ኣቱም ሰባት ዋጋ ጥልፊ ኣብ ትግራይ ክንደይ ኣሎ?? shewit multimedia መልሲ ሒዙ ኣሎ

  Рет қаралды 36,672

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ

Күн бұрын

ሰላም ተዓዘብትና ከመይ ኣለኹም??ስራሕትና ናብ መሓዙትኩም ዘርግሑልና ሓደሽቲ ዝኾንኩም ኣባላት ድማ sibscribe ምግባር ኣይትረስዑ ኣብ ዝሓለፈ ዝለቐቕናዮም ስራሕትታት ምክትታል ትኽእሉ ኢኹም፡፡ ሓሳብኩም ድማ ኣካፍሉና ክንቅበል ድልዋት ኢና

Пікірлер: 248
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ሰላም ኣሕዋት እዚ ቪድዮ ናብ መሓዙትኩም ለኣኹልና የቐንየለይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ዘለኩም ሓሳብ ርኢቶ ኣካፍሉና
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
_እሽኒ ብርትዐልና ጥራሕ ካራምቡላ እስኪ ጠይቕ_
@abebagrmay2619
@abebagrmay2619 Жыл бұрын
ሲሚንቶ ሓፂን ጠይቀልና ❤❤
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 Жыл бұрын
🎉🎉🎉❤❤
@user-fy8tr6ys2n
@user-fy8tr6ys2n Жыл бұрын
ስልኪ ናይቲ በዓል ድንኳን(ጥልፊ) ባ ኣቀሙጥልና 🙏
@hfddfvc4993
@hfddfvc4993 Жыл бұрын
ጋቢ ፣ሱፍ ፣እዉን ጠይቀልና
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын
ከመይ ጉድ ረኪብና ኣቱም ሰባት ሓንቲ መርዓት 50ሽሕ ሂባ ሙሉእ ብዘይጉድል ትሽለም ነበረት ሐዚ ንሓንቲ ክዳንለ ዘይኣክል ጊዜና ይመልሰልና ጌታ💛❤👏🤔
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b Жыл бұрын
ዋጋ ከቢሩ ዘይኮነሲ እቲ ገንዘብ እዩ ሞይቱ ዘሎ ብዝመስለኒ
@user-oz5yq6oh8y
@user-oz5yq6oh8y Жыл бұрын
ብጣዕም ከብድ እዩ
@liyamogessara7282
@liyamogessara7282 Жыл бұрын
kemlse du teblwa atum ahwatye
@embeyteni1665
@embeyteni1665 Жыл бұрын
ገዘብ ወዲቁ ኮይኑ እዩ ሃገር ምስኮና ቅርሽና ክባር ክኮን እዩ 🤲🤲🤲
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 Жыл бұрын
ኣታዮ ናበይ ኢና ንኸዶ እዚ ገንዘብ በቃ ቆፅሊ ኮይኑ
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 8 ай бұрын
ቀፅለሉ ብጣዕሚ ደስ እዩ ቀፅለሉ ❤❤❤ አብ ዉቅሮ ባዓል 100 ካሬ ሱሩሕ ገዛ አምፅአልና ❤❤🎉🎉
@yohhanes
@yohhanes Жыл бұрын
ብጣዕሚ ሓሪፍ ስራሕ እዩ ሓወይ እና ብዝተረፈ ናይ ክራይ ሆቴል እና ጅም ኣብ መቀለ እና ናይ ፎርኖ ማሽን ናይ ካራቴ ስልጠና ተሃልዩ ለ ኣምጸኣልና❤
@samyra3375
@samyra3375 Жыл бұрын
ኣንስ ናይ አዘን ዕቡይ ለበላ ኣንስቲ አስቲ ኣሪአየኒ ምስ ዪቅራታዋ❤❤
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 Жыл бұрын
Wala ane delye neyre niadey❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Жыл бұрын
ሸዊተይ ጀግና ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽለሉ🙏❤❤❤❤❤
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын
ምስቱ ነፀላ ዝርያ ኣርእየና ኢካ ሸዊተይ ሓላል❤💛👏😊
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ሕራይ ክሰርሐልኩም እየ ኣብ ቀፃሊ
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m Жыл бұрын
ትግራወት ንቅድሚት ❣️❣️❣️
@user-hz4bi6bc4g
@user-hz4bi6bc4g Жыл бұрын
ቀፅለሉ ሓወይ ናተይ ናብ 5 ማሕዝተይ ሼር እለ አለኩ አሕዋተይ ነተባባዕዩ አይክፈሎይ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
የቐንየለይ ማህሌት ሓፍተይ ናተይ
@user-qp3hp9lp6z
@user-qp3hp9lp6z Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ❤ቀፅለሉ።ናይ እዚኦም እኮ የሐሽ ዋጋ
@awetnetgrayfgye724
@awetnetgrayfgye724 Жыл бұрын
ሸዊትሓወይ ሶላር ናይ ፃሓይ ዝሰርሕ መብራህቲ ጠይቀለይ
@user-kj9yz9gj8i
@user-kj9yz9gj8i Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፀእኻ ክብር ሓዉና ዋይ ዋጋ ይገርም እዪ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅል
@user-tn8eb4ye6n
@user-tn8eb4ye6n 4 ай бұрын
ሸዊት ሓወይ ናቲ ባዓል ክዳን ስልኪ ስደደልና ዛሓወይ🥰🥰🥰🥰
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሸዊት ሓውና❤❤
@herifehagos1394
@herifehagos1394 Жыл бұрын
ናይ. ዝራር. ጥልፊ. ምስ. ዋጎን. ዓይነት. ተተርእየና
@user-nu1my2ci1j
@user-nu1my2ci1j Жыл бұрын
ሶ ቀፅለሉ ናብ ቡዛሓት ማሓዙትን የሕዋትን ሼር ኢለልካ ኣለኩ ወዲ ሪመይ❤ ተጋሩዋኒ ሳዓቡኒ ኣሕዋትና ነተባብዕ❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
የቀንየለይ ሓፍተይ ናተይ
@Beletu-g2t
@Beletu-g2t 4 ай бұрын
ክጠልብ ደልየ ዝሓወይ ስልኪ ቁፅርይ ፅሓፈልና ❤❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 ай бұрын
0939535888
@fjb5157
@fjb5157 Жыл бұрын
የቀንየልና ክቡር ሓው❤
@user-gl9bh9ly1m
@user-gl9bh9ly1m Жыл бұрын
ናደቂ ተባዕትዮ ካብ 15# 20#21#23 ዕድመ ዘሎ ዋጋ ጫማን ክዳውንትን አምፀእልና
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx Жыл бұрын
ናብ ኣርባዕተ ሰብ ሸር ኢለልካ ኣለኹ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
የቐንየለይ ሓፍተይ ናተይ
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፁቡቕ ዛሓወይ😊 ሱፍ ፈርጊ እዉን ኣቅርበልና ሸዊተይ❤
@rgbeebuy9724
@rgbeebuy9724 Жыл бұрын
ብጣዓሚ ፅቡቅ ቀፅለሉ ዝያዳይ ዘይቀሪ ግን ዙሩያ ,,ንፀላ ,ዘማይ ኩሉ ዓይነት ተተሪአና ፅቡቅ ነይሩ ክንገዝእ ነይርና ደሞ ምሉእ ክሪኡካ ኣለወም ምእንቲ ክንመርፅ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ሕራይ ኣብ ቀረባ እዋን ክሰርሕ እየ ደሓን
@masiberhane6895
@masiberhane6895 Жыл бұрын
ቁፅሪ ናይዚ ወዲ ባ ኣቅመጠለና ኣብ ላዕሊ💜👏
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ኣብ መወዳእታ ኣሎ
@salamasalama3576
@salamasalama3576 Жыл бұрын
ዋውውው ፅቡቅ ቀፅሉሉ ደቂ ዓደይ❤❤❤❤❤
@AsefuBerhanu
@AsefuBerhanu 5 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ብፆይ ሰዊት ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤
@frtunagebregergs5182
@frtunagebregergs5182 Жыл бұрын
ፅቡቅ ቀፅሉሉ ደቂ ዓደይ ምቁራት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-pf5hg5hx3g
@user-pf5hg5hx3g Жыл бұрын
ብጣዕማ ደሰሰ ባሃል ሸዊተይ
@user-vd2mh5jo9y
@user-vd2mh5jo9y Жыл бұрын
ናይ ዓበይቲ ድዮ ወደነይ❤❤❤❤❤❤❤
@tarikhaile4779
@tarikhaile4779 Жыл бұрын
ሓወይ ማዓረይ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ግን እቲ ግዜ ክምለስ ተስፋ ኣለኒ
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j Жыл бұрын
እቲ ዋጋ ግን ምስቲ ዓድና ኣይመጣጠንን ኹሉ ኽባር
@fsedfsd-ch9fk
@fsedfsd-ch9fk 9 ай бұрын
ስልኪ ናቱ አቀምጠልና ናብ ሓሙሽተ አዕርክተይ ሸር ኢለልካ አለኩ ቀፅለሉ ብጣዕሚ ጎበዝ
@tsegshTube5kk3g
@tsegshTube5kk3g Жыл бұрын
ዋውውውው ተጋሩ ዕበዪ ተመደጉ በርትዕ ❤❤❤👌
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 7 ай бұрын
ዋው ንግስቲ ሳባ ግን ርካሽ እዩ❤ አነስ 50 ሽሕ እዩ ዝመስለኒ ነይሩ እና ካብ ስደት ምስተመለስኩ ንግስቲ ሳባ እየ ዝክደን❤❤❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ኣታ ጀግና❤❤❤
@baftahadas1264
@baftahadas1264 Жыл бұрын
ያቀኑየልና ሓውና❤❤❤
@salamaaa905
@salamaaa905 10 ай бұрын
ደስ ባሃሊ እዮ ሸዊተይ ቐፅለሉ
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r Жыл бұрын
ማዓዝ. እዩ ዕዳጋ ዝረክሶ እንበር ኣንውፅኦይ ከቢሩ😌😍
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 Жыл бұрын
Ere ezey telfis tsbuke waga eyu zenhe meknyatu nahade telfi kitelf kindey worhy yewde ab gemt atwyo
@user-op8dr9fy7t
@user-op8dr9fy7t Жыл бұрын
ስንድድ ስልዋ ናይ አድታትና አምፅእልና
@bilentdf8729
@bilentdf8729 Жыл бұрын
ናይ ማዕፆ ንገረና❤❤
@kidist1955
@kidist1955 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ 👌👌💖
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
ሸዊተይ ምስጢር ውሽጠይ ❤️
@user-qb1rc9lm3r
@user-qb1rc9lm3r Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃካ ሸዊተይ የቅንየልና❤
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ሽዊተይ የቀንየልና 🥰🥰😘😘
@johngebremedhn5605
@johngebremedhn5605 Жыл бұрын
Xebuq serah way kexbq btami des bahaly ❤
@gennetbkassa564
@gennetbkassa564 Жыл бұрын
ኑብዙ:አዋተይ👏👏👏🎉
@user-cg4yl7gm9m
@user-cg4yl7gm9m 7 ай бұрын
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዘቡል እዩ
@Amen2722
@Amen2722 9 ай бұрын
❤❤❤ ቀፅልሉ ደቂ ሓላል መሬት💝💘
@ነብያትሃይሉ
@ነብያትሃይሉ 8 ай бұрын
ቀፅለሉ ዛሓወይ❤❤
@WTWM1234
@WTWM1234 Жыл бұрын
Tsebuk serah ketselelu wedi adey 😍🙏..
@user-qd3rc3in9m
@user-qd3rc3in9m Жыл бұрын
ሽዊተይ ብጣዕሚ ፅብቅ እዮ ❤❤❤❤❤
@aerbadikadg7517
@aerbadikadg7517 Жыл бұрын
Shewit hawna lebam yeqenyelna🙏❤
@kaagee8851
@kaagee8851 Жыл бұрын
ገዛ እባ አብ ውቅሮ አምፀአልና ማዓረይ
@user-jm2rn7un7n
@user-jm2rn7un7n Жыл бұрын
እንኳዕ ብስላም መፅእካ ሸዊት ሓወይ እና ጥልፊ ናብ ኣፅቢ እባ ኣብፀሐለይ ሐደራካ ኮሞንት ርእካ መልሰለይ❤❤ኣብፀሐለይ ናይ ናብ ወላድተይ
@user-jm2rn7un7n
@user-jm2rn7un7n Жыл бұрын
ቀደማይቲ ደረጃ 12000ሽሕ ዝበላ ሓደራካ ሽዊት ሓወይ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ብዉሽጢ መስመር ርኸብኒ 0939535888 imo
@user-jm2rn7un7n
@user-jm2rn7un7n Жыл бұрын
@@shewitmultimedia እሺኒ ዛሓወይ
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv 12 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-nu1my2ci1j
@user-nu1my2ci1j Жыл бұрын
ሸዊተይ ናይFB ሽምካ ንገረና ክንገዝእ ንደሊ ኢና❤
@user-fz7gb1ey9f
@user-fz7gb1ey9f Жыл бұрын
ከምዚ ናይ ዩቱብ ዘሎ እዩ ሹሙ ማዓረይ❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ማዕረ እዩ ምስ ናይ youtube
@ghgg1956
@ghgg1956 9 ай бұрын
ሸዊተይ ወለላይ❤️🥰🥰
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 Жыл бұрын
Kuleka tigraway kab nay baelna sebat nigza niskum le bikinena sirhu❤❤❤❤
@genetsolomon4358
@genetsolomon4358 8 ай бұрын
wow 👍👍👍👍
@sabiyasook782
@sabiyasook782 8 ай бұрын
ናጋቢ ሱፍይ ❤❤❤ ኣምፀልና
@alemhadush6717
@alemhadush6717 3 ай бұрын
ስልኪ ኣቅሙጥልና
@bri7094
@bri7094 Жыл бұрын
ዋው ፅቡቅ ግን ምስ ነፀልኡ መቀነቱ ጫምኡን ድዩ ዋላ😂😮እስቲ ዝርያን ጋብንኽ ኣምፅእ ሓቢቢ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ሕራይ ኣብ ቀረባ እዋን ክሰርሕ እየ
@medhin8187
@medhin8187 Жыл бұрын
ሰላም #shewita ፅቡቕ ዩ ቀጽለሉ ❤
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p Жыл бұрын
እዋይ ከቢሩ ዋጋ ጌዜና መልሰልና ፈጣሪ
@dodydody7559
@dodydody7559 Жыл бұрын
እባእ
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 Жыл бұрын
ፅቡቅ እዩ ዋላ ክዳኑ ደስ ክብል 😍😍😍
@MmN-sl1uz
@MmN-sl1uz Жыл бұрын
የቀንየልና ሸዊተይ ዝርያ ነፀላ ጋቢ ለ ጠይቀልና መልስ🙏❤❤❤😍
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ኣብ ቀፃሎ ከቕርብ እየ
@MmN-sl1uz
@MmN-sl1uz Жыл бұрын
ጨለ ክብረተይ የቀንየልና🙏❤😍
@user-bj9kd1tw2e
@user-bj9kd1tw2e Жыл бұрын
ናይ ራያ እባ ጠይቀለ ሽዊተይ
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ ዩ እና ክብር ሓወይ ዘረያን ሱፉ እውን እባ ዋጋ ነገርና ክብራት ኣሕዋተይ❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ኣብ ቀረባ ግዜ ከቕርብ እየ
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Жыл бұрын
@@shewitmultimedia እግዚአብሔር የክብረልና ሓወይ💘
@user-bx7hq1wh5l
@user-bx7hq1wh5l Жыл бұрын
​@@shewitmultimediaክቡር ሓው እስኪ ኣቑሑ እውን ኣርእየና ውድነይ ድምሳሌ ክዳን መሕፀቢ ማሽን ናይፍርጅ ዋጋ ኣጠቃላይ ኣቑሑ ገዛእውን 🙏
@Laila-pe6gb
@Laila-pe6gb 7 ай бұрын
ዋጋኦም ፅቡቅ እዩ
@user-vg8bs2du8o
@user-vg8bs2du8o Жыл бұрын
ሸዊተይ ዘማይ ዙሪያ ጠይቀልና
@fgrt2641
@fgrt2641 Жыл бұрын
ፅቡቅ❤❤❤
@user-ez4lz5wx8b
@user-ez4lz5wx8b Жыл бұрын
ፅቡቅ እዩ
@embeyteni1665
@embeyteni1665 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ
@FatTig-kb4gu
@FatTig-kb4gu Жыл бұрын
ዋዉዉዉዉዉ ደሰ በሃሊ❤
@user-tn8eb4ye6n
@user-tn8eb4ye6n 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr Жыл бұрын
ናዓበይቲ ኣንሽቲ ጥልፊ ኣርእየና ዝሓወይ ብጡጥ ልተጠለፈ
@user-en6ro8nz9f
@user-en6ro8nz9f Жыл бұрын
ደስ ክብል ዝኽዳውንቲ😊❤
@user-ks5ei4uf3h
@user-ks5ei4uf3h 10 ай бұрын
❤❤❤
@kuwaitkuwait9160
@kuwaitkuwait9160 11 ай бұрын
ሸዊተይ ይቅርታ ከሸግረካ ሱፍ ልሙልእ ሰብአይ ክንደይ ሜትሮ ይአክል ልሜትሮ ከ ክንደይ እዩ ብብዙሕ እየ ደልየዮ ኮነ ተተሰፈየ ጠይቀለይ በጃካ ሽፎን እዉን ከሙኡ ልሰበይቲ ምልእቲ ክንደይ ሜትሮ ትዉድእ ልሜትሮከ ክንደይ እዪ ኮቦርታ እዉን እዉን ናይ ወጪ ክንደይ እዩ ይቅርታ ግን ሸዊተይ ይፈትወካ እየ ደሞ❤❤❤
@hanasa7929
@hanasa7929 Жыл бұрын
ናይ ዓበይቲ ድዮ❤
@alexxender3396
@alexxender3396 Жыл бұрын
የቀንየና❤❤
@thth1588
@thth1588 Жыл бұрын
ብምንታይ ከረክበኻ ይክአል ክብር ሓወይ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
0939535888 imo ወይ whatsapp rKebni
@user-ib5bm9cd8h
@user-ib5bm9cd8h Жыл бұрын
ትራሕ ዝባኑ ድይኩም ክከድ ትደልለክሞ ዝሕብረት ሰብና ዋይ ኣቱም ሰብ ለይሓፍሩ ፅብቅቱ እያ ይብሉ ብዝከነ ዋጋ ዕዳጋ ቀንሱ የሕዋተይ ምእንተ ኣደተትና ዋይ🙄🙏
@user-ne8kx8mf9c
@user-ne8kx8mf9c Жыл бұрын
ደስ ባሃሊ እዩ ዋጋኡ
@albadralbadr945
@albadralbadr945 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉
@sadsashacg6910
@sadsashacg6910 6 ай бұрын
❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
@bege8567
@bege8567 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gxufjg6611
@gxufjg6611 Жыл бұрын
ኮሜ ብድንግላ😂😂😂❤❤❤❤❤❤
@rhgkgduuy1475
@rhgkgduuy1475 Жыл бұрын
ደስብሃሊ እዩ❤❤❤
@user-ut2qc8gn7y
@user-ut2qc8gn7y 8 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
@smkle7079
@smkle7079 Жыл бұрын
ፅብቅ እዩ🥰🥰
@tsegakebrom6275
@tsegakebrom6275 Жыл бұрын
Btami tsbuk kdawnti na dege (wetsai)ktleku dikum?yekenyeley
@kalkidankiros4139
@kalkidankiros4139 Жыл бұрын
Wow 🤩 betam yamral ejachu yebark
@genetgenet2030
@genetgenet2030 Жыл бұрын
ናይ ማይ ትቦ ከ ክንደይ አሎ እስኪ አሕልፈልና ሸዊተይ
@hiwanngus5957
@hiwanngus5957 Жыл бұрын
ሸዊተይ ናብ ሱዑዲ ዓረብከ ይልእክዶ ንሱዑድከ ይዉስክዶ ገዘብ መልሲ❤❤❤
@abrahakonjo9830
@abrahakonjo9830 Жыл бұрын
ሸዊተይ እንካዕ ሰላም መፃካ እናሰይ ኣብ ወሰናወሰን መቀለ ከምኒ ኣይኒ ኣለም ልበሃል ሕጊዊ ቦታ ኣጋማጢልካሰቲ ጠይቀልና ግንምካድካ ዘይቃረየካ ሓንቲ ጥራሕ ኣይትጠይቅ ብትክክል ልሸወጥዋላ ካብልገዝኡ ጠይቀልና ምሰይቅረታ ልጥዕመካ ተኮይኑ
@rhgkgduuy1475
@rhgkgduuy1475 Жыл бұрын
ደስብሃሊ እዩ❤❤❤ 2:23
@hbas3914
@hbas3914 Жыл бұрын
ዋይ ከበይ ላምፀኣ እዩማ ጥልፊን ወርቅን ዝገብር ዘሎ
@Mhret-sd1ty
@Mhret-sd1ty Жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ሸዊተይ
هذه الحلوى قد تقتلني 😱🍬
00:22
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 96 МЛН
Whoa
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 57 МЛН
ወርቂ ብሪ ኣብ ዓድና ብቅናስ ዋጋ ዝደለክን #0949484412 #tgray @lemlem YouTube
7:06
ስደት መምህርና እዩ LEMLEM YouTube
Рет қаралды 9 М.
ዋጋ ኮበርታ ኣብ ትግራይ ክንደይ ኣሎ?
9:01
Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ
Рет қаралды 13 М.
هذه الحلوى قد تقتلني 😱🍬
00:22
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 96 МЛН