Пікірлер
@iiihhgh4652
@iiihhgh4652 23 сағат бұрын
19 ብጾትካ አበይ አተዉ
@ftsumfachie-jf6iq
@ftsumfachie-jf6iq 3 күн бұрын
❤❤❤❤
@tesfaldetbocure6079
@tesfaldetbocure6079 5 күн бұрын
I can’t stop this music, great lyric, superb voice and the best base guitar.
@ezgagebremichael3460
@ezgagebremichael3460 6 күн бұрын
This song is the best of all time
@user-ii4fj4zh2l
@user-ii4fj4zh2l 6 күн бұрын
Thanks teg yemane live long😢
@OmeerrMohammed
@OmeerrMohammed 7 күн бұрын
😢😢😢😢😢😢Ahhh jigna
@dawitbeyene5470
@dawitbeyene5470 10 күн бұрын
😢😢😢
@KsanetBrhane-sb7tb
@KsanetBrhane-sb7tb 11 күн бұрын
Jgna amlak tbeb hibka kabzom seteyti dem belaeti hawom zterefe edmeka amlak yhalka❤
@dawitbeyene5470
@dawitbeyene5470 12 күн бұрын
Dejen great man
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 12 күн бұрын
ALEM ZIFENFENEKUM..BI KUMALIN...BI TIMIETIN..BI.. REDIET ..TINEBR ZELA KIFLY HAGHER TIGRAY GHENZEB AMERICA IMBER ATSELILUKUM..PALASSON HOUSES NI TIKMIKUM AWILKUMO NI HIZBIKUM ATMIKUM..AMERICA TETSAWITILKUM MIS SOMALIA AWAGHIUKUM.
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 12 күн бұрын
HASOT INTAY LIIMMAT FETSIMKA WEDEY HASAWI ..ITA TENKOL ZEYRA ZEYRA REKIBATIKA IMBA
@leteiassu2123
@leteiassu2123 14 күн бұрын
the best song ever 💙💙💙💙💙💙
@abebaabraha726
@abebaabraha726 15 күн бұрын
Amazing courage I am so proud of myself
@tekilatnf
@tekilatnf 15 күн бұрын
Game over!
@rodaeritreanmedia2141
@rodaeritreanmedia2141 17 күн бұрын
ክትጸንሕ ኔርካ መለስ ጅግና ፡ ከይተረድኣና ንጸርፈካ ኔርና
@user-bz1fb5no9j
@user-bz1fb5no9j 25 күн бұрын
Blata abera wedi liban du zkown zelo abzi nhelka wrdet emo etom ab mgrah zwedequ abotatna si bsenki kedat yehwatom eyom malet du hasot eu beluni bejakum
@KIROSyemane
@KIROSyemane 29 күн бұрын
ድምጺ የለን
@TheAfro73
@TheAfro73 Ай бұрын
meine Heimat ist verloren, von vorfahren bis 7 Generation . warum arbeitet Isayas Afewerki gegen sein Volk ? verstehe nicht ... da stimmt was nicht . wir müssen groß denken
@TeweldeKbrom
@TeweldeKbrom Ай бұрын
jgena nybhki nebar ksa 100 amet
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Ай бұрын
ኣብ ብሙሉኡ'ዚ ቃለ-መሕትት: ተጋ. የማነ: ኢሳያስን ህ.ግ.ን: እቲ ብግብሪ 'መራሒ' ናይ'ቲ ውድብ ዝነበረ/ዝኾነ ምስጢራዊ ሰልፊን: ንስልጣን ናይ ሐደ ሰብ ዝሰርሕ ናይ ሽርሒን ስለያን ቅተለትን'ምበር ምንም ንፍቅሪ ሃገርን ህዝብን ዕላማ ዘይነበሮ ሙኻኑ'ዩ: ብኣንክሮን ብቁኑዕ ትዕዝብትን ተሞክሮን: ብዝርዝርን ብሩህ መንገዲን ገሊጽዎ: ኣርእስቲ መጽሓፉ'ውን ነዚ ሓቂ'ዚ እዩ ዝገልጽ: ብኣንጻር'ዚ መርገጺ ግን: ኣብ መወዳእታ: ነቲ ናይ ገድሊ project ካብ መሰረቱ ጌጋ'ዩ ዝብሉ ግን ኤርትራውያን ኣይኮኑን'የ ዝብሎም ክኣ ይብል: ኣየናይ ጉዳይ ናይ'ቲ ገድሊ ድኣ'ዩ ቅኑዕ ዝብል ሕቶ ክኣ የልዕል: ስለ'ዚ ከም'ዚ ዓይነት ኩነት'ዚ: ብጣዕሚ ዝገራጮ ሓሳባት ኣብ ሓደ እዋን ምቅራብ እዩ። Thank you.
@hyabmussie6009
@hyabmussie6009 Ай бұрын
Hasawei Air kitgezie elka Adimka zewexaka nazi kulu Ametat zserekayo kitkeflo eka medenageri
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Ай бұрын
ተጋ. የማነ እቶም ተጋዳላይ ከም መሪሕነት ዝፈልጦም: ንኣብነት ከም ወዲ-ባረን ኣልኣሚንን: ዓቢ ምስጢራዊ ክሳብ ናይ ቅትለት ተልእኾታት ተዋሂቡዎም ክሳብ ንጎረባብቲ ሃገራት ዝልኣኹ ዝነበሩ (ገርሀኛታት) ሃገራውያን: ንኢሳያስን ጉጅለኡን ግን ካብ መምልኢ ቦታ ንላዕሊ ዋላ ሐደ ትርጉም ከም ዘይነበሮም ብግብሪ ክትሰምዕ ከሎኻ ዘስደምም'ዩ: ብኣንጻሩ ክኣ ከም ብዓል ወዲ-ሓፍቲን ካልኦት ንዖኦም ዝኣመሰሉን ድማ ዓቢ ውድቀታትን ክሳራታትን ዘስዕብ ጉድለታት ብግብሪ ፈጺሞም እናሃለው: ኣባላት ናይ'ታ ናይ ውሽጢ ጉጅለ/ሰልፊ ብሙኻኖም ጥራይ ክስተሩን: ካብ ነቀፌታን ተኸላኺልካ ዕብየቶም ብግቡእ ከም ዝቅጽል ምግባር ብጋህዲ ከም'ዚ ሕጂ ክንገረካ'ከሎ: ዓቢ ክሳራ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ጉሉሕ'ዩ ዝኸዉን። መወዳእታኡ እንታይ'ዩ ክኸውን ጥራይ'ዩ ብጣዕሚ ኣትሓሳሳቢ ዝኸውን። Thank you.
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Ай бұрын
ኣባል ሰልፊ እንተኮንካ: ኣብ'ቲ ዘለኻዮ ከባቢ ብዙሕ ሓለፋታት'ዮ ዘሎካ: ሓንቲ ጓል ደስ እንተ ኢላትካ: ቀጥታ ኦፕሬተርካ ይገብርዋ: እዚ ሓቂ'ዩ: ብተጋደልቲ ነቀፌታን መጥቃዕቲ እንተ ወሪዱካ: ወላ እቲ ጌጋ ናይ ብሓቂ ናትካ ናይ'ቲ ኣባል ሰልፊ እናሃለወ: ነቶም ካልኦት ኣባላት ሰልፊ: ንምንታይ ዘይትከላኸሉሉ: ስለ ምንታይ ተጋደልቲ ይደፍሩኹም'ዩ ዝበሃል ነይሩ: ኩሉ ትካላት/ማሕበራት ድማ ብኣባላት ሰልፊ ከም ዝምራሕ'ዩ ዝግበር ነይሩ: ክብል ብጩቡጥ ተጋ. የማነ ይገልጽ እንሆ: መስደመም! Thank you.
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Ай бұрын
ተጋ.የማየ 'እቲ ሰልፊ/EPRP ማሕበርነት ንምትካለ ዝሰርሕ'ዩ ዝበሃል: ከምኡ ግን ፍጹም ኣይኮነን: ኤርትራዊ ህዝባዊ ሰውራዊ ሰልፊ እዩ ዝብሃል ነይሩ: ማሕበርነታዊ ዝብል'ውን ኣይነበሮን: እቲ ቅዋም ናይ'ቲ ውድብን እቲ ሰልፊን ሓደ'ዩ: እቲ ሰልፊ ጽዑቅ? ብርቱዕ ዝኾነ ናይ ስለያ መርበብ'ዩ ነይሩ: ናይ ኢሳያስ ስርዓት ሓይሊ ኣካይዳን መምርሒታትን ኣገባባትን ንምኽታል ዝሕሉ'ዩ: ሓደ ዓቢ መሳርሒ ናይ ጸጥታ ናይ ኢሳያስ'ዩ ነይሩ: ነቲ ኣባል ተጋዳላይ 'ደሞክራስያዊ' 'ዝምቡል' ወይ 'ተጎታቲ' እናበሉ'ዮም ዝመቅሉዎ: እቶም ሓንሳብ ዝንቡላት ዝበሉዎም ከምኡ ኢሎም'ዮም ተሰዊኦም: ኣብ ስርሖም ግን ጀጋኑ: ኣብ ፖሊቲካ ክኣ ትኩራትን ሓተትን ንቁሓትን'ዮም ነይሮም: እቲ ሰልፊ ነቲ ግንባር ይመርሕ: እዚ ብዘስደምም መንገዱ: ኣብ ዝተሓተ ጽፍሒ ዝርከብ ኣባል ሰልፊ ንኣብ ዝለዓለ ወትሃደራዊን ፖሊቲካዊን መሪሕነት ዘሎ ብስውርን ምስጢርን: ኢሳያስ: ኣቦ-ወንበር ሰልፊ ንሮመዳን መ/ኑር ኣቦ-ወንበር ናይቲ (ህ.)ግ. ይመርሕ ማለት'ዩ: እቲ ሰልፊ ብኣጠቃላሊ ንኢሳያስ ኣብ ውሽጢ'ቲ ሰራዊት ብሙኻን: ብስለያዊ ኣሰራርሓ ኣብ'ዚ በጺሑዎ ዘሎ ደረጃ ንክበጽሕ ዝገበረ ጥራሕ'ዩ: ናይ ሕጂ ህ.ግ.ደ.ፍ.'ውን ከምኡ ከም ዝሰርሑ ፍሉጥ'ዩ: ግን ሕጂ ካብ ርሑቅ ስለ ትፈልጦም ብዙሕ ከድምዑ ኣይክእሉን' ክብል ብቅንዕናን ርትዓዊ መንገድን ይገልጾ። Thank you.
@naniGod-hw8db
@naniGod-hw8db Ай бұрын
ERAYIE YEFTSMALE::"""{{{{{?""
@naniGod-hw8db
@naniGod-hw8db Ай бұрын
yesaytane ye lusifere mengeste yedefake hoooo ehdege meta :::....;;;;;;
@naniGod-hw8db
@naniGod-hw8db Ай бұрын
RSIYE YEFTSMALE /'""""' POLTICA """""" HAYMANOT YELAYALE ::::: MENFED YESatoche medfer ye enatoche yewegedale saytan lusifere yegedaluhe yemotalu hooooooooo zendo
@naniGod-hw8db
@naniGod-hw8db Ай бұрын
FATARI MESKERA
@naniGod-hw8db
@naniGod-hw8db Ай бұрын
zendown gwdalulate esu new yagedaLEW """"""""">>>>>>>>> K ASSSHUN LAMA SEMU
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Ай бұрын
'ብዛዕባ ምዝላቅ ኣብ ካብ ሰሜን ኣሜሪካ ይኹን ካብ ውሽጢ'ቲ ውድብ ብዙሕ ተቃውሞ'ዩ ነይሩ: ሽዑ ተሳሒቦም ዝኸዱ ተጋደልቲ'ውን ደጊምና ኣይርኣናዮምን።' ተጋ. የማነ ተኽለገርግሽ። Thank you.
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Ай бұрын
ተጋደልቲ: 'ገሊኦም ወገናት ኣሰርቲ ገሊኦም ክኣ ትኣሰርቲ ክኾኑ እናተራእየ ምስ ከደ: ኣውራጃዊ ስምዒት ብዘይሓሰብዎ ክሓድርም ከም ዝኽኣለ ይገልጹ ነይሮም' ይብል: ተጋ. የማነ ውስኽ ኣቢሉ'ውን 'ኣብ'ቲ ግዜ ሓይሊ ጸላኢ ደኺሙ ከም ዝነበረ'ሞ: ሽዑ ዓነው ክንዲ ተብሎ: ጭቡጥ ዝመስል ወረ'ውን ኣሎ: ኢሳያስ ንመልኣከ ተኽለ: ጀብሃ ንኣስመራ ከይትሕዛ ኢሉ ከም ዝኸልከሎ: ቅድም ሽግርና ክንፈትሕ ኣለና ኢሉ ከም ዝተዛረቦ ይፍለጥ: ኢሳያስ ኣብ'ቲ እዋን'ቲ ኣብ ውሽጢ ከጥፍኦም ዝደሊ ዝእለዩ ብዙሓት ተቃወምቲ ሓይሊታት ኣብ ሳሕል እንተ ኣጥፊእካዮም ዝሓተሎም የለን: መን'ዶ ሓቲቱሎም'ዩ (ኣብ ከተማ ግን ሰባት ክእሰሩን ክቅተሉን ከለዉ ትርኢ ኢኻ: ክትዛረበሎም ትኽእል ኢኻ: ብፍላን ክኣ ኣብ'ዚ ዘበነ ኢንተርነት ንርእዮ ኣሎና) እዚኦም ኩነታት ስለ ዝነበሩ: ጀብሃ (ፋሉላዊ ሓይሊ) ሒዝካያ እንድሕር ኣቲኻ: ኣብኡ ከስርሕዎ ከም ዘይክእሉ ስለ ዝፈልጥ: ኣባላት ሰልፊ ዝነበሩ ሓለፍትና'ውን ቃል-ብቃል እናዝለቅና'ከለና ጽቡቅ'ዩ እዚ ውሳነ: ውሽጢና ጸሪና ንምለስ ብምባል ይደግሙልና ኔሮም'ዮም: ሽዑ ኣነ ናብ'ቲ ሰልፊ ኣይኣተኹን ነይረ: ነቲ ምዝላቅ ደይ-መደይ ኢሉ'ዩ ዓዲጉዎ: ንስልጣን ህሩፍ ስለዝኾነ ነቲ ኣብ ምብራቅ ጀርመን ደርግ ይኹን ንስኹም ኩልኹም communist ኢኹም: ስለ ምንታይ ነንሕድሕድኩም ብምውጋእ ነቲ ደንበ ተዳኽምዎ ኣለኹም ክብልዎ ከለዉ ክነጽጎም አይደለየን: ምስ 'ኤናስኣ'ውን ኣባኢሱዎ: ፈንጢስና ዓድና ክንሕዝ ኢና'ውን ክብል ኣይክኣለን: ክነዝልቅ ተገዲድና: ብረት ዝዓጠቀ ኤርትራዊ ነቲ ብኩሉ ወገናት (ሶማል ሓዊስካ) ነቅ-ነቅ ኢሉ ዝነበረ ጸላኢ ይትዓጻጸፎ'ዩ ነይሩ: ስለ'ዚ ነዚ ናይ ሕጂ ናይ ዓድና: ኢሳያስ ንበይኑ ዝነገሰሉ ኩነታት መሰረቱ ካብ ሽዑ ዝተሓስበሉ'ዩ: ንደርጊ ጽባሕ ዓጠምጠም ክነብሎ ኢና: እቲ ቀንዲ ናይ ውሽጢና ሓርነት ንክንወጽእ ንገብሮ ቃልሲ'ዩ እዩ ዝበሃል ነይሩ: ስለ'ዚ እቲ መደብ ብሩህ'ዩ: ኢሳያስ ንድሕሪት ተመሊሱ ቅድም ንጀብሃ ክሃርም ከም ዘለዎ ጌርዎ'ኮ እዩ: ድሕሪኡ ኣዝሊቅና ናቅፋ ምስ ሓዝና killer commandos ለኢኹ: ኣብኡ'ዩ ዝጅምር: ዝርኣዩ- ዝርኣዩ መራሕቲ ናይ ጀብሃ ከጥፎኦም ጀሚሩ: ኣባላት ሰልፊ ምስ ኮንና: ባዕልና ንፈልጦም ሰባት ካብ ቅድሚ ዓይንና ይጠፍኡ ነይሮም: ዝሰለሙ ይመስለና ነይሩ: ኣይኮኑን ኣብ ሱዳን ነይሮም ናይ ስለያ ኮይኖም ሰባት ይቀትሉ: ገሊኦም'ውን ከም ዝሰለሙ ተመሲሎም ኣብ ኤውሮፓ ፋሕ ኢሎም ነይሮም: ስለ'ዚ እቲ ተቃወምቲ ናይ ምጥፋእ ተንኮላት ካብ ሽዑ ኣጸቢቁ ክሰርሓሉ ጀሚሩ ኢሳያስ: ስለ'ዚ ብዘይካ ንስልጣኑ ምምችቻእ: ንኤርትራን ህዝባን ኢሉ ሰሪሑ ዝፈልጥ ሰብ ኣይኮነን' ብምባል ተጋ.የማነ ተኽለገርግሽ ብዕቱብት ዝወዓሎ የጋልጽ። Thank you.
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Ай бұрын
ተጋ.የማነ ተኽለገርግሽ: 'ብዛዕባ ቀዳማይ ውድባዊ ጉባኤ: ኣብ'ቲ ውድብ ብዙሕ ምንቅስቃሳት ይልዓል ነይሩ እዩ: ካብ'ቲ ቀንዲ ምኽንያት ክኣ ስለምንታይ ጉባኤ ተገይሩ መሪሕነትና ባዕልና ኣይንመርጽን ዝብል'ዩ: እቲ ሓዲሽ ተጋዳላይ መሪሕነቱ ክመርጹ ይደሊ ነይሩ: ምኽንያቱ ብወግዒ ዝፍለጡ ዝተመርጹ መራሕቲ የለዉን: እቶም ኣብ ተኽሊ ዝተመርጹ ዝብሃል ኢሳያስ: መስፍን: ሰለሙን ወ/ማርያምን ኣስመሮም ገ/ዝጊሄርን: ካብ ኩለን ኣውራጃ ሓደ-ሓደ ጌሮም ዝመረጹዎም'ዮም ዘለዉ: ሓቲትካ ግቡእ መልሲ ኣይወሃበካን'ዩ: ብፍላይ ኣብ ቦጦሎኒ 500 ብዉሑዱ ካብ 100 ዘይዉሕዱ/ንላዕሊ ተጋደልቲ ትኣሲሮምና ነይሮም: ዝእሰሩ ዝነበሩ መብዛሕትኦም ደቂ-ኣከለጉዛይ'ዮም: ዝኣስሩ ዝነበሩ መብዛሕትኦም ካብ ሓማሴን: ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዘለዋ ዓድታት: እቶም ንህ.ግ.ሸውዓተ'ከላ ንፈልጣ ኢና ዝብሉ'ዮም: ምትእስሳሮም ድማ ክሳብ ሰለሙን ወ/ማርያም ከም ዝበጽሕ ይግለጽ: ብድሕረመ'ዚ ጉባኤ ክግበር ከም ዝግባእ ተረዲኦም: ሽጣራ ናይ ኢሳያስ ግን: ቅድሚ'ዚ ብምስጢር ናይ'ቲ ሰልፊ ቀዳማይ ጉባኤ ብምግባር: ዝምረጹ ሰባት ከም ብዓል ጼጥሮስን ስብሓትን ኢብራሂም ዓፋ ዝኣመሰሉ ከም መራሕቲ ማ/ሽማግለ ናይ'ቲ ሰልፊ ባዕሉ መሪጹዎም 9 ሰባት: ኩሉ ግዜ ከምኡ'ዩ ዝገብር: ነቶም ዘየድልዩ ዝብሎም: ብርቱዓትን ብተጋደልቲ ፍቱዋትን ዝነበሩ ክኣ: ኣባላት ናይ'ቲ ሰልፊ ወይ ንኢሳያስ loyal ስለ ዘይኮኑ: ድሓር ግዜ ኣድሓርሓርቲ ከይሰልኩና ብዝብል ብዝትኣመኖ መሰረት: ንከይምረጹ ናብ 5ይ ዙርያ ትምህርቲ ካድር ሰዲዱዎም: ናብ ሓለዋ-ሰውራ ዝሰደዱዎም ከም ብዓል ኣብርሃ ሸሪፍ'ውን ኣለዉ: ትሞህርቲ ምስ ወድኡ'ውን ከየርክቡ መታን: ቦትኦም ከይምለሱ: ምርጫታቶም ክሳብ ዝውድኡ: ጡጥ ንክኣርዩ: ንማርሳ-ጉልቡብ ሰዲዶሞም: ሽዑ ብሃንደበት: መሪሕነት ልኢኻትና ኢሎም: ዘይንፈልጦም ብዓል ድሩዕ ኣልኣሚን ቀይሲ መጺኦም ጉባኤ ክትገብሩ ኢሎምና ሰንቢድና: ብዝደልይዎ ኣገባብ: ብመንገዲ ምስጢራውያን ኣባላቶም ዘድልይዎም ሰባት መሪጾም: መልክዕ ናይ ጉባኤ ዘይብሉ: ኢሳያስ ብተንኮል ብዝወሰኖ: ተላጊጾምልና ሒዞሞም ከይዶም: ብወግዒ ንናይ መንካዕ ሞት ክም ዝተፈርዱ ገሊጾምልና: ብሓቂ ግን ጉባኤ ኣይተገብረን: ግን ከም'ዚ ኢሉ ከም መራሕ ሃገር ኣጽፋሩ ዝተኸለሉ አሰዋን'ዩ ነይሩ' ክብል'ዩ ተሞክሮኡን ትዕዝብቱን ዘካፍለና ዘሎ: ዝገርም እዩ! Thank you.
@FenanFenan-km2zz
@FenanFenan-km2zz Ай бұрын
wwwwwww❤❤❤❤❤❤
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብልን ኣዕጋቢ ታሪኽን ኣተራርኻን: ተጋ. የማነ ተኽለገርግሽ! Thank you.
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Ай бұрын
ጌና ካባና ከይተፈልየ'ከሎ: ኢሳያስ ክስብ ዝደለዮ ተጠቂሙ: ምዓት ብረትን ኣጽዋርን ኣምጺኡ ካብ ሃገራት ኣዕራብ: ድሓር ግን ዑስማን ሳልሕ ሳበ ክውቃዕ ሙኻኑ: ገለ ሰባት ይፈልጡ ነይሮም: እቲ 'የሚን' ምንቅስቃስ ናይ ብዓል ሰለሙን ወልደማርያምን ካልኦትን ዝምራሕ: ሽዑ ጽቡቅ ጌሩ'ዩ ዝርድኣካ: እቶም ደቂ ከባቢ ሓማሴን: እምባደርሆን ከባቢ ኣስመራን ዘለዉ ሰባት ጽኑዕ ምትእስሳራት ኔርዎም: ንሶም ዋላ ተራ ተጋደልቲ ብዙሕ ምስጢራት'ዮም ዝፈልጡ ነይሮም: ንሳቶም ሕጂ ኢሳያስ ክጭፍጭፎ'ዩ ኢሎም ይነግሩና ኔሮም: እንታይ ገይሩ እዚ ብዙሕን ሓያልን ሃገራዊ ራኢ ዘለዎ ሰብኣይ እንታይ ጌሩ ኢልና ሰነሰቢድና: መጨረሽታኡ ከም'ታ ዝበልዋ ኮይና: ኢሳያስ ንሳበ: ንስኻትኩም ንምንታይ ምስ ተ.ሓ.ኤ. ትራኸቡ ኢሉ ነቀፌታ ኣቅሪቡሉ: ንስኻ ይኹን ኣቦይ ወልድኣብ መራሕቲ ናይ'ዚ ውድብ ኣይኮንኩምን: ኣብ ሜዳ ዘሎና ባዕልና: ኣነ እየ: ንስኹም ኣብ ወጻኢ ዝበልናኩም ትገብሩ: እንተ ዘይኮይኑ ድማ ትገድፍዎ ኢልዎ: ካብኡ እቲ ሜዳ ክኣቱ ዝነበረ ሞራሉ ኣይነበረን: ኣካይዳኡ ኣታሃድማ'ዩ ነይሩ: ግን ተፋንዩና: ኣብ ሱዳን ክኣ ናቱ ውድብ ገይሩ ሰሚዕና: ስለ'ዚ ኢሳያስ ኩሉ ግዜ nockout እዩ ዝጥቀም: ብኸም'ዚ ክጉሓፍ ስለ ዝነበሮ ሳበ ተጓሒፉ: ክብል ተጋ. የማነ ተኽረገርግሽ ብንጹር ትግርኛ የብርሃልና ኣሎ። Thank you.
@Weditikaboking1994
@Weditikaboking1994 Ай бұрын
12/05/24 ሃኒ ተባዕ ተቃላሳይ 💙💙💙💙💙💙
@mestewalie6479
@mestewalie6479 2 ай бұрын
ቡዙሕ ግፍዕታት አሎ ፅቡቕ ጌርኩም ክትገልፅዎ አለኩም መርዛም ስርዐት
@AbelHadera
@AbelHadera 2 ай бұрын
Hiii hawebey selam dyu
@Sador_1
@Sador_1 2 ай бұрын
@user-hx1zv8ih5m
@user-hx1zv8ih5m 2 ай бұрын
ግርም ምሕሳው ኤርትራውያን አሕዋትና ስለዝኾኑ ንኤርትራውያን ካብ መላእ ኢትዮጵያ ንብረቶም ወሲድና ብብጃማ ጠሪዝናዮም ይብል አሎ አስተውዕል ናይዚ መጠፋፍኢ መለስ ዘናዊን አማንኤል ሓሰና አብ መጨረሻ ግን በትሪ ሓቂ ትቀጥን እምበር አይትስበርን ። ዓወት ንሓፋሽ ። አለና ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-hx1zv8ih5m
@user-hx1zv8ih5m 2 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ንህዝቢ ኤርትራ ሓው አይኮነን እዚኣ ኩሉ ትግራዋይ ክፈልጣ አሎው አሕዋት ህዝቢ ትግራይ ኢትዮጵያውያን እምበር ኤርትራውያን አይኮኑን ኩሉኹም ተጋሩ እዚኣ ዋሓጥዋ ከም ኢትዮጵያውያን ጎረበት ሀገረ ኤርትራ እዮም እምበር አሕዋትና አይኮንኩምን ።
@user-hx1zv8ih5m
@user-hx1zv8ih5m 2 ай бұрын
ተጋሩ ታሪኻውያን ጸላእቲ ሀገርን ህዝብን ኤርትራ እዮም ኩሉ ኤርትራዊ ዝፈልጦ እዩ ተጋሩ ብሰላም ክትነብሩ እንተደሊኹም ብዛዕባ ትግራይኩም ተገደሱ ሽምና እነተዘየልዓልኩም ይሕሸኩም አደብ ግበሩ ዓወት ንሓፋሽ ። ❤️🇪🇷
@user-hx1zv8ih5m
@user-hx1zv8ih5m 2 ай бұрын
ክልተ ሓሰውቲ አማንኤል እያሱን መለስ ዘናዊ እናተሓሳሰው መንእሰይ ኤርትራ ይስሕቅ አሎ ክክክክክክክክክክክ ዓወት ንሓፋሽ ። ❤️🇪🇷
@zufanmicael6070
@zufanmicael6070 2 ай бұрын
መሳኪን!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
@natsenat6087
@natsenat6087 2 ай бұрын
💙💙💙💙
@mestewalie6479
@mestewalie6479 2 ай бұрын
አሕሕሕ ኤርትራዊ ተረጊሙ ድዩ ወላ እንታይ አየ ስቓይ ዘሕልፍዎ ዘለው ኩፉእ ነገር ክመፅእ እዩ እንበር ካብቲ ወዲ ሀገር እየ ዝብል ሲ እሮማይ
@johnhadgu1129
@johnhadgu1129 2 ай бұрын
Where’s part 3?
@ablelmisgun8437
@ablelmisgun8437 2 ай бұрын
ኣብ እንዳ ሱዋ ብቀጠፍጠፍ ተወሊዶም ዓብዮም ህዝብና ኣጥፊኦሞ
@ablelmisgun8437
@ablelmisgun8437 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሓገረሰብ ማለት ለዋህ ብህዝቡ ዝሓሊ ጩዋ ብሕጊ ዝግዛእ ስልጡን
@sesshaile1779
@sesshaile1779 3 ай бұрын
Jigna seb Hani 👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾