🛑 ኣርቲስት ማህሌት ገ/ገርግስ ተጋዳላይ ኮንሰርት ምስ ዉግኣት ተጋደልቲ

  Рет қаралды 34,891

musse shakur

musse shakur

Күн бұрын

#tigrigna #eritrean #prank #eritrean #tiktokers #ethiopia #newprankvideo #eritrean #ethiopianprank #tigrignapranks #hardprank #funy #eritreanprank #comedy #newprankvideo #መዘንግዕካሜራ #habesha #tigray #mekelle #werki #ወርቂ #ባህላዊ #tigrigna #tegarumedia #tigray #habesha #tigrignamusic #tdf #comedy #newmusicvideo #tigrignaderama #tigrignacomedy #eritrea #eritrean #yadaprank #eritreancomedy #tigrignapranks #velog #ቀልድታት #ትግራይ #ትግርኛኮሜዲ #ትግርኛፊልም #52 #reghafilmprodaction #ርግሀፊልም #ኣያጆኬር #ኣያተከስተ #ገሬእሙን #51 #ኮሜዲያን #tigrignaderama #tigray #tdf #tigrigna #ደሃይተጋደልቲ #ትግራይ #ትግርኛ #ትግርኛ_ሙዚቃ #ትግራይ_ትግርኛ #tdf #tigrigna #tigray #habesha #semaetat #tigraynews #tigray_media_house #tigrayan_shorts #tigraytv #dwtv #Docmenterfilm #hitsatse #ሕፃፅ #dedebitmedia #ethiopia #eritrea #tiktok #maggyshow #amahara #sadormidea #abebachannel #selamtsegay #yadatube #tigray #tigrignamusic #habesha #tigrigna #tdf #tigrigna #tiktok #ethiopia #ሰማእታት #ፊልም#viraltiktok #viral #adigrat #amharic #eritrea #bboytomi #best #bts #beautiful #challenge #congratulations #comedy #cute #dance #diaspora #drill #dubai #entertainment #funny #fyp #foryou #funnyvideo #gereemun #games #gym #hiphopmusic #india #instagram #indian #janny #jahn #japan #kabila #kanatv #kids #kidsvideo ##lihammelody #lazatigrigna #love #maggyshow #merkebbonitua #motivation #music #memes #motivational #new #news #newvideo #oromo #oromomusic #photography #quotes #rip #reels #respect #reaction #shire #song #shorts #short #shortvideo #tiktok #travel #usa #video #vlog #viraltiktok #whatsapp #world ##xbox #yadaprank #youtubeshorts #youtube #youtuber #youtubevideo #youtubechannel #youtubevideos #ziroziro #zodiac #zoro #2024 #2016 #tigrigna #tigray #tigrigna #tiktok #ethiopia #habesha #newmusicvideo #ethiopian #tdf #ትግራይ_ትግራይኛ #rip #ትግራይ #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር #tdf #tigrigna #tigrignamusic #2016 #habesha #tiktok #tiktokvideo #tigrignavideo #viral #viraltiktok #tiktok2016 #tigrigna2016 #newyear #selomentesfay #aysemene #eritrea #eritrean #eritreanmusic #best #tigrignamusic #gereemun #dwtv #tigraynews #tmh #dedebitmedia #merejaan #tigray2016 #newmusic #maggyshow #heniemu #diaspora #TDF
#tigray #tigrignamusic #ethiopia #tigrigna #habesha #TDF #tegadalay #ገድሊplus
#tigray #habesha #tigrigna #ethiopia #gualashenda #ashenda #merkebbonitua #maggyshow #yadatube #lazaaydol #lihammelodey #lazatigrigna #semayentertament #tigrigna #habesha #challenge #newmusicvideo #tigray #tigrignamusic #tigrignamusic #hiphop #hiphopmusic #drill #newtigrignamusic #tigrignamusic #ethiopian #dance #tigray #ethiopia #comedy #newmusicvideo #ethiopian #tigrignamusic #video #yadatube #magishow #newtigrignahiphopmusic #tiktok #musseshakur #newethiopianmusic2023 #lazatigrigna #zuzanmultimedia #semayentertament #banaentertament #seyaentertament #merkebbonituaentertament #tdf #tegadalay #newtigrignamusicvideo
#Newtigrignamusic2016 #hotmusicvideo #ሰለሙንኣይሰምዕንየ #tigrignamusic #kanatv #bboytomi #janny #lihammelody #leleentertament #merkebbonitua #zenawihmaryam #ziroziro #yadatube #zemacover #tdf2016 #bana #kabila #Tehshe #yeweymwalij #esat #amharic #amhara #fano #oneg #oromomusic #oromo #africa #tigray #ethiopia #eritrea #eritrean #tdf #habesha #tiktok #rip #maggyshow #yadaprank #heniemu #gereemun #ገድሊplus #prank #comedy #vloges

Пікірлер: 599
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብሪ ንጀጋኑና ላይክ ሼር ሳብስክራይብ ኣሕዋት የቀኔለይ🙏🙏
@HIfti-H
@HIfti-H 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 3 ай бұрын
❤❤❤
@addisabeba3330
@addisabeba3330 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Zeni-q2v
@Zeni-q2v 3 ай бұрын
የስ 1ቲ ባዕለይ😮ንማህልየት ዝፈትው ለለ ግጨውኒ👍ከይወቅዐኸም🤛🙄
@HIfti-H
@HIfti-H 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለየ❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
🙏🙏❤❤
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 ай бұрын
​@@HIfti-H ደምርን🤲
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ደምራኒ አሕዋተይ
@JgfffghgvvFgytg
@JgfffghgvvFgytg 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Hareg675
@Hareg675 3 ай бұрын
ንስኹም እትኸብሩሉ ጊዜ የምፀአልና ዞም ጀጋኑና ❤❤🙏
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 3 ай бұрын
ተጋዳላይ ኢለ ክፅሕፍ ይብል ሞ በበይ ጀሚረ በበይ ክዉድእ ይጠፍኣኒ Big Respect Tdfy heros👑♥️💛💪 😢
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@Hareg675
@Hareg675 3 ай бұрын
ሽግሩ ብኣፍን ብደርፍን ጥራሕ ኮይኑ😢 ጀጋኑና ክብሪ ይግቦኦምም❤እወ ግን ኸ? የለን😢
@salamsalam1464
@salamsalam1464 3 ай бұрын
ብሓቂ😢
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 3 ай бұрын
ወረኛ, ብደርፊ እና ስዕርና ደርፍና ፍርቂ ሓይልና እዩ። ወጠምጠም እንደበልክን ኢኺን ሐድነትና ትፈታተና ዘለኽን
@Hareg675
@Hareg675 3 ай бұрын
@@tigrayplea5385 😂😂😂 ወጣምስ ወጣም ድኣ ይብል ታይ ዘራክብ ኣለዎ ለክባጥ ኣክብሩዎም ብሓቂ ኣሐክሙዎም የሕመና ኣሎ ለያቡ ሓድነት እናበልኩም ኣብ ዘየለ ኣደዳ ለይቡ😥
@adu_blue
@adu_blue 3 ай бұрын
ጀጋኑና ሳላኩም እዩ ዚ ብርሃን ሪኢናዬ 🫡💊
@HIfti-H
@HIfti-H 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ኣዱኒ ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 ай бұрын
ደምረን🤲
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ደምራኒ አሕዋተይ❤
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ 3 ай бұрын
ጀጋኑና ብሳላኩም እዩ እዚ ብርሃን ሪእናዬ ዘለና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና👊😭❤️
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤😍🙏🙏
@Halamadr146
@Halamadr146 3 ай бұрын
ብሓቂ ብክያት መጺኒ ኣክ From Eri
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
😢🙏🙏 ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@سبحانالله-ز1ه2س
@سبحانالله-ز1ه2س 3 ай бұрын
TDF ጅግና❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@BeGUDEMTUBE
@BeGUDEMTUBE 3 ай бұрын
ተጋዳላይ ክብሪ ዝግቦኦ ክቡር ስም ተጋዳለይ ተጋዳላይ 😢❤🎉
@HIfti-H
@HIfti-H 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ትክክል ወለላይ ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 3 ай бұрын
ተጋዳላይይይይይይይይይ ትግራይይይይይይይይይይ !!TDF king ❤❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@yirgalemkinfe8436
@yirgalemkinfe8436 3 ай бұрын
ዘለአለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና !🥰🙏ክብረት ይሃበልና ንዝሃበ ዝሓገዘ ኣብዚሑ ይሃቦ አምላክ።
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@biniamgmichael-rh4bf
@biniamgmichael-rh4bf 3 ай бұрын
ንኹሉኹም ፍትውትው❤❤❤❤❤❤❤ጀጋኑ ተጋደልትና ማርያምን ሳላኹም🙏🙏🙏
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@kidan5256
@kidan5256 3 ай бұрын
ንስካትኩም ትክበርሉ ግዜ የመፀአልና እንቱም ጀጋኑ😢😢😢😢ክብሪ ይግበአኩም 🙏❤💛ማህልየተይ ዋዕሮ 🙏❤💛😍
@HIfti-H
@HIfti-H 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለየ
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@fhhjf9904
@fhhjf9904 3 ай бұрын
ዝኩሉ ቅስሉ ፀይረኩም ፍሸክ ትብሉ ደስ እልኒ አሕዋተይ ልአና ፃሓይ ወልዕኩም ናዓኩም ፀልምትኩም ካብ እግዚአብሕር አምላክ ይላአከልኩም ጀጋኒና❤❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 3 ай бұрын
ጀጋኑና ንዓኹም ዝገልፅ ቃል ይሓፅረኒ ልዕሊ ቃላት ኢኹም ❤️🙏😘💛❤️🥰🥰🥰
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@MedhnTinseu
@MedhnTinseu 3 ай бұрын
ክብር ንዓኩም ጀጋኑ ትግራይ❤🥰
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 3 ай бұрын
ኣየ ኣሕዋተይ ክሪአኹም ኸለኹስ ንብዓት እዩ ዝቅድመኒ😢🥺😢ጀጋኑና ክብሪ ንዓኹም✊🏖👏
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@RgbeyTirnh
@RgbeyTirnh 3 ай бұрын
ጀግና እዛ ደርፊ ክሰማዓ ኩለኹ ንብዓተይ ምቁጽጻር እዩ ዝኣበየን እሕ ክልተ የሕዋተይ ዋጋ ዘክፈለትኒ ሃገር 😢 ኽብር ይግብኣኹም እዩ ጀግና ሙሴዋይ ክዓ ኩሉ ተቅሪቡ መደብ ይፍለ እዩ ክብሪ ይግባኣካ እዩ ወደነይ❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@ጓልስዉእተጋዳላይ
@ጓልስዉእተጋዳላይ 3 ай бұрын
ተጋዳላይ 💊✊♥️😌
@HIfti-H
@HIfti-H 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ፀሃይዋይ❤❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 3 ай бұрын
ኣሕዋተይ መዓረይ ኣካልኩም ኣወፍኩም ነዚ ዘብፃሕኩምና ጀጋኑ ኣሕዋትና TDF 😥🙏♥️
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@HlwiHlwi
@HlwiHlwi 3 ай бұрын
ክብርን መጎስን ንዓኹም ጀጋኑና❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤😍🙏🙏
@tkk5705
@tkk5705 3 ай бұрын
ጀጋኑናንክብሪንዓኩም ብሸላኩምኢና ኣብዚበፀሕናንዓኩም ዝኮን ፅቡቅ ዘመን የመፀአልና❤❤❤😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ደምርኒ ማዓይ❤
@hhdhd7109
@hhdhd7109 3 ай бұрын
ክብሪ ይግብአኩም ንኩሉኩም ጀጋኑ ተጋደልቲና❤😢
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-uc6yf3dh4n
@user-uc6yf3dh4n 3 ай бұрын
ከምለማዓንቲ ደስ የበለንን ኩሉሳዕ እናተሓጎስኩም ንቦሩልና ጀጋኑ ቡፆተይ ❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@user-uc6yf3dh4n
@user-uc6yf3dh4n 3 ай бұрын
@@tsegatsega238 ታዩ ግን ደምርኒ ዝያዳይ ለተረደአኒ 😂
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
@@user-uc6yf3dh4n ሳብስክራይብ ግበርለይ😁
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 3 ай бұрын
ጀጋኑና ሳላኩም እዩ እዩ እዙ ብርሃን ዘርአየና😢የቀንየልና ክብር ንተሰውኡ ጀጋኑና 😢❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@668-tj6oz
@668-tj6oz 3 ай бұрын
tdfy❤ኣቱም ጀጋኑ ባኣኩም ኩሪዕና ኣሰይ ቱ ሓቦኩም ሙቁራተይ❤❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤😍🙏🙏
@safdvzxcx634
@safdvzxcx634 3 ай бұрын
ወሊደስ ትበል ትግራይ😢❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤😍🙏🙏
@GebregergsGeb-oi4ml
@GebregergsGeb-oi4ml 3 ай бұрын
ጀጋኑና/ንኮርዕኣኩምኩሉባኣኩምእዩተረክቡ/ክብሪይግበኤኩም/ማህሌትገብረገርግስውንክብሪይግበኤኪ/ክብርቲጓልህዝቢ/ሰላምንትግራይንህዝባን።
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@TifhFjfh-vp4pi
@TifhFjfh-vp4pi 3 ай бұрын
ክብርን ምጎሰን ጀጋኑና ሳላኩም ጠጠዉ ኢላና❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@JemilaY-vf1vs
@JemilaY-vf1vs 3 ай бұрын
ኣይይይ ኣሕዋተይ ማዓረይይይ ንዓኩም ልኮን ጊዜ የምፀኣልኩም
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@bahtagerye-jb2xd
@bahtagerye-jb2xd 3 ай бұрын
ቶም ባንድ ስተጅ ግን ብንኣጻ ክሰርሑ ኣይክእሉን ማለት ድዩ ንካልእ መሸፈኒ ምኮና ወይ ሰብ ደቀይ
@Lij-emeshaw
@Lij-emeshaw 3 ай бұрын
ተጋዳላይ ጀጋኑ ጭፈራውን ማቅለጥ፥ ትንሽ ቆይቶ ዋይታ የዘርፍጅት ጩኸት፤ የወላጆች ሃዘን.. the mentality needs change
@hadguluul8785
@hadguluul8785 3 ай бұрын
Asey selamkum yebzah atum jiganu yehwatey ❤❤❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤😍🙏🙏
@EmuGalWukro
@EmuGalWukro 3 ай бұрын
ሎሚ ተዓንጊሎም ፅባሕ ከ መን የሐክሞም😢😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤😍🙏🙏
@محمدعلي-ش7ب5ث
@محمدعلي-ش7ب5ث 3 ай бұрын
ብመጀሙርያ ክብሪ ንጅግና ሰራዊት ትግራይ ❤❤❤ ካብኡ ብምቅፃል ንክብርቲ ሓፍቲና ማህሌት ብጣዕሚ ብጣዕሚ ክብሪ ይግበእኪ ዝሓፍተይ ዓለም እስካብ ትመሺ ብልዕያ ክብሪ የሃበልና ❤❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@Timmy-x9h
@Timmy-x9h 3 ай бұрын
Hi, Opinion, She should put on TDF uniforms when she is doing concerts like this with TDF members and disabled Jeganu! Niiaaaoom niimmsal. Zibeletse desta/Hagos yiwusikelom yimesleni! Not only her but all the Musicians.
@ሕጂኸናበይ
@ሕጂኸናበይ 3 ай бұрын
ማሂየይ ብዝወፀ ይተክኣልኪ ክብርቲ ሓፍትና ተባረኺ ናይ ብሓቂ እዚ እዩ መግለፂ ትግራዋይነት❤❤❤❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 3 ай бұрын
ጀጋኑና ንዓኹም ዝመስል የልን።እንካዕ ካብዚ ጅግና ህዝቢ ተፈጠርና።ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና ምእንታና አካሎም ዝጎደሉ።❤❤❤❤❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@awethaile6231
@awethaile6231 3 ай бұрын
Mahlet nay bihaki nifieti ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 3 ай бұрын
ክብሪ ንጀጋኑና እግዝያብሔር ኣምላክ ንtdf ሓልወልና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቦም ንማህለት ሓፍትናለ ብዝወፀ ይተከአላ👏😍
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@brllabay3842
@brllabay3842 3 ай бұрын
ዘልአለማዊ ክብር ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢❤❤❤❤ ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑ😢❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 2 ай бұрын
🙏🙏
@GrvfGdef
@GrvfGdef 3 ай бұрын
ተጋዳላይይይይይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
🙏🙏ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@us-German
@us-German 3 ай бұрын
ኣሕሕሕሕ እስኪ ሰላምኩም ይብዛሕ። ክብርን ሞጎስን ንጆጋኑና ።😢😢😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@DdRr-nc1pz
@DdRr-nc1pz 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@user-Melat
@user-Melat 3 ай бұрын
ጆጋኑና ንዓኹም ዝገልፅ ቃል ኣይብለይን 🥺🥰🥰
@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ 3 ай бұрын
ጀጋኑና ❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ😍❤🙏🙏
@ሰላምሓለፎም
@ሰላምሓለፎም 3 ай бұрын
ክብር ንጀጋኑ ተጋደልቲ TDF ትግራይ ብሳላኩም ካቢራ እዙኩሉ ተቃሊስኩም ትፍስ ረኪብና 😢😢❤ ❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@ፅየንጋል70እንደርታትግራይ
@ፅየንጋል70እንደርታትግራይ 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤😍🙏🙏
@SalamSalam-ut2bo
@SalamSalam-ut2bo 3 ай бұрын
ወሕሰና ኢኹም ሽምዓ ትግራይ TDF ደመይ መግለፅ የብለይን ናብዓት እዩ ዝቅድመኒ😢😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@HasietEye
@HasietEye 3 ай бұрын
ኤርትራዊ'የ ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ፡ስነጥበብኛታት ብከምዚ ፡መራህቲ ሓይሞኖት ድማ መጸናንዒ ቃል ኣምላኽ ብምምጋብ ኣጆኩም በልዎም ንዞም ኣካሎም ዝጎደሉ ኣሓት/ዋት፡ኣካል ሙግዳል ከቢድ እዩሞ።
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
የክብረልና ሓፍተይ🙏🙏❤
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 3 ай бұрын
ተጋሩዋይ ትፍለዩ ከኢኩም ብፍላይ ተጋደልቲ ተጋሩ ብሻላኩም ብርሃን ሪኢና ካብ ፀገም ወፂና ጎተተይ ንስኩም ግን ናይ ኢድኩም የረከብኩምይ ግን ኣጀኩም ዳሓን ክሓልፍ እዩ😢
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@negagetachew974
@negagetachew974 3 ай бұрын
ማህሌት ገ/ ገርግስ - ንተጋደልቲ ምዝንጋዕ ዝገበርክዬ አስተዋጽኦ ሕዝቢ ትግራይ የመስግነኪ ቀጽልሉ። ገለ ደረፍቲ ግና እዚ ናትኪ ደርፊ አፍቂዶም ድዬም ዋላ ከየፍቀዱ ገንዘብ ክገብሩ ንሪኦም አለና ።
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@سميره-ق7ن
@سميره-ق7ن 3 ай бұрын
ብፆቴይ ማዓረይ💋😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ😍❤🙏🙏
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 3 ай бұрын
ማህየይ ምስ ባዓል ቤቲትኪ ሙሉእ ሰላምን ጥዕናን ይሃብኩም ዘም ሓተይ ኣብዚሑ ይሃብኩም ኣምላክ❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@Kalu_nekifar
@Kalu_nekifar 3 ай бұрын
ብፆተይ😢🙏🙏
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ብሳላካን ብብፆትካን ዩ ዝሰላም መፂኡ ቃሉ ኩቡር ሓወይ ክብሪ ንዓኩም🙏🙏
@edltiabrha7716
@edltiabrha7716 3 ай бұрын
ዛሙዝቃ እዚኣ ክስምዕ ከለኩስ ንብዓት እዩ ዝቅድመኒ 😢ታጋደላይ ዋሕስ ህዝቢ ዕድመን ጥዕንን ይሃብኩም ፈጣሪ❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@Reham-m8u
@Reham-m8u 3 ай бұрын
ብፆተይ ናፊቐ እፍፍፍ😢😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
🙏🙏
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤ God bless you our heroes Tigray 🙏
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 3 ай бұрын
Tegadalit not only Tegadalay ❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏
@WerGgh
@WerGgh 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@ArodoAkile
@ArodoAkile 3 ай бұрын
አሕዋተይ ንስኩም ትስሕቁሉን ትሕጎሱሉን ዘመን የምፀአልና🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤😔😔😔😔😔😔
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@TsritGoytom-ro8nm
@TsritGoytom-ro8nm 3 ай бұрын
ክብሪ ናዓኹም ጀጋኑ ተጋደልቲና♥️💛🥰 ሳብስክራይብ በሉኒ👏♥️
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና🙏🙏
@AkezeDesalegn
@AkezeDesalegn 3 ай бұрын
😢 😢😢❤❤ተጋዳላይ እወ
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ😍❤🙏🙏
@BrtukanTesfay-sy3or
@BrtukanTesfay-sy3or 3 ай бұрын
TDF king ❤️❤️ሻኩረይ ♥️
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤😍🙏🙏
@CelFie-dp5wg
@CelFie-dp5wg 3 ай бұрын
ዛደርፊ ዚኣ ግን ከብድካ ትበልዕ😢
@Brihentsify-zc8wc
@Brihentsify-zc8wc 3 ай бұрын
ዋዉዉዉዉዉ ደስስስስስሰ ክብል ብጣዕም ስነስርዓት ዘለዎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉ይመችኹም❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏
@hdjf4
@hdjf4 3 ай бұрын
ምክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና ንዓካትኩሙስ መግለፂ ቃላት የብለይ ዋ😢❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@ንግሰቲጋልራያ
@ንግሰቲጋልራያ 3 ай бұрын
❤🙏
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@JhojJoj
@JhojJoj 3 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@hzdhdhjddj7246
@hzdhdhjddj7246 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@EyerusTsegay-yz7wt
@EyerusTsegay-yz7wt 3 ай бұрын
እፉፍፍ ኣነስ ተጋዳላይ ኣብዝተባሎ ቁፅሪ ይበኪ ኣቦይ ሓወይን ይዝክሮም😢😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei 3 ай бұрын
ጀጋኑዋይ ቃል የብለይን ኩሉ ፀፅቡቁ ናዓኩም ጀጋኑዋይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@hfhgdh5802
@hfhgdh5802 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@OvereyMaking
@OvereyMaking 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ Tdfey king kbrn mogosn ygbeakum nuberulna
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@selomegirma7151
@selomegirma7151 3 ай бұрын
❤️💛✊🏿❤️💛🙏🏽 God bless you and your family Mahlet.🙏🏽
@musse_shakur
@musse_shakur 2 ай бұрын
🙏🙏
@nebyat2363
@nebyat2363 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@ArodoAkile
@ArodoAkile 3 ай бұрын
ብሳላኩም ብርሃን ሪኢና❤❤❤💛🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤🙏
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@NegashGebremedhin
@NegashGebremedhin 3 ай бұрын
ስምዕ ዊዒካ ዘይፅገብ ደርፊ ክብረት ይሃብኪ ማህሊ
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏
@Amuጋልክልተኣውላዕሎ
@Amuጋልክልተኣውላዕሎ 3 ай бұрын
😢😢❤❤❤💛💛💛
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤😍🙏🙏
@letshegidey2935
@letshegidey2935 3 ай бұрын
ሕይ እዛ ደረፍ ቦታኣ ረክባ 😢ማህየይ ዝፈትወክ 🎉❤🎉🎉
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
የቀኔለይ🙏🙏
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 3 ай бұрын
ኣነስ በዛ መዚቃ እዚኣ ክስዕስዕ ኣይክእልን ክነብዕ እምበር ኡፍፍ😪😭😭
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@aishan4539
@aishan4539 3 ай бұрын
ሓባኩም ግን ዛም ሓተይ 👌 ንዓኩም ዝገልፅ ቃል የብለይ ሓንቲ ክብለኩም ዝክእል የቀንየለይ🙏
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
የቀኔለይ🙏🙏
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 3 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ ማህለት መኹርኢት ህዝቢ ብኣኪ ተሓቢና ኢና።
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
የቀኔለይ🙏🙏
@ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ
@ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ 3 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@HyabHyab-z3u
@HyabHyab-z3u 3 ай бұрын
ተጋዳላይይይይይይይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@ዓዲኣላትኒ
@ዓዲኣላትኒ 3 ай бұрын
ተጋዳላይ 😢 ክብሪ ንዓኹም ኣሕዋተይ🟥🟨🥹❤‍🔥
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤😍🙏🙏
@Samsunga04-wj9qw
@Samsunga04-wj9qw 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@binyam1578
@binyam1578 3 ай бұрын
ሕጂ ግርም ማህሌት ❤አብ TDF🕊🔔☔️💒🥰🕊🌿🕊🌿✌🏻
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@fili9331
@fili9331 3 ай бұрын
ተጋዳላይ ክብሉንስ ንብዓትዩ ዝስዕረኒ❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@frefre4670
@frefre4670 3 ай бұрын
🎉❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤😍🙏🙏
@hiyabbirhane5454
@hiyabbirhane5454 3 ай бұрын
Museway Shikor,ata jigna
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@ArayaThaimanot
@ArayaThaimanot 2 ай бұрын
ማህሌት ንፍዕቲ መርኣያ ፅንዓት...ቀፅልሉ
@musse_shakur
@musse_shakur 2 ай бұрын
የቀኔለይ ክብረተይ❤🙏🙏
@handl741
@handl741 3 ай бұрын
ብፆት❤✊
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
@ትግሪይአይኪ
@ትግሪይአይኪ 3 ай бұрын
😢😢😢😢በተገቢረ ሰረሐ
@AAa-bf5oo
@AAa-bf5oo 3 ай бұрын
Jeganuna😢❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 3 ай бұрын
Jeganu Tegaru btami Eye zfetwekum Nay. Tgray TDF
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏
@hailaygebregziabher6374
@hailaygebregziabher6374 3 ай бұрын
kibrti haftina tsibuk srah eyu. Ahwatna ajokum bertiu
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
የቀኔለይ❤🙏🙏
@sgfghjpateg
@sgfghjpateg 3 ай бұрын
ጀጋኑና ሳላኩም እዩ ዚ ብረሃን ኢናዬ❤❤😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 3 ай бұрын
❤❤❤❤👍👍👍👍🙏🙏🙏
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤💪🙏🙏
Tigray Media Network ጉባኤ ጉጅለ ጌታቸው ረዳ Sep 30, 2024
58:32
Worst flight ever
00:55
Adam W
Рет қаралды 28 МЛН
когда не обедаешь в школе // EVA mash
00:57
EVA mash
Рет қаралды 3,6 МЛН
小丑妹妹插队被妈妈教训!#小丑#路飞#家庭#搞笑
00:12
家庭搞笑日记
Рет қаралды 38 МЛН
ታጋ እንታይ ማለት ከምዝኾነ ኣይፈልጦን  (ድምፃዊ ንጉሰ ኣባዲ )
19:19
Gomed Tigray Media - ጎመድ ትግራይ ሚድያ
Рет қаралды 31 М.
ተስፋይ ጭራ ምስ ብፆቱ ኣብ ሓራ መሬት ትግራይ
10:18
መብረቕ ENTERTAINMENT
Рет қаралды 27 М.