት ይመስላ ቀጽሎ ኣጆኻ
@AmenAsier
@AmenAsier Ай бұрын
ካባኻስ ተፈራርሕ ኢኻ ዘለኻ መስኪናይ ተደንግጽ ተስፉ 😢😢
@mengisteabbelay639
@mengisteabbelay639 Ай бұрын
Haswet leba ghafa Agma jibrte
@mengisteabbelay639
@mengisteabbelay639 Ай бұрын
You and Awol sided are Tigray jibrte Ethiopia Leave Eritrea people alone
@mengisteabbelay639
@mengisteabbelay639 Ай бұрын
You are Idoit islamic jibrte You are from Ethiopia Tigray You cannot hide from Sweden police Swedish police know about you
@TesfayDone
@TesfayDone Ай бұрын
አየ ዓሊ ዓብዱ መሳቱኻ ኣቤለዉ ንስኻ ከኣ ጸለመ ነቲ ተባዕ ሰራዊትና ጎስጓስ ኩናት ቦቶም ኣያታትካ ደቂ ዓድኻ ክተሳሲ ጀሚርካ ሕጂ ግን ከምቀደም ከይመስለካ ደርሆስ ኣንዊሕካ ተኣሰርካያስ ዝተፈተሐት ይመስላ ቀጽሎ ኣጆኻ
@fthi3585
@fthi3585 Ай бұрын
ቴስፍይ ዱን ኾፍ እልኻ ተማሃር ኻብ ባሪያ ኾንኻ ምግልጋል አንፃር ህዝብካ ናፅነትኻ አውጅ 33ዓመት ባርያ መስል ዘይብልኻ አይትምርፅ አይትምርፅ ሕማቅ ትውልዲ 😢😢
@HagosElyas
@HagosElyas Ай бұрын
Hamasenay wey ansebetay eka niska bisenkikum eritrawi meniesey xenitu denkoro
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Ай бұрын
ደንቆሮ ኣድጊ ኢሰያስ ስቕ ኢልካ ጉዳይ ባርነትካ ግበር
@brhanmewos9485
@brhanmewos9485 Ай бұрын
ብዛዕባ ትግራይካ ግበር፡ኻልድ ደኣ መፍታሒ ዝይነግር ሙሽሙሽ፡ህዝቢ ኤርትራ ንህላዊኡ መስዋእቲ ንክኸፍልሕ ድሉው​ ኢዩ ለሓስቲ@@fthi3585
@solomonyemane8851
@solomonyemane8851 Ай бұрын
msatu da ab gudgad eraero alowu
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 Ай бұрын
ኣታ ፍጉር ትግራዋይ ናይ ዓድካ ትግራይ ግበር። እዞም ተወልጀ ቢዝነስ ናይ ወያነ ረኪቦም ነታ ዘዕበየቶም ሃገር ኪሂዶም ተንኮል ይኣልሙ ኣለው
@mohamedhamed7439
@mohamedhamed7439 Ай бұрын
Would you stop talking about Eritrea and the Eritrean people please stop.
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 Ай бұрын
ኣታ ፍጉር ትግራዋይ ናይ ዓድካ ትግራይ ግበር። እዞም ተወልጀ ቢዝነስ ናይ ወያነ ረኪቦም ነታ ዘዕበየቶም ሃገር ኪሂዶም ተንኮል ይኣልሙ ኣለው
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 106 МЛН
HELP!!!
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 50 МЛН
Ethiopia - Esat Amharic Night time news 9 November 2024
27:06
ESATtv Ethiopia
Рет қаралды 26 М.
ኦሮማይ  ዘይተርፍ ኩናት ኣብ ቅድሜና
1:00:21
ADMAS FORUM
Рет қаралды 32 М.
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 106 МЛН