ኦሮማይ ዘይተርፍ ኩናት ኣብ ቅድሜና

  Рет қаралды 32,294

ADMAS FORUM

ADMAS FORUM

Күн бұрын

Пікірлер: 94
@AmelTesfit
@AmelTesfit Ай бұрын
ናይ በሓቂ ብሉጽ ትንተና ። thank you kalead abdu
@gatogato2852
@gatogato2852 Ай бұрын
ኻልድ ሓውና ናይ ደገፍቲ ነገር እኮ ኣምልኾ ኢዩ ኢሳያስ ዝበሎን ዝገበሮን ብስቕን ኣሜንን እዮም ዝቕበሉዎ፡ ምቅዋሙ ሓጢኣት ልክዕ ከም ንፈጣሪ ምቅዋም እዮም ገይሮሞ ዘሎዉ። ግን እቶም ዝተረድኣና ሰባት ሓቢርና ካብ ሕማም ኣውራጃን ጸቢብ ኣተሓሳስባ ወጺእና ብስጥመን ክንኣልዮ ፈጣሪ ይሓግዘና፥ ንዓኻን ንለባማት መሰልትኻን ድማ ዕድመን ጥዕናን እምነየልኩም ጻማኹም ርኸቡ ተባረኹ።
@ttek9180
@ttek9180 Ай бұрын
አንታ ኻልድ ሐወይ ስምዒትን ደድሕሪ ኢሳያስ ዝበሎ ብዕዉርካ ዘብዘብ ምባልን ከም ሃገርን ህዝብን አየዋጻጽአናን ኢዩ ካብ ዝብሃል ዓመታት ሐሊፉ። ብሰንኪ ፍሉይ አጀንዳ ኢሳያስ፣ ህዝብናን ደቁን ብዝሐለፎን ሕጂውን ዝሐልፎ ዘሎን ሳዕቤናቱን ክሳራኡን ገምጊሙ፣ አብ ሕድሕዱ ዘሎ ምትፍናን ወጊዱ ክበራበር እንተዘይጀሚሩ ነብሲ ወከፍ ወዲ ሃገር፣ ደጋፊ ይኹን ተቓዋሚ ካብ ጥፍአት አይከምልጥን ኢዩ። አማስያኡ ኢትዮጵያውያን ፍልልያቶም ብዘየገድስ "ንቀይሕ ባሕሪ ንምውናን" አብ ትሕቲ ዝብል ምስምስ ብሐደ ኮይኖም ጸረ ኤርትራን ህዝባን ክዋግኡ ኢዮም። ምዕራብ ዓለም ከአ በቲ ኢሳያስ ዘርእዮ ሃዋኺ ጸረ ሰላም መርገጻቱ አብ ጎድኒ ዓባይ ኢትዮጵያ ከም ቀደሙ ክምለስ ኢዩ። አታ ህዝቢ!!! ፍልልያትካ አጽቢብካ ሃገራውን ህዝባውን ረብሐታትካ አማዕቁብ። ነዚ ከዳዕ ሽፍታ ስርዓት ብፍልልያትና ተጠቒምካ፣ ሕድሕድና አዋዲእካ አይትነብርን ኢኻ ክብሃሎ ይግባእ።
@zak-o3k
@zak-o3k Ай бұрын
ካልድ ድዮም ዝብሉኻ ኩናትን ዕግርግር ን ንምንታይ ኢኻ ትምነይ ኣብዘየለ ሃተውተው ትብል ንባዕልኻ ሰላም ኣይግበረልካ።ኣሜን
@mulughetaagostino6679
@mulughetaagostino6679 Ай бұрын
ሰላም ኻልድ ናይ ኤርትራ ጥራሕ ድዩ ዝረኣየካ? ኣቢ ወደብ ዓሰብ ብሓይሊ ክትምለስ ኣለዋ ዝብልዎ ዘለው ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኲናት ምእዋጅዶ ኣይኮነን? ስለዚ ኤርትራ ንረብሓኣ ምስ ዘርብሓ ክትሰርሕ ዘሕምመኩም::
@berhemengis6763
@berhemengis6763 Ай бұрын
ብሓቂ ሓቀኛ ኣገላልጻ ገልጽካዮ ጽብቕ ኣስተምህሮ ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓው ካልድ።
@HaimanotKeflemariam
@HaimanotKeflemariam Ай бұрын
🕊🕊🕊💐💐💐🕊🕊🕊
@gatogato2852
@gatogato2852 Ай бұрын
ክሳዕ መወዳእታ ፈጣሪ ይኹለፎ ነዚ ቀታሊ ህዝቢ ንምጽናትሲ ይኣኽለካ ድኣ ይበሎ
@freeomkesete1306
@freeomkesete1306 Ай бұрын
ክልድ ሓደጋ ከይመጸ ንጠንቀቅ ኢካ ትብል ። ኣዚዩ ናይ በሊሕ ስብ ዘረባ ዩ
@kinghazomo6270
@kinghazomo6270 Ай бұрын
ኩቡር ሐው ኻልድ የቀኒየልና ስለቱገብሮ ዘላካ ኣገዳሲ ትምህርቲ
@bigstartransportationllc1394
@bigstartransportationllc1394 Ай бұрын
Welcome 🙏 brother
@simretberhe729
@simretberhe729 Ай бұрын
ኤህ ኩናት ውግእ ንነብስካ ይግበረልካ፡ ተካል ትምኒቱ፡ ኣፍካ ከልቢ ይሽነሉ ፡ ዘረኢ መርግም።
@Higuain1995
@Higuain1995 Ай бұрын
ጽቡቅ ትንታነ ዝሰምዕ ዝርዳእ ሰብ ደኣ ውሒዱ ደኣ እምበር.
@solomonliza
@solomonliza Ай бұрын
ጽቡቕ መብርሂ ፡ በርትዕ ጋዜጠኛ ካልድ 👍
@AmanArhe
@AmanArhe Ай бұрын
Thank haw kald..qexali tgerbro thbon zelekha tmhrtn tentanen blbi yemesgn..
@ZaidAregaw
@ZaidAregaw Ай бұрын
Excellent explanation.
@AmanBelay-s6d
@AmanBelay-s6d Ай бұрын
Thanks kalidey
@kidanehabte494
@kidanehabte494 Ай бұрын
ጋዘጠኛ ኻልድ ዓብዱ ሓደ ካብቶም ቡሉጻት ጋዝጠኛታት ሃገርና
@gimjaamare509
@gimjaamare509 Ай бұрын
Thanks Kalid Abdu i appreciate your clarification. Sepulcher and Devil can't be satisfied .Esayas can't satisfied sadist.
@redseacamels3582
@redseacamels3582 Ай бұрын
Kid ata jelgad, nekalieka belo, Hasad. Meniesey GorHulkum iyu hji
@tewzoldebereket9952
@tewzoldebereket9952 Ай бұрын
መርሐባ መም ኻልድ እንታይ ኸምንብል እንታይ ኸምንገብር እዩ ጠፊእና ምዓስ ኢና ኽንባራበር ልብን ምስትውዓልን ይሃበና ፈጣሪ
@meharizemikail3361
@meharizemikail3361 Ай бұрын
ኢሂ ኣታ ዎይጦ ብዛኣባ ትግራይካ ደይትገብር ኡሱብ ጃሱስ
@ariamnoahamaniel3373
@ariamnoahamaniel3373 Ай бұрын
❤❤❤❤
@hg2540
@hg2540 Ай бұрын
ንፉእ ተንታኒ ኢኻ በርትዕ ሓው
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Ай бұрын
ኣድማስ ጋዜጠኛ ካድራዊ ትንታነታትካ ናብ ምሁራዊ ተተሰጋግሮ ቤላ ብጣሊኛ ጽቡቕ ምኾነ። ኣትዮ እንዳፈለጥክዮ እቲቖለይ እቲሕማመዬ? ሕቶን ቃልስን ህዝቢ ኤርትራ ከምቲትብሎን ትደጋግሞን ቅኑዕን ፍትሓውን ድልዬት ህዝብታት እቲ ከባብን እንተዝኾን ነይሩ ንምንታይ ናጽነት ናብ ባርነት ተቐይሩ? ካብመጀመርትኡ ክሳብ ሕጂ ምእንተ ግብጽን ብግብጻውያንን ከምዝዝወር ይኽወለካ እዩ ኢለ ኣይግምትን።🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@teweldezewde5742
@teweldezewde5742 29 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@ThomasTemare
@ThomasTemare Ай бұрын
ኩብር ሓውና ቀፅለሉ
@samw8045
@samw8045 Ай бұрын
ትማሊ ሰባኺ ጥፍኣት ሎሚ ሃዋርያ ሰላም! ንኻልእካ በሎ!
@tekmaymulugeta7943
@tekmaymulugeta7943 Ай бұрын
ክላንዶ ኢሳያሳዊን ማዓልቲ አብቂአያ ኩልኺ ክትእረዮ ኢኩም ሙሸሙሻት
@samw8045
@samw8045 Ай бұрын
@@tekmaymulugeta7943 ብሱሩ ኣብቂዓ እያ በጺሕና ኢና ክትብሉ ጸሓይ ዓሪቡኩም: ብሕልሚ ዘይሰዓርኩምዎ ጸላኢ የለን:: እቲ ቀቅድሚ ባርዕ ሓዊ ዘሎ ዒግታ ትኪ እምበኣር ኣብ ኤርትራ እዩ ዘሎ? ሃሳስ ይብሉ ደቂ ዓድኻ!
@gatogato2852
@gatogato2852 Ай бұрын
መስኪናይ ተደንግጽ ኣየናይ ኢልካዮ ጥፍኣትን ሃዋርያነትን፡ ንኢሳያስ ሰይጣን መጽነት ዘርኢ እናመልኽካ ኣይኮነልካንዩ እምበር ክትድመርዩ ሃረርታኻ ውጹዕ መምለኽ ጣኦት ርሑቕ ካብ ፈጣርን ሓቅን ህዝቢ እናሃቐ ዕጅብ ዘይብለካ ጨካን።
@tamesweden123
@tamesweden123 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🙏
@honeybalbravo594
@honeybalbravo594 Ай бұрын
ሓደ ነገር ዝዘንጋዕኩሞ ግን ከኣ መሰረታዊ ነገር ናይዚ ኩሉ ፍጻሜ ኣብ ግብሪ ቅድሚ ምብጽሑ ትንቢታዊ ምዃኑ ዘይምእማን እዩ ። ስለዚ ነቲ መጻኢ ትምበያዊ ፍጻሜ ንምርካብ፡ ብዙሕ ፖለቲካዊ ትንታኔ ወይ ቀመር ቅድሚ ምግባርካ ፡ መንፈሳዊ ትንበያ ኣብ ቅዱስ መጻሕፍቲ እንታይ ይብል ኢልካ ጸቒትካ ምምርማር ይሓትት። እንታይ ንምባል እየ፡ እዚ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘሎ መሰረታዊ ጠንቂ ናይ'ዚ ኩሉ ነውጺ ኣብ ማይ ባሕርን ፡ ማይ ተፋሰስ ኒል ዝምርኮስ እዩ። እዚ ድማ ከምቲ ቁድሳት መጻሕፍቲ ዝብልዎ "እቲ ናይ መወዳእታ እርማጌዶን ጠንቂ 3ይ ኩናት ዓለም " ብ ሰንኪ ማይ ክብገስ ሙዃኑ ይጠቅስ። እዚ ናይዚ ማይ ማእሰር-ፍታሕ ድማ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር መን ኣሎ ከተገናዝብ ምስ ትደሊ ድማ ካበይ ናበይ ክነግረካ ቅሩብ እየ።
@truthalwaysprevails6669
@truthalwaysprevails6669 Ай бұрын
Where does it say in the Bible...May you guide me pls I wanna know
@Moe34-fq3mi
@Moe34-fq3mi Ай бұрын
Shabia ...alo Kxrgfekum eu,
@weldemariamweldehiwet6348
@weldemariamweldehiwet6348 Ай бұрын
ዕሙት ወደርባዓ ጽቡቅ ተመነ ሃለውለው ኣይትበል
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Ай бұрын
ሓው ካልድ እዚ ኩሎ ትብሎ ዘለካ'ሞ መን ኢዩ ደው ከብሎ ህዝቢ ስልጣን ዘይብሉስ
@paulosyohannes2211
@paulosyohannes2211 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 Ай бұрын
ጸላኢና ብጉቡእ ስለዘይፈለጥና ንዝመጽእ ሓደጋ እንታይ ክንገብር ካብ ስግር ባሕሪ።
@alaymengistu
@alaymengistu Ай бұрын
Good job
@ወደባዘብሔረቃዛ7
@ወደባዘብሔረቃዛ7 Ай бұрын
ኺድ ከልቢ ንባሕ ጥራይ ናይ ኤርትራ ሕማቅ ጥራይ ምስ ሓሰብካ ክትስዓር ምስ በልካን ተመነካን ኤርትራ ግን ትስዕር እምበር ስዕረት ትቃ ኣይቀርብን እዩ
@EbrahimAhmadin-dy4hf
@EbrahimAhmadin-dy4hf Ай бұрын
ኻሊድ ትንታኔኻ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ እዮ ምኽንያቱ ኩሉ ግዜ ንኣሜሪካ ሰሚዕና ንኽድ በሃላይ እኻ እታ ቀንዲ ጸላእት ኤረትራ ምኻና ዝረሳዕኻ ትመስል ኣሎታዊ ናይ መንግስቲ ኤረትራ እኻ ትዛረብ ኣብ ወድዓዊ ኩነታት ናይ ኣሜሪካ ትገብሮ ዘላ ምትኢተታዉ ኣብኡ እንተተዛረብ ምሓሸ
@afrikaafrika8362
@afrikaafrika8362 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@berhanefesshaye1493
@berhanefesshaye1493 Ай бұрын
Merhaba kaled 👍
@Shigut
@Shigut Ай бұрын
You always said America America,
@Robelsoimon
@Robelsoimon Ай бұрын
ሰላማት ወዲ ዓብዱ እዚ ኣብ ዞባና ዘሎ ሽርክነት ናይ ዕስለ ኣክላባት ጥምጥም ኢዩ ፡ከምዚ ትብሎ ዘለካ ኩናት ዝተርፍ ኣይመስልን ኣቢ ወስላታ ክወርር ይዳሎ ከም ዘሎ ን ኤርትራ ናይ ኣደባባይ ሚስጢር ኢዩ፡ግን ኣሰላልፋ ኤርትራዊያን ከመት ክከውይን ኢዩ ኣብ ክልተ ተገሚዑ ኣሎ፡1 ጉጅለ ሻዕብያ ትደምሰስ ጥራይ እምበር ዋላ ብ ኢትዮጵያ ንገዛእ ዝብል ኣሎ፡2 ከኣ ኣብ ጎኒ ሻዕብያ ኣለና ምስ ተቃዉሞና ደው ኣቢልና ኣንጻር ኢትዮጵያ ክንስለፍ ኢና ጉዳይ ሃገር ስለ ዝኮነ ጉዳይ ስርዓት ጽባሕ ንቅይሮ ኢና ሕጂ ግን ንስመር ምስ ኢሰያስ ዝብል ኣሎ፡ከምዚ ንሪኦ ዘለና ኣብ ወስላታ ን ኦሮሞ ሒዙ ክሳብ 5 ሚልዮን ሰራዊት ሒዙ ን ኤርትራ ናብ ፍልስጤማዊት ቃዛ ክቅይራ ከም ዝደሊ ዘሎ ይዝረብ ኣሎ፡ይከኣሎ 1 ን 10 ገጢሙ ምስ ኣምሓራ፡ብዓል ኣነ ዝነበርናዪ 3 ወራራት ናይ ዋርሳይ ከኣ 1 ን 20 ምስ ወያነ ገጢምና ሕጂ ከኣ 1 ን 50 ኣንጻር ኦሮሞ ናይ ሕማመይ ክዳሎ ኣለዎ ብ ዓል ኣነ እኮ ዕማምና ዛዚምና ስለ ዝኮነ ናይ ኮሮንሾን ስንቅን፡ኣቀበልቲ ክንከዉን ምውራድና ኣይተርፍን ኢዩ ዝመስል ዘሎ ኣንጻር ኣቢ ወስላታ ክንገጥም 😂😂😂😂 ብ ሃገር ጸወታ የለን ሻዕብያ ፈቲናያ ዘይኮናስ ምእንቲ ህዝብና ክንብል ን ሻዕብያ ከነድሕና ኢና እምበር ን ሳሕል ኢያ ሻዕብያ ከተዝረንጥጥ ትሓስብ ዘላ ይበሃል ኣሎ 5 (ቺንከ)ሚልዮን ጻጸ ኢዮም ዝመጹና ዘለዉ 😂😂😂😂
@GhebreASMEROMMichael
@GhebreASMEROMMichael Ай бұрын
Nay tigrayka giber
@Tesfaldettesfamariam
@Tesfaldettesfamariam Ай бұрын
Bzaeba Eritrea entay ymlketeka ata kondaf lemani
@ts2677
@ts2677 Ай бұрын
ተኻልፍና ኢሉ ኢልካ ግን ዓቅሚ ዶ ነይሩዋ ኢልካ ትሐስብ? ክልአይ ናይ ህግደፍ ስረ ተራዕዩ እዩ ብዘይ ትድኤፍ ንኤርትራ አይወቅዕን ግን ትድኤፍ ንማንም አይድግፍን እና ክብ መሬት ትግራይ ትውፃእ እንተከነ ትድኤፍ ክግደድ ይግደድ ይመስለኒ?
@Mulugata-y6g
@Mulugata-y6g Ай бұрын
ንፋእ፡ተንተኒ፡
@legesealem8642
@legesealem8642 Ай бұрын
መራሕቲ ወያነን ህግደፍን ዝሓስብ ርእሲ የብሎምን ሓሳብ ወዲኦም ደሪቆም እዮም
@yohanberhe5292
@yohanberhe5292 Ай бұрын
Men eka neska
@peaceandlove.
@peaceandlove. Ай бұрын
ወዲ ዐዱ ን ኢሰያስ።
@Dawit-gc5tr
@Dawit-gc5tr Ай бұрын
I wonder why you're not mentioning about the recently founded Eritrean Government in exile?
@binites7284
@binites7284 Ай бұрын
Welkam
@firstpost133
@firstpost133 Ай бұрын
ሕሱም ህዝቢ ሕሱም መራሒ ይፈጥር። ኢሰያስ ውጽኢት ህዝቢ ኤርትራ ዩ። ኢሰያስ ንዘልኣለም ይንበር!
@wedid.c6732
@wedid.c6732 Ай бұрын
​@@firstpost133ብክልተ እግሩ ዝከይድ እንስሳ ብዕራይ
@tk-eri.dchannel1685
@tk-eri.dchannel1685 Ай бұрын
Welcome
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Ай бұрын
ኤርትራ ካምፓኒ ጋውና ኢሱ፡ ሼርሆልደራት ከዓ ብዛዓበዬ ብመንግስቲ ግብጺ ዝዝወር ዓረባዊ ካፒታልን እዩ። እቶም ናይዚኸባቢ ኣህዛብ ከዓ እንተደለዩ ዘቕምጥዎም ወይዘባልዕዎም ዝጥቀሙሉ ድኹዒ /ብጽሒት/ዕጫ ምዃኖም ናይቅድሚኡ ታሪኽ ኤዲፍና ካብ ስሳታት ክሳብ ሎሚ እኳ ብዓይኒ ጥቅሚ ህዝቢ መጽናዕቲ ገይሩ ንነባራዊ ፍታሕ እንተዘያቕሚጡን ተቃሊሱ ኣብተግባር እንተዘይኣውዒሉ ምንያ ኮለል ጥራሕ እዩ ዝኸውን፡። መሕለፊ/መባኸን ግዜ ውዩ።🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ካብ ዝኹሉ ሓደክልተ ለባማት ሓሰብቲ ዝጠፍኣሉ ጊዜ❤❤
@Tewodros-tm7bs
@Tewodros-tm7bs Ай бұрын
Teknikal tsegem mibal aytebzih Kalid.
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Ай бұрын
ኻልድ ኩሉ ትብሎ ዘለኻ ሓቅን ፡ ርዲኢት ናይ ሰባት ዘሃብትምንዩ ። እቲ እንኮ ፍታሕ ኢሳይስ ዘይብላ አርትራ ክንውንን ፡ኣብ ልዕሊ ኢሳያስ ህጹጽ ስጉምቲ ዝወሰደሉ መድረኽ ሕጅዩ ፡ እንተዘይኮይኑ ፡ በጊዐይ በጊዐየ ባዕለይ ተዘንጊዐየ ከይከውን !
@mussieafeworki2726
@mussieafeworki2726 Ай бұрын
ምዕራብ ዓለም ዳኣ ሞ ብሰንኪ ኲናት ዩክረይን ታሓኒቚ ዒቕ ዒቕ ዝብል ደሎ ዶ ከይኮነ? ጉሮሶ ዝወድኣ መንኮርኮር ኮይነንሲ ከምዘለዋ ኻኣ ቆጺርካየን?
@God-db9vp
@God-db9vp Ай бұрын
ሰላም ካልድ ዓብዱ፡ ደፊርካኒ ኣይትበለኒ እንበር ብፖለቲካዊ ዓይኒ ኣግፊሕና እንተሪእናዮ ኢሳያስ ናይ ወጻኢ ጉዳያት ፖሊስኡ ኣዝዩ ቅኑዕ እዩ በሃላይ እየ፡ ኣነ ኣሜሪካ እያ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትሕምሶ ዘላ ይብል፡ ገዛካ ኳሕኲሖም እንተመጽዮምካ ከኣ ምክልካል ጌጋ ኣይኮነን፡ ኣቢይ ኣሕመድ ንርእዮ ከምዘለና ቀጥታዊ ተለኣኣኺ ኣሜሪካ እዩ፡ ናይ ኢሳያስ ዕላማ ንኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ንምሕዋስ ዘይኮነ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ካብ ጽልዋ ኣሜሪካ ንምድሓን እዩ። ናይ ኣሜሪካ ፖሊሲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እንተዘይተረዲእናዮ ኩሉ ግዜ ብግምት ኣብ ጌጋ ክንነብር ኢና።.
@peaceandlove.
@peaceandlove. Ай бұрын
እንደሕር ከምኡ ኮይኑ ስለምንታይ አብ ግዜ መለስ ብተዛናዲ ቀርኒ አፍሪቃ ሰላም ኔሩ ብጀካ ኤርትራ?
@God-db9vp
@God-db9vp Ай бұрын
@@peaceandlove. ኣስተዋዕል ብግዜ መለስ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም ኣይነበረን፡ ሓደ ኲናት ኤርትራ ኢትዮጵያን ብግዜ መለስ ምንባሩ ኣይትረስዕ፡ ብድሕሪ ኲናት ውን ኣይኲናት ኣይሰላም ብዝብል መርገጺ ን20 ዓመት ዝሑል ኲናት እዩ ኔሩ፡ ኣብ ግዜ መለስ ኢትዮጵያ ብባርኾት ናይ ኣሜሪካ ዓቃብ ሰላም ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተሸይማ ብስም ምክልካል ግብረሽበራ ኣብ ሶማል ኣትያ ንህዝቢ ሶማል ዘቆጥዐ ኲናት ኣካይዳ እያ፡ ስለዚ ኢሳያስ ኣሜሪካ ንረብሕኣ ክትብል ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም ከይረክብ ከምዝወሰነት ፈሊጡ ኣሜሪካ ካብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጽልዋኣ ከተውጽእ ዝቃለስ ዘሎ ምኳኑ እየ ዝኣምን፡ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም ክህሉ የብሉን ዝብል ፖሊሲ ከምዘለዋ እንተፈሊጥናን እነተረዲእናን ናይዚ ኩሉ ሽግር ቀርኒ ኣፍሪቃ ተሓታቲት ምኳና ክንሰማማዕ ንኽእል ኢና።.
@simonteclesenbet
@simonteclesenbet Ай бұрын
ሃጠው ቀጠው
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 Ай бұрын
Stbuk meredaeta memhr kald
@SaidAboismail
@SaidAboismail Ай бұрын
Bravo.wedi.memhir.abdu
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Ай бұрын
Ere were kunat wedi kunat aytiblu bejakum
@semeregebridan
@semeregebridan Ай бұрын
Yes
@isaaknega9715
@isaaknega9715 Ай бұрын
Thank you teacher for you service 💙💙💙💙🌄🌄
@kabnab8344
@kabnab8344 Ай бұрын
Bla bla bla bla 😅
@kibromhabte4944
@kibromhabte4944 Ай бұрын
Kkkkkkkkkkkkkk.beaka eko gelixe malet eyu.
@voiceforthevoicelesspeople8667
@voiceforthevoicelesspeople8667 Ай бұрын
The war on Tigray primary was to weaken Eritrea indirectly so accept that and move on…Eritrea will be Nebreyanebre in the coming years
@danielhaileyesus1576
@danielhaileyesus1576 Ай бұрын
Khalid, I just knew that you are from Tigray. I saw a video of you admitting that your origin is from Tigray. Then why are you very much interested about Eritrea? It does not make any sense at all. I am starting to believe that all those who are confused about their identity are the ones who are the stumbling blocks of the Eritrean struggle.
@africa2014.
@africa2014. Ай бұрын
take it breath brother,don't say always western, western, western,,,,,,,,,,
@henokmengsteab1907
@henokmengsteab1907 Ай бұрын
What's ur counterargument ?🤔
@meriyemnassredin6255
@meriyemnassredin6255 Ай бұрын
Yas
@Moe34-fq3mi
@Moe34-fq3mi Ай бұрын
Bya kid kunat yele gele yele
@samw8045
@samw8045 Ай бұрын
ምውርዛይ ክትክእለሉ! ትማሊ ትማሊዶ ቆልዓ ሰበይቲ ኣብ ፌስቲቫላት ህግደፍ እንተ ጸኒሖም ካብ ብርጌድ ንሓመዱ ብዚወርዶም መጥቃዕቲ ባዕላቶም እዮ ተሓተትቲ ኢልካ ንኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ ከተራሳስን ኣይፈተንካን? ንኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ ኣብቲ ንስኻ ዘይትስሕኖ ናይ ሕጊ ሓዊ ክትጠብስ ከም ዘይፈተንካ ሕጂ ወረጃ ክትመስል ውግእ ከም ዘየድሊ ክትሰብከና:: ውግእ ከም ዘየድሊ ከማኻ ዓይነት ወረጃ ማዕዶ ክነግረና ኣየድልየናን እዩ ንፈልጦ ኢና:: ናይ ትግራይካ ግበር:: ኣምሰሉ!
@gedemb1961
@gedemb1961 Ай бұрын
ሕሱር መጋበርያ ፋሽሽት ኢሳይያስ
@samw8045
@samw8045 Ай бұрын
@@gedemb1961 ትግራይ ትስዕር ክትብል ከም ዘይሓገኻ ሕጂ እቲ ዒግ ዝብል ዘሎ ትኪ ናብ ባርዕ ኪሰጋገር ምስ ረኣኻዶ ውግእ ኣይድሊን ምባል ኮይኑ? እቲ ሶማልያዶ ኢትዮጵያዶ ዚብል ሃለውለው መማቕርቲ ጥራይ እዩ:: ውግእ መን ይግበሮ ብዘየገድስ ኣድላይ ኣይኮነን:: ዋላ ሓንቲ ንዘይፈልጡ ንጹሃት ቆልዑ ካብ ምውቃዕ ዝገድድ ፋሽስታዊ ተግባር ኣሎ ድዩ? ወይስ ንኢሳያስ ጥራይ እዩ ዘኽፍኣሉ?
@samw8045
@samw8045 Ай бұрын
@@gedemb1961 ባርያ ጆን ብላሽ: ነዚ ሕጂ ዝብሎ ክርዳእ ዚኽእል ሓንጎል ትውንን ኢኻ ኢለ እኳ እንተ ዘይኣመንኩ ግን ዕድለይ ክፍትን እየ:: ውግእ ዚጽየን ሰብ ትግራይ ትስዕር እንዳበለ ኪጭድር ጸኒሑ ትግራይ ምስ ተሳዕረት ቃንኡ ቀይሩ ካብ ተምሃራይ ምኹዋን ሓሊፉ ናይ ሰላም መምህር ኮይኑ ኪቐርብ ኣይፍትንን እዩ:: ውግእ ግናይ ዚኸውን ምስ ተሳዓርካ ጥራይ ኣይኮነን:: ግብጺ: ሶማልያ: ኢትዮጵያ ዝብሉ ቃላት መማቕርቲ ጥራይ እዮም:: ብእኡ ምኽንያቱ ከኣ እዩ ከም'ዚ ናይ ካልድ ትግራዋይ ዓይነት ምውርዛይ ቅጭ ዘምጽኣለይ:: ካብ ሕሉፍ ጌጋይ ተማሂረ እየ ሕጂ ግን ይኣኽለና እንተ ኾይኑ ካልእ ነገር እዩ:: ዋላ ሓንቲ ንዘይፈልጡ ቆልዑ ካብ ምውቃዕ ንላዕሊ ፋሽስታዊ ተግባር ኣሎ ድዩ ወይስ ንኢሳያስ ጥራይ እዩ ዘኽፍኣሉ? ቃሕ ዚብለካ ክትመርጽ ብሕጊ ኣብ ዚፍቀደሉ ስልጡን ዓለም ከም'ዚ ናትካ ዘይሰልጠነ ሓንጎል ቦታ ከም ዘየብሉ ኤውሮፓውያን ደያኑ እኮ የርእዩኻ ኣለው::
@peaceandlove.
@peaceandlove. Ай бұрын
ሓቂ እንተሊእካ ን ኢሰያስ ናይ ትግራይካ ግበር በሎ። ከምኡ ውን በቡኡን በዲኡን ዘይውለደላ ሃገር መዋእሉ ዝብዝብዛ ዘሎ ሓጎስ ክሻ ናይ ትግራይካ ግበር በሎ።
@berekettekie1194
@berekettekie1194 Ай бұрын
💙💙💙💙💪💪💪💪👋👋👋
@musaomar7058
@musaomar7058 Ай бұрын
Our solution is “Federation “only 44
@BelayIassu
@BelayIassu Ай бұрын
dictator why he survived all this years his general are nomads grew up beat cows and donkeys
@musaomar7058
@musaomar7058 Ай бұрын
the time of the criminal dictator Isias Af cherqi is done for once and ever 44
@amanluel98
@amanluel98 Ай бұрын
Emeneni neza kiremti eyom dixbeyu delewu ember ykidenena
ከነብስላዶ     ኣዛራቢ ዛዕባ ኣንቲኮን  ቁልዕነቱን
2:25:36
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
00:25
INNA SERG
Рет қаралды 3,8 МЛН
How Much Tape To Stop A Lamborghini?
00:15
MrBeast
Рет қаралды 194 МЛН
ህግደፍን ተስፍኡ ኣብ ትራምብን
59:59
ADMAS FORUM
Рет қаралды 18 М.
ውድቕቲ ሃገር(FAILED STATE)PROSE BY AWEL SAID PART 1
57:04
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
00:25
INNA SERG
Рет қаралды 3,8 МЛН