KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ንሰራዊት ሻዕብያ ምግቢ ኣቅሪብናሎም ፡ ህፃን 8 ወርሒ ገዲፈ ተጋዲለ ፡ ሻዕብያን ፉሉይ ሓይልን ምፍላይ ኣብዮምኒ 👉 ተጋ. ዓወት 0953171942
1:03:29
Eritrea interview with Coloniel Tsegu Fesehaye ኮሎኔል ጸጉ ፍስሃየ ዛዕባ ቢተው፡ጴጥሮስ፡ ስብሓት፡ መስፍን #eritreanmusic
1:37:52
To Brawl AND BEYOND!
00:51
ЧТО ЖЕ МЫ КУПИЛИ СОБАКЕ ВМЕСТО ТАБАЛАПОК😱#shorts
00:34
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
乔的审判,精灵应该上天堂还是下地狱?#shorts #Fairy#fairytales
00:58
ጀነራል ርእሲ ምራኽ ተቀቲሉ እዩ ፡ ጀነራል ሳሞራ ኣሲሩኒ ነይሩ ፡ ንሓየሎም ኣርአያ ኪሕድካዮ ተባሂለ 👉 ተጋ. ገብሩ ባንዳ 0919584026
Рет қаралды 38,914
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 93 М.
Desta ደስታ Show
Күн бұрын
Пікірлер: 296
@Abdo-so2oe
Ай бұрын
ናዚ ለለ ፊሊይ ዲበለ ሓሳብ ሕድሪ ሓየሎም ከይተዒቢር ጅግና❤❤❤❤❤
@asmelashfishayesenbetay719
2 ай бұрын
ርእሲ ምራኽ ኣሎ። ወዱን ጋሉን ኢካ ኣመሪቑ ኣሎ።ዋላ እንትዝስዋእዉን ጂግናና ሓናቒ ኮራኩርር ትግራይ ኣንበሳና ኢዩ። 1 ሚልዮን ወዲ ድኻ ኣጥፊኣ ዕጥቃ እትፈቲሕ መረታ ኣምሓራ ሂባ ትቑዙምምም ሸናይት ትግራይ ኢንትፎ ምሕሳው ዓቕሚ የብላን ዝመጺእ ናብ ግዛ ከም እንቕየርኪን ኣብ ዝባንኪን ይጽናዕ ብነዊሕ ኣጽዋራትና ጥራሕ
@ddyy5110
2 ай бұрын
እዛ ናይ ርእሲ ምራኽ እቲ ጋዜጠኛ እኹል ሓበሬታ ክእክብ ኣለዎ። ሞይቱ ድዩ ኣይኮነን ዘረድእ ቪድዮን ወይ ካሊእ መረዳእታ ኣቕርቡልና
@BBIINNIIAAMM
2 ай бұрын
😂😂 እረ ርእሲ ምራኽ አሎ አብ ምክትታል ዶባት አደርሰት አሎ ቂቂቂ ። አይትሰአኑ ለቆታ ጥሕኒ ቦኾኽ ቦኾኽ ።
@Seb15
2 ай бұрын
ወዲሰንበጣይ እቲ ዝበልካዮ ምስክር ኢካ ህጻውንትን ኣንስትን እዩ ሓኒቁ ንሱውን ተሓዚሉ መጺኡ እዩ ናይዚ ፍርዲ ክኣ ክርክብ እዩ። ግዜ ጥራሕ ተጸበ ኩሉ ሕማቅ ዝገብር ናይ ስርሑ ዋጋ ብሕጊ ክረክብ እዩ
@HavenEmun
Ай бұрын
ere hferu ras bras nfalet inako tsahtsahti
@elenikahsay8212
Ай бұрын
አታጋሐፍ ኮፊ ኢልካ ምሰማዕ ንዓርሲው ሞት እዩ ኮፊልኪይ ትሐድሪይከከከከከከ
@Timetube-313
Ай бұрын
ገብሩ ባንዳ ዝገርም ጀግና ቆራፅ ግን ዘሕዝነካ ኑዑኡ ዝምጥን ሓላፍነትን ክብርን አይረከበን ሓቂን እምበር ምልምማፅ ስለዘይፎቲ እዩ ምስ ወርቂ ኢዱ ከሎ እየ ዝፈልጦ። ትቀርፀሉ ቦታ ግን ተትመርፅ
@Mosiategray
Ай бұрын
ጅግና 👍
@AkliluKaleab
2 ай бұрын
እዚ ዓፋፍ እዚ ሲ እንታይ ሰራዊት ክመርሕ ዩበል:: መሳኺኖት መንእሰያት ትግራይ
@hwhshhsgwhwhhhs6756
2 ай бұрын
አኳቴዋይ ዘይተነግሉ ጅግና ሳልሳይ ምዕራፍ ኩሉግዜ ታሪኽ ምሰሰራሕኻ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ገና ታሪኽ እናሰራሕኻ ክትነብርኢኻ እዝኹሉ መከራ ሓሊፍካ እኳዕ ናብዚ አብቀዓካ🙏🥰🥰🥰💋
@danielgebre-k5g
Ай бұрын
ጅግና ባሓቂ💪💪❤️❤️❤️ወዲ ፅንዓት 303
@ዲጄደሱወዲጫሕማይ
Ай бұрын
ደስትሸይ ጀጋኑና መንግስቲ ዝረስዖም ናብ መድረክ ምዉፃእካ ፅቡቅ እዩ ኣብ ሓደሓደ ወግዒታት ኢዲት ክግበር ነይርዎ ኣቦና ጀግና ምካኑ ዘይተገለፀ ታሪክ ኣለዎ
@ST-tq9el
Ай бұрын
Wow, anbesa tigray , thank you for everything you have done for our people/ tigray ✊️✊️✊️✊️💪💪💪💪🫶🫶🫶
@HdG-ul8ur
2 ай бұрын
ጅግና
@NigusseTikubet
Ай бұрын
ሓቂ ኩሉ ናብ ሚድያ ኣይተቖርቦ ቁረፆ ምሩኽ ኣይቅተልን
@Maykomola
Ай бұрын
ሙሩኽ ድኣ ክሕረድ ጅማዉቲ ክሳዱ ብኻራ ክብጠስ ኣለዎ እምበር።
@TimmyTurner5-l5z
13 күн бұрын
@@Maykomola Muruk Aykitelin! Animal Denkoro, garbage/ Dirbay.
@የውርጃመዳኒት
Ай бұрын
ጅግና አቦ ፅንዓት
@TesfayHagos-j9r
Ай бұрын
ደስታ ሸዉ እዚ ጅግና ከምዙይ ገርካ ቃሉ ናብ ህዝቢ ብምብፃሕካ ብጣዕሚ ፅቡቅ ተሰሚዑና እም አነ ካብ አልወሃ እየ ግን ብጣዕሚ ካብዝተበደለ መራሒ ሐደ እዩ ንሕና እውን ብጣዕሚ ይስመዐና ነሩ ግን አፋላላይ ንዘይ ምፈጣር ዝገደደ ፀላኢ እውን ሰለዝነበረ ምንም አየልዐልናን ግን ብጣዕሚ ሰለ ተሰሞዖ ናብ ካሊእ አርሚ ቀይሩኒ ኢሉ እዩ ተቀይሩ ከይዱ።መነሻው ግን ካብ መራሕቲ በዝመፆ ወፀዐ እዩ
@niatnaeritreana2011
Ай бұрын
አነስ ናይብሓቂ እዮም ዘደንግፁኒ እዞም ከምዚኦም ዝበሉ ተጋሩ: በቃ 1.5m ከፊሎም ዕጥቆምን ስሪኦምን ፈቲሖም ሕጂ መፃወቲ ናይ ጎበዝ ሓለቃ ኮይና ገና ጀጋኑ ኢና ክብሉ እንታይ ይብሃል ግን እቲ ህዝቢ የደንግፀካ
@tfjgghhhghhhjhg5770
2 ай бұрын
ጀግና 💪💪💪👈
@TimmyTurner5-l5z
Ай бұрын
Keep writing in Tigrigna. But I like to ask you how you called him a hero?
@ninamedia20
2 ай бұрын
ቦታ ምረፅ አመሓይሽ ዝገርም ታሪክ እና ሰነድካ ዘይረብሕ ምስሊ ኣይትጠቀም
@Abdo-so2oe
Ай бұрын
ጅግና ባሓቂ❤❤❤❤❤
@Mossana-Tv
2 ай бұрын
Desta show ርእሲ ምራኽ ኣሎ ኣይሞተን.. ኣብ ባረንቱ ኤርትራ ኣሎ 😔ጌጋ ሓበሬታ
@wediofla3230
2 ай бұрын
😄😄😄
@AftomAftom-yi8oo
Ай бұрын
ናይዚ ከዓ ይፍለ እዩ ብሓቂ ጅግና 😂😂😂😂
@bahabelomfissehaye6223
2 ай бұрын
ብ/ጀ- ርእሲ ምራኽ ኣይሞተን ኣሎ ኣብ ጋሽ-ባርካ ። ንምንታይ ሓሶት ትዛረብ
@SebleTadesse-nv8fi
Ай бұрын
Este telu be TV ymtsa
@peaceforever8115
Ай бұрын
ባህሊ እዩ ግደፎ ይሓሱ😂😂😂
@tekleberaki8425
Ай бұрын
Bzey hayelom chka eyom nay bhaki👌 resi mrak kea alo aymoten aythasu
@ወጊድይሁዳ
Ай бұрын
45 ሙርከኛ የረሸነ ሰው በኮንፊደንስ ሚድያ ላይ ወጥቶ በኩራት ያሳዝናል።
@SebleTadesse-nv8fi
Ай бұрын
Deg Argei enante adadmach adle ymtardu sew bekumu esate ymetkatelu
@TimmyTurner5-l5z
Ай бұрын
I agree. The youtubeist is an idiot to interview such a savage person.
@YonasGebreegziabher-x8s
Ай бұрын
Armenenetu be kurat yenageral degmo.
@TimmyTurner5-l5z
Ай бұрын
@@SebleTadesse-nv8fi Sebile, Tegaru / tplf murukgna Ainiketilin. Murkegna ziketil Jegina Aibihalin. Murkegna ziketil Aremenie Fanon Nay ze'om resahat wetihaderat pp eyom.
@Merebet-l3t
2 ай бұрын
ጅግና እዩ።
@WeldayKkiros
Ай бұрын
ጀግና❤❤❤
@mekonnengurmesa4121
Ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ፅቡቕ ታሪኽ ደስታ ግን እቶም ዘየድልዩ ሓበሬታት ኢድት ተትገብሮም ፅቡቕ ኔሩ
@BKMGA
2 ай бұрын
ብዘይካ ሓየሎም ኩሎም ጭቃታት እዮም. ❤❤❤❤❤❤❤ እቶም ጭቃታት ከዓ ዝሰርሕ ሰብ ምቅታል አዩ ቀንዲ ስርሖም❤❤❤❤❤❤
@mesfinabraham6412
2 ай бұрын
ዝተማሓረን ፣ ክስርህ ዝኽዕል ሓኒቁ ዝወደዖም - ኢሳያስ ዓጋመ ተመን ወዲ ተምቤን'ዩ * ባንዲራ ኢትዮጵያ ከም ኣድጊ ደሰከመካ ተደምረናል 😅😅😅 ዲቃላ ወዲ ኣባት ጦር 😅
@AadhamEthyopia
8 күн бұрын
ኩላ አይተዊሓጠለይን ኢልዋ
@Tewea19-vq3fk
Ай бұрын
Gebru Banda ...alwhhhhh
@josjos6631
Ай бұрын
46 ሙሩኻት ዝረሸነ ሰብ ኣብ ሜድያ፡ ኣብ ትሕቲ ዕድመ ከይተረፈ ዝከታተልዎ ሜድያ ከተቕርብዎ፡ ክትሓፍሩ ምተገብኣኩም። እዚ ኣብ ቤትማእሰርቲ ክህሉ ምተገብኦ ኔሩ።
@BiniamTeklemariam1
Ай бұрын
ሙሩኻት ብልቀተልካስ ጅግንነት ተሰሚዑካ ዜሮ ፍልጠት እዩ ዘለካ እቲ ዘሐዝን ክሳብ ሕዚ መርዝነትካ ኣይለቀቀካን ክልተ ሰሙን ጸበል ፈትን ኩሉስ ጅግናእየ በለ
@WedayHayleslase
Ай бұрын
ጅግንነትካ ወሰን አይብሉን ብምንታይ እሞ ክንገልፆ
@SiumDegena12345
Ай бұрын
❤❤❤ jigna
@teklithadish8623
2 ай бұрын
Our hero ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@filmontesfamichael3885
2 ай бұрын
Murukat qetilus hero
@fitsumkelati8552
Ай бұрын
አይተዋህጠለይ
@DestaMuez
Ай бұрын
ጂግና🙏🙏🙏🙏
@እሙንወዲቐሺ
Ай бұрын
"በልዎም ኢለዮም ሓላፊ እየ ጨፍጪፈዮም ሓዲረ"😢😢😢
@yohanneszerazion1614
Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂...ዑጉም ያሆ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ንበይንኽን እኮ ኢኽን
@ፅሪቲካሕሳይ
2 ай бұрын
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤
@rahelgidey-qz5oh
Ай бұрын
ጀግና እንኮን ጨረስካቸዉ
@bolommahta1561
Ай бұрын
ኣሕሕ ዘብል 🥺🥺
@HT-hg8fl
20 күн бұрын
ዓጁባ ዓጃቢ ኣይበሃልን : ናይ ግሊ ሓለዋ
@petrosabraha7220
Ай бұрын
💪💪💪
@HaftomKasaye
Ай бұрын
ገብሩ ባንዳ ጅግና ወዲ ፈራውን ጅግና❤❤
@HafiTDF11
2 ай бұрын
ካብ ዝመርሁኒ ጀግና merahti 1አዩ ገብሩ ባንዳ ❤️ ክፍሎጠር ኮይኑ ብሽርጥ ቦምቢ ሂዙ ይአቱ 💪33 አልዉሃ ካብ ልቢ ንፈትዎ merahi🌹.
@GrmayG
2 ай бұрын
ኣታ እዚ መራሒ ክኮን ነይሩዎ ደስ ኢሉኒ ሕዋሓት እሞ ጅግና ዘይትፈቱ
@atakilttegegn
Ай бұрын
አነ ዝገረመኒ ምሽጥር ዘየገናዘበ ናይዝሓለፈ ህዝባዊ ቃልሲዘራኸሰ ምሩኽ ዝቀትል ተጋዳላይብጣዕሚ እዩ ዝፅለእ እዚይ ግን 45 ምሩኻት ቀቲለ ይብል ፅቡቅ አይመስለነን ተኺኢልካ ኢዲት ተትገብራ።
@TimmyTurner5-l5z
Ай бұрын
It shame for Tegaru. I guess the interviewer guy is idiot to interview thise savage guy.
@غريبالدار-ق4م2ر
Ай бұрын
ጅግና ኣያና
@meryadoney6679
2 ай бұрын
ሰላም ሰላም ተጋሩዋኒ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ቅሱ-ፐ3ደ
2 ай бұрын
ደምረኪ ደምርኒ
@ddyy5110
2 ай бұрын
ናይ ርእሲ ምራኽ ምሟት ተወሳኪ መረዳእታ ኣቕርቡ እምበር ቁሩብ የየራጥር እዩ
@InspireMediaER
Ай бұрын
ኣየ ተጋሩ.. ምንያ ኮለል.. ርእሲ ምራኽ ሞይቱ ይብል... ዝኣምን ትግራዋይ እኮ ኣይስኣንን እዩ.... ገለ መርገም ድኣ ኣለኩም እኮ..
@abrahamtewelde7515
2 ай бұрын
ምርከኛ ዝቀትል ክቅተል ኣሎዎ።👌
@adikeyh7770
Ай бұрын
ትግራዋይ ሓሶት ሃይማኖቱ ርእሲ ምራኽ ራዕዲ ኢዩ ዘእትወልክን
@Merebet-l3t
2 ай бұрын
እቲ ዘሕዝን ግን ትግራውይን ኤርትራውን ኣብ ልዕሊ ምውሓዱ ንሕድሕዱ እናተዋገአ ቁጽሩን ዓቕሙን ይቕንጽል ይቕንስ፡ ናይ ካልኦት ቁጽሮም ይቕጽል ይድርምስ። ንለባም የቃጽል፡ ንዓሻ ዝለበመ የምስል። "ነዊሕ ገረብ(ኦም) ጎረቤት የጽልል፡ ዓሻ ሰብ ጓና ሓቒፉ ሓው የቃልል"
@ancienttigray7010
Ай бұрын
Tigray People lets send money to our heroic ayana & TDF fighters.
@muezgezahgn1000
2 ай бұрын
ጅግና ሓው
@hagos5543
Ай бұрын
So sad ሙሩኽ ምቕታል ከቢድ ወንጀል ምዃኑ አየረፈልጥን ድዩ? ናይዚ ሚድያ መቕረቢ ክትቆርፆ እዩ ዝግባእ
@AbebagelrayaAbebagelraya
2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@A.A-h1s
Ай бұрын
ሓፍ ዝበለ ማዕርግ ኣይባህልን ልዕል ዝበለ ማዕርግ ብዝብል ይታኣረም
@Asfaw-r7g
2 ай бұрын
እንታይ ንምርካብ እዩ ከምዚ ዓይነት ዘረባ ምዝራብ ጉድ እኮ እዩ አረ ልቢ ግበሩ
@TigrayTigraway-p3x
2 ай бұрын
አብ ጉና ዝወደኦም ሙሩካት ደስ ኢሉኒ እዩ ታይ ዶ መፂዎ እዩ እንፋፊ ክዉድኡ ነይርዎም ኢለ ዝተናደድኩ እየ ቶም ናይ ናይ መወዳእታ ክዉድኡ ይግበኦም ነይሩ
@TimmyTurner5-l5z
2 ай бұрын
Garbage/ wild animal
@SebleTadesse-nv8fi
Ай бұрын
Naybhake
@TimmyTurner5-l5z
Ай бұрын
In Tegaru history or TPLF history; NEVER heard Savage person who killed Surrendered soldiers AS Hero!!! He is worse than the Stupid Fan who mascaras our people.
@AlexnderKbrab-gk3uz
Ай бұрын
እኒ ብርሃኑ ጁላ ተዝቅተሉ ተመሊሶም ኣምወጉእናን
@AlexnderKbrab-gk3uz
Ай бұрын
እኒ ብርሃኑ ጁላ ተዝቅተሉ ተመሊሶም ኣምወጉእናን
@TesfayGhebremedhin
Ай бұрын
እዚ እታ መቶ አለቃነትውን አይግቦኦንዩ። ዝተማረኸ አይቅተልንዩ።
@TeklayFikadu
Ай бұрын
እቶም ዘየድልዩ ነገራት ኢዲት እንተዝግበሩ!
@GebreziabherWoldeGabriel
Ай бұрын
ዝወዲኢንፎርመሽን ይሕወሶአሎ
@kahsay-m3e
2 ай бұрын
በጃኹም ኮላይ ሓሲዩ እዩ እንኳን ክንድት ዝበሎ ይቅረሞ ሓደ ሰብ እንተወቂዕኻ ምሕረት ኣይነበረን
@ሓረስታይትግራይtube-q7t
2 ай бұрын
ድምራኒ ደቂ መዳም ክድምረክን እየ 🤲🎉
@AwetYrga-z8p
2 ай бұрын
💪🙏🙏🙏🙏💪
@mekelleenderta286
2 ай бұрын
እዙይ ሚድያ እዙይ ሓላፍነት ዘይስመዖ ሚድያ እዩ
@hailehabte8854
Ай бұрын
ርእሲ ምራኽ ሞይቱ ኢዩ ይብል ኣሎ እዚ ሓዉና ርእሲ ምራኽ ግን ብሂወት ኣሎ ከመይ ደኣላ እዛ ጉዳይ ርእሲ ብዕራይ ወይ ርእሲ ጣዕዋ ክብል ከይለዉን 🤣
@peaceforever8115
Ай бұрын
ጀነራላት ትግራይ ሲ ከስሕቁካ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂እንዳ ቸንቶ ኣከዳድንኦም ፡ፋችኦም,ንፋጦም ሃመምኦም 😂😂😂😂 ጀነራል እዚ ሲ ናይ በሓቂ ከ ብረት ይሕዝ ኔሩ ድዩ 😂😂😂
@Mike-b6j2b
Ай бұрын
ልባንዳነት ልተፈጥረ ችግር ፈጣሪ
@MelanDesta
2 ай бұрын
አታ ሀገረሰብ ከምዚ ዝበለ ነገር ናብ ሚድያ ተቅርብ አለኻ 45 ሰብ ጨፍጪፈ ላበለ ? ብስሩ ሉዙ ሚድያ አዙይ ክቅንጸል አለዎ
@urbanhymns6757
2 ай бұрын
ወታደራት ደርጊ ኢዩ ቀቲሉ፣ኣብቲ ሽዑ እዋን ከቢድ ግዜ ሓሊፉ።ደርጋዊያን ንህዝቢ ሓውዜን ጨፍጪፈምዎ ኢዮም።
@filmontesfamichael3885
2 ай бұрын
Still a war crimes @@urbanhymns6757
@weldegebrialmehari
Ай бұрын
ንደርጊ ደኣሞ እሰይ ገበረባ ሽዑ እንበዓል ጁላ ተል ድምሰሱዶ ንህዝብና ሐዚ ብኣካል ከምዚ መጨፍጨፉዎ ነይሮም
@johnhagrseb5731
Ай бұрын
Atum sebat Simon resi merak alo lenkene endeye dewile rekibyo bejakum kale elkum hasewu
@AkliluKaleab
2 ай бұрын
ጌጋ ሓበሬታ ጀነራል ርእሲ ምራኽ ኣሎ ብሂወት ሓሶት ግደፉ ተጋሩዋኒ
@hagostesfamichael9737
2 ай бұрын
Gah elu eyu
@AkliluKaleab
2 ай бұрын
@hagostesfamichael9737 ኖ ስዩም መስፍን ኣባይ ጻህየ ዮም ጋሕ ኢሎም
@aneeri6921
Ай бұрын
@@hagostesfamichael9737እቶም ሎቅማጻት ናትኩም ከማን ጋሕ ዘይበሉ እዝኩሎ ቆልዑት ኣወዲኦም ተሓቢኦም ወጺኦም
@Z-oneandonly
Ай бұрын
ባዕሉ ወጺኡ ኣለኹ'የ ይበል : ኮቪድ ክክክክ
@AkliluKaleab
Ай бұрын
@@Z-oneandonly ንሕና ንምልሰልኩም ኣለና:: እልፊ ዶናቁር ተዛሪቦም ኢሉ ኣይምልስን ዩ::
@HaftomKidanu
2 ай бұрын
አቦና አቦ አልውሃ መራሒና ብምኻንካ ንሕበን ጎቦ ማርሳ ተሓናነቅ ምስ ሪፐፕሊካን ጋርድ ደስ ዝብል ዓወት ኔሩ።
@HaftuHaftu-b7n
2 ай бұрын
ጂግና ❤❤❤
@selina-d3w
2 ай бұрын
💊💊💊💝💝💝💝
@Sky20844
Ай бұрын
ኡይይይይይ'ዶ ክብል ሎምስ ታሪኽ ዝጥምዝዝ እምበር ሓቂ ተዛሪበ ክሓልፍ ዝብል ተሳኢኑ ብፍላይ ኣብ ክልልና፡ ርእሲ ምራኽ ድማ ብርግጽ ብሂወት ኣሎ
@Dniale-v3h
Ай бұрын
😂😂😂😂አብ ትግራይ ሐሶት ኖርማል እዩ
@ጽንጽዋይ
Ай бұрын
እሞከ ባድመ ምስመን እንኤት
@wediasmera1263
Ай бұрын
ዱሁላት ዓጋመ። ን ሙሩክ ዝቀትሉ። ፉንፉናት
@TimmyTurner5-l5z
Ай бұрын
Correction! Call him dihul Agame NOT dihulat. He is one
@AlexnderKbrab-gk3uz
Ай бұрын
ህጻናት ደቂ ኣንስትዮ ሲቭል እናቀተልኩምስ ሙረክ ደኣ ክቅትለካ ዝመፀ
@hagosyohanns9443
Ай бұрын
ትግራዋይ ናይ ሓሶት ዝተፈጥረ ፉጡር ዩ፡ ስድሩኡ ዘይፈለጥዎስ ብ ኤርትራ ክፍለጥ ክክክክክክክ
@filmontesfamichael3885
2 ай бұрын
He is just killed 46 prisoners of war😢 thats a crime according to Geneva convection. Rest in peace the souls. The were forced to fight.
@birhanemelaku3931
28 күн бұрын
ohh really you guys ደቂ እራይ ማለተይ ኢሬይ 😂 talk about crime 🤣
@DfghTthh-f1v
2 ай бұрын
እምቢ ኢለዮም ኣይደልን ኢለዮም😂
@DestaMuez
Ай бұрын
desta
@habtabghebrekidan3137
Ай бұрын
ሃለውለው ዘረባ ትርጉም ዘይብሉ ቓለ መህትት ።እብታይ ዓይነት ዘረባ እዩ ዝዛረብ ።ርእስይ ምራኽ ብህወት ኣሎ።ጌጋ ዘረባ።
@gebrebrhantedla339
Ай бұрын
አዋይ አግዚዮ ድንቁሩና ምሩኹ 46 ረሽነ አልካስ ይቅረብ ጆነሳይድ አዩ አኮ አዚ የሐዝን😢😢😢
@mathewostsegay4868
Ай бұрын
እዚስ ብሓቂ ሰራዊት ይመርሕ ኔሩ ክክክክክ እሞ ሓቆም እንዲዮም ደኣ ኣብ 2 ሰሙን ኣብ ጉድጓድ ወኻርያ ተንቤን ክኣትዉ ክክክክክክ😂😂😂😂
@weldekirosmiruts9887
2 ай бұрын
ገብሩ ባንዳ ዕንዃዕ ሃለኻ ሰላም ዶ።
@YohanesFerhiwet
Ай бұрын
Tigaru dhan nay edikum ketrakibu ekum abe Alemannia Lekawe merukate Katel kebale kalo jegena enda Balkum kamey ayenate Reise alkum Behige kehetate alwo normale ayekonni
@Asfaw-r7g
2 ай бұрын
ሲጀመር ተዋጋኢ ህዝቢ የለን ዘዋግእ መራሒ እምበር
@peaceforever8115
Ай бұрын
ኣብ ትግራሲ ዓገብ የክፍኣልና እዩ ከምዚ ኣይንበል ዝብል ሰብ የለን ድዩ ከመይ እዩ ኩሉ ህዝቢ ሓደ ዓይነት ተፈጢሩ ቅድሚ ሕጂ ወዲ ኢሳቅ ዝበሃል ኮኖሬል ተቀቲሉ ኢልኩም ሓጎስኩም ገሊጽኩም መምህር ወዲ ኢሳቅ ንከባቢ 10 ዓመት ሓሚሙ እዩ ብሕማም ኣብ ገዝኡ ተሰዊኡ ርእሲ ምራኽ ውን ክንደይ ግዜ ማሪኽናዮ ቀቲልናዮ ኢልኩም ሓጎስኩም ገሊጽኩም ርእሲ ምራኽ ምስ ኣደይ ደቂ 2የሕዋት እዮም ብሂወት ኣሎ ኢሰያስ ወን 120ሽሕ ግዜ ቀቲልኩሞ እንታይ እዩ ግን ጥቅሙ ጽንሕ ኢልኩም ንኣምላክ ኣብ ቃሊጢ ኣሲርናዮ ከይትብሉ ኢና ንፈርሕ ክልል ሙሉእ ትሕሱ ዲካ ሓሶት ከም ልምዲ ወዲ ሰብ ኮይኑ ክሕሱ ክሰርቅ ይክእል ክልል ሙሉእ ይሕሱ ይሰርቅ እዋይ እንቋዕ ኤርትራውያን ጌሩ ፈጠረና እዚ ኣምላክ
@YtrFghy
2 ай бұрын
💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@teklayhailu5977
Ай бұрын
አይ ወዲ ሓለፎም እንኳዕ ሀለኻ
@YonasGebreegziabher-x8s
Ай бұрын
Debari tarik
@humanity5615
Ай бұрын
Reisi mrakh is untouchable eritrean bloody fighter
@ዮርዲ-Tube
2 ай бұрын
wow😂😂
@yibrahbeyene8147
Ай бұрын
ናብ ሚድያ ዝቐርብን ዘይቐርብን እንዶ ንፍለጥ ኣቱም ሰባት ኣረ እዚ ደስታ ዝበሃል ወዲ ኸኣ ይፍለ እዩ ዝመኽሮ ዶ የለን
@menemoyfelto1510
2 ай бұрын
ኣየናይ ጀነራል ኣሎ ኣብ ኩናት ዝመውት ሓሾት ግደፍ
@Merebet-l3t
2 ай бұрын
ዕሽነትካ ስተር። ጀነራል ብምንታይ ሓሊፉ እዩ ናብታ ጀነራል ዝበፅሕ? ዝብል ምፍላጥ ግርም እዩ።ኣብዚ ናይሕጂ ኲናት መራሕቲ ክፍለጦር ዝበፅሑ ኣለው ፡ንሶም ከ ብዕጫ ድዮም ወሲደሞ። ኣብዚ ናይ ሕጂ ጀነራል ኣይተሰወአን ዝበለካ ኸ መን ዩ?
@danielghebre
2 ай бұрын
46 ስብ ቀቲለ ክብል ሲ ዘይስከፍ የሕፍር እዩ
@anehadegtitetsba5054
2 ай бұрын
ጌዶ , ጉደር ዝባሃሉ ቦታታት ከባቢ ኣምቦ እዩ
@abisolomasfha3131
Ай бұрын
Joneside
1:03:29
ንሰራዊት ሻዕብያ ምግቢ ኣቅሪብናሎም ፡ ህፃን 8 ወርሒ ገዲፈ ተጋዲለ ፡ ሻዕብያን ፉሉይ ሓይልን ምፍላይ ኣብዮምኒ 👉 ተጋ. ዓወት 0953171942
Desta ደስታ Show
Рет қаралды 14 М.
1:37:52
Eritrea interview with Coloniel Tsegu Fesehaye ኮሎኔል ጸጉ ፍስሃየ ዛዕባ ቢተው፡ጴጥሮስ፡ ስብሓት፡ መስፍን #eritreanmusic
Eri Man
Рет қаралды 65 М.
00:51
To Brawl AND BEYOND!
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН
00:34
ЧТО ЖЕ МЫ КУПИЛИ СОБАКЕ ВМЕСТО ТАБАЛАПОК😱#shorts
INNA SERG
Рет қаралды 7 МЛН
22:45
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН
00:58
乔的审判,精灵应该上天堂还是下地狱?#shorts #Fairy#fairytales
精灵少女
Рет қаралды 9 МЛН
23:34
🔴 ጉዕዞ ካብ ዲያስፖራ ናብ ኤርትራ: ሰልጠነ ተንቤን በጺሑ ዘሕለፎ መልእኽቲ: ትግራይ ብዓይኒ ኤርትራዊ…@neshnesh_show @yikealotv
ADMAS TV (ኣድማስ ቲቪ)
Рет қаралды 3,8 М.
2:20:18
ን5 ዓመት ኣብ ሸላታት ህግደፍ ብኸቢድ ተሳቅየ | ተኽለ ተወልደ
ERIPM
Рет қаралды 20 М.
50:37
🛑 ካብ ገድሊ ናብ ገዳም | ተጋዳላይ መምህር በዓል ሞያ ስነ ጥበብ ፈጠራን ገብረኪሮስ ገብረዋህድ
ሃገረይ ሚድያ | HAGEREY MEDIA
Рет қаралды 1,8 М.
50:59
ቃለ መሕትት ምስ ላዕለዋይ ኦፊሰር ድህንነት ኢትዮጵያ ኮማንደር ወዲ 40 ኣብ ሚድያ #target_media
TARGET - Media - ታርጌት ሚድያ
Рет қаралды 22 М.
1:11:44
ዕረ ዝጠዓመ እዩ ዝፈልጦ፣ርብዒ ክፍለ ዘመን ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ~ ምስ ተጋዳላይ ሓዱሽ ግርማይ ዝተገበረ ጻንሒት
ኦርያ ሚድያ / Orya Media
Рет қаралды 40 М.
1:20:12
ተጋዳላይ መብራህቶም ገ/ሄር (መብሬ) ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት Kezahta Podcast
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 58 М.
1:33:24
1ይ ክፋል ፍሉይ ቃለ መሕትት ምስ ጀነራል ክንፈ ዳኘዉ፣ እቲ ፅንተት ክነትርፎ ንኽእል ኔርና ኢና፣ #ararayinfotainment#ኣራራይኢንፎተይመንት
araray infotainment | ኣራራይ ኢንፎተይመንት
Рет қаралды 67 М.
2:06:05
ብሓንቲ ድሽቃ ዙ-23 ኣቃፂለ ፡ ተወላዲ ደቡብ ብምዃነይ 30 ጥይት ተተኩሱኒ ፡ ወዲ እምበይተይ በሃበለው ኣቦ ድሽቃ ኢሉኒ 👉 ተጋ. አለማዮ 0968440583
Desta ደስታ Show
Рет қаралды 9 М.
37:40
"ቦኽሪ ወድና ብጭካነ ንኣዲኡ ቀቲሉዋ-ደማ ፈሲሱ ተወዲኡ ረኺብናያ!"
Nile Media ናይል ሚድያ
Рет қаралды 131 М.
20:56
በዓል ዉፉይ ካብ ማእከል ኣዲስ ኣበባ፡ ወዮም ሰብ ኣመል ከኣ ሕማሞም ጀሚርዎም? ኣብ ትግራይ ዝተፈጥረ ሓደገኛ ኩነታት#eritrea#habesha#ethiopia
YEMANE INFO MEDIA
Рет қаралды 1,6 М.
00:51
To Brawl AND BEYOND!
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН