ኣዱሊስ ሜድያ © ዕላል ፌቡ ምስ ስድራቤት ጸሊም ኮኾብና ቀዳማይ ክፋል

  Рет қаралды 136,517

ADULIS MEDIA

ADULIS MEDIA

4 жыл бұрын

ኣዱሊስ ሜድያ © ዕላል ምስ ስድራቤት የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ) ቀዳማይ ክፋል
ዝቐርቡ ትሕዝቶታት
* ፈቡ ሾው
* ታሪኽ ዕዉታት ሰባት
* ኣዘናጋዕቲ መደባት
* ሓንጎልና ዝፍትሹ ትሕዝቶታት
* ስፖርታዊ ዜናታትን ካልእን

Пікірлер: 687
@robraentertainment
@robraentertainment 4 жыл бұрын
ባርያ ብከመይ ትገልጾ ኢልካ ንግለሰብ ኣይሕተትን ኢዩ ንስነጥበብ ወይ ንቓንቓ ትግርኛ ኢዩ ዝሕተት
@ADULISMEDIA
@ADULISMEDIA 4 жыл бұрын
Haki b haki Barya eti zydgem almazna eyu
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 4 жыл бұрын
YO ENTERTAMENT Halwase kondaf Agam , ezi Naye eritrawiyan e u wexa kabezi
@neverevergiveup6057
@neverevergiveup6057 4 жыл бұрын
Meskerem meskerem
@user-hh3tz6gc4y
@user-hh3tz6gc4y 4 жыл бұрын
ከስዐ ወሊዳ ንባርያ 👑👑👑👑👑👑 ጽቡክ ተግባር ናይ ባርያ ሕጂ ኣብ ስድርኡ ክምለስ ደስ ምበለና ስድራ ባርያ ንሓግዞም ትብሉ ኢስከ ሓሳብኩም ኣፍስሱ።
@geneamha7584
@geneamha7584 4 жыл бұрын
Enjera Ezgi Blaee.. HAKI Anewn Kemu kbl endabelku!
@yonimiki1020
@yonimiki1020 4 жыл бұрын
Kkkkk entay kithgozom emo begie hagizkim bieray kitmntilu aya denakir
@weldayshinash9418
@weldayshinash9418 4 жыл бұрын
ብስም ባሪያ ኢስከ like ግበሩ ያ ጃማዓ
@tekiabahta2751
@tekiabahta2751 4 жыл бұрын
*ስድራ የማነ ባርያ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም*
@heniitvi1688
@heniitvi1688 4 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ንምንታይ ኢና ኣብነት ናይ ባርያ ዘይንኸውን ሰብ ዘይንኸስብ ንምንታይ ኢና ብኣውራጃን ብዓሌትን ንጎጃጀል ንወሃህብ ኣይንከላላእ ግዜ ባርያ ንምለሶ ደርፉ ጥራይ ዘይኮነስ ጠባዩ ክኣ ንውረስ ለጋሳት ውሃብቲ ንኹን ፈጣሪ ክኣ ክህበና ናብታ ናይ ርስቲ መሬትና ክኣ ክመልሰና ዩ ኣሕዋተይ ኣሕዋት ንኹን ጓና የብልናን ምፍልላይ ወጊድ ኢልና ብፍቅርን ብሓልዮትን ንንበር ኣምላኽ ንዓናን ንዓድናን ክባርኻ እዪ።
@senaytesfay4301
@senaytesfay4301 4 жыл бұрын
ንስድራ የማነ ባርያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፊቡ ምቅርትይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ንመብራህቱ ሰለሙን ካኣ ኣቅርብና
@unitedsouth736
@unitedsouth736 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብከም ስድራ የማነ ባርያ ካብ ሓውኩም ትግራዋይ
@mulieghebreslasie5956
@mulieghebreslasie5956 4 жыл бұрын
ክብርቲ ፌቡ ! እንዳ ጅግና ብምዝካርኪ ጥራይ ክብሪ ይግባኣኪ ኣጆኪ በርትዒ!!
@highlife8100
@highlife8100 4 жыл бұрын
ማማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብከን ምላእ ስድራ ፍቅርን ሰላም ይምነ ንመምህር የማነ ባርያ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ ንዓካ መንገስተ ሰማይ የዋርስካ
@lovepeace717
@lovepeace717 4 жыл бұрын
*ስድራ **#ኣብራሃም** ኣፎርቂ ዉን ኣይትረስዕዎም*
@streritube1948
@streritube1948 4 жыл бұрын
ወላዲት ኣብራሃም ብሂወት የላን ብሮይ
@fevensemere1154
@fevensemere1154 4 жыл бұрын
Abuwun & adiwun bhiwet yelewun
@yonassbhatu7545
@yonassbhatu7545 4 жыл бұрын
rafiqhilali rafiqhilali etiom ahwatun kalie meqrebun enber agatami adiu beqedamay eyen keman arifen.
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 жыл бұрын
ኣድኡ ብህወት ዘይ ኣለዋ
@lovepeace717
@lovepeace717 4 жыл бұрын
*መንግስተ ሰማይ የዋርሶም* ስለዘይፈለጥኩ እየ ሓቲተ
@ffcgdcccgddfv6772
@ffcgdcccgddfv6772 4 жыл бұрын
ፌቡየ ምቅርቲ ብጣዕሚ ነመስግነኪ ከምዚ ኢልኪ ምስ ዞም ምጪዋት ስድራ ዕላል ከተምጺኢ ዋውውው የማነ ኣቦ ኩሉ ኤርትራዊ። ለዋህ ኤርትራዊ ዘረባይ ስምዓኒ ዓፍራ መሲሉካ ከይትረግጽ እምኒ። ኣንቢበዮ ደብዳቤኪ በብሓደ ቃላቱ ሪኤዮ ውን ስእልታትኪ ኣፍዚዙኒ ምጥማቱ።
@habtaitesfagaber6905
@habtaitesfagaber6905 4 жыл бұрын
ዋውውውውውው ፌቡ ሽኮር ናይ ብሓቂ ንፍዕቲ ካብ ልበይ ትሓጊሰ መደብኪ ኣይካታቶሎን ኔረ ግን ካብ ሕጂ ኽካታቶለ አየ ናይ ብሓቁ ክብረት ይሃበልና ቀጺለ ክሓተኪ በጃኺ ናይ ኣብርሃም ኣፎርቂ ስድራቤት ኣምጽልና በጃኺ ብወላዲትኪ
@merahawikidane673
@merahawikidane673 4 жыл бұрын
Ya naybhaqe
@gbstawimihretab2103
@gbstawimihretab2103 4 жыл бұрын
ያእ ናይ ብሓቂ ግን ንመምህር ሂወት ዝኮነ ነ/ሄር ኣምርሃም ኣፈወርቂ ኣዲኡ ለንቅነ መይተን ኢየን ነብሰን ይምሓረን
@mikeweldu8116
@mikeweldu8116 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ኔርካ እንታይ ዋጋ ኣለዎ ወላዲቱ ኣብዚ ሓጺር ግዜ ዓሪፈን የን። እንተ እቶም ጎሓፋት የሕዋቱ ግን ብዘለዉዎ የጥፍኣዮም።ኮንቶ ንኮንቶ ኢዮም ዝረብሕ የብሎምን።
@gbstawimihretab2103
@gbstawimihretab2103 4 жыл бұрын
@@mikeweldu8116 የሕዋት ከ ኣለውዎ ድዩም ብጀካ እዛ ሓንቲ ኣብ ደገ ዘላ?
@merihmusgun5190
@merihmusgun5190 4 жыл бұрын
ጎዶና ፍቅሪ ewe alewuwo bro 10 yehieat alewiwo bebo tirah eyiom gen
@conscienceisfreedom4968
@conscienceisfreedom4968 4 жыл бұрын
ተሻቂለ'ምበር ደሃይኪ ጠፊኡኒ ሰሙናት ሓሊፉ ካብዘይ ትመጽእኒ ።
@mikeweldu8116
@mikeweldu8116 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ስድራቤት ናይቲ ጸሊም ኣልማዝ ክቡር ስነጥበባዊ ባባ የማነ። ወላዲቱ ብሂወት ምህላወን ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማማ ኣዜብ። እዞም ሓሳዳት እንዳ ዕረ ቲቪ ግን ኣብ ክንዲ ወላዲቱ ብሂወተን ከለዋ ታሪኽ ዝስንዱ፡ክሞታሎም ክጽበዩ ጸኒሖም። ፌቡ ሽኮር ግን ንፍዕቲ ዓብዪ ቁምነገር ኢኺ ሰሪሕኪ ዘለኺ።ቀጽልዮ።
@luildebas1587
@luildebas1587 4 жыл бұрын
እዘን ኣደ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃበን እዘን ኣደ ንደቂ ወደን ጽላል ዳዕሮ ኮይነን ይነብራ ብምህላወን ደቂ የማኔ ዕለኛታት ኢዮም። የማኔ ከኣ ኣይሞተን ሓድጊ ገዲፉ ኢዩ። ብሓፈሻ ንኣዴታት ጀጋኑ ኤረትራውያን ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ብሓፈሻ ነደታት ጀጋኑ ኤረትራውያን ብሂወት ከለዋ ጊዜ እንተለኺ ቃለምሕተት ግበርለን።
@Sami_2929
@Sami_2929 4 жыл бұрын
ሕጂ ኣኩሪዒክና ፈቡ ሓፍተይ ናይ ብሓቂ። ስድራ እቲ ጸሊም ኣልማዝ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።፡መንከም ክኣ ኣጂካ ኣንምብ ስነ-ጥበብ ዓቢ ነገር ኣሎካ ኣይትቆርጾ።
@bahlbimebrahtom8760
@bahlbimebrahtom8760 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ነምስግነኪ ክብርቲ ሓፍቲ ስለቲ ምስ ስድራቤት ኮኾብ ስነጥበባዊ የመነ ገብረምካኤል ዘላለክና
@mikepense5617
@mikepense5617 4 жыл бұрын
ፌቡ ሽኮር ብጣዕሚ ደስ ዝብል ንስድራ የማነ ገ/ምካኤል ካኣ ዕድመን ጥዕና ይሃቦም ፍጣሪ ናይ ኣርቲስት መበራህቱ ሶሎሙን ክም መድብእ ሓዝያ
@meksebhalefakulu9297
@meksebhalefakulu9297 4 жыл бұрын
ኣሰይ ኣደ ኩቡር ስነ ጥበባዊ የማነ ባርያ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን፡
@maheirdejen3365
@maheirdejen3365 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ስድራቤት እንዳ የማነ ባርያ
@estifanosamanzgi7200
@estifanosamanzgi7200 4 жыл бұрын
ፌቡ ሓፍተይ ክብረት ይሃብኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስድራቤት ለዋህ ለጋስ (ባርያ❤️) መንከም ሓውና ካኣ ኣጆካ
@D_SALU
@D_SALU 4 жыл бұрын
ኣዱሊስ መድያ ብልቢ የመስነኩም ነዛ ስድራቤት ጥዕና እንዳተመነኩ መቐጸልታ ኣይትረሱዕና ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍
@majoryikalo6163
@majoryikalo6163 4 жыл бұрын
ዘመን ተቀይርካኒ ስደተኛ ኮይነ ዝበሎ 1984 ንመንእሰይ ኤርትራ ሕጂ እያ ባርያ ደራፋይ ዘይኮነስ ነቢ እዩ
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 4 жыл бұрын
እዋይ ስድራና ምጭዋት እንዳቦይ ግራዝማች ገብረሚካኤል ማማ ኣዜብ ዕድመን ጥዕናን ምስ ደቂ ደቅክን
@letekidanesefnosletekidane8866
@letekidanesefnosletekidane8866 4 жыл бұрын
ባርያ እቲ ዘይ ርሳዕ ኾኾብ ኤርና እዩ ንመላእ ስድራቤት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@user-pp6uj1tn8s
@user-pp6uj1tn8s 4 жыл бұрын
ፊቡ ሽኮር ከመይ ዲኪ ናይ ሙደይ፡ መደባትኪ ጽቡቅ ኣሎ፡ ቀጽልዮ ካባና ዝድለ ቅሰኒ gual ereyyyy
@mesghinagheb3570
@mesghinagheb3570 4 жыл бұрын
Nay gazetegna bikeat yeblan diliyet gin alewa!!!
@MM-yi4dg
@MM-yi4dg 4 жыл бұрын
ዕላማና ዓወት ወይ ሞት ኣይመረናን ሓሞት (ባርያ)
@user-df7je3dc1j
@user-df7je3dc1j 4 жыл бұрын
Nay bahaki mukur Rritrawi Bariya 💓
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 4 жыл бұрын
ብር ክትብሊ ተሓጎሲ ንስድራ የማነ ባርያ ዘቅረብክልና ፌበን ሓጎሰይ ወሰን የብሉን።
@akilebahta8427
@akilebahta8427 4 жыл бұрын
እዞም ኩሎም ኣርቲስ ብስም የማነ ባርያ ሓንቲ ናይ ሓገዝ እንተትገብርሉ ክንደይ ጽቡቅ ነሩ። ንሕና ከመን ኣብ ጎድንኩም ኣለና ድልዋት ዓቅምና
@weldinakibreab4762
@weldinakibreab4762 4 жыл бұрын
100% agree with you!!!!!
@user-zi3xk1rx2l
@user-zi3xk1rx2l 4 жыл бұрын
Ja 🤙🤙🇪🇷🇪🇷🙏
@wediShekaa
@wediShekaa 4 жыл бұрын
ሓሕሕ ክቡራት ስድራ የማነ ባርያ ኣምላክ ዕድመ ይሃብኩሙ ገዋኑ ሳሕል ከኣ መዓልትኩሙ ተጸበዩ ህዝባዊ ዕንወት ይንዋሕ ይሕጸር ናይ ኢድኩሙ ክትፍደዩ ኢኩሙ
@lidiagebreyewhanes8789
@lidiagebreyewhanes8789 4 жыл бұрын
Wow enqae biselam ranayom sdra kokob Yemane G/Michael thank you 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@hadgutekie679gmail
@hadgutekie679gmail 4 жыл бұрын
መቐረት ስድራቤት ጡዑም ከይጸገብና ተበሪሁና ኣይኮነን በረካ ወጺና ምመቐረ አወ መኣልታት ንአስነት ኣይትጠቐምናሉይ አወ ጎሪሽና ሂወት ባርያ 100%
@habtualazar9506
@habtualazar9506 4 жыл бұрын
ስድራ የማነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@Eritreanloveshow
@Eritreanloveshow 4 жыл бұрын
እንዳ ባባ ባርያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጽቡቅ መደብ ፌቡ ሓፍተይ ቀጽልዮ።
@kedawitsehay8273
@kedawitsehay8273 4 жыл бұрын
ባህር ድምጻዊ ፡ሓላል ጅግና የማነ (ባርያ)
@thomasghebremariam1081
@thomasghebremariam1081 4 жыл бұрын
Betaemi des zebel. Thank you guys.
@wedimedere6674
@wedimedere6674 4 жыл бұрын
Thanks adulis media 😍
@mikeweldu8116
@mikeweldu8116 4 жыл бұрын
ዕላማና..... ዓወት ወይ ሞት ኣይመረናን ሓሞት ዘኪረንኦ ክክክክ ፌቡ ካኣ ባርያ ባርያ ኣይተብዝሒ ወላዲት ምዃነን ኣይትረስዒ። የማነ በሊ።
@teklitxewarshigir8403
@teklitxewarshigir8403 4 жыл бұрын
Entay emo newri Koinu baria Malet Sle hzbu zgzae thalif eyou baria zbehal
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 4 жыл бұрын
barya bi bsmi adu eyu wexiwo adu embabarya sle zbahal
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 4 жыл бұрын
የማና ማዕረ ክንደይ ሰብ ከም ዝለወጠ ዝተረዳእካ ኣይመስለልንን ምክኒያቱ ባሪያ ምባላ ጸገም የብሉን የማነ ባሪያ እኮ ነቲ ጸርፊ ዝነበረ ከም ኣብ ኣእምሮ ውርዲ ሰብ ከም ጸርፊ ዝሕሰብ ዝነበረ ባሪያ ዝብል ኣምር ናብ ብሉጽን ለዋህን ለጋስን ዝቀየረ ተባዓ ገላጺ ግጥምን ኪኢላ ዘያም ኪኢላ ኣደራርፋን ኢዩ።
@adilegimemahaza761
@adilegimemahaza761 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ተሓጉስና ቬቡ
@hagosminia6431
@hagosminia6431 4 жыл бұрын
Kebri yhabkum aduils media .barya hawelti eritrea 👌👌👌😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@desbeletesfay6927
@desbeletesfay6927 4 жыл бұрын
Waw febu haftey btaemi des zbl medeb nezom nay harbeyna snetbebawi yemane barya family zelalekna thank you so ajoki xbuk medeb eyu zeleki kexlyo
@meksebdidu7488
@meksebdidu7488 4 жыл бұрын
ፈቬን ሐፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እታ ይምነያ ዝነበርት መደብ አምጽእክያ ንባርያ ስድራቤት አብ ርእስይ ይማላለስኒ ነይሩ ዘመን ክ አበይ አሎ ዳ
@alemkebreab3004
@alemkebreab3004 4 жыл бұрын
ፊቡ ሓብተይ ኣበሲት ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@weinetekeste1763
@weinetekeste1763 4 жыл бұрын
Thank you febu you are calm and make the person you interview comfortable to express easy to talk you are one of the best continue
@user-sh1tj9dz9b
@user-sh1tj9dz9b 4 жыл бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ትብል ስድራ። ንባርያ ዝወለደት ኣደን ንዑኡ ዘፍረየት ማህጸንን እንቃዕ ከይሞታ ረኣናየን ዕድመን ጥዕናን ይምነየለን። ፌቡ ሸዉ ዉን ንፍዕቲ ከምዝኢታት ፍሉይ ኩርናዕ ስለዘምጻክልና ቀጽልዮ ድማ ይብለኪ።
@tomashagos6821
@tomashagos6821 4 жыл бұрын
ስጋ ሓመድ ኣዳም ይለብስ እበር ጽቡቅ ተግባር ግን መምስ ተወልደ እዩ ዝዓቢ ከይ ትግረሙ ካብ ባርያ ብዙሕ የ ተማሂረ ድርፍታቱ ክኣ ኣነ ኣይኮንኩን ደቀይ ደቂ ደቀይ ከም ድሶምዕዎ ሹር እየ ባርያ ክኣ ብኣካል ኢካ ተፈሊካና እበር ጽቡቅ ተግባርካን ግጥምታትካን ዜማታትካን ወትሩ ኣብ ጎኑና ሓይሊ እደሃበና እዩ ማዕረ ማዕሬና ዝከይድ ዞሎ ሶ ንመላእ ስድራ ባርያ ኣኣብ ዞሎውዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ኣዱሊስ ሜዳ ቴኪው so mach
@mesghinagheb3570
@mesghinagheb3570 4 жыл бұрын
Kla hasewti nay adi awraja himam eyu zelekin mushmushat enkuae da kabta adi wexaekinmber!!!
@brhanehaile7091
@brhanehaile7091 4 жыл бұрын
ተስፋ ዘለዋ ሚድያ፡ኣጆኩም በርቱዑ ንስካትኩም ትሓትዎ ዘበለ ኩሉ ክፍጽም ድልው ኢየ፡
@ADULISMEDIA
@ADULISMEDIA 4 жыл бұрын
Brhane Haile thanks brhane hawuna
@hubisamitey6274
@hubisamitey6274 4 жыл бұрын
ፈቡ ቨላ መደብ ኣቅሪብኪ ።በቲ ኩሉንቱኑኡ ለውሃትን ጥበብን ዝኮነ ባርያ ምቅራብኪ ኣዚና ትሓጉስና ኢና።ቀጽልዪ ዕድመን ጥዕናን ንስድራ ባርያን ናዳለውቲ አዚ ሜድያን ።
@kiflomghebrezgiabiher2621
@kiflomghebrezgiabiher2621 4 жыл бұрын
THANK YOU FEBU. ተስፋገብር ክትቅጽልዮ። ናይ ካሎኦት ዓበይቲ ስነጥበበኛታት ናይ ቀደምን ሓደስትን ከተቕርብልና ድማ ንጽበ። ኣሳልጦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። Brava febu.keep shining please.
@segeneasmara596
@segeneasmara596 4 жыл бұрын
የማነ ባአርያ ኾኾብ ኤርትራአ ♥️♥️ ተቅንጥጡ ጸልማት ኣብግመ ኽሉ ጊዜ ኣብ ልአበይ ♥️🇪🇷
@kibromyikealo7079
@kibromyikealo7079 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ንኩሉኩም ስድራበት ኣዚና ኢንፈትዎን ኢነክብሮን ኣቦና ኩቡር ኣቦ ድኻታት ለዋህ መዳርግቲ ኣልቦ ኣቦ ሲነ ጥበብ ሃገርና ክቡር የማነ ገብረሚካአል (ባርያ) ።
@juditeweldejudi1547
@juditeweldejudi1547 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም እንዳ የማነ ባርያ
@fekrieumengdey3457
@fekrieumengdey3457 4 жыл бұрын
Thanks so much febu
@awetgirmay9431
@awetgirmay9431 4 жыл бұрын
ስድራ -ቤት የማነ ባርያ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
@natsnetzerezghi5863
@natsnetzerezghi5863 4 жыл бұрын
Thanks for u WHO make this video and share!
@nighistighebrekristos51
@nighistighebrekristos51 4 жыл бұрын
ክብረት ይሃብኪ ፌቡ ንየማነ ዚዘከርኩም 💞💞☕🇪🇷🇪🇷🌺🌷🌷🌺❥💃💃💛💛💛⚘🌷🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danielkesete9192
@danielkesete9192 4 жыл бұрын
Thanks Fevu haftey Selti nay neftewo Nebsher Yemane Barya Zekrbiklna nay Nebsher Abraham Aforki ka akrblna 😊😍
@kemaqmeyudleteykemaqmeyudl3717
@kemaqmeyudleteykemaqmeyudl3717 4 жыл бұрын
Thank’s Febu natey sdrabt yemane barya ka gdu entelay neaki febuye miqrti
@saba30519
@saba30519 4 жыл бұрын
Thanks for your lovely show
@wedieri7465
@wedieri7465 4 жыл бұрын
ብጥዓሚ ጽቡቕ መደብ ፌቡ ሓብተይ። ናይቲ ንፈትዎ ስነጥበበኛ ስድራቤትን ጽቡቕ ታሪኹን ልውሃቱን ደምጻኣክልና ነመስግነኪ🇪🇷
@abel8236
@abel8236 4 жыл бұрын
Thanks fabu me love 💓
@wedimiki5318
@wedimiki5318 4 жыл бұрын
ዋውው ጽቡቅ መደብ ኢዩ ቀጽልዎ የሕዋት ኣምላክ ዕድመ ይሃብኩም ስድራቤት ባርያ! ወዲ ሻዉል ቆላሕታ ክግበረሉ ዘለዎ ዓቢዪ ስነጥባባዊ ኢዩ ስለዚ ገለ ካብ ስረሓቱ ንህዝቢ ከተላሊዩ ተስፋ ንገብር !!!
@user-wd4vt5hk6x
@user-wd4vt5hk6x 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስድራ የማነ ገብረሚኪኤል #### የማነ ግን ኣብ ልቢ ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ኣሎ ንውሉድ ወለዶ### ኣቦ ድኻታት የማነ መን ከም የማነ ### ፌቡ ክኣ የቀንየልና ምስ ስድራ ነፍሲሄር የማነ ባርያ ዘላለክና ኣጆኺ ቀጽልዮ '!!!
@yonasyoni6474
@yonasyoni6474 4 жыл бұрын
Thanks sister 💯💯🇪🇷
@yoabredseaeritrea4608
@yoabredseaeritrea4608 4 жыл бұрын
Thanks alot adulis media
@user-dy7gv6hi2o
@user-dy7gv6hi2o 4 жыл бұрын
Sdrabet xelim kokob Yemane barya edmen tenan Yhabkum fetari 🙏 Tanks u Febu shikor ka bkedament nemesgneki
@user-yx9ug6qc1d
@user-yx9ug6qc1d 4 жыл бұрын
ፈቡ ዓባይ ሰብ ናይ በሓቂ ዓቢ ቁምነገር ገርኪ
@da8387
@da8387 4 жыл бұрын
Febu sikkor I like your style. Barya you are always in our hearts. Glory to our martyrs!!!!
@kesetegeresus3020
@kesetegeresus3020 4 жыл бұрын
febuye mekerti lomi mera eki yehugeskeni yena marr ❤❣❤❣❤😍😍😍😘😘😘😘
@elsahagos1792
@elsahagos1792 4 жыл бұрын
👍❤️❤️❤️❤️የማነ ኮኮብ ናይ ዓለም
@noahdebesai3972
@noahdebesai3972 4 жыл бұрын
Our legend singer yemane (barya) if you like barya give a big LIKE....
@robitv5961
@robitv5961 4 жыл бұрын
ኣኩሪዕክኒ ፌቡ ሓፍተይ የቀንየልና
@samineimeritran3887
@samineimeritran3887 4 жыл бұрын
Bisim bara nsdrabitu ab dege zelena edey edika Elina nahagzom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾nbaki tibeb bara nkulatina eritrawiyan yehiwateyyyyyy Bara malet eti lewa eritrawi
@Sabasabina2-
@Sabasabina2- 4 жыл бұрын
Bravo 👏 febu amlak selam yigberelna ktkebru ♥️
@yonasmelake8670
@yonasmelake8670 4 жыл бұрын
Sdrabet yemane barya amlak admen tanan yhabkum So febuye konjo hftna ka Tankss moree admen tanan yhabki fetari ❤🙏
@rusomkahsayembaye1643
@rusomkahsayembaye1643 4 жыл бұрын
ኪብረት የኣበልና ሓፍቲና ስለቲ መዋዳደር ዘይብሉ ኣቦ ኩሉ ኤርትራዊ ስው የማነ ባርያ ዘቅርብኪና Thank you so much God bless you
@biniazmarino7334
@biniazmarino7334 4 жыл бұрын
ፌቡ ሓፍተይ ስለቲ ቆራጽ ውሳኔኪ ብጣዕሚ ነመስግን ን ክብርቲ ወላዲት ማማ ኣዜብን ክብርቲ ባዓልትቤቱ ሓረገ ወይኒ ኮታ ምስ ምሉእ ስድራቤት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 4 жыл бұрын
ይቅሬታ ፊቡ ሓውተይ ሓንቲ ምክሪ ክህበኪ ንሰብ ኣብ ገዝኡ ብሳጉኡ ምጽዋዕ ጽቡቅ ኣይኮነን።ንዓና ነርማል ኢዩ ንወላዲት ግን ከቢድ ኢዩ እዛ ኣደ እታ ሳልሰይቲ ስም ግደፍዋ ይብሎም፡ኔረ ክትብል ጸኒሓ ስለዚ ጽቡቅ ኣይኮነን ብሳጉኡ ምጽዋዕ ነደ ጽቡቅ ኣይስምዓን ኢዩ የቀንየለን።
@tommygebar1930
@tommygebar1930 4 жыл бұрын
ክብሪ ይሃብኪ ሓፍተይ ናተይ ብሓቂ ደስ ዘብል ዩ። share, subscribe kea aynhmek nhna
@mesfunweledehewat2754
@mesfunweledehewat2754 4 жыл бұрын
Like comment subscribe gire aleku deki Eri mearey ajokum tray nkaliEi ziga keman ngebr alena
@calypsoharmony916
@calypsoharmony916 4 жыл бұрын
Yemane Lions of Eritrean society
@alemxaerieya77
@alemxaerieya77 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስድራ እንዳ ባርያ
@natsnetdebesay7962
@natsnetdebesay7962 4 жыл бұрын
ዋው ፌቡ ንፍዕቲ የቀንየልና
@filmontekle9307
@filmontekle9307 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ኣደ የማነ ዘረበኣን ስምዕዎ ( እንታይ ሕዝካ ክትኣቱ ኢካ ምስ በለኦ ኣነ ሰብ ሒዘ እየ ዝኣቱ ናይ በሓቂ ኣበይ እሞ እዚ ግዝየ ተድምለስ ከም ባዓል የማነ ከማን ምረከብና ።
@nevergiveup4331
@nevergiveup4331 4 жыл бұрын
Kemey zbelwa brki malti eya enkae beselam mexakum sdra kubrat aboyn memhreyn Doktor yemane barya blbi eye zemesgnekum entay kemzkenkus nbat jerebreb elni black Diamon aleka bhiwet ymuney🤴🏾🤴🏾🥰🥰
@yoditgere2869
@yoditgere2869 4 жыл бұрын
Thanks febu shikor
@awetyohannes5784
@awetyohannes5784 4 жыл бұрын
Well come ADULIS MEDIA kemzi gerki mes sdra nay eti xelim almaz yemane barya mqrabki btami ena nemsgnki ,abzmxie ka Mes nay Abraham afowerki sdra kteqrblna nmhxenki. Thanks!
@esiabu8665
@esiabu8665 4 жыл бұрын
Because of yemane barya you got subscribed,thanks febu.
@mulugetatafere4976
@mulugetatafere4976 4 жыл бұрын
Thank you febu eta Qobiki gen formaki atefiata
@aggg8288
@aggg8288 4 жыл бұрын
በሊ ከይትድንጉይና ክብርቲ ሓብቲ ክሳብ መወዳእታ ክንካታተል ብጣዕሚ ኢና ሃሪፍና ዘለና
@tl2254
@tl2254 4 жыл бұрын
Thank you cutest bless up next ka wedi jebeli ✌🏻
@shalomfilmon4267
@shalomfilmon4267 4 жыл бұрын
God bless you sister enber teteasirikan temotekan abi Eritrea akilika eu enteneaki kibiry yhabiki fetary kemity nibaria zizekerikiyo amilak yzekiriki good job 👏
@philimonabrha7392
@philimonabrha7392 4 жыл бұрын
Thank you febu for doing this interview you are great person this is very good introducing of the legend family....but selmntay gn kisab hiji hizbe qulih zeybelom betamiya tegrmni ezyom famyle eko betami tekberom kinbru zegbom yom R.I.P our legend yeami barya 🙏🙏🙏🙏🙏🕊🕊🕊
@DaywithHabu5258
@DaywithHabu5258 4 жыл бұрын
Our king Yemane barya forever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪❤️❤️❤️men kem yemane barya 💪
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ነፊዕኪ ፌቡ ሓብተይ ዝገርመኒ ግን እዘን ኣደ ስውእ ኣቦና ባርያ ክሳብ ሕጂ ምስ ምሉእ ውንአን ኣለዋ።
@tegstigebrekrstos895
@tegstigebrekrstos895 Жыл бұрын
Thanks febiyey yemane is gold
@dawitkelati7410
@dawitkelati7410 4 жыл бұрын
I really appreciate you
@IYE.G.F
@IYE.G.F 4 жыл бұрын
Family lengen yemane barya God bless them all the time
@menmen232
@menmen232 4 жыл бұрын
Febu haftey shkor tanks xbuk medeb kexlyo
@yiki7528
@yiki7528 4 жыл бұрын
Febu hawtey danke ane ka like hibeki aleku
@abeltesfa6087
@abeltesfa6087 4 жыл бұрын
ሓቀኛ ኣደ ዓይነይ ኣይክኣለለይን እወ። ለከ ናይ ኣዲኡ እዩ ወሲዱ እንበኣር።
Little girl's dream of a giant teddy bear is about to come true #shorts
00:32
Best KFC Homemade For My Son #cooking #shorts
00:58
BANKII
Рет қаралды 67 МЛН
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:40
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 15 МЛН
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,1 МЛН
Tigrigna Audio Bible, The Book of Ezekiel | ትንቢት ህዝቅኤል
3:57:13
Tigrigna Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 1,2 МЛН
БИМ БАМ БУМ💥
0:14
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 3,6 МЛН
这是王子儿子吗
0:27
落魄的王子
Рет қаралды 4,9 МЛН
С топором нельзя #ссср #история
1:00
MOTIVATION
Рет қаралды 2,6 МЛН