Interview With Eritrean Artist Daniel Tsehaye (Jofae) Part 2 - ዕላል ምስ ገዲም ስነጥበበኛ ዳኒኤል ጸሃየ (ጆፋዕ)

  Рет қаралды 96,403

ARARAT Entertainment

ARARAT Entertainment

3 жыл бұрын

Welcome to Ararat Entertainment Official KZbin Chanel . © Copyright: Ararat Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ℗ © ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ተኸታተልቲ መደባትና፣ ኣራራት ኢንተርተይመንት ኣብ ዝተፈላለዩ ስነጥበባዊ ስርሓት ጸቂጣ እትሰርሕ ኮይና፣ ሓደስቲ ፊልምታት፣ ኮሜዲታት፣ ደርፍታት፣ ከምኡ"ውን ኣብ ስነጥበብን ኣብ ካልእ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ዝሳተፉ ኣብነታውያን ሰባት ብመልክዕ ቃለምሕትት ብዝተፈለየ ኣቀራርባ ከሺና ናባኹም እተቅርብ ሕጋዊት ቻነል እያ። ስለዚ ክቡራት ተኸታተልትና ነዚ ኣብዚ ቻነል እነውርዶ ቪድዮታት ዳዉሎድ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ብዙሓን ብምውራድ ንረብሓኹም እትትቀምሉ እንተድኣ ሃሊኹም ን ስነጥበባውያን ሃሳዪ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ዘይፍቁድን ኩልኩልን ሙዃኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ!! #AraratEntertainment #DanielJofae Subscribe : / @araratentertainment Face Book : / ararat-entertainment-1... 2nd : / wedieri.esu Twiter : / esseyt WhatsApp, Viber , Telegram : 0046729083046 email : essey.tesfagabr1@gmail.com

Пікірлер: 466
@user-wh8qs2pg9c
@user-wh8qs2pg9c 3 жыл бұрын
ኣንታ ኡይዶ ክንብል በዓል እዚኦም እዚ ድምጺ ሒዞም ክሃሱ እፍሊ ታኒካ ማኒካ እዝንና ከበላሽውዎ ኣይ ካብ ዜማ ኣይ ካብ ግጥሞም ጆፋዕ ዘይምኖ ደርፉ ሓቢቢ
@dawitselam2604
@dawitselam2604 3 жыл бұрын
والله كلمك صحيح Nay bahkei
@dawitselam2604
@dawitselam2604 3 жыл бұрын
Nay bahki
@dawitselam2604
@dawitselam2604 3 жыл бұрын
Nay bahki
@hawisenu7539
@hawisenu7539 3 жыл бұрын
Tay mo kenebl hebubat besnki mehdera genzeb hegedf edom yesanu
@hanibalhanibal4427
@hanibalhanibal4427 3 жыл бұрын
Ja Ykrmka eye Hakaza yblomn Nay Eritrea Artis , asu eyu ati xgam
@positivemind5906
@positivemind5906 3 жыл бұрын
ኣነስ ንጋዜጠኛ ኣድኒቐ ከምዚኦም ዓይነት ዝጠፍኡ ከዋኽብቲ ዘምጽኡ ሎሚ ውሑዳት'ዮም ብራቮ ኣብሪህሞ ጸቒጥካ ስርሓሉ👏🏽👍
@selamselam266
@selamselam266 3 жыл бұрын
@ Loyal Boy.ጹቡቅ አለካ፡ አዚ ጆርናሊስት ክድነቅን ክምስገንን ዘሎዎ ሃያል መንአሰይ'ዩ ☝👌👍👏
@anagoitom9125
@anagoitom9125 3 жыл бұрын
Ya nay bhaki
@meshrefetshow6531
@meshrefetshow6531 3 жыл бұрын
ኣታ ዞም ቻነል ክነፉዑ ኣብ ሳዓትም ሰዲደሙልና ስራሕኩም ኣስሚረላ ኣልኩ ጆፋዕ 1000000 ላይክ ሃቡለይ ደርፉታቱ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ኩሉ ከተቅርቡልና በዓል ምሉእ ተስፋ እየ ጠጥዕሙ
@user-uy8vh5iz5h
@user-uy8vh5iz5h 3 жыл бұрын
ኣየ ብቅዓት ካሴት ድዩ ዋላ ላይፍ ምፍላይ ስኢነ ጆፍዕ ይበል ድምጺ
@yonasmajor8880
@yonasmajor8880 3 жыл бұрын
Live eyu brother
@samsomene5292
@samsomene5292 3 жыл бұрын
ቆሊበካ ጆፍዐይ 1ኮሜንቲ ብርክ ማዓልቲ ይግበረልና ሓባይብ ሞራል ካኣ ንጆፋዐይ ጆፍዕ ንቅድሚት።
@user-bw9pp2gu1f
@user-bw9pp2gu1f 3 жыл бұрын
*ጆፋዐይ በዓል ጥዑም ድምጺ*
@abduahmedin2137
@abduahmedin2137 3 жыл бұрын
ነዚ ድምጺ ሒዝካ ካብ ሰነጥበብ ክትርሕቅ ዓገብ ጆፋዕ ፡ ጸገማት ክህሉ ይኽእል ካልእ ይትረፍ ፒያኖ ባር ክትሰርሕ ትኽእል ኢኻ ኣጆኻ በርትዕ
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 3 жыл бұрын
❤️ኣስመራና ኣደ ኩልና ❤️ጥዑም ግዜ ጆፋዕ ይሕደጎ ተስፋይ ንእስነተይ ኣመቂረን ዘሰነያኒ ብፍላይ ናይ ጆፋዕ ትዝታ ገዲፍኪ🎼❤️
@awetamanuel2189
@awetamanuel2189 3 жыл бұрын
ክንሕግዞ ናምበሩ ሲደዱሉና በጃኩም ከም በዓል ጆፋዕ ኣርቲስቲ ኣይርከቡን ኢዮም በዞም ኣቆልዑት እዚንና መጻወቲ ኮይኑ
@robelkahsay7144
@robelkahsay7144 3 жыл бұрын
በዓል ጆፋዕ ሰኣን ሞራልን ምትብባዕን ኢዮም ዝሃሱና ዘለዉ የሕዋት ስለዚ ነተባብዓዮ
@mussieyemane2386
@mussieyemane2386 3 жыл бұрын
ኣልማዛት ጠፊኦም ብ ሓጻዊን ተከቢብና
@wedieri4827
@wedieri4827 3 жыл бұрын
👌🏿👌🏿👌🏿
@peaceandlove5759
@peaceandlove5759 3 жыл бұрын
Hahahahaha
@meratv9834
@meratv9834 3 жыл бұрын
Hahahaha
@mazayysorry5434
@mazayysorry5434 3 жыл бұрын
🙆‍♀️😂
@haniyemane2040
@haniyemane2040 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkk
@onelove2718
@onelove2718 3 жыл бұрын
ትዝታ ገዲፍኪ ናይ ልበይ ደርፊ 💔😢
@michaelalazar2765
@michaelalazar2765 3 жыл бұрын
ብሓቂ በዓል ጆፋዕ ምስ ጠፋእኩም ኢዩ ሙዚቃ ሃገርና ንታሕቲ ተኖቂቱ ብልቢ ጆፋ ብልጺ ኢካ
@eriangelino7800
@eriangelino7800 3 жыл бұрын
Coca cola band - lol$. What differentiates this artist from the contemporary artists is that he sings deep from his heart. He is a real deal.
@user-nw3qg6vq3c
@user-nw3qg6vq3c 3 жыл бұрын
ኮካ ኮላ ባንድ ክክክ ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ ጆፋዓ ሓወይ።
@abelkiflai6567
@abelkiflai6567 3 жыл бұрын
ጆፋዕ ድምጽካ ብጣዕሚ ሰሓቢ ኢዩ ከምኡ ውን ደርፍታትካ ኣብ ልቢ ሰማዒ ዛኣቱ ኢዩ በጃካ ክብ ስነ ጥበብ ኣይትርሓቅ ይርዳኣኒ ኢዩ ኢዚ ሩጉም ስርዓት ኣደዳ ድኽነት ነብስኩም ከምዘይታኣሊዩ ገሩኩም ኢዩ ስብእነትኩም የሕዲግኩም ሓንቲ ማዓልቲ ክወግሕ ኢዩ
@user-ow6jk1dd4h
@user-ow6jk1dd4h 3 жыл бұрын
ያ ኩሉ ሰብ ከፌዎ ወዝ ዘለዎ ዘይትሪ ዓኽ ደቂ ኤረይ ኣጆኹም ቀሪቡ አዩ ሰሓቅና
@mazayysorry5434
@mazayysorry5434 3 жыл бұрын
Amen💙❤💛💚🙏
@looniesey4428
@looniesey4428 3 жыл бұрын
ኣብርሂሞ ዓቢ ሰብ ብሰናይ ነገርካ ኩሉ ግዜ ኢየ ሕጉስ ስለዚ ብእትሰርሖም ስርሓት ናይ ሕልና ዕጉብ ሙኻንካ ከሐጉሰካ ኣለዎ ኣጆኻ
@alexanderkahsay1801
@alexanderkahsay1801 3 жыл бұрын
አዋይ ድምጺ ይብል ሓቁ አንዲዩ ዳኣ አዚ ናይ ሃገርና ክጥፈአ፡ ንባዓል አዚኦ ክትስዕ ኮልኻ'ሲ ነዚ ናይ ሕጂ ድምጾም ብኮምፒተር ፡ አዝንና ካኣ ብረብሻ ውዲኦምና ዘልዉ ካብዚ መዲያ ኣውጻዮም ይመጻካ ብቃ ኣነኡ ጥራይ ይሓሰብ። GBU Abraham hawey kziom Artist zmxakalna
@demhai4560
@demhai4560 3 жыл бұрын
Wow Jofae is a real musician!
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 3 жыл бұрын
ከምዚ ኣብርሃም ሰብ የለን ከምዚ ትፈትዋ ክዳንካ ምስቲ ዝረሰሐ ክዳን ኣብ ባኮ ዝተቀመጠት ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ክትረባ ከለካ ኣብሪሂሞ ኣብኡ ኢካ ረኪብካዮ ❤️❤️❤️❤️
@planetmd5119
@planetmd5119 3 жыл бұрын
Kemu gerka ni hade kiburi #artist kitgelit mifitani gega'iu
@hiermongebru2651
@hiermongebru2651 3 жыл бұрын
እቲ ዝገረመኒ ነገር እንተድኣ ሃልዩ እዚ ጆፋዕ ዝበሃል ደረፋይ እንታይ ኮይኑ እዩ ጠፊኡ ኣበይኮን ይህሉ እንዳ በልኩ ኣብ ዝሓስበሉ ዝነበርኩ ግዜ እግዛብሄር ደበኽ ኣቢልዎ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ብዝኮነ እንኳዕ ብሰላም ሃለካ ብሰላም መጻእካ ብዓል ጥዑም ድምጺ ከናሪ ድሃዩ ::እወ ጥዑም ኔሩ ግዜ ኣብቲ ሽዑ ግዜ እንታይሞ ህግደፍ መንደፍ መጽዮም ዶሞ ፋሕ ኣቢሎሞ ህዝቢ ብዝኾነ መሊስካኒ ንድሕሪት ሓዚነን ነቢዐን እንታይሞ ዝግበር ነገር የለን እምበር ህዝቢ ኤረትራ ዶ ምወደቐ ኣብ ከምዚ ወረስቲ ናይቶም ጀጋኑ ብሃራት ድምጻውያን ኤረትራ ዕስማን ኣብራር:የማነ ባርያ:ኣብርሃም ኣፈወርቂ እየ ዝሰርዓኩም ንዓኻ: ኣማኒኤል ሞሞና :: ኣጆኻ በርትዕ ተስፋ ኣይትቕረጽ ዝኮነ ጸገም ተልዩ ክኣ ዘይንሕግዘሉ ምክንያት የለን ኣብ ጎንኻ ኣለና ተባዕታይ::
@jorjimehari4249
@jorjimehari4249 3 жыл бұрын
ኣለኻ ዳኒ ሓወይ ከምኣ ኢልካ ኣለኻ ኣብ ዓለም፡እታ ዝፈትዋ ደርፊ ትዝታ ገዲፍኪ በጃኻ፡ክንጽበየካ ኢና ጆፋዕ ሓወይ ኣብሪሂሞ ክኣ ብጣዕሚ ነመስግነካ በጃኻ ጆፋዕ ከምዚ ዓይነት ዜማ፡ይጠፍኣና ኣሎ ሓደራኻ ንኸይጠፍእ ናትካ ኣበርክቶ ልዕል፡ኢዩ
@abduosman2446
@abduosman2446 3 жыл бұрын
Jofaeno u are my favorite artist 5 stars ⭐️ t
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 3 жыл бұрын
ብንእስነተይ ክሰምዖ ከለኹን ሕጅን ምንም ፍልልይ ኣይረኽብኩሉን ድምጹ መድሃኒት ኢዩ ንዓይ ናይ ዳኒ ድምጺ ስለዚ ኢየ ድማ ኩሉ ጌዜ ዝሰምዖ::
@alextewlde3078
@alextewlde3078 3 жыл бұрын
ጆፋዕ ብሓቂ ፍቅሪ ዝኮንካ ስብ ኢካ old is gold
@faniliverpool6732
@faniliverpool6732 3 жыл бұрын
ዌል ካምደቂ ኤረይ 🇪🇷❣️🕊️
@user-jh9du7qd8t
@user-jh9du7qd8t 3 жыл бұрын
ጆፋዕ ናይ በዲር ክላእ እዋይ ዓለም ጠላም ከም ሎሚ እንከይኮነ እዚ እዋን ።በቲ ሓደ ኣንጎሎ ትኸይድ ናይ ጆፋዕ ደርፊ በቲ ሓደ ኣንጎሎ ትጥወ ጆፋዕ ኩላ ጆፋዕ እያ ኔራ ።
@user-gl6uo4pt2h
@user-gl6uo4pt2h 3 жыл бұрын
ጆፋዕ ንዓ በጃኻ ቐጽሎ ትንፋስ ስርዓሉ እዚ ናይ ሕጂ እዋን ዘሎ ስነ ጥበብ ኣብ ሓመድ ድበ ኢዩ ዝርከብ ዘሎ
@user-vh5nx2uq9i
@user-vh5nx2uq9i 3 жыл бұрын
merdaee kkkkkkkkk
@berhanemars8532
@berhanemars8532 3 жыл бұрын
Thanks esay mes Abraham ተዘኩረታት ናይ 90ታት ገርኩምልና ።ዳኒ ካኣ ቀጽሎ።
@yonassk4195
@yonassk4195 3 жыл бұрын
I always think that we need new and progressive singers/artists for the dying modern music in Eritrea. But now I got to admit, Jofa's voice is still mind-blowing. Instead of searching for stars to come, we should energize, encourage, and motivate our living legends so that they can do the work we're looking for. We can always use the service of the legends like Jofa'a. Keep it up Jofaa, I am literally blown away. Much love and respect to Danial, Jofa'a.
@yonatantewelde5025
@yonatantewelde5025 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ጆፋዕ, ደርፍታትካ ወትሩ ተዘካሪ'ዮ::
@Selamhabesha915
@Selamhabesha915 3 жыл бұрын
Star ⭐️ is back ❤️🇪🇷
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 3 жыл бұрын
ሳንጆርጆ መሊስካና ኣለኩም ዶ መንደፈራ
@sabasirak9765
@sabasirak9765 3 жыл бұрын
Alena alena🤩
@fkrihusum1603
@fkrihusum1603 3 жыл бұрын
ትዝታ ገዲፍኪ ኣብ ልበይ ኣቲኪ እውይ ድምጺ😘😍😘
@tedrosneamn974
@tedrosneamn974 3 жыл бұрын
እዋይ ጆፋዕ ከምዚ ዓይነት ሂወት ቅሳነት ዝህብ ዜማታት ደርፍካ ሂዝካ ብምጥፍካ ናይ ብሓቂ በዲልካና ዝሓለፈ ሓሊፉዩ ሕጂ ኣይትርሓቀና💐😍👏🎸🎶🇪🇷❤
@selamyemane157
@selamyemane157 3 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍♥️♥️♥️♥️
@welduJrwoldu
@welduJrwoldu 3 жыл бұрын
Abraham your such a talented journalist ..please dont be discouraged and continue your good work.
@philemonafewerki5374
@philemonafewerki5374 3 жыл бұрын
ጆፋዕ ሓወይ ዘመንካ ክምለስ እዩ።
@filmonhaile7290
@filmonhaile7290 3 жыл бұрын
Eway jofae anes bhiwet zelo zymesleni neru . Enqua bdahan mexaka , bzuh ena kenxebe👑👑
@banasium1894
@banasium1894 3 жыл бұрын
I love his voice 💓💓
@meronyemane5574
@meronyemane5574 3 жыл бұрын
ምስ እዚኦም'ዩ ዘሎ እቲ ህይወት ዘለዎ ጣዕሚ ሙዚቃ, ኣብሪሂሞ ከኣ ናይ ብሓቂ ክትምስገን ዘለካ ሰብ ኢካ። like eski habuley
@amme8559
@amme8559 3 жыл бұрын
ከመይ ዝበሉ ብሉጻት ሰባት ከለዉ ኢና በዚ ጨርባሕባሕ ዝኮነ ደርፍታት ኣእዛንና ጸሚምና ዘለና። ሃልወልና ጆፋዕ ሓውና
@sunshineeri7200
@sunshineeri7200 3 жыл бұрын
My best singer ❤ glad to hear your voice again, pls keep it up
@freemind5454
@freemind5454 3 жыл бұрын
Jofa asli,men alo abzi nay 90th derfi zestemakr.old school memories,
@nahitv145
@nahitv145 3 жыл бұрын
Thankfully ararat entertainment interview for Daniel Jofae 😍❤🙏
@adu8778
@adu8778 3 жыл бұрын
Ararat entertainment ብሺም ጆፍዐ subscribe ገረልኩም ኣለኹ. ጆፍዐ ሱሑል ጎሮሮ አንቃዓ ኣይትርየና መጻወቲ ኾይኑ አዝንና 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@mussieestifanos352
@mussieestifanos352 3 жыл бұрын
ከምዚ ሙዚቃ ክንሰምዕ ኣይትጥፉእና በዓል ጆፋዕ ናይ በሓቂ ኣብሪህሞ ሓደራ ጆፋዕ ተመለሰና
@sirakjrestifanos1306
@sirakjrestifanos1306 3 жыл бұрын
pls ararat ezi derfi qorixkum ab natkum emo zerghwo n jofae kea hagez kikono etom ms bulux kieletom dmxawyan hagerna yqberu alewu Esey pls
@habteokubay7910
@habteokubay7910 3 жыл бұрын
keep going yr hobby nic man
@fenkilshishay2938
@fenkilshishay2938 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ እዩ ኢሉኒ እሰይ ምስ ኣብርሃም ዝገበርኩሞ መደብ ዝጠፉኡ ድምጻዊ ምምጻእኩም ቀጽልዎ።
@happytime3372
@happytime3372 3 жыл бұрын
Jefae memhr tbeb kemem hiwet. Thank you Ararat intertement.hankew elna nxbeyeka hadsh srah hizka ktmexelna God bless you Jefae 🙏🙏🙏
@aneshaebiya5539
@aneshaebiya5539 3 жыл бұрын
I love the guy with saxophone his cool ❤❤
@simonnguse464
@simonnguse464 3 жыл бұрын
5 ወርሒ ኣብ ሱዳን ምሳኻ ቪልያርዶ አንዳተፃወትኩ ኣሕሊፈዮ. አዚ ወለላ ድምጽኻ ግን ሓሊፉኒ. ኣጆኻ በርትዕ ጆፋዕ ሓወይ.
@dctv8334
@dctv8334 3 жыл бұрын
Thanks abrihimo and esey kemziom aynet muruxat snetbebenatat pls nhagzom eziom qrsi snetbeb eritrea eyom.
@samerajamel3694
@samerajamel3694 3 жыл бұрын
ጡዑም ዕላል ኣዛናጋዒ
@bighomie9800
@bighomie9800 3 жыл бұрын
fekar seb eiu bhaki. amilak b genzeb zihgizo seb yifterelu emo degimu bezi dimtsu n afkerty musicn afkertun kimlesom. God bless him. and thank you Ararat. chanelkum tisesin
@yorutesfazion6295
@yorutesfazion6295 3 жыл бұрын
ዳኒ ከብደይ በሊዕኒ 😭💔 ምዚ ኩሉ ትውሆቦካ ኣጆካ ምስ ኣብራሃም ኣልኩ ኣጆካ ንከስ ክንደይ እካ ብዘይ ብቕዓት ዘብሎም ተረበ ኢሎም ተደጊሙ ዘይስምዓ ዝደርፉ ዘለዉ። ዘመንኩም ይቀይሮ ፍረ ጽማኹም ትረክብሉ ህይወትኩም ከሲንኩም ትመርሑሉ። ኣብራሃም ንዳኒ ትገብረሉ ዘላካ ሞራልን ምትብባዕን እዛ ምስብ ምርካቡ ንባዕላ ካብ ገንዘብ ንላዕሊ ናይ ህይወት መቀሮ እዩ ኣጆካ ከጽሎ ዛ ሓወይ 💖
@homesweethome2995
@homesweethome2995 3 жыл бұрын
Jofae ambesa deqi erey beaqmkum hagzwo ekum mequrat❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-xn4nq8sm6d
@user-xn4nq8sm6d 3 жыл бұрын
እዋእ ክንድዚ ድምጺ ሕዝካ ምጥፋእ ዝገርም እዩ ኣታ ናይ ሎምስ ቲምልካ እዩ በጃካ ኣብ እስቴጅ ዘይደግምዎ እኮ ገለ ገዲፍካ ኣጆካ በርትዕ ኣብ ጎንካ ኣለና ጆፋእ
@bemnetgebray6522
@bemnetgebray6522 3 жыл бұрын
Tack ARARAT Entertainment!!!!🌱
@robelkidane7335
@robelkidane7335 3 жыл бұрын
ብልቢ ትምስገን ጋዜጠኛ ቀጽሎ ኣብ ሰራሕካ ኣብ ጥዕናኻ ዓወት ይምነየልካ
@tesfitfeshaye3669
@tesfitfeshaye3669 3 жыл бұрын
Bienvenue ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@temesgenokubay1794
@temesgenokubay1794 3 жыл бұрын
Ma best singer ❤️🇪🇷
@efiteykm3832
@efiteykm3832 3 жыл бұрын
First of all thanks Ararrat intertement And also abrham with all co workers Keep it Gofae hawey 🙏✌👍🏻👌.
@cinemaroma9985
@cinemaroma9985 3 жыл бұрын
ዝገርመኒ ነገር ጥበብሲ ምሳኻ'ዩ ዝፍጠር ባዕልኻ ተምጽኦ ኣይኮነን ስለዝኾነ ከኣ በዓል ጆፋዕ ንከባቢ 20ዓመት ካብ ስነ ጥበብ ርሒቆም ኔሮም ግን ክሳብ ሕጂ እቲ ጥበብ ምስኦም ኣሎ።
@yohanahagos8765
@yohanahagos8765 3 жыл бұрын
Yas🥰🥰
@filmonabrahamgebreyesus2499
@filmonabrahamgebreyesus2499 3 жыл бұрын
Waw. Jofae geleaynet dmxii fetari edmen teenan Yhabka i hope ab kereba. Hadar ktgebr
@teamsongoldneh1057
@teamsongoldneh1057 3 жыл бұрын
Thanks more abrihimo & ararat entertainment njofae hbue kokob delikum mmxaekum
@semeregirmay6741
@semeregirmay6741 3 жыл бұрын
ኣነስ እዛደርፊ ማራ ኢየ ዝፈዋ መን ከም ዝደርፋ ግን ይፈልጥ ኣይነበርኩን ስለዚ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግን ኣራራት ምስ ኣብሪሂሞ የቐንየልና ጆፋዕ ከኣ ኣጆኻ ከምዚኦም ሰባት ክንከስሮም የብልናነ ሞራል ሞራል ሞራል በቃ ሞራል
@asterbeyene2730
@asterbeyene2730 3 жыл бұрын
Thanks Ararat nijofae miedamkum, GBU Jofae hawey
@husseinkulluha9951
@husseinkulluha9951 3 жыл бұрын
Betezeta ember ne qulenetna azekirkana ! Edmen tenan yehabka living legend Joafe & Yeqenyelna Ararat ❤️❤️🙏
@yobielasmerom1835
@yobielasmerom1835 3 жыл бұрын
Ake Asmera shikor azekirkana jofae hawey thanks ararat 😭😭😭😭
@tesfaldettewelde7027
@tesfaldettewelde7027 3 жыл бұрын
Enkae bdehan mesala jofae hawey
@TesfahiwetGere
@TesfahiwetGere Ай бұрын
Dani malet werqi senselet ❤❤❤❤
@letumeksen2831
@letumeksen2831 3 жыл бұрын
Jofae abi seb admean teanan yhabeley fetari 🙏🙏🙏💒telefon habuna Esey
@rawdaabdella4642
@rawdaabdella4642 3 жыл бұрын
Jofa hawey temelesena begaka edimen teinan yihabika dimixikasi gele alewo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@godalwayswzme623
@godalwayswzme623 3 жыл бұрын
Wawwww nice job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 thanks abrihimo
@mazayysorry5434
@mazayysorry5434 3 жыл бұрын
ኣው ኣነስ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ብናይ ጆፋዕ ኢንተርቪው በጃኹም ፉቁራተይ ሞራል ንሃቦ ብዝኮነ ይኹን❤🙏
@user-rz7hz9os2w
@user-rz7hz9os2w 3 жыл бұрын
ኦይይይይይይይይ ጆፋዕ ኣግዲዕካና ናዓና ያ አዚ ኩሉ ድምጺ አዋይ ናብራ ሕሱም ኣጆካ ዳሓን
@esiabu8665
@esiabu8665 3 жыл бұрын
Waw thanks Daniel jofae,amazing talent please keep it up,great interview,thanks Abrihimo you have a big heart.
@wedihaile4532
@wedihaile4532 3 жыл бұрын
Thanks Ararat.
@user-wi2ph3sx9j
@user-wi2ph3sx9j 3 жыл бұрын
ጆፋዐይ ሓንቲ ግጥሚ ኣላትኒ ክህበካ ትደርፍ ዲኻ
@salitahabtemariam2914
@salitahabtemariam2914 3 жыл бұрын
Dani zban tibeb eleka alehu ktgedfo key thasb ezi zmesl dmxi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@goytomtevez5217
@goytomtevez5217 3 жыл бұрын
Welcome Daniel tsehaye jofae
@MT-kg1dl
@MT-kg1dl 3 жыл бұрын
Live performance yebluka kemzi u!!! Good job excellent vocalist amazing musicians!!! Thanks Ararat!!
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 3 жыл бұрын
Thanks Ararat. Abrihiley as usual you are the best 🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏
@yacobghebrengus4850
@yacobghebrengus4850 2 жыл бұрын
Old is gold ✨️ keep going dani hawey
@Eritrea19913
@Eritrea19913 3 жыл бұрын
Waw long time song thank you so much for memory 😘😘😘👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hiyabnatey6240
@hiyabnatey6240 3 жыл бұрын
Thanks ararat zitfe werki amxikumlnka edmn Tinan jofa
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 3 жыл бұрын
Welcome Dani my favorite artist ever.
@tommygebar1930
@tommygebar1930 3 жыл бұрын
ኣቺደንተ ! እዚ ድምጺ ዚ እሞ ምስዚ ዘሎ ጫውጫውታ ኣይራኸብን። ኣጆካ በርትዕ ክቡር ስነጥበባዊ።
@senaitisaak9903
@senaitisaak9903 3 жыл бұрын
Atum sebat yebeki aleku ezom sne tebebawyan adena si tewetsom kemzi gerna nehagzom tanks Ararat kea
@erey2564
@erey2564 3 жыл бұрын
Well done Ararat entertainment 👏👏
@semharlove1288
@semharlove1288 3 жыл бұрын
Kemey zebele kolobeu eyu bejaka megerameye dédie behaki. Derfetatu abe lebey alo gen meselu ayeneberenenne .thanks more Ararat entraînement
@merhawitkifleyesus6092
@merhawitkifleyesus6092 3 жыл бұрын
Enko bedehan mexiaeka Jofae abi seb amlk edmen teanin yihabika 🙏🙏🙏🙏 best music for ever ♥️ welcome back 👌👌👍👍
@asmeralove4327
@asmeralove4327 3 жыл бұрын
Asey shikorat deqi Adey marey❤ yeble akadadna dese ktblu🥰 Egzabher yehalkmu 🇪🇷🙏🇪🇷
@hadgumana9092
@hadgumana9092 3 жыл бұрын
Woww jofae kabtom zednqom derafay eka emo ajoka qoxulo kenari demxi zekone aleka ❤❤❤✌
@jelinaman317
@jelinaman317 3 жыл бұрын
God bless you Dani hawy ..... tnz Ararat entertainment
@temesghenghezai1
@temesghenghezai1 3 жыл бұрын
wowww thank you ararat n dani amxikumlna..... musicians kea aziyom nfuat.
@reduasli1472
@reduasli1472 3 жыл бұрын
Nay bahaki abi seb kubur seb ekum amxikumlna qexlwo hayal snetbebawi meseta abeytn qedamoten pless 🙏 gn semenawi ena knxbe kabaka gayla n semun u mesaesiei ksab hadash tmexie slezi kemqedemki nebari jofaey 💪🇪🇷❤️🥰👏👏
@biniamandom2982
@biniamandom2982 3 жыл бұрын
Beal ezi ktefus sik elka eyu music nay eritrea msom tefiu tnx #ARRARAT ENTERTEIMENT
@user-ep4ok8qf8s
@user-ep4ok8qf8s 3 жыл бұрын
Wawwww w Ararat tibehal ala abiziy adiy jechermela azekurkumunuy ajokum dekedey ♥️♥️♥️♥️👈👈👈👈👌👌👌
마시멜로우로 체감되는 요즘 물가
00:20
진영민yeongmin
Рет қаралды 33 МЛН
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 8 МЛН
تجربة أغرب توصيلة شحن ضد القطع تماما
00:56
صدام العزي
Рет қаралды 60 МЛН
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 9 МЛН
Henok Tekle (Wari) - Tki | ትኪ - New Eritrean Comedy 2018
24:28
Delina Galey One (Eritrean Music)
5:24
Thomas Alazar
Рет қаралды 489 М.
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
0:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 13 МЛН
😱ВСЕМ БЫ ТАКИЕ СТАЛЬНЫЕ НЕРВЫ
0:18
MEXANIK_CHANNEL
Рет қаралды 10 МЛН
When an RV meets a zombie outside #rv
0:21
campingWorld
Рет қаралды 30 МЛН
Аниматоры в форме СПЕЦНАЗА: Именинника разыграли
0:21
Собиратель новостей
Рет қаралды 3 МЛН
Good job hero. #shorts #fyp
0:20
Gbeckett12
Рет қаралды 48 МЛН
😱ВСЕМ БЫ ТАКИЕ СТАЛЬНЫЕ НЕРВЫ
0:18
MEXANIK_CHANNEL
Рет қаралды 10 МЛН