Interview with Eritrean Artist Laine Ghebretnsae - Part 1 / Official Video Ararat Entertainment /

  Рет қаралды 264,340

ARARAT Entertainment

ARARAT Entertainment

Күн бұрын

© Copyright: Ararat Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ℗ © ሰላም የሕዋት ነዚ ቪድዮ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስት ሃሳይ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ። #ErtitreanArtist #LaineGhebretnsae

Пікірлер: 994
@mariamdebresina2144
@mariamdebresina2144 4 жыл бұрын
የሕዋተይ እዚ ናብ ላይነ ወርዱ ዘሎ ካብ ነብሰይ ኣትሒዙ ናብ ብዙሓት የሕዋትና ወርዱ ዘሎ ኢዩ ክንዲ አህ ኢልና ኒሓልፎ ተስፋ ሞራል ኢዩ ንሰብ ተስፍኡ ኣጆኻ ንበሎ የሕዋትትትትትትትትትትትትት ሓደራኹምምምምምምምምምም
@mstirfkrie9457
@mstirfkrie9457 4 жыл бұрын
እጆኻ ባባ ኩቡር ስነጥበበና ናየን ገብረትንሳኤ ሂወት ጽቡቅ ሕማቅ የጋጥም ኢዪ ዘሎ ኢዩ ኢዚ ከኣ ቅድም ሕማቅ ትሐልፍ ጽቡቅ ከኣ ትቅበል ንስኻ ከኣ ሕማቅ ስለ ዘይሐልፍካ ኢዩ ሕጂ ወዲቅካ ኣጆኻ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
እቶም ስነጥበበኛታት ሲ ክሳብ ከምዚ ዝከውን ብጻዮም ትም ኢሎም ይሪኡ ኔሮም ተውሓደስ ጸገሙ ናብ ህዝቢ ምባል ክጠፍኦም " ምበር ወዲ ሰብ ጸገም ክገጥሞ ከሎ ጽሑፍ እዪ ነዚ ክኣ ብዓቅልን ትዕግስትን ክትምክቶ ኣለካ ከይተጨነቅካ እዪ ' ሓደ ግዜ ብሉጽ ሰብ ትከውን ሓደ ግዜ ክኣ ትወድቅ ትጥፍሽ ' ስለዚ ብዘጋጥመና ሽግር ክንስነፍ የብልናን " ን ኣቦና ላይነ ስምላክ ምሉእ ምሕረትን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ' ኣጆካ ክብሎ ይፈቱ ኩሉ ነዚ ዝከታተል ህዝቢ ክኣ ዓቅሙ ክሕግዝ ይላቦ
@freweinihabtom2850
@freweinihabtom2850 4 жыл бұрын
@@user-of9fg7fi9e kab seb yhbae nere elu bkemey emo khgzwo, bzuh seb eyu kab seb zhadm ab kezi shigr ms wedeku, nkthgzom kea btaemi kebid ykewn, hji tray mekeyro yfterelu amlak
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 4 жыл бұрын
Natna xegem entay deyu mesilkum seb msmote tiray ina nekbron ninidon nhgzon bzuhat xegjmat alewo kemzi gierka miftashom adlayi eyu
@fasiltesfalem2757
@fasiltesfalem2757 4 жыл бұрын
Kulu eritreawi hemak eyu werdiwa zelo,,,,
@musietemelso2396
@musietemelso2396 4 жыл бұрын
ሐውይ አያይ ናተይ 🇪🇷🙏👍🏽👋ዋላ አይንፋለጥ ኤርትራዊ ኢኻ ጸገምካ ጸገምና ምስጋና ንአብርሃም አራራት ንስኹም ኢኹም ምስልና ኤርትራ ደሴት ሰላም አነ ብወገነይ 500 ናቕፋ ብሽም ስዉእ ሐወይ ቴድሮስ ተመልሶ ን 1ሐደ ዓመት ይሕግዞ አበይ ኢየ ክረኽበኩም
@michaelzerie7903
@michaelzerie7903 4 жыл бұрын
ኣብርሃም ሓወይ ትገብሮ ዘለካ ናይ ብሓቂ ዓቢ ተግባር ኢዩ ኣጆካ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@ruftaalem9678
@ruftaalem9678 4 жыл бұрын
Akk i remenber this man in ngus chaka film
@NatoNatoo
@NatoNatoo 4 жыл бұрын
Nay behqi xbuk serah eyu zegber zelo
@michaelzerie7903
@michaelzerie7903 4 жыл бұрын
@@NatoNatoo ya bro
@heniitvi1688
@heniitvi1688 4 жыл бұрын
ላይነ ኣለኻ ኣጆኻ ረሳሕ ልቢ እምበር ረሳሕ ክዳን ጸገም የብሉን ኣለና ኣብ ጎንኻ።
@abeyalofqri1149
@abeyalofqri1149 4 жыл бұрын
አዋይይ ኣነ ኣይኳኣልኩን ከብደይ ንብዓት ስዒርኒ ኣቱም ሰባት ኣብዚ ደገ ዘለና ንሓጉዞ
@amanuelnashih2724
@amanuelnashih2724 4 жыл бұрын
ላይነ ወዲ ኣስመራ ኣጆኻ ሓላፋይ እዩ ሽግር: ኣብርሃም ቁጽሪ ቴሌፎን እንትለካ ወይ ኣድራሻ ጸሓፈልና
@efemtes9155
@efemtes9155 4 жыл бұрын
Amanuel በጃኻ ቴሌፎኑ ምስ ትረክብ
@efemtes9155
@efemtes9155 4 жыл бұрын
ቀልጢፍካ ጸሐፈለይይይይ
@user-dd1ot6it7l
@user-dd1ot6it7l 4 жыл бұрын
ወላ ነዓይ ተሌደፉን ሰወደለይ
@maryyemane7571
@maryyemane7571 4 жыл бұрын
Amanuel Nashih Behaki Deki Eritrea 🇪🇷 mukurat Telefon sededelna. Schegir nehade sebi eu dihimuku. Eber Abe kuluna gine kindi fere adire Eu 🥰😍❤️💋 kulukum yehiwate tebareku Des debile fkir eu delena
@ምንባርኣይድገምንእዩኮምን
@ምንባርኣይድገምንእዩኮምን 4 жыл бұрын
Amanuel Nashih xebuk alka nemntay seb bebi akemu mehagezo neru
@teklomgebray336
@teklomgebray336 4 жыл бұрын
"ሓይሊ ብዝህበኒ ብክርስቶስ ኩሉ ክክእሎ'የ" ኣቦናን መምህርናን ላይነ በየነ ነዚ ናይ ኣምላኻዊ ቅዱስ ቃል ተዓጢቅካ፡ነቲ ኩሉ ሽግር ብምሕላፍካ ክብሪ ንክርስቶስ ይኩን። ርሑስ ምጅማር ጾመ ኣርብዓ።
@binubinu4726
@binubinu4726 4 жыл бұрын
Kemzi keteri koleka ab mongo yehwat etitrwayan b fqeri mthgegaz behaqi tehagise nhade bzhabnayo moral nbuzahat Ena tesfa nhbom qexali tezkewn amlak zfetwo eyu amlak msana etitrwayan ykun
@nepsyhasseleri6636
@nepsyhasseleri6636 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ከብደይ በሊዑኒ በክየ 😭😭😭😭 ኣድራሻ / 📱📞ግበርሉ ክንረክቦ
@mamamama990
@mamamama990 4 жыл бұрын
ስምዑ ደቂ ኤሬይ እዚ ሽግር ናይ ላይነ ናይ ኩልና ኤርትራዊ ጸገም እዩ ::ነጸብራቕ ናብራና እዩ :ቴሌ ጽሓፉልና ክንሕግዞ ::
@samelke8516
@samelke8516 4 жыл бұрын
Kebret yehabki Mama
@mamamama990
@mamamama990 4 жыл бұрын
ወዲ እየ
@kidanegerezgiher2331
@kidanegerezgiher2331 4 жыл бұрын
ከብድኻ ዝበልዕ ታሪኽ ኣቱም ኣሕዋት ዘይንደጋገፍ እዞም ኣብ ደገ ዘለና ዓቕሚ ነብስና ኣዋጺእና ካልእ ይትረፍ ዋላ ናይ ዓመት ገዛ ክራይ ዘይንኸፍለሉ ንመን ኣለዎ እዝጊ ኣለዎ ኢዪ ።
@iphone1769
@iphone1769 4 жыл бұрын
ባባ ላይነ እንቓዕ ምስ ጥዕናኻን ልብኻን ጥራሕ ሃለኻ ። ኣብ ጎንካ ኣለና ። ❤️❤️❤️❤️
@user-xf2bg1rp2c
@user-xf2bg1rp2c 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝነኣድ ሰራሕ ኣብርሃም ሓወይ፡ እንታይ ዩ ዝብሃል ሸያብ ኣይቲጸውዕ ለባም ጸውዕ ድዩ ዝብሃል። ብሉጽ ሰብ ኣብርሃም ባባ ላይነ ክቡር ሰነ ጥበብ ኣጆኻ ሓንቲ ኣላ ኣዝያ ደስ ትብለኒ ቃል፡ቅዱሳን ኣቦታትና፣ ምውዳቅ ኣዳማዊ እዩ ወዲቅካ ዘይምትንሳእ ግን ድያብልሳዊ እዩ። እሞ ኣጆኻ ካብ ቅድም ብዝበለጸ ክትመጸና ተስፋ ንገብር።
@semeretekie1223
@semeretekie1223 4 жыл бұрын
ኣብርሂሞ ናይ በሓቂ ፅቡቅ ጋርኻ. መስጋናይ የብጻሕካ 👍👍👍🙏🙏🙏🙏🇪🇷 nic jop ደቂ ኤራይ መኽሰባት ኣይጅኩም ኣብ ጓንኩም ኣለና
@samueltadesse1857
@samueltadesse1857 4 жыл бұрын
ኣብ ኣስመራ ኣብ ጉደና ክድቅስ ክሪኦ ከለኹ ማራ ይገርመኒ ነይሩ ላይነ ኣጆኻ ኩሉ ሓላፍይ ኢዩ be strong ኣጆካ i miss u asmara
@user-or2ul8fg7y
@user-or2ul8fg7y 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ የሕዋትትት ተስፋ ክኾኖ ዓዓቅምና ንሓግዞ 50 ወይ 100 ዶላር ሓገዝ አዩ አሞ ቴለፎኑ ሱደዱልና በጃኹምምም
@abebaweldesilassie457
@abebaweldesilassie457 4 жыл бұрын
Emo telephone number kitshfu neruwom ember tsbuk hansab eyu
@akileakile3263
@akileakile3263 4 жыл бұрын
ኣብ fb ክዝርጋሕ እዩ የሕዋተይ በብዘለናዬ ሳቦያ ንበል።
@wediama6965
@wediama6965 4 жыл бұрын
እዋይ ናብራ ኤርትራውያን ፡ብሰንኪ ዕላማ ውልቀ መላኪ ረሳሕ ተንቤናይ ህዝብና ምስ ሓንጎሉ ምስ ጉልበቱ ምስ ጸጋታቱ ትሕቲ ፍጥረት ኮይኑ ኣብ ውልፍን ምስትንታንን ወዲቁ ኦ ፈጣሪ ኣበስኡ ገዲፍካ ተዓረቆ ንህዝብና።
@hopefully2958
@hopefully2958 4 жыл бұрын
ላይነ legend ኢካ ኣብ ስነ ጥበብ ኤርትራ ። ሕጂ ውን ክንብል ኢልካ እንበር ኣይወደቅካን ። መስገደል ሂወትካ ክትንትኖ ክትሰምዖስ ብጣዕሚ ኢዩ ዘንብዓካ። ካብ hero ናብ zero። ኣጆካ ስነ ጥበባዊ ላይነ። ንትንሳኤ ስነ ጥበባዊ ላይነ (#gofundlayne) ተዝክፍተሉ ኩሉ ኤርትራዊ ኣፍቃሪ ስነ ጥበብ ሓገዙ በታ ዘላቶ ዓቅሚ መበርከየ'ሞ፡ ላይነ ሓውና ከም ኩሉ ፉጡር ገዛ ተካርዩ ንቡር ሂወት ጀሚሩ ነዚ ኣብዚ እዋን ብሓደስቲ ስነ ጥበባውያን ሃገርና ዝግስግስ ዘሎ ፍርያት ስነ ጥበብ ብዘለዎ ዓቅሚን ተመኩሮን ናብ መድረክ ክምለስ ግዜ ኣይክወስደሉን ኢዩ። ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ስነ ጥበብ ዓድና ክዓቢን መነባብሮ ስነ ጥበባውያን ሃገርና ክመሓየሽን share, like, comments ኣይንብቀቀሎም። ሰላም ወሰናይ ንዓኩም ይኩን ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ።
@teclezionmusie8186
@teclezionmusie8186 4 жыл бұрын
ብሰንኪ እዚ እደ መንግስቲ ኣብከምዚ ወዲቆም እዞም ሓያላት ስንጠበበኛታት
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 4 жыл бұрын
ኣሎ ዘይጸገበ ድራር እለት ብዙሕ'ዩ ትርጉሙ ምንባር ማለት ኣሕ ኣየ ናይዛ ዓለም ነገር ኮይንና በቃ ክንጠላለም ክቡር ስነ ጥበባዊ ኣቦና ላይነ እንቋዕ ኣብ ትንሳኤ ኣብቅዓካ ኣብርሽ ክኣ ብልቢ የመስግነካ እስከ ንደጋገፍ ወገናተይ ልዕሊ ኩሉ ተስፋ ።
@weldeabyohannes3931
@weldeabyohannes3931 4 жыл бұрын
ኤርትራውያን በጃኹም እባ ብሂወት እንከለና ንተሓጋገዝ። ብዓል ናይለ ኣብ ከምዚ ወዲቆም ክትሪስ ,,,,,,,, ኩቡር ኣቅራቢ ተሌፎን ናይ ናይለ እባ ጸሓፈለይ፧
@ሕልናናይውሽጢሕጊዩ
@ሕልናናይውሽጢሕጊዩ 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ላይነ ጅግና ንጉስ ስነጥበብ ሕጂውን ን ታሪኽ ሂወትካ ብጥበብ ኢካ ኪሒስካና G.B.U❤🙏
@hadush0543
@hadush0543 4 жыл бұрын
Ezom sne tbeb eba siq elkum bihade tserhu kisba keme skewin abey nerkum
@maryyemane7571
@maryyemane7571 4 жыл бұрын
Hadush 054 bejaka skibele yehigizu nerm akimu etay eka halewilo tebel
@fqritium1455
@fqritium1455 4 жыл бұрын
*Entey malte yu GBU*
@seweraawet4417
@seweraawet4417 4 жыл бұрын
ንብዓተይ ወዲኤ ዋይ ሐወይ , ብመስተ ሕርር ኢልካ እንቃዕ አይሞትካ , ተመስገን ከተዘንቱ ዝበቃዕካ ኦፍፍፍፍ
@gaema9673
@gaema9673 4 жыл бұрын
sewera awet Nay behaki
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 4 жыл бұрын
sewera awet kzbin.info/www/bejne/gn-1Z5dufKmgiq8 subscribe ❤️❤️🙏
@bsrathabtemariam719
@bsrathabtemariam719 4 жыл бұрын
sewera awet
@lulrbahri
@lulrbahri 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ይባርኹም ከምዚ ገርኩም ህሉው ኩነታቱ ምስ ሰብ ዘፋለጥኩሞ። ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ኔሩ ሕጂ ግን ዘሕጉስ። ፍትዋት ደቂ ኤረይ ኣጆኩም
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ካብዚ ሰብ ክምሀር ኣለዎ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ቁጽሪ ቴሌፎን እንተትገብሩሉ ጽቡቕ ነይሩ ሕልና ዘለዎ ሰብ ኣይስኣንን እዩ
@user-vw8td4ty8f
@user-vw8td4ty8f 4 жыл бұрын
Thanks
@galilaabraham9495
@galilaabraham9495 4 жыл бұрын
እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዓካ ላይነ ሓውና ፡ ልዕሊ ኩሉ ግን ኤሬትራዊ ምዃነይ ኩሉ ግዜ እንድየ ሑቡን ምናልባት ኣይ ከም ሎምን ኩቡር ባህሊ ምትሕግጋዝ ። thanks ararat .
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 4 жыл бұрын
ኣጆካ ሰነ-ጥበባዊ ኣቶ ላይነ እዚ ዉን ካሓልፍ ኢዩ ኣጆኩም ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ተስፋ ኣይንቁረጽ ቀሪብና ኢና እዚ ካኣ ኣብ ቡዙሓት ሰባት ዘሎ ኢዩ ክዕረ ዝክእል ዩ ዉን ተስፋን ሓቦን ሞራልን ንሃቦም ::
@habtomhaile3155
@habtomhaile3155 4 жыл бұрын
ኣብሪሄሞ ሓውና ብጣዓሚ እየ ዘመስግነኪ ንባባ ላይነ ከምዚ ገርካ ጸገሙ ምሕታትካ ኣጆካ ባባ ላይበ
@tedrosmana4097
@tedrosmana4097 4 жыл бұрын
አዋይ ኣነ ንብዓትካ ዘወድአ ዛንታ ኣጆካ ዳሓን ህጂ ንባዕልካ ትሚሂርካኣ ቡዙሓት ሰባት ሚሂርካ ኣለካ ኩቡር ስነጥበብኛ ኣቦና
@fithawighile7727
@fithawighile7727 4 жыл бұрын
ኣጆካ ኣቦና ኢካ ኣቦ ኩልና ኤርትራውያ ኣብ ጀርመን ኣለኩ ቴልፎንካ ስደደለይ ብዝበለጸ ካኣ ኣካውንት ክትከፍትሉ ኣልርኩም ኩሉም እቶም ኣብ ጎኑ ዘለኩም
@teweldebrhanzeray2989
@teweldebrhanzeray2989 3 жыл бұрын
"ጽቡቅ ተግባር ምግባር ናይ ሕልና ቅዱስ ዕግበት እዩ ኣብዚ ዕላማ ኣካፋልን ተኻፋልን ክትኸውን እንተበቂዕካ ወትሩ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ መምህርን ተማሃራይን ኢኻ" ጽቡቅ ስራሕ እዩ ኣብርሃም ጅግና እቶም ናባይ ዘይብሎም ሰባት ብከምዚ ከተተንስኦም ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ከምኡ ከኣ ነቶም ግዳም ሓደር ኢልና ንጽውዖም ኣሕዋት እንተኰናዮም ብሓቂ ደቂ ውሉድ ኣምላክ ተባሂልና ክንጽዋዕ ኢና ዝወደቐ ይትንስእ እዩ ኣብ ስደት ብዝተፈላለየ ዝወደቕና ከኣ ኣጆና ንበርትዕ ይብል።
@medawediasmera2524
@medawediasmera2524 4 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ ካብ ምስ ሞተ ሓወይ ሓወይ ምባል ብሂወት ከሎ ምግር ምሕጋዝን ኢዪ ’ሞ ኣሕዋት ክኣ በጃኩም ዓዓቅምና ንሓግዞ ኣሕዋት
@titimikal9885
@titimikal9885 4 жыл бұрын
መርሓባ ኣብሪሂሞ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ገርካ ንስካን ቡጾትካን።ላይነ እዚ ድሓለፍካዮ መምሃሪ ደኣ ኣምበር ጸገም ኣይኮነን።ቡዙሓት መንሰያት ከምዚ ናትካ ይሰትዩ፥ይቆመሩ፥ሽጋራ ይስሕቡ፥ይሽርሙጡ፥ይሰርቁ•••ወዘተ ቡዙሕ ነገር ኣሎ።ኣጀካ እንቆዓ ጥራይ ኩሉ ተረደኣካ ኣምበር ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮን ዶ ነኣካ ኢውርትራዊ'ሞ ወዲ ኣስመራ ንካልእ ድከውን ህዝቢ ኢዩ ደለና።ይትረፍ ከማካን፥ከማይን ድኩማት ፍጥረት፥ጻጥቃናት ወይ ንጉሳት ከማን ይፍተኑ ኢዮም።ከም ኣብነት ኣብ ቡሉይ ኪዳን ንጉስ ዳዊት፥ጻድቅ ኣባና ኢዮብ 'ሞ ተመልከት ወይ ኣንብብ ናትካ ቀሊል ኢዩ።ኣጀካ ኤርትራዊ ኢካ ኣመነኒ ኣብ ድሓጸረ ግዜ ኣፍቲ ድነበርካዮ ሂወት ክትምለስ ኢካ።ኩላትና ኤርትራውያን ከኣ ነዚ ሰሚዕና ሸር ንበሎ ኩሉ ክሰምዖን፥ክታሓጋገዞን።ኣብ ሂወትካ ጥዕናን፥ፍቅርን፥ዓወትን ይምነየልካ ለይነ ሓውይ።ኣቅረብቲ ናይዚ መደብ ኣብራሂም ምስ ብጾትካ ሉዑል ምስጋና ይብጻሕኩም።
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 4 жыл бұрын
Titi Mikal kzbin.info/www/bejne/gn-1Z5dufKmgiq8 subscribe ❤️❤️🙏
@yoniwedihagos4050
@yoniwedihagos4050 4 жыл бұрын
ኣብራሃም ጽቡቅ ስራሕ ንላይነ ክሕገዝ እንተ ብሞራል እንተ ብገንዘብ ቁጽሪ ቴለፎኑ ጽሃፈልና ሃቢቢ ንዝተጸገሙ ካልኦት ኣህዋትና ምቅራብ ኣይትሕመቅ፨፨፨.
@ከምዓለመይ
@ከምዓለመይ 4 жыл бұрын
INYO WEDI www.gofundme.com/f/to-help-eritrean-artist-laine-ghebretnsae?+share-sheet
@henoktesfalem5644
@henoktesfalem5644 4 жыл бұрын
@@ከምዓለመይ እዚ ደኣ ናይ ሽወደን እንድዩ ኣብ ካልእ ሃገር ንዘለና ኸ ኣብ ጀርመን ኣለኹ ኣነ
@mammaalemeujjguh
@mammaalemeujjguh 4 жыл бұрын
Abraham xbuk tegibarka amlak yhagzka senayt kota kulukum Layne ajoka 😭😭😭 ab godnika alena deki Eritrey halal. Halwelna halwlna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😥😥😥😥😥😥
@mosstekle9935
@mosstekle9935 4 жыл бұрын
ሰብ ናብ ሰቡ ዝብኢ ናብ ገረቡ ኣጆካ ህዝብና ለዋህ ኢዩ ጥራይ ካብ ጌጋካ ተማሃር ።
@mokonenyemane5409
@mokonenyemane5409 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ሓሲብካ ኣብርሃም ሓወይ ን ኣቦና ናይለ ድማ ሂወቱ ዝመርሓሉ ሓይሊ ይሃቦ እግዝኣብሄር ኣምላክ
@maekelewelday6526
@maekelewelday6526 4 жыл бұрын
እንታይ ክምዝጽሕፍ ምርዳእ ኣቢኒ ንኩሉኩም ነዚ ጽቡቅ ሓሳብ ሓሲብኩም ዘበገስኩሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@hadush0543
@hadush0543 4 жыл бұрын
Hamesens n iseyas tray 2kamieti kfelu
@maitemenai7307
@maitemenai7307 4 жыл бұрын
ቆማል አዚ ባውራጃን ክሊልን ሰብ ምፍሊላይ ኣብታ አንዳ ቁማልን ስርቅን ሓሶትን ዝኾነት 0ድኻ ትራሕ አዩ ዝሰርሕ። ኣብዚ ገዛ ኢርትራውያን ኣይሰርሕን አዩ ማይ 0ሙኽካ ኢኻ ክትተርፍ ሓሳድ።
@yemanengusesandro6792
@yemanengusesandro6792 4 жыл бұрын
@@hadush0543 ኣልግስ እስከ ኣብ ዓለም ዝጸልኦ ሰብ ኢሰያስ እዩ ካብ ኢሰታስ ንላዕሊ ዝጸልኦም እንተሃልዮም ተጋሩ ጥራይ እዮም
@sirakyemane7160
@sirakyemane7160 4 жыл бұрын
@@hadush0543 aleges ata Maykoeo
@ffcgdcccgddfv6772
@ffcgdcccgddfv6772 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ ዝኮነ ዕላል ኣጆካ ባባ ላይነ ንብሕጂ ክንደይ ሚሂርካና ኣለካ ኣብ ጎድንካ ኣለና ፎርሳ ።ኣብሪሂሞ ታንክስ ሓቢቢ ንስካ ከየመስገንካ ኣይንሓልፍን ህዝቢ ታንክስ ደጊምና።
@mercyhoney2692
@mercyhoney2692 4 жыл бұрын
He make me crying . Oh God please help hem.
@behappyeverythingwillpass5617
@behappyeverythingwillpass5617 4 жыл бұрын
When we were children, we used to put water under our eyes to make crying, and when we grew up, we put water on our faces to hide the tears
@tommygebar1930
@tommygebar1930 4 жыл бұрын
ፍቱው ተዋሳኣይ ላይነ ካባካ ብዙሕ ተማሂርና ።ኣብዚ ሎሚ እዋን ንነብሱ ዝንእድ እንበር ዝነቅፍ ኣይረኣናን።ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሞያኻ ተመሊስካ ክንርኢ ሰብ ምሉእ ተስፋ ኢና።
@weditsegay809
@weditsegay809 4 жыл бұрын
ሰብ ሰብ ዘብሎ ናይ ሰብ ባህሪ ክሕዝ ከሎ ዩ ፡ኣዚኩም ደስ ባሃልቲ ንዳጋገፍ ብጣዕሚ ዓቢ ሕልናዊ ስራሕ ትሰርሑ ኣለኩም ሞ ቀጽልዎ ክብለኩም ይፈቱ ጋዜጤና ምስጋናይ ወሰን የብሉን ።ላይነ ገዲም ኣቦና ስነ-ጥበባዊ ካኣ እንኻዕ ናብ ንቡር ሂወትካ ተመለስካ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ።
@habentekie2023
@habentekie2023 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ልብካ ዝትንክፍ ንከም ዚ ናብራ ዝሕልፍ ሰብ ጸግሙ ኣንተተካፊና ጽጉም ስብ ኣይምሃለወንን
@knowledgeispower9072
@knowledgeispower9072 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝንኣድ ጽቡቅ ስራሕ ኣብርሃም ሓውና፡ ከምዚ ገይርካ ኣብ ውሽቲ ናይ ሰብ ሂወት ኣትካ ነቲ ዘለዎ ኩኖታት ናይ ሂወት ቃንዛ ኣጽኒዕካ ከምዚ ገይርካ ክሕገዝ ከም ዘለዎም፡ ሓደ መደብ ምፍጣርካ ሓደ ዓቡይ ነገር ኢዩ። ናይ ብሓቂ ከምቲ ዝገለጽካዎ ኢዩ፡ ኣብቲ ጥበብ ዘለው ሰባት ከምዚ ገይሮም ናብ ህዝቢ ናይምቅራብ ዓቅምታቶም ትሕት ዝበለ ኡዩ። ይርድኣኒ ኡዩ ዋላ ድለት እንትሃለወ ግን ምስቲ ዓቅምታይ ውን ቀሊል ኣይኮነን። ብዝኮነ ኣብርሃም ሓውና ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣነና። ተለፎን እንተትጽሕፍ ጽቡቅ ነይሩ እቲ ክሕግዝ ዝደለየ ሰብ በብዓቅሙ ምሓገዘ።
@therock3058
@therock3058 4 жыл бұрын
ኣጆኻ በርትዕ ምባል ንበይኑ ኣኻሊ ስለዘይኮነ ማዕረ ማዕሪኡ ኣድራሽኡ ተሌፎኑ ንእግረ-መንገድኹም ምሃብ ጽቡቕ እዩ። ብዙሓት ሕልና ዘለዎም ሕቡናት ደቂ ኤረ ስለዘለዉ። እዚ ጽቡቕ መደብኩም ቀጽልዎ።
@gualtigrina5944
@gualtigrina5944 4 жыл бұрын
Ane ni baley akmey kihgiz wela hanti keshi tikun kihgiz nay sweden hisab tray eyozikibel😭
@ttlove-nk4dl
@ttlove-nk4dl 4 жыл бұрын
እመ ብርሃን ጸሎትካ ትስማዕካ አጆኻ
@henoras8923
@henoras8923 4 жыл бұрын
ነዛ ምሸት ከመይ ከም ዝገልጻ እንድዒ ኣብ ሂወተይ ከምዚ ዓይነት ዉሽጥካ ዝትንክፍ መትረብ የዒንትካ ብዘይ ምቑራጽ ዘዉሕዝ ፥ ዳተነክነክኩ እየ ነዛ ዕላል ሪኤያ ኣቦና ላይነ ናይ ብዙሓት መንእሰያት ኣብነት ነጥበ መቐይሮ ናይ ህይወትና ክከዉን እንዳ ኣመንኩ ኣብ ጎንካ ኣለና ንበሎ
@adu2habtom1992
@adu2habtom1992 4 жыл бұрын
Oh my God off ... ya yegrmeka u
@amanuelzeray6700
@amanuelzeray6700 4 жыл бұрын
ብመጀመርያ ነዚ መደብ ብምሕሳብ ከምዚ ዓይነት ናይ ተስፋ፡ ትምህርቲ፡ለዉጢ ዝኮነ መደብ ብምድላውኩም ካብ ሰብ ዘይኮነ ካብ ፈጣሪ ብዝተዋሃብክሞ ጸጋ እግዚኣብሄር ይመስገን ወትሩ ምሳኹን ይኹን፡ ቀጺለ ሓዉና ድማ እንቓዕ ከምዚ በልካ ዓመተ ሰላም ይግበረልካ!!!!!!!!!
@ebaygezabandahabesha5413
@ebaygezabandahabesha5413 4 жыл бұрын
I can't stop crying after watching this interview. Ararat entertainment, you are doing a wonderful job. To see this Eritrean artist in this condition is heart breaking. Laine hawey everything will be alright. Be strong. Please Abrihimo how can I contact Laine?
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 4 жыл бұрын
ፍቕርኹም ይሰስን ስነ-ጥበበኛታት ኤርትራ። እዚ ፍቕሪ እዚ ሕጂ ሃንደበት ዝመጸ ኣይኮነን፡ ታሪኽ ኣለዎ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ። ካብ መስረቲ ስነ-ጥበብ ኤርትራ ጀሚርካ እቲ ምትሑቑቛፍ መሳልል ብመሳልል ክሰጋገር ጸኒሑ። ኣጆኻ ክቡር ኣያ ሰብ ክወድቕ ባህርያዊ እዩ፡ እቲ ዝኸፍአ ግን ካብ ጌጋኻ ተኣሪምካ ካብ ውድቀትካ ዘይምትንሳእ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ንኹልኹም።
@selamweldu3974
@selamweldu3974 4 жыл бұрын
First of all I would love to thanks you ararat pro for bringing this kind of interview secondly I would like to ask you kindly if you can create a GoFundMe organization or something a way that people can help him . Laine you’re a legend !
@intertement2096
@intertement2096 4 жыл бұрын
AJoka baba layne Seb aleka meas Beynka koynka Xegem wala enteberteaka Memhr eka nzey temhare Zmeharka i miss you baba layne 🇪🇷🙏🙏🙏o my god help him
@stigheghebreyesus
@stigheghebreyesus 4 жыл бұрын
እወ ምሕጋዝ ጽቡቅ ኢዩ ስነ ጥበብ ኣብ ጽገም ወዲቁ ግን ዝያዳ ጛሉ ኣላ ንግሆ ትማሃሪት ድሕሪ ቀትሪ ካኣ ሰራሕተኛ ብጣዕሚ እና ከበዳ ትምህርታ ንኽይተቓርጽ ብጾታ ዝታሓባብራኣ ሓዋ ውን ንስደት ከይዱ ብዘይ ሕጊ ኣቲኻ ዕድና ኢሎም ኣብ እስሪ ቢየት ብዚ ኣሲያ ኢዩ እታ ኣድ እውን ወዳ ክትደሊ ኣብ ስደት ካብዛ ዓለም ተፈሊያ ስልዚ ምትሕግጋዝ ባህልና ስለ ዝኾነ ምስ ጛሉ ምርኻብ የድልየና 11 ክፍሊ ኢያ ትማሃር ምስ ሓትናኣ ኢያ ኣቦኣ ኣብ ልቡ ተመሊሱ ምስ ጛሉ ዝቅመጠሉ ናብሩኡ ምመርሕ
@tantanhabeshawi4753
@tantanhabeshawi4753 4 жыл бұрын
ኣሕ ብሓቂ ውሽጠይ ተተንኪፈ ሂወት ነናታ ሕብሪ ከም ዘለዋ ድማ ዝያዳ ካባኻ ተማሂረ ኣቦይን መምህረይን ባባ ላይነ ነቢዐ ንብዓት ብንብዓቱ ከማን ዘይነቅጽ ንብዓት እቲ ዝበዝሐ ግን ትምርቲ ኣቅሲምካኒ ኣብ ልበይ ፍሉይ ቦታ ዘይርሳዕ ዝኽሪ በሰላ ገዲፍካለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቲ ኩሉ ዝከኣሎ ፈጣሪ ኣጆኻ ሃየ በሉ እስከ ገለ ንበሎ ዓቅምናን ዝግብኣናን ክንገብር ግዴታናን ኢዩ.ሞ ኣብ ጎኑ ንኹን።
@yosinatey939
@yosinatey939 4 жыл бұрын
Euyyy I can't stop crying 😭😭😭😭😭 euffff abkdmi amlak 😭😭
@musguntesfatsionkidane5006
@musguntesfatsionkidane5006 4 жыл бұрын
ባሐኪ ዝሕዝን ሂወት ኣጆኻ ሎሚ ትወድቅ ጽባሕ ትትስ ኦለም ኮምኡ አያ ላይነ ኣጆኻ
@user-vb7ko3sz6f
@user-vb7ko3sz6f 4 жыл бұрын
እዋይ ላየነ ኣቦናን ሓዉናን ንስኩም ሲ ኣዚ ክትወድቁ ተስፋና ኣይነበረን ግን ክንብል በለ እምበር ኣይተካአወን ምሉእ ምሕረት ከኣ የዉርድ። ተወሳኪ ቑጽሪ ተለፎን አንተ ትገብርሉ ዉን ብጣአሚ ጽቡቅ ነሩ ።ወድሃንኩም ብጣኢሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
@natanmussie9717
@natanmussie9717 4 жыл бұрын
ኣብሪሽ ሓወይ ብኣምላክ ርከቦ። እግዚኣብሄር እንቓዕ ናብ ልቡ መለሶ፥
@yordanoskifle3839
@yordanoskifle3839 4 жыл бұрын
ብኸመይ ገርና ንሕግዞ በጃኩም ንገሩና ኣብ ደገ ንነብር ኩሉና ሃየ ኢደ ኢድካ ንበል
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ካብ ሕጂ ጥራይ ንኹሉ ገዲፍካ ተሓዲስካ ተበገስ እምበር ዝሓለፈ ሓሊፉ ኢዩ ዘይጋገ ሰብ የለን እቲ ከምዚ ኢልካ ጌጋኻን በደልካን ምፍላጥካ ውን ዓቢ ነገር ኢዩ። ካብ ጌግኡ ዘይእረም ሰብ ጥራይ ኢዩ ሰብ ክበሃል ዘይከኣል ኣጆኻ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክሕግዘካ ኢዩ ንስኻ ጥራይ ንኹሉ ሕማቕ ወልፍታትን ልምድታትን ገዲፍካ ተበገስ።
@ከመይዪዝግዜ
@ከመይዪዝግዜ 4 жыл бұрын
ኣታ ኢትዘድንቆ ተዋሰኣይ ሲ ከምዚ ኮይኑ ገሪምኒ ኣጆካ ኢስከ በል ረሳሕ ሓንጎል ኢንበር ረሳሕ ኪዳን ሲ ሓጽብካ ዪ ዝጸሪ
@filmonafewerki7884
@filmonafewerki7884 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪ መደን #ARARAT ኣብርሂሞ ፈጣሪ ይባርኽካ፣ እዚ ርኢና ኤርትራውያን #ጽገም ወገንና ክንተሓጋገዝን ልኡል እግዚአብሔር ሃገርናን ህዝብናን ይባርኸናን ነቲ ሱር ኩሉ ሓጢአት ዝኾነን፣ ፈጣሪ ዝጽየፎን #ስክራን ኣወጊድና፣ ንዕቤትን ምዕባለን ሓድሕድና ክንጽዕር ክንተሓጋገዝን ክንመሃርን ይሓግዘና፣
@liveisonebehappy1828
@liveisonebehappy1828 4 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ኣብርሃም ቅጽሎ ነዞም ክምዚኣም ኣይነት ክቡራት ኣቦታትና ኣያታትናን ኣብህማቅ ደለው ኣብ ሕብረተ ሰብና ኣዝዩ ምሃሪ ዩ ብዓብዩ ከኣ ንሳቶም ህወቶም ንቅየሩ ሃጋዚ ዩ BTW ብጣሚ የመስግነካ ቅጽሎ
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 4 жыл бұрын
❤️🌺❤️🌺❤️🌺❤️🌺❤️🌺❤️🌺❤️🌺❤️ I have respect for this artist. He is one of the best actors in Eritrea. I don’t know why I don’t see him frequently. I wish him all the best❤️❤️❤️👍👍👍🌺🌺🌺
@hihi-oq3qq
@hihi-oq3qq 4 жыл бұрын
God bless brother! Your a king!
@ጋልትግራይፅሪቲ
@ጋልትግራይፅሪቲ 4 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ ኣጆካ ብጣዕሚ የሕዝን መወዳእታ ይግበረልካ እቲ ልዕል ፍጣሪ ኣጆካ ክሓልፍ እዩ ኩሉ ተስፋ ብቻ
@binilove8069
@binilove8069 4 жыл бұрын
ኣሎ ዘይጸገበ ድራር እለት ብዙሕ እዩ ትርጉሙ ምንባር ማለት። ( my lovely abrham afewerki) ኩቡር ሰነ ጥበበኛ ላይነ ቃልሲ ሂወት ንዕብየትካ እዩ። ወድቀት ድማ ዓቡይ ትምህርቲ እዩ። ኢድካ ዘይምሃብ ጥራይ። ነመስግነካ ኣብርሂሞ ነዚ ኩቡር ስነ ጥበበኛ ዘቅረብካልና።
@eriangelino7800
@eriangelino7800 4 жыл бұрын
It requires a strong courage to come up in public and talk about one's shortcomings. This is what we need to do to move forward as Eritreans. What a great example.
@ebaygezabandahabesha5413
@ebaygezabandahabesha5413 4 жыл бұрын
Well said
@merihwuldey6468
@merihwuldey6468 4 жыл бұрын
OMG ብጣዕሚ ኣሕዛኒን መሃርን ዕላል ባባ ላይነ ። ዝተረፈ ሂወትካ ዕውትን ሰላምን ቅሳነትን ክኮነልካ ንምነየልካ!
@selamtesfay8911
@selamtesfay8911 4 жыл бұрын
ካብቶም ዝፈትዎም ስነጥበባዊያን ኢዩ ኣብ ከምዚ ወዲቁ እዚ ኩሉ ሽግር ኣሕሊፉ ክርኢ ከለኹ ንብዓታይ ክቆጻጸሮ ኣይ ከኣልኩን ኣጆኻ ኩቡር ስነጥበባዊ ላይነ ኣብ ጎንኻ ኣለና ዳግማይ ተስእ በርትዕ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@Sony-bh3by
@Sony-bh3by 4 жыл бұрын
ኣጆካ በሉልና ኣጆካ ኣቦናን ሓውናን ክቡር ኣቶ ላይነ ህላወነና ኣብ ኣቦታትና ዩ ዝምርኮስ
@sedubrhani9521
@sedubrhani9521 4 жыл бұрын
አሰይይይ ደቂ ኤረይ መዓረይ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኩም
@ራሻፈታዊትመረብ
@ራሻፈታዊትመረብ 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ልበይ ተተንኪፊ ከም ገለ በቃ ሕማቅ ተሰሚዒኒ 😢😢😢እዋይ ናይ ዓለም ነገር በቃ የዒንተይ ዉሕጅ ተቀይሩ ንብዓተይ ደዉ ምባል ኣቢኒ በቃ ኡፍፍፍ
@fyorikesete215
@fyorikesete215 4 жыл бұрын
💔😥😥😥
@ghebreyohanneseyeab6667
@ghebreyohanneseyeab6667 4 жыл бұрын
Layne egzabier enkai nab lbka meleseka!!ajoka sebay kun hji🇪🇷👍❤
@biniamtesfamariammebrahtu2135
@biniamtesfamariammebrahtu2135 3 жыл бұрын
Thanks Ararat for bringing this inspirational case to attension. God bless you all involved.
@aduyemane8941
@aduyemane8941 4 жыл бұрын
Edmen tenan yehabeka baba lane Amlak belu slalu yewrdelka 💝💝👏🏾👏🏾
@nfhdbgdgj8335
@nfhdbgdgj8335 4 жыл бұрын
እፍ ኣነስ ንድሕሪት ተመሊሰ ናይቀደም ፍሊሚ ብሰንኪ መስተ ዘይውዱን ግብዘቡን ዝዓሞጾ ዓርኩ ሓቂኮይኑ ተሰሚዑኒ ኩብር ኣቦናን ኣያናን ኣጆካ ኣብዕስለም ትውድ ትትስእ ኢካሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብገንካኣ ኣለና እዞም ደረስቲ ከኣ መተባብዒ ኣብቀረባ ኣብዝውጽእ ፍልም ኣስርሕዎ
@hanietayentertainment6682
@hanietayentertainment6682 4 жыл бұрын
* ዝተረፈ ዕድሜኻን ጥበብካን እግዝኣቢሄር ይባርኮ ኣቦና ላይነ። # ናይ ብሓቂ ዘሕዝን ዛንታ'ዩ !! ^ኤማ ከኣ ብእትገብሮ ዘለኻ ሰናይ ስራሕ ኣምላኽ ይሓግዝካ^
@WediMeasho.AbbeyHouse
@WediMeasho.AbbeyHouse 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ መሃሪ ምስክር እዩ ኣጆኻ ንድሕሪት ከይትርኢ ኣብራሃም ኣድራሻ ለኣኽ Thank you
@halamadrid7779
@halamadrid7779 4 жыл бұрын
ኢዲመን ቲናን ይሃብካ ፈታሪ ኣጆካ
@semharyemane582
@semharyemane582 4 жыл бұрын
The best actor abona laine ajoka amlak alo misaka ab thti amlak kai nihina alenalika abriham kai thanks ketsilo eka tsibuk zigebere amlak alewo nezom Artis nay adina kikebiru alewo
@yonastekle1848
@yonastekle1848 4 жыл бұрын
i want to promise you, i will do whatever it takes to help you...alcohol can be beaten ,Addiction can be overcome ... future will be ok .. dont look back
@amlelove4416
@amlelove4416 4 жыл бұрын
God bless you bro
@eritrawitlove4847
@eritrawitlove4847 4 жыл бұрын
👏🙏🇪🇷❤
@gualtigrina5944
@gualtigrina5944 4 жыл бұрын
Amlak edmen tinan yhabka kithgizo.ezgbher neti tewxo yetekalka🙏🙏🙏
@erilove4500
@erilove4500 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ ዝኮነ ዕላል ኣጆካ ኩቡር ኣርቲስት ላይነ ብሕጂ ኪንደይ ሚሂርካና ኣለካ ኣብ ጎንካ ኣለና ፎርሳ! ጋዜጤኛ ኣብሪሂሞ ከኣ ብጣዕሚ ብሉጽ ከማካ ይብዙሑልና ።
@selamtekle232
@selamtekle232 4 жыл бұрын
ባባ ላይነ ሰብ ኮይኑ ዘይወድቅ የለን ግን አቲ ዝሕጉስ ካብ ዝወደቅካሉ ክትትንእ ከለካ እዩ እሞ ንድሕሪት ዘይ ምምላስ እዩ ኣብርሃም ሕውና ከኣ ብጣእሚ ደስ ዘብል ስራሕ እዩ እሞ ቀጽሎ ክብለካ ይደሊ ካልእ ውን ዝተፈላለዩ ጸገማት ዘለዎም ከምዚ ገርካ ከተቅርበልና ተስፋ ይገብር ዝተረፈ ኣድራስሃ ናይ ባባ ላይነ እንተ ትጽሕፈልና
@user-habeshawit
@user-habeshawit 2 жыл бұрын
ውይይይ ከብድኻ ዝበልዕ ናይብሓቂ ክሕገዝ ዝግበኦ ሰብ እዩ በጃኹም ከለና ንፋቐር ንተሓላለ ምስሞትካ ምንባዕ ዋጋ ኣይብሉን የሕዋት ንተሓላለ😭😭😭😭
@teklebrhanmehari3742
@teklebrhanmehari3742 4 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ ኣንታ ማዕረ ከምዚ ዲዩ ተባሊሹ ኔሩ በጃኩም ተካታተልዎም ንዓይ ከብደይ በሊዕኒ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ላይነ ኣቦና ከም ቀደምካ ንክትምለስ ብተስፋ ንጽበየካ ኣጆኩም ።
@goitomteklu6681
@goitomteklu6681 4 жыл бұрын
ሂግደፍ ኢዱ ኣይሰኣን።
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
ይገርም እዪ እዞም ከዛባት ትርጉም ጥበብ ዘይፈልጡ '! ጥበብ ማለት ምትሕግጋዝ ምኳኑ ኢና ንፈልጥ " እዚኦም ግን ብጀካ ነብሶም ብጻዮም እንታዮም ኣይኮነን ' ሓስው ጥራይ በሎም ኣነስ ክዒበዮም ' ኣብዚ ሕጂ እዋን ስነጥበባውያን ብጀካ እቶም ሓሰውቲ ንካልእ ዝጥዓሞም የለን ብዙሓት ኣብ ሕማቅ ኩነታት ዝነብሩ ይፈልጥ ኣነ " ን ኣቦና ግን ኣምላክ ምሱኡ ይኩን
@teklebrhanmehari3742
@teklebrhanmehari3742 4 жыл бұрын
@@user-of9fg7fi9e ያኣ ይእገርመካ ኢዩ’ሞ ከኣ ንጽባሕ እካ ሓሚሙ መይቱ እካዮም ዝብልካ ወዮ ብሰንኪ ጭንቐት ነብሶም’ዮም ዘጥፍኡ ብስንኪ ዘይ ምእላይ ኣጆኻ ንምባል ።
@teklebrhanmehari3742
@teklebrhanmehari3742 4 жыл бұрын
@@ER-ku3vd ያኣ ጽቡቅ ኣሎካ ግን ከኣብዚ ንልዕሊ እንታይ ክከውን ደሊካ ክቡር ዝሓወይ ።
@Harsile
@Harsile 4 жыл бұрын
እቲ ዝዓበየ ዓወት ኣብ ጉዕዞ ህይወት ደቂ ሰባት ከም ዝወደቑ ፈሊጦም ካብ ዝወደቕዎ ክትስኡ ምኽኣል ኢዩ። ላይነ ሓውናን ኣያናን ከም ዝወደቐ ፈሊጡ ካብ ውድቀቱ ክትንስእ ምኽኣሉ ዓቢ ዓወት ክብሃል ይክኣል። ነቲ ዘሕለፎ መሪር ህይወት ብደቂቕ ሰኒድካ ብመልክዕ መጽሓፍ ወይ ውን ብመልክዕ ፊልም ክስራሕ እንተኻኢሉ በቲ ሓደ ወገን ዓቢ ትምህርቲ ንሕብረተሰብ ኤርትራ በቲ ካልእ ወገን ድማ ኣብ ሓፈሻዊ ቁጠባዊ መነባብሮ ህይወት ሓውና ላይና ዓቢ መቐይሮ ከምጻኣሉ ይኽእል ኢዩ። ታሪኻዊ ዛንታ ሓውና ላይነ ብሓቂ ክብለኩም በቐሊሉ ዘይርከብ ኣዝዩ ሃብታም ማሃሪ ተመክሮ ኢዩ ። ንሓፈሻዊ ታሪኽ ዛንታ ህይወት ኣብ ደገ ዝርከቡ ኤርትራውያን ክምውሉ ዓቕሚ ዘለዎም ክርከቡ ስለዝኽእሉ ኣብ መራኸቢ ቡዙሃን ምሕባር ኣገዳሲ ኮይኑ ይስማዓኒ።
@erinet_info
@erinet_info 4 жыл бұрын
ኣሎ ዘይጸገበ ድራር ኤለት እንታይ ከምዝብል ጠፊኡኒ ኣይ ንብዓት ሓጉስ ከሉ ነገር ተሓዋዊስኒ። ብዝከነ ዳግማይ ምትሳእ ኣሎ እንበር ጠፊእካና እወ
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 4 жыл бұрын
Sorry to hear that our brother have gone through so many challenges. I pray that he leaves those bad days and continue to live in a higher level. God bless him and I appreciate and admire for this good work he is doing. This good work is the identity of Eritreans. 🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
@selamselam8924
@selamselam8924 4 жыл бұрын
Eway ahhhh kulatkum yehwat bejakum bizakmina bi moral kemu wun genzeb nahagzo ararat ka adrasha xahaflna bikemey kinrekbo nikil
@yodittekeste3927
@yodittekeste3927 4 жыл бұрын
Keep it up brother Abraham. We have a lot of brothers who need support of friends and brother's. Sister of Simon Zewde, x staff from ministry zena. Thank you bless you all!!!
@diyanaabraham6248
@diyanaabraham6248 4 жыл бұрын
ኣብ ኤርትራ ጠንቂ ኩሉ ሕማቅ ኣካይዳ H.G.D.F ኢዩ።
@MayMay-qk1mp
@MayMay-qk1mp 4 жыл бұрын
ዕሱብ
@girmayabraham3258
@girmayabraham3258 4 жыл бұрын
ክክክክክክክ ኣንታ እንታይ ጸገሙ ኢዩ ኣኺልኩም ህግደፍ ክትብሉ ዋላ ተዓንቂፍኩም ህግደፍ ክትብሉ ኢኹም
@MayMay-qk1mp
@MayMay-qk1mp 4 жыл бұрын
@@girmayabraham3258 ዕሱባት ብኸምኡ ህግደፍ ዝወድቕ መሲሉዎም ::
@akileakile3263
@akileakile3263 4 жыл бұрын
Diyana Abraham. ቆማል ኢኺ ተስፋ ይገብር ኣብ ገዛኹም ክትርእዬ ሽግር።
@tedifittiraveloert5596
@tedifittiraveloert5596 4 жыл бұрын
Diyana abrham konidaf agame nay tigray do ayikefeainnn
@oneloveonelove3929
@oneloveonelove3929 4 жыл бұрын
አብርሽ እግዚአብሔር ይባርካ: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ:: ከምኡ እውን ኩሉኩም ዝተሐጋገዝኩም: ስነ ጥበበኞታት... አብሪሽ ስልኪ ሃበና ሞራር ደዊልና ክንህብ ብዓቅምና
@mluebrhanrobelmaasho9018
@mluebrhanrobelmaasho9018 4 жыл бұрын
ኣጆካ ላይነ ሽግር ሓላፊ እዩ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ኣምላክ
@simply8870
@simply8870 4 жыл бұрын
Ararat thank you for all the amazing programs, I really appreciate it. Lyne ajoka you have a bright future, God will get you through 🙏🏾❤️
@segenentertainment7199
@segenentertainment7199 4 жыл бұрын
ላይነ ኣባሰልዒ፡ሓቂ ተጎሰዐ መን ዶ ኣለ'ዩ፡ኣውያቱ ዝሰመዐ መግቢ ቆራሪፉ፡ክምልእ ንኸብዱ ኣየ ዝሰብ ርእንያዮ፡ዝጉዱ ላይነ ሓወይን ኣቦይን ሰመዐዮ ነረ ብወረ ዛንታኻ እለ ዊን ሓሊፈ ኣባይካ እዝጊ እንበር ሰብ ኣይነበርን ምሳኻ ጩራ ጻሓይ ጠሚትኻ ብጊሓቱ ኮዋኽብቲ ዝኾጽር ኣብ ጎደናታት መበር ቤቱ ንባዓት ክዛሪ ይዕንቱ ገጹ ክሕጸብ ምስራኣየ ይዕርኽቱ ኣብ ሸዊት ኣሎ ሓሰኻ መንደራዕ ላይነ ሓወይ ኣቦኻ ኣይስማዕ ንእስነት ይሕሊፍካ እንዳበልካ ለኻዕ ስማዕ በል ላይነ ስማዕ ተማሃርካ እኻ እሞ መምህር ኩን ሎሚ ናብራኻ ኣማሓይሽ ካብ ዓሚ ሎሚ። ዘይተማሃረ ነየድሕን፡ዘይተወቅረ ነይጥሕን። ባባ ላይነ ካብ ሕሉፍ ህወትካ ተማሂርካ፡ንዝመጹ ወለዶ ኣብነት ኾይንካ፡ሓድሽ ምዕራፍ መንብሮ ገንጽል።
@ሃብቲናይገዛና
@ሃብቲናይገዛና 4 жыл бұрын
ክጻወሮ ኣይከኣልኩን ከብደይ በሊዕካኒ ላይነ ሓወይ ኣጆካ ሕጂ ተስፋ ዘይምቁራጽ ሂወት ከምኡ'ያ ጥዕና ይሃብካ ምስጋና ንፈጣሪ ይኩኖ
@zeritfissahaye5439
@zeritfissahaye5439 4 жыл бұрын
ኣጆካ ኣቦና ላይነይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@robelgulbet385
@robelgulbet385 4 жыл бұрын
Ajoka baba laine ab alem xegem menabrtna eu seb ywedq ytsa kemaka ke nfa snetbebawi eyeln azmarino wedi smera eka baba laine kab gegiu zey arem eu asha nska gegaka felitka eka kabaka hji buzu buzu tesfa alena baba laine qedamay degafika eye baba laine .I love so much baba laine.
@wedihailewedihaile7809
@wedihailewedihaile7809 4 жыл бұрын
ኣታ ኤረትራዊ ሓወይ ኣብ ጎዶና ክሳብ ዝድርበስ ስቅ ኢልኩም ትሪእዎ
@gualtigrina5944
@gualtigrina5944 4 жыл бұрын
Yegermka eyooo ahh kab seb kem zey tewlde😭
@wedihailewedihaile7809
@wedihailewedihaile7809 4 жыл бұрын
🌹❤🌹
@michaelnegash523
@michaelnegash523 4 жыл бұрын
eway hawey mhret yewrdelka fetari Nfue artist laine, slezi kulna dedaqmna nhagz kebdna beliena seb xegemu felitu khgz zigeberkumo kulukum artistn fetewtn btami nfuat kexlwo
Part 02 | Interview with Ghirmay Yohannes Sandiyago
58:14
Ghirmay Sandiyago | ግርማይ ሳንዲያጎ
Рет қаралды 48 М.
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 3 Серия
30:50
Inter Production
Рет қаралды 862 М.
Or is Harriet Quinn good? #cosplay#joker #Harriet Quinn
00:20
佐助与鸣人
Рет қаралды 54 МЛН
Секрет фокусника! #shorts
00:15
Роман Magic
Рет қаралды 102 МЛН
Abraham Afewerki Interview ቃለ መሕትት ኣብርሃም ኣፈወርቂ
28:43
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 452 М.
GEBRU'S NIGHTMARE
40:10
WELDE NEGODGUAD
Рет қаралды 21 М.
Interview with Artist Berhane Zemichael (Wedi Nazu) - Part 1
31:48
Armana Entertainment
Рет қаралды 73 М.
ሞኒካ ተኣሲራ ዲያ ?
18:42
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 26 М.
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 3 Серия
30:50
Inter Production
Рет қаралды 862 М.