KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
part-2 ጥዑም ዜና ድንግል ማርያም
50:10
ጥዑም ዜና ድንግል ማርያም
50:18
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
Теперь ты понял, кто Я такой | 5 серия | Сериал "ПрАкурор"
22:48
Learn Colors Magic Lego Balloons Tutorial #katebrush #shorts #learncolors #tutorial
00:10
How Much Tape To Stop A Lamborghini?
00:15
ኣስተምህሮ ሰማንያን ሓደን መጻሕፍቲ 1ይ ክፋል
Рет қаралды 6,868
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 8 М.
Mergieta Mehari Feshatsion
Күн бұрын
Пікірлер: 99
@kisanetkisanet-c1p
2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርና
@abrahamghebru8562
5 ай бұрын
Amen Amen Amen Qal hiwet yesmealna kubur mergieyta Nay agelgulot zemenkum ybarkelkum 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️
@tube-yu8vs
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይስመዓልና መምህር ምርጌታ መሓሪ ዑድመን ጥዑናን ይሃብኩም እግዛብሄር ኣምላኽ
@taodoks7749
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna
@ኣደኣምላክድንግልማርያምኣ
4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna nay bhaqi medhanialem xega ybzhalkum memhrey
@Greenbrather
9 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምስዓልና መምህር ኣምላከ ቅዱሳን ጸጉኡ የብዛሃልኩም❤❤❤❤
@bereketrufael1523
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና መምህርና መሪጌታ መሓሪ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ዓስቢ ቅዱሳን ይሃብኩም።
@habtomgere5309
4 жыл бұрын
Amlak nay agelglot zemenkum ybark mrgeta mehari
@5melat99
4 жыл бұрын
ኣያና ቃል ሂወት የስመዐልና
@እግዚአብሔርኣምላክይ-ዘ1ሸ
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
@hilanaamro8662
4 жыл бұрын
አሜን አሜን ቃል ሂይወት ይስማልን ስላም ይብዛልኝ
@merhawizereslasie8862
4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna egziabhier exfn drbn geyru xegu yebzhalka mergieta mehari
@robelghirmay6400
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna nay bhaki senay tmhrti ✝️🙏❤️
@elsaande6928
4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna amen
@rahelguesh7680
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓለሂወት የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላከክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣቦና
@እግዝኣብሄርጋሳየይዩ
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የብዝሓልና መምሂር።ኢግዛኣብሄር ሙሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ይሃብኩም
@petrosnegash6428
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መ/ም/ቅኑዕ ሰብ መቸን ኩሉሳዓ ተቃወምቲ እዮም ዝበዝሕወ እዚ ክኣ ኣብ ቅኑዕ ከምዘለካ እዩ ጽገልጽ መንም ሽግር የለን ብዝኮነ ዝመጽኣኩም ሕቶ ኣስተዊዕልኩም ጥራይ ምምላሶም እዩ አመ ኣምላክ ብጸሎታ ትሓልኩም ብዝያዳ ክኣ ብውልቂ ደዊልኩም ኣረድእዎም እንበር እዝዮም ከምዚ ዓይነት ሕቶ ዝሓቱ ጾሎት ዘይ ገብሩ ዲያብሎስ ዝሰሮሮም ኣብ ምንታይ ከምዝኣሙኑ ዓቅሎም ዝጸበቦም ሰባት እዮም አሞ እስከ ሕስብ ነብሎ ናትና እምነት መጀንበርያ ከምዚ እዩ ኢልካ ምሽ ትምህረና ናይ እከለ ድማ ከምዚ ኢሎም ይኣምኑ እዚ ጊጋ እዩ ዘይ መጽሓፋዊ ቅዱስ እዩ ምባልሲ እንታይ ጸገም ኣለዎ እንበሽ ንዓናስ ይበርሃልና ከማን ባቦታትና ወን ስኣን ኣታራጉማ ምጽሓፍ ምፊላጥኩም ትጋገዩ ኣለኩም እንድዮም ዝብልዎም ብዝኮነ ከምቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ዝበሎ እዩ ዘበኑ ሕማቅ'ዩ ኢሎዎ እዩ ምጥንቃቅ ዘድልዮ ዘብን ሎም ኮይኑ ይስምዓካ
@merhawigirmai7830
4 жыл бұрын
ጹቡቅ ኣሎካ ።
@Ereytsda
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም መርጌታ መሓሪ ኣምላከ ቅዱሳን ብዕድመን ጥዕናን ይዓበልና።
@ሰብመክሰብኢዩ
4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ እንካዕ ብሰላም መጻኩም ሃንቀው ኢልና ክንጽበየኩም ቀኒና ቃል ሂወት የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Adiam-4818
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna kubur memhrina ,Egziabher xegiau yebzihalkum
@meri2336
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህረይ እግዚአብሔር ኣምለኽ ጸጉኡ የብዝሐልኩም ናይ ኣብታ ናይ ዘል ዓለም ዓለም ተዋህዶ ሃማኖትና ክነብር እግዚአብሔር ኣምለኽ የሓግዘና ጾሎት ናይ እመ ኣምለኽ ድንግል ማርያም እዩ ፈለየና
@teamehaile7097
4 жыл бұрын
Amin kale hiwet ysmalna ysmealena abona
@habtomyemane9995
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna memhrey zeben Agolgulotkum egziabhier Amlak ybark
@samrawitaron2422
4 жыл бұрын
ኣሜን ቃልሂወት የስመዓልና
@ኪዳነምህረትኣደይኪዳነምህ
4 жыл бұрын
እሰይይይይይይ ንፉዕ መምህር ዳ ንመናፍቃን መምህር ሓወይ እድመን ጥዕናን ይሃብካ
@tsigereda2299
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ
@adeymariam7899
4 жыл бұрын
eway megletsi eye zesenelkum nay agelgilot zebenkum Zetebareke ykun
@teweldeberhe3110
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ የስፍሕ ጥዑመ ልሳን ሓወይ።
@tesfitbereketeab3041
4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህራጪን መር መርጌታ መሓሪ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ እግዚኣብሄር ይባርክ
@teweldemedhinbrhane4689
4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና መርጌታ መሓሪ ሓውና
@natugerie9875
6 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna ❤
@ትባዕጽናዕ1
4 жыл бұрын
Egziabher amlak kal hiwet yesmealna xegu yebzehalkum mergieta mehari
@abanob6598
4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hewet yesmalna abona egziabher edmennn tenannn hibu nay agolgulot zebenkum yebarkelkum kab xelatkum qudesanu geyru yekalakelekum nana ka ayne lbonana kefitu abe lebna yehedrelna
@brhanegebreabzi8506
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ንፉዕ ጨዲዳ ምውዳስ ደኣ ከይከውን እምበር የዕገርጊርካዮም ነዞም ቀይዲ በተኽስ ኣጆዃ ኣትሸልቹ በርትዕ ፈጣሪ ይሓግዝካ
@abuuuu8322
4 жыл бұрын
እንቋዕ ናህባ ኮነ፡ፍልጠቱ የሰስነሉ ኣምላኽ።
@merhawigirmai7830
4 жыл бұрын
።
@natuabraham612
4 жыл бұрын
ናይ ሕይወት ቃል የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሕ ፈጣሪ መታን ክሕሸና ሃልወልና
@tesfaslasietesfaslasie5303
4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለሀሕይወት የስምዓልና!!!
@habteabeyob7391
4 жыл бұрын
amen amen amen kal hiwet yesmalena merigat hawena❤⛪💒🤲
@tewelde9778
4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና እሴት ናይ ጻድቃን፥ ዓስቢ ናይ ትጉሃን ይሃብኩም መሪ ጌታ ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ።እመ ቤቴ ጽላልኩም ትኩን ፡።
@teamesmon3886
4 жыл бұрын
Quake hiwet yesmalna kbur hawna
@abedomtesfahiwet4397
4 жыл бұрын
Nay behaqi des zebl tmhrti yesmaalna. Nay agolgulot edmekum yebzhalkum egziabher amlakna!!!
@maftrsfam
4 жыл бұрын
ጽቡቕ ትምህርቲ መሪጌታ ቃለ ህይወት የስምዓልና ጸጋኹም የብዝሓዮ
@bisratbirhane2743
3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna mergeta hawey
@gezaeteklay1802
4 жыл бұрын
Qale hiwet yesmalna mergeta memhrna tsega ab leli tsega yiadlkum Egziabher
@tarikabreha1600
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና ዘበን ኣጎልጉሎትኩም ይባርኽ።
@kehab0408
4 жыл бұрын
amen..amen..amen..qalehiwet...yesmaalna.memhrena edmen tenan yhabkum GOYTA senbet eyosus kurustos kefate mstir. wehabi hibu zeywdO legas amlakna. xeguEu yebzhalkum abEmnet abotatna yefexmena
@nevegiveupghebrehiwet3485
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Qule hiwet yemana Memeher Mergieta Amlak Xega yebzehanka
@slexyonsqaynbln
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ናይ ኣጎልግሎት ዕድመኩም ይባርከልኩም ኣምላክ
@deyakontekela4384
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መርጊታ ማሓሪ ካልኣይ ክፋል ብሰላም ንጽበ ብሰላም ሙጹነ
@dawithabtemichael242
3 жыл бұрын
Qale hiwet yesmealna
@ክብሪንኣምላክ
4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መምህርና ሓጺርን ንጹርን መልእክቲ።
@ሕልሚኣለኒክርስቶስሳምራ
4 жыл бұрын
Amen qal senay yesmalna
@awetatoytvantor6051
4 жыл бұрын
Amennn qal hiwet yesmlna memher m.mhera nay aglagta edamkum egzibiher amlak yebrklkum nay bhaqi kulu temhertkum xeryo kem maya neghu egzibiher amlakna zetmesgan ykun nakum zehbna
@ዮናስ-ጰ6ዐ
4 жыл бұрын
ኣሜንንን ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር መምህርና መርጌታ መሓሪ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ !!!
@samsomkifle7848
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmana abona zemen hiwetkum Amlak yebrko
@shishayadgoy43
4 жыл бұрын
Amen kal hiwet yesmalna des zbl tmhrti eu
@wehazittekleab7995
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓልና መምህርና መምህር መርጌታ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
@yemanebereke6852
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ንዓኩም ካኣ ደኪምና ከይበልኩም ብትህቡና ቃል ሂወት ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርከሉም ፡
@ስቅጥዕምወዲፖሊስ
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር መርጌታ ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ
@BiniamTeame-i2r
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gebriesniguse3585
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna M/mrgieta Mehari. Ezi abear kem fqad amlak Hanti hto khat. Mexhafo kufalie men xihfwo abzi teqskuma men kem zxehfo gen aygelekuman.
@merhawigirmai7830
4 жыл бұрын
ሊቀ ነብያት ቅዱስ ኣቦና ነቢ ሙሴ ።
@gebriesniguse3585
4 жыл бұрын
@@merhawigirmai7830 OK, egziabhier yekbreley zhawey
@merhawigirmai7830
4 жыл бұрын
@@gebriesniguse3585 ኣሜን ንኩሉና ።
@luwamteklay4001
4 жыл бұрын
AMEN kale hiwet yesmalna memhrey
@zahramohamed8677
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ተመሰገንኣምላክ-ደ2ኘ
4 жыл бұрын
ኣስይይይይይይይ ተመሰገን ኣምላክ ንዓኩም ዘሃበና መምህርይይይይ ዳሓን ኣጆኩም አዞም ሂማቅ ሕቶ ውን ካ ብዘይ ኣጋባብ ዝሓቱ ዘልዉ ካ ካብ ኦርትዶከ ውጻ አዮም ዝኸኑ አንብር ካብ ሓደ ከርስትያን ከሙ ዶ ይውጺ ይኽወን ከም ፍቅድ ኣምላክ መምህር ሓወይ አዛ ናይ መሃልይ መሃልይ ትርጉም ንድሊ ኣልና አሞ ግዜ ኣብ ዘልኩም አባ ሓደ ብሓደ ኣርዱና ኣምላክ ሓይሊ ይሃብኩም ከምዛ ናይ ሃዋርይት
@ምልእተጸጋ
4 жыл бұрын
እንዃዕ ብስላም መጻኹም መርጌታ ሓውና ቃል ሰናይ የስማዓልና
@tesfafqri8289
4 жыл бұрын
ቃለ ሂይወት የስመዓልና ፡በሓቂ ደስ ዝብል ቃል ሰምእካዮ ዘይ ምኖ ፡ ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርኩም ወላዲተ ኣምላክ እመ ብርሃን ትሓልወኩም ፡።
@efremtewelde2328
4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna btami nemsgn amlak xegu yebzhalkum
@zerayestifanos2677
4 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ምርገታ ሓወይ አግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ።
@asmeromlebassi1309
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን፥
@MeksenHaile
Жыл бұрын
ካልኣይ ክፋል እንዳ ተጸበና ኢና መርጌታ
@weldemariamtesfamariam2360
4 жыл бұрын
Amen(3) qal Hiwet yesmalna
@ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ
4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና
@iseyastewelde5852
4 жыл бұрын
qale'hiwet yesmaelna kubur agelgali ortodox'sawit. B sm weladi qdsti dingl Mariam kmhxenekum Tesfa zequrx zereba n zzarebu semiekum tesfa aytqurexu! Amlak zemene agelgulotkum ybarkelkum! Amen ³
@adisubeyan7369
4 жыл бұрын
Qale hiwet kaym sheli amlak xegeu yebzhalkummmm
@kinfetareke6703
4 жыл бұрын
qalehiwet yesmealna
@robeltekle1596
4 жыл бұрын
Kalhiwet yesmealna mergieta hawey
@deyakontekela4384
4 жыл бұрын
እቃ ብሰላም መጻእኩም መምህረይ
@selinatekle1668
4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna egziabher xegu yebzhalkum 🙏❤️
@merhawigirmai7830
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ። ካምዚ ዓይነት ዘደንቅ መልሲ ኣይሰማዕኩን ፡ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይጸጉውኩም መርጌታ ። እቶም ሰነፍ ሕቶ ዝሓቱ ድማ ፡ ክልተ ነገር እዩ። ሓደ ቅንኢ ፡ ካልኣይ ምምላስ ስለ ዝከብዶም ጥራሕ እዩ ። 2ይ ክፋል ብ ሃንቀውታ ንጽበ ኣሎና ኣይትዶንጉዩና ጥራሕ ሰላም ቅነ ንኩሉና ።
@gerietekle6570
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማልና መምሕርናን ሓውናን መርጌታ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ተረዲእና ግን እቲ ቡድምጺ ዘሎ ቡጽሕፈት እንተላይ ተትስደደልና ብፌስቡክ ወይ ብዝጥዕመኩም መጽነዓናያ ነርና ጽቡቅ ኣጋላልጻ እቲ ኣስማት ምእንቲ ክርዳኣና እይለእየ ይቅረታ እዝግን ናተይ ርኢቶ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ መርጌታ ማሓሪ።
@merhawigirmai7830
4 жыл бұрын
ጹቡቅ ሩኢቶ Gerie Tekle .
@hawimiki3986
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና፡ መርጌታ ሓውይ፡ወላዲተ ኣምላክ ሊሳን፡ሓይሊ፡ድርዒ፡ትኹንካ። ከም ፍቓድ ኣምላክ፡ሕቶ ክሓትት፡ኣብ ዝጠዓመካ፡እግዚኣብሔር ብዘኽኣለ ክተብርሃልና ብትሕትና ይምሕጸን። 1)ንምንታይ ቅዱሳት መጻሕፍትና ካልኣይ ቆነና ብዝብል ተፈንጭሎም ተፈሊዮም፡ 2)ኣቆጻጽራ፡ናይ ቅዱስ ሂኖክን፡ናይ ቅዱስ ዲሜጥሮስን፡እንታይ ኢዩ ፍልልዮም፡ቅድስት ቤተክርስትያና'ከ ቅድሚ ናይ ቅዱስ ዲሜጥሮስ በየን ትቖጽር ኔራ፡እቲ ትቖጽረሉ ዝነበረት እንታይ ስለዝኾነ'ኸ ኣብዚ ተኣትዮ፡ናይ ቅዱስ ነቢ ሄኖክ ኣቆጻጽራ'ከ ከመይ ኢዩ፡እንታይ ስለ ዝኾነ ኢዩ፡ንሱ ተሓዲጉ፡ቅዱስ ሄኖክ'ስ ነቲ ናቱ ቀመር ካብ እግዚኣብሔር እንድዩ ተዋሂብዎ፡እዚ ኣቆጻጽራ ናይዞም ቅዱሳን ኣቦታት ከ፡በበይኑ እንተ ኮይኑስ ፍልልይ ኣየምጽእን ዶ። እግዚኣብሔር የክብረለይ፡ኣምላከ ቅዱሳን ምስኩልና ይኩን።
@mezgebeamine2672
4 жыл бұрын
መምህርናን ሓውናን መርጌታ መሓሪ እንታይ ክንብለኩም ቃል ኣምላክ ንክትሰብኩ ኣምላክ ዝሃረየኩም ስለ ዝኮነ፡ከምቲ ዝመሃርኩሙና ምሳሊኡ ብእግሪ ፍጻሚኡ ፡ድማ ብግብሪ ክንቱ ወላዲነ ኣምላክ ብጸግኣ ትደግፈና ፡ነዓኩም ድማ ኣክሊል ዓወት ኣምላክ የንብረልኩም ።
@merhawigirmai7830
4 жыл бұрын
ኣሜን ቀሺ ኣሚነ ሓወይ ።
@asmerashow2262
4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት ይስማልና ሕቶ ኣለኒ. መዝሙር ዳዊት መን xihifwo?
@merhawigirmai7830
4 жыл бұрын
ልቢ ኣምላክ ቅዱስ ዳዊት ወዲ ኣቦና እሰይ ።
@helendaniel6372
4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓለይ መምህር ብዛዕባ እዘን ኣብ መወዳእታ ዝገለጽኩመን 4 መጽሓፈ ሲኖዶስ'ሲ መግለጺ ሃቡለን ?
@weynihagos5835
4 жыл бұрын
እሺ ብልቢ ነመስግን ጽፉፍን ንጹርን ሓቢሬታ ሂብካና ኣለኻ ተግበርትን ኣምዓራሪና ብግቡእ ክንርዳእን ልቦናና ይኽፈተልና። ዕድመ ይሃብካ።
@nevegiveupghebrehiwet3485
4 жыл бұрын
Menafkan this is time back to Orthodox Tewahdo
@ክብሮምመሓሪ-የ7ቐ
4 жыл бұрын
መርጌታ መሓሪ ሓውና ካብ ጊዘ ናብ ጊዜ ተኸታተልቲ እዚ መደብካ ይውሕዱ ከምዘለዉ ርዱእ ነገርዩ፡ ነዚ ድማ መፍትሒኡ ኮ ፡ በቲ ተደጋጋሚ ጊዘ ዝሃብካዮ ናይ ስሕተት ትምህርቲ ዩ ሰብ ሰንቢዱ ዘይናትና እንዳበለ ዝኸደ'ሞ ፡ ሕጂ ኣነ ዝመኽረካ ብግልጺ ናይ 5 ደቓይቕ ዋላ ትኹን ከም ፕርግራም ቅድሚ ሕጂ ከምዚ ኢለ ምሂረ ነይረ ሞ ብከምዚ ይተኣረመለይ ተጋግየ እየ ሞ ይቕሬታ ግበሩለይ ህዝበ ክርስትያን በል፡፡ ንኣብነት ኣብቲ ምስጢረ ስላሴ ሰራጽን ኣስራጽን ፡ ወላድን ተወላድን ሕዉስውስ ዝበለን ዘይ ኦርቶዶክሳዊ ኣንድምታ ትምህርቲ ብዙሕ ሰብ ስለ ዝተዓዘበካ ነዚታት እክብ ኣቢልካ ይቕሬታ ሕተተሉ በዚ ቻነልካ። ኣጆኻ ይቅሬታ ምባል ናይ ለባማት መንገዲዩ ኣይትሕፈር። እንተዘይኮይኑ ግን መብዛሕቲኡ ሰብ ሃዲሙካ ከምዘሎ ባዕልኻ ትፈልጦ ኢኻ፡፡
@merhawigirmai7830
4 жыл бұрын
ሰላም ክብሮም መሓሪ ። እዚ ትብሎ ዘለካ ናትካ ናይ ግልካ ሓሳብ እዩ ። ግን ሓደ ታሪክ ከዘክረካ ,,,,,,,,,, ፍቀደለይ ! ካብ ቡዙሓት ን ጎይታ ዝክተሉዎ ዝነበሩ እኮ 120 ጥራሕ እዮም ነይሮም ቁኑዓት ተከተልቲቱ ------------ ------------ ------------ ን ኩቡር መምህርና ሰባኪ ወንጌል መርጌታ ምሕረተኣብ ድማ ,,,,,,,,,,,,,,,, ካብ ኩሉና ሓደ ቁኑዕ ኦርቶዶኩሳዊ ተረኪቡ ኣብ ሰማይ ዓቢ ዓስቢ ኣሎዎ ። ---------- ---------------- ---------
@ፍቅሪህያብፈጣሪአዩ
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና መረጌታ ማሓሪ ጸጉኡ የብዝሓልካ ብሓቂ ኣገዳሲ ትምህርቲ እዩ
@kikidebesay48
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna
50:10
part-2 ጥዑም ዜና ድንግል ማርያም
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 11 М.
50:18
ጥዑም ዜና ድንግል ማርያም
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 21 М.
01:01
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
История одного вокалиста
Рет қаралды 3,3 МЛН
22:48
Теперь ты понял, кто Я такой | 5 серия | Сериал "ПрАкурор"
Я ОТ САКЕ
Рет қаралды 950 М.
00:10
Learn Colors Magic Lego Balloons Tutorial #katebrush #shorts #learncolors #tutorial
Kate Brush
Рет қаралды 24 МЛН
00:15
How Much Tape To Stop A Lamborghini?
MrBeast
Рет қаралды 259 МЛН
50:32
ጥዑም ዜና ድንግል ማርያም
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 7 М.
12:53
ሕቶን መልስን 66ን-73ን መጻሕፍትን
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 4,9 М.
11:25
ፍሉይ መፅናዕቲ ብሉይ ኪዳን 2ይ ክፋል
ኦሜጋ ቲኦሎጂ፡ Omega Theology
Рет қаралды 191
29:51
ናይ ድቃስ ጸሎት
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1 МЛН
35:47
2ይ ክፋል ሕቶን መልስን ' ምስጢረ ስላሴ'
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 2,6 М.
12:22
ኣብ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ስለምንታይ ስም መናፍቓን ኣልዒልካ ትሰብክ 4ይ ክፋል
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 6 М.
25:51
ጌጋ ሓዉኻ ምሽፋን ማቴ 25፡ 31 መጽሓፈ መነኮሳን።ገላትያ 6፡2 Orthodox sbket m/Mehari
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 4,4 М.
3:47:19
ትንቢተ ኤርምያስ ሙሉ ክፍል ምንባብ | Samuel Asres | ሳሙኤል አስረስ | Ethiopia Orthodox Tewahido | 26 June 202
Samuel Asres I Official Channel
Рет қаралды 456 М.
31:14
ኣጋንንቲ ዘርሕ ጸሎት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም Eritrean Orthodox Tewahdo church
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 191 М.
23:30
ኣብ ሲኦል ዝተረፉ ነብሳት ኣለዉ'ዶ የለዉን ፧ Orthodox sbket
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 3 М.
01:01
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
История одного вокалиста
Рет қаралды 3,3 МЛН