"ኣማሓዳሪ ሰሜን ጎንደር ኣብ ጉዳይ ፀለምቲ ኣየእትወካን ኢሉኒ!" ቃለ መሕትት ምስ ሓላፊ መጎዓዝያን መራኸብ ተጋዳላይ ታደለ መንግስቱ _Tadele Mengstu

  Рет қаралды 39,940

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

7 күн бұрын

#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
#Yosei_,Studio
#Twmesgen_Tewelde
#ተመኣገን_ተወልደ
#ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
#Interview_With_Temeage_Tewelde
#Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
#ርእሶም_ገብረገርግስ
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ስነ_ጥበባዊ_ርእሶም
#Artist_Ruesom_Gebregergs

Пікірлер: 252
@MewaelMekonen
@MewaelMekonen 5 күн бұрын
ከምዚ ዓይነት አተሓሳስባ ዘለው መንእስይ ከበረታታዕ አለዎ ጀግና ✊✊✊
@user-du4ge1qq7c
@user-du4ge1qq7c 5 күн бұрын
I know Tadele from Addis Ababa university, and he was smart and intelligent. and at the Genoese war he was Hero ❤ keep going Brother ❤
@turkihk3961
@turkihk3961 5 күн бұрын
ተጋሩ ብንኡስ ሓይሊ ምምራሕ ጥቕሙ ረኣይዎ፡ መንእሰይ እንተኾይንካ ጌዜ ኣይትገዝእ፡ ሽፍንፍን የብሉ፡ ሓሶት የብሉ፡ ግልፂ ግልፂ ኣብ መሬት ዘላ እዩ ዝዛረብ
@zerayandom2958
@zerayandom2958 6 күн бұрын
ብምንም ትኣምር ካብ ትግራይ ከምዚ ዓይነት መንእሰይ ኣጋጢሙኒ ኣይፈልጥን
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 5 күн бұрын
Thank you our Hero for the sacrifice of your country Tigray & it’s people . Now we need to hold govt of Tigray accountable, build democracy, Justice& good governance!!!!
@shiwethagos8714
@shiwethagos8714 5 күн бұрын
አቤት:አገላልፃ:ብጣዕሚ:ልክዕ:ልክኦም::thanks so much very good service 👍 the gest .TDF viva.
@solomontadele9166
@solomontadele9166 4 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሓውና ታደለን ብፆትኻን። ሓደራ ትዲፍን ሰማእታትኹምን ከይትርስዑ ። መድህን ሓፍትናውን ኣብስራሕኺ ኣሳልጦ ይሃብኺ ❤❤ ትግራይ ብደቃ ትሓዊን ትልወጥን ንፅቡቅ!
@Sarahj962
@Sarahj962 5 күн бұрын
A true hero. He speaks for millions
@sunrise3179
@sunrise3179 6 күн бұрын
ኣሕሕሕሕሕ ሕማቃት መራሕቲ ትግራይ ንህዝቦም ኣብ ሓደጋ ዘውድቁ
@HaileselassieGw
@HaileselassieGw 6 күн бұрын
ታዴ ተወቂዑ ከምዝነበረ ይፈልጥ ነገር ግን ክንድዚ ዘኣክል ኣይመስለንን ነይሩ ብዝኾነ እንቋዕ ተረፍካ ዙሓወይ መዲ እውን ቀፅልሉ🎉
@biniamgmichael-rh4bf
@biniamgmichael-rh4bf 5 күн бұрын
አጆኻ አንታ ሓዱሽ ወሎደይ, አንቱም ዝዓከሰ አተሓሳስባን ቅርፂ ዘይብሉ ፖለቲካዊ ፍልስፍና ሒዝኩም ናብ ምልምማፅ ዘውደቅኩሙና 2ተ ጨጉሪ ዘብቆልኩም አመራርሓ ካብዚ ካብ ምጥፋእ ዘድሓነኩም ሓዱሽ ወለዶ ተመሃሩ,ግልፅን ቁርፅን ምይይጥ❤❤አጆኻ ጀግና ተጋ. ሓፋሽ አብ ጎንኻ'ዮ አንቱም ልሕጽታት @እንዳ ህወሓት, ካብዚ መንእሰይ ተመሀሩ ፎእእእ ተሓተቲ ኢኹም መስዋእቲ ዝኸፈለ ሓዱሽ ወለዶ አይለቀኩምን
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi 6 күн бұрын
የቐንየልና አየ ልቺ ትግራይ🤔
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 6 күн бұрын
Brakhe show, your guest welcome back. Enquae Egziabher Atrefeka our TDF hero. Thank you for defending Tigray and its people.
@EagerBocce-vl1ri
@EagerBocce-vl1ri 5 күн бұрын
ስለምንታይ ኢና ግን ንሳቀን ንሓምምን ንዝለፍን ዘለና ኣብገዛእ መሬቴናን መረበትናን ልዕሊ እዞም ጸላእትና ሕውሓት ንህዝብና ኣብ ዋጋ ዕዳጋ የኢትዮሞ ዘለዉ ሕጂ ውን ዓቢ ጠመተ ክግበረሎም ኣለዎም በዚ ኣጋጣሚ ንኽሊቴኹም ታደለን መድህንን በዚ ኣገዳሲ ነጥቢ ምይይጥ ዝገበርኩሞ ከየመስግነኩም ኣይሓልፍን ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይሃብኩም ፈጣሪ
@NelesAsgele
@NelesAsgele 6 күн бұрын
ታዴ ብጣዕሚ ጎቦዝ ቀፅለሉ ጥንኪር አካይዳካ
@Kidane
@Kidane 5 күн бұрын
ትግራይ ከም እንዚ ዝመስሎ መንኣሰያት ክትርኢ እንከለኻ ተስፋ የስንቀካ❤
@WediMhrey-tk3yn
@WediMhrey-tk3yn 3 күн бұрын
ዋው ብጣዕሚ ቡሱል መንእሰይ እቱ ኣብ ኩልና ዘሎ ሓሳብ ገሊፅካዮ የቀንየልና ቀፅለሉ ጅግና ሓውና❤❤
@FantaneshB
@FantaneshB 5 күн бұрын
Tigray is lucky to have people like you. What a generation ❤
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 6 күн бұрын
ዓበዩ ስግኣተይ እቲ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂን እቲ ዝግበር ዘሎ ፈፂሙ ጥዕና ዘይብሉ ዝመስለኒ ዘሎ።አነ ሕጂ ካብ ኣማሓርኛ ተዛራቢ ዘይኮነ ትግርኛ ዝዛረብ ኣምሓረይ ክከውን ኣምሓርኛ ዝላማመድ ዘሎ ጥቅመኛ ስግኣተይ።ንቲ ኣብ ምዕራብ ዘሎ ጥቅምታት መሬት ኩሉ ገሚዶሞ ይሕረስ ዘሎ ገዘኦም ብወራሪ ኣምሓራ ጥራሕ ኣይኮነን ሰፉርወ ዘሎ።ኩሉ ገዘኦም ነፃ ዘይኮነሉ መሬቶም ተሓሪሱ ኣብ ዘለሉ እዋን ፍፁም ቅንዕና ዘይብሉ። ይጨንቀካ እቲ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ መንግሲቲ ከ ይፈልጦ ድዩ ?
@user-sw3ft8sp8m
@user-sw3ft8sp8m 5 күн бұрын
You're very Brilliant man i admire you keep going
@samuelmulubrhan7578
@samuelmulubrhan7578 5 күн бұрын
Thank you TDF trade for your service ✅🎈
@user-ik6du4fq3e
@user-ik6du4fq3e 5 күн бұрын
አቤት አንደበት ጓበዝ ናይ ኩሉ ትግራዋይ ሓሳብ
@user-tp9uy9rl8s
@user-tp9uy9rl8s 4 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና መንእሰይ ።
@sabagebru6850
@sabagebru6850 5 күн бұрын
Exactily 👌💪❤️💛 you are right government Tigray must doing his responsibility ather ways must step Dawn 😡
@Sarahj962
@Sarahj962 5 күн бұрын
May God protect you my brother
@haftamukassahun5757
@haftamukassahun5757 5 күн бұрын
I have no word!!!!!!! Much respect ❤❤❤❤❤❤
@user-xp7ih5kd4n
@user-xp7ih5kd4n 4 күн бұрын
You are right, brother, absolutely everything you said is right ✅️ 👏
@whibeslassietesfaslassie5773
@whibeslassietesfaslassie5773 5 күн бұрын
ደስ በሃልን ሚዛናውን ሓሳብ እዩ ሓውና ቀፅለሉ
@sabagebru6850
@sabagebru6850 5 күн бұрын
You are right brother Don't believed Abiy Abiy is enemy Tigrayans government Tigray you must fallowing Pretoria agreement this not safety for Awer peoples 😡
@habenomgedey9898
@habenomgedey9898 5 күн бұрын
Impressive interview, I think we need to support such brilliant young men to move to the front
@danielhalefom5922
@danielhalefom5922 3 күн бұрын
Welcome back our brother and Journalist Medihen
@hagosgebremeskel4882
@hagosgebremeskel4882 5 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ። የቐንየልና መዲ ከምኡ ድማ ተጋዳላይ ታደለ።🙏🙏 አብ እታ ናይ NGO ትብል ግን ንእሽተይ ጥንክር ዝበለት እያ። ብዙሓት እውን አብ መንቀራቅሮ ኮይኖም ስርሖም ዝሰርሑ ፣እቱ ዘሎ ኩነታት ዓለም ክፈልጦ አብ ምግባርን ግቦኦም ዝፍፁ ከምዘለው ምፍላጥ ፅቡቅ እዩ።
@soloare4855
@soloare4855 5 күн бұрын
ኣሕሕሕሕ ህዝበይ ኩሉ ይጻወተሉ ኣለዉ
@KayoKumsisa
@KayoKumsisa 4 күн бұрын
አጆኻ በርትዕ ትግራይ ትዕወት
@tesfayaberhe
@tesfayaberhe 5 күн бұрын
I wish I could remove the Tigray leadership and make Tadele and his types leaders. This is the kind of leadership that Tigray needs, at this point in time.
@user-wb6wd5ts7v
@user-wb6wd5ts7v 5 күн бұрын
ታዴ ጎበዝ ቀፅለሉ
@semeregebre2835
@semeregebre2835 5 күн бұрын
መጀመሪያ ንበሊሕ mature መንእሰይ ተጋዳላይ ታደለ መንግሥቱ የመስግን ድሕሪ ኪናት ትግራይ በቲ ናይ ፕሪቶሪያ ውዕል ንኸይፍፀም ብዋናነት ዕንቅፋት ዝኾነ እቲ # ካብ ባንዳ ባንዳ ቶዃቢን ተተኳቢን ኮይኑ ዘዕገርግር ዘሎ ግምትን በዓሉ ሕወሓትን ምዃኑ ካብ ሓውና ታደለ መንግሥቱ ኣፀቢቀ ተረዲአ ኣለኹ። ብጣዕሚ የሐዝን።
@user-eo5it5ff9r
@user-eo5it5ff9r 3 күн бұрын
አጆኻ ተዛርብ ደሰ ባሃላይ ፖለትከኛ እኻ ደብረፅዮን ይኹን ጌታቸዉ እቲ ችግሮም አረደኣዮም ❤❤❤
@AshenafiRedae-xt1fz
@AshenafiRedae-xt1fz 5 күн бұрын
ይመችይኻ
@user-tb1rh9do1l
@user-tb1rh9do1l 4 күн бұрын
አምላኽ ን ተጋሩ ልዕል የ ብለና ይደብሰና ዘመና የምፀል ና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@meharikahsay7208
@meharikahsay7208 4 күн бұрын
ንፉዕ እስከ ተስፋ ክንገብር በርትዕ and be strategic
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t 5 күн бұрын
ኩነታት ዝተረደኦ በሊሕ መንእሰይ። ትግራይ ብሓድሽ ወለዶ ክትምራሕ ይግባእ።
@enkomediatigrigna
@enkomediatigrigna 4 күн бұрын
መድህንን ጋሻኽን ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ🥂🥂🥂🥂🥂🥂🥂🍇🍇
@abrahaleytewelde9290
@abrahaleytewelde9290 5 күн бұрын
ፅቡቅ ሓሳብ ኣልዒልኩም ታዴን መድህንን
@YifterKidanemariam
@YifterKidanemariam 5 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘስደምም ብሱል ነገራት ብዝግባእ ዝተረደአ ትግራዋይ። የዒስ ዝሓወይ !በርትዕ ቃልስኻ ቀፅለሉ። እኒ በዓል ዛህላይ ማህላይ መሽንቅቆ መሕነቂኦም ባዕሎም ን ዓብዪ ሓመድ እናተጎንብሑ ዘቀብሉ ዘለዉን ካልሲ ዝሓፅቡ ዘለዉን ወይለኦም። ግና ህዝቢ ትግራይ ጠቅሊሎም ተማላሊአምዎ ከይጠፍኡ ንስኻን ከማኻ ዝበሉን ቃልስኹም ኣጠንክሩ እቲ ህዝቢ እውን እንታይ ዓይነት ናይ ጥፍኣት መፃወዲያ ይዳለወሉ ከምዘሎ በኸምዚ ቀፃላይ ሓበሬታ እናሃብኩም ኣንቅሕዎ ባዕሉ ቅድሚ ምጥፋኡ ኣንፈቱ ከነፅር እውን ክንቀሳቀስ ይግባእ። እቲ ኣብ ፀለምቲ ዝግበር ዘሎ ተመዛበልቲ ብዝተሰሓሓተ መንገዲን ስልሒትን እውን ብህፁፅ ጠጠው ክብል ኣለዎ። መጀመሪያ ወረርቲ ኣምሓራን ተለኣኣኽቶምን ሙሉእ ብምሉእ መሬት ትግራይ ለቂቆም ክወፁ ኣለዎም ።ቀፂሉ ፀፅታ ትግራይን ምስ ፖሊሱን ሙሉእ ስቪል ምምሕዳሩን ክምለስ ኣለዎ። ድሕሪኡ እቲ ህዝቢ ውሑስ ብዝኾነ ኣገባብ ብዘይምንብ ስግኣት ነፃ ኾይኑ ክኣቱ ኣለዎ። ነዚ ህዝቢ እዚ ጀኖሳይድ ዝፈፀመሉ ወታደር ብልፅግና እናረኣየ ርእሱ ብትራውማ እናተበፅበፀን እናባህረረን እሞ ድማ ዓመፅ ኣልዕሉ እናበለ ዳግም ህልቂት ዝእውጅ ዘሎን ፀሊምን ፃዕዳን እናበለ ፀጉሪ ዝስንጥቅ ዘሎን ወታደር ብልፅግና ብምንብ ተኣምር ንህዝቢ ትግራይ ዋሕስ ክኸውን ኣይኽእልን። ብወገነይ ሙሉእ መሬታዊ ሓርነት ትግራይ ከይተውሓሰ ህዝቢ ናብ መፃወዲያ ምእታው ፍፁም ተቀባልነት የብሉን። ወደሓንኩም።
@gezaehailu6108
@gezaehailu6108 5 күн бұрын
Medi you are the only one of hero.
@user-br5kk1mz7h
@user-br5kk1mz7h 5 күн бұрын
ጅግና መንእሰይ መሪር ብሓቂ ❤❤❤❤😂
@Gofngof_2024
@Gofngof_2024 3 күн бұрын
ታደለ መርኣያ እዚ ወለዶ 'ዩ❤
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 6 күн бұрын
አሕ ዋይ ህዝበይ መራሕተይ ከይስውኡ አናበልና መላምል ደቂህዝቢ አሰዊናሲ ካን አብ ጠላዕ አብይአሕመድ ገይሮሙና ህዝበይ ንቃሕ ህዝበይ ተበራበር
@temesgen2257
@temesgen2257 6 күн бұрын
I really enjoyed your show ❤️❤️
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 5 күн бұрын
ይበል ይበል ከማኻ ዝመስሉ መንእሰይ ይብዙሑልና ኣብ ትግራይ ዓድና::
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 5 күн бұрын
መዲ ወርቂ ከምዚኦም ዝበሉ በላሕቲ ሰባት ጋሻ ጌርኪ ምቕራብኪ ነመስግነኪ ቀፅልዮ ኢኺ
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w 5 күн бұрын
ፅቡቅ ሓሳብ 👍
@Mqnay
@Mqnay 2 күн бұрын
ጅግና እድመን ጢዕናን ይምነየልካ
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 5 күн бұрын
With brave young people like him Tigray will prevail 🎉🎉
@lemlem1974
@lemlem1974 6 күн бұрын
ሐቄ ሕዝካ አብ ልመሽየካ ሕደር ይብል ትግራዋይ ክብር አለኒ ነዝ መንእስይ የቀየልና ❤🙏👍
@berhaneyebeyen5
@berhaneyebeyen5 6 күн бұрын
እዚ መንእሰይ ታደለ መንግስ ነዞም ዕድሚኦም ሙሉእ ኣባል ህወሓት ብሓፂር ኡዋን አገልግሎቱ ብኹሉ መዳይ በሊፅዎም ዘይኮነስ ባዶ ቖፎ ገይርዎም ።
@user-nd8hf7lw5p
@user-nd8hf7lw5p 5 күн бұрын
❤❤❤ ትግራይ ተስፋ ኣለዋ🎉🎉🎉
@cherkostafere2469
@cherkostafere2469 5 күн бұрын
ብሓቂ ጅግና
@fidleytube
@fidleytube 5 күн бұрын
ብጣዕሚ ህዝቢ ትግራይ በዞም መራሕቲ ተዎሪዱ😢😢😢
@lemlem1974
@lemlem1974 6 күн бұрын
ብሐቄ እዞሞ አረሜኔታት እሽላት ወዲዐሞ ብስንክዐሞ ንሳቶሞ ንምንባር ንስልጣን እዝዐሞ ትጋሐፎሞ ተፀራሪጎሞ ክኽዱሁ አለዎሞ
@user-lc4rn5yw8v
@user-lc4rn5yw8v 3 күн бұрын
ተባዕ ንሓቂ ዝቆሞ
@user-hr5ms5jm2n
@user-hr5ms5jm2n 4 күн бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ እስካትኩም ዝኣመሰልኩም በላሕቲ መናእሰይ ተትመርሕዋ ትግራይ ካብ ዝኩሉ ችግር ወፅያ ናብ ልምዓት መምረሐት ነይራ!
@temesgen2257
@temesgen2257 6 күн бұрын
I agree with your vision, but my question is what’s next
@esaiasberhane6756
@esaiasberhane6756 5 күн бұрын
Thank you our brother !!
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 5 күн бұрын
He is a great person and hero 🎉🎉🎉
@stpual1
@stpual1 4 күн бұрын
ፅቡቕ አገላልፃ እዩ።
@birhanemelaku3931
@birhanemelaku3931 6 күн бұрын
ብራኸ ሾው ሪፖርተር እንተሎኪ ናብ'ቲ ዝተመለሰሉ ከባቢ ብኣካል ዘይትጽብጽብልና
@yalemgedion926
@yalemgedion926 Күн бұрын
Gegna tigraway good bless you
@melkamumekonen4698
@melkamumekonen4698 Күн бұрын
ስጉምትይ ምዉጋእ አማራም እይዉ ፀላኢናም መፂናም አብጎላናም ሆይናም ንፀላኢናም ክንትኮሰልናም ዉእልናም ንፀላኢና ተጋርዉም አብምድርናም እራስንም ደጀንም ፀለንትም ዋልቃይትናም እራያም ምድርናም መፂናም ፀላኢናም ታህትንም ህዎሀትም። ፀላኢናም ክንትኩስልዉም መትረየስናም ህዝናም ተጋዳላይም ፋኖም እናም።
@SolomonDirar-tz9ex
@SolomonDirar-tz9ex 4 күн бұрын
ከማኻ ዝበለ ትግረዋይ ንሓቂ ዝፈልጥን ንሓቂ ዝደፈረ የለን ጅግና ንበረልና
@MahiletBerhu
@MahiletBerhu 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤ትክክል
@Gmedhnkidane
@Gmedhnkidane 2 күн бұрын
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ
@GereAbay
@GereAbay 3 күн бұрын
ጀጋኑ ቀፅልሉ
@asmelashpost5670
@asmelashpost5670 5 күн бұрын
ክቡር ታደለ መንግስቱ ዝገበሮ ቃለ ምሕተት ምስ መድህን ገብረስላሴ (ብራኸ ሸው) ብጣዕሚ ዝገርም ኣገላልፃን ብስለትን ናይ ታደለ ዘርየ ኔሩ ኢለ ይወስድ፡፡ ከምባዓል ታደለ መንግስቱ ዝበሉ በሳላት ብቕዓት ዘለዎም መንኣሰያት ናብ መሪሕነት ትግራይ ከመፁ ይግባእ ዝብል ኣታሓሳስባ ኣለኒ፡፡ ታደለ ብዘይ ስኽፍክፍ ኩለን ኣብ ትግራይ ኣመራርሓ ዘለዋ ድኽመታት ውዕሊ ኣፈፃፅማ ፒሪቶርያ እንታይ ኮነ ምምላስ ተፈናቕልቲ ማይፅብሪ ብኸመይ ይፍፀም ኣሎ ዝብል ብዘይንሕስያ'ዩ ገሊፅዎ፡፡ ከምዚኦም ዝበሉ በላሕቲ ሰባት ተረርቲ ብቕዓት ዝለዎም ሰባት ትግራይ የድሊዋ ኣለው፡፡ በዚ ኣጋጣሚ ድማ ንታደለ መንግስቱ ከይኣድነቕኩዎ ኣይሓልፍን ብርትዕ ትስፋ ትግራይ ኢኻ ኣገንዕ❤❤......... Thank you Tadele for your an excellent interview with( Berakh show) has recently discussed the Tsilimty IDP (Internally Displaced Persons) situation in detail, highlighting the challenges and conditions faced by those affected. Key issues include inadequate shelter, limited access to basic services, and ongoing security concerns. The Peritoria agreement, aimed at addressing these issues, focuses on providing humanitarian aid, ensuring safe returned IDP's. Overall, the analysis indicates cautious optimism, but emphasizes the need for continued and coordinated efforts to fully realize the goals of the Peritoria agreement.
@xaka5505
@xaka5505 4 күн бұрын
ልክዕ ።
@KidaneBeyn
@KidaneBeyn 5 күн бұрын
ሰላም መድህን እዚ ወዲ በሊሕ አዩ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ከተምጸልና ይምሕጸነኪ፥ ኣነ ሓደ ካብቲ ንሱ ዝብሎ ዝጸነሐ ዝአምን ሰብ አየ ። ኣነ ካብ ሰሚን ትግራይ ናይ ሕጂ(ኢሪትራ) ኮይነ ካብቶም ካብ ኣልውሃ ምላሽ ደቡብ ትግራይ ክሳብ ራስ ቄሳር ሰሚን ትግራይ እዩ። ፪ ጆሲ ጀይ ስቱዲዮ thanks 🎉❤🎉❤🎉❤😊😊❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@user-zg3gx3ps4o
@user-zg3gx3ps4o 5 күн бұрын
መዲ ልክእ ዩ ኣብ መጀመሪያ ከምኡ ነይሩ እዩ ሕዚ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ነገር ዳርጋ ኩሉ እቲ ገባር ናብ ማሕረሱ ኣትዩ ከመዘለ እቶም ኣብኡ ዝፀንሑ ነቶም ተፈናቒሎም ዝነበሩ ማሕረስ ይግዝዎም ከምዘለዎ እዮም ነጊሮምና እስቲ ባዕልኪ ደዊልኪ ነቶም ነበርቲን ኣብቲ ከባቢ ዘለዎ ኣባል ሰራዊት ትግራይን አቕርብልና እንተ ምስ ታዴ ዝቐረበ ብጣዕሚ ፅበቕ ዩ ነይሩ ታዴ ብርቱዕ ዩ ቐፅለሉ
@user-dr7yt2uw7c
@user-dr7yt2uw7c 5 күн бұрын
ትልቅ የተረዳሁት ነገር ጌታቸዉም ሆነ ወዲ ወረደ ምንም መስራት የማይችሉ ለማሶች እንደሆን ነዉ
@SileshiMezgebe
@SileshiMezgebe 4 күн бұрын
እተቅርብዮም ዘለኺ ሰባት ብጣዕሚ ኣገደስትን መንጎኛታትን ኣብ ሓቂ ዝተመስረቱ ስለዝኾኑ ቀፅልሉ የቅንየልና
@ArayaThaimanot
@ArayaThaimanot 3 күн бұрын
ታዴ ጅግና ወዲ ህዝቢ
@alemayotadele7390
@alemayotadele7390 5 күн бұрын
great tadyiye
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 5 күн бұрын
ብትክክል ፦ ሓቂ ብፁቡቅ ገሊፅካዩ ፥እቲ ፅገም መራሕቲ Tplf : አብ ክንዲ ፅገም ህዝቢ ክፈትሑ ነንባዕሎም ናይ ስልጣን ህረፍ ንጥቅሞም ክብሉ ህዝቢ ጎዲኦም የሕዝን
@jemalabdelrehem6637
@jemalabdelrehem6637 2 күн бұрын
good guest.
@asefaw4345
@asefaw4345 5 күн бұрын
ትግራይ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ መንእስያት ዝተመህሩ ንፖለቲካ ትግራይን ኢትዮጵያ ዝተረድኡ ሰባት የድልይዋ ኣረግቶት ሕውሓትን ግ/ም/ት ኣልግሱ
@militigraweyti6418
@militigraweyti6418 5 күн бұрын
ኣታ ሓሪርና ኮ ኣብ ዓለም ከማና ዝተፈፀሞ ግፍዒ የለን ብሰንኪ ሰነፋት መራሕቲ💔😭
@tadesseteklehaimanot5727
@tadesseteklehaimanot5727 6 күн бұрын
No voice No voice 😢😢😢😢
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 4 күн бұрын
ዕድመ ያሃብካ ኣጀኻ በሪታዕ ወሎዶኻ ኣንቂሕ ብፊላይ እዚ ዑሱብ ጉጀለ ካብ ትግራይ ክንቀል እዩ ዘለዎ ወሎዶ ከይበሪሰ።
@ggslassie8457
@ggslassie8457 3 күн бұрын
መዲ የቀንየልና🙏✍️✍️🙏🙏🙏
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe 5 күн бұрын
መድህን ኣብ ኣዋሽ ዝሰርሑ ሓኻይም ካብ ማይ ፀብሪ ዝተጋደሉ ኣለዉ።እቲ ወረዳ ግን ናይ ድዩቲ ኣበሎም ኣይህብን ዘሎ ተቸጊሮም ኣለዉ እስቲ ጠይቅሎም ።ዓብይ መራሒ ይመስል እሞ ጠይቅሎም መድን ሓደራ።
@shumaibirhane5681
@shumaibirhane5681 5 күн бұрын
መልሓሰኛታት ዘይሮ ፍልጠት ድሮ ረሲዕኩሞ ይመስለኒ ነገራት ትፍሕሩ ኣለኹም።
@adhanomgedhin6815
@adhanomgedhin6815 6 күн бұрын
ኣታ ክንደይ ሕማም እያ ተሸኪማ ዘላ ትግራይ! ሰኣን ኣያ ትግራይን ህዝባን ትነብዕ ኣላ!
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 4 күн бұрын
KULOM HALEFTY KUNAT NAY TIGRAY MIS FEDERAL IDOM IYOM HIBOM
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 5 күн бұрын
You don't know him but Jamaica also resigned years before him
@user-fw8it1cm3r
@user-fw8it1cm3r 4 күн бұрын
Abzi seat ezi Kemzi zbele weledo ttelb(tdeli).
@AmeteHailu
@AmeteHailu 14 сағат бұрын
👌👌👌
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 5 күн бұрын
አገንዕ ተጋዳላይ መንግስ
@haqitisier8947
@haqitisier8947 5 күн бұрын
እቲ ኣሰራርሓ ምምላስ ተመዛበልቲ ካብቲ አመጀመርያ እናተመሓየሸ ኢዩ ዝኸይድ ሕጂ ካብ ኩሉ ዞባታት ብሰሓሸ ናይ ምዕራብ ክምለሱ እንከለዉ ዝገለጸ ክኸዉን ኢዩ ከጅመር ጽፉፍ ክኸውን ቀስ እልካ ኣጥጥካ ምስ ትሰርሖ ሓደ በይንኻ እትወስኖ ምዝኸውን ኢዩ ጽቡቕ ዝመጽእ ።ነቲ መዳርግቲ ዝሃቦ ዘሎ ኣሰራርሓ ነስተውዕል ናቶም ተጾዕኖ ከምድልየትካ ክትሰርሕ ከቢድ ጸገም ኣለዎ።በቲ በለ በቲ ክውገዶ ዘለዎ ነገር እቶም ተመለስቲ ናብ መረበቶም እናተመለሱ እቶም ኣምሓሩ ሓለፍቲ ንምንታይ ከጻርዩ ዝሓልፍን ዘይሓልፍን ዝብል መስርሕ መን ዩ ሓላፍነት ዝህቦምዘሎ ትግራዋይ ብተጋሩ ይጻረ እንበር ምሕደረኦም ድሕሪ ምፍራስ ጠቕሊሎም ክወጹ ጥራሕ ዩ ዘለዎም። ትግራይ ትስዕር 💖💖💖
@GhetuHailu
@GhetuHailu 5 күн бұрын
Extilay
@HoneyHoney-ud4ct
@HoneyHoney-ud4ct 5 күн бұрын
🙏🙏❤️❤️🥰🥰
@chdy8227
@chdy8227 5 күн бұрын
ኢዚሰብአይ አብታ ሊበይ ዝነበረት ሕማም ግሊፅሊፅ አብሉዋ ሂዝውን ኢቲ ዊዕሊ ብሪቶሪያ ዘፍሪስ ዘሎ ሕዋሐትን ግዝያዊ መኒግስቲን ኢዩ ህዚብ ትግራይ ተበራበር ሆበል ውዕሊ ብሪቶሪያ ከይሸረፈ ከይተሸራረፈ ይትግበር ወይ ጠልመት ከምዘጋጠመ ኒዓለም ኒቶም አደራደሪቲ ኪክሰሱ ይግባእ አእምበር ኢዚ ዝግበር ዘሎ ሕምስምስ ጠጠው ኪብል አሎ
በወቅታዊ ፖለቲካዊ ጉዳዮች ቆይታ ከዳኒኤል ብርሃነ ጋር
1:25:45
WHO LAUGHS LAST LAUGHS BEST 😎 #comedy
00:18
HaHaWhat
Рет қаралды 18 МЛН
3M❤️ #thankyou #shorts
00:16
ウエスP -Mr Uekusa- Wes-P
Рет қаралды 14 МЛН
Khó thế mà cũng làm được || How did the police do that? #shorts
01:00
MEGA BOXES ARE BACK!!!
08:53
Brawl Stars
Рет қаралды 36 МЛН
WHO LAUGHS LAST LAUGHS BEST 😎 #comedy
00:18
HaHaWhat
Рет қаралды 18 МЛН