KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ምስጢር ስደት 3 ዓመትን 6 ወርሕን ድንግል ማርያም ። 21 Oct 2021
29:03
ጥዑም ዜና ድንግል ማርያም
50:18
Побег из Тюрьмы : Тетрис помог Nuggets Gegagedigedagedago сбежать от Nikocado Avocado !
00:18
I thought one thing and the truth is something else 😂
00:34
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
Farmer narrowly escapes tiger attack
00:20
ጌጋ ሓዉኻ ምሽፋን ማቴ 25፡ 31 መጽሓፈ መነኮሳን።ገላትያ 6፡2 Orthodox sbket m/Mehari
Рет қаралды 4,437
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 8 М.
Mergieta Mehari Feshatsion
Күн бұрын
Пікірлер: 125
@kibromweldetnsae9258
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና
@teklearaya7599
2 жыл бұрын
መርጌታ መሐሪ ይቅሬታ ጠፊእኩምና
@እመብራሃንምርሕኒመንገዲቅ
3 жыл бұрын
Nay bahaqi qal hiwet yesmalna 💯🙏💒
@awettsigeyohannes6342
3 жыл бұрын
Edmen teinan yhabeley mrgeta mehari
@rutatesfaalem7536
3 жыл бұрын
qale hiwet yesmalna
@kbreabdesta8859
3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ መምህር ሰናይ በልኩም እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልኩም።
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር፡ ናይ በሓቂ ካብ ከምዚ ክንቁጠብ ይግበኣና ህዝበ ክርስትያን ስቅ ኢልና ከየስተብሃልና ኣብ ማስሜድያ ምዝርጋሕ ተካል ዘበን ኢዩ ብዙሕ ኣሎ ኣብዚ ዘመና ቆቆሪጾም አናኣአተዉ ንቡዙሕ ሰብ ኣብ ጥርጥር ዘአትዉ፡ ሰባት ጌጋ ግድን ከጋጥም ከምዝኽአል ክንግንዘብ ይግባአ ሓደ ሰብ ዝሰርሕ አንድሕር ኮይኑ ግድነት ጌጋ ኣሎ ካብዙሕ ዘረባ ዕንቅፋት ዘይምስትውዓል ኣሎ ሕጂ ደቂ ተዋህዶ ንጠንቀቅ!
@adeymariam7899
3 жыл бұрын
Bihaki kale hiwet yesmalna abona edmen tenan yhabkum fetari
@efremgebreyonas5093
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmala abona
@wahidfsehazion309
3 жыл бұрын
Enkae bdehan mexaka mergeta hawna nay behaki des zebl melsi qal hiwet yesmalna edmen tienan yhabka netom ab mengedi xegam zelena dma nab yeman mengedu ymrehana fetari kulu alem amen
@ዮምፍስሃኮነበእንተልደታ
3 жыл бұрын
እልልልልል እልልልል እልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ክቡር መምህርና መርጌታ ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም እመ ኣምላክ ኣንደበትኩም ትክፈት
@Dan-ln6rg
3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ክንደይ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኃቂ እዩ ኣብ መስመር ከም ዘየለና እዩ ዘረድእ ሰባት ንምንቃፍ ብቻ ይቃዳዳም ይገርም ልቢ ይሃበና
@mussiegirmay4322
2 жыл бұрын
Bmejemerya enqa bdahan mexaka mergieta mahari
@shewitwelay9524
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መርጌታ ሓውና ኣምላክ ጽጉኡ የብዝሓልኹም ኣብዚስ ሰናይ ቃል ተናጊርና ኣለና ንሒና ከ ነቲ ሰብ ዝተጋገየ ሓውና እዚስ ኣይፋልን ከሙኡ ክኽውን ኣይነበሮን ኢልና ቅድሚ ናብዚ መጺና ምዝራብና ብ ውልቃዊ ዲና ወይስ ደዊልና ረኪብና ከሙኡ ኢልናዮ ዶ ንክውን ወላስ ንሰብ ዲና ክንሕጉስ ወይስ ስለ ሓቂ ኢና ወጺና ንስብኽ ዘለና! ፍጹም ኣምላክ እምበር ፍጹም ሰብ የለን! እቲ ክጋገ ይኽእል እዩ እቲ ውን ክጋገ ይኽእል እዩ ግና እቲ ንክልቴኦም ኣራኪቡ ኢሂን ምሂን ዘብል ሰብ እዩ መስተውዓሊ እሞ ብስሚዒት ዘይኮነስ ኩሉ ብምስትውዓል ክንገብሮ ኣምላክ ይሓግዘና
@amantekle8836
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና መርጌታ ሓወይ እግዚኣብሔር ናይ ኣጎልጉሎት ዕድመካ ይባርከልካ
@rusomasefa7711
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር መርጌታ ምሓሪ ሓወና ኣታ ንስኻስ ተባዕ እኮእኻ ምስጢርን ትርጉምን ኣጉሊሕኻ ተረድእ ሓያል ኣምላኽና ሓይሉ ይሃበካ እመ ኣምላኽ ትደግፍካ መርጌታ ሓወይ
@robelabrham9888
3 жыл бұрын
Kalhiwet yesmalna xegeu yebzhalkum mergta mahari hawna xegeu yebzhalkum nezi kngebr amlak yhagzena
@merhawigirmai7830
3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna mergieta hawey . 100% correct.
@kabrtyss5863
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmaelna Edmen tienan yhabka Dieconey
@ghidegerkiel5733
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna Egzabher amlak xegaeu yebzehalkum Mergeta Memhrna sebaki wengel Mehari kemakum yebzehalna Medhanie alem.
@loveyourfamily8854
3 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ብሓቂ ደስ ዝብል መርጌታ ሓወይ ኣዝየ ተሓጎሰ ነቲ ሓቂ ወንግል ዝብሎ ዘይፈልጥዎ ዘይኮኑስ ነቲ ናቶም ክብሪ ምቅዳም ስለ ዝኮነ እዮም እንበር ንጹር እዩ እቲ ሓሳብ ወይ ትምርህርቲ ዝተወሃበ ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም ኣቦታትን መምሃራን በጃኩም ቅድሚ ኩሉ ኽንካባበርን ንተኣራረም ኣለና ።
@Mariam-ha1239
3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም "ኣብ ግዚኡ ግቡእ መልሲ ንዝተጋገና " ብቁዕ መጸናንዒ ንዝተሸበርና" ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ሰላሙ ይልኣኸልና"
@musseteklit2860
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልካ መርጌታ ሓዉና።
@tsigereda2299
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ ግደፍዎም ድኣ ሰይጣን ንመልኣኽ እንተ መሰለ የጠራጥር ድዮም ዝብሉ ዓበይቲ ክንደይ ምእመናን እባ የጠራጥሩ ኣለው ኣምላኽ ኣብ እምነትና የጽንዓና ኣብዚ ግዜ እዚ ብዙሕ ኣሎ
@desaledanel5302
3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልካ እመ አምላክ ጸጋ በዲበ ጸጋ ተዓደሉ ማርያም ድንግል ደብተራ ጳውሎስ ዘብሔረ ሮሚ ተማሕጸንኩ በሕጻንኪ ዘሓዘለቶ ሶሎሚ : እምበለ ንስሓ ኢይሙት ወስክኒ ወስክኒ ዕድሜ
@sabanugusephonetastic8432
3 жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ገሪምና ንመን ዳአልና ክንሰምዓ ካብ መን ዳአ ኪና ክንምሃር ብጣዕሚ ተሰሚዕኒ ሰቢደ አነ አብ ዓዲ ዓረብ ኮይና ካባኩም ኢና ንጽበ ቃል አምላክ ካባኩም ኢና ንጽበይ ጉዕዞ ናብ እግዝአብሔር
@sabanugusephonetastic8432
3 жыл бұрын
አሜን ቃለ ሂወት የስምዓኒ ሐውና መርጌታ ጸጋ አብ ርእሲ ጸጋ የብዝሐልካ ናብ የማን ይምርሐና አሜን!!!
@filmonsemere9209
3 жыл бұрын
qale hiwet yesmalena hawena mergeta egziabher amlak xgeu yebzhaleka
@እመብርሃንኣደይእያ
3 жыл бұрын
ልቢ ዘረስርስ ቃል እግዚኣብሄር ጥበብ ዝተመልኦ ናይ ብሓቂ ናይ ሓደ ወገን ጥራይ ድምጺ ሰሚዕካ ፍርዲ ከምዘይውሃብ ዘመን ዝዛረብ ጥራይ እንዳ ሰማዕካ፡ ህይወት ከምዚ ጥራይ እያ ክንብል ኣይንክእልን ኢና ።እግዚኣብሔር ዝዛረቦ ውን ጽን ኢልና ክንሰምዕ ይግብኣና እዩ። (ድ/ን ኣስመላሽ)።
@nabukeshikifle2675
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ወዲ ተዋህዶ ጻዕዳ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ ናይ ተዋህዶ ትምርቲ።
@mahderemesfun5039
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና መርጌታ መሓሪ። ንነዊሕ እዋን ተጽቢናኩም እንኳዕ ብሰላም መጻኹም። ጽቡቕ ማዕዳ ኣቦታት እዩ ከምዚ ጌርካ ናይ ምርድዳእ ዘለኩም ዓቅሚ። ነገር ግን እቲ ዝተሰብከ ስብከት ይቅሬት ሓቲቶም ክድምሰስ ከምዘለዎ ሓቢሮም እዮም። ንሕና መእመናን እኮ ፍቅሪ እግዚኣብሄር እንተ ሃሊኩም ኢና መምሃራንና ምኳንኩም ንኣምን።
@michaelasfeha888
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Amsal paulos hawna egziabher amlakna xegu yebzahalka nisu eyu eti haki memharana bezi tiblo zeloka kitkedu egziabher amlakna yidegifekum
@michaeletesfai4300
3 жыл бұрын
መርጌታ መሓሪ በርቂ
@habtomentertainment8495
3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna Thank you
@habtomghezae5642
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስምዓልና መርጌታ፡ ካብ ንጌጋናን ሓጢኣትናን ምስትንታን ገዲፍና ንናይ ኣቦታትናን ሊቃውንትናን ወገናትናን ምቁማት ይሰውረና። ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኽ ይቀድስ !!!
@tfaab9756
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር መርጌታ ሓውና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም። ከምዚ ገርኩም ክትምጉቡና ኩሉ ግዛ ደስ መለና መክንያቱ ትምህርቲ ከም ሎሚ ኣይበዝሐን ግና ናይ ትሕትና ንሞት ክንዝክራ መት ሕንተዘኪርና ድማ ፍርሓተ እግዚኣብሄር ከም ዘሎ ክንዝክር መታን ሲ ኣይትጥፍኡና መርጌታ ሓዉና።
@mebrahtuberhe2342
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጀታ መሓሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ።
@teclezghighebray3553
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና መርጌታ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ ከይበላዕካ ዘጽግብ ከይሰተካ ዘርዊ ቃል ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና።
@bereketgere8833
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መሪጌታ መሓሪ ጽሩይ ትምህርቲን መረዳእታን ኣይትጥፉእና ምሥጢራት ወትርጓሜ ካብ ናይ ሊቃውንት ካብ ስደት እግዝእትነ ማርያም ትምህርቲ ሃቡና ካብቶም ሃለውየ ዝኾኑ ክንርሕቅ ጸጋኹም የብዝሓዮ የቀንየልና
@hantihaymanot9873
3 жыл бұрын
ኣማን ብኣማን ሓቂ መርጌታ ማሓሪ ምመህርና ናይ ስደታ ትምህርቲ እንተ ትምሁርና, ናዓኹም በረኸት ናዓና ድማ፡ትምህርቲ
@meazisbhatu3110
3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna memhr meregeta nay agelot zemenka ybark amlak
@eyobdesale4830
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጌታ ሓውና ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ
@hermongbreslasie5114
3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እዚ ንኹላትና ሂወት ዝህብ ዓቢ ልቦናዊ ማዕዳ: እምበር'ከ እግዚኣብሄር ኣምላኽና እኮ ዘይጻበጸበና በቲ ንገብሮ ንውዕል እከይ ተግባራትና ንሕና ከኣ ኮነ ኢልና ንብጻይና ፊሕርና ከንዉድቆ ንጽዕር :: ሓቂ በልኩም ኣቦና ንዝርደኦ እዚ ንኹልና ክንገብሮ ዝግባእ ዓቢ ዝኾነ: ሰናይ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዝሕገሶሉ ልባዊ ማዕዳ እዩ:: እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣቦና::
@bemnetselemun7009
3 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘመንኩም ይባርኽ መርጌታ ሓወይ ኣይትጥፉና ከኣ
@ፈልፋሊትኢኪጽሩይዓይኒማይ
3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጸእኩም ክቡር ኣቦና
@adonaygebregziabher280
3 жыл бұрын
Mergeta kalhiwet yesmalna
@haileoukbe370
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Mrgeyta Hawna Egziabher beayne mhretu ytemtena Amen Amen Amen
@חוריטוולדה
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ሰይይይይይ ኣብየት ስብክተ አምለኽና ኢየሱስ ኩሩስቶስ ጸጉኡ የብዝሓልካ መረጌታ ሓውና
@ፈልፋሊትኢኪጽሩይዓይኒማይ
3 жыл бұрын
ብኃቂ ቃለ ሕይወት የሥመዐልና ክቡር ኣቦና ጸጋ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ናይ ብኃቂ ደስ ዝብል መልሲ::
@mokiewedi2112
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መርጌታ መሓሪ ናይ በሓቂ ዓቢ ትምህርቲ እግዚኣብሄር ጸጋ ይብዝሕ
@andayghebretinsae4549
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንቋዕ ብደሓን መጻእካ ምርገይታ ሓውና!!!
@akberetyemane8998
3 жыл бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmealna abona nay agelglot zebenkum Amlak ybark 🏰🏰🏰
@Dan-ln6rg
3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ሂወት ቃል የሥምዕኩም ክቡር መምህርና ኣቦና
@AbebayyurtBetrom
3 жыл бұрын
ብሃቂ ቃለሂወት የስመኣልና ተባእ ወዲ ተዋህዶ ኣይትትፊኣና መሪገታ መሃሪ ጽቡቅ መግለጺ
@autikoszsmu
3 жыл бұрын
Qale hiwet yesmealna xega bedibe xega yxguka memhr merigeta mehari
@kflayyemane9899
3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna memhrey
@tee5402
3 жыл бұрын
❤ kal hiwot yesmaalna wedi seb godolo eyu
@nebaynegasie6251
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና እግዝኣብሔር ዕደነን ጥዕነናን ይሃብካ ሓውና መምህር ምርጌታ ሓውና እቶም ተቃዳድሞም ዝዝርግሑ ናብ ቻነላት ክይሓተቱ ወይ ከይተረዳድኡ ዝዝርግሑ መንፈሳዊያን እንተ ኾይኖም ይሕተቱ እተን ኦርቶዶክሳውያን ዝኾና ቻነላት ግን ዓገብ ምባል የድሊ ከምኡ ዝገብሩ እግዝኣብሔር ምሕረት የውርደልና ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ቃል ዩ ጾሎት ኣማላድነት ናይ እመ ኣምላክ ወትሩ
@wedi8304
3 жыл бұрын
መርጌታ መሓሪ ቃለ ሂወት የስምዓልና ልቢ ዝትንክፍ ትምህርቲ ነቢዕካ ዘንብዕ እምበር ምድራዊ ረብሓ ኢዩ ከምኡ ጌርዎም ነዞም ናይ ዘመና መምሃራን ኢና ብሃልቲ
@mlashughedam4707
3 жыл бұрын
ኣምልኽ ይባርኻ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏
@maryameymezmureykerstosaml3497
3 жыл бұрын
Mergeita hawena Qale hiwet yesmealna, Neaka win Hjie keraKaKbeluka yom intay yebahl zebene Hawka muwqas u zebnu 😭
@mussiegirmay4322
2 жыл бұрын
Bejaka eba ayttfana mergieta hawey ab simiet endaetewuna
@tsegeweinihaile1713
3 жыл бұрын
kale hwet yesbealna hawna welela zkone sbket
@teklearaya7599
2 жыл бұрын
ቃልሂወት የስምዓልና ።
@gebarsimon435
3 жыл бұрын
Memhir mluget hewna enqe dehen mexec kalehiwet yesmealna
@maftrsfam
3 жыл бұрын
ሊቅነት ዘመንና (fault finding) ኣበር ዝደልን ህዝቢ ዝጎጃጅልን ወለዶ ኢልካ ኣብ መደምደምታ ትበጽሕን ተስፋ ትስእንን ሞ ፡ ከምዚ ከማኹም ምስ ተረኽቡ ከኣ ዕሽር ኢዩ ኢልካ ሸለል ትብሎ፡ ክብሪ ምስጋና ንሰማያዊ ኣምላኽና ፡ ቃለ ህይወት የስምዓልና መሪ ሓወይ።
@Amanual871
3 жыл бұрын
kalehiwet yesmalna mergieta hawna
@merhawitewelde9644
3 жыл бұрын
ናይ በሓቒ መምህር መርጌታ መሓሪ ቃለ ሂወት የስመዓልና ንዝርድኦ ዓባይ ትምህርቲ ኢያ እሞ ኣእምሮና ይኽፈት እግዚኣብሄር ምስቶም ብየማን ዝቖሙ የቑመና ካብ ምውንጃል የድሕነና።
@michaelmengsteab2716
3 жыл бұрын
Qale hiwet yesmealna memhr nafiqnakum tsenihna.
@Adiam-4818
3 жыл бұрын
amen amen amen qale hiwet yesmalna kbur memhrinan Abonan Mergeta Mehari ,Egziabher xegiau yebzihalkum aytitifuauna abona
@fanielyowhans5939
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት መምህርነ መኣርኢረ ቃል ዘያጠልል ኣእጽምተ
@robelgrmay596
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna nay bhaki senay tmhirti 💟
@habtomyemane9995
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መምህርና መምህር መርጌታ መሓሪ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኹም ይባርኽ እመ ኣምላኽ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም።ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኣይትትፉኡና።
@lemlemsengal2290
3 жыл бұрын
AMEN Amen Amen kalehiwet yesmalna
@tesfusahle9271
3 жыл бұрын
Merhaba wedi tewahado enka selam metsakana
@tsigeslasiegebremichael6821
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መ/ር መሓሪ ሓውና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ኣሜን።
@Dan-ln6rg
3 жыл бұрын
ጽግኡ የብዘኀልኩም እግዚአብሔር አምላክና ናይ ብሓቂ
@mariamdngl-d8i
3 жыл бұрын
ጽቡቕ ገብርኩም መርጌታ መሓሪ፡እዛ መልእኽቲ ትኽ ኣቢልኩም ንመርጌታ ዘአማኑኤል ኣብጽሕሉ
@mickelmickigerry3250
3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna mergiata mehari hawna
@samoelsamuel9840
3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ,,ወላዲተ ሂወት ምሳኻ ትኹን ክቡር ኣቦና!!!!
@ፈልፋሊትኢኪጽሩይዓይኒማይ
3 жыл бұрын
ግን ኣይትጥፉኡና ክቡር ኣቦና!🌼
@genetkelatiqelati4173
3 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna abona kabe mear zetame temhrti
@meazisbhatu3110
3 жыл бұрын
Bhaki kal hiwet yesmealna amlak newih edmen mlue tienan yhabka exfin drbin gere xegeu yebzhalka
@merhawizereslasie4059
3 жыл бұрын
ብሓቂ ስለ ቃሉ እግዚኣብሔር ዝከበረን ዝተመስገነን ይኹን። እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መሪጌታ መሓሪ ሓውና።
@AdiEto
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዐልና መሪጌታ መምህሪና እንካዕ ብሰላም መጻእካ አይትጥፉኡና
@ድንግልማርያምኣደይዋ-ዸ5ለ
3 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmealna memhrna edmen tienan yahabelna fetariii des zbl meredaeta
@tigsititekleab1554
3 жыл бұрын
Amennn Qala senay yesmalna xegeu yebzahalkum Memhr agelglotkum yesfayo. Kab nbxayka mikhad yedhnena🌿🌿🌿
@weyniissac2053
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መሪጌታ ናይ ኣጎልግሎት ዘበንኹም ይባርኸልኹም
@rahielfesshaye3758
3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmalina
@zemenfesmengesteab6267
3 жыл бұрын
Keale hiwet yesmalna Mergeta hawna ajokum egziabher amlak alo lebi zmrmr gn etom memharan tubuk zmdna khlwekum ygbae mknyatu araya hzbi sle zkonkum
@fiyoriataklti920
3 жыл бұрын
በሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ነዊሕ ዕድሜ ይሃብኩም ፈጣሪ
@wediaraya4968
3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ንዓኩምን ከምዚ ከማኩምን ዝሃበና።
@tsegazabbrhane7114
3 жыл бұрын
kal hiwet yesmealna Mergieta Mehari hawna
@wediaraya4968
3 жыл бұрын
Nay bhaki memhr mergeta Mahari kal hiwet yesmalna.xega yebzhalka.
@Wawitey-u4h
3 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም መምህርና ነዊሕ ኮይኑ ጠፊእኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብዛዕባ እዚ ዘለናዮ ጾም ናይ ኣደና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ክትምህሩና ከኣ ይጽበ።
@fikretesfahans7726
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማልና ክቡር ኣቦና መምህር መርጌታ መሓር ንሱ ክንገብ ኣምላኽ ይሓግዘና።
@meashogoitom8105
3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna memhrna.
@habtomgirmay687
3 жыл бұрын
Qale hiwet yesmealna egxiabher tsegu yebzhalkum kemzi geyrkum da azahlun zkon keqadtm kolo ka ehin mihin mhhal senay eu kab yhlifka mhab
@hawimiki3986
3 жыл бұрын
ኣማን ኣማን ሩቱዐ ኣንደበት፡ቃለ ሂወት የስመዓልና፡መርጌታ መሓሪ።ኣምላክ ይመስገን፡ናይ ይቅሬታ መንፈስ፡ ውዲት ዲያብሎስ ትድምሥ ኢያ፡ እሞ ዲያቆን ኣስነላሽ ውን ውዲት ዲያብሎስ ኣሰኒፍዎ ኢዩ። ሊቃውንት ቅድስት ተዋህዶና፡ ወላዲተ ኣምላክ፡ንጽሕተ ንጹሃን ልሳንን ሓይልን ትኹንኩም።
@dankegott6707
3 жыл бұрын
My friend ክብለካ መምህረይ ፡ ደፊረ ደኣ ከይከውን እምበር። ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጌታ መሓሪ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ድንግል ማርያም ትኹን ምርኩስካ።
@ogbamichaelweldemichael1386
3 жыл бұрын
እዚ ትብሎ ዘልካ ኩሉ ጽቡቅ ኢዩ እንትኮነ ካብ ሰብ
@ogbamichaelweldemichael1386
3 жыл бұрын
ጌጋ ኩልሳብ ካብሰብ ኣሎ ገጋ ግን ተጋጊካ አልኻ እሞ ክረክበካ ይደሊ እንትዝብልካ ምረከብካኒዶ እተረኪብካኒ ሃውና እዚኣ ነብነት ክምዜ ዝበልካያ ባጋ ትእረም እንድህር ምርካብ አቢካኒ እንታይ ክገብር አለኒ እቲጌጋ ከሙ ኢሉ ይከጽል መልሲ ናባካ ይገድፎ
@yirgalembelay2444
3 жыл бұрын
Kale hiwet yasemailn Thank you so much
@milkyasdebesay6313
3 жыл бұрын
Amen qale hiwet yesmealna egziabhier amlak xegeu yebzhalkum mergieta hawey btaemi bruh zkone meredaeta
@tesfayguesh5098
3 жыл бұрын
ግርም
29:03
ምስጢር ስደት 3 ዓመትን 6 ወርሕን ድንግል ማርያም ። 21 Oct 2021
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 2,4 М.
50:18
ጥዑም ዜና ድንግል ማርያም
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 21 М.
00:18
Побег из Тюрьмы : Тетрис помог Nuggets Gegagedigedagedago сбежать от Nikocado Avocado !
Фани Хани
Рет қаралды 2,1 МЛН
00:34
I thought one thing and the truth is something else 😂
عائلة ابو رعد Abo Raad family
Рет қаралды 16 МЛН
00:24
99.9% IMPOSSIBLE
STORROR
Рет қаралды 16 МЛН
00:20
Farmer narrowly escapes tiger attack
CTV News
Рет қаралды 13 МЛН
28:29
ወዲ ኣምላክ ኢየሱስ ክርስቶስ,,, ፩ይ ክፋል Orthodox sbket መርጌታ መሓሪ ።
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 4,5 М.
28:58
ዕላማ ጾምና።ብቀሲስ ዕርዶም። ERITREAN ORTHODOX NEW SBKET | ELAMA XOMNA
Anastasia ኣናስታስያ
Рет қаралды 4,5 М.
8:52
#ንመንሒዘ ሓዱሽ ትግርኛ መዝሙር ብዘማሪ ዲ/ን በርሀ ሃይሉ.
ዘማሪ ዲ.ን በርሀ ሃይሉ ቲዩብ
Рет қаралды 5 М.
1:18:55
ዝኽሪ በዓለ ሲመት 1ይ ዓመት ብፁዕ ኣቡነ ሰላማ! @FnoteBirhanMediaNetwork
ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network
Рет қаралды 2,3 М.
19:56
🔴-ናይ ምሸት ጸሎት/Nay mshet tselot/ Tigrigna Orthodox Tewahdo prayer 2022 Godolias Saint Yared
Godolias Saint Yared (ጎዶልያስ)
Рет қаралды 358 М.
26:32
ምውራድ! መንፈስ ቅዱስ! Orthodox sbket
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 1,3 М.
23:31
🔴 "መቁረብ መታሰር ነው የሚሉ አሉ፣ ትክክል ነው?" | ልማድና ክርስትና #ምዕራፍ_6 | ቀንዲል ሚዲያ - KENDIL MEDIA
ቀንዲል ሚዲያ - Kendil Media
Рет қаралды 53 М.
7:53
ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ሕሩይ ኣቦ፡ ዓመተ 2024
መገዲ ህይወት
Рет қаралды 2,2 М.
46:42
@ናብ_ኣምላኽና_ንጠምት_መንእሰይ_ዘንብዕ_ስብከት
ሥርጉት ሚድያ srgut media ስርጉት ሚድያ
Рет қаралды 10 М.
50:32
ጥዑም ዜና ድንግል ማርያም
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 7 М.
00:18
Побег из Тюрьмы : Тетрис помог Nuggets Gegagedigedagedago сбежать от Nikocado Avocado !
Фани Хани
Рет қаралды 2,1 МЛН