AMEN - Hayelom Abrahale (Eri Power) - Zematitey (Official Music Video) | New Eritrean Music 2019

  Рет қаралды 3,137,750

AMEN ENTERTAINMENT

AMEN ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Subscribe us bit.ly/2saq6nZ
’’Eritrean Music’’ ’’New Eritrean Music 2019’’
Copyright © Amen Entertainment 2019
An unauthorised use, distribution or re-uploading without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Popular Videos: bit.ly/2sbAa00
Newest Update: bit.ly/2KR6ltn
Follow us on Facebook: bit.ly/2xaOzzm
#Amenent #Eritreanmusic #Eritrea

Пікірлер: 1 200
@henokheni1870
@henokheni1870 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ነዛ ደርፍስ 100 ግዜ ሰሚዐያ ሞ ምምናው ሲኢነያ ከማይ ኣለኩም ዶ ሓባይብ ።
@seniti9381
@seniti9381 5 жыл бұрын
ane ka enqai aytrini 💕
@awatemehamud4115
@awatemehamud4115 5 жыл бұрын
@@seniti9381 👌👈
@fikirtemu2689
@fikirtemu2689 5 жыл бұрын
Ane kaman
@samuelgoitom8684
@samuelgoitom8684 5 жыл бұрын
3 gize teray eye nemealti zesema ❤✌
@abielt962
@abielt962 5 жыл бұрын
100 Like tewahibka aleka an mebel 100 kiyaro
@ዓለምጎደሎያ
@ዓለምጎደሎያ 5 жыл бұрын
እውይ ከማይ ዶ ትኾኑ ኣድናቆትኩም ኣብዛ ደርፊ መግለጺ ዘይብሉ ( ታንታን) ዝጻሓፎ ደኣ ?........ እንታይ ክወጾ ትብሉ ብ like ንገሩኒ ብሕጂ ትሰምዕዋ ♥️!
@rasmusern9974
@rasmusern9974 5 жыл бұрын
ዓለም ጎደሎ ያ Atta nay keman tewegabirni alo
@ኣሌክፈታዊሞሞና
@ኣሌክፈታዊሞሞና 5 жыл бұрын
ሓየሎም ወዲ ተሰነይ ሽኮር ወትሩ ብሉጽ ናይ ኹሉ ግዜ ሃየ የሕዋት ሞራል ጌርና ነድምቆ !!
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
"ኣታ ንስካስ ' ናይ ሞራል ሰብ እኮ ኢካ ግን እዚ ሓየሎም ን ሳሚ ወዲ ተሰነይ ሓው ድዪ ? ድምጹ ንዑኡ ይጥዕም
@ኣሌክፈታዊሞሞና
@ኣሌክፈታዊሞሞና 5 жыл бұрын
ኣይኮነን ሳምሶም ኣስሊ ባዓል ጽንዓት፡ ኦስካር፡ ዝባሃሉ የሕዋት ኣሎዉዎ !!
@amanuel2090
@amanuel2090 5 жыл бұрын
best Friends eyom MS sami dmtsom temesasali eyu tkkl . @@samsomsamsom5731
@hayelomabrahaley2753
@hayelomabrahaley2753 5 жыл бұрын
Thanks dear ❤️🙏
@mosstekle9935
@mosstekle9935 5 жыл бұрын
So sind alle Frauen 😡 vertraue niemand außer mein muter 😘
@tesaklibeluye7173
@tesaklibeluye7173 5 жыл бұрын
ሎምስ ስሕት ስሕት ኢለ ናይ ብሓቂ ደረፍቲ ይርኢ ኣለኹ ፡ ኣሕዋት ምትብባዕ ኣይንሕመቅ ፡ ኩሉ ምላ ጽብቅቲ ደርፊያ ፡ ብሩኽ ዳግማይ ትንሳኤ
@gziehayal7495
@gziehayal7495 5 жыл бұрын
Tes Aklibeluye እዋይ ዶሮና ፡ ይሐውውው ፡ ገለ'ዶ ዘመድካ ዶ ኮይኑ ይኸውን። ደርፍስ እምበኣር ከምዚ'ዩ። ኤርትራውስ ዝለል ፡ ኣጣቕዕ ፡ ንዘየለ ኣሎ በል ወትሩ። እንታይ'ኮን ኣሰኪፉካ'ዩ ሓቂ ዘይትዛረብ 😂😂😂.
@yoditfkrieuhiwetey3333
@yoditfkrieuhiwetey3333 5 жыл бұрын
Wawww gele aynet habibi💋💋💋
@habteabyemane2791
@habteabyemane2791 5 жыл бұрын
@@gziehayal7495 emo neska sentebeb aytefletin eka malet eyu ember ,ezi wedi kabe westi lebu eyu zederf zelo eyu neay zesmani zelo malet nay behaki zewredo eyu zemsil delo so ketbaba zelewo eyu , aytedhahal okay
@gziehayal7495
@gziehayal7495 5 жыл бұрын
Habteab Yemane ሸብዳዕዳዕ እንድዩ በዚሑ"ሞ። ሓንቲ ዘይትጠቅም ሰኒዖምስ ናብ Interview ይጎዩ ኮይኖም። እዚኦም ድዮም ተስፋ ዘለዎም? እመነኒ" እዚ ናይ ዕቁብ ገንዘብ ኣኻኺብካ studio ምሕዳር ፡ መቃጠቢ ጥራሕ"ዩ። ኣሕ ዓደይ ክልተ ግዜ"ባ ተራኢኺ። 😑😑😑
@oscarabrhaly9908
@oscarabrhaly9908 5 жыл бұрын
getmi yonatan tantan 😲😲 ne tantan zeftu like deki eri ❤️🇪🇷❤️
@ወዲካርኔካርኔ
@ወዲካርኔካርኔ 5 жыл бұрын
@@wetruhugus-2pac854 entay geruka
@finanwediserae2004
@finanwediserae2004 5 жыл бұрын
Eza derfi kem zmesleni hakina zanta eya tmesl ab lbey eko atiya
@oscarabrhaly9908
@oscarabrhaly9908 5 жыл бұрын
Tantan for ever ajoka habibi 🇪🇷❤️🇪🇷 you or the best 🤙🏽
@ወዲካርኔካርኔ
@ወዲካርኔካርኔ 5 жыл бұрын
@@wetruhugus-2pac854 emo eti bedel eba abrhalna ayney marey
@ወዲካርኔካርኔ
@ወዲካርኔካርኔ 5 жыл бұрын
@@wetruhugus-2pac854 ok heji berihuley goney marey so thanks for your respect answer dear bro
@samielnayzegi4122
@samielnayzegi4122 5 жыл бұрын
2020 ክኣ ክሰምዓ ኢየ ዝብል እስከ ላይክ ካሕ ካሕ የብለና ደቂ ማዘር
@wedidehabermile9224
@wedidehabermile9224 3 жыл бұрын
21 engena
@Alu7878
@Alu7878 6 ай бұрын
2024 ysemea aleku gn mejemerya semeya eski hji tsemea zeleka like 👍
@HaniGile-lf8uw
@HaniGile-lf8uw 20 күн бұрын
​@@Alu7878ሚ ወደደይ ናተይ እህህህህ 😢😢🤘 ቁዞማ ኮይኑ ~~~~ ወደደይ 😿😌
@teddyteddy5709
@teddyteddy5709 5 жыл бұрын
Blxti srah bkul entn a nay 2019 ele seymeya aleku, msay zsemamae like ygber ,,, , ኣጆኻ ስርሓሉ ሓያል ድምጺ ኣለካ ,,💕💯🎼🎼🎶💯✌️🇪🇷
@johneblack6521
@johneblack6521 5 жыл бұрын
ስማዕኒ እንዶን ንዓይ ክትብል ድካ ደርፍካያ ዋላስ ስኪራ ኮለኩ ታርከይ ነጊረካ ነራ እዋይ ግን (Tankes ) ዘማቲተይ ዓሕ ።
@nardoshalal4609
@nardoshalal4609 5 жыл бұрын
Abaika
@bereokbas6594
@bereokbas6594 5 жыл бұрын
ወገነይ ሕሰበላ ብዝኾነ ፍቅሪ ጽቡቅ እዩ:: እቲ ዝጠልመካ ምትላሙ እምበር ብምጥላሙ ኣይትጣዓስ ምሂርካ ዩ ዝኸይድ ብዙሕ ተዘክሮታት ካኣ ይገድፈልካ ስለዚ ጽቡቅ ፋል ኮይንክላ ወይይ ክኾነልካ ሰናይ ትምኒተይ እዩ::
@nejuyassin9390
@nejuyassin9390 4 жыл бұрын
Ajoka joney
@solibella9154
@solibella9154 4 жыл бұрын
sekire keleku ewa 🤣🤣🤣
@Habesha_insider
@Habesha_insider 5 жыл бұрын
መን ከ ሎ ከም'ዚ ከማይ ጓልኣንስተይ'ቲ ዝኣማነ 'ሞ ንምሸቱ ኣብ'ዛ ቃንዛ ዘእተወቶ። ብ ፍቅሪ ተበዲለ፡፡ ድሕሪ ሕጂ ክንዴና'ይ// እምነት ጠፊኣ'ያ ። 😔
@አደይእያዓለመይ
@አደይእያዓለመይ 5 жыл бұрын
ayzoka kula hede aykonenn egziabiher zehebeka ale henti
@ሚኪዋሃቢሪኢቶሙዚቃ
@ሚኪዋሃቢሪኢቶሙዚቃ 5 жыл бұрын
Me too ኣነ ከማን ከማካ ኢየ ዛዓርከይ ብድሕሪኣ ጠቅላላ ምስ ጓል ምቅራብ ገዲፈዮ ኩለን ከማኣ ኮይነን ኢየን ዝስማዓኒ ።
@binichbin7637
@binichbin7637 5 жыл бұрын
@@ሚኪዋሃቢሪኢቶሙዚቃ 😢😢😢
@rhstifrezgi4135
@rhstifrezgi4135 5 жыл бұрын
Ane aleku mknjatu eti mtlam ab deki anstjo kem zelo eye zhasb gn kemzi zegatmom kea yedengxka.
@ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም
@ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም 5 жыл бұрын
Ane aleku ane gn bwedi tmali awdaimet mdri ardiani ahh
@teklesenbetzayney7800
@teklesenbetzayney7800 5 жыл бұрын
እዞም dislike ጌርኩም ዘለኹም ቤተሰባ ነታ ዝደረፈላ ጓል ክትኮኑ ኣለኩም እንበር ካብዚኣ ትጥዕም ደርፊ ሲ የላን ወይ ክኣ ጰንጤ ክትኮኑ ኣለኩም ብሓቂ
@biniamsium1221
@biniamsium1221 5 жыл бұрын
ተከል ዜናይ Ygermeka u
@haliluya2008
@haliluya2008 5 жыл бұрын
Pente emo zeysemhu derfi bzemeda hzo
@teklesenbetzayney7800
@teklesenbetzayney7800 5 жыл бұрын
Hali Luya ናይ'ዚ ዘመን እዚ ጰንጤ ሓራይፍ ዮም ተደልዮም hip hop ተደልዮም ባህላዊ ዮም ዝሰምዑን ዝስዕስዑን
@merrylovebieti8052
@merrylovebieti8052 5 жыл бұрын
ተከል ዜናይ 🤣🤣
@haliluya2008
@haliluya2008 5 жыл бұрын
ተከል ዜናይ Hahahah kemzi kemaka malet d u
@abiblessed3201
@abiblessed3201 5 жыл бұрын
ትም"ለ ይስሕቅ ትም"ለ ይነብዕ ተወጃቢሩኒ ዝብደል ዝጉህይ ዝራገም ዝጣዓስ ከምዛደ እምበር ኮይነ እህም ታንታነይ ነዲኡ ዘፍቅር ሓየሎም ከናሪ ድምጹ 😍😍
@dejenrussom6192
@dejenrussom6192 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መስተውዓሊ።
@genife1127
@genife1127 5 жыл бұрын
Tem eile yeshk Tem eile ynebie Tewajabiruni Zebdel zguhi zragem zteas kemza'Dey enber koyne......waw gtmi 😍😍😍😍
@eyasuandemeskel7638
@eyasuandemeskel7638 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እንዳኣ ሓደርካ ትፍቶ ውድእቲ ደርፊ እያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓየሎም ሓወይ መን ይፈልጥ መጀመሪት እንጅራካ ትከውን እዚኣ ደርፊ ይብል ነይሩ በለኒ ኣጆካ በርትዕ እቲኣ ዓቅምናስ ኣጅካ ጥራይ እያ.
@ብርሂንያብርሃነይ
@ብርሂንያብርሃነይ 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ገለ'ባ በሉኒ ናብ ስራሕ ክከይድ ካብ ስራሕ ክምለስ ነዛ ደርፊ ክሰምዓ ይውዕል ዘይትምኖ ደፍፊ ። ዘማቲተይ
@Selamweldegebriel1221
@Selamweldegebriel1221 5 жыл бұрын
Brhin ya brhiney Abeyinka aykonen
@sebkibur9313
@sebkibur9313 5 жыл бұрын
Ja nay baqi giteni stum xibuk serh ezen mesarewti zerba yebulun
@simonlucas7876
@simonlucas7876 5 жыл бұрын
Ata anes beqa eza derfi Semia mmnaw sieneya eske kemzi kemay endhr halikum like gerukum haburuni guys
@yokihustle2532
@yokihustle2532 5 жыл бұрын
Sami asil eza derif hiweteya eya
@natsi8179
@natsi8179 4 жыл бұрын
ዉይ አዛ ደርፍስ ዝይሞንያ 100 ገዜ የስምዓ ኣለኹ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ 🙏🙏🙏
@yonietifekaradam5864
@yonietifekaradam5864 5 жыл бұрын
*2k19 star Elaya aleku* *Kabe nay fekri zetdrefa zblxet darfi* *ዘማቲተይ💔ዓንብቢ በሊ ደሓን ኣነ ይሕረረልኪ😓* *ብፍጹም‘የ‘ኳ ዘይመንዋ‘ዛ ደርፊ በጃኻ ቐጽሎ ኣጆኻ* *ሰበይ ብራቮ*
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 5 жыл бұрын
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ግጥሚ ታንታን ኣደ ኣላ ማዕረ ክንደይ ክብሪ ነደ ከምዝህብ ክትርዳእ ትኽእል
@ሜዔላቲቪ
@ሜዔላቲቪ 5 жыл бұрын
ከማይ ኣስተውዒልካሉ
@fthiabrahale4219
@fthiabrahale4219 5 жыл бұрын
Hayelom habibi ana demxi 100% zema 100% getmi 100% Kexelo habibi ana ab goneka alena ajoka
@gziehayal7495
@gziehayal7495 5 жыл бұрын
fthi abrahale ይሐው ፡ እዋይ ተካል ግዜ። እንታይ'ኮን ኣሰኪፉካ'ዩ ኣብዘይ ሓጥያትና ንኣቱ።
@thekeeper.
@thekeeper. 5 жыл бұрын
@@gziehayal7495 ,,, እታ ከበሮ እያ ዓርናስ ኮይና እምበር፡ ግጥሙ- ዜምኡ'ታይ ክወጾ!።
@fthiabrahale4219
@fthiabrahale4219 5 жыл бұрын
Ehi entay agatimu haweni
@mohammedmusa6216
@mohammedmusa6216 5 жыл бұрын
Wawwww aseyyyyy beza derfi texelile hamime eko beza derfi ufffff Nice music 💔❤💔💔💔💔
@ፈቃርወዲባጽዕ
@ፈቃርወዲባጽዕ 5 жыл бұрын
መን ኣሎ ዝሰማዓ ነዛ ደርፊ መዓልታዊ ከምዚ ከማይ ። ቡሉጽ ግጥሚ ምስ ቪዶ ክሊብ ። ናይ ብሓቂ ንሳ ዘሚታትካ ንዓይ ክኣ ብቓላትካ ዘሚትካኒ
@bobmarly3246
@bobmarly3246 5 жыл бұрын
ፈቃር ወዲ ባጽዕ ane alko nonstop eye zesema zelko abe lebay ateyatni
@ribalbrahim4874
@ribalbrahim4874 5 жыл бұрын
ደስ የሚል ሙዚቃ ነው በጣም ግን ትርጉሙን አላቅም እኔ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹😘😘😘😘😍😍😍😍
@enamebatamenowywededekuteh2763
@enamebatamenowywededekuteh2763 5 жыл бұрын
Ename batame now ywedekte
@tesfomhabte7903
@tesfomhabte7903 5 жыл бұрын
Tergmu enya engrch alawe
@kawabuna6457
@kawabuna6457 5 жыл бұрын
Enem edachi jeleska gen temechtogna
@semiryesue3587
@semiryesue3587 5 жыл бұрын
እና ምን ይጸበስ ባታቂ ነበር የሚገርመኝ በሻራተን ኣዲስ ትግርኛ ሲዘፈን በሃይላን እየወረወራቹ ጽላታቹ ኣላሳያቹንም የኤርትራ ዘፋኖች በባህርዳር ኮንሰርት በነበረ ግዜ ባዶ ኣዳራሽ ነው የተሰኙ ማን ገባላቸው ወረኞች
@ribalbrahim4874
@ribalbrahim4874 5 жыл бұрын
@@semiryesue3587 ችግሩ እኔ ዘረኛ አይደለዉም ኢትዮጵያዊ አንጂ ቆንጆ ተረጋጊ ኢሄን የጥላቻ መንፈስ ከውስጥሽ አሶግጂ
@saidberhanu8503
@saidberhanu8503 5 жыл бұрын
ክቡር ኣርቲስት ሓይላት ሓወይ ናይ ብሓቂ ኣዝያ ደስ እትብል ስራሕ ካብ ኩሉ ዘዕገበኒ ድማ እቲ ሕቡሕ ሓይሊ ኣደራርፋኻ ነዛ ስራሕ ብልጽቲ ጌርዋ. ነዛ ስራሕ ንኸተዳሉ ግዜኻን ጉልበትካን ገንዘብካን ኣጥፊእካ ኢኻ እሞ ፍረ ጻዕርኻ ይሃብካ ፈጣሪ.....ካብ ሓውኻ ስዒድ ብርሃኑ
@hayelomabrahaley2753
@hayelomabrahaley2753 5 жыл бұрын
Said Berhanu ክቡር መጠን ነብሱ የክብረካ ክብረት ሃበለይ ስዒደይ ❤️❤️🙏
@wilized8584
@wilized8584 5 жыл бұрын
ኣድናቆተይ ኣቦታኡ ኮይኑ, ,,, ንሕልና ንሓቂ ንኽበሪ ዝፀውዕ ናይ ህዝቢን ሃገርን ትሕዝቶ ድማ ሒዝካ ምፀኣና አኻ።
@muluwedieri7661
@muluwedieri7661 5 жыл бұрын
Wawww nic music wedi adey marye deki tesseny enta alkum like eski habu
@Silento0625
@Silento0625 5 жыл бұрын
ዘማቲተይ 💯👌 🎼 ንታሪኽ ክኾነኪ: ኣንቲ ደራሲት ሕፍረተይ ንባዓተይ እንዳ ጠለብኪ:ኣብ ሰሌዳ ንእስነተይ ሰብ እናራኣየኪ: ዝቐተልክዮ ፍቅሪ ዛሓተኪ ካብዘየለስ: ኣብ ልበ'ዩ ቀብሪ ክከስስ ክሓሪ: ሃገር ባኣይ ጸሚሙ ገጸይ ምስክረይ: ኣሃሃይ ስምኪውን ክታሙ ክከስስ ክሓሪ: ሃገር ባኣይ ጸሚሙ ገጸይ ምስክረይ: ኣሃሃይ ስምኪውን ክታሙ ክቅበሎየ ክብለኪ: ከምዛ ትማል ነይ ምለስ በዳሊተይ እንዳ ፈለጥኩ: ምስ ውሽጠ'የ ዝካሰስ ጨው ቀትሪ እንኮሎ: ጸልሚትዎ ሩሐይ ገጽን ሓውን እንካብ ኮና: ይኹነልኪ ንፋላለይ በቓ! በቓ! ይኹነልኪ ንፋላለ በቓ'የ! በቓ! ይኹነልኪ ንፋላለ ኣነ ደኒነ ይኸይድ: ገለ ከይ የዐንቅፈኪ ላዓሊ ላዓሊ ትሪኢ ኣይ በልኩን: ልዕለይ ሰቂለኪ ብርከይ እንዳ ጠለመኒ: ብርክኺ ካብ ፈለኺ ዓንብቢ በሊ ዳሓን ፍቅረይ: ኣነ ይሕረረልኪ ዓንብቢ በሊ ዳሓን: ኣነ ይሕረረልኪ ድርብ ከም ደም ስኒ(2): ንውሽጠይ መጸ ከርሰይ እንዳ ነደደ: ትከይ ሓቢኤ እንድየ ባኣኺ ዝታኣጉደ ትም'ለ ይስሕቅ: ትም'ለ ይነብዕ ተዋጃብርኒ ዝብደል ዝጉሂ: ዝራገም ዝጣዓስ ከም ኣደይ እንበር ኮይነ ኣንቲ ዘማቲተይ: ዘማቲት ዘማቲተይ ካልኣይ ሂወት የሎን: ይብል ኣሎ ልበይ ኣንቲ ዘማቲተይ: ዘማቲት ዘማቲተይ ካልኣይ ንመን ከይ ኣምን: ተጎዲኡ'ዩ ልበይ 🥺🥺💔💔🥺🥺💔💔 ከም ደም ስኒ(2): ንውሽጠይ መጸ ከርሰይ እንዳ ነደደ: ትከይ ሓቢኤ እንድየ ባኣኺ ዝታኣጉደ ትም'ለ ይስሕቅ: ትም'ለ ይነብዕ ተዋጃብርኒ ዝብደል ዝጉሂ: ዝራገም ዝጣዓስ ከም ኣደይ እንበር ኮይነ 😓💔😓💔😓💔 ኣንቲ ዘማቲተይ: ዘማቲት ዘማቲተይ ካልኣይ ሂወት የሎን: ይብል ኣሎ ልበይ ኣንቲ ዘማቲተይ: ዘማቲት ዘማቲተይ ካልኣይ ንመን ከይ ኣምን: ተጎዲኡ'ዩ ልበይ ድምጺዊ ሓየሎም 🎤💔💯 ዳይርክተር ዓወት ስዩም 98 ኣርቶዖት ዮናታን ጽገ 100 ግጥሚ ዮናታን ተወልደ ( ታንታን) 100 ድምጻዊ ዝተላበሶ ገጸ ባህሪ ከብድኻ ዝበልዕ ምስ ሙኻኑ ኣነ ብወገነይ ካብዚ ዝጥዕምን ዝበልጽን ደርፊ ኣብ ኣሜን ( entertainment) ኣብ 2019 ኣይሰማዕኩን ። ካብዚ ንምሃሮ እንተ ሃልዩ ኮይኑ ''ጥበብ ምምልላእ ኢዩ" ውድድር ድሕሪኡ'ዩ ዝስዕብ ።
@ናቲኣንበሳ
@ናቲኣንበሳ 5 жыл бұрын
ኣብዚ ኣሎ ደርፊ ምሉእ ምስ ጎረሮ ማራ ጥዕምቲ ኣጆካ ሓየሎም ሓውና ታንታን ከኣ ገለ ዓይነት ግጥሚ
@semiryesue3587
@semiryesue3587 5 жыл бұрын
እዋይ ኣንታ ኣምላክ ኣውደዓመት መዓልቲ የእዛነይ ብዘማቲተይ ተማሪከን ውኢለን ገለ ዓይነት ደርፊ ብሓቂ ፈቴያ ወዲ ኤረይ ሽኮር ፍትውትው ካብ ጎረቤትካን ሓውካ ትግራዋይ
@ወዲዓይኖምሓላል
@ወዲዓይኖምሓላል 5 жыл бұрын
ምናልባት ከም ተራ ደርፊ ተስተማቅርዋ ሰባት ትህልው እቶም ብቅምቆት ንሓዮሎም ንፈልጦ ሰባት ኣይስወረናን እዩ። እቶም ዘይ ትፈልጡ ።እዛ ደርፊ ኣብ ሂወት ሓዮሎም ፍሉይ ትዝታ ዘሕደረት ሓቀኛ ታሪኹ እያ። ቶሚ ምስ ሰበይትኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ሓየሎም ሓወይ ዓጊበ ጎዶሎ ደሊኻ ዘይ ትዘክበላ ውድእቲ ስራሕ።
@ናዙየናተይ
@ናዙየናተይ 5 жыл бұрын
Abay wala ab gizia dhri 3 malti zewexet ya meglexi yebleyn wediti!
@azizrahimi7583
@azizrahimi7583 5 жыл бұрын
Nice Musik From Afghanistan
@feruzaentertainment
@feruzaentertainment 5 жыл бұрын
"ድምጽኻስ ንመንግስታኣብ ተ/ገርግሽ ሰሪቕካዮ። ብጣዕሚ ብቁዕ ደራፊ ብልቢ ፍሉይ ድምጺ ፍሉይ ዜማ ፍሉይ ግጥሚ ፍሉይ ዳሪክቲንግ ፍሉይ ክሊፕ ፍሉይ ስእሊ ብጣዕሚ ዝናኣድ ስራሕ ብልቢ። ኣይታሓለልካ፡ ቀጽሎ ዝሓወይ። proud of u my bro.
@ሰብሎሚ-ከ1ቀ
@ሰብሎሚ-ከ1ቀ 5 жыл бұрын
feruxza + ምስ መግስትኣብ ብቀረባ ኢዮም ዝፋለጡ እቲ ወዲ ባረንቱ እዚ ከኣ ወዲ ተሰነይ ዩ !
@ጠምባርግዜጠምባርግዜ
@ጠምባርግዜጠምባርግዜ 5 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ዝተመርኮሰት ትመስል ገለዓይነት ፈቴያ👍
@comandot.y8777
@comandot.y8777 5 жыл бұрын
Ja nay bhaki gele aynet derfi
@natsnetteklom4234
@natsnetteklom4234 5 жыл бұрын
@@comandot.y8777 9
@kelifaosman2027
@kelifaosman2027 5 жыл бұрын
@@natsnetteklom4234sehr schön
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 жыл бұрын
Ewa haki eya elwa interview Bakye eyou ezzzz Negall kindazzzz zebaki
@روانمحمد-ي4ق5ع
@روانمحمد-ي4ق5ع 4 жыл бұрын
Yes.ab.hakegna.ztemorkeset.eya
@motherfather586
@motherfather586 5 жыл бұрын
መግለጺ ስኢነላ ነዛ ደርፊ በቃ ግጥሚ ድምጺ ኩሉ ዉድእቲ ዋውውውውውው እዝኒና ተሓጺቡ።
@nohomhanjema6726
@nohomhanjema6726 5 жыл бұрын
ተጋበዙለይ ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ ዘማቲተይ ~~~~~ ንታሪኽ ክኾነኪ ኣቲ ደራሲት ሕፍረተይ ንብዓተይ እንዳ ኣቀለብኪ ኣብ ሴልዳ ንእስነተይ ሰብ እንዳ ራኣየኪ ዝቀተልክዮ ፍቅሪ ዝሓተኪ ካብዘየለስ ኣብ ልበይ እዩ ቀበሪ ክኸስሰኪ ይሓጊ ሃገር ባኣይ ጸሚሙ ገጸይ ምስክረይ ስምኪ ውን ክታሙ ክቅበሎ የ ክብለኪ ከምዛ ትማሊ ነይምለስ በዳሊተይ እንዳ ፈለጥኩ ምስ ነብሰይ የ ዝካሰስ ጨው ቀትሪ እንከሎ ጸልሚትዎ ሩሐይ ዕጸን ሓውን ካብ ኮና ይኹነልኪ ንፈላለይ በቃ በቃ ይኹነልኪ ንፈላለይ(2) ኣነ ደኒነ ይኸይድ ገለ ከይዕንቅፈኪ ላዕሊ ላዕሊ ትሪኢ ኣይበልኩን ልዕለይ ሰብኪ ኣለኪ ኢለኪ ብርከይ እንዳ ጠለመኒ ብርክኺ ካብ ፈለኺ ዓንብቢ ዳሓን ፍቅረት ኣነ ይሕረረልኪ (2) """"" """"""" """"" ከም ደም ስኒ ከም ደም ስኒ ንውሽጠይ መጽየ ከብደይ እንዳ ነደደ ትከይ ሓቢኤ እንድየ ብኣኺ ዝታኣጉደ ትም ኢለ ይስሕቅ ትም ኢለ ይነብዕ ተውጃቢሩኒ ዝብደል ዝጉሂ ዝራገም ዝጣዓስ ከም ኣደይ እበር ኮይነ ኣንቲ ዘማቲተይ ዘማቲ ዘማቲተይ ካልኣይ ሂወት የለን ይብል ኣሎ ልበይ ኣንቲ ዘማቲተይ ዘማቲት ዘማቲተይ ካልኣይ ንመን ከይኣምን ተጎዲኡ ዩ ልበይ
@ሰላመይክረክብ
@ሰላመይክረክብ 5 жыл бұрын
This music is really fun
@TK-ff3tq
@TK-ff3tq 5 жыл бұрын
Let's help this song reach 5 million viewers and as much as more likes thanks hayelom for your outstanding performance and yonatan for the beautiful lyrics keep hard working guys
@ልበይመዓዱለይ-ኀ9ጸ
@ልበይመዓዱለይ-ኀ9ጸ 5 жыл бұрын
ኣጆኻ ዝሓወይ ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ እዛ ዛንታ ተንክፋትን ዝወጸካ የብልካን ደርፍካን ኩሉመናካን እንታይ እሞ እዚ like ከምድላይካ ተዝከዉንስ 1000 like ምሃብኩካ ነዓይ እዉን ኣንብካንይ
@alexanderkibrom7510
@alexanderkibrom7510 5 жыл бұрын
ማዕንደክ ከላም ያ ራጅል ተሰነይና ኣኹሩዒካያ ቶማስ ምስ ሰበይቱ ከማን ገለ ዓይነት
@ABIABI-2013
@ABIABI-2013 5 жыл бұрын
Nay 2019 zbelxet koyna rekibeya buzuh dkam zhalefo srahhhh abet hrmet 100% ኣጆኻ በርትዕ !
@milionkibrenges2489
@milionkibrenges2489 5 жыл бұрын
ናይ በሓቂ እንደሓደረት ደስ ትብለካ Wonderful song ሓየሎም ሓወይ 😭😘
@shambelokbamichkael5983
@shambelokbamichkael5983 3 жыл бұрын
Uyyyyyyyyy uyyyyyyyyy eza derfi mes hiweteyyy tetasaser eya 2020 zebene telmat Tankes you bro nayi elka kem zederfkaya eu zesmani .kemzi kemey alkum do ahwat .....
@itsmehaneta8202
@itsmehaneta8202 5 жыл бұрын
eza derfi mes hiwet natey metiesesar alewa kedmi 5 amet zegatemeni tarek eyu like habuni kehekyekum eye.
@SamuelSolomon-ez9rs
@SamuelSolomon-ez9rs 7 ай бұрын
Aleku ta wedi still listen 23/2/2024
@በረድልሳን
@በረድልሳን 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ተንካፊት ዝኮነት ደርፊ ድሓር ከኣ ኣቦቅቢቅካኒ በጃኻ።
@akliluemahatsion4979
@akliluemahatsion4979 5 жыл бұрын
I am in love with this song.good job bro
@hiyabhaile6667
@hiyabhaile6667 5 жыл бұрын
ታንታን ከመይ የድንቀካ ኣይፈልጥን፥ ጥዑም ድምጽን ዳይረክተርን ከኣ Eri power Man.
@gziehayal7495
@gziehayal7495 5 жыл бұрын
Hiyab HAILE 😂😂😂😂
@yordayeymiss4576
@yordayeymiss4576 5 жыл бұрын
Aseyyyyyy hawey natey tiemu dmxey qexelo
@mensuribrahim9388
@mensuribrahim9388 5 жыл бұрын
The best of 2019 song!!! Nach weiter Hayelom👏👏👏👏👏
@gziehayal7495
@gziehayal7495 5 жыл бұрын
Mensur Ibrahim 😂😂😂😂
@teklitasli3916
@teklitasli3916 5 жыл бұрын
Men alo nezia derhi 13 gezea ab mealti zsemea
@iphone5s999
@iphone5s999 5 жыл бұрын
Ane👌✋
@jonihadish2064
@jonihadish2064 5 жыл бұрын
ane aleku 25 gize zsemakwa
@afrooeritrea9995
@afrooeritrea9995 5 жыл бұрын
Meeeee😭😭💔💔
@wedieri2301
@wedieri2301 5 жыл бұрын
Ay tehswena aske Gumama lali 13 ግዜ smiaya eye
@Selamweldegebriel1221
@Selamweldegebriel1221 5 жыл бұрын
Ane qu aleku ab deki deki zsemae kulu gizea
@merhawisahleferej5138
@merhawisahleferej5138 5 жыл бұрын
Wow# hawna hayelom kabta qedameyti srahka zyada zmeseteni neger fey keblelka whdet zema mis gtmi kemu win clip btaemi abi whdetn stimetn alewo zyada win mekeret dmxka golihu teraini bhiji win kabzi zbelix srah hizka ktmexena mkanka ezi hyaw mskir eyu emo nxbeyeka! Keep it👊
@yosanrezene5312
@yosanrezene5312 5 жыл бұрын
Hayolomey btami tmti derfi qxlo flut derafi ktkewn aleka😊😘😘😘
@xinatxegay1701
@xinatxegay1701 5 жыл бұрын
YOU! yes , you .Let me tell you something . You are the new eritrean rising star. Keep going....
@merhawitaamuzigi2473
@merhawitaamuzigi2473 5 жыл бұрын
100% ዉድእቲ ደርፊ ዝበለጸት ናይ 2019 ደርፊ❤🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔
@tesfahiwettseghay2220
@tesfahiwettseghay2220 5 жыл бұрын
Wawww great job go ahead bro amezing music .ቀጽሎ ንፉዕ እዋናዊት ደርፊ እምነት ጠፊኣ
@divoratesfealemmehari4037
@divoratesfealemmehari4037 5 жыл бұрын
Hey wadi tasseny adey 😍🇪🇷🇪🇷🇩🇰🇩🇰
@fortunanegasi4581
@fortunanegasi4581 5 жыл бұрын
1000 gzie semie mmnaw eko sineya Eri Power Kale srahat hizka ktmexena yxbeyeka bro 🇪🇷 from israel
@eriboy9694
@eriboy9694 5 жыл бұрын
Beautiful song 😍 wedi Eri🇪🇷❤️😢
@sinalamek8695
@sinalamek8695 5 жыл бұрын
Wow perfect derfi bhaki gtmi zema kulu zemalet eya bhaki des bhalit nmejemerta gize semiya tenkfatni neay ztederfet koyna tesemiatni neay gn zemitni eyu 😭😭😭💖💖💖🙏🙏🙏
@galyesus487
@galyesus487 5 жыл бұрын
Waww hayeli hawey gelae ayent music ajoka kotslo zyaday 🎶🎸🎤❤️❤️💕💕
@yonitesfie6158
@yonitesfie6158 5 жыл бұрын
000äääää
@natnaelabrha4469
@natnaelabrha4469 5 жыл бұрын
Eza derfi 1000 gize semieya gn kea mmnay sieneya eske kemay ente koynkum b LIKE ngeruni❤❤👍
@nahomronaldo4866
@nahomronaldo4866 4 жыл бұрын
I love wedi eritrea i love you bro the best song on 2019
@21bang6
@21bang6 5 жыл бұрын
Rahwa tray keytikewin anyhow great song we love ya keep ya doing shittt ❤️
@angosomtewelde9785
@angosomtewelde9785 5 жыл бұрын
ኣታ ዝውዲ ናይበሓቒ ዲያ ዘጋጠሞ ኢዩ ዝመስል ክደንግጸካ ሶ ናይመወዳታ ከምቲ ዘየለ ጽቡቕ ስራሕ ቐጽሎ አንተ ገደደ ከምዚኣ ሓንቲ ድገመና ብሩከይ
@kbromgebrekidan8560
@kbromgebrekidan8560 4 жыл бұрын
Nice job 👌 keep going God bless you 🙏💯💯😇
@15prography19
@15prography19 5 жыл бұрын
Bela serah haylatey kem wetru . Be u strong bro 😥😥🥰
@nabradendani5446
@nabradendani5446 5 жыл бұрын
Wawww nay behaki kubur haw aznna debiskayo xemimna nerna ..... Ktkxlo beal mulua tesfa eye haw aythmekena
@Habu98
@Habu98 5 жыл бұрын
ትም ኢለ ይስሕቅ ትም ኢለ ይነብዕ ተዋጃብርኒ ዝብድል ዝግሂ:ዝረግም ዝጥዓስ ከም ኣደይ እንበር ኮይነ ኣንቲ ዘማቲተይ: ዘማቲት ዘማቲተይ ካልኣይ ሂወት ይብል ኣሎ:ይብል ኣሎ ልበይ ኣንቲ ዘማቲተይ: ዘማቲት ዘማቲተ ካልኣይ ንመን ካይ ኣምን:ተጎዲኡዩ ልበይ:: Perfect poem with your sound.keep up bro
@etooetoo550
@etooetoo550 5 жыл бұрын
Haylat habibi forsa tray blmue lbka delete gbera gual kemu endya kab msa zelo werki akalila nay guana brur tmne akmi zhaxra ftret eya gn kolen malet aykonen just keep going bro
@meronkidan3630
@meronkidan3630 5 жыл бұрын
ኣጆካ ሓቢቢ ንጽልኢ ከማን ትዉቀጠሉ ኣሹንካይ ንፍቅሪ ኣምላክ ክነሱ ከማን ብፍቅሪ እዛ ዓለም መስማር ተወቂጡ ንግና ሰብ ዝስምዖ ክገብር ከሎ ክንደይ ባህ ይብለካ ፡ምክፈቲ እንጀረካ እያ፡ ዘክረኒ ከምነትካ ዝገብሩ ዝእዚዛን ክበዝሓ ክበዝሑ እዮም ፡ፎርሳ
@hayelomabrahaley2753
@hayelomabrahaley2753 5 жыл бұрын
Meron HAILEMICHAEL Thank you so much dear ❤️🙏
@saralove9803
@saralove9803 5 жыл бұрын
@@hayelomabrahaley2753 Hayelom hawey neza derfi 1000 gize degagime mtsgab eye sineya zeleku amlak msaka ykun debasit fkri yahabka wedi seb da zeyimen hade egziabeher tray u zeytelm so ajoka hayllll amlak msaka u GBU hawey marey 💕🙏💕
@abdelahi9255
@abdelahi9255 5 жыл бұрын
100% hayelom hawey Nay bhaqi tantan anbesa gele aynet gitmi. Ni tantan keytigadefo hayelom hawey Good job
@biniammebrahtu4758
@biniammebrahtu4758 5 жыл бұрын
Adey zey. Bila yelene getime tanetan ❤️❤️❤️👌👌👌
@Mebenzo
@Mebenzo Жыл бұрын
Atum Sebat seb si kabzi nilaeli derfi entay eyu deliu kisab hiji 2.9 million viewers only atio atio ke 20 million viewers rekiba imagine 😊
@jorjoaliev782
@jorjoaliev782 5 жыл бұрын
ስነ ጥበብ ይጨኑ እቲ ድምጽኻ ! ኣጆኻ ተስፋ ኣይትቁረጽ ስራሕካ ኣድኒቀዮ ገ ጉ
@haydihaydi7609
@haydihaydi7609 5 жыл бұрын
xelayka yhrerer naka zebla amlak hizlka alo meksebeyy 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@mikimartin3900
@mikimartin3900 5 жыл бұрын
ሓዮሎም ብጣዕሚ ጽብቅ ሰራሕ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@temesgenabreha3333
@temesgenabreha3333 5 жыл бұрын
አዚ ወዲ በተሰብ ኣኽሊሉ ድዩ ብታኢሚ ደስ ኽብለካ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣምበሳ ኢለኻ ኣሎኩ።
@judieecurly_
@judieecurly_ 5 жыл бұрын
Proud of u Haylat hawey Abnet nay fkrii ikha Eskha ❤️👏
@awetmichael7124
@awetmichael7124 4 жыл бұрын
ዘማቲተይ 1000 ግዜ ሰሚዕካ ዘይትምኖ ናይ ባሓቂ ተባዕታይ ግጥሚ ካብ ማዓር ትምዕር ጹፉፍ ስራሕ ምስ ጡዕም ድምጺ GBU bro 🙏🙏💗💗
@merhawitesfalemtsegay1014
@merhawitesfalemtsegay1014 5 жыл бұрын
Betami feteka kexelo ab serheka awet ymnyelka ❤️👑👌
@dawithagos2327
@dawithagos2327 5 жыл бұрын
Nay behaqi Xebuq derfi eya so ajoka qexlo habibi 😍😍
@Nathan_2025
@Nathan_2025 5 жыл бұрын
Wawww hayelom hawey gele aynet derfi💯% nhna ka like aynhimeq👍👍👍
@fanatesfay6380
@fanatesfay6380 4 жыл бұрын
Bahqi lebi tetinkef derfi ey mejmerta ab tik tok ferka mes semkewa derafa kelesh ab KZbin 4:00 sat melu kelesh wela really beautiful voice and song so good job 👍 bor 💔
@berekethadish2918
@berekethadish2918 5 жыл бұрын
ክሊብ 100% ድምጺ 100% ግጥሚ 100% ዘማ 100% ቀጽሎ ኣይትሕመቅ ።
@adelomer6406
@adelomer6406 5 жыл бұрын
Deret albo demxi yebel zema mess getmi Hayelom mara belex serah agebe kabzi ka bezebelexe inshallah nexebe meral esik yehwat nezi Neshitay kokob zekone hawina Hayelom Eri pawer wedi Tessney ❤️🇪🇷🎷🎤💯💯😍
@yonastewelde5213
@yonastewelde5213 5 жыл бұрын
Great job bro keep going 👍✌️
@segen8531
@segen8531 5 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ናይ ጎሮቤትና እያ ትመስለኒ ኔራ ፡ ሓደ መዓልቲ ነሽነሽ ገለ ክፋላ ብድምጺ ጥራሕ የውርዳ ሞ እስከ ሎምስ ኣብ ዩቱብ ክሰምዓ ኢለ ምስ ጀርኩ ለካ ናትና እያ ኣዝያ ጥዒማ ኤእ ሓታቲካ እዩ ክክክክ ። በዚ ኣጋጣሚ ደቂ ኤረይ ወላላ ፡ ሓየሎም ከም ጀማሪ መጠን ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ፡ ብዙሕ ርእሲ ድፈሰሳ እያ ታንታን ፡ መትከል ካብ ልቢ የመስግነኩም ከም ወትሩ ። proud of you guys keep going $¢£€¥₣₤₱ all of it for you .
@oscarabrhaly9908
@oscarabrhaly9908 5 жыл бұрын
Wawww ma bro nic one ☝️ habibi ana ❤️🇪🇷❤️
@wedgashxadagarhilibu1129
@wedgashxadagarhilibu1129 5 жыл бұрын
zantena hada eyu hayelom eti zgarim eta afqaritey rahwa mukan eyu kigarmake ka daki gazawit ina nerna so Thanks hanti malet ka Nirakeb nikawin interview natka samey kulu mis natey hada aynet kaynu rakibeyo ab 2017 eyu
@sweetlifewithgod6758
@sweetlifewithgod6758 5 жыл бұрын
Btaimi xbqti derfi hawey natey qexlo nice job
@thomasabraham371
@thomasabraham371 5 жыл бұрын
ሓየሎም ዓርከይ ገላጺት ስራሕ!! ብታዕሚ ውሽጥኻ ትትንክፍ ደርፊ ቐጽሎ 🙏😊!! ካልኣይ ሂወት የለን ይቢል ኣሎ ልበይ!!ቶማስ ሽኻይ"
@samsonessey152
@samsonessey152 5 жыл бұрын
Well done hayelom bro. Keep it❤️❤️❤️❤️❤️
@esromsenay1108
@esromsenay1108 5 жыл бұрын
Ajoka bertee hawey natey xbkti song😘😘
@millionmenges
@millionmenges 5 жыл бұрын
Kab nay lomi derafo kemzi aynet shrah waww Well done bro 👍🏾
@biniammeheri2205
@biniammeheri2205 5 жыл бұрын
ዘማቲተይ ❤❤ ቦዉዉ ናይ ብሓቂ ኣዲኒቀካ ኣጆኾ ቀጽሎ ካብዚ ንላእሊ ሒዝኻ ክትመጽእ ትጽቢተይ ዩ❤💋✅✅
@meronm8423
@meronm8423 5 жыл бұрын
Eza derfi filey zibelt eya kab ti mealtawi zizergah derfi nice demxi ka
@mancheabay9257
@mancheabay9257 5 жыл бұрын
Mayar Humsha habibi
@sarong4558
@sarong4558 5 жыл бұрын
Ya
@medaasli5767
@medaasli5767 5 жыл бұрын
wawwww
@amanuel2090
@amanuel2090 5 жыл бұрын
eri power arkey kef aleka gele aynet derfi love you bro
@akliluhayelom9527
@akliluhayelom9527 5 жыл бұрын
gerammi zefen...........keep going on
@simonzekarias3346
@simonzekarias3346 5 жыл бұрын
Anti ... Zematitey zematit zematitey..! Well done brother.
@titihadgu3704
@titihadgu3704 4 жыл бұрын
A
@theownerofsweetpain9633
@theownerofsweetpain9633 5 жыл бұрын
ጽባቐ ደርፊ ኣብቲ ትሰምዖ ግጥሚ'ዩ ዝብሉ ቡዙሓት ዮም ገለ ዉን ኣብቲ ዜማ ዝብሉ ዉን ኣለው ግና ደርፊ ኣብ ብኽሊቲኣቱ ዝቖመ'ዩ ግጥምን ዜማን ታንታን እቲ ዝፈትዎ ገጣማይ ዩ ስለዚ ኣብዛ ሕጂ ግዜ እቲ ግጥሚ ጥራሕ ዩ ደርፊ ክብል ደስ ምበለኒ'ሓየሎም ዉን ድምጽኻ ኣብ ስሎው እዩ ማራ ደስ ዝብለኒ ኣብዚኣ ዉን ካብኡ ንላዕሊ
@hiyabhaile6667
@hiyabhaile6667 5 жыл бұрын
ሃብታም ርኢቶ!"
@bereketbereket-tumzghi1590
@bereketbereket-tumzghi1590 5 жыл бұрын
Wawwwwww nay behaki ab lebey zeatewet music eya so thank you bro kexelo ❤
@ኖልበይኖኖበጃኪ
@ኖልበይኖኖበጃኪ 5 жыл бұрын
Eritrea wintey ymhil 🇪🇷 Gele aynet 2019
@samidebesay4399
@samidebesay4399 5 ай бұрын
Gele aynet derfi ab amera kelku ey zsemna neyre ab zkri ye etikanan ❤❤❤❤❤❤ kexlo ayttfa kab kulu kmzo nay gele derfeti aykonka b hrmet natna eika txawet kmzom nay gorbietna ztqemu zeymkanka adniqeka
@alwayshopeful2614
@alwayshopeful2614 5 жыл бұрын
ኬፍ ኣለዋ አንዳ ቶማስ'ካኣ ምስ ሰበይትኻ መቀረት ሂብኩማ ኤሪ ፓወር ጣዑም ድምጺ
@siraksiku583
@siraksiku583 5 жыл бұрын
Fili Fili bhaki bel seb hadar dyom ? Kef zelewom shikorinatat
@johannesgerie8843
@johannesgerie8843 5 жыл бұрын
@@siraksiku583 yes sebayn sebeytn eyom tomas hawu neti canari dimxu sami tesseney eyu
@siraksiku583
@siraksiku583 5 жыл бұрын
Johannes Gerie men sami??
@johannesgerie8843
@johannesgerie8843 5 жыл бұрын
@@siraksiku583 sami tesseney eti nuxuh lbki tibil derfi zelato sami tesseney elka search gbera trekbo eka
@siraksiku583
@siraksiku583 5 жыл бұрын
Johannes Gerie eshi mearey deki teseney eko mara endye zihbyom
@solibella9154
@solibella9154 4 жыл бұрын
So amazing 😍 sp tem ila yshik tem ila ynabi tewgabirni 😃😢 demn 😘😘
Help Me Celebrate! 😍🙏
00:35
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 85 МЛН
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 80 МЛН
Esayas Salih (Rasha) - Teum ye Zeleku ጥዑም የ ዘለኹ New Eritrean Music 2018
5:33