Binyam Yemane - Firdey/ፍርደይ New Ethiopian Tigrigna Music (Official Video)

  Рет қаралды 1,615,644

Liham Melody

Liham Melody

Күн бұрын

Пікірлер: 1 300
@ጓልመምህር-ነ3ኘ
@ጓልመምህር-ነ3ኘ 2 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ሰምዑ ዘይፀግባ ዶ ኣሎ 😥😥😥ቢንያመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏
@fyorigrimay4204
@fyorigrimay4204 2 жыл бұрын
ane alekhu kem mezimur kulu gizye zisema
@ksanetdebesay6545
@ksanetdebesay6545 2 жыл бұрын
​@@fyorigrimay4204
@betielgoitom4402
@betielgoitom4402 2 жыл бұрын
Ane aleku
@galtrumpasli1115
@galtrumpasli1115 Жыл бұрын
Ane Aleku🥺❤️‍🩹
@Happy39896
@Happy39896 Жыл бұрын
me too semie zeyxgba beqa😢😢😢😢
@desalekahsay7504
@desalekahsay7504 Жыл бұрын
ኣብ ሓጀር ዝብሃል ናይ ሱዳን ተኣሲረ ከለኹ ይሰምዓ ኔረ ዳግማይ ኩሉ ሕማቕ ሂወት የሐሊፈ ዳግማይ ኣብ ጀርመን ኮይነ ይሰምዓ ኣለኹ ሓዉኩም ወዲ ኢረይ ቡሩካት ህዝቢ ትግራይ ሰላም የውርደልኩም ኣጆኻ ቢኒ ጡዑም ደርፊ 🌸🌸🌸
@amanmehari2824
@amanmehari2824 Жыл бұрын
ካብ ጀርመን ክኣ Like ይህበካ ኣለኹ 😢
@ፊቅሪጸዊዖምነቲዘሳቅዮኒ
@ፊቅሪጸዊዖምነቲዘሳቅዮኒ 5 жыл бұрын
እዛ ደርፊ እዚኣ እምበር ምምናው ኣብያትኒ ክመዚ ናተይ እንተ ኣሎኩም እስከ #ላይክ ሃቡኒ
@didimar5363
@didimar5363 5 жыл бұрын
Wwww des behali endyu koynu
@abrahamafewerkimyking8757
@abrahamafewerkimyking8757 5 жыл бұрын
Wala Ane neti Bini ewn Eya zftew anes💝💓
@dfj7699
@dfj7699 5 жыл бұрын
ኣነውን ኣለኩ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ 2019
@selemehaile2961
@selemehaile2961 4 жыл бұрын
Ane keman aleku mlu mealti ksema ywl nere. ms nebski mthihaz alewa du yblani neiren deki gezay ab mai nefhi
@tesfasnit2871
@tesfasnit2871 4 жыл бұрын
👍
@Abel_Tech
@Abel_Tech 10 ай бұрын
እዛ ደርፊ ኣብ 2024 ኮይነ እውን ምስማዕ ኣየቋረፅኩን ❤❤
@HanaAlemseged-q5w
@HanaAlemseged-q5w 9 ай бұрын
Me too natey
@EzraGirmay
@EzraGirmay 7 ай бұрын
Me too😢
@matusolazemichael3914
@matusolazemichael3914 7 ай бұрын
Same 😢😢
@mesikonjo2902
@mesikonjo2902 7 жыл бұрын
uffffff😭😭😭😭😭😭😭😭 ካብ ልብኻ ኢካ ደሪፍካያ ከብደይ በሊዕካኒ😢😢😢😢😢😢😢
@samueltekle8163
@samueltekle8163 4 жыл бұрын
Mesi konjo
@ጨዓሎ
@ጨዓሎ 3 жыл бұрын
ኣነ ሕማቕ ኣሎኹ ብፍቕሪ ጓል ሄዋን ኣብ ዘይሰልጠኒ ብፍቕራ ሓሪረ :: ከመይ እዩ ግን ምስ ተፍቅሮ ዘይትነብር ? ኣብ መዓልቲ ዳርጋ 10 ግዜ እየ ዝሰምዓ :: ምስ ሂወተይ ትኸይድ ዘይማ ነዓይ ኢሉ ዝዘየማ ኮይኑ ተሰሚዑኒ :: ኣብ art ፍሉይ ዝምባለ እዩ ዘለኒ ምስ ኣፈቀርኩ ከኣ እሞ ገድዱኒ
@batseba8511
@batseba8511 2 күн бұрын
​@@ጨዓሎ😂😂😂😂😂😂
@erilove3110
@erilove3110 4 жыл бұрын
Neza darfes kamay zfatwa alo do bajakum like habony❤️🇪🇷🇪🇷
@imissyoubadimamimami2270
@imissyoubadimamimami2270 4 жыл бұрын
Ane leku baa teselile mistebedelku kulu terediini
@matusolazemichael3914
@matusolazemichael3914 7 ай бұрын
Ane 😢😢😢
@brijap5171
@brijap5171 Жыл бұрын
ዘይትምኖ ምዚቃ ፈርደይ ብንያመይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ደሞ ቀፅል ኣይትቆርፆ ንፅበይካ ኢና🙏🌿🥰🥰🥰
@semhartekle869
@semhartekle869 7 жыл бұрын
አስኪ ሰበይ ውን ሪሂክኒ ንበይነይ ኣብ መዳ ደርቢክኒ ፍርደይ ክቅበል አየ ኣሜን ኢለ ፍቅሪ ኣይኮነልካን ተባሂለ ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ቢነይ ልቢ ዝትክፍ ኣዝዪ ከቢዱ
@ትርሓስመሓሪ-ዘ7ቨ
@ትርሓስመሓሪ-ዘ7ቨ 5 жыл бұрын
ኣጆኻ መዓራይ ሰብ ይጥለምካ ጌታ ኣሎ ምሳኻ ፍርዲ ዝህበካ
@robeltesfamariam1246
@robeltesfamariam1246 8 жыл бұрын
ሰሚዐ ኣይጸገብኩዋን ፡ ብኩሉ ነገራ ብልጽቲ ኮይና ረኪበያ፡ ይበል ድምጺ፡ ይበል ውህደት፡ ይበል ገጸ ባህርያት ደራፋይ፡ ቢኒ ሓወይ ቀጽሎ ኣጆኻ።
@tiketstikets6965
@tiketstikets6965 6 жыл бұрын
hiiiiii
@mookqwr2713
@mookqwr2713 5 жыл бұрын
robel tesfamariam። .
@farklaentertainment4529
@farklaentertainment4529 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ንዓይ ትገልጽ ደርፊ ረኺበ ክሳብ ብሂወት ዘለኹ ከይሰማዕክዋ ኣይውዕልን የ ኣብኪኻኒ really like ጌርኩም ኣጻናኑዑኒ በጃኹም😢
@ሹመይንዓይይምልከት
@ሹመይንዓይይምልከት 4 жыл бұрын
2019 Seb kesibe ላይክ ክክክክክክክ ኣጆኻ
@muluymaryamlji9323
@muluymaryamlji9323 4 жыл бұрын
እሺ ላይክ
@user-mc1mm2wx6f
@user-mc1mm2wx6f 4 жыл бұрын
Me tye
@natannatan5032
@natannatan5032 4 жыл бұрын
🙆‍♂️
@mehariemeha5362
@mehariemeha5362 4 жыл бұрын
❤❤❤🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@Galtgray-c5y
@Galtgray-c5y 11 ай бұрын
እዛ,ደርፊ,ሰሚዐ,እንድየ,ዜዮመንዋ,,ከማይ,ትፈትዋ,ሰባት,ላይክ,ሃቡኒ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ 3 жыл бұрын
መን ኣሎ እሽካው ሎምዓንቲ ከምዝ ከማይ ኣብ ማዓልቲ 10 ግዜ ዝሰምዓ💔 እፍፍፍፍ ዛደርፊ ትሰምዓ ተለኩ ንብዓተይ ክቃፃፀሮ ኣይኮኣልኩን😥💔💔💔 ቢኒ ሓወይ ፅብቅቲ ስራሕ ቀፅሎ ኣለና ኣብ ጎንካ♥♥
@liliqueen2184
@liliqueen2184 7 жыл бұрын
o m g ኣታ ሓወይ መዓረይ ክንደይ ደኣ ክትፅብቅ ፍጥረት ኢካ ♥
@ሜሪጓልትግራይፃዕዳጓልቶም
@ሜሪጓልትግራይፃዕዳጓልቶም 7 жыл бұрын
lili lili kkkkkkkkkkkkkkk
@bfkrinedide6894
@bfkrinedide6894 5 жыл бұрын
Nski keman hilwa
@edengezai6444
@edengezai6444 4 жыл бұрын
l love you Bini Qonjo 🌹🌹🌹
@ፍቅሪምስኩሉፉጡር
@ፍቅሪምስኩሉፉጡር 6 жыл бұрын
ከይደንቕኩኻ ኣይትረፍን ኢየ ኣብ ዓወዲ ስነ ጥበብ ከምዚ ዓይነት መልእክቲ ክተምሓላልፍ ብምኽኣልካ ተሰትፎኻ ኣይፈለየና ብሩኽ ሓወና GBU🙏🙏🙏
@amanmehari2824
@amanmehari2824 11 ай бұрын
ፍርደይ ክቅበል እየ ኣሜን ኢለ ፍቅሪ ኣይኮነልካን ተባሂለ 😢
@arongebre9907
@arongebre9907 8 жыл бұрын
ዋዉ ቢኒ ሰሚዕካያ ዘይትምኖ ደርፊ' ቀጽለሉ ምርጥ የ "አዲግራት" ልጅ
@kemkunetatu7989
@kemkunetatu7989 8 жыл бұрын
kaf zalo darfi eya bhaki
@sandosando1252
@sandosando1252 8 жыл бұрын
Aron Gebre
@ሜሪጓልትግራይፃዕዳጓልቶም
@ሜሪጓልትግራይፃዕዳጓልቶም 7 жыл бұрын
Aron Gebre ወዲ ዓድግራት ኣበይ ከባቢ እዩ ገዛውቱ
@saradesi3705
@saradesi3705 7 жыл бұрын
ሜሪ ጓል ትግራይ ፃዕዳ ጓልቶም ጀጋኑ nski Abey eyu menderki emo kdm knegreki eye ane kab 04 wexaei tekoynki knegreki eye ab 04 entekoynki gn ? eyu mknyatu kab sebeya mexikum ekum deki 04 tblu
@ሜሪጓልትግራይፃዕዳጓልቶም
@ሜሪጓልትግራይፃዕዳጓልቶም 7 жыл бұрын
sara desi እረ ኣነ ዓድግራት ክመሃር እየ ዝፈልጣ እምበር ዜሮታት የብለይን ኣነ ግን ንክፈልጥ እየ ከምኡ ኢለ እምበር ጭዋ ገጠር እየ ዝሓፍተይ ብመንነተይ ኩርዕቲ እየ
@mulugetamulugeta5846
@mulugetamulugeta5846 6 жыл бұрын
waaaaaaaaaaaa ገለ ዓይነት ብጣዕሚ ኬፍ ዘለዎ ደርፊ ብቦታይ ካብ ትግራይ ደርፊ ብቅዲሚት ሰሪዐያ አለኩ ቢኒ ሓወይ ካልአይ ሶልሳይ ድግም ድግም አብለና።
@wawwrobelleake7509
@wawwrobelleake7509 5 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኩ ማራ እያ ተደንግጸኒ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@AbAb-se8zm
@AbAb-se8zm 5 жыл бұрын
እዉይ ናዓይ ድዩ ደሪፍዋ ኣረ መን ነጊርዎ ብዝኮነ ብጣዕሚ ቆንጆ እዩ ቀፅለሉ
@mesganatsegay7736
@mesganatsegay7736 4 жыл бұрын
Me too 😭🙏
@AsAs-j3b1o
@AsAs-j3b1o 22 күн бұрын
መን ኣሎ ደጊሙ 2017 ዝሰማዓ😢🥺 ዳኒ ወዲ ዓጋመ ሽኮር❤
@natukidane3365
@natukidane3365 7 жыл бұрын
ጥዕምቲ ደርፊ ተግራዎት ኣሕዋትና
@abi8996
@abi8996 7 жыл бұрын
ቢኒ እዛ ደርፍካ ማራ እያ ዝፈትዋ ቀጽሎ ሓወይ ኮላትና የሕዋት ኢና ብዝኮና ኣነ ኤርትራዊ እየ ናይ በሐቂ እይ ኣድኒቀካ ኣጆካ ቀጽሎ
@swawit4914
@swawit4914 11 ай бұрын
ወኪል ተስፋይ መንገሻ መፅይና ትብሉ ግጨውኒ❤❤❤
@ኣምሊፍቅርመቅሰን
@ኣምሊፍቅርመቅሰን 8 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ በቃ እዛ ደርፊ ሰሚዐ ምምናው ኣብያትን ኣብ ናተይ ሂወት ኮይኑ ዝደረፋ ኮይኑ ይስማዓኒ ሶ ቢኒ ማዓር ቆፅሎ ንመፃእ ድማ ካልእ ንፅበ
@robelbrhane684
@robelbrhane684 8 жыл бұрын
ኣምሊ ፍቅር መቅሰን hasawie
@genetgenet4470
@genetgenet4470 7 жыл бұрын
ኣምሊ ፍቅር መቅሰን amel Ayany tey tgber alik kkk
@yonitesfa9629
@yonitesfa9629 7 жыл бұрын
Robel Brhane kkkkkkkkkkkkk ata kendy tahasm
@ሜሪጓልትግራይፃዕዳጓልቶም
@ሜሪጓልትግራይፃዕዳጓልቶም 7 жыл бұрын
Geni gel Etho kkkkkkkk ዋ ኣትን ዋላ ኣብዩቱብ ዲክን ትካሰማ
@genetgenet4470
@genetgenet4470 7 жыл бұрын
ሜሪ ጓል ትግራይ ፃዕዳ ጓልቶም ጀጋኑ Kkkkkkkkkkk እንታይ ተግብሪ ኣለኪ ኣቲ ስዲ
@Jonny_media2022
@Jonny_media2022 Жыл бұрын
Still listening 2024
@alaymhretab2714
@alaymhretab2714 4 жыл бұрын
እዛ ደርፊ እዚኣ ክሰምዕ ከለኹ ውሽጠይ ማዕበል ፈጢሩዩ ዝጋላበጥ ኣብ ገለ ዘይፈልጦ ማዓሙቅ ስሚዒት እየ ዝሽመም ፍቅሪ ኣሪኢኺ ካብትጠልምኒ ሑቶይ ተዘይትቅበሊ ምሓሸኒ ናይብሓቂ ቀጽሎ ቢኒ ነብሲ
@tanikobufoymeda2295
@tanikobufoymeda2295 5 жыл бұрын
ኡይ ኣታ ዛ ደርፊ ምምናው ኣበያተኒ ልክዕ ናዓይ ዘጋተመትኒ ዛንታ ዛሓዘለት ያ ፈቅረይ በዲልክኒ ከይ በለኪ ኣስኪፉኒ ውዕለታኪ )
@ilaneritrean4717
@ilaneritrean4717 7 жыл бұрын
ኣብ ታሪክ ሙዚቃ ትግርኛ ቲኣሚር ኪትሰርሕ አካ አሞ ዲማ ኣብዚ ህጂ አዋን ጎይላ በዚሁሉ ዞሎ ጊዘ ከምዚ ብምስራህካ ክብሪ ይግባኣካ አዩ ቢኒ ሃወይ ኣጆካ ከጹሎ
@Yonaswoldo1330
@Yonaswoldo1330 2 жыл бұрын
ኣብ 2022 ነዛ ደርፊ ዝሰምዓ እንተሎ እስከ ብLike ኣርእዩኒ።
@wedkeren235
@wedkeren235 2 жыл бұрын
ኣለው ብዙሓት !!!
@eldana7478
@eldana7478 2 жыл бұрын
Ane aleko abe 2023 yesema 🥺
@Yonaswoldo1330
@Yonaswoldo1330 2 жыл бұрын
@@eldana7478 yeah,this song will never get old.
@galtrumpasli1115
@galtrumpasli1115 Жыл бұрын
2023 Me 😢❤️‍🩹
@Hermelahabteab1234
@Hermelahabteab1234 Жыл бұрын
Ane hji eye zsema zeleku
@Binjambelay
@Binjambelay 11 ай бұрын
Still listening in 2024...😢
@gbstawimihretab2103
@gbstawimihretab2103 4 жыл бұрын
ንሂወተይ ትውክል ደርፊ ብርግጽ ሎሚ ረኪበያ ብሓቂ ማራ ብእዝነይ ገዲፈ ብልበይ እየ ከስተማቅራ ጀሚረ እፍፍፍ ክትምስገን ዝግብኣካ ኢካ ቢንያም የማነ Thank you my dear brother!
@fanatesfay6380
@fanatesfay6380 4 жыл бұрын
ጎዶና ፍቅሪ me too 💔
@gbstawimihretab2103
@gbstawimihretab2103 4 жыл бұрын
@@fanatesfay6380 ናይ ብሓቂ ኢዩ ደሪፍዋ
@adeytigray6384
@adeytigray6384 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ካብደይ በሊዓትኒ ዛምዚቃ ኣጆካ ቢኒ ሓወይ ቀፁለሉ ብኩሉ ፁቡቅ ኢካ ዘለካ ዝያዳይ
@ሓንቲመዓልቲ
@ሓንቲመዓልቲ 6 жыл бұрын
ተጋሩ የሕዋትና ብጣዕሚ'የ ዘፍቅረኩም ኣጆኹም ሕጂ ቀሪብና ኢና ሓንቲ ሃገር ክንኸዉን እቲ ፍቅርኹም ጥራይ ኣይትብቀቁልና one love tigrina ,from eritrea
@frehabeshawit7522
@frehabeshawit7522 4 жыл бұрын
Love u too
@robelkahsay243
@robelkahsay243 4 жыл бұрын
Yess bro✅
@YonasMikiel
@YonasMikiel 9 ай бұрын
Ety tebale wedey
@እማሓላላይናፍቀኪ
@እማሓላላይናፍቀኪ 4 жыл бұрын
አብ ወሰጢ ልበይ አለኒ ግን ሕጂ የለኒ ወላ ሓብርና አይኔኔበር አምበር ግን ጠዕማ ለዛ እዩ ነይሩ ፍቅር አረኣኻ ኸብ ትኻለአኒ ፍቅር ዘይምተቀበልኻኒ ምሐሸኒ አፍቅር ግን ተረሓሓቅቅና አና አነ አብ ሰደት እየ ዝነብር ኩሉ ግዜ (3) ሰዓት አዕልልና አይናዉደአና ነይርና ተፈላላና አፋፋፋፋፋ በይነይ አየ we love you tooo mey life
@fiyorihaileslassie669
@fiyorihaileslassie669 2 жыл бұрын
ቢኒየ ቡዙሕ ደርፊ ተዝህሉ ደስ ይብል እውነት ቢኒ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ❤️❤️❤️❤️
@Saymon-o6n
@Saymon-o6n 9 ай бұрын
Bini king 👑👑👑
@dc-zj4bx
@dc-zj4bx 6 жыл бұрын
ግጥሚ ዜማ ማራ ደስ ዘቢል ቀጺሎ like ከኣ ንሃቦ እስኪ ካብዚ ንላዕሊ ኪብርትዕ
@ፋኒጋልትግራይ
@ፋኒጋልትግራይ 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ኣንታ ቢኒ ዛሙዚካ ፈፂመ አንድየ ዘይ ዓግባ ጠፊአካና ካዓ ገለ አስከ በለና በጃካ
@Adonay_Dvora143
@Adonay_Dvora143 4 жыл бұрын
ድሕሪ ቃለ መሕትት ዝሰማዕኩማ like ርገፁኒ
@hermilamedhanie3470
@hermilamedhanie3470 8 жыл бұрын
Bini shkor awaxaxikayom nezom kulom derfty .... thx yeak .... bunet ab simet teatu mes kanary zikone dimxika... asliy asliy wedy shukey❤
@goman9425
@goman9425 5 жыл бұрын
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ እዛ music still know ዘስተማቕራ 2019 😘😘
@ትግራይምልባማ-ፀ4ፈ
@ትግራይምልባማ-ፀ4ፈ 4 жыл бұрын
Ane
@ጓልእሮብኦሮባ
@ጓልእሮብኦሮባ 4 жыл бұрын
ኣነለኩ 2020
@mesganatsegay7736
@mesganatsegay7736 4 жыл бұрын
Ane
@asaserer8914
@asaserer8914 3 жыл бұрын
Aen
@መቅዲእየጓልትግራይ
@መቅዲእየጓልትግራይ 3 жыл бұрын
Ane 2021💔
@fireweyniteklab6275
@fireweyniteklab6275 7 жыл бұрын
ኡፍፍፍ በስመአብ እንደዛሬ አልቅሼ አላውቅም ቢኒ ሽኮር በጣም አሪፍ ነው ፍርደይ ክቅበልየ አሜን ኢለ ,...
@Coashanti
@Coashanti 10 ай бұрын
Still Listening in 2024👉👉✌️
@YorusalemTesafhiwet
@YorusalemTesafhiwet 8 ай бұрын
Me too
@YohannesWeldesilasie
@YohannesWeldesilasie 9 ай бұрын
❤❤❤ I still listening in...16.03.2024...i have been heard this lovely song ,when i where at adigrat University in 2019-2020...much love for you bini ...ur brother from Eritrea❤❤❤❤❤
@ጓል70
@ጓል70 4 жыл бұрын
ዛደርፊ ብልሰማዕክዋ ቁፅሪዩ ንብዓት ልመፀኒ ቢኒየ ብጣዕሚ ደስ ልብል ስራሕ ዩ❤❤❤❤
@Heaven_16499
@Heaven_16499 6 жыл бұрын
ufffff Bini hawey kendy dia ትጥዕም ሙምናይ ስዕንያ ደጋግም እናሰማዕኩ so ajoka
@ኣምላክፍቅሪ
@ኣምላክፍቅሪ 5 жыл бұрын
ከብደይ በሊዕካኒ ግምጥልጥል ኢልኒ ኣጆካ ናይ ብሓቂ ደስ ኣለዋ እዛ ደርፊ ቁስለይ ጎዲኣትኒ
@gezanatube7966
@gezanatube7966 6 жыл бұрын
ቢኒ እንታይ ኢለ ከም ዝገልጸካ ተፊኡኒ ቃላት ኣይረኽበልካን, ግንካብቲ ቡዙህ ክገልጸልካ ይፈቱ ውሁድ, ውህሉል ድምጺ ምስ ዉህሉል ግትሚ ከሙዉን ዘማ ይበል ኢዩ ዘብል, እሞ ከኣ ኑኡሽተይ ክንስኳ,ህዱእ ሙዚቃ ኮታስ ክገልጾ ቃላት ያሃጽረኒ, ስለዚ ኣጆኳ ቀጽሎ ካባኳ ቡዙህ ኢና ንጽበ, ሰላምን ፍቕሪን የውርደልና ፈጧሪ ምስ ተጋሩ ኣሕዋትና ድም ያሓዋዏሰና ልኡል ኣምላኽ, ካብ ብልቢ ዝፈትወኩም ኤርትራዊ ሓዉኹም,
@ድልለፍሊስጢማውያንውድቀት
@ድልለፍሊስጢማውያንውድቀት 7 жыл бұрын
ቢኒ ወደይ ገለ ዘዓይነታ ደይትምኖ ደርፊ ቀፅለሉ እስከ ኣብ ትግርኛና ደይተለምደ ስራሕ እዩ እሞ ኣይትጥፈኣና እስከ። ሓውኻ ካብ ማእኸል ዓጋመ
@ባዕለይእየዝፍልጦዘለክዎ
@ባዕለይእየዝፍልጦዘለክዎ 7 жыл бұрын
ዋው ማራ ኬፍኣልካ ማር ኣጀካ ብጣዕሚ ሃሪፍ ኣብቀፃሊ ካብዚ ዝበለፅ ሒዚካ ክትመፅ ተስፋ ኣለና
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ Ай бұрын
Still now ❤😢
@betatubebeta
@betatubebeta 7 жыл бұрын
እር ኮሜንተሮች ምንሼ ነው በአማርኛው ግቡ። ዋውውው ቢኑሻ በርታ
@HagerAsmerom
@HagerAsmerom 19 күн бұрын
Ane terah deye eza derfi tenba ane😢
@fekaryodithanifekaryoditha858
@fekaryodithanifekaryoditha858 8 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቢኒ ሓወይ ዓቢ ተስፋ ኣለካ፡ ካባኻ ብዙሕ ተስፋ ኣለና, ናይ ትዝታ ትግሪኛ ደርፍታት ኣብ ዝጠፍኣሉ ዘሎ ግዜ slow ሙዚቃ ብምስራሕካ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልንየ፡ ቀጺለ ድማ ናይ ብሓቂ ብዘይ ቀል ዓለም ኣብቲ ዝተዋሳእካዮ ገጸ-ባህርያት ብጣዕሚ ጽቡቕ, ምኽንያቱ ደራፊ ተጠሊመ ኢሉ ክደርፍ እንተ ኮይኑ ብዘይካ ኣብቲ ናይ ሕሉፍ ዝረኣዮ ሂወቱ ፍሽኽታ ክሕውስ የብሉን፡፡ ፍቕሪ ዝሰለጦ ወይ ድማ ናይ ሓጎስ ደርፊ ክኸውን ከሎ ድማ ፍሽኽታ ዝዓሰሎ, so Gbu bro keep it
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኩሉ ግጥምን ዜማን ኣዳራርፋ 100% ጎይላ ከይትደርፍ የዘኻኽረካ ንገንዘብ ክብሉ የእዛና ኣጽሚሞሞ ዝነበሩ ከፊትካላ ኣለኻ ኣጆኻ ቀጽሎ ዘመናዊ
@ሜሪጓልትግራይፃዕዳጓልቶም
@ሜሪጓልትግራይፃዕዳጓልቶም 7 жыл бұрын
ዋውውው ብሓቂ ሰሚዐ ኣይመንዋን እየ ኢትዮጵያ ምካኑ ዘረጋገፅኩሉ ዓመተ ምህረቱ ብግእዝ እዩ ተፃሒፉ ዘሎ ናይ ኤርትራ ብጣልያን እዮም ዝቆፅሩ እዛ ደርፊ ናይ 2008 ናይ ዓሚ እያ ቀፅሎ ዝሓወይ
@yohanakflom6340
@yohanakflom6340 7 жыл бұрын
ሜሪ ጓል ትግራይ ፃዕዳ ጓልቶም ጀጋኑ eko marrrrrt
@ወዲስውእኢየማራጨካን
@ወዲስውእኢየማራጨካን 5 жыл бұрын
@@yohanakflom6340 ኩሉና ሓደ ትግራይ ትግሪኒ
@G-zb8nv
@G-zb8nv Жыл бұрын
ዝፍቱካዬ ባኒ ብጣዓሚ እዬ ዝድንቕካ
@asmeretteklay9923
@asmeretteklay9923 7 жыл бұрын
wawww fantastic song. & ur voice is so talented specially at the highest. keep on bini shikor. l am from Eritrea , much love & respect to tigray😍😍😘
@amanuelgebremedhin6595
@amanuelgebremedhin6595 3 жыл бұрын
Ksb hji keysemakwa mxnehey, btami hazine, bulux srah eka serika....lomi rieya akkk...August 13/2021
@ኣቤት
@ኣቤት Жыл бұрын
ምስ ዓርከይ ነበር ኣብ ውሳኔኡ ድሕሪ ምጥርጣሩ አዚኣ ያ መደዓዐሲተይ coz he put his friends first before me. That it made me realize he won't stand for me after all. Seriously this song is made for me even I am not a boy. now I am a happy married woman thanks to this song ❤
@imissmama3978
@imissmama3978 5 жыл бұрын
ኡውውው ብጣዕሚ ተገርም ደርፊ እያ ኣብ ውሽትኻ ትኣትወካ ቃላት የብሉን ንስኻ ርግጸኛ እየ ጽባሕ ኣብ ልቢ ህዝቢ ትግርኛ ሰፊሕ ቦታ ኣለካ So ቀጽለሉ ኣጆኻ ብሃረርታ ክንጽበየካ ኢና ok do,,•√√√
@Neema-x7f
@Neema-x7f Ай бұрын
I remember this song when I was learned in mai nefhi college of engineering 😢😢😢😢 but I leave the life and came to ethiopia 2019
@raheldanihom8383
@raheldanihom8383 3 жыл бұрын
I love this song❤️❤️❤️ Your talent is showing on your amazing performance and emotions!! You are a true artist! Keep up the good work👏🏽👏🏽
@merhawi4495
@merhawi4495 4 жыл бұрын
I am from Eritrea love music 🥺💔✌🏽
@kulukemfkadkaykunamlakey8892
@kulukemfkadkaykunamlakey8892 4 жыл бұрын
Bini shkor semia kmenwa zeykel derfi yea. I wish hji wn bblux ktmexana nxbe WE LOVE U.
@henokbaire2043
@henokbaire2043 7 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ደርፊ ዘይተስማቕርዎ ኤትዮጵያዊ ይኹን ኤርትራዊ አንታይ ከበድኩም ፕሎቲካኹም ኣብ ካልኩም
@henokbaire2043
@henokbaire2043 7 жыл бұрын
bini boy xbuk srah kexlo am fr eritra
@sabadebes6405
@sabadebes6405 7 жыл бұрын
Henok Baire ሕጀሰ ሓቅካ ኢካ ወደይ ኢትዬ ወላ ኤርትራ እንተኮነ እንታይ ለዉጢ ኣለዎ ብቻ ናይቲ ሙዚቃ ጣዕሚ ኣሰተማቅሩ።
@sabadebes6405
@sabadebes6405 7 жыл бұрын
ቢኒ ግን ብጣዕሚ ደሰ ትብል ደርፊ እያ ቀፅለሉ በርትዕ ሸኮር
@joly.hewankonjcell5050
@joly.hewankonjcell5050 7 жыл бұрын
binyam shkor kislolu
@Fskta
@Fskta 11 ай бұрын
2024😢💔ዝሰምዓ😊
@Sunshine-vv6xd
@Sunshine-vv6xd 6 жыл бұрын
ዝገርም ብቕዓት ምድራፍ ዘመናዊ ደርፊ ኣለካ ቢኒ ።ከምዚኣ ሒዝካ ክትመጽእ ተስፋ ኣለና
@ابومحمد-ظ2خ4ط
@ابومحمد-ظ2خ4ط Жыл бұрын
ኣኒ ብጣዕሚ እይ ዝፈትዋ ንዓይእያ ተደሪፊ ❤
@sumuratum1742
@sumuratum1742 7 жыл бұрын
ሚሂራትኒ ግን እዛ ደርፍ 10q ቢኒ ሃወይ ከምዚ ከም ዘሎ ዝፈለጥኩ ።
@ሰላምጋልትግራይ-ሰ8ሠ
@ሰላምጋልትግራይ-ሰ8ሠ 4 жыл бұрын
ቢኒየ ወዲ ዓደይ ከመይ ዲካ መከየፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝያዳይ
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 7 жыл бұрын
ኣዚያ ብጽቲ እናሻዕ ክትሰማዓ ዘይቲ ምኖ ጹቡቅ ውህደት ህርመት ሙዚቃ ኣጆዃ በርትዕ
@terezasolomun786
@terezasolomun786 Ай бұрын
ዘይትምኖ ደርፊ ቢኒ ብጣዕሚ ንፉዕ ደራፍይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rootpill
@rootpill 6 жыл бұрын
Binyam shikor smart man you have the best voice god bless you sweet heart I 😍 you so much 😘
@Selm-14
@Selm-14 11 ай бұрын
ቤኒየይ🎶👑🥺
@habenruesom5386
@habenruesom5386 8 жыл бұрын
wawww Really Really Bini Bro Eza Derfi Ab Demey Atiyatni Kab Twexie Keysemaekwa Ayweln Eye So Ajoka Qexilo Please I am From Eritrea Love You Allo Ethiopian Peaple
@hyabkidane1946
@hyabkidane1946 7 жыл бұрын
Biniy shekoerrr.nay.bhaki.gobez😍😚😙🎵🎶👈👈👈💋💋💋💋💋❤❤❤❤💘💘💘💘👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤
@WediMama-l5k
@WediMama-l5k 3 ай бұрын
Any one is 2024
@kusu142
@kusu142 3 жыл бұрын
Za drfie zia b potoy akanabieru zsededley kolas nabey tefieu🥺🥺🥺😍
@fevenkidane1656
@fevenkidane1656 8 жыл бұрын
wawww nice job btami adnikeka dmxi ,clip 100% nfua derafay trah aykonkan nfua tewasay ewn eka eza derfi keyenbeatni ayterefetn keep it up 👍👍👍
@linasaade4995
@linasaade4995 6 жыл бұрын
እውይ በእውነት እዛ ደርፊ ምምናው ኣብያትን እኮ እስካብ ሕጂ ኡፍፍፍ የኔ ጅግና ከመይ ዲካ
@bezagirma2519
@bezagirma2519 7 жыл бұрын
ትርጎሙ ባይገባኝም ዘፈኑ ደስ ይለኛል ብችሉ ግን ተርጉሙልኝ
@essakmehari5933
@essakmehari5933 8 жыл бұрын
ዋውውው ሃቢቢ ስሚዕ ምምናው ኣባትኒ ገለ ዕይነት 111%ካብ100 ቀጽሎ
@Ababamir
@Ababamir 11 ай бұрын
Still listening in 2024🎉🎉
@iloveueritrean103
@iloveueritrean103 7 жыл бұрын
Auyyy beka anes bezi wedi enber ktslel deliye Bejakum eba zfelto tagalyu kem gelé tahababeruni Binitey nstey Love u lieli 1 amet zkewn Semieya aleku gn teklala kmenwa aykalkun 🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@pleasefightforyourlife8582
@pleasefightforyourlife8582 7 жыл бұрын
I can't stop hearing this music. Just amazing
@Sadu_Ona
@Sadu_Ona 5 жыл бұрын
Bella Bella Bini Arkey belibi temti musica Ajoka Ab qexali kabze mebrta Ajoka teray zarkey 🎤🎼🎙🎼🎼🎤🎤🎙👍👍👍👍👍👍Habuley jama
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 6 жыл бұрын
ኣየ ወ ሰብ ፍቅሪ ጀሚሩ ክገድፎ ከመይ ኢሉ ይክእሎ። ቢኒ ሓወይ ነዓይ ኢልካ ደሪፍካያ ደጊመ ወዲ ከይኣምን ምሒለ። ከምዚ ናተይ ከኣ ዝገደደ ባዕሉ ነቢዑ ብሽም ኣምላክ ለሚኑ ክነሱ ባዕሉ ክጠልመካ ከሎ ግን ኣነ ዉን ፍቅሪ ኣይኮነልክን ተባሂለ ፍርደይ ክቅበል የ ኣሜን ኢለ
@የሩስዕባይዓጋመትግራወይቲ
@የሩስዕባይዓጋመትግራወይቲ 4 жыл бұрын
😭😭😭😢😢ኣጆኺ ማዓልቲ ይነውሕ አንበር ናትኪ ዝበሎ ኣምላኽ ሕዙልኪ አሎ
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 4 жыл бұрын
Eitohpia A thanks 🙏
@sweetdreams9722
@sweetdreams9722 3 жыл бұрын
Ab 2021 zsemea telo, fetari mluee fqri debasi lbi yhabkum 💝💝💝
@johnkidane5066
@johnkidane5066 4 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ክልተ ዓመት ሙሉእ እንበር ሰምዕያ፡ ጥልመት ሕሱም ስቃይ ልቢ
@ኣዜብ-ከ5ጨ
@ኣዜብ-ከ5ጨ 2 жыл бұрын
ዋኘ ጆኒተይ😳
@abelabelabrham7714
@abelabelabrham7714 Жыл бұрын
Still listening Happy new year 2024
@ትግራይወለላመንከማኺ
@ትግራይወለላመንከማኺ 7 жыл бұрын
ኣሕዋተይ ኩለትና ሓደ ኢና ትግርኛ ተዛረብቲ ትርፊ ዘረባ እንታይ ይዓብስ
@ኣስቴርጋልትግራይS
@ኣስቴርጋልትግራይS 4 жыл бұрын
በቃ ዛደርፊ ምስ ሂወተይ ማዕረ መሲለን ይስመዓኒ ቢኒዋይ ዕድመን ጥዕናን ንዓካ
@SaraSara-th3xs
@SaraSara-th3xs Жыл бұрын
2023 ከምዚ ከማይ ዝሰምዓ like😢
@ቲቲጓልትግራይ-ዸ5የ
@ቲቲጓልትግራይ-ዸ5የ 5 ай бұрын
ቢንዮ ጥዕምቲ ደርፊ🥺
@KehLeg
@KehLeg Жыл бұрын
still listening in 2023 🔥🔥
@Eribky291
@Eribky291 Жыл бұрын
Still listening in 2024
@Haftiluli
@Haftiluli 11 ай бұрын
Me to 😢​@@Eribky291
@ygthaaxumite
@ygthaaxumite 11 ай бұрын
2024 I'm still listening 🎧💙🎸
@BereketRedae-n3z
@BereketRedae-n3z 11 ай бұрын
Me to bro
@BanaMisgna
@BanaMisgna 11 ай бұрын
I am listening still 2024
@LOVE-py4oh
@LOVE-py4oh 6 жыл бұрын
ውውውው ቢኒ ሓወይ ማራ ጥዕምቲን ጽፍፍቲን ደርፊ ማራ ፈቲያ ብፍላይ ግጥሚን ዜማን ብዓልካ ማራ ኣዲንቀካ
@noahmesfin5879
@noahmesfin5879 6 жыл бұрын
i love this music...its so amazing...
@antonio169
@antonio169 3 жыл бұрын
oh my God really I'm not understand meaning song.. But I don't want!! Just everything music He's translate And Acting Love you 🇪🇷 I'm from 🇸🇴👍👍
@eiyadanwar5584
@eiyadanwar5584 2 жыл бұрын
I love this music so much, I feel sad and happy because it reminds me of the time I spent with my girlfriend.
@Mami-ww3kz
@Mami-ww3kz 6 жыл бұрын
ዋውውውው ናይ በሓቂ ካብ ልበይ ፈትየያ ደይትሙኖ ቢኒ ሽኮርር 👌👌
Jaidarman TOP / Жоғары лига-2023 / Жекпе-жек 1-ТУР / 1-топ
1:30:54
Непосредственно Каха: сумка
0:53
К-Media
Рет қаралды 12 МЛН
Lulom Abreha - Betey / New Tigrigna Music Video
5:30
Liham Melody
Рет қаралды 570 М.
Sgntir Bmaedo Tereyo
4:43
Tedd Russom
Рет қаралды 1,2 МЛН
new Eritrean Lyrics music amanuel momona (hmam Dhar)
6:28
Tigrinya Tube ትግርኛ ቱብ
Рет қаралды 299 М.
Jaidarman TOP / Жоғары лига-2023 / Жекпе-жек 1-ТУР / 1-топ
1:30:54