KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ክትዕ ኣብ ሞንጎ ኣባላት ጉጅለታት ህወሓት ጠዓመ ኣርዓዶምን ካብ (ግምት) ኣረጋይ ገ/ክርስቶስን (ህውሓት) //ብራኸ ሾው #1ይ_ክፋል
2:21:43
ክትዕ ኣብ ሞንጎ ኣባላት ጉጅለታት ህወሓት ጠዓመ ኣርዓዶምን ካብ (ግምት) ኣረጋይ ገ/ክርስቶስን (ህውሓት) //ብራኸ ሾው #2ይን_ናይ መወዳእታን_ክፋል
1:33:03
Tuna 🍣 @patrickzeinali @ChefRush
00:48
ЧТО ОПАСНЕЕ? ОТВЕТЫ ВАС ШОКИРУЮТ... (1% ОТВЕЧАЮТ ПРАВИЛЬНО) #Shorts #Глент
00:38
1% vs 100% #beatbox #tiktok
01:10
Қылмыскерді таптым… | QARGA 2 | 3 серия | КОНКУРС
31:30
ቃለ መሕትት ምስ ላዕለዋይ ኦፊሰር ድህንነት ኢትዮጵያ ኮማንደር ወዲ 40 ኣብ ሚድያ
Рет қаралды 22,004
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 45 М.
TARGET - Media - ታርጌት ሚድያ
Күн бұрын
Пікірлер: 35
@Tamekebe-o3u
7 күн бұрын
ጅግና ተባዕ ተጋዳላይ ኮማንደር ፍስሃ ወዲ 40 ብሓቂ ጅግና ትግራዋይ እዩ እንኳዕ ናትና ኮንካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና።
@tesfayegirma7140
6 күн бұрын
ናትና ኮይኑ ካብ ምንታይ ኣድሒኑኳ እዩ😢
@tesfanaberhane1507
7 күн бұрын
ፀረ ሰረቕቲ፤ ፀረ ዓመፅቲ[ደቂ ኣንስትዮ] ኸተርቲ ፣ቀተልትን ሓነቕቲን፤ ምእንቲ ሰላም ቅሳነት ህዝብና ካብ ዝፀነሐ ልምድን ተሞክሮ ምስ ኩነታትና ብዝተዛመደ ኣብ ተግባር ክውዕል ተዝስራሕ። ወዲ 40 ዕድመ ንእስነቱ ንሓለዋ ህዝቢ ዘበጀወ ጅግና።
@tirhaswelu
8 күн бұрын
Thank you for your service our hero ❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥
@yohanneswoldu4658
7 күн бұрын
ጅግና ተጋደላይ
@esayastewodros8152
8 күн бұрын
Thank you for your service. Jegana Tegrawai
@wedihager5194
6 күн бұрын
ካብ ትግራዋይ ሓቂ ክዛረብ ኢልካ ምእማን ግመል ብዓይኒ መርፍ ትሓልፍ ኢልካ ምእማን ይሓይሽ።
@ejigayehumisgina5471
6 күн бұрын
ወዲ ዓርባ ጅግና ኣጆኻ ጅግና ተስፋና ኢኻ
@yemdos7222
8 күн бұрын
ወሳኒ ተራ ዝነበሮ ተጋዳላይ ኣይነበረን መለስን ሓየሎምን ሓዊሱ
@AbrahaGebreegziabherHailu
8 күн бұрын
Thanks for the information sharing.
@goitomfitsum6722
8 күн бұрын
Jegna
@berihudagnhoy844
8 күн бұрын
ክቡር ሓውና ጅግና ሓየት ተጋዳላይ ኮማንደር ፍስሃ ወዲኣርብዓ ከዳዕ አብይ አህመድ ንጀጋኑ ተጋሩ ስለዝፈርሓኩም ከጥፍኣኩም ዓላማ ስለዝነበሮ ክንድሽልማትኩም ማእሰርትን ምንግልታዕን መቕተልትን ዕጫ ተጋሩ ኣብዝኾነሉ እዋን ዝወሰድካዮ ውሳነ ብሉፅ መስተውዓሊ ብምኻንካ ብቐፃልነት ዓድኻን ህዝብኻን ከተገልግል ዕድል ብምርካብካ ንኾርዓልካ ኢና! ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ቅሳነትን ምስ ምሉእ ስድራኻ ንምነየልካ::
@kiflemariamgebreslassetesf3816
Күн бұрын
እቶም ተቀቲሎም ዝብሎም ዘሎ ንምንታይ ኢዮም ዝቃለሱ ኔሮም ? ምእንቲ ህዝቢ እናተቃለሱ ብህዝቢ ክቅተሉ ከለው ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን።
@eyobyat
7 күн бұрын
ሰላም Target media , እላልኩም ሰፊህ ጌርኩም ብቆረፃ (ብኤዲቲንግ ) አህፅርዎ፣ ኩሉ ነገር ንታሪክ ክፀንህ። በርዥሙ ንኣኹምም ረብU ይህልዎ።
@muller2k0
8 күн бұрын
ጀግና ተዝኸውን ካብ አብይ ሀዲሙ ናብ ትግራይ አይኸደን::
@mussiemehertab3997
6 күн бұрын
hasawe
@LemlemMarkos-sk7ki
8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@sisayreda6675
8 күн бұрын
አረ በጃካ ደሕንነት አይኮነን ወይለከ
@sambini86
3 күн бұрын
አደይ ረዲኤት ከሊኦማ ንገድሊ ከይደ እሞ ጠሚኻ ከይድካ ጡሙይ
@merhawitesfu427
4 күн бұрын
ጓልካን ሰበይትኻን ገዲፍካ ሃዲምካ?🤣🤣ይበል ጅግንነት🤣🤣
@TeshomeAlay
8 күн бұрын
ተጋሩ ሽግር አለና ብሐቂ ብቄሮ ብዱላ ዝሃደሙ ጅግና እና በልካ ምፅዋዕ ስሕተት ተጋሩ ባዕሎም ንባዕሎም ይቃተሉ ካብ ስራሕ የባሩሩ ኔሮም ንባዓል ሻለቃ ፃህይ ይሩሹኑ ኔሮም
@zenebechkebede7457
8 күн бұрын
አታ ግደፉእንዶ መንነትኹም ንፀላዒ አይተቃልዑ እቲ ቃልሲ ገና እዩ አብሚድያ ርአዩን ኢልካ ሓዙኒ እሰሩና ትብሉ አለኻ።
@abrhaleyrussom1718
8 күн бұрын
Nethipia ntigray entay do geromlu eyom elfi ketelti hzbom entay waga alewo jufjuf
@FjfDo
6 күн бұрын
መአረሚ 👉 ን ታርጌት ሚድያ ተደሊኻ ኣድንቆ ። ላዕለዋይ ኦፊሰር ድህንነት ኢ/ያ ግን ኣይናቱን ። ላዕለዋይ እፊሰር ወታደራዊ ተዋጋኢ ስለያ በል ። 2ተ ስለያ ኣለው ፦ 1,ስቢላይዜሽን ድሕንነት(ስለያ) 2,ወታደራዊ መረጃ(ስለያ) ን ተዋጋኣይን
@habtommebrahtu8283
8 күн бұрын
መን አብ መሬት ኦሮሞ አቲኻ አማሓድር ኢሉካ? ትግራይ ብስእነት ማይ ትሳቐ መራሕቲ ህዉሓት ድማ ሃብቲ ኢትዮጵያ ክትሰርቁ ህዝብና ለኪምኩሞ ሰረቕቲ። እዛ ኢንተርቪ ካብ ቀተልናዮም ወጻኢ ካልእ ትሕዝቶ የብላን።
@tewoldebirhankebede1337
7 күн бұрын
Foolish is foolish even he go to school ግን ቃልሲ ከይዲ ዩ ስለዝኾነ ድማ ወታደራዊ ኮሚሳር ን intelligent cluster ናብ ሚድያ ኣይቐርቡን ግን ታይ ኮን ዩ ወሪዱና ዝኾነ ኾይኑ ሓወይ ኣብታ ኣሀዱ ናቱ ኣብ ኣምቦ መርዚ ኣብሊዖም ቀቲለምዎ እዮም
@michaelogbamichael4770
7 күн бұрын
Astak hasawi, you belaughed senseless .don't try Eritrea as scapegoat.
@yordanoskidane7897
8 күн бұрын
No abyo kwfu
@teklhaymanottekli3932
7 күн бұрын
እዚ ኩሉ አህሊፍኩም ህጂ ምስ አብይ ክትሰርሁ ምሸብሻብ የህዝን እዩ
@fitsumkelati8552
8 күн бұрын
ሓሶት አይውድእኩምን ድዩ? በቃ ንግፍ ንግፍ
@bernand-f2u
8 күн бұрын
ብዓል ንስካ ፡6 ክፍሊ ዓዲ ብጸረ ሽብር ክንደይ ንጽሃን ኣሳቅኩም ደደብ ኣይሓፍሪን ኣብ ዘመን ተክነሎጂ ብሻድሻይ ክፍሊ ዝምራሕ ስለያ ኣሎ ወይ ጋዶ።
@tesfanaberhane1507
7 күн бұрын
ካብ ሙሁሮ አዕምሮ ኣይትዘንግእ! ከምዚ ዓይነት ተውሕቦ ኣብ መላእ ዘይተማሓረ ህዝብና ዘሎ ፀጋ እዩ።
2:21:43
ክትዕ ኣብ ሞንጎ ኣባላት ጉጅለታት ህወሓት ጠዓመ ኣርዓዶምን ካብ (ግምት) ኣረጋይ ገ/ክርስቶስን (ህውሓት) //ብራኸ ሾው #1ይ_ክፋል
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 86 М.
1:33:03
ክትዕ ኣብ ሞንጎ ኣባላት ጉጅለታት ህወሓት ጠዓመ ኣርዓዶምን ካብ (ግምት) ኣረጋይ ገ/ክርስቶስን (ህውሓት) //ብራኸ ሾው #2ይን_ናይ መወዳእታን_ክፋል
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 22 М.
00:48
Tuna 🍣 @patrickzeinali @ChefRush
albert_cancook
Рет қаралды 148 МЛН
00:38
ЧТО ОПАСНЕЕ? ОТВЕТЫ ВАС ШОКИРУЮТ... (1% ОТВЕЧАЮТ ПРАВИЛЬНО) #Shorts #Глент
ГЛЕНТ
Рет қаралды 2,4 МЛН
01:10
1% vs 100% #beatbox #tiktok
BeatboxJCOP
Рет қаралды 67 МЛН
31:30
Қылмыскерді таптым… | QARGA 2 | 3 серия | КОНКУРС
OMIR
Рет қаралды 594 М.
1:05:02
TMH - ተረርቲ ርኢቶን ሕቶታትን ተሳተፍቲ "ዋዕላ ብሄራዊ ደሕንነት ትግራይ" ካልኣይ ክፋል
Tigrai Media House
Рет қаралды 31 М.
1:30:28
ትረካ - የገንጣዮች የቀን ቅዥት - ሜ/ጄ ሁሴን አህመድ | መስዋዕትነት እና ፅናት | #tireka #ትረካ #ethiopia #amharicbooks #ታሪክ
Amharic Books / የአማርኛ መፅሐፍት
Рет қаралды 36 М.
54:34
"ንግስቲ ጓል ድያ ወዲ...? ውፅኢት ምርመራኣ ዕላዊ ኮይኑ!"
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 137 М.
10:50
🌎 💥 ሰበር ዜና 💥 ንአብይ ዘበሳጨወ ካብ ከተማ መቐለ ፤አረጋዊ በርሀ ብዛዕባ ህውሓት ፤ ጌታቸው ረዳ ብዛዕባ ሰራዊት ኢትዮጵያ @TIGRAYTODAY21
TIGRAY TODAY
Рет қаралды 20 М.
13:31
ህፁፅ ሰበር ዜና ሑመራ | ምዕራብ ሓዱሽ ቃልሲ ክጅመር | ኤርትራ ዝጨወየቶም ተፈሊጦም | Kulu News ኩሉ ዜና
Kulu News ኩሉ ዜና
Рет қаралды 4,1 М.
18:36
News Jan 16 የፋሲል ቤተመንግስት ከቅርስነት ሊሰረዝ ይችላል፥ ''ኤርትራ ታሪካዊ ጠላት'' ሌ/ጄ አለምሸት፥ የአዲስ አበባ አፈሳ፥ 10ሺ ቁስለኛ በአላጌ
Anchor Media
Рет қаралды 100 М.
34:03
ቃለ መሕትት ምስ ተጋዳሊት ክብራ ወልደኣብየእዝጊ(ምስ ወዲ ፈጠነ ኣብ ስእሊ ዘላ ቆልዓ) #tigraynews #target_media
TARGET - Media - ታርጌት ሚድያ
Рет қаралды 7 М.
14:03
ህፁፅ ሰበር ዜና ተምቤን | ቀጢን ትእዛዝ ጀነራል ትግራይ | ምፍርራሕ ኣብ ልዕሊ ፕረዚዳንት | Kulu News ኩሉ ዜና
Kulu News ኩሉ ዜና
Рет қаралды 18 М.
1:58:48
ሓላፍነት ፀጥታ ሓይሊታት ትግራይ እንታ'ዩ? #TigraiPress #Ethiopia #Tigraywar #Eritrea #RedSea #TPLF #HOA #Mekelle
Tigrai Press
Рет қаралды 18 М.
1:18:04
"አበበ አስገዶምን ሴኮን መስዋእቶም ቅድሚ ምስማዕና ጠሊሞምና ንብል ነይርና...!"
Nile Media ናይል ሚድያ
Рет қаралды 25 М.
00:48
Tuna 🍣 @patrickzeinali @ChefRush
albert_cancook
Рет қаралды 148 МЛН