🛑 ሓወይ ምስ ፀላኢ(ሰራዊት ፒፒ) ኮይኑ ኣብ ዉግእ ከረኽቦ ኣይሓሰብኩን ኔረ ተ/ጋ ዘሪሁን(ኣቦ ዲሽቃ)

  Рет қаралды 94,617

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

10 ай бұрын

ንተጋዳላይ ዘሪሁን ዘውዱ (ባርያው) እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0933077778 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም
" ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ወይ ድማ ብናውቲ ንምሕጋዝ 0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna
© Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plus
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
/ @gedli_plus
For More Videos / @lela_time

Пікірлер: 229
@Gedli_plus
@Gedli_plus 9 ай бұрын
ንተጋዳላይ ዘሪሁን ዘውዱ (ባርያው) እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0933077778 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
@coronavirus-hd1lb
@coronavirus-hd1lb 9 ай бұрын
Gedli plus aziye eye zifetwekum, teketatali medebkumye,,,, mi'entan negerat fitihawi kikon,,, ""Mezgebe Aregawi Hiluf"" zibahal wedi wellega eyu, nay gedli shimu dima "Tewerwer" eyu zibahal merahi shaleka eyu,,hiji hade egru si'enu alo,,,nay tu wedi jegininet abzu kalsi ezuy ziwisen aykoney,, wellega enahalewewn mi'ente tigraway kulu negeru ahlifu zihabe jegina eyu,,,,weledi yeblun,, mi'entan silezikefelo kulu habo mi'entan kisime'o bejakum ab medebkum akribiwo hadera!
@meresameresa5025
@meresameresa5025 9 ай бұрын
😢😢😢
@borasilman2926
@borasilman2926 9 ай бұрын
አንበሳ ወዲ ትግራይ መሕበኒ ❤
@bisratalemayehutadesse8833
@bisratalemayehutadesse8833 8 ай бұрын
ቀዳዳ
@agona4373
@agona4373 9 ай бұрын
እዛ ኣቕራቢት እዚኣ ብናተይ ርኢቶ እታ ዝበለፀት ጋዜጠኛ ትግርኛ እያ። ሕቶታታ ንፁራትን ሓፀርትን፣ንተሓታታይ እንተየቋረፀት ብቐልቢ ተዳምፅ፣ትግርኛኣ ፅፉፍን ኣወዳድቓ ቃላታ ፍሉይን፣ገፃ ፉሹኽ፣ተገዳስነት ኣብ መልሲ ተሓተትታ ሩኡይ፣ብሓፈሻ ናይ ብሓቂ ብልፅቲ!! መልክዓ እውን(ዋላ'ኳ ብዙሕ ኣገዳሲ እንተዘይኮነ) ብጣዕሚ ፅብቕቲ! ንፍዕቲ ሄለን! ንመጀመርያ ጊዜ ይሪአኪ ኣለኹ ተደኒቐ እየ ንዚ ሞያ ቀፅልሉ ፅቡቕ መፃኢ ኣለኪ!
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 8 ай бұрын
ብሓቒ ርግዕቲ ወይዘሮ እያ❤
@dfdf851
@dfdf851 9 ай бұрын
ተጋሩዋይ ነዚ ሓዉና በቢዓቅምና ንሓግዞ ብትግራዉነቱ ዝሕበን ዝኮርዕ ጀግና ወዲ ማህፀን ትግራይ ማህፀን ትግራይ ንዘንአለም ይባረክ ❤❤❤
@user-xu5gj3vv6s
@user-xu5gj3vv6s 9 ай бұрын
ክብሪ ንዓኩም ጀጋንና ❤❤ ጋዜጠኛ (ክብርቲ ሓፍተይ ኦርተዶክስ ተዋህዶ እንተኮይንኪ እዛ ፅብቅቲ ክሳድኪ ማዕተብ ምስ መስቀላ ግበርላ ምስ ስናይ ይቅሬታ ✝️🙏🤲❤️
@user-pk9it6dr3c
@user-pk9it6dr3c 9 ай бұрын
Gobez
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 9 ай бұрын
ጅግና ዝሓወይ እንካዕ ሰላም ተመለስካ TDFይ መዓረይ ❤✊ ንስኹም ዶ ትብደሉ 😢😢
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 8 ай бұрын
እዋይ ሓቦ ተባዕ ጀግና ትግራዋይ እንቋዕ ብሂወት ተረፍካልና ዝሓወይ❤
@borasilman2926
@borasilman2926 9 ай бұрын
ተጋዳላይ ዘሪሁን ዘውዱ ጅግና ትራዋይ መሕበኒ ኢኻ Thank you for your service ❤️
@titinba5028
@titinba5028 9 ай бұрын
ማሀፀን ተጋሩ ይባረክ ❤❤❤
@AskalAyayi-vy4tz
@AskalAyayi-vy4tz 9 ай бұрын
አሜን🙏❤
@user-cm8qh9cl5y
@user-cm8qh9cl5y 9 ай бұрын
ኣሜን (3)😢❤
@mebratgebre6573
@mebratgebre6573 9 ай бұрын
ናይዚ ወለዶ ዙይ ቅያን ጅግንነትን ክትሕስቦ ከለኻ ሕልሚ ኾይኑ ይስመዓካ ::ኽብርን ሞጎስን ንኣባላት tdf ንዘለዉን ንዝሕለፉን
@mulubrhantsigabumulubrhant8655
@mulubrhantsigabumulubrhant8655 9 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተመለስካ ጂግና ሓውና ጋዚጠኛ ለ ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኪ ንፅር ዝበለ አገላልፃ ቀፅሉሉ እዚ ሓውና ክሕገዝ አለዎ ሓቦ ንበል ተጋሩ ይሕዋተይ
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 9 ай бұрын
ጀግና ሃውና ውዲ ሕዝቤ ትግራይና እግዚአbሔር ምሳኮም ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-mn3qc8vz9q
@user-mn3qc8vz9q 9 ай бұрын
ጅግና ወዲ ጀጋኑ ! እንኳን በሠላም በህይወት ተመለስክልን ።T D F ዬ ጀግኖችዬ። ስወዳችሁ።
@atsedemonika3836
@atsedemonika3836 9 ай бұрын
ሙሉእ ዝዓደሎ ጀግንነት ዓርስ እምነት መሊኡ ፈሲሱ
@user-qf9pt7rq8n
@user-qf9pt7rq8n 9 ай бұрын
TDFy ማኣገር ህዝቡ እንዃዕ ተረፍካልና ዝሓወይ ማዓረይ❤
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 9 ай бұрын
ጅግና ሓወይ ናተይ ንበረለይ🙏♥♥♥♥♥💋💋💋💋💋TDF ዓለመይ ንስኩም ዶ ትብደሉ😢😢
@YeneYoutubeChannel
@YeneYoutubeChannel 9 ай бұрын
ጀግና ኣቦ ድሽቃ እንኳዕ ተረፍካልና ሄለን ጋዘጠኛ ድማ ብጣዕሚ ኢኪ ጎበዝ ቀፅልሉ ሓፍተይ
@gebreselassiesimon37
@gebreselassiesimon37 9 ай бұрын
ጀግና ኢካ ሃሳብካ ታሪካአ ማህፀን እደካ እያ ትፎልጦ ልቅድሚትም ካማካ ዝበለ እዮ ዝፈልጦ እደመ የሀብካ አሜን
@user-hg1tv2jm8f
@user-hg1tv2jm8f 9 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤
@kidanetesfay2916
@kidanetesfay2916 9 ай бұрын
Proud of u dear brother!! much respect!!
@fikadugebregiorgis9597
@fikadugebregiorgis9597 8 ай бұрын
ኣነ እዛ ጋዘጠኛ ሓታቲ ብጣዕሚ ኣድኒቐያ ኩሉ ነገራታ ካብ ኣቃራርብ ኣ ዋላ ሕቶታታ ንፍዕቲ ዝሓፍተይ ቀጽልሉ ኣነ ኣድናቒኺ እየ ዝሓፍተይ
@user-qs7fl8in4l
@user-qs7fl8in4l 8 ай бұрын
ሕልሚ ዝመስለካ ወሎዶ ናይ ጅግንነት ፀግዒ ናታትኩም ቅያ መግለፂ ቃላት የብሉን
@rahwara2651
@rahwara2651 8 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይባርካ ጅግና ወድህዝቢ
@rajaosman1192
@rajaosman1192 8 ай бұрын
Great interviewing & listening skills keep it up! Thank you brother to fight to protect yr people 🙏🙏🙏 Yr Eritrean-Canadian sister 💕💕💕💕
@Hagosakeza07Dxb
@Hagosakeza07Dxb 8 ай бұрын
ሓቦኛ ጀግና TDFይ ❤️💛
@hxghdf-pj9vy
@hxghdf-pj9vy 9 ай бұрын
ጅግና ሰራሒ ቅያ
@melitube7785
@melitube7785 8 ай бұрын
በእዉነት ብጣዕሚ እዩ ልገርም ወዲ ኣዴኡ ይፈትው እዩ ልበሃል ሓቂ እዩ መጀመርያ ትግራኛኡ ጽሩይ ካሊእ ክንደይ ድዮም ኣዴኦም ወይ ኣቦኦም ኣምሓራይ ዝኾኑ ንትግራይ ዝጸልእዋ Thank you for your service ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንኳዕ ብሕይወት ተረፍካ
@user-cu9by6cy3x
@user-cu9by6cy3x 8 ай бұрын
እንቋዕ ብሂወት ተረፍካልና ጅግናየ ፈታዊ ዓዱ & ህዝቡ ነዊሕ ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ፈጣሪ👏♥️
@user-fj8rv8wj2h
@user-fj8rv8wj2h 9 ай бұрын
ይበል ጅግንነት ጎይታዋይ💊💪♥
@alemmtadess6809
@alemmtadess6809 8 ай бұрын
ጅግና 😢እንኳዓ ተርፍኻልና
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 9 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ደምኩም ምስ ፈሰሰ ኣይነብርን ኣምላኽ ክሓፍሰልና ኢዩ
@user-ne8kx8mf9c
@user-ne8kx8mf9c 8 ай бұрын
ኣቤት ሓቦ ኣምላክ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ጅግና ❤
@galltigray4548
@galltigray4548 9 ай бұрын
ጅግናዋ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ከማካ ዝበለ ፈታዊ ዓዱን ጅግናን ብዝሑ ሰስኑልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bettybetty6542
@bettybetty6542 9 ай бұрын
የመጨረሻ ድንቅ ድንቅ ጀግኖች ናአችው ውቦች❤❤❤❤😂😂
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 9 ай бұрын
❤🧡👍👍👍👍ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@tewahdohaymanote7072
@tewahdohaymanote7072 9 ай бұрын
ጅግና 💪💪💪♥️♥️♥️TDF ዋሕስ ህዝቡ ❤❤❤
@WadeRaya
@WadeRaya 9 ай бұрын
ጂግና አቦ ዲሸቃ💪💪💪💪😍😍♥♥♥
@user-qk9kx2ft5w
@user-qk9kx2ft5w 9 ай бұрын
ጅግና ዛሓወይ ፁሩይ T D Fይ❤❤❤ ጋዘጠኛ ግን ክርስትያን ተኮይንኪ ማዓተብ እሰሪ ሕርፍና ኣይመሰልኪ
@Tigraweytii
@Tigraweytii 9 ай бұрын
Tay gedesheki aseret ayaseret
@Johnhumera
@Johnhumera 8 ай бұрын
Kedi Guhaf komal agame
@salamah2282
@salamah2282 8 ай бұрын
ጅግና እንዃዓ ተርፍኻልና
@akkiro3986
@akkiro3986 8 ай бұрын
❤❤❤❤ የዕስ ጅግና ተፀግሙ እንዳሃለወ ፀገም ዘይውግዕ ናይ ጀጋኑ ጅግና።
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተመለሰካ ጀግና ወዲ ህዝቢ
@user-zw6ej3gc6y
@user-zw6ej3gc6y 9 ай бұрын
ብፃይ ባርያው 💪💪💪
@kidanfkrr6580
@kidanfkrr6580 9 ай бұрын
TDFy ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ji9os1md9n
@user-ji9os1md9n 9 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ መሊኡ የድሕንኻ
@Baitona2580
@Baitona2580 9 ай бұрын
I am proud of him❤ህዝቢ ትግራይ ከምዚኦም ዝበሉ ክክሰሩ ዘይብሎም ሰባት ኣዝዮም ተበዓትን ንቁሓትን እዮም።ስለዚ ምትብባዕ ክትገብረሎም ከሎካ ዝያዳ ንህዝቢ ትግራይ ዝከፈሉዎ መስዋእቲ የተባብዖም ይሕብኖም ንዝያዳ ካብ ካልእ ብሄራት ኮይኖም ካብ ተጋሩ ዝውለዱ ዘተባብዕ ዓቢ ሞራል እዩ እሞ ህዝቢ ትግራይ ኢደይ ኢድካ እልኩም ኣመርዕዉዎ ናብራ ክገብር ኣተባብዕዎ።እዚ ርእሱ ዝከኣለ ፖሎቲካ ውን እዩ።
@asqualedesta9160
@asqualedesta9160 8 ай бұрын
ኣበይ እሞ መሰታይ ምኮነ ባዕለይ ክምርዖ ነይረ እድ ተባዕ ተጋዳላይ።❤😍
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 9 ай бұрын
I’m so happy for him to see 💐💕💐
@user-zm5ym8ys1v
@user-zm5ym8ys1v 3 ай бұрын
ኣነ ኤርትራዊ እየ .ግን ተጋሩ ከማኹም ጀግና የለን ብሓቂ ኣቅኒእኹምኒ .❤❤❤❤
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 9 ай бұрын
Our TDF hero Zerihun Zewudu jegna tigraway we love you defender of Tigray and its people. Thank you our hero
@selamgoytom-dj4mb
@selamgoytom-dj4mb 9 ай бұрын
ባርቸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ጅግና❤
@semhalhaftu4277
@semhalhaftu4277 8 ай бұрын
❤❤❤❤ጀግና ሓወይ እንካዕ ተረፍካ
@fulanShemshi
@fulanShemshi 9 ай бұрын
ጅግና ሓውና ደፋር TDF ❤❤❤❤❤
@albadralbadr1650
@albadralbadr1650 9 ай бұрын
ጅጋኑ ወዲ ህዝበይ እኻ ብሓቂ 💜TDF 💊💪👌
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 9 ай бұрын
ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሰላም ተመለስኻ ❤❤❤❤
@user-eg6up7lp5b
@user-eg6up7lp5b 7 ай бұрын
ጅግና ትግራዋይ❤❤❤
@hgffkkkh
@hgffkkkh 8 ай бұрын
ዝሓወይ ጅግና ❤
@user-io4gp3ll2y
@user-io4gp3ll2y 9 ай бұрын
ጀግና ተጋዳላይ ዘርሻ
@meluwaye636
@meluwaye636 9 ай бұрын
We have to help his mom , he is such a selfless hero!!
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 9 ай бұрын
"dedli university eyu"!!! I LOVE THIS! Brilliant, much much respect.
@alemhailay2423
@alemhailay2423 9 ай бұрын
😢😢❤❤ንምንታይ ግን ክብደይ በሊዑኒ?😢
@hiritighebreselassie1546
@hiritighebreselassie1546 9 ай бұрын
Viva viva TDF viva jigna!!!❤️🙏🏾💛
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 9 ай бұрын
ተጋዳላይ ክንዲ ሽሕ❤️💛✊
@MG-su4nh
@MG-su4nh 9 ай бұрын
My hero respect 🙌
@ghch5195
@ghch5195 8 ай бұрын
maHTen ado tgray nzelaalem ybarek jeganu zfetr seraHi tarik ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💕💕💕💕💕
@hailegebrelibanos2181
@hailegebrelibanos2181 9 ай бұрын
❤lebam seb inqae bselam temeleska 🎉
@user-zw6oi3ug2q
@user-zw6oi3ug2q 9 ай бұрын
you are hero
@Johnhumera
@Johnhumera 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤TDF Kings 👑
@user-ph3rw3vo5u
@user-ph3rw3vo5u 9 ай бұрын
ጀግና ተጋዳላይ tdf💪💊💪💊💪
@abonahom-hs5qh
@abonahom-hs5qh 9 ай бұрын
ጅግና
@rakirakilove821
@rakirakilove821 9 ай бұрын
ጅግና TDFይ💪♥️
@geezlanguageoftigray3282
@geezlanguageoftigray3282 9 ай бұрын
ጅግና ተባዕ ❤💛
@albadralbadr1650
@albadralbadr1650 9 ай бұрын
ዘሪሁኒ ሓወይ እንካዕ ብሰላም ተመለሰካ ❤💜🥀
@askalutsegay9498
@askalutsegay9498 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤ዋው ጅግና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 9 ай бұрын
Thank you our Hero
@user-zc1st8ol8r
@user-zc1st8ol8r 9 ай бұрын
My hero
@user-lq5df5mo5m
@user-lq5df5mo5m 8 ай бұрын
Njgnenetka zgelts Kalat yebleyn gn nay jeganu jegna tgraway proud of you
@titigaltigray
@titigaltigray 9 ай бұрын
ጅግና ሓውና ❤️❤️❤️❤️❤️
@user-lq5df5mo5m
@user-lq5df5mo5m 8 ай бұрын
Edmen tenan yhabka
@senaitgebregiorgis6072
@senaitgebregiorgis6072 8 ай бұрын
Thank you 🙏🏽
@MG-su4nh
@MG-su4nh 9 ай бұрын
Happy to see you zhawey ❤
@mmn-mb3dc
@mmn-mb3dc 9 ай бұрын
የኔ ጅግና👑💙
@ghch5195
@ghch5195 8 ай бұрын
Esey wedi tgray jgna anbesa nkoralka nHbenelka ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💟💟💟💟
@user-uv8iw2ht1y
@user-uv8iw2ht1y 4 ай бұрын
Heart of Tgray!!!!❤❤❤❤❤❤❤
@EskyasTesfay
@EskyasTesfay 9 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ጀግና
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 9 ай бұрын
ተባዕ ትግራዋይ!
@Stbks
@Stbks 9 ай бұрын
💛❤️ happy to see you jeganu
@AaAa-gi5kb
@AaAa-gi5kb 9 ай бұрын
ጅግና ተባዕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-iy3jv5ok6w
@user-iy3jv5ok6w 9 ай бұрын
ጅግና ሓውና❤❤❤
@brllabay3842
@brllabay3842 9 ай бұрын
ጅግና ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ፈጣሪ ዝሓወይ ❤❤❤❤😢
@user-bl9tg7ub6t
@user-bl9tg7ub6t 9 ай бұрын
ጅግና ትግራዋይ❤❤❤❤
@raphinathan863
@raphinathan863 9 ай бұрын
ጅግና ሓውና👊✊
@Asqualgebrehiwot
@Asqualgebrehiwot 9 ай бұрын
Gegna nay bhqi👍👍👍❤️❤️❤️
@ህያብ
@ህያብ 9 ай бұрын
ጀግና❤💛
@romanreignstst3481
@romanreignstst3481 9 ай бұрын
ጅግና 😍😍
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 9 ай бұрын
እንኮዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤
@sarasa1683
@sarasa1683 9 ай бұрын
እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏❤❤❤❤
@Solomon-jv1xg
@Solomon-jv1xg 9 ай бұрын
Hey mistress,I appreciate you.I proud of you! If it's your will I want to be friends.
@user-Meri3ji2ir9g
@user-Meri3ji2ir9g 9 ай бұрын
ጅግና ዝሓወይ ብጣዓሚ ጎበዝ ኢካ ኮሪዐልካ❤
@AlulaGoytom
@AlulaGoytom 9 ай бұрын
You’re a hero❤
@user-cl8nc6ed9w
@user-cl8nc6ed9w 9 ай бұрын
ጀገና❤❤❤❤❤
@user-of6fc9oe3s
@user-of6fc9oe3s 9 ай бұрын
ተባዕ ትግራዋይ ❤❤
@gddg7923
@gddg7923 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤jeganuna kbri nakum
1 or 2?🐄
00:12
Kan Andrey
Рет қаралды 57 МЛН
تجربة أغرب توصيلة شحن ضد القطع تماما
00:56
صدام العزي
Рет қаралды 53 МЛН
"ካብ ማእሰርቲ ኣምሊጡ ስረ ወላዲኡ ዝዓጠቐ ኮማንደር!"
1:05:17
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 12 М.
Radmiru small or big? 🤔 #shorts
0:18
radmiru
Рет қаралды 12 МЛН
NEW MAFIA EPISODE INCOMING 🖤
0:34
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 7 МЛН
Кот Оказался В ЗАПАДНЕ🙀☠️
0:38
ИССЛЕДОВАТЕЛЬ
Рет қаралды 3 МЛН
Эта ведьма поедает детишек #фильм #кино
0:53
МеткийДик
Рет қаралды 4 МЛН