ኣዱሊስ ሜድያ © ሓጺር ዕላል ምስ ድምጻዊ ተኽለሚካኤል ገብሩ (ወዲ ገብሩ) part 2/2

  Рет қаралды 109,117

ADULIS MEDIA

ADULIS MEDIA

Күн бұрын

ኣዱሊስ ሜድያ ©
ዝቐርቡ ትሕዝቶታት
ፈቡ ሾው
ታሪኽ ዕዉታት ሰባት
ኣዘናጋዕቲ መደባት
ሓንጎልና ዝፍትሹ ትሕዝቶታት
ስፖርታዊ ዜናታትን ካልእን

Пікірлер: 341
@getk6062
@getk6062 4 жыл бұрын
ኣዱሊስ መድያ ብልቢ የመስግነኩም ወርቃውያን ደረፍቲ ብምቅራብኩም ቨቡ ከኣ ይበል ኣቀራርባ ባባ ወዲ ገብሩ ዋውውውውውውውውውውውወአውው ኣንበሲት
@wedihappyybhalkemedmennkdm6447
@wedihappyybhalkemedmennkdm6447 4 жыл бұрын
*N wedi gebru zfetiu abzia laik ygber*
@fistumeandemekel3159
@fistumeandemekel3159 4 жыл бұрын
Nay hmamey zezhu liki ay tfoto ok bro sorry gen akrebi eye gen
@weditkaboumodieley6291
@weditkaboumodieley6291 4 жыл бұрын
Hbeka aleka ksab hji like tlmn aleka
@a7tes864
@a7tes864 4 жыл бұрын
Nወዲ ገብሩ ዝበቕዕ ግዜን ሕቶን ኣይቐረበን ምስናይ ይቅሬታኡ።
@Sami-eriboy
@Sami-eriboy 3 жыл бұрын
Ahtsirema
@mikibertes178
@mikibertes178 4 жыл бұрын
Living Legend. ወዲ ገብሩ ክጀሃር ዘይፈቱ ትሑት ስነጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 4 жыл бұрын
2:52 ነታኣማመን ንታኣማመን ወርኩም ኣይጣዓመን : ንታኣማመን ንታኣማመን ወረና ኣይጣዓመን : ኣንቲ ሰማያዊት ኣብ ደገ ሓዲርኪ ክም ኣራዊት : ኣንቲ ሰማያዊት ኣጽነትኪዮ ን ኣራዊት : ባባ ወዲ ገብሩ ኣቦ ጥበብ ኣቦ ገድሊ ንበር ክበር ::
@biniam475
@biniam475 4 жыл бұрын
ኣዱሊስ ሜድያ ብጣዕሚ ነመስግነኩም ምትብባዕ ናባና . ብሩኽ ቁዳመ ሰንበት ደቂ ኤረይ
@ksanet14ever63
@ksanet14ever63 4 жыл бұрын
ዋውውውው እንታይ ደኣ የሕጺርክም ወዲ ገብሩ ዘኣክል'ሲ ንነዊሕ ክቕጽል ተጸብየ,ብዝተረፈ ብጣዕሚ ጽቡቕ, ካልኦት ከኣ ሃሰስ ኢልኩም ከተቕርቡልና ክንጽበ ኢና, ሰላም ወሰናይ ኣኣብ ዘለናዮ,
@teaghes7654
@teaghes7654 4 жыл бұрын
እንታይ ሞ ክግበር ካልእ ዕብይ ዘበለ ሰብ ከዕልሎ ዝኽእል ከዕልሎ ኔሩዎ። እዛ ቆልዓ ዓቕማ ጊራ፡ ክንደይ ኳ ነፊዓ።
@filmonberhanetesfagabir5353
@filmonberhanetesfagabir5353 4 жыл бұрын
ኣየ ወዲ ገቡሩ ባዓል ሑጹብ መዓንጣ።
@vivilala9115
@vivilala9115 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ዓቢ ሰብ ኣቦ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ #ጋል ኣንከረ ኩሉ ፈታዊኣ ኣነ ሐደ ካብቶም ዝፈትዋ ደራፊት ናይ ሃገርና ኢያ
@biniamgebrehiwet
@biniamgebrehiwet 4 жыл бұрын
እዋይ ልቦና፡ መሊኡ ፈሲሱ። ዋላ ከም ድምጻዊ ይፍለጦ ፡ከም ሎሚ ጌረ በሊሕን ሓያልን ምዃኑ ፈሊጠ ኣለኹ ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና ።
@ኦሪትዘፍጥረት-ጰ4የ
@ኦሪትዘፍጥረት-ጰ4የ 4 жыл бұрын
እዋይ ነዞም ኣቦ ዘለን ኽብሪ ወሰን የብሉን። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ናይ ቐደም ሰብን ናይ ቐደም ደርፍን ክፈቱ ምዓት እየ።
@fitsumgebrezgabhir7201
@fitsumgebrezgabhir7201 4 жыл бұрын
አዱሊስ ሚዳ thanks ን ወዱ ገብሩ ዘምጻኩምልና ደስ ዝብል ዕላል አብ ቀጻሊ ክአ ካልዮት ዓበትቲ ከተምጹኡልና ተስፋ ንገብር ☕️☕️☕️🍵🍵🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️❤️❤️❤️❤️
@senaitgebrehiwet2851
@senaitgebrehiwet2851 4 жыл бұрын
Wedi Gebru Shikor Abo Eritrean. Niskas Niberelna Dea Agoka Khalef Eyu.🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@bisratgirmazion3680
@bisratgirmazion3680 4 жыл бұрын
*ኣቤት ትሕትናን ልቦናን ፡ ጻድቕ ዝኾነ ስነ-ጥበባዊ ኣቦ*
@mrodratsion1652
@mrodratsion1652 4 жыл бұрын
*ኣቦሓጎታትና ጀጋኑ ፡ ስነ-ልቦናን ግጥምን ደርፍን እሞ ረኣይዎ ዝገርም እዩ፡፡ ንኣምላኽ ዝልምኖ ንሕና ንኣሽቱ ወለዶ ከም ናትኩም ልቦና ይሃበና*
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር አቦና ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ያሀብካ መድሀኒአለም ክርስቶስ
@singersamimario6898
@singersamimario6898 4 жыл бұрын
ሰላም ኣዳለውቲ ኣዱሊስ ሜዳ ዓወትን ኣሳልጦን ንስራሕኩም እናተመነኩ ። ነዞም ዓበይቲ ኣያታት ኣቦታትን ስነ ጥበባውያን ፣ ብጥበቦም ውሽጥካ ዘዛሪቡ ፣ከምኦም መዛንኦም ክሓትዎም ከለው ምስ ብዙሕ ተዘክሪኦም ናሰተንተኑ ካሓትዎም ከለው ሰናይ ምኮነ ።
@tekienigusse
@tekienigusse 4 жыл бұрын
Singer sami mario thank you like Mana kidane
@asmeromhabte3950
@asmeromhabte3950 4 жыл бұрын
ወዲ ጎብሩ ባዓል ወርቃዊ ድምጺ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ
@bluenamefissett2284
@bluenamefissett2284 3 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ፡ ክራር በትሩ፡ ሕጉስ ወትሩ፡ ሩባ ዓንሰባ መሮሩ፡ ሓበን ናይ ዝወፊሩ፡ ንጸላኢ ዓረሩ፡ ታሪኽ ሃገር ዘዘንቱ ብኽራሩ። ኣገናዕ። ዕድመ ይሃብካ፡ ዕድመ ማሩሳላ።
@esseyessey9444
@esseyessey9444 3 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን የሃበለይ
@Superyoutubekabiel
@Superyoutubekabiel 4 жыл бұрын
ኣንታ ጅግና እንቃዕ ብድሓን መጻካ
@kesetesemere2904
@kesetesemere2904 4 жыл бұрын
ጅግና ፡ንተኣማመን ወረና ኣይጠዓመን
@beinandeberhan3304
@beinandeberhan3304 4 жыл бұрын
God bless you dear wedigebru I love it your song your respect is full no one like you
@mesginahabte3391
@mesginahabte3391 4 жыл бұрын
ጽብቅ ስራሕ ነቲ ኣጀምሩ ዘወድኣኹም ልኡል እዝጋብሄር ምስጋና ይብጽሓዮ፡ንዓኩም ድማ ወትሩ ዓወትን ኣስልጦን ይሃብኩም።ምስ ንፈትዎ ወዲ ገብሩ😍🇪🇷🇩🇪
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ዝኣክል ሰብኣይ ሲ እዚኤን ጥራይ ሓቲትክሞ ? ኣይዘረባን እዝ,ስ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ። እዋእ ኣቱም ሰባት በዓል ወዲ ገብሩ እካታሪኽ ባህልናን ሃገርናን እዮም ካብ ኪሎ መዓር ሓንቲ ምልሓስ ኢያ እዛ ቃለ መጠየቅ ናይ ወዲ ገብሩ ወይ ከኣ ክትሓትዎ ኣይነበረኩም ብኻ ዘይሓተትኩሞ።
@wediteameff8549
@wediteameff8549 4 жыл бұрын
ቡዙሕ እንተርቪ ሪአ ሞ ከም ናይ ወዲ ገብሩ ስ ኣይራኣኹን ወዲ ገብሩ ዝኣክል ዓቢ ስነጥበባዊስ በዘን ቁሩብ ቁራቦ ግዝየ ከተፋንውዎስ ብትዕሚ ጽቡቅ ኣይተሰማዓናን ኣቅረብቲ ዛቻነል ( ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ )
@Godismyshepherd2012
@Godismyshepherd2012 4 жыл бұрын
ሰላም ኣዱሊስ ሜድያ ጽቡቅ ዕላል ግን ብጣዕሚ ሓጺሩ ክበር በሃር ኣቦ ጥበብ
@milashuberekhet1948
@milashuberekhet1948 4 жыл бұрын
I have never dreamed to watch him in such very junior media. No matter long live wedi Gebru Jigna. Man of Eritrean Art.
@greatlife7576
@greatlife7576 4 жыл бұрын
Thanks Adulis media and long life our father God bless you
@compasseritrea7702
@compasseritrea7702 4 жыл бұрын
ወድገብሩ ትህትናሃኻ እንብዛ በዚሁ ነመስግን ብጣሚ !!!!!!
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 4 жыл бұрын
ንኹሉ እንቋዕ ኣርከብናሉ ባባ ወዲ ገብሩ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል የቐንየልና ፌቩ ሓብተይ።
@jesuisfierdenoir9430
@jesuisfierdenoir9430 4 жыл бұрын
*ዋውውውው ክቡር ኣቦና ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዕላልካ ዘይምኖ ምቁር ከም ወይኒ ፌቡ ሕቢ ጽብቅ ስራሕ ቐጽልዮ adulis media ከኣ ከምዚ ጌርኩም ነዞም ገዳይም ስነጥበባውያን ከትቅርቡክና ብትሕትና ይምሕጸነኩም*
@merhawi3670
@merhawi3670 3 жыл бұрын
Wawwwww wedi gbru shekor edmen tenan yehabek fetari
@aberafeven7012
@aberafeven7012 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ኣቦና ንበረልና!እዞም ረሳሓት ህግደፍ ምስጠፍኡ ኣብ ሕቑፎኹም ንማሙቖሉ ግዜ ይምጻና።
@lifelove8265
@lifelove8265 4 жыл бұрын
ዕድለኛ ኢኺ ንወዲ ገብሩ ቃላ መጠይቅ ዝገበርኩሉ
@mahdereandom2059
@mahdereandom2059 4 жыл бұрын
Baba wedi gebru edmen tienan yihabka!!! Thank you febu haxira gin!!!!
@rooneylegend2216
@rooneylegend2216 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ግርማ ስነጥበብ ስሑል ጎሮሮ። የቐንየልና ፌቡ ።
@raesinuguse2258
@raesinuguse2258 4 жыл бұрын
ብመጀመርታ ኣዶሊስ ሚድያ ክመይ ኣለኹም ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ። ቀጺለ እንታይ ኪብለኪ ደልየ መስለኪ ፍቡ ኣብ ሕቶታት ቁሩብ ዊሒዱ ካልእ ኣይ ካልኣይ (2ይ) ክፍል ጽቡቅ የዕሪኽያ ኣቦይ እልኪ ጸዊዕኪ ኣብ ቀዳመይቲ ግን ዝንጥል ኣቢልኪዮ ነይርኪ ወዲ ገብሩ እልኪ ስለዚ ኣቦኺ ስለ ዚኾነ ስነ ጥበብ ድማ ሓደ ናህቱ ስነምግባር ኣለዋ እሞ ኣብ ክምዚ ኣገጣሚ ምጥንቃቅ ካልእ ንሳኣላይ ድዩ ዋላስ ኦዲት ገባራይ ቃልት ይድገም ነይሩ ሞ ኣጽፍፍ ኣቢልኩም እንተ ተቅርቡ ኣዝዩ ምመቀረ ይብል ሓደ ካብ ተኻታታሊኹም ። ወዳሕንኩም
@gebrehiwotzerezghi8797
@gebrehiwotzerezghi8797 4 жыл бұрын
Edmen tienan yhabka wedi hzbi balthtna.
@kewanisium2643
@kewanisium2643 4 жыл бұрын
ንለባማት ንሕደገሎም ዪሪኡዎ ዪኾኑ ፡ ዘረባ ኢያ
@wediyemane8
@wediyemane8 4 жыл бұрын
ንተኣማመን ወረና ኣይጣዓመን ኤረትራውያን ኣቤት ዘረባ ።ፌቡ ሽኮር ኣጆኺ ቀጽልዮ መተባብዒ like ኣይተውሕዱላ ።
@Jaki197
@Jaki197 4 жыл бұрын
ካብቲ ተሓቲቱ ዝመሎሶ፡ ኣብ ገጹ ዘንበብናዮ ይበዝሕ። እዛ ተዋሳኢት ዓቑማ ስነ ጥበበኛታት ትሕት ኣየለን ልዕሊ ዓቑማ ኢዩ ብወገነይ
@awetghilay7280
@awetghilay7280 3 жыл бұрын
Aya. Kulu xilal Hager wedibgebru eizikulu xubuk a
@luildebas1587
@luildebas1587 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ጌና ኣለካ ካባካ ቡዙሕ ንጽበ ኣለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@THEREISNOTOMORROW-p5v
@THEREISNOTOMORROW-p5v 4 жыл бұрын
ኣዱሊስ ሜድያ ብልቢ የመስግነኩም፡ ንክቡር ኣቦና ስነ ጥበባዊ ወዲ ገብሩ ከኣ ዕድመ ይሃበልና ። I can’t wait to listen to his remix when they come out and I wish him the best luck with his work. Thanks Adulis Media again 👏❤️🇪🇷🙏
@erimanreefs8191
@erimanreefs8191 4 жыл бұрын
ለባም ኣዉራ ኣቦና ተኽልንኪኤል ገብሩ የቀንየልና። ብዙሕ ክትብሎ ዘለካ ከም ዘሎ ተረዲእና ኣሎ። ክሳብ ሓርነት ዕድመ ይሃብካ።
@Liam-liam
@Liam-liam 4 жыл бұрын
ክቡር ኣቦና ወዲ ገብሩ ዕድመ ይሃብካ።
@ሚረደላዪሰላም
@ሚረደላዪሰላም 4 жыл бұрын
ዓሕ ሓታቲ ኣይረኸበን እበር ዘይ ተበርበረ ቆፎ ኢዩ ወዲ ገብሩ
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 3 жыл бұрын
እነሀለካ ሓታቲ ከይረኸበ ግዜ ኣርኪባቶ
@musietemelso2396
@musietemelso2396 4 жыл бұрын
🇪🇷👍🏽👋👋🙏አቦ ጥበብ ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@weditkaboumodieley6291
@weditkaboumodieley6291 4 жыл бұрын
Wowwwwww kubur abona wedi gebru elalka zeymno febu kea xbuk srah habibti adulis media kea nezom gedaym snetbebawyan hagerna kemzi girkum kteqrbulna ymhxenekum
@asmeranafike5546
@asmeranafike5546 3 жыл бұрын
Ohhhh OMG I broke 💔 my Heart He said Aaabe Tsubuku Yerakbena 😪
@ህግደፍከሎሰላምየለንህግደ
@ህግደፍከሎሰላምየለንህግደ 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ጥዑም ድሃይ ንበረለይ እስከ ኩቡር ዑንቂ🙏❤
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 4 жыл бұрын
Baba Wedi geberu I don’t know how to appreciate you you are real hero Intellgent honest eritreawi zaga Love love love love love love respect respect respect respect we will meet you you soon Eritrean people is coming to homeland soon Miss you eri
@tsegayteame2363
@tsegayteame2363 4 жыл бұрын
ረዚን ኩብር ኣቦ ዕድመን ጥዕናንይምነየልካ።
@yosepheyehdego1589
@yosepheyehdego1589 3 жыл бұрын
THANKS BROTHER WEDDT GEBRU .I REMEMBER THE SONG....GENTHEB FELALIENA .GELA BBAHRIY BELANA BMDRY .THANKS
@eritrea8133
@eritrea8133 3 жыл бұрын
ዓለም ተፈጥሮ ወላ ጅግና ኢኪ ትወስዲ
@robitiqemem2681
@robitiqemem2681 3 жыл бұрын
ኡይ ኢልካ ዘይምለሶ ኮይኑ ቃንዛ ፍረ ጻምኡ ካ ከይረኸበ😪😪😪 ንክቡር ገዲም ስነጥበባዊ ኣቦና ነብሲ ይምሓር ንስድራ ከኣ ጽንዓት ይሃብ ንኹልና ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ብርሃን ሃገር ኢና ተሓዲግና ኣቦ ሓቂ ወትሩ ኣብ ልብና❤🙏❤
@ኤርትራዊየ129
@ኤርትራዊየ129 4 жыл бұрын
ዋውው ወድ ገብሩ ዝምነዮ ዝጽበዮን ዝነበርኩ ቅድም ኣብ ኤርትቪ ቀሪቡ ነሩ ሳል ሓሚመ ኤሉ ኣካርጽዎ ብድሕር ዚ ግን ኣይመጸን እንካኣዓ ብሰላም መጻካ ኣዱሊስ ከኣ የመስግነኩም
@samuelzeray8804
@samuelzeray8804 4 жыл бұрын
Wedi gebru asel wedi hager meksen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@awetgirmay9431
@awetgirmay9431 4 жыл бұрын
ኣዱሊስ ሜድያ ጽቡቅ መድረክ እኮ እንተኣዳለኩም እዚኣ ናይ ኣቦና ተክሊንኪኤል ገብሩ መደብ ግን ንዑኡ ዝበቅዕ ሕቶታት ኣየዳለኩምን ጉቡእ መጽናዕቲ ውን ዝገበርኩም ኣይመስለንን ክትሓትዎ ዝግባኣኩም ሕቶታት ኣይሓተትኩሞምን
@ghideandom527
@ghideandom527 4 жыл бұрын
Eway khasim ezi mido mido zishewte lemen zimesil yintata ab lili kesaba alwa mefleta bigerhey kelku si libey wesidata!! NAY ብሓቂ ወዲ ገብሩ ጂግና ከማካ ኢዩ ዘድለና ዘሎ ባህልካን መንነትካ ዓኪብካ ምካድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታሪ !!!
@merkebsemere7027
@merkebsemere7027 3 жыл бұрын
ኣቦና ኣቦ ጥበብ
@meraafye3086
@meraafye3086 4 жыл бұрын
መቂሩኒ ግዲ ኮይኑስ ሓጺሩኒ ኢዚ ኢንተርቪው ቁሩብ ኣንውሕ ዘይተብልዎ ብዝኮነ ኣቦና ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@dubatop7581
@dubatop7581 4 жыл бұрын
Febu konjo bravoo...keep going sis .we love you 🎈🎈🎈🎈😍😍😍🌿🌿🌿🌿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alinasir6290
@alinasir6290 4 жыл бұрын
Zereba nay Wedi gebru ,,,kab nay gele dereft derfi yahayis !!!!!
@davidbrother4908
@davidbrother4908 4 жыл бұрын
እዋይ ምዓንጣ ትበተክ እያ ፡ ናይ ወዲ ገሩ ፡ ጅግና ❤
@robiwedihabteab6529
@robiwedihabteab6529 4 жыл бұрын
Nicc zhgstni zerba ketkseb zey konesi westka kamlnu alwo tebl eiya wedi gebru Nicc ❤️💯🇪🇷👌
@InspireEritrea
@InspireEritrea 4 жыл бұрын
እዋይ ቕንዕና.. ደስ ክብለካ... journalist ኣግድዓትና..
@qiesarqiesar3270
@qiesarqiesar3270 4 жыл бұрын
ብታጣዕሚ ጽቡቅ ተበጉሶ ግን ማጺሩ ቡዙሕ ክብል ዝኪል ስነ ጥበባዊ አዩ ዋላ ኣብተን ዝረከብክየን ግዜ ድክመት ናይ ጋዜጠኛ ኔሩ ተተካኢሉ ንካልኣይ ግዜ ንንውሕ ዝበለ ግዜ ቃለመተየቅ አንተትገብርሉ ጽቡቅ ኔሩ
@weredehaile9193
@weredehaile9193 4 жыл бұрын
Nay bhki hetattit zhela trobo
@Esunosamsom
@Esunosamsom 4 жыл бұрын
ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ወዲ ላዕላይ ጋሽ ቃለ መሕትት
@Eritreyan
@Eritreyan 4 жыл бұрын
Wedi gebru jegna abi tarik tetsawetka ab abrkto gedli jegnent teftsimu::gen ? Hejeka naby getsena nekyed alena mestweal yedlo ezi hager dekimna aregna ayteblu berte. Edmen tenane yehabka 🙏👍🇪🇷⚘
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 жыл бұрын
ዋዋዉዉ ኩቡር ኣቦና ጅግና💪 ብተጋደልትና ስንኩላትና ስዉኣትና ዝመጸት ሃገር ዋርሳይ ኣብ ዘሃለና ንሃሉ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና ✊ወዲ💪ኣፎም ጅግና👈ኣምበሳ ናቕፋ✊። ካብ ጭፍራ ወያነ ካንሰር ኣፍሪቃ መዳኽርቶምን ንጠንቀቕ ደቂ ኤረይ ። Gam 😜Over 🐒wayne😜 kkkkkkk
@mussieberhane4858
@mussieberhane4858 4 жыл бұрын
ክንደይ ሃተፍተፍ ትብል ምሕረት የውርደልካ
@michaelmebrahtomm530
@michaelmebrahtomm530 4 жыл бұрын
Ane wedi Hzbi eye🇪🇷🇪🇷🇪🇷ezi sebay bhar Eritrawi Bukli, nzelalem nber.
@wedieri491
@wedieri491 4 жыл бұрын
wellcome deqi eri tsbuq medeb adulis med febu wedi gebru tbeb qedem(ንትኣማመን ወረኩም ኣይጥዓመን ኣስተውዕል ኣታ ወለዶ ኣብየት ጥበብ ክሳብ ሕጂ ሕብሩ ደይቀየረ ብሃር ኣቦና ወዲ ግብሩ 100000like
@miseriamanuel3425
@miseriamanuel3425 4 жыл бұрын
Ketkebru kethnkeku yegbakoum, awresti wen mekonkom nerkum entay emo geze kefu. Metebabe zeykones fere sarekum metgebakum kemti serahkom da. Edmen tenan yehabkum Baher
@rahaibo3274
@rahaibo3274 4 жыл бұрын
Www wde gebru bahar dimxawe Febu shkor thank you sister
@michaelandemichael9183
@michaelandemichael9183 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ever young. ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ንምነየልካ:: አብ ስትድዮ ተመሊሰ አለኩ ስለዝበልካ ነዞም ስጋብ ሕጂ ኮንጎኦም ዘይቀየሩ ሐርበኛታት ተጋደልቲ፣ ብፍላይ ካአ ነተን ነጻነት ንምምጻእ ክወልዳሉን ክከብራሉን ዝግባእ ወርቃዊ ግዜኤን አብ ቃልሲ ዘሕለፋ ወደንን ጓለንን ኤርትራ ዝኮነት የሕዋትናን አዴታትናን ምስጋና ገለ ክትብለና ንጽበ ብትሕትና:: እዚ ንወዲ ገብሩ ጥራይ ዝግደፍ ለበዋ ዘይኮነስ ኩልኩም አብ ኤርትራ ዘለኩም ደረስትን ገጠምትን ክትተሓባበርዎ ይላቦ፣ ከመይሲ ውዳሴን: ቃል ናፍቆት (ትዝታ) ብሕብሪ ቀለም ወዲ ገብሩ ክስነ እንኮሎ ደስ ስለ ዝብል:: የመስግነኩም
@tekleabhabtom7910
@tekleabhabtom7910 4 жыл бұрын
Aseyy baba teklnkieal goyta edmen tenann yehabka
@siedjemal7654
@siedjemal7654 4 жыл бұрын
Wedi gebru jegna ediman tenan yhbka ftre hxera gen
@yordanosmichael68
@yordanosmichael68 4 жыл бұрын
Superhero 🇪🇷 l like this gentleman 😍
@mebnig55
@mebnig55 3 жыл бұрын
Wedi Gebru, azika muqlul seb nerka. R.I.P.
@biniamtesfazghi8181
@biniamtesfazghi8181 4 жыл бұрын
Edmen tinan abona wedi gebru thx adulis media kea
@Mike-nl9vp
@Mike-nl9vp 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ወዲ ህዝቢ ወዲ ኣባት መጽሓፍ ሃገር ዋልታ ሃገር ቤተክርስትያንን መስግድን ሃገር መልክዕ ሃገር መትከል ሃገር ኣርካን ባህሊ ሃገር ኢካሞ ንስካ ሃገራዊ ዘይኮንካስ ሃገር ስለዝኮንካ ንበረልና መታን እዛ ኣእላፍ ዝከፈልናላ ሃገር ንከይትበርስ ክብረት ይሃበልና::
@wediala5970
@wediala5970 4 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦ እድመን ጥእናን ይሃብካ ፈጣሪ
@compasseritrea7702
@compasseritrea7702 4 жыл бұрын
ወድገብሩ በጣሚ ነመስግን!!!!!!
@goitomwoldu8807
@goitomwoldu8807 4 жыл бұрын
ነቲ ጹቡቅ ጹቡቅ ተበልናዮ ነቲ ሕማቅ ተበልናዮ ኢዩ ኢዝጊሀር ዝፈቱ።50 ኣመት ዝከውን ደሪፉስ ብክልተ2 ሳኣት ቃለ መጠየቅ ኣይግድን ሕሰብሉ፡ዘይተንከፍክዪ፡ብዙሕ ነርኪ ዝሕተት ፡
@ADULISMEDIA
@ADULISMEDIA 4 жыл бұрын
Thanks for your honest comments
@kibromissac478
@kibromissac478 4 жыл бұрын
Soon of Gebru the legend artists God bless you.
@lidiagebreyewhanes8789
@lidiagebreyewhanes8789 4 жыл бұрын
Abo tibeb welcome wedi Gebru love you ♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@osmanmahmud4049
@osmanmahmud4049 4 жыл бұрын
Wawww wedi gebru anbesa..gina nay qedem derfitat awruduwo ❤❤❤
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ 4 жыл бұрын
Interesting interview Pls ይደገም እዚ interview ጽቡቅ ሓታኣትቲ ኣምጽኩም ይታኣሓተቱ ካላይ ፡፡
@tesfaaleni6133
@tesfaaleni6133 4 жыл бұрын
Adulis media komziom rezenti sne tbebawyan bmkrabkum btami yemesgn edmen tenan neti xewari kulu hzbi eritrea
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 жыл бұрын
Besham wedi gabru like habni America dema selam temlsa alku Kab ethiopa
@blackstar7660
@blackstar7660 4 жыл бұрын
ባእ ጥሙያት እዚ መጽሓፍ ዝኾነ ስነ ጥበባውስ በዘን 50 ደቒቕ ከሊስኩሞ። ሓደ ሓድሽ 2 ደርፊ ዝደረፈ እንተ ዝኸውንስ 3 ሰዓት ከማን ኣይምኣኸለክሙን።
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 4 жыл бұрын
I really appreciate daddy off democracy freedom justice Wedi geberu Likewise I really appreciate you youth eritreawit hero go ahead and do what you have to do
@yitebarekgebrehans
@yitebarekgebrehans 3 жыл бұрын
ሕጂ እንድያ ደኣ ጥበብ መይታ፡ ምስ ሰብ ጨርባሕባሕ ስቁራት እዝኒ ገዲፍካና ወዲ ገብሩ፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ኣቦና
@tsegaygebru7624
@tsegaygebru7624 4 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ጅግና ብክዳን ኣይትምስል ተማረመር ልብካ ኣዕቢ ትብል ደርፊ ኣበይ ተፊኣ
@mercygod257
@mercygod257 4 жыл бұрын
ንተኣማመን ወረኩም ኣይጠዓመን ንተኣማመን ወረና ኣይጣዓመን ንተኣማመንአ
@ፈሳምግዝየ
@ፈሳምግዝየ 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ወዲ ገብሩ ምዓረይ ግድን ትፈትዋ ጓልካን ሓብትኻን ትፍቶ እንድያ ጓል ኣንከረ ሽኮር ባዕልና ክንሽልመካ ኢና ጥዕና ጥራሕ ኣጆኻ
@Ted_wolf_1
@Ted_wolf_1 4 жыл бұрын
Wedi Gebru Shilmat abo Tigryina Dekikan deki dekikan kinshilmeka enna!! We love you please how can we contact wedi Gebru ❤❤❤ ❤ ❤❤❤
@nevergiveup4331
@nevergiveup4331 4 жыл бұрын
Wedi Gebru habti hager zakl si kemzi aynet Interview weyka keygeberkum ktgedfwo nerkum nwedi Gebru hade temekro zelewo gazetena Interview kgebrelu nerwo
@abkwnnetemen6341
@abkwnnetemen6341 4 жыл бұрын
KIRAR Nay wedi Gebru fluy meqeret alewa. GBU.
@daniokubay8196
@daniokubay8196 4 жыл бұрын
Edmen tienan wedy gebru niber kiberelna
@melriianseba7019
@melriianseba7019 4 жыл бұрын
መጀመርያ እንቛዕ ብሰላም መጻእኩም ኣድሉስ መድያ፡ ብኸፊል ከምዚ ገርኩም ምምጻኩም የመስግን። ብምቅጻል ልዕሊ 100 ደርፍታትን ልዕሊ 40 ዓመት ድሰርሓሉ ሲ ኣብ ውሽቲ 1 ሰዓት ዘይ መልእ ግዘ እሞ ድማ ብዙሕ ዘይ ኣዕጋቢ ኮይኑ ይስምዓኒ፡ ከም ናተይ ትዕዝብቲ ዝተዳለኺ ኣይ መስለኒን። ግን ነዚ ምቅራብኩም ውን ብጣዕሚ የመስግን ደጊመ።
@mhretes8425
@mhretes8425 4 жыл бұрын
Wedi gebru kubur seb edmen tienann yhabka
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 7 МЛН
What's in the clown's bag? #clown #angel #bunnypolice
00:19
超人夫妇
Рет қаралды 11 МЛН
Zekiryo
7:30
HTMONA
Рет қаралды 90 М.
Lemin Tenfasa
6:27
HTMONA
Рет қаралды 54 М.
Abera Beyene ft Wedi Gebru - Yikalo New Eritrean Music 2023
11:04
Maeken Bahli
Рет қаралды 68 М.
New Remix 2024 Haile Gebru (ኣሕዋትዶ ኣይኮናን).
7:33
Awet Music Production
Рет қаралды 170 М.