Interview With Eritrean Artist Daniel Tsehaye (Jofae ) Part 3 - ዕላል ምስ ገዲም ስነጥበበኛ ዳኒኤል ጸሃየ (ጆፋዕ)

  Рет қаралды 106,052

ARARAT Entertainment

ARARAT Entertainment

Күн бұрын

Welcome to Ararat Entertainment Official KZbin Chanel . © Copyright: Ararat Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ℗ © ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ተኸታተልቲ መደባትና፣ ኣራራት ኢንተርተይመንት ኣብ ዝተፈላለዩ ስነጥበባዊ ስርሓት ጸቂጣ እትሰርሕ ኮይና፣ ሓደስቲ ፊልምታት፣ ኮሜዲታት፣ ደርፍታት፣ ከምኡ"ውን ኣብ ስነጥበብን ኣብ ካልእ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ዝሳተፉ ኣብነታውያን ሰባት ብመልክዕ ቃለምሕትት ብዝተፈለየ ኣቀራርባ ከሺና ናባኹም እተቅርብ ሕጋዊት ቻነል እያ። ስለዚ ክቡራት ተኸታተልትና ነዚ ኣብዚ ቻነል እነውርዶ ቪድዮታት ዳዉሎድ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ብዙሓን ብምውራድ ንረብሓኹም እትትቀምሉ እንተድኣ ሃሊኹም ን ስነጥበባውያን ሃሳዪ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ዘይፍቁድን ኩልኩልን ሙዃኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ!! #AraratEntertainment #DanielJofae Subscribe : / @araratentertainment Face Book : / ararat-entertainment-1... 2nd : / wedieri.esu Twiter : / esseyt WhatsApp, Viber , Telegram : 0046729083046 email : essey.tesfagabr1@gmail.com

Пікірлер: 412
@Özazi10
@Özazi10 3 жыл бұрын
ንሕና ኽኣ ጥበብ ደሊና ሲእናዩ ብድሕሬኹም ጆፋዐይ ምሳይ ትሰማማዕ ላይክ ገጪኻኒ ሕለፍ👍😂
@yohanazekarias1395
@yohanazekarias1395 3 жыл бұрын
Hakika redwan haweyyyy
@Özazi10
@Özazi10 3 жыл бұрын
@@yohanazekarias1395 ❤🙌
@mazayysorry5434
@mazayysorry5434 3 жыл бұрын
ኣቀራርባ 100% ጽቡቅ። በጃኹም የሕዋተይ ፋውንድ ሚ ኣውጹኡሉ ኢደይ ኢልና ነዋጻኣሉ ሞራል ክኾኖ😔❤🙏
@riga8gejeret709
@riga8gejeret709 3 жыл бұрын
ኣበት ድምጺ ይበልልል ጆፋአይ ፍሽክተኣ ህጂ ክትረክባ ኢካ ኣብ ጎንካ ኣለና ። ኣብ ጎኑ ኣለና ትብሉ ላይክ አስከ ።
@user-bw9pp2gu1f
@user-bw9pp2gu1f 3 жыл бұрын
*ጆፋዓይ ያሆ ድምጽካ መዕበድ እዩ ፕሊስ እዝንና በዞም ሓደሽቲ ነቀውቲ እዝንና ጸሚሙ ኣሎ ሓዳስ ደርፊ ዘርግሓልና*
@user-it2fl7yb1t
@user-it2fl7yb1t 3 жыл бұрын
የቀንየልና ARARAT ENTERTAINMENT .....ኣድራሻኡ ምግዳፍ ኣይትረስዑ።
@victorylovetube4285
@victorylovetube4285 3 жыл бұрын
ኣብሪሂሞ ሰላም ድማ ኣቀራርባኻ ቀፅሎ ይብልአካ ንጆፌ ድማ ኣጆካ ኣብ ጎንኻ ኢና ደቂ ኣስመራ በለለይ ጎ ፋውንድ ሚ ተዝኽፈት ድማ ኢደይ አድካ ምበልናዮ
@wedihaile4532
@wedihaile4532 3 жыл бұрын
Kids of 90s like ni jofae habuley
@bb1214
@bb1214 3 жыл бұрын
😁😁😁😁
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
90's hiwet yehlifkum ekum
@balila4937
@balila4937 3 жыл бұрын
ጡዑም ከይ ተባሃለ አባ ጡዑም ጉዜ ሃሊፍ ኣምላክ ምሳኻ ይኩን ዳኒ ሃወይ
@mielamedia8697
@mielamedia8697 3 жыл бұрын
ኣነ'ካ ሓቂ ዘረባ ብዘይምግናን ድሕሪ ባዓል ጆፋዕ፡ይሕደጎ፡ኣብረሃም ኣፈወርቂ፡ዳኒኤል ዱባ ወዘተ ደርፊ ምስማዕ ገዲፈዮ እየ። በዚ ኣጋጣሚ ን እሰይ ዋና ኣራራት ኢንተርተይመንት ክላበዎ ዝደሊ ንዳኒኤል ዱባ ወዲ ገዛውትኻ ከተቕርበልና ይላወበካ።
@desalehabte6564
@desalehabte6564 3 жыл бұрын
ንዝወደቁ ተተስእ smart ዝኾንካ ወዲ
@user-wt5sp4po6p
@user-wt5sp4po6p 3 жыл бұрын
ኣግራብ ክበርሱ ቆጣቁጢ ይነግሱ ክብሃል ሓቂዩ ናይ ቀደም ኮዋኩብቲ ደረፍቲ በሪሶም ናይ ሕጂ ደረፍቲ ከኣ ነጊሶም ኣብ ኩሉ ደርፎም ፍረ ዘይብሎም ንእዝንና ውን ኣናዊጾም።
@onelove2718
@onelove2718 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዒዋላ መቅሰን
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 3 жыл бұрын
Kkkk eza profilka sm mara ashikatni
@user-wt5sp4po6p
@user-wt5sp4po6p 3 жыл бұрын
@@kesetemerhawi9674 ስለ ዘይዓወልካዩ ዝከውን😋🤫
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 3 жыл бұрын
@@user-wt5sp4po6p what do u mean??
@yitebarekgebrehans
@yitebarekgebrehans 3 жыл бұрын
Kkkkkkk salem mexax; 👍👍
@E.God.is-Love
@E.God.is-Love 3 жыл бұрын
🌺ዘርኣብሩክ ሓድጉ ናይጀርያ🌺 ብክራር ገሩ ዝጻውቶ ኣቶኪርካ ተተቅርቦ ጽቡቅ ነሩ። ናይጀርያ ጽቡቅ ህርመት ይጻወት ኢዩ ብፍላይ ክራር ገሩ ዝሃርሞ ይበል ኢዩ። እንቋዕ ብድሓን መጻእካ 🌺ዳኒኤል ጸሓየ ጆፋዕ 🌺ኣጆካ በርትዕ ተስፋ ዘይምቁራጽ ዕድልካ ብቅድሚት እምበር ብድሕሪት ኣይኮነን ዘሎ። ብክራር ገርካ ክትመጽእ ከኣ ይጽበየካ 👍
@abrahamhabtu3184
@abrahamhabtu3184 3 жыл бұрын
ስነ ጥበብ ማለት ምስ ብዓል ጆፋዕ ነይሩ። ድምጺ ከም ቀደሙ ኣሎ Thanks God👍 መርዓ ምጉሊ ኣንጭዋ ክክክክክ ዕድል ኣይገበረትን ንዓኻ ዝጠለመት።
@ggghebreyesus7949
@ggghebreyesus7949 3 жыл бұрын
ብራቮ ኣብረሃም ለባም ሰብ።ነዞም ከም በዓል ጆፋዕ ዝኣመሰሉ ስነ ጥበባውያን ክንሕግዞም መታን ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዘለና ንመያየጥ።ብጥርኑፍ ደረጃ ገለ እንተንገብር ጽቡቕ ኔሩ።ካልእ ኣማራጺ እውን የብልናን።
@oscaryahoo1292
@oscaryahoo1292 3 жыл бұрын
ኣብርሂሞ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናትካ ሕልና ፍሉይ እዩ ጆፋዕ ካኣ እቲ ግሉጹነትካ ማራ ኣድኒቀዮ
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 3 жыл бұрын
ጆፋዕ ኣጆካ ሓሳብ ልብካ ሰሚርልካ ንዓካ ትመስል ተመሪዒካ ውላድካ ክርኢ ሙሉእ ተስፋ ኣለኒ ገንዘብ መጻኢ ከያዲ ዪ ውላድ ዪ ኣብ ዓለም ሃብቲ መን ይፈልጥ እቲ ሕጂ ገንዘብ ዘይ ሓዝኩ ኢልካ ስቅ ኢልካዮ ዘለካ ብደቅካ ትክሓሶ ትከውን ፈታሪ ዕድመ ይሃብካ ድምጽካ ግን ከም ቀደሙ ዪ ዘሎ ኣጆካ ቀጽሎ
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 3 жыл бұрын
ይገርመካ ኢዩ ኣኽኽኽኽ ናይ ዳኒ ኣብ ከምዚ ክወድቅ
@henokhasho3921
@henokhasho3921 3 жыл бұрын
ኣብሪሂሞ ክብረት ይሃብካ ፍሉይ ኢካ ብእነት ንዝውደቁ ከትተስእ ክንድዚ ምጽዓርካ ካብ እግዛኣቢሀር ዓስቢ ክትረክበሉ እካ፡ ጆፍዕ ተስፋ ኣይትቅረጽ ከምቲ ስንክልና በድህካ ምንቅስቃስ ዘይገድፍካዮ ጎሮረካ ከሳብ ዘይኣበየካ ከኣ ምድራፍ ከይትገድፎ። ከም ባዓል ጆፋዕ እዮም ክሕገዙ ዝግባኦም ኣጆካ፡
@nazu3337
@nazu3337 3 жыл бұрын
School life ❤ is never come back again Dani bro God Bless you ❤
@imissyoumom238
@imissyoumom238 3 жыл бұрын
ጆፋዕ ኣስሊ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ 🙏❤ ኣብሪሂሞ ሽኮር ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ❤🙏
@wedieri7008
@wedieri7008 3 жыл бұрын
ጆፋዕ እንቃዕ ብድሓን መጻእካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፋጣሪ ኣብቲ ናይ ቀደም ሂወት ንክትመለስ ክኣ ናይ ወትሩ ጸሎትና እዩ ኣራራት ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም ኣብሪሂሞ ሰላምታ ኣይ ረስዓናን ብሓፈሻ ንኩሉኩም ዓወት ይምነየልኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semharberhe8748
@semharberhe8748 3 жыл бұрын
Ayni hasad ydfnlkum Deki hade lbi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕
@danielzere9480
@danielzere9480 3 жыл бұрын
ኣብሪህሞ ነዚ ዳርጋ ክርሳዕ ቁሩብ ተሪፍዎ ዘሎ ዘመናዊ ሙዚቃ ሃገርና ንምብርባሩ ተግበሮ ዘሎኻ ጻዕሪ ከመስግነካ ይደሊ።ጆፋዕከኣ ኣጆኻ ሞራል ጥራይ ግበር እቲ ከእለት ኣብ ቦታኡ ኣሎ።
@yorsaliemhabtemariam5254
@yorsaliemhabtemariam5254 3 жыл бұрын
እዋይ ቡእነት ዋላ እቲ ኣክሽኑስ ገና እቲ ወኒ ኣለዎ ገለ ዓይነት ምልከት
@philemonafewerki5374
@philemonafewerki5374 3 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ጥዑም ግዜ ይምለስ ኣሎ መስለኒ።
@elltaeri3624
@elltaeri3624 3 жыл бұрын
ባዓል ዳኔኤል አጢፊና እኮ ንባዓል ማማ ትሞተና አላ ጸሚምና ነይርና የግዳስ ዎዮ ማሙኦም ትቕበር አላ ዳኔልሽ አዞሽ የንየ ወድሜ
@josieftek9504
@josieftek9504 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ሰኣን ቁሩብተይ ተስፋ ሂብካ ምትብባዕ ከምዝኦም ዓይነት ስነ ጥበባት ነጥፍእ ኣለና ማለት እዩ ናይ በሓቂ ዝድነቅ ኣቃራርባ ::
@homielovehaile1556
@homielovehaile1556 3 жыл бұрын
ንድሕሪት መሊሱ ዘሕለፍዎ ጥዑም ሂወት ከዘኻኽሮም ዝኽእል ትስፋዉ መንእሰይ ኣብርሃም ብፍላይ ኣብቲ ግዜቲ ዝነበሩ ዓበይቲ የሕዋትና ውን በዚ ኣጋጣሚ ዝኽሮም ዘሐድስሉ ባይታ ተፈጢሩ...keep it up 👏 brother 💯💪
@Eritera137
@Eritera137 3 жыл бұрын
Ewayyyy, high school tezekirotat zelekum eske like habuley nezi hibub dimxawi jofae wedi. Asmera. Xaeda ajoka ab gonka. Alena jofae hawey❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@tedrosneamn974
@tedrosneamn974 3 жыл бұрын
ዳንኤል ጆፋዕ welcome 👍😍
@iseyasrussom1086
@iseyasrussom1086 3 жыл бұрын
ብህር ድምጻዊ ጆፍዕ ሓውይ ክንካዕ ተመለስካና ኣብ ጎንካ ኣለና ኣጆካ ኣይ ትሕመቅ ቀጽሎ ብምጻእካ ብጣዒሚ ተሓግስና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@fenkilshishay2938
@fenkilshishay2938 3 жыл бұрын
ደስ ዝብል መደብ እዩ፡፡ፈተውቲ ጆፋዕ ኣገናዕ በሉለይ
@yonatantesfalem8383
@yonatantesfalem8383 3 жыл бұрын
አዞም መወልቲ ንባዓል ጆፍዕ የዘይትሕግዝዎም እዝንና ኸኣ ናብ ጥዕንኡ ምተመለሰ🤔።
@Lucky.channel23
@Lucky.channel23 3 жыл бұрын
ny gayla endiyom zimwlu b eznina eba yixawetu alewu🤦🏽
@gazella2867
@gazella2867 3 жыл бұрын
Bezinna yitalu ember mixiwat dea dehan endiu
@rozinaemanuel7993
@rozinaemanuel7993 3 жыл бұрын
Jofae you are a super star🤘you have very amazing voice, love your song. Please keep up the hard work.
@abelkael7281
@abelkael7281 3 жыл бұрын
ዳንይ ጆፍ ትዝታ የኤትካና 😍😍😭😍😭 tanks abrahm ንፈዕ ገና ኣልዉና ዝጠፈኡ ይዋሕት ጎግል ደኣ.
@filimonberhane6808
@filimonberhane6808 3 жыл бұрын
Dani wadi beslam mexana 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌💪💯💯💯🙏🙏🙏
@user-og5mc6py7d
@user-og5mc6py7d 3 жыл бұрын
ኣብርሂሞ ዝብሉካስ አንታይ ከምዝብለካ' ኮ ጠፊኢኒ ብጣዓሚ ብሉጺ ናይ ቡሉጻት ኢካ ምኽንያቱ ምውት ተትንስእ (ጠፊኡ ዝነበረ ተጉልሕ ዱሙቅ ጻሓይ ወጋሕታ ኢካ።ዳኒ ሓወይ ኣጁካ ነዞም ናይ 90 እኮ ኣብደይት ገርካና ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን & ሰናይ ዓወት ይምነየልካ ።
@millimeter1030
@millimeter1030 3 жыл бұрын
ጆፋዕ እንቃዕ ናብ መድረክ ስነ ጥበብ ብሰላም ተመለስካ, እቲ ነፈልጦ ድምጺ ኣብ ቦትኡ ኣሎ ቀጽሎ ኢኻ ግን ተስፋ ሙቕራጽ ተጠንቀቅ
@hanatekle1060
@hanatekle1060 3 жыл бұрын
Ezi demxi ezis moral kisen bejaka jofa asmarino kem behadsh moral gerka tesea ajoka zehawey 💪💪💪💪
@twisttech7093
@twisttech7093 3 жыл бұрын
jofae abi seb God bless you my man !!! OLD is GOLD!
@habeshamood1327
@habeshamood1327 3 жыл бұрын
Old is gold
@weldebrukhadgu2248
@weldebrukhadgu2248 3 жыл бұрын
ዋው ከብድኻ ዝበሊዕ ዕላል ጀፋዕ ሓዳር ግበር ኣጆኻ
@NahomtesheArts
@NahomtesheArts 3 жыл бұрын
ጽሩይ መደብ ብጣዕሚ ደስ ዘብል። የቀንየልና 🙏🏿
@tsinatabraha1778
@tsinatabraha1778 3 жыл бұрын
ጆፋዕ ይበል ድምጺ ክሳብ ሕጂ ኣብ ቦትኡ ኣሎ፡ክሕገዝ ዝኮነ እንተዝክፈተሉ ጽቡቕ ነይሩ፡ዝበዝሐ ሰብ ድማ ኣብ ምሕጋዙ ጸቕጡ እንተድዛረብ ጽቡቕ ነይሩ፡ኣብራሂሞ ገለ ሕሰቡላ እዛ ጉዳይ፡የመስግነካ ድማ ንናይ ወትሩ ብሉጽ ፕሮግራምካ።
@mussiemetkel7448
@mussiemetkel7448 3 жыл бұрын
Daniel best singer eritrea I love u forever
@tesfitfeshaye3669
@tesfitfeshaye3669 3 жыл бұрын
Bienvenue jofae🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤ abrhame nay bhaki nefo eka kexelo
@erizenm6987
@erizenm6987 3 жыл бұрын
This the first time I heard he’s voice and I’m in love with he’s voice wow agedsi seb eka keslu pls
@gashtv3856
@gashtv3856 3 жыл бұрын
መንእሰያት 90ታት ፈቃራት ካልኣይ ግዜ ዘይድገሙ🥇 እቲ ዘሕዝን ብኩናት ብስደት ብሰሃራ ብባሕሪ ጠፊኦም ኣሕ ወይ የሕዋተይ። 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@sammygebre8177
@sammygebre8177 3 жыл бұрын
wow ARARAT ዘውጻክሞ ኣምላክ ይተካኣልኩም ብሽም ጆፋዕ ኣዚና ነመስግነኩም!!
@ziyadakulu1649
@ziyadakulu1649 3 жыл бұрын
Gele zihgezelo megedi te tigebru tsbuq neru ❤️🤞🏽ARARAT Ente………!
@tesfalemmeasho1270
@tesfalemmeasho1270 3 жыл бұрын
Abrihmo nay bhaki bravo eka ezi tgebro zeleka asbi kab amlak ktrekbo eka .Gad bless you .
@abduosman2446
@abduosman2446 3 жыл бұрын
Aboy Fikeri maleti jofae yahoo ❤️👍
@sammygebre8177
@sammygebre8177 3 жыл бұрын
wow welcome back ጆፋዕ ንድሕሪት መሊስካና ተፈታዊ ዘይምኖ ድምጹ ባዓል ጆፋዕ ምስ ገደፍክሞ ተዘካሪ ስለው ሙዚቃ ጠፊኡ ሰብገንዘብ ናብ ባራት ወሲዶሞ ናሸቀት ኮይኑ ተሪፉ ኣጆካ ጆፋዕ ኣብ ጎንካ ኣለና ኣብሪሂሞ ብትገብሮ ዘለካ ስራሕ ብጣዕመመ ኢና ነመስግ ቀጽሎ!!
@bemnetgebray6522
@bemnetgebray6522 3 жыл бұрын
ደጊምና ይቀንየልና ኣራራት!!!
@santamarya8972
@santamarya8972 3 жыл бұрын
ጆፋዕ ሓወይ ብመጀመሪያ ናብዚ ትፈትዎ ሞያ እንካዕ ተመለስካ ብቕጻል ካብቲ ናይ ቀደም ብዝበለጸ ሓቦ ጊርካ ኽትስርሕን ኽጽዕርን ይላወበካ አጆካ አብ ጎንካ አለና ፈጣሪ ምሳካ ይኩን #አራራት ኢነተርትመት ከአ ዓወት ይምነየልኩም አብሪሂሞ ከአ i prou of you !!
@dontworryaboutanything3271
@dontworryaboutanything3271 3 жыл бұрын
ኣብሪሂሞ ክብረት ይሃብልና 😍🤩🤩😍❤💞👍💞❤💞❤💞❤👍😍🤩❤❤❤❤🤩😍👍💞❤👍🤩❤🤩😍😍🤩👍❤🤩😍❤❤💞👍🤩🤩😍
@godalwayswzme623
@godalwayswzme623 3 жыл бұрын
Ajoka ajoka jofae hawey bertie
@modeleyabofikiri4169
@modeleyabofikiri4169 3 жыл бұрын
Wow well come kuburat yehwat ahatey shikorinatat edmen tienan yhabkum kuburat sinetebebawun hagerna kexlo mukuratey abrhmo degime edmen tienan yhabka kexlo senay tegbaer njobafe zemxaekalna lubabi misghna yekrblka habibi Dani haweyy edmen tienan yhabka hiji degme ab sinetibeb kitkxlo ymne ajoka ab gonna alena bjerbah eko xeminam alena Ararat entertemn kulu derfat nay jofae xinkum hagzwo like, suscribe, comment nabana gidefwo
@whbet
@whbet 3 жыл бұрын
💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕 thank u Ararat
@Eritreanintertment
@Eritreanintertment 3 жыл бұрын
ጆፋዕ ብህጻነይ ከለኹ ይዝክራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣየ ንእስነት
@nuredinnegash4037
@nuredinnegash4037 3 жыл бұрын
ጆፍዕ ያሆ እሞ ስማ አብዚአዶ ቶግ ከብላ ሰማእታት አዘኪርካኒ ግን ትትዓቀብ ካብ በልካ እምበር ብሓንሳብ አልና ምስታ ኮቢያካ ዝነበረት🤣🤣🤣🤣ስምዕያ ክብላ እየ ጽቡቅ ጌርካ ስማ ዘይምዝካርካ
@mikitube1131
@mikitube1131 3 жыл бұрын
ምስኣ ኣልግብ ኣቢልካ ክኣ ጽረፈለይ
@TrustinGod131
@TrustinGod131 3 жыл бұрын
Telam eba balelaey pls eti hader zagaberala kemaen kendi jofae never ayfeketaen eu belux afekari kasira ganezab telam teble nay yahedogo agabezelaey plssss
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
Sakt koyna mber jofae bedila abey keytema
@YTv_YTV
@YTv_YTV 3 жыл бұрын
ኣብ ዝኽሪ ትህሉ ተሸሚማ፡ምስክነቲ
@Eritera137
@Eritera137 3 жыл бұрын
Chekan ya behaki
@yeibiotekie314
@yeibiotekie314 3 жыл бұрын
Fishiktaka iba naka jufa wedi sinayo welcome back hero kintsibeyeka ina tesfa keytikorts
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 3 жыл бұрын
Thank you Abrish hawina. Titefiiana aleka gin Keep it up Daniel brother
@maxamedmuxudincade3100
@maxamedmuxudincade3100 3 жыл бұрын
Kgermekum ab derfi mrcha FM nay jofae derfi qexali zmerxu zneberku derfi EU so njofae kemzi kemay tefqrwo eske like habuni
@abduosman2446
@abduosman2446 3 жыл бұрын
Well come jofaeno asli 👍👌
@onelove2718
@onelove2718 3 жыл бұрын
ዘመናዊ ደርፊ ተደርብዩ ናይብሓቂ ኣ ተስኣዮ ጆፋዕ ናባካ ዩ ✌❤👑❤✌
@staystrong9256
@staystrong9256 3 жыл бұрын
ግሉጽነት ዘለዎ መስሓቅ ጥዑም ዕላል ጆፋዕ ሓወይ ኣምላኽ ይሓግዝካ ኣጆካ
@teklesenbtmeseret6482
@teklesenbtmeseret6482 3 жыл бұрын
Ajoka Jofano Asmarino ,Seb yehseb amlak yefexim 💫💫💫👍👏
@merhawiberhe4462
@merhawiberhe4462 3 жыл бұрын
Ajoka kexelo jofae xebuk tezekro eu . Wawww
@samrawitisak4324
@samrawitisak4324 3 жыл бұрын
Well done guys ... please bring others too and wish him luck we do have lots of amazing singers so keep bring them !!
@wegahtamiki1368
@wegahtamiki1368 3 жыл бұрын
Thanks av kexali klib kxbe ena NAT jofae deki eri nhagzo nesteyyy tesfa eyu zdeli
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 3 жыл бұрын
Kem bale daniel bsenki mewelti kabe sentebeb kerhku yehzen kab genzeb nebari serah eyu kemrxe nyerwo. Werki zekone demxi hizu mewelti kesen zegerm eyu. Ajoka dani 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@freedomlife780
@freedomlife780 3 жыл бұрын
ኣብርሃም 👌👍🤝🤛❤️🇪🇷bravo jornalist
@yonaszemichael9318
@yonaszemichael9318 3 жыл бұрын
Waaaaaawwww nay bhaki blux sne tbebena jofaey Fshiktaka delina sienayo... pls sne tbeb hagerna nab zemenawi musika mleselna.....
@rawdaabdella4642
@rawdaabdella4642 3 жыл бұрын
Jofa hawey teum gez neru eti gez enitezimiles edimen teinan yihabka 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@menkemakranakran
@menkemakranakran 3 жыл бұрын
Bhaqi abrhimo nemesgneka ndaniel mqrabka bravo jofae dma qesio bejaka nhzbka amnika 💯💯💯💥💥💥💥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@davidsolomon1769
@davidsolomon1769 3 жыл бұрын
We should support him guys
@manchemanche7371
@manchemanche7371 3 жыл бұрын
Aytemerawen 😭😭😢😢😢 eway hawey plz plz knhgzo nxar deki eri.
@samrikidane1312
@samrikidane1312 3 жыл бұрын
Asey get nefetewu rena jufae enkae beselam metaeka bejaka ketelo senetebeb aytegedefo beal jofae mes tefaekum music ab adena bekeyat tekeyeru aberabero eka ajoka Amelak mesaka yekun Aberhemo kea betame ena nemesegeneka ketelo🥰
@abelteklehaymanot7086
@abelteklehaymanot7086 3 жыл бұрын
Good Interview dani doy thanks Ararati
@teklithabtai4433
@teklithabtai4433 3 жыл бұрын
Ab nius edmiu kemzi aynet klet nerwo zgerm eyu fluy tewhbo Jofae jigna God bless eyu.
@senaitnegasi6046
@senaitnegasi6046 3 жыл бұрын
Abrhimo hewey smart hengol dhri beal jofae tgrigna hatimaya
@michaeleteckle343
@michaeleteckle343 3 жыл бұрын
Bemjemerta more Thanks Abrhimo bemeqixal tefieu zinebere jofae enqae beselam mexaka.
@123-2n
@123-2n 3 жыл бұрын
Azina nemesgneka. Jofae dhri aserteta ametat degimna mraynas edl u. Thanks Abrihimo.
@merhawitsehaye6718
@merhawitsehaye6718 3 жыл бұрын
Wow wow 👏
@sahletesfamenkerios4380
@sahletesfamenkerios4380 3 жыл бұрын
Good memory, good Job Ararat, Jofa ka bertie aytitifa
@awetstar6541
@awetstar6541 3 жыл бұрын
Yzkereni 2002 Jofae Jodae ktbl kela eritrea bmla kemeu eyu gin Alem, nebari yelen tarik eyu znebr. Atum sebat nfuat snetbebawyan ytefuna alewu nmlesem netebabayom metan xbah khaysh kab lomi. Aye kedem tuem neyru kbhal si haki eyu. Ararat Entertainment ka btaemi eye zemesgnekum 🙏
@user-fe6wh6cw7g
@user-fe6wh6cw7g 3 жыл бұрын
ኣብርሃም ንፉዕ ቀጽሎ ኣይትሕመቕ ኣጆኻ።
@aman6148
@aman6148 3 жыл бұрын
Well come deqi eri shkor Amlak beayni mhertu ytemetna Amen Amen Amen
@Yakie33
@Yakie33 3 жыл бұрын
Erey adey adi tibeb bitaemi tehagise kemzi gerka mikrabka go head hawey wedi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@yonimiki1020
@yonimiki1020 3 жыл бұрын
ብሓቂ ኣብሪሂሞ መልስካኒ ንድሕሪት ንብዓት ተሓጽበ ዘኪረ ናይ ቀደም ሂወት ዘይምለስ
@semutewolde5897
@semutewolde5897 3 жыл бұрын
ኮመንት ክጽሕፍ ደልየ ግና ካብ ማራ ሓጎሰይ ቃላት ሲኢነሉ ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ ኣብርሃም ሓወይ ከምኡ ወን ዳኒኤል ጆፋዕ ንድሕሪት መሊስኩሙና ዘመናዊ ደርፊ ማራ ጽምኣት ዩ ዘለና ሞ ኣጆኻ ዳኒ ሓውና ኣለና ኣብ ጎንካ 🙏🙏🙏
@bretahomey6960
@bretahomey6960 3 жыл бұрын
Thank you Ararat Entertainment ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@natilaaman6173
@natilaaman6173 3 жыл бұрын
Wana edmen tenan iu Dani hawey nsk ka edmen tena ent hibeka ab kull ket bexhe ika ❤❤❤ teray tesfa zey muquraxe
@zemeneselam
@zemeneselam 3 жыл бұрын
Dani seb tbeb aberabirkana. Ab gonka alena thanks Ararat
@amanbahlbi4397
@amanbahlbi4397 3 жыл бұрын
Waaaaaaw nice ....👍👍👍🇪🇷🇪🇷🙏
@philemonafewerki5374
@philemonafewerki5374 3 жыл бұрын
Abrhimo,all the credit goes to you.
@robelhaileab7018
@robelhaileab7018 3 жыл бұрын
Ewye harmu elomen eko merzen eyen jofae aynye absher nemen fetari God bless you.
@24Reem
@24Reem 3 жыл бұрын
አወዳት ከ እንታይ ገዲፍኩም አወኡ በጺሕካሰ ኩላትና ሐደ ኢና
@Mstir_fkri17
@Mstir_fkri17 3 жыл бұрын
@@24Reem weds ekua abu zeflete nskn gedidknana alekn lomi
@robi3878
@robi3878 3 жыл бұрын
Thanks Azmarino nisntena azkerkana kabetol kebhal kelo yaike heji wen edmen tenane yehabo nikulu Asmarino 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@heit9957
@heit9957 3 жыл бұрын
Yekenelina Ararat Eternment mejemeriya kokob tefieu zinebere bimkirabkum nay behaki zimsgen blux interview kixuru ke abtahti kidefuluna ekum ❤❤❤❤❤❤❤
@anditmebrie6491
@anditmebrie6491 3 жыл бұрын
Ata eza gul tesmo do tehili werhawi 150 euro qerxlu lebu serqki da nabay
@hawisenu7539
@hawisenu7539 3 жыл бұрын
ezna telokot nefeti ete koyenas ketebegso alewa
@eriboywedimachrhi2515
@eriboywedimachrhi2515 3 жыл бұрын
Nay bihaki
@eriangelino7800
@eriangelino7800 3 жыл бұрын
Agreed
TOMAS YEMANE ABERA messages from abolentertainment''
20:31
abolentertainment
Рет қаралды 107 М.
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 24 МЛН
Modus males sekolah
00:14
fitrop
Рет қаралды 10 МЛН
Matching Picture Challenge with Alfredo Larin's family! 👍
00:37
BigSchool
Рет қаралды 52 МЛН
ዳዊት መሕረር ምስ ደንደን  | 2 August  2024 #WediHambir
58:15
Wedi Gash ወዲ ጋሽ
Рет қаралды 9 М.
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 24 МЛН