Voice of Assenna: Interview, Pilot-Prisoner Dejen Ande Hishel - Part 3, Thursday, May 22, 2014

  Рет қаралды 104,152

ASSENNA

ASSENNA

Күн бұрын

Пікірлер: 46
@user-ej4uf1yw7k
@user-ej4uf1yw7k 4 жыл бұрын
Iam proud of you my dear brother and iam proud that you are part of my family. We love you for ever.I wish you long life😘❤
@conscienceisfreedom4968
@conscienceisfreedom4968 4 жыл бұрын
Rozi jigna god bless you all bro & sis
@stefanosdebas9480
@stefanosdebas9480 10 жыл бұрын
Harrowing story. Knowing you from childhood and gone through most of what you been through, I'm in prime position to understand how bad life has treated you. Locking up someone for 15 years without any charges is justice from hell. Even worse is that not many people will believe your story until they experience it themselves. I was unjustly locked-up myself but fortunately for me I broke out after just five months. I'm immensely sorry for what happened to you in particular and all Deki-Sewra in general. Many people have taken advantage of our innocence and humbleness. You have been through unimaginable pain and sorrow my friend. I wish you all the best for the rest of your life.
@SoHoTandCool
@SoHoTandCool 10 жыл бұрын
dejen hawey, i wish i could give you some of the time, the you spent in such horrible circumstance in the same county you were ready to die for, back. entay mo dejen... ajoKa, Hayli yhabka. you are free now. you can enjoy the sun for more than 30 minutes a day. you can speak to people, make friends and hopefully all this will help you heal some part of your bruised brain and help you more forward. dejen - you are a strong man. you make any problem in this world look easy, compared to what you went through and the attitude you have towards life in general. you are a real hero. the cowards are those who come in the middle of the night and put men and women in jail without charging them of any crime. there is nothing you would worry about now. you and all those prisoners should live with clear conscience. one day all those who took away all those years from your life and their enablers will pay, and hopefully pay dearly.
@LeTom-u3w
@LeTom-u3w Жыл бұрын
❤❤❤❤ ya you are right dear
@hayatnoor8900
@hayatnoor8900 10 жыл бұрын
Dejen hawey story natka beta3mi ahzinuni behade wegen dema kori3e thnxs radio assena and thankyou AManiel.
@febentekle2613
@febentekle2613 10 жыл бұрын
What a shaking story!!!!!! I cant control my mind........DEJEN AJOKA! I don't know what to say!!!!!!!! Esayas amaxy, belae seb, dem nitsuhat zegatat mistay yakleka!!!!!
@hustle1307
@hustle1307 10 жыл бұрын
George Orwell's 1984 is happening in Eritrea. I am amazed when some people celebrate may 24 independence day..
@samueltewelde4909
@samueltewelde4909 7 жыл бұрын
you are Hero
@rhorahghlbub7686
@rhorahghlbub7686 10 жыл бұрын
Ajokaa Degen Hawoy enqua tray abzi bestahak ber ....Mot Isseyas si ruhuk aykonenen...,....Ezzi hizbii ayteaadelen , rukuss isseyas akaal zi hizbi aykonenen, fiteret seb wun yebelun,.....Melse nenay poletica tekawwmtuu ay aseroomn , aygafoomeen ...kabua nabu walla qo kulom ethiopians tekenuu ...Meles Zenawii..Tsadeek u ms Isseyas awadadrika..
@febentekle2613
@febentekle2613 10 жыл бұрын
AHHHHHH DEJEN!!!!!!! I CANT STOP CRYING!!!! MISAKA NEBIE DEJENEY DEJEN HIZBI: DEJEN HAGER.AJOKA MELAKI SIRAT ESAYAS EDU AYKISENIN EYU. NISKA GIN HAYAL AKLENA TIEGSTENA ENTAY EMO NIAKA AJOKA KIBL AYBEKIEN EYE. AJOKA DEJEN KULATNA METAABYTI AHWATKA AB GONIKA ALENA.
@hussienmohamed175
@hussienmohamed175 10 жыл бұрын
Hero of the heroes mesaka alena sebar karsheli abta hadash eritra zigebeakka kibri kit rekib ika keribna ina ajoka teray !!!!!!
@esuratna
@esuratna 10 жыл бұрын
Dejen Anbesa eyu ! Hawiafa guhri entay resah zkonka seb eka jeganu ab gudguad teasirom sedra bzey deqa ..adey wediqa endabelka welhanti zsemaka yele ata arawit ..!
@mulerfsaha8410
@mulerfsaha8410 9 жыл бұрын
Dejen abona hawuna enkae ezigabher kab mingaga seytawunti awuxaka shigrkan mekerakan bihiji zimexie hiwet fetari edimen tinanan hibu selam yenbirka,,,
@sennaif9069
@sennaif9069 10 жыл бұрын
ደጀን ዓንደ ሕሸል -ደጀን ኩልና፡… ዓሰርተ ዓመት ኣበይ? By Assenna on March 20, 2009 dejenተግባራት ናይ ሓደ ግናይ ስርዓት ክትጻወሮም ጥራይ ዘይኮነስ ክትዝክሮም ’ውን ኣጸገም ’ዮም፡፡ እቲ ምንታይሲ እናሻዕ ስለዝደጋገሙ፡ ነቲ ግናይ ዝገነየ፡ ነቲ ዝገነየ ብኣዝዩ ዝገነየ እናተደራረበ ስለዝኸይድ፡፡ ኣብ ኤርትራ ድማ ሳላ ንደቂደቁ ዘይንሕፍ ቀዛፊ ስርዓት ኢሰያስ፡ ዘይሰብኣዊ ተግባራት ክንዮ ንቡር ሓሊፉ መስፈሪ ተሳኢኑዎ እዩ፡፡ ብፍላይ ኣብዚ ዘለናዮ ህሞት ኣብ ነፍሲ-ወከፍ መዓልቲ ብዝፍጸሙ እከይ ተግባራት ክትዕቅኖም፡ መዓልቲ ኣዝዩ ይገዝፈካ፡፡ ከከም ስሚዒትና ገሌና ብመዓልቲ ወይ ብሰዓታት ንዕቅኖ ንኸውን፡ ገሌና ’ውን ብሰዓታት ደቓይቕ፡ ንዓይ ግን እዚ ኩሉ መዐቀኒታት ኣዝዩ ገዚፍ ስለዝኾነ፡ ካልኦት መዐቀኒታት ሃሰስ ክብል ይግደድ፡፡ ደጀን ዓንደ ሕሸል -ደጀን ኩልና፡… ዓሰርተ ዓመት ኣበይ? 18 መጋቢት 1999 -- ተግባራት ናይ ሓደ ግናይ ስርዓት ክትጻወሮም ጥራይ ዘይኮነስ ክትዝክሮም ’ውን ኣጸገም ’ዮም፡፡ እቲ ምንታይሲ እናሻዕ ስለዝደጋገሙ፡ ነቲ ግናይ ዝገነየ፡ ነቲ ዝገነየ ብኣዝዩ ዝገነየ እናተደራረበ ስለዝኸይድ፡፡ ኣብ ኤርትራ ድማ ሳላ ንደቂደቁ ዘይንሕፍ ቀዛፊ ስርዓት ኢሰያስ፡ ዘይሰብኣዊ ተግባራት ክንዮ ንቡር ሓሊፉ መስፈሪ ተሳኢኑዎ እዩ፡፡ ብፍላይ ኣብዚ ዘለናዮ ህሞት ኣብ ነፍሲ-ወከፍ መዓልቲ ብዝፍጸሙ እከይ ተግባራት ክትዕቅኖም፡ መዓልቲ ኣዝዩ ይገዝፈካ፡፡ ከከም ስሚዒትና ገሌና ብመዓልቲ ወይ ብሰዓታት ንዕቅኖ ንኸውን፡ ገሌና ’ውን ብሰዓታት ደቓይቕ፡ ንዓይ ግን እዚ ኩሉ መዐቀኒታት ኣዝዩ ገዚፍ ስለዝኾነ፡ ካልኦት መዐቀኒታት ሃሰስ ክብል ይግደድ፡፡ ንግዚኡ ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ካልኢታት ጥራይ ዘይኮነስ፡ ኣብ ነፍሲወከፍ ፍንጫሕ ካልኢት’ውን ግፍዕታት ህግደፍ ብዘይዕረፍቲ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ይፍጸም ኣሎ ኢለ ክድምድሞ ይደናደን፡፡ ኣዝዩ ስለዝበዝሕ፡ ሓደ ካብቲ ሓደ ’ውን ስለዝተሓላለፍ ነየናይ ኣርእስቲ ኣልዒልካ ነየናይ ክትገድፍ ፈጺሙ ይእግመካ፡፡ እስከ እቶም ኣብ ዓውዲ-ፍልጠት ፊዝክስን ቁጽርን እተኹዱዱ ዜጋታት ሃሰስ በሉ ንኢሰብኣዊ መጋብራት ስርዓት ኢስያስ ንኹሉ ዝበጽሕ መስፈሪ እንተረኸብኩም፡ ንሓፋሽ ኣጸጊምዎ ኣሎ ’ሞ በጃኹም ኣምር ርኸቡሉ፡፡ ንሎሚ ካብቲ ምስጢራዊ መዳጎኒታት ስርዓት ኢሰያስ ብዙሕ ቁምነገር ዝሓዘለ ጽሑፋት ተሓናጢጡ ዝነበረ’ሞ ኣቓልቦይ ዝሰሓባ ጽሑፋት ሓንቲ በዓልቲ ቅያ ዝኾነት ቁጽሪ 18-03-1999፡ በዛ ሓጻር ጽሕፍቲ ምስ ኩሉኹም ንምክፋልን፡ ብኡ ኣቢለ ድማ ብፍላይ ኣብ ነጻ ሃገራት ንእትነብሩ ሰብ ሕልና ዜጋታት ተራኹም ንምዝኽኻር ዩ፡፡ እዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ኣብታ ተኣሲረላ ዝነበርኩ ማሕዩር ዝነበረት ዓይነ-ምድሪ መጀመርያ ግዜ ብሃሳስ፡ ድሕሪ ቁሩብ መዓልታት ግን ብድምቀት ተጻሒፋ እየ ተዓዚበያ፡፡ ኣብ መጀመርያ ከምማንም ቁጽራታት ኣቓልቦ ኣይገብርኩላን፡ እንተኾነ ኣብ ማእሰርቲ ዝኣተወ ሰብ፡ ኣቓልብኡ ካብ ነጻ ሰብ ይተዓጻጸፍ፡ መስተውዓሊ ይኸውን ግዲ ኮይኑ፡ ነዛ ጽሕፍቲ ካልእ ግዜ ምስተዓዘብክዋ ቁሩብ ምቅይያር ጌራ ከምዘላ ኣስተውዒለላ፡፡ ደሚቓ፡፡ ስለዚ ድማ ዋናዛ ጽሕፍቲ ካብቶም ኣብ ከባብየይ ኣብ ብሕቱው መሐየሪታት ዝሳቐዩ ዘለዉ ንጹሃት ግዳያት ስርዓት ኢሰያስ ምዃኑ፡ ህይወት ከምዘለዋ ክርዳእ ክኢለ። ክሓስብን ክመራመረላን ’’ውን ጀሚረ። እቲ ጸሓፊኣ ክንደይ ሰዓታት፡ መዓልትታት ወይ ብሓፈሻ ዝተኣሰረሉ ግዜ ዶኾን ከም መዘኻኸሪ ይጥቀመላ ኣሎ ይኸውን፡ ቁጽሪ ተለፎን ደኾን ትኸውን፡ ሓንሳብ ምናልባት እቲ ጸሓፊ ንዝኾነ ዘቃለበላ ሰብ ኣብ ሓንጎሉ ዝኾነ ዓይነት መልእኽቲ ሒዙ ክኸይድ ስለዝደለየ’ውን ክኸውን ይኽእል እዩ ይብል፡ በቃ ከምዝሃበኒ ይመራመር፡፡ ሓደ ሓደ ግዜ እንዳተመራመርኩ ናይ ምርምር መሳርሒታተይ ኣብ በቦትኡ ከየንበርክዎ ድቃስ ይወስደኒ፡፡ ንነዊሕ ግዜ ምምርማር ሓጋዚ’ዩ፡ ሓንሳብ መፍትሒ ንሽግርካ ትረኽበሉ፡ እንተዘይረኸብካሉ ድማ ብሓሳብ ደኺምካ ዘፍ ስለትብል ዝሓሸ ልዋም ክተረኽበሉ ትኽእል፡፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኮንካ ዝበዝሐ ግዜ ብዛዕባ ድምጺ ደቂሰባት ኢኻ ትመራመር፡፡ ንነፍሲወከፍ ድምጺ ነናታ መግለጺ ክትህባ ድማ ትፍትን፡፡ ሓደ ሓደ ድምጺ ኣዝዩ ፍሉይ ስለዝኾነ ድማ ምስ ሰማዕካዮ፡ ነቲ ዋና ድምጺ ናይ ገዛእ ርእስኻ ዓጽምን ስጋን ኣልቢስካ ባህ ዝበለካ ምስሊ ብምሃብ ከተንቀሳቕሶ ኢኻ ትሕልን፡፡ ንገሊኡ ድምጽታት ድማ ናብ ዓሚቕ ሓሳባት የእትወካ። ኣብ ቤትማእሰርቲ ንዝኾነ ድምጺ ክትፈላልዮን ክትመራመረሉ ትውዕል፡ ትትንትን፡ ትህውትት ብዘይገደብ ትምርሽ፡ ትሕንብስ ኣብ ናይ ሓሳብ ውቅያኖስ። ከምውጽኢት ናይ ነዊሕ ምሕሳብን ምስትንታን ከምኡውን ተደጋጋሚ ኣቓልቦ ምሃብን ነዛ ሚስጢራዊት ጽሕፍቲ 18031999 ቁጽሪ መንነት ክረኽበላ ዝኸኣልኩ፡፡ ካብቲ ሚስጢራዊት ምዃና ንላዕሊ ገዚፍ ሚስጢር ሓቢኣ ከምዘላ ተረዲአ፡፡ ሃንደበት’ዩ ሓደ መዓልቲ ዋና’ዛ ጽሕፍቲ ናብ ዓይኒ-ምድሪ ክሓልፍ እንከሎ በቲ ኮረድዮ ንሓደ ካብቶም ኣባላት ናይቲ ቤት ማእሰርቲ ሎሚ ’ኮ ዕለተ-ልደተይ እዩ፡ ግን ቶርታ ኣየዳለኹን ንኻልእ መዓልቲ ኣሰጋጊረዮ አለኹ፡ ኣይትኾሪ ኣጆኻ ክትዕደም ኢኻ ይብሎ፡፡ እቲ ኣባል ድማ መዓስ ኢኻ ተወሊድካ፡ ክንደይ ጌርካ ይብሎ፡ ኣብ ማዕጾ ተሓይረላ ዝነብርኩ ኮይነ እዝነይ ናብ ማዕጾ ኣጸግዕ ኣቢለ እየ ዝሰምዕ ዝነበርኩ፡፡ ሕጂ ደኣ ነዊሕ ኮይኑ ባዕልኻ ፈትኖ ክንደይ ከምዝኾነ ኣነ ረሲዐዮ ኣለኹ፡ መዓስ ከምዝተውለድኩ ጥራይ እየ ዝዝክሮ፡፡ ዕድሜኻ ዘይዘከርካስ ዝተወለድካሉ መዓልቲ ከመይ ጌርካ ትዝክሮ ምስበሎ፡፡ ምድማርን ምጉዳልን ቁጽሪ ክትፍትን ደልየካ እየ እምበር ኣይረሳዕክዎን፡፡ ስለዚ ክንደይ ጌርካ ምስበሎ፡ ሎሚ ሳልሳይ ዓመተይ እዮ ፡ ዕለት 18031999 እየ ተወሊደ ምስበሎ፡ እቲ ኣባል ሰላሳ ክትብል ዲኻ ሰለስተ ትብል ዘለኻ ኢሉ ሓተቶ፡ ኣይፋለን ሰልሰተ እምበር ሕሰቦ እንዶ ካብ 18031999 ንነጆው ዘሎ ግዜ ክንደይ ድዩ ይብሎ፡፡ ሐራይ በል ተረዲአካ ኣለኹ እቶ ቦታኻ ሕጂ ብምባል፡ ይዓጽዎ፡፡ እሱርን ሓላውን ክንድዚ ክዘራረቡ ምኽእሎም ብዘይመጠን ተሓጎስኩ። ምዝራብ ዓቢ ጸጋ እዩ፡ ምዝራብ ጥዕናዩ፡ ምዝራብ ህያብ’ዩ፡ ብፍላይ ንበይንኻ ተሓይርካ ዕስራን ኣርባዕተን ሰዓታትን እሞ ድማ ንዓመታት ንበይንኻ ምስ ሰብ ከይተዛረብካ ክትእሰር መዘና ዘየብሉ ስቓይ እዩ፡፡ ሰብ ምስ ሰብ ጥራይ እዩ ሰብ ዝኸውን፡ ኣፉ ከፊቱ ምስ ዝዛረብን፡ ድምጺ ምስ ዝሰምዕን እዩ ዝጥዒ፡፡ ስርዓት ኢሰያስ ድማ ነዚ ፈሊጡ ንሰባት ካብ ሰባት ብምኽዋል ናብ እንስሳ፡ እንስሳ ክቕየሩ ለይትን መዓልትን ዝሰርሕ ዘሎ፡፡ መሰል ዘረባ ብሃቂ መዳርግቲ የብላን። እዛ ኣብ መንጎ እሱርን ኣባል ሓለዋን ዝተፈጥረት ሓጻር ናይ ዝርርብ ዕድል ነታ ዕድል ንዝተጠቕመላ እሱር ጥራይ ዘይኮነ ንመትንታት ናይቶም ዝሰማዕና ’ኳ ክንደይ ኣበራቢራትና። ቁሩብ ጥዕና ረኺብና፡፡ ነዚኣ ብምስምዐይ ብዙሕ ባህታ ተሰሚዑኒ፡ ግን ነቲ ማዕጾ ዓጠም ኣቢለ ሕውስ ክብሎ ብዘይምኽኣለይ ናብ ብዙሕ ሓሳብ ክኣቱን ከስተንትን ተገዲደ፡፡ ኣንቲ ምስጢራዊት ቁጽሪ ክብል ’ውን ጀሚረ፡ እምበኣር ንስኽስ ቁጽሪ ኣይኮንክን፡ ተራ ሕንጣጥ ዘይኮንክስ ዝቑጸር ሚስጢራት ዝቖጻጸርኪ ቁጽሪ ኢኺ ብምባል ናብ ሓሳብ ኣትኹ፡፡ ዋናኺስ መን ኮን ይኸውን፡ እዚ ሰብዚስ ንሰልሰተ ዓመት ብዘይ ፍርዲ ኣብዚ ተዓጽዩ ካብ ዝነብሩ ዘለው ሓደ እዩ ክብል ጀሚረ፡፡ እቲ ሓሳብ ቀጻሊ’ዩ፡ መፍትሒ ወይ መደምደምታኡ ግን ውሑድ እዩ፡፡ እዛ ምስጢራዊ ቁጽሪ[18031999] ትርጉማ ዕለት 18 ወርሒ ሰለስተ 1999 እዩ፡፡ እዚ እቲ ዋንኣ ናብቲ ናይ ስርዓት ኢሰያስ ምስጢራዊ መሳቐዪ ዜጋታት ዝኣተወሉ መዓልቲ እዩ፡፡ ብዘይዝኾነይኹን ገበን ብዘይ ፍርዲ ፡ ንዓመታት ተዳጉኑ ንመዓልቲ ማእሰርቱ መዋዘዪ ጌርዋ ከም መዓልቲ ልደቱ ክጽውዓ መሪጹ፡፡ እዚ ካብ ትብዓት፡ ሞራል ኒሕን ዘይምውዳቕ ዝነቅል ፍልስፍናዊ ዘረባዩ፡፡ ሞራሉ ከምቀደሙ ክህሉ ድማ ተስፋይ ልዑል እዩ፡፡ ዋና”ዛ ቁጽሪ ብቑጽርን ቁጽርታትን ዝተሃንጸ፡ ብቑጽርን ቁጽርታትን ዝሓስብን ዝሰርሕን ዝነበረ ጅግና፡ ደጀን ዓንደ ሕሸል ይበሃል፡፡ ደጀን ካብ ወለዱ ተጋደልቲ ኣቶ ዓንደ ሕሸልን ካብ ወ/ሮ ስላስን (ስም ኣቦ ኣይሓዝክዎን) ብ1975 ተወሊዱ፡ ብህጻኑ ኣብ ቤትምህርቲ ሰውራ ዓብዩ፡፡ ወላዲኡ ኣቶ ዓንደ ሕሸል ቅድሚ ኤርትራ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ሓራ ምውጽኣ ኣብ ክፍሊ መጎዓዝያ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ብዝለዓለ ሓልፍነት ንነዊሕ ዓመታት ዝተቓለሰ ገዲም ተጋዳላይ እዩ፡፡ ብብዙሓት ገዳይም ተጋደልቲ ወላዲኡ ዓንደ ሕሸል ኣዝዩ ፍሉጥ እዩ፡፡ ደጀን ’ውን ከም ስሙ ዝሕብሮ ኣብ ደጀን ወይ ሓራ መሬት ኤርትራ እዩ ዓብዩን ተማሂሩን፡ ብዙሓት ተጋደልትን ኣማኢት ተማሃሮ ቤትትምህርቲ ሰውራን መምሃርትኹምን መተዓብይትኹምን ከምዝነበረ ትዝክርዎ ኢኹም፡፡ ደጀን ድሕሪ ሓርነት ኤርትራ ናይ በረራ ነፋሪት ትምህርቲ ኣብ ዝተፈላለየ ወጻኢ ሃገራት ተማሂሩ ካብቶም ቀዳሞት ኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነስ ካብቶም ዝለዓለ ብቕዓት ዘመስከረ ፓይሎት ሚግ 29 ኮይኑ ክሰርሕ ጀሚሩ፡፡ ደጀን ሕጂ ኣበይ ኣሎ? ናይ ሓርነት ሰውራታት በትረ-ስልጣን ምስጨበጣ ብዘይደሞክራሲያዊ ኣካይዳ ደቀን ይበልዓ ይበሃል፡፡ እዚ ዳርጋ ንቡር መግለጺ ነተን ዘይደሞክራሲያውያን መራሕተን ዘካየድዎ ኢሰብኣዊ ተግባራት ንምምኽናይ እዩ፡፡ ናትና ድማ ንበይኑ’ዩ፡፡ ናትና ኸኣ ደቃ ጥራይ ዘይኮነትስ ደቂ ደቃ ትበልዕ መሪሕነት ህግደፍ ኣጥርያ፡፡ ደጀንን ካልኦት ኣሽሓት መንእሰያትን ግዳይ ማእሰርትን መቕተልትን፡ ወይ ድማ ናብ መኣዝኑ ዘይፍለጥ ሃጽ ኢልካ ዓዲ ሓዲግካ ምስዳድ፡ እቲ ዝተረፈ ከኣ ኣብ በረኻታት ኤርትራ ንዓመታት ወርቃዊ ዕድሚኡ ጊላ ስርዓት ኢሰያስ ኮይኑ ይነብር ኣሎ፡፡ ደጀን ካብ ናይ ስራሕ ቦትኡ ምስ ናይ በረራ ክዳኑ (ኮምፕላሴነ) ሓንሳብ ብስራሕ ተደሊኻ ኣለኻ ተባሂሉ ሃንደበት ብዘይ ሓደ ምኽንያት ብዕለት 18.03.1999 ተወሲዱ ተዳጉኑ፡፡ ስድራቤቱ ንዓመታት ኣበይ ከምዘሎን ብሂወት ኣሎ ድዩ የሎን ፈጺሞም ደሃይ ኣይረኸቡን፡፡ ንሓለፍቲ ጸጥታ ህግደፍ ንኣብራሃ ካሳ ይኹን ንስምኦን ገብረድንግል፡ ከምኡውን ብቐንዱ ነቲ ጎብለል ጸረ-ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ሓለቓ ህግደፍ ኢሰያስ ሓቲቶም ፈጺሞም ቀቢጾም፡፡ ተሰሪቑ እንድዩ! መሳኪን ወለዲ ከመይ ጌሮም ደሃይ ወዶም ካብ ሰረቕቲ ክረኽቡ፡፡ ሰራቒ ዶ ንዝወሰዶ ገንዘብ ኣበይ ከምዝሓበኦ ይሕብር ኮይኑ፡፡ ግን ናይ ነገር ወለዲ ኮይንዎም ክሳዕ ሳእኖም ዝበልን፡ ንብዓቶም ዝነጽፍን ደሃይ ክረኽቡ ተመላሊሶም፡ ወላዲ ኣይቀብጽን፡ ኣይድቅስን እዩ፡፡ ካብ ህግደፍ ደሃይ ክረከብ ግን ኣበደን፡፡ ክርሳዕ እንድዩ ተደልዩ፡ ብመደብ ተሓቢኡ፡፡ ኣበሳ ዘየብሉ መስኪናይ መንእሰይ ደጀን ሕጂ ዓሰርተ ዓመት ኮይኑ ኣብ መዓሙቕ ሚስጢራዊ መዳጎኒ ህግደፍ ካብ ዝዳጎን፡፡ እንታይ ይገበር? ንኣይትዘክርዎም ዝብል ስርዓት፡ ብዘይ ገበን ዓሰርተ ዓመት ንጹሃት ዝዳጉን ስርዓት! መፍትሒ ምቅላስ’ዩ ፡፡ ምዝካርዩ ድማ እቲ ዕላማ፡ ንኹሎም መዛኑና ከም በዓል ደጀን ኣሽሓት ደጀናት ንጹሃት መንእሰያት ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ይሳቐዩ ከምዘለውን፡ ኩሉ ዓይነት ነጻነት ተሓሪምዎም ካባና ፍታሕ ክረኽቡ ብዙሕ ከምዝጽበዩ ምዝካር፡፡ ስርዓት ህግደፍ መዓሙቕ ዝኽሪ ይፈልጣ እዩ፡፡ ክንዲ ዝኾነ ድማ እዩ ኩሎም እሱራት ንኸይዝከሩ ኩሉ ዓይነት ስልቲታት እና ተጠቐመ ከህስሶም፡ ኣእምሮና ከተዓሻሹ ዝጽዕር፡፡ ስርዓት ኢሰያስ እቲ ቀንዲን ሓደገኛን መሳርሒኡ ንሰባት ካብ ገጽ ሰብ ከዊሉ ከምዝርስዑ ብምግባር እንተኾይንሉ ኢሰብኣዊ ምሕደርኡ ምቕጻል እዩ፡፡ ስለዚ ዝኽሪ ይኹን ጭርሖና፡ ይዘከሩ፡ ይለዓሉ፡ ኩሉ ግዜ ኣብ ነፍሲወከፍ ኣጋጣሚታት ይዘከሩ! ብስሞም ንጸወዓዮም፡ ኣብ ዝኾነ እዋን ኣብ ዝኾነ ኣጋጣሚ፡ ንኹሎም እሱራትና ደጀን ንበል፡፡ ደጀን ንነጻነትና፡ ደጀን ንዓወትና እዮም፡፡ ምዝካር ጥራይ ንህግደፍ ድቃስ ዝኸልእ ጥይት እዩ። ንዘክሮም! ፍትሒ ንህዝቢ ኤርትራ፡፡ 18.03.2009 ሰመረ ከሰተ
@shaumtesfamicael8062
@shaumtesfamicael8062 7 жыл бұрын
Sennai F etopeanews ertireamezmur
@natsnetzerezghi5863
@natsnetzerezghi5863 4 жыл бұрын
Is bidwede abrha still alive? I want him to live but i dont when i hear this becomes hoples?
@shewitfsahaye6492
@shewitfsahaye6492 6 жыл бұрын
Kemaka shih yweldu
@villakahisay7574
@villakahisay7574 5 жыл бұрын
Wey ane wey ane.entay zbele mengsti eyu ezi wedey
@samuelalem7247
@samuelalem7247 7 жыл бұрын
Ezi seb ezi beteami sebay seb eyu nayzi seb ezi ab eritrea keleku beteami bezh zerba eye semea gen enkea kabka semesku des ileni sebay ajoka tray
@natsnetzerezghi5863
@natsnetzerezghi5863 4 жыл бұрын
O lord have mercey!
@moseskidanson9067
@moseskidanson9067 10 жыл бұрын
As heart-breaking as this testimony really echoes, it merely is the tip of the iceberg of the hideous crimes perpetrated by the aremien DIA against genuine Eritrean heroes. Countless brave and selfless Eritreans have disappeared at the hands of the inane coward DIA and his halewa swra felons. If justice is to be served one day, DIA and his stooges have to go through the same pain… random death is not a fair verdict to these crooks.
@ኣምሎሶምበርሀ
@ኣምሎሶምበርሀ 10 жыл бұрын
hi
@regenftur214
@regenftur214 9 жыл бұрын
ensue agoseka
@hagosyemane9521
@hagosyemane9521 10 жыл бұрын
hgdf zbehal gujle teklala kab gets Eritrea kitefe alewo btegbar nkales adna hzbna nbel kabzi zkefe entay kimetse hasirna
@ኤረናኤረና
@ኤረናኤረና 5 жыл бұрын
.
@yoseif100
@yoseif100 10 жыл бұрын
Pilot Dejen,.......you don't know who you talking to, when you find out you going to regret interviewed by a loser like Amanueal Eyasu, because this guy has no credit even for his life ......Eritrea defense force during the war trying to defeated meles chenawi ,but Amanueal was kissing meles ass day and night until he died ......and also you have been interviewed by this loser for more than 2hours but you didn't say anything about your mistakes what you had done it, no one is going to put you in prison without something wrong. you have been done it something mistakes ,it's doesn't matter it's big or little but you hide it, you do know exactly why you was in prison.
@smrts8462
@smrts8462 10 жыл бұрын
You must be crazy to say this! i think you need to go to psychiatrist. Come on, wake up. But you seem to sleep intentionally. According to your "naive assumption", everyone in prison in Eritrea knows why he/she is sent to prison. If that is the case, why do they deny people justice. Why shouldn't they take them to court and try them for treason?
@smrts8462
@smrts8462 10 жыл бұрын
With all his lost years in vain, he is not even emotional to say bad words against his perpetrators. You should learn something from him.
@markhenry256
@markhenry256 10 жыл бұрын
Haiafa Guhri (what is with pfdj supporters this days, they are ashamed to use their name). .Do you expect Dejento speak to EriTV instead of assenna? "No one is going to put you in prison without something wrong". Hmm..why didnt they let me know what he did and sentence him. WHy the slow death?, you can't even wish to you worst enemy what he went through. About where he said he saw his mother after years and she collapsed in front of him was really something.
@smrts8462
@smrts8462 10 жыл бұрын
Mark Henry well said brother. How terrible it is to see your mother collapse in front of you. I can't imagine what kind of person is somebody who doesn't have a single feeling to the atrocities committed on Dejen and others alike.
@yoseif100
@yoseif100 10 жыл бұрын
Mark Henry........he knows exactly what mistakes he did,but he hideit about himself ,he told as about somebody ales what happened to them.....this is a funny drama ................
@ኣምሎሶምበርሀ
@ኣምሎሶምበርሀ 10 жыл бұрын
hi
ckdu Voice of Eritrea Naz Yemane programme 2017-10-22 Veteran Abede Tesfay P-1
2:29:19
Sigma baby, you've conquered soap! 😲😮‍💨 LeoNata family #shorts
00:37
What's in the clown's bag? #clown #angel #bunnypolice
00:19
超人夫妇
Рет қаралды 41 МЛН
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 4 МЛН
EDDIE PACER | VALENTINE - FULL COMPILATION | 50 min NO STOP 🛑.
50:01
إنكوغنيتو
Рет қаралды 51 М.
Irairo 2-4
10:05
Said Adem
Рет қаралды 70 М.
Di & Jib - EP 10 الدي و جيب - الحلقة
1:10:36
DAREEJ
Рет қаралды 88 М.
Prof. Tony Lynch - The Importance of Listening to International Students
1:04:56
The University of Edinburgh
Рет қаралды 666 М.