#ሓዉዜን

  Рет қаралды 66,932

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 691
@gedamtube
@gedamtube 3 ай бұрын
ሰላም ነዓኻትኩም ወገናተይ ኣብቲክቶክ ሽምና የፀልሙና ኣለው ሞ ካብ ሰብስ ክንደየናይ ካብ ፈጣሪ ደኣ በር።
@ጎልራያኩኩፉቶ
@ጎልራያኩኩፉቶ 3 ай бұрын
ኣጀኻ እዝ ሓወይ ናይ ለም ወለዶ ንፅቡቁ ንሰርሕ ዕንቅፍት 😢😢😢😢 መልስ ሃበሉ እኻ ዋለ ኣብ ሓደ ይቱብ ረእየ ነይረ ግን ኹላ የሰመዐኹዋይ ❤❤❤ፈጣር ድኻምካ ይረአየልካ❤
@lidyaGg-z5s
@lidyaGg-z5s 3 ай бұрын
ሰብ ሎሚ ካፍኡ እዩ ዘሎ ካብ መድሃኒኣለም ዳኣ ርከብዎ እንበይ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼😢
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl 3 ай бұрын
ኣጀካ ኣይትገደሰሎም ቶም ዘይሰርሑ ንዝሰርሑ መዐንቀፊ እዮም ተን ዘተፀገማ ኣዴታት እንዶ ይሪኣካ ኣለዋን❤❤❤
@fishysmelindishy6547
@fishysmelindishy6547 3 ай бұрын
እቲ ዘጸልመካ ዘሎ ሰብ ክንዲ ናትካስ ይትረፍ ክንዲ ርብዒ ናትካ ይግበር ሞ ሽዑ ይዛረብ:ጽቡቅ ክትገብር ከለኻ ዕንቀፍቲ ኣሎ ግን ኣይትተዓንቀፍ🇪🇷
@selamgoytom-dj4mb
@selamgoytom-dj4mb 3 ай бұрын
መምህረይ ❤ኣጆኻ ስለሰብ ኣይትገደስ ንሳ እያ ዓቕሞም
@Rahel-ir3vu
@Rahel-ir3vu 3 ай бұрын
ኣየ ናይ ሓበሻ ጸገም መፍትሒ ዘይብሉ ጎይታይ ባዕልካ ተዓረቀና💔😢
@SaraKebedom
@SaraKebedom 3 ай бұрын
ሳራ አብ ጀርመን ዝቅመጥ እየ እሞ ነዛ ቤት ክሕግዛ እየ ናይ አሕዋታ ዕድሚኦም ትፈልጥ እንተኾና ክረኽቦም ይኽእል እየ ♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️
@brhaneye9521
@brhaneye9521 3 ай бұрын
በቲ ስልኪ ርኸብዮ 🙏😓
@ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ
@ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ 3 ай бұрын
ደዊልኪ ርኽብዮ ብጃኺ ሳራ ❤❤❤
@slama-sl8yl
@slama-sl8yl 3 ай бұрын
ሳራ ሓፍትና በቲ ስልኪ ረከቢያ ወለላይ🙏
@teshomegebremeskel4492
@teshomegebremeskel4492 3 ай бұрын
ተባረኩ
@TeklebrhanHaileslassie-zz6zb
@TeklebrhanHaileslassie-zz6zb 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ይባርኩም ነዛ ስድራ ዝሓገዝኩም🙏
@tsegazeabzemichael3784
@tsegazeabzemichael3784 3 ай бұрын
ኣጆኲ ድሃይኪ ክንገብር ኢና ብዝክኣለና መጠን ነዚ ኩፉእ ጊዜ ዘለና ክንካፈል ኢና።
@miraclemiracle3216
@miraclemiracle3216 3 ай бұрын
Telfoon alka abu dewilka rikeba anı win kirekba eyi bztekialni meten
@senaitgebrehiwet2851
@senaitgebrehiwet2851 3 ай бұрын
Me too
@helenbaryagabr9964
@helenbaryagabr9964 3 ай бұрын
ተባረኹ ዞም ኣሕዋተይ ጥምየት ሓያልዩ ኢደይ ኢድካ ንበል ነዛ ሕማቅ ግዜ እወ ልቢ ዝትንክፍ ዘረባ
@redseakings3344
@redseakings3344 3 ай бұрын
This is heartbreaking 💔 ኣጆኪ ለምለም ነዚ ዘቅረብካ ሓው ድማ ክብረት ይሃብካ
@luchiawelde3795
@luchiawelde3795 3 ай бұрын
Ajoki haftey mareyyyy,Hawey buruk Goyta abzihu yebarka🇪🇷🇪🇷😊
@neweritrea5723
@neweritrea5723 3 ай бұрын
የቀንየልና ጸጋይ ሐወይ god please you 🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@emebrhan3
@emebrhan3 3 ай бұрын
😢😢"ኩሉ ክሓልፍ እዩ ዘይሓልፍ የለን ተመስገን ጥራሕ"😢😢
@sahleyonas7844
@sahleyonas7844 3 ай бұрын
ኣቤት ትሕትና ኣምላክ ሓሳብካ የስምረልካ ዝሓወይ
@knowyourself.4103
@knowyourself.4103 3 ай бұрын
ሰብ ንምሕጋዝ ሰብ ሙዃን እኹል እዩ።እቲ ጥርዓን ድኻ ከይሰምዕ እዝኑ ዝዓጹ፡ንሱ ኽኣ ይጠርዕ ሞ ምላሽ ኣይረክብን።ምላሽ ክንረክብ ሃየ በሉ ወላ ሓሓንቲ ቅርሺ ናብ ብዙሓት ተዋህሊላ ብዙሕ እያ ትጠውር እሞ ኢደይ ኢድካ ንበል ብሩኻት እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ይሃበና❤።
@Maryam1234-c3y
@Maryam1234-c3y 3 ай бұрын
ተጋሩ ሃየ ዛ Media ኣዕብዩሉ ዘሕጉስ ስራሕ እዩ ዝሰርሕ ዞሎ 💙💙💙💙💙💙💙💙
@MK-rg1og
@MK-rg1og 3 ай бұрын
ስለውጹዕ ምሕዛን ፡ምሕጋዝ ቃል ወንጌል ኢዩ አምላክ ከምኡ ዝፈቱ😢😢😢 እቶም ጸጊቦም ንሓደ ህዝቢ ንኽጥዕሞም ዝፈላልዩ ዘለዉ ሓንቲ መዓልቲ እዛ ሽግር እዚኣ ከይበጽሖቶም ኣይፍልጥዋን።
@hi-xg2xu
@hi-xg2xu 3 ай бұрын
መምህር ጸጋይ ኩሉ እትገብሮ ሓገዛት ለውሃትካ ንብዓትካ እዳ ነጸግካ አዝዩ ዕዙዝ እዩ እሞ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ድማ ሓንቲ ማዓልቲ ብርሃን ጌሩ ይጸናብሮም አምለክ
@lealemalemamen9029
@lealemalemamen9029 3 ай бұрын
ክቡር ሓው ቃልካ ሰራኻ ኩሉ ፈውሲ እዮ፣ እዘን ዕሸላት ልበን ብተስፋ መሊእኻ ጽባሕ ብርሃን ኪሪአ ተስፋ ሂባከየን፣ ዓብየን ከአ ከምቲ ንስኻ እትገብሮ ንህዝቢ ክኾና አብ ልበን ዓብይ ምክሪ የሕዲርካለን፣ ናእኻ ብቃል ከይኮነ ብሓገዝ ምምስጋን እዩ ዘድሊ ክብረት ይሃብካ። ንሰላም ብክራርርካ ዓጂብካ ክትዝምር ተትገብር ጸቡቅ ይመስለኒ፣
@gedamtube
@gedamtube 3 ай бұрын
እሺኒ ክሙኩራ እየ
@akileakile3263
@akileakile3263 3 ай бұрын
ኩልኻ ኤርትራዊ ኣብዚኣ ጉሩብ ፈጢርና ካብቲ ዘላቶ ናብ ኣዲስ ኣውጺና ባዕልና ክንኣልያ ሃየ ወስ በሉ።
@mazzawoldemicael6104
@mazzawoldemicael6104 3 ай бұрын
Nab Addis sedidkum ketektlwa?
@mazzawoldemicael6104
@mazzawoldemicael6104 3 ай бұрын
Mlman nay agameyu nab Ertra tmeles
@meryaabidela2053
@meryaabidela2053 3 ай бұрын
የጣልያን ዲቃላዎች ምንም ቢደረግላቹህ የማታመሰግኑ አውሬዎች አለም እንድትዞሩ ያደረጋቸሁ የትግራይ ህዝብ ነው ትግራይ ወስጥ ስለተገኘች ተዋረዴቹህ?ጥላቻ ሚሞሪያቹሁ ዘግቶታል አዲስ አበባ ትሂድ ጓኻፋት
@Melat____
@Melat____ 2 ай бұрын
​​@@mazzawoldemicael6104 kidi resah kemakum resah yeimro iko yelen lemanit nski iki kelbi teref talyan
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 2 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትግራይ ኤረትራዊያን አሕዋትና ንሰላም ፍቅረን ንዝምር ኣደና አጀኪ ኩሉ ትግራዋይ ኩሉ ኤርትራዋይ አለናልኪ ጎይታተይ
@abibereket6848
@abibereket6848 3 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ነዚ መልኣኽ ዝኾነ ሰብ ኢዚ መሩቁዎ ኣምላኽ ይባርክካ ለዋህ ፍጥረት ❤❤❤❤❤ ኩላትና ከማኻ ኢንተንኸውን ❤❤❤❤❤❤
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 3 ай бұрын
ውይ ኣደዋይ ማዓረይ ሓመድ ትብለዐኒ በዛ መዝሙር ልበን ተተንኪፈን😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 3 ай бұрын
ክቡር ሓወይ የቐንየልና : ኣጆኺ ኣብ ዓዲ ለባማት እኺ ዘለኺ ::
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 3 ай бұрын
እግዝኣቢሔር ምሕረት የዉርደልና አምላክ ምሳኪ ይኩን
@kidanhayleslase1885
@kidanhayleslase1885 3 ай бұрын
የቀንየልና ተጋሩ አሕዋትና ጡዑማት ላዘ 🎉❤❤
@shewitmengstab8727
@shewitmengstab8727 3 ай бұрын
ብሩኽ ሓዊ ብኣፍካ ዝወጸ ኩሉ ተዘሪኡ ኢዩ እሞ ሰናይ ምዕጻድ ክኸውን ኢዩ እግዚኣብሄር ይባርኽካ ❤❤❤
@Abeba-j7j
@Abeba-j7j 3 ай бұрын
አየመከራ 😢መ/ር ፀጋይ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰላምን ምሕረትን ጠልን ኣዝመራን ይግበረልና🤲🤲🤲
@bettyboo7783
@bettyboo7783 3 ай бұрын
ሀባሲ ንብኣት ፀግሽ እድመን ጢኢንናን ይሀብካ ኣብዝከድካዩ ኣምላክ ይሀግዝካ
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 3 ай бұрын
ኣታ በጃኹም ኣሕዋት ኩሉ ኒገብሮን ንሓስቦን ናይ ገዛአ ረስና ሓላፊነት ወሲድና ጺቡቕ ንሕሰብን ንግበርን አሞ ኣምላኽ ምሕረት ከውሪደልና ኒብዓት ኣህዛብ በዚሑ
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 3 ай бұрын
💚🩵🙏
@selammeles2061
@selammeles2061 3 ай бұрын
አጆና አምላክ ሽግርን መከራን የርሕቀልና ራህዋ የምፅልና 🙏❤️
@Alsehday
@Alsehday 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢እግዚአብሔር ዝባረከካ ዝሓወይ ለባም ከማካ ዝበለ የብዝሓዮ
@medid.454
@medid.454 3 ай бұрын
I hope eritrean and tegaru u will save this mom and her kids.
@SenaitTekle-wx9bc
@SenaitTekle-wx9bc 3 ай бұрын
እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይርዳእኺ ሓብተይ ድንግል ማርያም ንብዓትኪ ሓቢሳ ናብ ሳሓቅ ትቐይረል🙏🙏🙏
@tsigealemayoh786
@tsigealemayoh786 3 ай бұрын
መምሕረይ ፈታሺ ፅጉም የዋሕ ኸሐልፍ እዮ ምስ ፈጣሪ
@FevenEyob-hw1hz
@FevenEyob-hw1hz 3 ай бұрын
Eze eyuo Tigrwenate eritrewiean yehwataye
@SalamHani-u5y
@SalamHani-u5y 3 ай бұрын
እውይ ደስ ክብል እቲ ኣዛራርብኡ ተባርኽ ዝሓወይ ማዓረይ ❤❤❤❤
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 3 ай бұрын
ኣጆኺ ሓፍተይ ሓላለይ ጸገም ሓላፋይ እዩ በዓቢኡ የሕዋትኪ ይረዱኺ🎉🎉🎉🎉ኣጆኺ
@زايد-د8ع
@زايد-د8ع 3 ай бұрын
ክብረት ይሃብካ ዝሓወይ ኣጀኪ ኣደዋይ ፈጣሪ ይርዳእኪ 😢😢😢😢😢😢
@berhehagos864
@berhehagos864 3 ай бұрын
ዝኾነ ክብል ኢለ እሞ ግን ድማ ኣይከኣልኩን ናይዚ ሓውና ምቑልልነት ትሕትና ልቦና ለውሃት ሕልና ግን 😢😢
@nigistiberhane9150
@nigistiberhane9150 3 ай бұрын
ብሩክ ተባረክ አምላክ ፍቅርን ሰላምን የዉርደልና በጃኩም ሰላም ንግበር❤🎉❤🎉
@MezgebeAmaha
@MezgebeAmaha 3 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ሰላምካ የብዛሐዮ ፈጣሪ
@yordatesfay9055
@yordatesfay9055 3 ай бұрын
Bejakum Edey Edey nbel nzom xgumat nreda Tegaru Eritrawyan keybelna
@GhhVjb-g3h
@GhhVjb-g3h 3 ай бұрын
Tegaru dekukum eyom hagzwom abom tgraway endiyu byyyyy
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 3 ай бұрын
ተመስገንፈጣሪ ኣጀኪኣደዋይመኣረይ ፈጣሪዝደለክዮይሃብኪ ዝሓፈተይ መምህርሓዉና ሓዉናኩሉ ርኦየስ ብጣእሚ ሓዝነ ኣምላክባእሉ ይቅርይበልና እናኣጀካ ፈተናናይሰናይስራሕ ግድንዩ ልመምህር ሙሉሃይለስላሴኩላይ እዩ እናጽብቅ ስልሰራሕኩምእዩ መድሃንየኣለም ኣቦይሓደራካ ምስጽብቅልሰርሑ ሕወሰኒ ሓደራካ ስለኣደይማርያም እልካ ዝክረኒ ኣደዋይማርያም ሓደራኪ ዘክርኒ❤❤❤❤
@Meri-rg7hp
@Meri-rg7hp 3 ай бұрын
መምህረይ ብዝከድካዮ ፅየነይቲ ትከተልካ ትዕድልቲ እዩ እቲ ትገብሮ ዘላካ😍🙏 እንተ ንሕና ግን ሚድይኡ ውን ከምቲ ስርሑ ኣይኮነን ክንዲ ርብዒ ውን ኣይዕበናዮን ሕደጉ ባ ሚድያና ነዕቢ🙄
@swswots6782
@swswots6782 3 ай бұрын
መዓረይ ፀገም ልተፀገመ እዩ ልፈልጦ😢ልኸማይ ልተፀገመ ኣኻፍሎ 😢😢😢😢
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 3 ай бұрын
Haftam eya ezaado deka bitbeb yebyela fetare ❤
@ShewitTesfay-y6o
@ShewitTesfay-y6o 3 ай бұрын
Ajoki kbrti haftey kubur hawey yekenyelna ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 3 ай бұрын
ኣየ ህዝበይ ኣብ ዘለካ ሃሊካ ኮፊእካ ኣየ ፀገም እግዚአብሔር ኣቦይ ርድአና ኣጆኪ ኣደዋይ😭💔💔😭😭😭😭😭😭
@desawitsegay2286
@desawitsegay2286 3 ай бұрын
ናይ ሰብ ፀለም ንእንጀራ እዩ ፀግሽ ሓወይ
@a.b8120
@a.b8120 3 ай бұрын
Aniakum kemize gerikum behade ayene nikulu goita Jesus yebarikemu kuluna hade ena ❤❤🙏🙏
@TeklayHagosa
@TeklayHagosa 3 ай бұрын
Buruk hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 asbika bamlak rkebo
@ስብዩመክስብ
@ስብዩመክስብ 3 ай бұрын
አተ ንስካ ኣምላክ ይባርካ አድመ ይሓብካ❤💔😊
@awetroza
@awetroza 15 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ጸጋይ ሓወይ ኣምላክ ምሉእ ገሩ ይሃብካ ፈጣሪ ጸጋይ ሓወይ የሕዋት ኢና ንሕና ህዝቢ ባእሲ የብልናን
@LUWAMARAYA-xn7qk
@LUWAMARAYA-xn7qk Ай бұрын
ኣምላክ ቅዱሳን ሰላም ይግበረልኩም።
@golsemere5205
@golsemere5205 3 ай бұрын
bejikum Ertirwiyan yekunu Wala Tegrawte nehagzom ezi kamzi eka kamzi gerkani gedifina kulu eden edika nebil bejikuem 🙏🏻♥️😭
@TIRHASZere
@TIRHASZere 3 ай бұрын
😢አዋይ ብሓቂ መከራን ይወዳልና ፈጣሪ ኣጆኪ ለምለም ሓፍትና ኣምላኽ ምሕረቱን ረዲአቱን የንብረልኪ ሓዉና ክብረት ይሃብካ
@wezefGalTewahdo
@wezefGalTewahdo 3 ай бұрын
መ/ር ፀጋይ ኣብ ፅጉማት ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ምሕረቱን ሰላምን ይልኣከልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ሰላም ዝሓዘለ ክራማት የምፀአልና
@NgstiBerhe-rm8ro
@NgstiBerhe-rm8ro 3 ай бұрын
ነዛ ወላዲት ዝሓገዝኩምንብዓታ ዝሓበስኩም እግዚአብሔር ምሉእ ፀጋ ጥዕና ይሃብኩም ❤
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 3 ай бұрын
Uffff hezbiey rekbewu zelo 😢😢eko fafha elyo ajoki eske ember Eritreawi dea faha mes belna
@Fortnitetips879
@Fortnitetips879 3 ай бұрын
አጆኪ ሐፈተይ ኩላትና አሕዋት ኢና ሼር ክንገበረልኪ ኢና እና ንአከትኩም አወን ይበርትእኩም መ/ምር ፀጋይ ሐወይ ካአ አምላክ ይክበርካ
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 3 ай бұрын
ኣጆኪ ሓፍተይ ጠንካራ ኩሉ ፀገም ክሓልፍ እዪ ምስ ደቅኪ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ባዕሉ ይሓግዝኪ 😢❤🙏
@deradubai1754
@deradubai1754 3 ай бұрын
ኣጆኪ ማማየ ማዓረይ ጸላኢኪ ይንባዕ ዋይ ህዝበይ
@lovelysfamily-p4q
@lovelysfamily-p4q 3 ай бұрын
መድሃኒ ኣለም ንብዓትኪ ይሓብስ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ምስ ደቅኺ ምስ ሰባይኪ ይሃብኪ ዝሓፍተይ ቤትኪ ቤት ሓጎስ ደስታ ኣበባ ደቅኺ ቤት ስሓቅ ፍስሃ ሓጎስ ይግበረልኪ ዝሓፍተይይ። ዝሓፍተይ ናይሎሚ ንብዓት ንናይ ጽባሕ ሓጎስ ይግበረልኪ ዝይዳይይይይይ❤❤❤❤❤
@amelworkdesta4601
@amelworkdesta4601 3 ай бұрын
አዶ አይትብከይ🎉 አጆኺ ኤርትራውያን ልባማት ዝግበር ግበራ
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea 3 ай бұрын
አጀኺ እዛ ጋለይ ክሐልፍ እዩ ብደቅኺ ክሐልፈልኪ እዩ ጸገም ሐላፋይ እዩ ሞት እያ ዘይትሐልፍ 🙏
@ሻሎምተዋህዶ
@ሻሎምተዋህዶ 3 ай бұрын
Kibret yehabelna eritrawyanen tegaru keybelka tigebro zeleka kibret yehabelna🙏
@eldanabitania4222
@eldanabitania4222 3 ай бұрын
Adie gebray abey alekum yala edey edka belu
@shewitmengstab8727
@shewitmengstab8727 3 ай бұрын
ኣጆኺ ዝሓፍተይ ናይ ካሕሳ ዘመን ይኹነልኪ ብኽያትኪ ናብ ሰሓቅ ይለውጥ ❤❤❤
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey 2 ай бұрын
ኣጆክን ኣይትብከያ ጸላኢክን ይብከ እግዚኣብሄር መከራክን ይሕጽረልክን
@eteneshyosef1052
@eteneshyosef1052 3 ай бұрын
ብፅጋበኛታት መራህቲስ ህዝብና ተሳቅዮ ንፍእቲ ዛጓለይ
@Winta984
@Winta984 3 ай бұрын
Ajoki kbrti weladitey egziabhear msakum ykun❤❤
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 3 ай бұрын
Haaaa bemetye kenesdellla bless 🇪🇷Amlke mehrtu ywerdelena 🙏🙏🙏❤️
@BerihaAlene
@BerihaAlene 3 ай бұрын
ኣብ ታሕቲ ስልኪ ኣለካ
@gsghshshshs5715
@gsghshshshs5715 3 ай бұрын
ኣብ ታሕቲ ቴሌፎና ናይ ባንኪ ሒሳብ ውን ኣሎ
@axsum---tsion21
@axsum---tsion21 3 ай бұрын
ስልካ ካብ ኣፋ ስምዓዮ ማዓረይ
@ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ
@ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ 3 ай бұрын
ኣይይይ ዓለም ክንደይ ኢኺ ጸርኪ ኣነለ ልዕሊ 50ሽሕ ብወርሒ ተከፊሊ ዓዲ ዓረብ ተሠዲተ ኢለ ኣምርርር የብል😢😢😢 እዛ ወላዲት እዉን ዓሰርተ ትንፋስ ሒዛስ በይነይ ኣይበልዕን ትብል ርግጸኛ እየ ጽባሕ ዝበለጸ ከርህወልኪ እዩ❤❤❤❤
@ኣፅበታይሁራሰለስተ
@ኣፅበታይሁራሰለስተ 3 ай бұрын
ብትክክል😢😢ፀጋብ እዩ ዘፅውየና ዘሎ😢
@asteralemseged281
@asteralemseged281 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ😢😢
@almazabraha3443
@almazabraha3443 3 ай бұрын
Buruk zhawey Egezabher edmen tenan yhabka ❤❤❤❤❤
@lailamehari3800
@lailamehari3800 3 ай бұрын
ከማይ ፁጉም ስለ ዘሎ ኣካፍለለይ , ኣምላኽ ብኽያትኺ ናብ ደስታ ይቀይሮ ዛሓፍተይ.ኣየፀገም ክንደይ ይሓስም.
@aziebzerie3481
@aziebzerie3481 3 ай бұрын
Entay ktgeber misia kab Ada tmyet btmyeti Ada zeyhsha tgay nihzbom zeykonus naki 😢😢😢😢😢
@zebibtesfay7954
@zebibtesfay7954 3 ай бұрын
😢😢😢ezom kolut kab klte hzbi iyom tewelidom bebaqmna idey idka nbel dagmay bsehakn hagosn knriekum tesfa ngebr mo amlak msakum ykun 🙏😢🇪🇷🇪🇷
@sere6279
@sere6279 3 ай бұрын
እዋይ ሓፉተይ ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን ኣጆኺ ክወግሕ እዩ ኣይትንብዒ ሓፉተይ ናተይ ❤❤
@BahtaKalab
@BahtaKalab 3 ай бұрын
Amlak hxawintika ridiayom ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@TeameGebreyohans
@TeameGebreyohans 3 ай бұрын
ዳሓን ንክልቴና ህዝቢ ንተሓቋቆፈሉ ዘበን ክመፀልና እዩ።።
@wedigermen2776
@wedigermen2776 3 ай бұрын
ክብረት ሃብካ ሐወና ጋዘጠኛ ❤
@merhawwit
@merhawwit 2 ай бұрын
Ajoki habtey Meareyyy Egzaebiher alo tarik zqyr ajoki❤❤❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 3 ай бұрын
Egziabher. mehaeret. Aurdelena. Uaye. Ahwatey. Aeeeeee. ✝️🙏😢🙏😢🙏😢🍀❤️
@ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ
@ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ 3 ай бұрын
ሓወይ ፈጣር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተሎፎን ናትካ ብኸመይ ክንረኽቦ ንኽእል ናይዛ ሓፍትና ሕዝዮ ኣለኹ
@gedamtube
@gedamtube 3 ай бұрын
0914387899
@senaitkahsay5990
@senaitkahsay5990 3 ай бұрын
Iskas AMLAK XEGUU EBZHALkA FETARI KULU ALEM DEKI KIDANE MHRET 🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@fetaritium5552
@fetaritium5552 3 ай бұрын
Ajoki zahabtey mearey amlak kulu kerhiwelki eyu burk ezi hawey kea fetari edmen tienan yihabka ❤
@tedrosfshaye5428
@tedrosfshaye5428 2 ай бұрын
አጆኺ እግዚአብሔር ኣሎ እዚ ክሓልፍ ኢዩ።
@makiblessed8565
@makiblessed8565 3 ай бұрын
Eway haziness Amlak bejaka mihret giberelina 😢😢😢 kab dunkirina wexina selam kingebir yigibae neru donkurina abzi awedikina zelo 🙏🙏
@rahel7462
@rahel7462 3 ай бұрын
😢😢😢🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️❤
@miletemicheal2201
@miletemicheal2201 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉hawey naka win amlak asbka yhabka
@Geeztube21
@Geeztube21 3 ай бұрын
ፀላአኪ ይንባዕ አደዋይ ወለላይ❤😢
@ahferombrhanebrhane8197
@ahferombrhanebrhane8197 3 ай бұрын
Adi gebray hawey haftey bhalti eyem ajoki eza haftey khgziki eyem
@helenberekt3774
@helenberekt3774 3 ай бұрын
Hizbna Rekibwo zelo😢😢😢😢😢 ajoki zhftey
@Solomon-qb7tx
@Solomon-qb7tx 3 ай бұрын
Ajoki'za haftey kihalf eyu Gin kbur haw Tel nata abzi tetishfo tsbuq mkone neti zhgiz 👍
@simonadhan0m347
@simonadhan0m347 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤kbur Memhrey mearey kbret yehabelna
@GodisLove-vv7dr
@GodisLove-vv7dr 3 ай бұрын
😢😢😢 Ajoki kihalf eyu alena ab Gonki egziabher amlak aygadefekumn eyu
@AbrahamGebre
@AbrahamGebre 3 ай бұрын
Amlak misaki ykun haftey 😢
@M2Meriem
@M2Meriem 3 ай бұрын
😢😢😢ya Allah 😢😢😢😢 Habibiti 😢😢don't caring 😢😢 Ya slam 😢😢
@SariMelu
@SariMelu 3 ай бұрын
Ajekum kulu kihalf tekal gzie 😢😢😢😢
@ghenetyemane6254
@ghenetyemane6254 3 ай бұрын
Memhr xegay hawey edemen teinan yehabka ajoka
@احمدحسين-ت1ط1ت
@احمدحسين-ت1ط1ت 2 ай бұрын
ኣጆኪ ዛሓፊተይ ኣንብዕኪ ናዓለ 💔💔💔💔💔💔
@AdiamKibreab
@AdiamKibreab 3 ай бұрын
Amlak ab Kulu tgebro yhagzka kabzi hmaq gize fetari awxiu nkulna selam ywrdelna Selam eyu tuem ❤ Amlak msaki ykun Adena dma
@akberetandemariam1231
@akberetandemariam1231 3 ай бұрын
አጆኪ ዝሓፍተይ ኪሉ ክሓልፍ እዩ
@eyobelghebrhiwet383
@eyobelghebrhiwet383 3 ай бұрын
Yessss haku u nhina ahwat eina❤❤❤nfaker bejakum
@dehabsolomon3617
@dehabsolomon3617 3 ай бұрын
አባይኪ ይንባዕ የጆኪ ማዓረይ አምላክ አሎ ክሕልፍ እዩ
отомстил?
00:56
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
Ozoda - Lada (Official Music Video)
06:07
Ozoda
Рет қаралды 11 МЛН
ታ! ብጸገም ዝነበዕት  ስድራ ሕዚ ብታሕጋስ ነቢዓ
9:12
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 17 М.
ስውእቲ ምንያ ክብሮም ዛግር 10ይ ርእሳ ኣብ ሰውራ
23:57
ን 25 ዓመት ኣብ ዝባነይ እያ
9:35
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 8 М.