ኣዱሊስ ሜድያ © ሓጺር ዕላል ምስ ድምጻዊ ወዲ ገብሩ part 1/2

  Рет қаралды 269,911

ADULIS MEDIA

ADULIS MEDIA

4 жыл бұрын

ኣዱሊስ ሜድያ ©
ዝቐርቡ ትሕዝቶታት
* ፈቡ ሾው
* ታሪኽ ዕዉታት ሰባት
* ኣዘናጋዕቲ መደባት
* ሓንጎልና ዝፍትሹ ትሕዝቶታት
* ስፖርታዊ ዜናታትን ካልእን

Пікірлер: 815
@danielfsaha9012
@danielfsaha9012 4 жыл бұрын
ዋዉዉ ንወዲ ጎብሩ ብምቕራብኩም ብጣሚ የመስግነኩም ኣዱሊስ ሚድያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ጎብሩ ኣቦ ስነጥበብ ኤርትራ።
@eritreanaasmara373
@eritreanaasmara373 4 жыл бұрын
ብሐቂ
@eryniaayney3884
@eryniaayney3884 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@musseandemichael2619
@musseandemichael2619 4 жыл бұрын
Daniel FSaha ገብሩ ወይስ ጎብሩ 😅😆😆
@sunilmoomfazar4613
@sunilmoomfazar4613 4 жыл бұрын
ወዲገብሩኢራብምስሳሐእስኪተናሳሐ
@tktikey7620
@tktikey7620 4 жыл бұрын
Arigu endyu kemesgneka yfetu tblyo
@merhawi.G9
@merhawi.G9 4 жыл бұрын
Wow thanks Adulis !! ወዲ ገብሩ ግርማ ሃገርና ናይ ወዲ ገብሩ ኣድነቅቲ እስኪ ኣብዚ ርገጹ ! ንኹሉ : ዘብዘብ .....
@efemtes9155
@efemtes9155 4 жыл бұрын
አንቲ ተኽሊ ወይኒ ንዕንንዶ አብ ገዛና ክዳን ለይተይ ክትኮንንኒ
@efemtes9155
@efemtes9155 4 жыл бұрын
ዘንጊ ብሩር ዘንጊ ብሩር አብ ሊብያ ሪኤኪ ምድሪ ሀሩር
@teaghes7654
@teaghes7654 4 жыл бұрын
ኦ. . . . . ንሃለት ሩባ ዓንሰባ. . .
@lidiagebreyewhanes8789
@lidiagebreyewhanes8789 4 жыл бұрын
Wow wedi Gebru edimen tenan yhabka fetari amen ♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@yafutekle-rc4ly
@yafutekle-rc4ly Ай бұрын
እዛ ደርፊ ኣርእስታ ተሓባበሩና
@awetabraham3537
@awetabraham3537 4 жыл бұрын
ኣቤት ትሕትና ናይ ቀደም ሰብን ናይ ቀደም ሓጺንን ኣይርከብን እዩ ትብሉ ወለድና በዓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስኪ ወዲ ጎብሩ ኩቡር ኣቦ
@oneworld...7280
@oneworld...7280 4 жыл бұрын
Nay nhaki..
@furtunabeyene8796
@furtunabeyene8796 4 жыл бұрын
Edmen tenan yhbka kubur abo tbeb abi seb
@tesfalemtewolde8352
@tesfalemtewolde8352 4 жыл бұрын
ብርሃን ገጹ ጂግና ተጋ/ይ ወዲ ገብሩ ተባዕ ሕጹብ መዓንጣ መን ከማካ ጂግና ለባም ተባዕ መን እሞ ከማካ ማራ ንፈወካ ነድንቀካ ባባ ተክሊንኪኤል ዕድመካ ንኤርትራ ዝሃብካ ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ዕፍመካ ዕድመ ማትሶላ ይግበሮ ኣምላክ
@user-ox7wr8zh8x
@user-ox7wr8zh8x 4 жыл бұрын
ናይ ኣቦና ወዲ ገብሩስ ከይትሕጽርዎ ዋላ 100 ክፋላት ተዝከዉን ደርፉን ዕላሉን ሓወልቲ እዩሞ ኣምላክ ጸጋ ሂብዎ ከሎ ሃየ ብርብርዎ ኣለዎ ታሪክ ።
@eritreanaasmara373
@eritreanaasmara373 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ክንዲ 1000 ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ መሰረት ጥበብ አዚና ኢና ንፈትወካ ,ንዓካ ዝወለደት ኤርትራዊት አደ ትባረክ , ነቲ ዕድመ ሂቡ አብዚ ዘብጸሔ ፈጣሪ ምስጋናካ አብጽሐሉ ደፊርኪ ዳአ አይትበለኒ እንበር ናብ ጌታ ምቅራብ ናይዛ ዓለም ሐላፊ ስለዝኮነ አያይ ማዓረይ
@Abi-hero
@Abi-hero 2 жыл бұрын
ጂግና ወዲ ገብሩ ንፈልጥ ኢና ብመርዚ ከምዘጥፍኡኻ። 💒🕌❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@eliasgirmay489
@eliasgirmay489 4 жыл бұрын
ካብቶም ኣለውና ኢልና ንዛረበሎም ኣበይቲ ኣርቲስ ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@anbes492
@anbes492 4 жыл бұрын
ነዚ መደብ ኣይሰማዕክዎን ዘለኩ ነቲ ኩቡር ኣቦና ስነ ጥበበና ወዲ ገብሩ ምስ ርሃኩ ከመስግን ደለየ ካብቶም ኣለና ኢልና ንምክሓሎም ደራፊ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ኣዳለዉቲ መደብ ብታዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣለዉ ኣዝዮም ቡሉጻት ስነጥበበናዉን ሃገርና ዘይተበርብርሩ ቡዙህ ስራሕ ኣለኩም
@RoRo-gn1us
@RoRo-gn1us 4 жыл бұрын
ዋውው ኣዶሊስ መድያ ሎሚ ተሓጊሰ ንወዲ ገብሩ ምቅራብኩም ውዕሎ ወዲ ገብሩ ተንቲንካ ዘይውዳእ እዩ ሞ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ብምቅራብኩም ነመስግን
@nakfa1244
@nakfa1244 4 жыл бұрын
ክቡር አቦና ወዲ ገብሩ ዘይምኖ ደርፍታትካ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ጽቡቕ መደብ ፌቡ ❤️❤️❤️
@teklehabtemariam268
@teklehabtemariam268 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ነቢ ደራፋይ ዶ ክብለካ ንምታይ ኩሉ ደርፍታትካ እኳ ኣይሰማዕኽዎን እተን ድፈትወን ድሰምዐን ግን ትምቢት ዝዓይነቱ እዩ በዚ ኣጋጣሚ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
@destamedia1330
@destamedia1330 4 жыл бұрын
ኣሕ ወዲ ገብሩ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@mikeweldu8116
@mikeweldu8116 4 жыл бұрын
ዋውው ገለ ዓይነት ወዲ ገብሩ ዘምጻእክልና፡ ግን ወዲ ገብሩ ዝኣክል ዓዲምካ ሓጺር ዕላል ዝበሃል ነገር የለን።
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
ካብ ምህሮ ኣእምሮ ኢሎም ለባማት ኣቦታትና። ንስኻን ክራርካን ደርፍታትካን ካብ ዝተማህሩ ንላዕሊ ንህዝብኻን ሃገርካን ኣገልጊልካ ኩርዓት ሃገር ኮንካ ዝቐጸልካ ምሳኺ እንድዩ ዘሎ ሚስጢረይ ኢልካ ተፋኒኻ ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንኣኻ👍👍👍
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 4 жыл бұрын
ጅግና ኣቦና ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ፡ ባሕሪ ጥበባትካ ፈጺሙ ተቐዲሑ ኣይውዳእን፡ ካብቶም ሓያላት ኣለዉና ኢልና ንምክሓሎም ስነ ጥበባውያን ሓደ ኢኻ። ብሕጂ ውን ፈጣሪ ዕድመ ክህበካ ኢዩ ትምኒትና።
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 4 жыл бұрын
ንኹሉ እንቋዕ ኣርከብኩሉ እንቋዕ ኣርከብኩልካ ባህር ስነ ጥበባዊ ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@abieltemesgen7596
@abieltemesgen7596 4 жыл бұрын
ኹብር ስነ-ጥበባዊ ኣያና ወዲ ገብሩን ፌቡን ኣንታ እዚ ወግዕኩም ክንደይ ክጥዕም'ዩ፣ በሉ እሰከ በሉ ኹሉ 100'ዩ ዘሎ ድጎደለ የለን። ተባረኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም።
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
ክብረት ይሃብኩም ነዚ ኣቦ ዜማ ዓዲምኩም ክተቅርቡልና ዝክኣልኩም ኣዚና ነመስግን
@semereabteklay4042
@semereabteklay4042 Жыл бұрын
Ata eska ab kulu dika tetneh
@Rahiel47
@Rahiel47 4 жыл бұрын
🤝🏻 በሉኒ ኣቦይ ዓቢ ኣብዚ እነውልካ ነብሶም ዘይንእዱ ሰብኣይ በዓል ጥዑም ልሳን !!!
@efremzere1669
@efremzere1669 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕና ኣባና መ/ም ተ/ሚካአል ገብሩ ቨበን ጽብቕ መደብ ቀጽልዮ🙏
@tedihabte1216
@tedihabte1216 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ሓየት ኣሳጉማይ ወሲከሉ ዘብዘብ አንዳበለ ከጻውተና ኣብ ኢስራኤል ጽቡቅ ግዝየ የሕሊፍና ምስዚ ጅግና
@abrhamberhe6671
@abrhamberhe6671 4 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦና ወዲ ገብሩ ኣዝዩ ደስ ዝብል ዩ ቀጽልዎ
@ablelybrah1343
@ablelybrah1343 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ በዓል ግርማ ዕድመን ጥዕና ን ይሃብካ ፈጣሪ
@mesginahabte3391
@mesginahabte3391 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኣዝና ንፍትዎን ንፍቅሮን ወዲ ገብሩ ጅግና።ፈቡ ድማ ኣቀራርባኪ ትሕትናኪ ብሓቂ ጽቡቅ ቀጽልዮ😍🇪🇷🇩🇪
@ibrahimahmed8524
@ibrahimahmed8524 4 жыл бұрын
Thank you So Much ADULIS MEDIA And Febu Zefetwo derafey Wedi gebru Jegna Ajka qesel 🇪🇷🇪🇷🎼📻📻🔊🔊🎼❤🇪🇷🇪🇷🎶🎵🎹🎤
@weldeyonastekie4979
@weldeyonastekie4979 Күн бұрын
Wedi Gebru...legend...tower. father of courage. Fayda yeblun hassot entemeker. Haki yehayesh entemerer. Asrate kassa Nessyas yekerebo. Adi englize kydu bezhiwo. /kab meda/
@metkelawiteclom4535
@metkelawiteclom4535 4 жыл бұрын
ገርሃዊ ን ነብሱ ዝመስል ደስ ዝብል መምህር !
@matimati459
@matimati459 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ወዲ ገብሩ ኣቦ ዜማ
@mathu4616
@mathu4616 4 жыл бұрын
Wedi Gebru Jigna hayal artists odmen tonann yhabka fetari 🇪🇷👍🏼
@medhanieteklemariam8282
@medhanieteklemariam8282 4 жыл бұрын
መርሓባ!!! ወዲ ገብሩ፡ ብርኢቶይ ካብ ገዳይም ስነጥበባውያን ተጋደልቲ ኣብ ሃገርና አንኮ ንበይኑ ተጋዳላይ ተኽለሚካኤል ወዲ ገብሩ ጥራሕ'ዩ ብሂወት ተሪፉና ዘሎ'ሞ የቕንየልና!!!
@mariadasgracashoffmann8639
@mariadasgracashoffmann8639 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ኣቦናን ኣያናንን ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ወኪል ናይ ማዘረይ ፡ማዘር ድምጺ ክራር ወዲ ገብሩ እንተሰሚዓታ ፡ኣይተጥፉለይ በጃኩም ክትብለና ይራየኒ ኣነ ዊን ናዓና ስለ ዘርከበልና ብንኩሉ ዓቢደ'የ ስለዚ ዕድመ ይሃብካ ወዲ ገብሩ።
@user-vw8oi9ls3b
@user-vw8oi9ls3b 4 жыл бұрын
Long life Legend wedi Ghebru. I really love his songs pure class.Thanks Adulis Media for bringing our great father and great artist.
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 4 жыл бұрын
ኣታ ባዓል ገመል ተሰኻሚ ጸባ መን ተኽልዎ ሩባ ዓንሰባ መልኻዓ ጋባ ንሳ ዕንበባ ኦ እዳ በልኻ ሩባ ዓንሰባ ኣብልዑኒ ዶ ኣስትዩኒ ኢለይ ደቂ ዓደና ናዓነይ ክርአኹም ኢለይ ካውሎ ፍዮሪይ ሜስትያት ባሕሪ ንስካትኹም ዶ ሰብ እኹም ፈጣሪ እምብሪ። ባባና ተኽለንኪኤል ዕድመን ጥዕናን ይሃብልና ፈጣሪ ክበሩ ንብሩ ንዘላኣለም ፡ ነዛ ሓፍትና ግን ነቕፌታ ኣለና ባህልና ይከብር ኣንታ ኣይባሃልን ኣንቱም እዩ ዝባሃል ወላ እቲ ወዲ ግብሩ ከማኣን ጌጋ እዩ እዞም ሓደሽቲ ወለዶ ኽኒብሎ ኣንክልን ብዘይኻ እቶኦም ዓበይቲ ይሕዋትና ኣቦታትና ፡እታ ቅንዕቲ ግን ባባ ተኽለንኪኤል እያ ፡፡
@grmaygrmay5399
@grmaygrmay5399 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ኣቦ ጥበብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ደሃዩ ሰሚዕና ግን ባህልናን ክብርናን ክርስዕ የብልናን ምኽንያት ካብ ኣታስ ኣቱም ክትብልዮ ነሩኪ ፌቡ ኣብ ሪኢቶይ እዚኣ ጌጋ ኣላትኪ ወይ ከኣ ፍቃድ ክትወስዲ ነሪኪ
@aronbeletsom5302
@aronbeletsom5302 4 жыл бұрын
Nay behki ezi sebay sebut u yerktu kelelelu yesame eye jegna menbaru yelelu
@mertek4100
@mertek4100 4 жыл бұрын
Grmay xbuq aleka gn sene tbebena kulu gzie ata eyu zibehal bhmaq aytiredaya
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 4 жыл бұрын
It is Ok, he is still Young. For Artist Atta Iyu Zibahal. Because Artist Nebari Iyu. N'ARTIST Atta Iyu Zibahal. Artist Nebari Iyu Nhawaru .N'ARTIST Atta Iyu Zibahal. Artist Nebari Iyu Nhawaru N'ARTIST Atta Iyu Zibahal. Artist Nebari Iyu Nhawaru Selam Selam Selam Hizbey.
@nebyathagos3544
@nebyathagos3544 4 жыл бұрын
Hakika eka
@natumaheri6042
@natumaheri6042 4 жыл бұрын
Hade gze eyu ab bas endategaezna kelena eti feterino hsab yekfl neru gn leli wagueu sele zbelena hanti abay sebeyti abyato mkfal Dehar Awtista agatam nay wedi gebru nkulu weliewa eway hjis wela 100 kkeflka eye elato 😍😍😍😍
@maekelewelday6526
@maekelewelday6526 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብምቕጻል ንወዲ ገብሩ ዝኣክልሲ ዓቢ ጋዜጣና ክትገብሩሉ ኔሩኩም
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 4 жыл бұрын
ብሓቂ ዘረባ ተዛሪብካ ኣነስ ክብረቱ ዘግደሉሉ ኮይኑ ከማን ተስሚዕኒ።
@vssxboyka2558
@vssxboyka2558 4 жыл бұрын
Haki
@emaagostino
@emaagostino 4 жыл бұрын
She needs go to school Just she asked him straight from the list and fake smile
@piratebc-ge1iq
@piratebc-ge1iq 4 жыл бұрын
ezgi azerabeka
@habtualazar9506
@habtualazar9506 4 жыл бұрын
ዋውውው እዛ ሚድያ ሰብ ረኺባ ሎሚ ወዲ ገብሩ ኣቦ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
@danielgebray2397
@danielgebray2397 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ኣቦናን ክቡር ስነ-ጥበባዊ ሃገርናን ኢኻ እሞ ምስጋና ይብጻሕካ ንሂወትካ ምሉእ ጥዕናን፡ንስራሕካን ንመዓልታዊ ንጥፈታትካን ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ።
@yafietsamuel3261
@yafietsamuel3261 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ኣቦይ ክፈትዎ ማዓት'ዩ ብፍላይ ንኹሉ እትብል ፖው
@bokresion1720
@bokresion1720 4 жыл бұрын
ኣቦና ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@titimikal9885
@titimikal9885 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ሓደ ካፍቶም ኣለዉና ኢልና ንምካሓሎም ድምጻውያን ሃገርና ኣንቆዕ ድምጽካ ሰመኣና።ካብቶም ሰውራ ከዕወት ዓቢ ታራ ድነበርካ ኢካ 'ሞ ኣጀካ ቡዝሓት ኣፍሪኩም ኣለኩም።ኣዱሊስ መዳ ከኣ ኣጀኩም ቅጽልዋ ኣባታትና ምልላይ።ዝክሪ ንስዋኣትና።ዓወት ንሓፋሽ!!
@majormajor4628
@majormajor4628 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ወዲ ገብሩ
@a7tes864
@a7tes864 4 жыл бұрын
ዋውውው ንወዲ ገብሩ ምምጻእኩም ኣዚየ የመስግን፡ ኣቲ ፌቡ ሓፍተይ ምስ ወዲ ገብሩ ደኣ እንታይ ሓጺር ኣንውሕዮ ንሱ ይኣኽለኒ ክሳብ ዝብል እምበር፡ ኣያታትናን ኣቦታትናን እቲ ናይ ምስግጋር ዝበሃል ገመድ ከየረከቡና ይሓልፉ ኣለዉ ብዙሓት እሞ፡ ንወዲ ገብሩስ ጽቡቕ ጌርኩም ደኣ በርብርዎ።
@user-ed6ci5gb2i
@user-ed6ci5gb2i 2 жыл бұрын
ነብስኻ ነጊርካ ኔሩ ድዩ
@thedrosdebassey9090
@thedrosdebassey9090 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦና መምህር ጥበብ።
@aarongmariam9611
@aarongmariam9611 4 жыл бұрын
Well done I like the journalist Her confidence and beauty will do very good for the media and her audience 🌹
@geretesfa1304
@geretesfa1304 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ሎሚ ዓቢይ ሃገራዊ ኣቦ ስነ ጥበብ ሒዝኩም መጺእኮም ኣጆኻ ኣቦ ሃገር ኩሉ ዝፈትወካ ዘይትፈርሕ ስነጥበባዊ ኢኻ ወዲ ገብሩ ። ከም በዓል ብኸብዶም ዝሓስቡ በረከት መንግስተኣብ ንምልኪን ንምጭፍጫፍ ህዝብን ዝተቖጽሩ ከዲፍኩም ሓየት ወዲ ገብሩ ሒዝኩም ምምጻእኩም የቐንየልና።
@hyabfkri3790
@hyabfkri3790 4 жыл бұрын
Kkkkk ashikani naka nteqamaray zderefelka diyu mesiluka nsus nmengstun hzbun yu eska kea hlmka ketsl aythmek teqamaray gere
@michaelid9914
@michaelid9914 4 жыл бұрын
ሞንጎ ስገም ሞንጎ ስርናይ ቦቒላ ኣውሊዕ ኣድጊ መጺኡ ነየነይተን ክበልዕ እዝጊ'ርኣየና መሪራቶ ክፍኝዕ
@Jaki197
@Jaki197 4 жыл бұрын
ብራቮ እዛ ዝገበርካያ መግለጺ ብልሓትካ ኢያ ዓርኩ። ነጥቢ ምሓዝ ዝመስሉዎ የለን
@azmeramerhatsion7166
@azmeramerhatsion7166 4 жыл бұрын
Abhagoki zakels ata tbli ageb
@yoyoshee9725
@yoyoshee9725 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ገብሩ ኣቦ ስነ ጥበብ ኤርትራ።adulis media thank you.
@tesfaeritrea
@tesfaeritrea 4 жыл бұрын
Wwww I miss my grandfather this very classic I think this is the 1st time hearing Wedi gebru interview thank you for bringing Wedi gebru
@user-mr8yy4qt8i
@user-mr8yy4qt8i 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ገብሩ ተባዕ ።
@user-mc2ez8vt9r
@user-mc2ez8vt9r 4 жыл бұрын
ያ ቁሩብ ኣቦኪ ዝኣክል ሲ ዝንጥል ኽቡር ስነ ጥበበኛ ኣቦና ገዲፍኪ ከም መሰታኪ ትጽውዕዮ ብዝኮነ ጽቡቅ ኣቀራርባ ኣዱሊስ ቲቪ ካኣ ቀጽልዎ ኢኩም
@yosberaki340
@yosberaki340 4 жыл бұрын
ካብ ምስላ ኣቦታት ካብ ምህሮ ኣምሮ ዝተዓደልካ ህቡብ ገዲም ስነ ጥበባዊ ወዲ ገብሩ ብጣዕሚ ዘደንቕ ልክዕ ኣሎኻ። ካብ ናይ ሩሑቕ ጋና ሕማቕ ሓውካ ኢዩ ሞ ኣጆኻ ከላዕሎም እንዳበልካ ታሪኻውያን ኣቦትናን እኖታትን ኣዘኻኽረና እንዳበልኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ካብ ጎደና WOOD GREEN Friends London. Many thanks Adulis Media.
@barihadhanom4527
@barihadhanom4527 4 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦናን ኣያናን ተኽለንኪኤል ገብሩ (ወዲ ገብሩ)ተባዕ ስነ ጥበባዊ ፡ ብሓቂ ንኹሉ እተቕርቦም ደርፍታት መንነቶም ዘይሳሓቱን ፡ክሳብ ሕጂ ፡ንብሕጂ ውን ብሓቂ ጽፉፍ መሪሕ ታራ ዝጻወቱ ምዃኖም ዘኽሩዑ ኢዮ ፡ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ።
@belexeniguse1345
@belexeniguse1345 4 жыл бұрын
መን ዩ ጋዜጠኛ መን ኮን ዩ ተዋሳኣይ በቃ ጥበብ ኣብ ኤርትራውያን ተቐይራ ነዚ ዓቢ ስነ ጥበበኛ ሓደ ዓቢ ጋዜጠኛ እንተዝሓቶስ ከመይ ምመቀረ ናትና ጸገም ቦታናን ንድምዐሉን ዘይምፍላጥ ዩ እዚኣ ሕጂ ቃለ መጠየቕ ጌሩ ወዲ ገብሩ ያ ትባሃል ኤፐ።
@erenaeritrean9431
@erenaeritrean9431 4 жыл бұрын
niguse berehe that’s want I want to write too
@dkg4657
@dkg4657 4 жыл бұрын
Ms Mana Kidane contact gerom bhabar enteserhu tsibuk nieru
@faniealmera9360
@faniealmera9360 3 жыл бұрын
Sekiti gumama higdef mendef Nay hagerina kunetat enda feletika
@samuelzeray8804
@samuelzeray8804 4 жыл бұрын
Adulis media nemesgn wedi gebru halala wedi erey halalat asell 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@smile9607
@smile9607 4 жыл бұрын
ባጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣዱሊስ ሚድያ ከምኡ ውን እዚ ካብ ሓሙሳታት ክሳብ ተሳዓታትን ንዝተደርፉን ነቶም ደረፍቶምን ከምዚ ከተቅርቡልና ደስ ይብለኒ ፡መኽንያቱ እቲ ናይ ሓሙሳታትን ሱሳታትን ስለ ዘየርከብናሎም እዚም ናይ ሒጂ ወለዲ ክንፈጦምን ካብኦም ክንምሃርን ስለ ንኽእል ብፍላይ ኣብ ሃገሮም ፍቅርን ስምዒትን ኣብ ውሻጢ ጸላኢ ከለው ብምስጢር ስለ ዝደርፉ ስለዚ ካካቲ ብልሖም ክንመሃር ኣጀኹም በርቱዑ ቀጽሉሉ
@teclezere5815
@teclezere5815 2 жыл бұрын
"ኣቦታተይ ከልዕል'የ፡ ኣብ ስቱድዮ ኣትየ ኣሎኹ"... ሎሚ፡ ድሕሪ ዜና ዕረፍቱ ክትሰምዖ ከሎኻ ኣዝዩ ዘትሓሳስብ ዘረባ! ብሰላም ዕረፍ ወድ-ገብሩ!
@user-ed6ci5gb2i
@user-ed6ci5gb2i 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ከመይ ልበይ ተሰይረ
@user-mr8yy4qt8i
@user-mr8yy4qt8i 4 жыл бұрын
እዋይ ትሕትና ናይ ብሓቂ ብዘይቀላዓለም ዘረባ ጂግና ወዲ ገብሩ ፡ፌቡ ሽኮር ታንክስ
@samuelnegash6333
@samuelnegash6333 4 жыл бұрын
ኤርትራ ንኤርትራውያን kkkkkkkkkkkkk Eritera is for tigarue period tigarue means Eritera + tigraye viva tigraye tigrige said abuna woldeabewoldemariam so Eritera is slavery name it is a Greek word otherwise there is no eriterga language culture & identity
@user-mr8yy4qt8i
@user-mr8yy4qt8i 4 жыл бұрын
@@samuelnegash6333 ትምበል ናይ መን ሳሓስሕ ተጋሩ ቆንዳፋት ኢዮም ሓደ ንከውን ፡ኤርትራ ንኤርትራውያን ሙስሊምናን ክርስትያናን ፡ ናይ መን ዑሱብ ፍጥረት ኢካ ሓላሚ ኣይትሕለም ።
@samuelnegash6333
@samuelnegash6333 4 жыл бұрын
ኤርትራ ንኤርትራውያን kide ne denbya gonder kkkkkkkkkkkkk denkrowe halaye
@user-mr8yy4qt8i
@user-mr8yy4qt8i 4 жыл бұрын
@@samuelnegash6333 ደቂ ደንብያን ተጋሩን ዳኣ ደይ ንስኩም ኢኩም ፡ቆነድፍ ረሳሓት ስርኩም ትንጸፍ ፡
@mulueberhe4727
@mulueberhe4727 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ጎይታ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@asmarina1123
@asmarina1123 4 жыл бұрын
ክቡር ስነጥበባዊ ሀይለ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፌቡ ሽኮሪና ፍትውትው ኢና ነብለኪ ቀጽልዬ ❤️🇪🇷
@shunumii7214
@shunumii7214 2 жыл бұрын
ኣይትፈልጥዮን ኢኺ ማለት ኢዩ። እዚ ተኽልንኪኤል ኢዩ ሃይለ ኣይኮነን።
@teweldekesete9286
@teweldekesete9286 4 жыл бұрын
ዋውውውው ወዲ ገብሩ ጥዕና ይሃብካ
@user-lg7mf1ni3c
@user-lg7mf1ni3c 4 жыл бұрын
ብሃር ስነጥበበኛ ወዲ ገብሩ ካብቶም ኣለውና ንብሎም ሰብ ጥበብ ኢዩ ሃየ እስከ ሞራል ሃቡለይ ደቂ ኤረይ።
@merhawighirmay2685
@merhawighirmay2685 4 жыл бұрын
Wedi gebur besxeme futuw eyu derftatka
@haileredae5930
@haileredae5930 4 жыл бұрын
Thanks more my Love Adlus,eti zeyhlel kubur abona wedi Gebru ftuw zkone 🇪🇷❤😍🇩🇪ane tbebawi
@yonaszerabruk6644
@yonaszerabruk6644 4 жыл бұрын
እዋይ ኣሰይ ደስ ኢሉኒ ወዲ ገብሩ ምስ ርኣኹ ንንውሕ ዝበለ ግዜ ጠፊኡ ጽኒሑ ፡ብዝኾነ welcome.
@krkrirkrkrkrkrkrr4991
@krkrirkrkrkrkrkrr4991 4 жыл бұрын
Wawwww edme yhabka
@kesetehaile2714
@kesetehaile2714 4 жыл бұрын
እንቓዕ ብሰላም መጻካ ወዲ ገብሩ ኣቦጥበብ ኩቡሪ ሰብ
@SultanSultan-fh8hl
@SultanSultan-fh8hl 4 жыл бұрын
ኩቡር ስነጥበባዊ ኣቦና ወድገብሩ ፡ዘይቀንእ ኣይወለድዩ ፡ቅዱስቅንኢ ክኮነልጃ ክኣ ንምነ።
@natsnetdebesay7962
@natsnetdebesay7962 4 жыл бұрын
ዋዉ ወዲጎብሩ ኣቦጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይብካ ፈጣሪ
@hagostesfamarian2753
@hagostesfamarian2753 3 жыл бұрын
ንወዲ ገብሩ ብልክዕ ክትገልጾ ቃላት ኣይርከብን፡ ዋላ እንተ ዝርከብ ውን ሰማይ ወረቐት ውቅያኖስ ውን ቀለም እንተ ዝኸውን ኣይምኣኽለን። መዓንጣ ኣደ ወሊዳ ትምከን፡ ኣብ ሕምብርቲ ጸላኢ ኮፍ ኢሉ ኣምዑቶም ዝቐደደ መዳርግቲ ኣልቦ ደይዘንተወሉ ሓርበኛዩ።
@oneworld...7280
@oneworld...7280 4 жыл бұрын
Legend wedi gebru .... Good to see uuu..
@mrodratsion1652
@mrodratsion1652 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን በሃር ድምጻዊ ወዲ ገብሩ ክራረይ ትብል ደርፍኻ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ። የቐንየልና ስለቲ ኽቡር ስራሕኻ
@beth240
@beth240 4 жыл бұрын
Enqae bselam mexakum deqi ereyyy❤️❤️❤️😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯
@esu.111
@esu.111 4 жыл бұрын
ወዲ ገቡሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ: :
@wediyemane8
@wediyemane8 4 жыл бұрын
ኣብዚ ገዛይ ዘለኹም ሰብ ገዛ ኽራይ ስድራይ ምጽዩም ነዓ ውጻእ ሎሚ ኣሓግስኹምና ኣድሉስ ሜድያ like ብስም ወዲ ገብሩ ባሃር ስነ ጥበባዊ።
@senaitgebrehiwet2851
@senaitgebrehiwet2851 4 жыл бұрын
Wedi Gebru Shikor love you. God bless you 🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@Seysey770
@Seysey770 4 жыл бұрын
Thank you adulis media ነቲ በርቢርካ ዘይውዳእ ኣቦ ስነ ጥበብ ወዲ ገብሩ ምቅራብኩም። ንክቡር ኣቦና ተክልንኪኤል ግብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ።
@marthat474
@marthat474 4 жыл бұрын
ኣቤት ደስ ዝብል ኣቦና ወዲ ገብሩ ኣዘከርካና ከኣ ናይ ቀደም ኩሉ ጽቡቕ
@areyzeregabr8047
@areyzeregabr8047 4 жыл бұрын
መርሓብ ወዲ ገብሩ ዓቢ እባ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሃረርታ ንጽብየካ ስርሓት ሒዝካ ክትመጽኣና
@akberetgoitom5125
@akberetgoitom5125 4 жыл бұрын
Wed gebru edimen tennan yehabka fetare
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 4 жыл бұрын
ምቕሉል ኣቦና ስነጥበባዊ ተኽለንኪኤል ገብሩ ደርፍኻ ብቖልዑና እንዳሰማዕናዮ ዓቢና! ጦብላሕታኡ ከኣ ንዘልኣለም ኣብ ኣእምሮና ተመዝጊቡ ጅግና!!
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 4 жыл бұрын
Wedi gebru anbasa abo haki Wedi hzbi, long life 💪🏽
@samnatu6592
@samnatu6592 4 жыл бұрын
wow my beloved artist he is honest singer God bless you and live long
@goitombrhane4088
@goitombrhane4088 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ኣቦ ሓቅን ኣቦ ጥበብን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ሞ ናይ ቀደም ሰብ ታሪኽ ከተቕርበልና ተስፋ ይገብር
@abrahaqecha3569
@abrahaqecha3569 4 жыл бұрын
ስርዓት ዘይብሎም ሩኹሳት ማህደር ስነ ጥበብ ናይ ሃገርና ክንሱ ብሓንት ተሞክሮ ዘይብላ ቃል መጠየቅ ትገብሩ ክብረት ዘይብሎም።ኩቡር ስነ ጥበባው ተኽልኬል ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓና ክትዕመና ኣቦይ መዓረይ።
@edenabraham6359
@edenabraham6359 4 жыл бұрын
God bless you ወሲከሉ ዘብዘብ ቅርሲ ሃገረ ኤርትራ!
@michaelkeleta5345
@michaelkeleta5345 4 жыл бұрын
ተኽልኪኤል ጎብሩ(ወዲ ጎብሩ)ናይ በሓቂ ስነጥበበኛ ሃገርና ከማኻን ከምዚ ከማኻን ዘኣመሰሉ ዘየምቲ ሃገርና ዕድመን ጥዕናን የሃብካ፡ቀጺለ ኣብ ሞንጎ ጸዓዘጋን ሃዘጋን ዝነበረ ግን እንተትጋልጸልና ብኽራርካ ክንደይ ታሪኽ ሙኾኖ ነዚ ንኡስ ወለዶ ኤርትራ፡
@fyoribrhana7080
@fyoribrhana7080 4 жыл бұрын
Thanks feven wedi gebri nekulu enka arkebkulu EDMEN TENAN YEHABEKum FETARI .
@kbrensh6800
@kbrensh6800 4 жыл бұрын
እልልልልልል አይትሙተና አይትሙተና። 1000 ዓመት ንበረልና። አታ ጎብለል ሃገር። ወዲ መትከሉ ወዶአቦታቱ። ቅርሲ ሃገርወዲ ገብሩ። ሰላምኵም ይብዛሕ ደቂ ኤሬይ። ሓሊብ
@shishaygebremedhin5703
@shishaygebremedhin5703 4 жыл бұрын
ኣነ ሓንቲ ትገርመኒ እዛ ጋዘጠኛ ኣታ እዳበለት ዝጥል ውዕላቶኦም እሞካኣ ንኩቡር ኣያናን ኣቦናን ወዲ ገአብሩ ኣቦ ጥበብ ንኩሉ እቃዕ ኣርከቡኩሉ
@user-vd5gz6pv9s
@user-vd5gz6pv9s 4 жыл бұрын
ፌቡ ሺኮር ንፍዕቲ ደስ በሃልቲ ኢኩም ቀጽልዮ
@tesfitamine4030
@tesfitamine4030 4 жыл бұрын
ንወዲ ገብሩ ክሳብ 100 ኣቕርቡልና ፡ደሓር ከኣ ካብቶም ዓበይትን ሓያላትን ጋዜጠኛታት ገርኩም ኣቕርቡልና ፡ረዚን ታሪኽ ዝፈልጥ ሰብ ዩ ፡
@kflayresom5336
@kflayresom5336 4 жыл бұрын
Nay bhaki seni eleka
@knowledgeispower8641
@knowledgeispower8641 4 жыл бұрын
Tesfit Amine abeyti gazetenyatat teasirom eyom 18 sep. aysemakan dika .😲
@Raki1204
@Raki1204 4 жыл бұрын
Bitami Egdf rispeket yeblomn
@user-wd4vt5hk6x
@user-wd4vt5hk6x 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ገብሩ ግን ብዓበይቲ ጋዜጠኛታት ክሕተት ነይርዎ ብዝኾነ ኣጆኹም ቀጽልዎ ካልኦት ውን ኣቅሩብልና ደቂ ሓላል መሬት'!!!
@Adina809
@Adina809 4 жыл бұрын
Azina nefkero abona wedy gebru edmen tenan nemnylka legend ❤️👍🏽💯👌🌹😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonaswerede6932
@yonaswerede6932 4 жыл бұрын
ኣቦና ተኽሊንኬኤል ገብሩ (ወዲ ገብሩ) ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ደስ ዝብል መደብ ንተቕርቡ ዘለኹም ኣዱሊስ ሚድያ ከኣ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነ.%
@brhanefsahatsion780
@brhanefsahatsion780 3 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ጅግና ጎይታ ባህሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዝኣቢሄር ኣምላኽ !!!
@hanisweet7952
@hanisweet7952 4 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️💯💯👍 wedi gebru shikor abo zima
@abrahamnguse9673
@abrahamnguse9673 4 жыл бұрын
Welcome wedi gebru xaeda keep it up
@natnaelteklu2639
@natnaelteklu2639 4 жыл бұрын
ይሕመቁ ይንፍዑ ኣቦታትና ኢዮም ደቀባት ። ሕጂ እንዶሞ ዲቃላ ተንቤናይ ዓጋመ መጺኡ ኣጽኒትና።
@fanuelnatnael8241
@fanuelnatnael8241 4 жыл бұрын
One the greatest Artist.
@Maycherhi2808
@Maycherhi2808 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣዱሊስ መዲያ፡ ሓጋዚ ዝበልኩዎ ርኢቶ ክሕበኩም፡ 1. መጀመርታ ከምዚኦም ዓበይቲ ስነ ጥበባውያን ከተምጽኡ ከለኹም፡ ኣብቲ ናቶም ደርፊ ካብ መጀመርያ ክሳብ ሕጂ እዋን ዘሎ፡ ኣጽንዕዎምን ንምንታይ ክገልጽ ደሪፉዎምን ኣብቲ ግዜ ደርፊ ዝነበረ ሕብረተሰብ ከመይ ይገልጾ ሕተትዎ፡ 2. ኣቀራርባኹም ( ሕቶኹም) ዝያዳ ንዕላል ዝዕድም እምበር ሕቶ ዝምልስ ኽኸውን የልብሉን፡ ንኣብነት፡ ኣብቲ ሩባ ዓንሰባ ክትደርፋ ከሎኻ ዘሎ ዝክርን ናይቲ ግዜ ዝነበሩ መንእሰያት ብኸመይ ይከታተሉዎ ኔሮም፡ ከም ደራፋይ እንታይ ዓይነት ምትብባዕ ኔሩ። 3. ድምጺ ቃለ-መትሕት ምቁጻር (sound system) ኣብ እዋን ዘረባን፡ ኣብ ደርፊና ክመዓራረ ኣለዎ፡ ብፍላይ ናይ ሓታቲት ድምጺ ኣብ መወዳእታ እንድጠፍኤ ከይዱ እዩ። 4. ናይ ቀደም ደርፊ ብፍላይ ቅድሚኦም ዝነበሩ እንታይ ይደርፉን ኔሮም፡ እንታይ ዝሰነዶን ኣሎ ከም ገዲም ደራፋይ።
@user-fv9zg1jz3b
@user-fv9zg1jz3b 4 жыл бұрын
ካብቶም ዝሕበነሎም ውርዙይ፥ በሊሕ ብዓል ሓሞት ሰነ-ጥበባዊ ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኩቡር ሰብ።
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 80 МЛН
Despicable Me Fart Blaster
00:51
_vector_
Рет қаралды 26 МЛН
Задержи дыхание дольше всех!
00:42
Аришнев
Рет қаралды 2,8 МЛН
New model rc bird unboxing and testing
00:10
Ruhul Shorts
Рет қаралды 25 МЛН
Abera Beyene ft Wedi Gebru - Yikalo New Eritrean Music 2023
11:04
Maeken Bahli
Рет қаралды 66 М.
ኣብ Harvard University Professor ሙሴ ስዩም
28:37
Fre Productions
Рет қаралды 49 М.
እንታይ ይበሃል ኣሎ ሕቶታት ህዝቢ?
34:27
Jun 16/2024 ክትሰምዖ ዝከብድ ግን ትሕበን ንከይትጋገ ፍለጥ
26:42
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 75 М.
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
0:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН
Аниматоры в форме СПЕЦНАЗА: Именинника разыграли
0:21
Собиратель новостей
Рет қаралды 4,1 МЛН
Ах как прекрасно
0:17
Флюр Хафизов
Рет қаралды 11 МЛН
Утонуть НЕВОЗМОЖНО 😱 #Shorts
0:19
ФАКТОГРАФ
Рет қаралды 3,5 МЛН
ВОДА В СОЛО
0:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 27 МЛН