Interview With Artist Laine Ghebretnsae - Part 4 (Last) Official Video Ararat Entertainment

  Рет қаралды 176,009

ARARAT Entertainment

ARARAT Entertainment

Күн бұрын

© Copyright: Ararat Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ℗ © ሰላም የሕዋት ነዚ ቪድዮ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስት ሃሳይ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ። #EritreanArtist #LaineGhebretnsae

Пікірлер: 963
@user-zy7po9qd5m
@user-zy7po9qd5m 4 жыл бұрын
ላይነ ኩሉ ነገሩ ተዓርዩ ጸብለል ጅግና ኮይኑ ከኹርዓና ዩ ትብሉ ላይክ ጸቂጥኩም ሕለፉ ርሑስ ጾም ድማ ንኩላትኩክ ኣመንቲ ክርስትያን
@sebeumkesbeasmarashkor5053
@sebeumkesbeasmarashkor5053 4 жыл бұрын
Gdene kea enbar ati zyday do kbelki weysi Goney kbelka
@user-zy7po9qd5m
@user-zy7po9qd5m 4 жыл бұрын
@@sebeumkesbeasmarashkor5053 ምረጽ ዝያዳይ
@lulrbahri
@lulrbahri 4 жыл бұрын
yes
@goodnews4980
@goodnews4980 4 жыл бұрын
100% sure
@helentsehaieyasdzzxc3250
@helentsehaieyasdzzxc3250 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@selameritrea8143
@selameritrea8143 4 жыл бұрын
ኣብራሃም ድዮም ኢሎምኻ ኣብራሃም ዕድመ ኑኡሽተይ ናይ ድኻታት ኣቦ ኢኻ ደጌኻ ጹቡቅ ልክዕ ከም ውሽጥኻ እዚ ኩሉ እንዳ ገበርካስ ትሕት ካኣትብል ክንደይ ታዓድልካ!!! ንብርሂሞ እስከ ሕፍስ ዝበለ like abzia
@mylove-ll5bw
@mylove-ll5bw 4 жыл бұрын
He is eritrean hero keep up abrihimo bless you
@almazberaki6205
@almazberaki6205 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብሪሂሞ
@MartaMarta-lf5ub
@MartaMarta-lf5ub 4 жыл бұрын
Abrihimo shkor edmen tinan yhabka.i hoop I wil meet you one day
@lulrbahri
@lulrbahri 4 жыл бұрын
bsm Abrham 1000 like baeley
@hntsarussom
@hntsarussom 4 жыл бұрын
blux mensey memhr kulu senay
@user-lr9wc7cb9h
@user-lr9wc7cb9h 4 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላክ ኤርትራዊ ጌርካ ዝፈጠርካኒ ራኣይዎ ለዉሃት ኣስተብህሉ ፍትወትና ዕምቀቱ
@rahasettekieweledekidan3861
@rahasettekieweledekidan3861 4 жыл бұрын
Really 😍
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 жыл бұрын
ንኣብርሃም ከኣ ኣድኑቑለይ ላይክ ጽቐጡ ምሳይ ድሰማማዕ👍
@yonasberhe248
@yonasberhe248 4 жыл бұрын
Abraham hawey nay bhaki abi seb edmen tenan yhabeley nliyne kea ajoka deki eriay shikorinatat edmen tenan yhabeley
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 жыл бұрын
@@yonasberhe248 ሕጂ ግርም ኩሉ ኤረትራዊ ፍልልያቱ ጸሩ ኢሂን ሚሂን ክንበሃሃል ጀሚርና ቀደም እኮ እዞም ሩኹሳት ዓሌታዉያን ንሃገሮም ብ ዓሌት ፈላሊማ ንዓና ከኣ ምስ ተጎሓፉ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቓብር መቐለ ሆቴል በጃኹ ኤረትራዉያን የሕዋትኩም ኢና ክብሉ ወረ ኣይ ሓንኩን ድዮ ዓይኒ ዉጣ ድኾኑ ጎሬቤት። ኣብ ዝባና ዘሎ በሰላ ናዓና ኢዩ ድስማዓና እምበር ንዖዖም ቁስልና ኣይንታዮምን ኢዩ!! ረሳዕቲ ኣይ ኮናን ንሕና ደቂ ኤረይ ንጠንቀቐሎም የሕዋት✊
@ermilove685
@ermilove685 4 жыл бұрын
*ንራከብ ክብልዎም እዝዓስሉ❤* *ንበገስ ክብልዎም ዝግንፍሉ🇪🇷* *ነወፊ ክብልዎም ዝክሙሩ🥇* ለጋስ ዝብሃል እቲ ካብ ትርፉ ዝመቅል ዘይኮነስ ካብታ ዘላቶ ዘካፍል እዩ ብሓቂ ብግብሪ ኣርኢኩምኒ ተሓቢነልኩም ደቂ ኤረይ🇪🇷👌
@user-ff9dz3sh8c
@user-ff9dz3sh8c 4 жыл бұрын
Ermi love ሞሞና ኣነውን ብጣዕሚ ደስ እልኒ ተሓጉሰ ህዝቢ ኤርትራ ለጋስ ህዝቢ እዩ
@rahasettekieweledekidan3861
@rahasettekieweledekidan3861 4 жыл бұрын
Aseyyyyyy elelelelelelelelelel elelelelelelelelelel elelelelelelelelelel elelelelelelelelelel elelelelelelelelelel elelelelelelelelelel elelelelelelelelelel 😍😍😍😍😍😍
@eritreahagerey4845
@eritreahagerey4845 4 жыл бұрын
ኣብራሂሞ ልክዕ የማነ ባርያ ኮይንካ ኳ ተራኢኻኒ ፡ ኣጆኻ ኣሰር ባርያ ገጥ ኣቢልካ ሓዛ ፡ ኣብርሃም ማለት ኣቦ ብዙሓት ማለት እዩ ኣቦ ድኻታት ኣቦ ብዙሓት ክትከውን እግዝኣብሄር ሓይልን ጥበብን ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ተባረኽ ብሩኽ ኩን ።
@yemanengusesandro6792
@yemanengusesandro6792 4 жыл бұрын
*ካብቲ ዝገረመኒ ስጋብ ሕጂ ክሳብ ክልተ ሽሕ ሰባት ሪእናያ ዋላሓንቲ dis lieke ዜይምህላሁ እዩ ናብቲ ሓቀኛ ስምና ተመሊስና ኣለና መሌት እዩ ኣምላኽ ይቐጽለልና ተኻባቢርናን ተፋቒርናን ክንነብር ደጊመ ደጋጊመ ኣምላኽ ይመልኣልና*
@yonasmelake8670
@yonasmelake8670 4 жыл бұрын
Nay bahaki ymelalna kubur haw sdetna yhxrelna fetari ❤🙏
@yemanengusesandro6792
@yemanengusesandro6792 4 жыл бұрын
@@yonasmelake8670 ኣሜን ኣሜን Bro
@sebeumkesbeasmarashkor5053
@sebeumkesbeasmarashkor5053 4 жыл бұрын
Amen (3)
@hagos-5626
@hagos-5626 4 жыл бұрын
ንሱ ይመልኣልና ዩ ዝብሃል። ቀዳምነት ግን ክብርን ሞጎስን ን ኣብርሃም ካበይ ጎርጚሩ ኣምጺእዎ !! ከመይ ተስፋ ዘይግብኦም ክምዚኦም ዓነት ተስፉዋት መንእሰያት !! ናትና እኮ ክንደናይ ብ ኣምላኽ ዓጼፈታ ተቀበሎ ኣብርሃም ሓውና ምስ መሳርሕትኻ።
@yemanengusesandro6792
@yemanengusesandro6792 4 жыл бұрын
@@hagos-5626 *ናይ ብሓቂ*
@alemxaerieya77
@alemxaerieya77 4 жыл бұрын
እዋይ ኤርትራዊ ባህሊ ኣዝዩ ዘሐብን እዩ ኩሎም ንብዓት ሲዒርዎም
@tedibrhane3881
@tedibrhane3881 4 жыл бұрын
Aey sene ertera habi tewasay zeakel si ab kemzi wediku wela etom kalot tewasati hesem ab gexom yenebeb tewasati nay ethiopia reika nay ertera keteri yeger meka
@semeretekie1223
@semeretekie1223 4 жыл бұрын
ኤርትራውነት ማለት ከምዚ አዬ አሞ ኣጅኩም በቢ ዓቅምና ኢድአይ ኢደካ ንበል ደቂ ኤራይ መዓራይ 🙏🙏🙏🙌😍
@abrhamtesfay621
@abrhamtesfay621 4 жыл бұрын
ኣቦይ ላይነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ኣብራሃም ሓውና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@fitwihabtom908
@fitwihabtom908 4 жыл бұрын
Abrihimo & esey btami nemesgnekum kumu wn kalot sebat temesasali xegem zelewom keteqrbelna nemehxeneka
@filichekan8649
@filichekan8649 4 жыл бұрын
Abrham Tesfay ewe nay bhaki enqa tejemere enber bzuhat tsugumat yhwatna sle zelewu ab goni yhwatna knkewn nmhtsenekum
@abrhamtesfay621
@abrhamtesfay621 4 жыл бұрын
@@filichekan8649 ናይ በሓቂ ሰበይ ፈጣሪ ይሓግዝ
@filichekan8649
@filichekan8649 4 жыл бұрын
Abrham Tesfay amen amen amen hawey natey😘😘😘😘😘👍👍👍👍👍👍
@user-pj4ni3up1u
@user-pj4ni3up1u 4 жыл бұрын
🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝 ስጋ ኤርትራውነተይ ክሽከሞ ደይክእል ሓጎስ ወሪሩኒ! ፍጥር ክብል ለዋህ ህዝቢ!! ኣለናልካ ንበሎ ንኣያና ።
@user-hi4zn4li8d
@user-hi4zn4li8d 4 жыл бұрын
ኣጆኹም ንሕና ድማ እንቲ ስብስክራብ ላይክ ሴር ኣይንሓምቅን ደቂ ኤረይ ሓላላት!!
@natsnettsegai3078
@natsnettsegai3078 4 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላከይ እንተወደቕኩ ዘልዕሉ ኣሕዋት ዝፈጠርካለይ። ዝጠፈአ ወድኻ ንቤቱ ተመሊሱ ሞ ንተሓጎስ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@zerugermay3153
@zerugermay3153 4 жыл бұрын
I’m proud to be Eritrean God bless to all my Eritrean people!
@mussiesolomon7133
@mussiesolomon7133 4 жыл бұрын
ኣብርሃም መብራህቲ ጽጉማት።
@sa_mu2024
@sa_mu2024 4 жыл бұрын
ኣብርሃም ሽምካ ከቢድ ስራሕካ'ዉን ከምኡ ረዚን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@lovedbylordjesus808
@lovedbylordjesus808 4 жыл бұрын
እዋይ ኤርትራዊት ብምኻነይ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ትዓወት ትዓወት 👍👍👍
@mulugetagebru9564
@mulugetagebru9564 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብርሃም ከም ኣብርሃም ክምስገን ዝግብኦ መንስሰይ ዓስብካ ካብ ኣምላክ ርከቦ ሽም ይመርሕ ጥዋፍ. የብርህ
@user-wy6bp7ud1i
@user-wy6bp7ud1i 4 жыл бұрын
ኣሰይ ኣቱም ብሩኻት ህዝቢ ፡ህዝቢ ኤርትራሲ ፍሉይ ዪ ንሓወይ ምበር ንነብሰይ ዘይብል።ለጋስ ፈቃር ለዋህ ህዝቢ።ኣምላኽ ንህዝብናን ኣገርናን ይባርኻ ዘውጻኹሞ 7ተ ዕጽፊ ኮይኑ ይተክኣልኩም።ኩሉ ህዝቢ ክሕግዝ ይደሊ ዪ እቲ ዓቕሚ የለን ኢድ ደኣ ሓጺርዎ ምበር።እቲ ንሓውኹም ንዝካርኩምን ሓቦ ኒሕ ጌርኩም ወላ 1 ናቕፋ ዘዋጸኹምን እኹል ዪ።ምኽንያቱ ብሕጉስ መንፈስ ስለ ዝገበርኩሞ።ገሊጸ ኣይጸግበኩምን ህዝበይ ሰላምኩም ይብዛሕ።
@medhanieghebru4960
@medhanieghebru4960 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ኣያ ላይነ ክሓልፍ አዩ አዚ ኩሉ ሕጂ ጥራሕ ንድሕሪት ዘይምምላስ
@heri2068
@heri2068 4 жыл бұрын
*ክንደይ'ከ ይጥዕም'ቲ ዕላሎም። ንእዝንና ዘይኩርኩሕ ኣዝዩ መሳጢ ዛንታ። ናይ ብሓቂ ትርጉም ስነጥበብ እንታይ ምዃኑ ከኣ ኣርኢኹምና። ኩሎም ኣነ ከምዚ ኣነ ከምዚ ክብሉ ከለው ከኣ ዝያዳ ቅንኢ ይፈጥሩልካ። ኣብርሃም ሓወይ ከኣ ኩሉ ትገብሮ ካብ ኣምላኽ ርኸቦ፡ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ።*
@theworldbreath620
@theworldbreath620 4 жыл бұрын
Ab adi zelewos sebok alewo, weylekom daa ab sedet zelekom akelogozay wela jenerti da belkom ketenakeso teweelo zelekom.
@noahdunkz1179
@noahdunkz1179 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ተግባር ደስ ደብል እዩ ግን አብ ስነ ጥበብ ጥራይ ደይኮነስ አብ ኩሉ ጹጉም ክከውን አለዎ ድብል ሐሳብ እዩ ደለኒ እሞ እንታይ ይመስለኩም??
@pison1061
@pison1061 4 жыл бұрын
Kulu xbuq endyu ,mbgas eu eti agedasi tebegiso mwsadom nibaelu abi tesfa eu
@lulrbahri
@lulrbahri 4 жыл бұрын
ajona tray qes bqes zshger Eritrawi aykhlwenan Eyu
@aynialemgkristos6170
@aynialemgkristos6170 4 жыл бұрын
Good job abrham
@girmayteklay9755
@girmayteklay9755 4 жыл бұрын
Yes habibi
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 4 жыл бұрын
Xbuq aleka
@efremogbamicael729
@efremogbamicael729 4 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ከምበዓል ጋዜጠኛ ኣብርሃም ሚኪኤል ሂዝካ እዛ ሃገር ሰብ ኣለዋ ዘብልዩ መንእሰያት ስነጥበባውያን ሒዝካ ጥጡሕ ባይታ ይፍጠረልኩም ። ኣጋጣሚ ላይነ ምሉእ ምሕረትዶ ክብል መጻኢኻ ዕዉት ይግበረልካ።
@abdihakimwarsame8728
@abdihakimwarsame8728 4 жыл бұрын
I’m from somalia I know him laine he is great person last time I sow him was 25 years ago. I can’t believe what happened to him he is legend plz send him home
@NA-wm2tf
@NA-wm2tf 4 жыл бұрын
Somi arkey bkemey dea tkatatel aleka
@habenandemeskel7793
@habenandemeskel7793 4 жыл бұрын
He is before 15 years smoll problem now finish the problem now he is good person I don't know more English but I know smoll English sorry b/c I live in Europe if you can sveniska fråga mig
@yonassbhatu7545
@yonassbhatu7545 4 жыл бұрын
abdihakim warsame He is an actor. However, for the past over two decades, he has been experiencing a homeless life. Luckily, now he’s better and hoping a bright future.
@pirmanhde9806
@pirmanhde9806 4 жыл бұрын
ኣነ ብዙሕ ዝብሎ የብለይን ኣብርሂሞ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@simreth3954
@simreth3954 4 жыл бұрын
እዝግኣብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይሃብኩን ንኩላትኩም ኣጆኩም ኣይትሕመቁ ቀጽልዎ ንሕና ድማ ኣብ ጎንኩም ኣለና ።
@alhidaya2
@alhidaya2 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓቢ ሰብ ኣብራሃም ኣይትሕመቕ ቀጽሎ GBU ኣብርሂሞ ጅግና
@senuyemane5224
@senuyemane5224 4 жыл бұрын
ኩሉኹም ንሰናይ ተግባራት ትዕጠቁ ሰባት ሰናይ ይኹነልኩም።ኣብርሃም ድማ ብናይ ኩሉ ደላይ ሰናይ ምስጋና ይኹንካ ጽቡቅ ዕድል ንሓውና ላይነን መሰልቱን።
@samuelabraham9844
@samuelabraham9844 4 жыл бұрын
I love this program really keep it up ARARAT ENTERTAINMENT. That way eritrawiiiiii moskhaney yekhorane kenifatwu matet eina kenithages matet eina. God bless Eritrea deki eri xaeda like eski habune ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@pirmanhde9806
@pirmanhde9806 4 жыл бұрын
ናይ ብሕቂ ኣብሪህሞ መብራህቲ ጽግናት ኢኻ ቃላት ይሓጽረኒ
@staystrong2369
@staystrong2369 4 жыл бұрын
ምሕጋዝ ባህልና ኢዩ። ኣራራት ከኣ ክብሪ ይሃብኩም።
@efremgebrehiwet1662
@efremgebrehiwet1662 4 жыл бұрын
ኣብርሂሞ ናይ በሓቂ ዝነኣድ ስራሕ ከይመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን እግዚኣብሐር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@meragebre6054
@meragebre6054 4 жыл бұрын
Naybhaki nfuat amlak yhagzkum Alo zeyrekebe drar elet Bzuh eyu trgumu mnbar malet
@fekaduyemane3506
@fekaduyemane3506 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሚኪኤለ ሓወይ ኣብ ደቕካ ርከቦ ጽቡቅ ምግባር ንነብስካ ስለ ዝኮነ ኣምላክ ይሓግዝካ። ኣነ ካብቶም ክሕግዙ ቁሩባት ስብ ኣየ።
@alazareyalew3829
@alazareyalew3829 3 жыл бұрын
ኣምላክ ኩሉ ይካአሎ እዩ ላይነ ሐወይ አብዚ በጺሕካ ምርአይ ብጣዕሚ ደስታ ይስማዓኒ አጆካ ንፋዕ ኤርትራዉነት ፍሉይ ምንነት Thanks God’s 🙏🇪🇷
@fite5246
@fite5246 4 жыл бұрын
ኣብርሂሞ ብጥዓሚ ሓያል ሰብ ኢካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልካ
@filmonberhanetesfagabir5353
@filmonberhanetesfagabir5353 4 жыл бұрын
ኣንታ ዝህዝብና እንታዩ ኣቢሱ ዘዚመጸ ገዛኢ ይድይብ ኣብ ሩኡሱ ንህዝብና ሒዙዎ ረሚሱ ኣዚየ ሓዚነ ልበይ ትጣሒሱ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሉኡል ፈጣሪኻ ኣብራሃመይ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ኣጆኻ ካሎኦት ጹጉማት እውን ሃሰስ በለልና ኢኻ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ኣቦና ነዊሕ ጠፊእኻና በል ሕጂ ሓቦ በል ኣጆኻ።
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 4 жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢😢 I am crying. Don’t worry. It is because I am happy. I am happy that Eritrea still have good heart people. 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@lulrbahri
@lulrbahri 4 жыл бұрын
yes we all are good we love each other dont see some bad ppl there are many good ppl like Abrish
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 4 жыл бұрын
ER love. I hope so bro.
@sarahadish7849
@sarahadish7849 4 жыл бұрын
Abraham betime hayal seb eka amilak edimen teinan yehabika 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷 Nikebur artist Baba Layne ajoka misaka alena amilak misaka yekun 👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🍀🍀🙏🙏🙏
@ozilYagunnersYa1011
@ozilYagunnersYa1011 4 жыл бұрын
ኤረትራዊ ኣብ ከምዚ ኢዩ ዝሕጉዘኒ ኣምላክ የሓግስኩም
@nahomtewelde3517
@nahomtewelde3517 4 жыл бұрын
Abrihimo hanti klabeweka mewedata kemey kemztehageze ktebrehalna dhri degim xegem ab ertrawi aykhlun eyu seb ina sienna nierna xegem gezana znegrena khgz zdeli meleu eyu ab gonka alena kbur haw weladit amlak ms weda msaka tkun 🥰❤️🙏🙏🙏
@k.l.me.b.m3347
@k.l.me.b.m3347 4 жыл бұрын
ብስራሕኩምን ብምትሕግጋዝኩምን ኣዚየ ደስ ይብለኒ፡ ኣነ ድማ ሓውኹም ብምኻነይ ይሕጎስ ናይ ብሓቂ
@lovemaru4268
@lovemaru4268 4 жыл бұрын
ብጣዓሚ ኢኻ ክትድነቅ ዝግብኣካ ኣምላኽ ይባርኽካ ኣብርሃም ሓወይ
@dawitmihretab3879
@dawitmihretab3879 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ኢዩ ግን ዓቕምታት እንተዘይ ሓጺሩካ ኣብ ካልእ ቦታታት እናተዛወርካ ኣካላዊ ጸገማት ይኹን ካልእ ዘለዎም ሰባት እንተትፍትሽ ጽቡቕ ኔሩ ::
@desalegebreyohanes8616
@desalegebreyohanes8616 4 жыл бұрын
Dawit Mihretab ኣብ ልበይ ዝነበረት ሓሳብ
@asmaitawetu390
@asmaitawetu390 4 жыл бұрын
Nay libey hawey natey gelskayo kndey sgumat alewu ideyidka telka kelil yu GBU.
@danielweldetnsae4070
@danielweldetnsae4070 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ ሓወይ !!!
@AsSa-ub9kb
@AsSa-ub9kb 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ኣብ ልበይ ዘላ ሓሳብ
@rahasettekieweledekidan3861
@rahasettekieweledekidan3861 4 жыл бұрын
Naye behaki egezabiher azaribeka Hawey natey 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@yordanossimon9772
@yordanossimon9772 4 жыл бұрын
አነ ከም ኤርትራዊት ተሓቢነ ኩሉኹም ስነ ጥበበኛታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብፍላይ ከአ አብሪሂሞ ❤️❤️❤️
@delaytselam6909
@delaytselam6909 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ሰብ ይወድቕ ይትሳአ ከኣ ።ኪትሰአ ኢኻ ናብ ንቡር ሂዎትካ ተመሊስካ ብጥበብካ ክተስደምመና ኢኻ።
@semharnegose2847
@semharnegose2847 4 жыл бұрын
Abraham you are such an amazing Person that i ever saw .May god bless u and and your Partners Who rised such humble Person. And baba lLiena god be with u
@melakereda3382
@melakereda3382 4 жыл бұрын
ሰላም ሰላም Arat እቲ ዝገበርሞ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ከምዚ ናይ ላየነ ትገብርዎ ዘለኹም ብዝሓት ደቂ ስውኣት ኣደታት ስውኣት ዘኽተማት ወዘተ....እቅርብኽም ክሕገዙ ከምዘለዎም ግበሩ ካይፈራሕኩም ኣቅርብዎም እቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ስርዓት የፍቅደልኩም እንተ ኮኑ
@desalekahsay7348
@desalekahsay7348 4 жыл бұрын
ኣብራሃም ናይ ባሓቂ ሙሁር ሙኻንካ ኣሚነልካ ናይ ባሓቂ ትምርቲ ማለት ከምዚ ክከውን ኣለዎ ኣብ ኤርትራ ከለኹ ሓቂ ይሓይሸ ኣይፈልጠካን ኔረ ምክንያቱ ብምንታይ ክንከታተለኩም ኢንተርነት ስለ ደይየለ
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 4 жыл бұрын
Radio luma aytekatel nerka maleta Deyu
@tesmsghina3588
@tesmsghina3588 4 жыл бұрын
Radio numa
@selammahari817
@selammahari817 4 жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ቁዱስ ተግባር ኣምላኽ ዝላኣኸኩም የሰንኩም ብሩኻት ኣሕዋት በቲ ሰናይ ተግባር ናይኩልኩም ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ ኣምላኽ በረከትኩም የብዝሕ
@Afowerki07
@Afowerki07 4 жыл бұрын
ኣብርሃም ኣቦ ቡዙሓት በቃ እኩል ዩ ቃላት የብለይን ።
@naraya2666
@naraya2666 3 жыл бұрын
Abrihmon Hawey Tarik Kubur sne tebebawi Yemane Barya! We feel an incredible love in your innocent idea
@erilove4639
@erilove4639 4 жыл бұрын
√ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦና ላይነ √ መቸም ባህልና ጡዑምዩ ንዝተጸገመ ምሕጋዝ ንዝጠመየ ምዕንጋል ባህልና ዩ ቀጽልዎ ኣጆኹም ። ሳልሳይ እቶም ብዓል ኣማን ኣወል ብሓፈሻ ብዓል ምሓመድ ሓመድ ክሳተፉ ኣይረአናን ስለ ዘይተዓደሙ ድዮምስ ወይስ ስለዘይደለይዎ.ዮም።
@asmaraeritrea6386
@asmaraeritrea6386 4 жыл бұрын
Am very proud to call myself Eritrean, this is our true image pls brethren lets keep this up.
@glorytogod7846
@glorytogod7846 4 жыл бұрын
Ohh thanks LORD for everything I’m so happy🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hagosminia6431
@hagosminia6431 4 жыл бұрын
May God bless u all 😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@johnnhabte2961
@johnnhabte2961 4 жыл бұрын
Ertrawi lewah men Alo kem eritrawi Love my people
@miliyontesfu1956
@miliyontesfu1956 4 жыл бұрын
Kbur hawna abrham dhri kulu ab mntay bexihu ktnegrena btesfa nxbe nay ato laine bejaka tanks
@knowledgeispower9072
@knowledgeispower9072 4 жыл бұрын
ብዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣብርሃም፡ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ፡ ናይ ብሓቂ በዚ እትገብሮ ዘለካ ስራሕ ናይ ኖቤል ስልማት ኢዩ ዝግብኣካ እሞ ኣጆካ በርትዕ።
@simontekle4444
@simontekle4444 4 жыл бұрын
artisty laine enka kabzy znbrkayuo hiwet enka bselam wesaka and especially kea Gernalisty Abraham kea degime degagme yednkeka kxlo bertu zeymhmak burabo ezy arkey
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 4 жыл бұрын
Most of the time I laugh when I watch KZbin. Today however I cried when I watched this clip. Please tell Laine to stop looking down ward. Because there is no one under him. If he looks up, there are people like Abraham, God fearing individuals to help him in time of trouble. Abraham igziabher yibarikika. Eritrea seb alewa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danielwiki6795
@danielwiki6795 4 жыл бұрын
Amazing bro
@luwamgebru3891
@luwamgebru3891 4 жыл бұрын
Yes true speech
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 4 жыл бұрын
Never give Up. Thank you 🙏 🙏
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 4 жыл бұрын
Luwam Gebru. Thank you sis. If you and me and of course others think and do good things, Eritrea and our region will be in peace ✌🏻
@berihuhadish8147
@berihuhadish8147 4 жыл бұрын
Amlak ymesgen kemzi gerkum xgumat ahwatna tdgfu zelekum amlak msakum ykun selam yeewrdelna fetari🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ephiti3647
@ephiti3647 4 жыл бұрын
ባጽዕ ከይድካ ንተጋዳላይ ወዲ ማጆር ኣቅርበልና።
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 4 жыл бұрын
Nay bunet hizbi Eritrea lewah fekar hizbi kibrin misganan ykuno fetari adina barikelina🙏🙏🙏🇪🇷
@efremtekia4838
@efremtekia4838 4 жыл бұрын
ባእትገብሮ ዘለካ መደብ ኣዚና ሕጉሳት እና እንቃዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ። ብምቅጻል ካብ ስነ ጥበብ ወጻኢ ኣለው ብዙሓት ከም ናይ ባባ ላይነይ ቁልሕ በልዎም እዝግኣቢሄር ዕድመን ዕናን ይሃብኩም።
@merhawiandom4573
@merhawiandom4573 4 жыл бұрын
እግዝቢሄር አመላክ ጸማኩም የሃበኩ የሕዋተ እቲ ጽሕጉሰካ እቲ ባሃልካ መትሕገጋ ኢዩ ኣብራሃም ከኣ ባኣመላክ ርከቦ ጻማካ ሓወይ ናተይ
@bigbobby3352
@bigbobby3352 4 жыл бұрын
19:00 hanibal du bist bozz Wesani sebay
@redaemebrahtu7923
@redaemebrahtu7923 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ሰብኣይ
@sunlove6531
@sunlove6531 4 жыл бұрын
Hani shkorrrrr deki era tsaeda emuaaaaaa always
@user-bu4ju7xe7o
@user-bu4ju7xe7o 4 жыл бұрын
እንቃዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ብሓቂ ደስ ዝብል ባባ ላይነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብርሃም ውን ብጣዕሚ ዝናኣድ ሕልና ቅዱስ ቅንኢ ሓዲሩኒ ስራሕካ ሕልናዊ ስራሕ
@tesfayhaile2629
@tesfayhaile2629 4 жыл бұрын
GOOD JOB ABRHIMO AMHALK YIBHARKA.
@meronyonas563
@meronyonas563 4 жыл бұрын
Nay bhaki kulukum Deki erey abzi nay layne ztesatefku zhagezkum amlak ybarikum .ezi mithigigaz nay eritreawian kbur bahlna eyu kab zekruaka eyu kexlwo nkexlo deki adey halalat 🇪🇷❤😍😍🇪🇷❤😍
@heleneri425
@heleneri425 4 жыл бұрын
Baba layne edmen tenan yhabka tbelo enjera aleka egzabiher alo ab gonka
@blackdimond8318
@blackdimond8318 4 жыл бұрын
helu gal eri bhaki shkor helu gual eri mkrti
@heni.h7143
@heni.h7143 4 жыл бұрын
ኣብርሂሞ ዓቢ ሰብ ኣብነታዊ መንእሰይ
@brhanemichael5942
@brhanemichael5942 4 жыл бұрын
እዚ ኢዩ እቲ ሓቀኛ ምስሊ አርትራዊ
@militesfay6469
@militesfay6469 3 жыл бұрын
Eritreawinet kurat ubehaki hade dem hade liby God bless eritrean people appreciate Abrham edme yhabka
@user-qq2my4zn4k
@user-qq2my4zn4k 4 жыл бұрын
ብሩካተይ ብጣዕሚ ሕጂ ጽቡቅ ጌርኩም ሰብ ብምግባርኩም ፥ ላይነ ሓወይ ከኣ ኣጆካ ሂወት ከምኡ"ያ ትወድቅ ትንስእ ኣጆካ ተስፋ ዘይምቁራጽ ንሂወት ብዝጸንሓካ ምግጣሙ'ዩ ኢድካ ዘይ'ምሃብ ፈጣሪ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ ኣብሪሂሞ ከኣ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ዓስብካ ብፈጣሪ ርከቦ
@likerufta9306
@likerufta9306 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እግዝኣብሄርን ሰብን ዝፈትዎ ስራሕ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
@teklemahari9821
@teklemahari9821 4 жыл бұрын
አብራሃም ሓውና ጀማራ ክትኮውን ተስፋ ንገብር ንክልኦት ውን ከምኡ ከትቅርብ ተስፋ ንገብር ።
@metkel100
@metkel100 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ተበግሶ ኢዩ። ግና ኣቶ ላይና ልቢ ክገብር ኣሎዎ ሕጂ። ምኽንያቱ ብዘይካ ናይ ቑጦባ ጸገም ካልእ ስነኣእሙራዊ ኮነ ኣካላዊ ጸገም ዘለዎ ኣይኮነን። ክንደይ ብኸቢድ ሕማም ከም፡በዓል ካንሰር እናተሳቐዩ ተስፋ ስኢኖም ዝነብሩ ስለዘለዉ ኣጋጣሚ ዘመን ተቐይሩኒ ኢልካ ኣብ ተስፋ ምቁራጽ ዘእቱ ነገር ክህሉ የብሉን። ሕጂ ውን ገንዘብ ይዋጻእ ኣሎ ካብ ብዙሓት ዝእከብ ገንዘብ ከኣ ተዋህላሊ ስለዝኾነ ዘይውዳእ መሊስካ ናብቲ ናይ ቀደም ህይወት ትምለሰሉ ዘይኮነ ንፈጣሪ ኣመስጊንካ ነቶም ዝገበሩ መሪቕካ ብምግባሮም ከምዘይጠዓሱ ክትገብር ምስ ትኽእል ስለዝኾነ ልቦና ዓድግ!!!
@matiyelij7709
@matiyelij7709 4 жыл бұрын
Temesgen amlak ertrawi gerka zfetereni ertrawnet azi u beka ❤❤❤❤❤
@luleylovefebeyymihrtab9765
@luleylovefebeyymihrtab9765 4 жыл бұрын
Abraham haweyy keme semeka abi hawey kedey felutate zeye konu wene abe kemezi shgerate yehelewu eyome abi haweyy etome mesay tekaraki rome zedekesu zebelome wene ahewatena eyome dehayome gebere abi haweyy naye fekeri amelake mesaka yekune beruke zebahelenas ketem bekubake lewahe fekare hezebi eyu zelena amelake teume god bless you’re 🙏❤️💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿🇪🇷🇪🇷🌿🌿
@liveisonebehappy1828
@liveisonebehappy1828 4 жыл бұрын
Proud of u ma people ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና
@Maku8S
@Maku8S 4 жыл бұрын
ኣብራሃም ናይ በሓቂ እስካ ብሉጽ ሰብ ኢካ፡ዕድመን ጥዕናን ብርርርር ክትብል ተሓጎስ
@danielghebremicael5341
@danielghebremicael5341 4 жыл бұрын
ብታቮ ሃኒ ነለጾም እዛ ፊልም ዝበልካያ ጽቡቕ ሓሳብ ኳድሮ እዛ ዘላ ተጠቀሙላ።
@tesfitandegergish1670
@tesfitandegergish1670 4 жыл бұрын
Eritrawi mkoney tehabine eritreawyan ahzab xomu nahadere xgum zhgz hzbi eyu kabzi welodo bmftarey btami eye hubun eye all eritrean people I love you🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@masimobruuh6954
@masimobruuh6954 4 жыл бұрын
Bravo hanibal
@haweyalemey7698
@haweyalemey7698 4 жыл бұрын
ናይ በሃኪ ደስ ዘብል ኢድመን ቲኢናን ይሃብኩም
@mestewegd2756
@mestewegd2756 4 жыл бұрын
Lema hawey edmen tienan yhabka layne abrham kaliotn ♥️♥️♥️🌏🌏🌏
@user-ko6ht7dz8v
@user-ko6ht7dz8v 4 жыл бұрын
ኣሰይ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@rahasettekieweledekidan3861
@rahasettekieweledekidan3861 4 жыл бұрын
Amen 😍
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 4 жыл бұрын
ጀበርቲ ቁርዲድ ህዝብና ደኣ ኣበይ ኣለዉ፡ መቸም ኣብ ትብለዕ ዘላታ ትራሕ እዮም ዝመጹ፡ ብዝኮነ የሐቢንኩምኒ ኩሉ ግዜ ንተሓቃቆፍን ንዳላለን ደኣ።
@m.g5367
@m.g5367 4 жыл бұрын
Sebok keri senhkes sebok zeythsebyo eti reski
@amanieldawit181
@amanieldawit181 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ኣቦይ ኣላይን ኣብሪሂሞ ሓወይ ካኣ ምስ ኩሎም ታሓጋገዝትኻ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ
@yors362
@yors362 4 жыл бұрын
Bhaki baba layne edmen tienan yhabkum fetari zemenkum amlak ybark amennnnn
@teshimkahsay5013
@teshimkahsay5013 4 жыл бұрын
በሓቂ ኣብራሃም ዝምስገን ሰራሕ ትስርሕ ኣሎኻ እሞ ኣምላክ ይሓግዝኻ ግን ነዚ ጸብቅ ሰራሕ ኽዕንቁፉኻ ዝክእሉ ኣብ ከባቢኻ ኣለዎ እሞ ምጥንቃቅ ጽብቅ እዩ ንሓውና ላይነ ካኣ ጽብቅ ዕድል ይምነየሉ ፡
@hakimetkeley1256
@hakimetkeley1256 4 жыл бұрын
Abrham wedi ab gele agatami tegeyru zeyflet abi lbona abi hagez abi rhrahe gerka aleka umo kexlo bir kitbil tehagos
@jaki9653
@jaki9653 4 жыл бұрын
ብዙሕ ምሂርካና ኣብሪሂሞ የቀንየልና
@kerentsion4768
@kerentsion4768 4 жыл бұрын
Wonderful job Abrham and all of you extremely admirable especially Abrham Gbu more and more and I like to give my comments to Hannibal it’s very good idea you have however I don’t agree with the titles you mentioned ety menesay and shmagle which is it means (young men and old men ) so he is in middle men not shemagle (old men)Thanks a lot 🙏🙏🙏
@hanietayentertainment6682
@hanietayentertainment6682 4 жыл бұрын
ብመጀምርታ ኣብርሃም ስለቲ ሰናይን ጽብቑን ተግባሩን ክምስገን ዘለዎ ሰብ'ዩ ናይ ብሓቂ ብሉጽ ናይ ብላጻት ሰብ እዩ "ጸድፊ ይፈጥር'ሞ እግዝኣብሄር ከኣ መዳያይቦ ዝገብረሉ " ኣብርሃም ከኣ ንጽጉማት ዝተፈጠርካ ፍጡር ኢኻ ኣምላኽ ይሓግዝካን የበርትዓካን ዕድመ ይሃብካ ። ኣቦና ላይነ ከኣ ደጊም ኩሉ ህዝቢ ብኣካል ኮነ ብመንፈስ ኣብ ጎድንኻ እዩ'ሞ ኣይትሕመቐና ሓድሽ ሂውት ይግበረልካ ። 'ስነ ጥበበኛታት ከካ ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሲብኩም' ብሃረርታ ክንጽበያ ኢና "ዛንታ ኣብርሃምን ላይነን "
@tv-7anseba.871
@tv-7anseba.871 4 жыл бұрын
Agerami tarik hiwet layne ghebretinsaie abkini eyu emo zemenka yigbero. abrihimo kea thank you so much and God bless you
@daniilove1484
@daniilove1484 4 жыл бұрын
Hani shikor love ❤️ wedi eri ♥️
@gezakaiyumamuq3928
@gezakaiyumamuq3928 4 жыл бұрын
ኣጆካ።
@eseyashabtemariam4628
@eseyashabtemariam4628 4 жыл бұрын
ብሓቂ ብሓቂ: እቲ ዝመሰጠኒ ግን ኩሉ ግዜኡ ኣኺሉ ብሓደ ሰብ ምኽንያት ምትሕግጋዝ ዝብል ኣርእስቲ ምትንስኡ ፈጣሪ ይመስገን
@goodnews4980
@goodnews4980 4 жыл бұрын
I am proud of you Abrihimo, Dear Artist Laine stay Strong God saves your life from Devil. You are hero ajoka bertiea lewah Eritrawi hawey!! Bshim kubur journalist Abrihimo like sew ablu!
@sammygebre8177
@sammygebre8177 4 жыл бұрын
ኣብራሃም ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የበርህ ንዝጸልመተት ሂወት ተብርህ ኣምላክ ኣብ ትሰርሖን ትከዶን ምሳካ ይኩን ኩላትና ነዚ ዝታዓዘብና ካኣ ነቢዕና ሓዚንና ሱቅ ኣይንበል ኣብ ምሕጋዝ ትንሳኤ ስነ ጥበባዊ ላይነ ኢደይ ኢድካ ንበል የሕዋት ኣሓት!!
@teweldemehari7056
@teweldemehari7056 4 жыл бұрын
Life is reversible up and down! Thanks guys as a humanuterial.
小丑和白天使的比试。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:51
超人不会飞
Рет қаралды 36 МЛН
Cute kitty gadgets 💛
00:24
TheSoul Music Family
Рет қаралды 21 МЛН
拉了好大一坨#斗罗大陆#唐三小舞#小丑
00:11
超凡蜘蛛
Рет қаралды 16 МЛН
MEZENGIE CAMERA /Tedros Berhane/ New Eritrean Hidden Camera Prank 2020
28:47
ARARAT Entertainment
Рет қаралды 282 М.
New Eritrean series movie 2020 Mesharkt Hiwet By Salh Saed Rzkey(Raja) part 21
31:04
Interview with Artist Berhane Zemichael (Wedi Nazu) - Part 1
31:48
Armana Entertainment
Рет қаралды 73 М.
小丑和白天使的比试。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:51
超人不会飞
Рет қаралды 36 МЛН