Tv Stand Price in Mekelle -ዋጋ መቐመጢ ቴሌቪዥንን ኣርማድዮ ኣቕሑትን ኣብ መቐለ

  Рет қаралды 34,521

Mekatecha Entertainment

Mekatecha Entertainment

Күн бұрын

#Mekatecha #TvStandPriceInMekelle #CupboardPriceInMekelle
Price of TV Stand and Cupboard in Mekelle.
SUBSCRIBE OUR CHANNEL.
Content Reuse is Strictly Forbidden.
Mekatecha Entertainment - 2012/2020

Пікірлер: 167
@SaraSara-hp2if
@SaraSara-hp2if 4 жыл бұрын
እዋይ ምስ ናይ ኣዲስ ኣበባ ክወዳደር ከሎ ናይ መቐለ ብጣዕሚ እዩ ክባር እረ በይዛኹም ዋጋ ቀንሱ
@Melawitchanel
@Melawitchanel Жыл бұрын
ካብ ደገ እንድዮም ዘምፅእዎ ዘለዉ ንሶምስ
@gdhfteucdgb8388
@gdhfteucdgb8388 10 ай бұрын
ካብ ኣዲስ ክመፅእ ከሎ ትራንስፖት ሓስብክዩ ድኪ
@user-ss3xn6mc6u
@user-ss3xn6mc6u 9 ай бұрын
ናይ ባሓቅኪ እኪ 😮😊❤
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r Жыл бұрын
አቱም ሰባት ዓድና ከም ንአትባ ግበሩና ውይይ😮 ካብ አዲሳባባ ምግዛእ ይበልጽ ተአዚዝኻዮ ናብ ዘለካዮ ዓዲ ከአ ከምጽእዎ እኮ ይክእሉ እዮም
@ክብሪቅዱሳን
@ክብሪቅዱሳን Жыл бұрын
ተመስገን በእዉነት ንምንባርና ኣፅሊእና ተስፋ ቆሪፅና ነይርና ኣምላክ ታይ ይሳኣኖ ደቂ ትግራይ ዓደይ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐና ኣጆና በተለይ ኣብ ስደት ዘለና ኣጆና ንስድራና ክነሐጉስ ❤❤ንባዓልና ፅቡቅ ሂወት ክነብረና ናይስደትና መልሲ ከሐጉሰና እዩ ኣጆና❤❤❤❤❤❤
@Greattigray
@Greattigray 4 жыл бұрын
wellcome ነዛ ኮመንተይ ተንብቡ ዘለኹም ኣብ ሂወትኩም ሰላም ዘይውዳአ ሓጎስ ይምነየልኩም ካብዚ ሕማም ድማ ኣምላኽ ይሓልኽም ሳብስክራይብ ክኣ ሩገጹለይ√√
@user-wo8ge6bi4o
@user-wo8ge6bi4o 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን
@emnet93
@emnet93 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@user-wc9cr4yk7r
@user-wc9cr4yk7r 4 жыл бұрын
አሜን ሳብስክራይብ ጌረ ኣለኩ
@Tube-eh6yq
@Tube-eh6yq 4 жыл бұрын
ኣሜንንንንንን
@frefer7772
@frefer7772 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 жыл бұрын
የቐንየልና መካተቻ ኢንተርቲመንት💝💖 መፂና ክንገዝእ ኢና።
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ መዓረይ ከዓ ዕለትን ወርሕን ፀሓፈሉ ኣብ እትለቆ ቢድዮታት💛❤👏 ዝያዳይ
@ተመስገን-አ8በ
@ተመስገን-አ8በ 4 жыл бұрын
ምቅራብኩም ፅብቅ እካ እንተኮነ ኣብ መቀለ ግን ብጣዕሚ እዩ ክባር።ታእዩ ጉዱ ሕብረተሰብ ድካ አቁሑ ክባራት በዛኩም ዋግኡ አስተካክልዎ ትገንዘብ ጉሕፍና ድና ክነምፀኦ ዘዛዓቅሙ ሰብ ክገዝእ ትሕት ዝበለ ዋጋ አምርቱ ታይ ሕዝና ኢና ትግራይ እንብል ኩላ ናብ ጥቅማ እናጎየየት ሓብርና ንዕበ☝☝ካብኡ ካአ አማሓርኛ እናወሰኪ አይትዛረቢ በጃኪ👈
@bestebeste5137
@bestebeste5137 Жыл бұрын
ብሓቂ 🤔
@tesfaykidane1008
@tesfaykidane1008 Жыл бұрын
ብሓቂ
@SaraSara-wn1iz
@SaraSara-wn1iz 9 ай бұрын
ብሓቂ
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 жыл бұрын
ናይ ውጪ ኮቦሪታ ጥይቀና ሓዉና ፅቡቅ ኣለካ 💖💘
@shwayneshweldu2346
@shwayneshweldu2346 Жыл бұрын
ሓሻዎ እዮም በዕለይ ከይደ ነይረ ልዕሊ 2ዕፅፍ እዩ ዋጉኡ ትክክለኛ አይነግርን
@user-xt8tj3cj8f
@user-xt8tj3cj8f Жыл бұрын
​@@shwayneshweldu2346 ዋ ብሓቅኪ ዲኪ😮😮
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r Жыл бұрын
ብጥዓሚ ደሰሰ ይብል ሰራሕ እዩ ኣምላኽ መሉእ ሰላም እሰቲ ይግበረልና ተጋሩዋይ
@user-zn1xe5ud3w
@user-zn1xe5ud3w 11 ай бұрын
ደሰ ከበለካ ብእዉነት ምናዳ ናይ Television ምቅምጢ♥😍
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v Жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ሰላም ምስኾነ ንራኸብ
@salmaetubi1466
@salmaetubi1466 Жыл бұрын
ንሓበሬታካ ካብ ልቢ ነመስግን ግን ብጣዕሚ ክባር እዩ ንዲያስፖራ እበር ንናይ ማዳም ቅመማት እማ ዘወር ወር ኢልካ ረአየልና ገዛ ከነስርሕ መከራና በሊዕናስ ኣቁሑ ክነማልእ ኣብ ስደት ንነብር ደቂ ማዳም ንዓናይ ንባዛሕ😂
@user-xh4dl7wf3h
@user-xh4dl7wf3h Жыл бұрын
🥴🥴🥴
@user-lj1dh5yh9z
@user-lj1dh5yh9z Жыл бұрын
😂😂😂😂
@user-wc9cr4yk7r
@user-wc9cr4yk7r 4 жыл бұрын
የቀኔልና ያሬዶ ኣዝዩ ደስ ዝብል ኣቅሑት ,እንተ ዋግኡ ግን መሰምበዲ እዩ እዛ ምድርና ናይ ሃፋትም ጥራይ እናኮነት ትከይድ ኣላ እህህህ ይክደነና .
@letish3773
@letish3773 4 жыл бұрын
በጣዕሚ ደስስ ባሃሊ እዩ ግን ብጣዕሚ ክባር እዩ ዋ እዚ ዳኣ ንቶም ሃፍታማት እንድዩ ክብር ሓውና የቅንየልና
@frefer7772
@frefer7772 4 жыл бұрын
ክክክክክ
@ttsalon8106
@ttsalon8106 4 жыл бұрын
የቀንየልና መዓረይ ለለ ሓሪፍ ዋጋ እዩ ሰብ ትከድ ተሎ ድአም ከይውስኩ እምበይ
@frefer7772
@frefer7772 4 жыл бұрын
ዋ ኢዚእሰ ናይ በሓቂ
@user-kv7zn6hr1v
@user-kv7zn6hr1v Жыл бұрын
ብሓቂ ክንደይ ደሰ ዝብለ እዩ ክቡር ሓወና
@gideyhaila1646
@gideyhaila1646 4 жыл бұрын
ጥራት አይባሀልን (ፅሬት አዩ ዝባሀል )ሕራይ
@mulufesaha3351
@mulufesaha3351 Жыл бұрын
ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ግን ዕለት እና ኣመተ ምህረት ተትፅሕፍሉ ፅብቅ ነይሩ
@heluorthodox9852
@heluorthodox9852 4 жыл бұрын
የቀንየልና ያሬዶ ግን ብጣዕሚ እዩ ክባር
@fyooriflower5941
@fyooriflower5941 4 жыл бұрын
ያሩየ ብጣዕሚ ኢና ነመስገን 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
@raheliraheli2321
@raheliraheli2321 8 ай бұрын
ምግዛእ ልምግዝኡ ካብ ዓድና ይክበር ይርከስ በዘየገድስ❤❤❤ በርቱዑልና
@zaidzaidzaid1419
@zaidzaidzaid1419 Жыл бұрын
ዋውውውው ፅብቅ ስራሕ ግን ክባር እዩ ከምኡ እናገበርኩም ኣርእይና ❤❤❤
@HiyetABrHem
@HiyetABrHem 10 ай бұрын
ደቂ መዳመይ ንምለስ ንሓስብ አለና አምበር ከምዙ ተኮይኑስ አንድዒ ኦ አምላከይ ባዓልካ ሓግዘና አየ ዘብል
@user-dy1du2oh9h
@user-dy1du2oh9h Жыл бұрын
ይቅንየልና ክብር ሓዉ❤❤❤ኮቡርታ ገለ እሰኪ ሕተተልና እና ፅቅቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ
@user-dh9bl6ub9n
@user-dh9bl6ub9n 4 жыл бұрын
ፅብቅ መደብ ዘሐወይ
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 7 ай бұрын
እዛ ቦታ እዝያኣባ ብድጋመ ክደልና ሓወይ❤
@user-dx3kw5kj8i
@user-dx3kw5kj8i Жыл бұрын
ሓወይ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ❤❤ ናይ መዓዝ ከምዝኾነ ክንፈልጥ ዕለት እው ዳፀሓፍካ ዝቈበየሓወይ
@user-ct5wt1hi8p
@user-ct5wt1hi8p 4 жыл бұрын
ብጣእሚ እዩ ክባርዋናበይ ናበይ ኢኩም ትከዱ ዘለኩ
@mufvms5261
@mufvms5261 7 ай бұрын
መዓረይ ፅብቅ ሰራሕ እና ናይ ዓራት ኣመፃለና
@user-vb3gm5jp4t
@user-vb3gm5jp4t Жыл бұрын
ፅብቅ ስራሕ እዩ እና ናይ ሶፋ ዝበለ ድዛይን እና ዋጋ ሕዚካልና ምፃእ በጃኻ👏❤ በተለይ ድዛይን
@user-ow2vo1pr2j
@user-ow2vo1pr2j Жыл бұрын
የዓኽ ዕለት ፅሓፈሉ ከተናድድ
@user-wp5qk6bm4e
@user-wp5qk6bm4e Жыл бұрын
ዕለትን ወርሕን ኣመተ ምህረትን ፃሓፍሉ
@user-gc5ix4ex8y
@user-gc5ix4ex8y Жыл бұрын
ናይ ሐዚ ዘሎ ዋጋ እባ ልቀቀልና ክንገዝእስ
@almaneshethyopya9565
@almaneshethyopya9565 4 жыл бұрын
የቀንየልና ሓውና ግን ብጣዓሚ እዩ ክባር
@saada5401
@saada5401 Жыл бұрын
እስቲ ኣብዚሐዚ እዋን ዘሎ ኣርእየና ድሕር ጠርኖት ማለተይ እዩ
@ልኑርለእናቴስል
@ልኑርለእናቴስል 4 жыл бұрын
የቀንየልና በርትዑ ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እዪ
@kidugalitigray4751
@kidugalitigray4751 4 жыл бұрын
መካተቻ እንተይሪታይመንት የቀንየልና ዋጋ ስፋታት ካዓ አቅርብልና
@dalalhalie2801
@dalalhalie2801 4 жыл бұрын
ዋይ ደስ ከብል የቅንየልና
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ድስስስ ዝበለን ፅፉፍን እዩ ዋጋ ግን ተስፋ ቆርፀ ትብል ሙዝቃ ንነብሰይ ጋብዘያ አለኹ አሃሃሃሃ
@almazgiday9935
@almazgiday9935 Жыл бұрын
ዋው ደስ ዝብል ብጣዕሚ ነመስግነካ ዝሐወይ ተባረክ ።
@user-lr1fb2bj7n
@user-lr1fb2bj7n 9 ай бұрын
ዋው በጣም ደስ ይላል ግን በጣም ውድ ነው
@galtigrayhalal5170
@galtigrayhalal5170 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ናብዝ ዘብቃዕካና ፈጣሪ ትግራይ ከምዝ ኮይና ሰለ ዝርኢና ብጣዕም ደስ እልና🙏
@hggg9247
@hggg9247 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@hiwetagidey7316
@hiwetagidey7316 Жыл бұрын
አረ ብጣዕሚ እዩ ክባር ክብረት ይሃበልና ንሓበሬታኻ ዙ ሓወይ
@user-wo8ge6bi4o
@user-wo8ge6bi4o 4 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሽኮሪናታት
@Tube-bn5ix
@Tube-bn5ix 4 жыл бұрын
ዋዉ በጣዕም ደስ ዝብል
@rgattesfay793
@rgattesfay793 4 жыл бұрын
Eway gn btaami eyu kbar
@ngsti
@ngsti 10 ай бұрын
ኣብ ዓዲግራት እባ ኣርእየና 😮❤❤
@user-os9pc1bt6e
@user-os9pc1bt6e 4 жыл бұрын
ከብርት ይሃብልና ሓውይ 😘
@user-qe1re7nz1c
@user-qe1re7nz1c Жыл бұрын
ዋዉ እቃዎች ያማምራሉ❤
@Mariyam21adey
@Mariyam21adey 4 жыл бұрын
ንፍዕ ናይ ባሓቂ እንታይ ዳኣ ኣሸከምና ገንዘብና ሒዝና ኣብ ዓድና ዘይንገዝእ። ያሩ ሓውና።
@samera2130
@samera2130 Жыл бұрын
ናይ ምዓዝ እዩ
@kokobtigray8783
@kokobtigray8783 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ
@ngsti
@ngsti 10 ай бұрын
ደስ በሃሊ ንብረት😮👌👍
@foxstore-d9f
@foxstore-d9f Ай бұрын
ስልኪ ቁፅሪ ኣቅምጠልና ብሮ
@user-cb5vq2zo1o
@user-cb5vq2zo1o 4 жыл бұрын
አቤት ዋጋ ጉድድድድድ ብጭቃ ጌርና ባዕልና ምስራሕ የሓይሽ
@mamlove9025
@mamlove9025 3 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂
@user-oz5yq6oh8y
@user-oz5yq6oh8y Жыл бұрын
😃😃😃😃😃
@GenetGenet-xt7hr
@GenetGenet-xt7hr Жыл бұрын
😂😂😂😂
@aminamahamed6979
@aminamahamed6979 10 ай бұрын
😂😂😂
@selamselam8386
@selamselam8386 9 ай бұрын
😂😮ይሐሸና
@DirasatLanguage
@DirasatLanguage 4 жыл бұрын
Tsebooq price! 👍👍👍👍
@user-mp4js3fd4k
@user-mp4js3fd4k Жыл бұрын
ደቂ ዓባይ ትግራይ ተሊፎን ፃሓፈልና
@mihretabmihretab1484
@mihretabmihretab1484 4 жыл бұрын
Laptov tablet waga hitetelna kemu win chamatat adidas
@user-lr1fb2bj7n
@user-lr1fb2bj7n 9 ай бұрын
አይቀንስይ
@user-mp4js3fd4k
@user-mp4js3fd4k Жыл бұрын
ብጣዕሚደስይብ በተለይ አብስደት ዘለና
@sdemssi1962
@sdemssi1962 Жыл бұрын
ትግርኛ ለመዲኩ ደስ ሚለኝ ቋንቋ
@user-md2yj5xj4y
@user-md2yj5xj4y 3 жыл бұрын
ተለፎን ፀሓፈለይ
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
ሐዚከ ከመይ አሎባ አቅርብልና🥺
@jaguarrotschild364
@jaguarrotschild364 6 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍
@milimili3774
@milimili3774 4 жыл бұрын
Ere btaemi kbar eyu demo bofe kab 8 shih entay ahlifwo eyu
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
የቀንየና ክቡር ሓዉና ቀፅልሉ
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef Жыл бұрын
ቀፅሉ❤❤
@user-xh4dl7wf3h
@user-xh4dl7wf3h Жыл бұрын
ደስስ ክብል 👌🎉
@zyoutube9854
@zyoutube9854 Жыл бұрын
ናይ ቻናል ቤተሰብ እስኪ ሐዚ ዘለዎ ዋጋ ፈርኒቸራት አቅርቡልና
@sahayabray5699
@sahayabray5699 Жыл бұрын
Woowww WOOWWW XEBUKE BETAMI XEBUKE
@defsxasff3193
@defsxasff3193 Жыл бұрын
ናይ ሀዚ ድዩ
@user-ne8kx8mf9c
@user-ne8kx8mf9c Жыл бұрын
ናይ መኣዘ እዩ
@user-zs7rk4oc5u
@user-zs7rk4oc5u 4 жыл бұрын
ከቢሩ ንሓበሬታካ ነመስግን
@VanVan-rd4re
@VanVan-rd4re Жыл бұрын
ዕለት ፅሓፍሉ ፍትዋት
@mylovmama8363
@mylovmama8363 Жыл бұрын
ደስባሃሊእዩ ዋጋኣሕ😊
@asefaredae4038
@asefaredae4038 4 жыл бұрын
በርትዑ
@tjsatmona2670
@tjsatmona2670 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Melawitchanel
@Melawitchanel Жыл бұрын
ባንኮኒ እና ናይ ካፌ or ናይዳ ሻሂ ወናብር ኣምፀአልና ዝሓወይ🙏
@SalamSalam-jz2je
@SalamSalam-jz2je 11 ай бұрын
ግን አመተምህርት አቅምጡልና
@selamwelgeberial7490
@selamwelgeberial7490 10 ай бұрын
ናብ ዓድግራት ይብፁሑሎና ዶ ባዕልቶም
@user-ct5wt1hi8p
@user-ct5wt1hi8p 4 жыл бұрын
እረ ብጣእሚ ቀንሱበቃ እዛ ምድሪሃፍታምብቻ እዩ ዝነብራ ማለትድዩ ሆሆሆ ይገርም ንበይንና በሊእና ንሙትእዩ በቃ እዋይ እረበጃኩም አገብበሉ
@Furutuna
@Furutuna Жыл бұрын
አይተክብርዎ
@user-fk1my4um4j
@user-fk1my4um4j Жыл бұрын
ዋጋ ብጣሚ እዩ ክባር ሓውና ከሙኡ እናገበርካ ኣርኤና ፅቡቅ
@user-jl4om7gj7j
@user-jl4om7gj7j 4 жыл бұрын
ዋስትና ከ ኣለዎዶ ኣዉን ጠይቀልና ሓዉና
@rtgh9245
@rtgh9245 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉
@user-mb8sy8wv1x
@user-mb8sy8wv1x 4 жыл бұрын
የቀኒይልና ምሩቅ ሓውይ።
@user-nr3ov2tt8s
@user-nr3ov2tt8s 5 ай бұрын
ፀ😢😢😢😢
@mdinaal7283
@mdinaal7283 4 жыл бұрын
Hawuna btaemi nemesgin ketsilelu waga gin btaemi eyu kbar sigemer nseb hafti enber ndkatat zkewun yelen bgenzeb ayitiebedu temetatani waga shitwo kab meten nlaeli niblae nblae ykire bmetenu bilieu
@user-bl7ts6cv5b
@user-bl7ts6cv5b Жыл бұрын
ምክባሩ❤
@user-up6qm2lb7v
@user-up6qm2lb7v Жыл бұрын
ናይ ውጪ ኮቦርታ ጠይቀልና ዝሓወይ
@user-zx5xf8ze5e
@user-zx5xf8ze5e 11 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@vdfhff3465
@vdfhff3465 Жыл бұрын
Wowww
@user-gv9rn7lu7v
@user-gv9rn7lu7v Жыл бұрын
Tegaruwayyy sesnu🎉❤❤❤❤❤
@user-bp6jp4qh3j
@user-bp6jp4qh3j 4 жыл бұрын
ማሻአላህ ጎበዛት
@user-lf6wk1qm9f
@user-lf6wk1qm9f Жыл бұрын
ሰላም ሰላም እንካን ጀና መጲሁም
@user-cg5kn7en4j
@user-cg5kn7en4j Жыл бұрын
ድሕሪ ጦርኖት ድዩ ቅድሚ ጦርኖት መቅመጢ ቴሌቬኝን ክንደይ ማለት እዩዝኮንሎ
@saafdaily3731
@saafdaily3731 3 жыл бұрын
ኪብረትየሃበልናሓውናእተዋጋግንዋይይይይይዝገርምእዩ
@JbbfhhFhd-ee9wj
@JbbfhhFhd-ee9wj 8 ай бұрын
ባእ ከብሮኩም ኣሕዋት
@user-pc4fi4lb5b
@user-pc4fi4lb5b 4 жыл бұрын
ስልኮም ግበረልና ድራር ዓይነይ ያሬዶ
@galtgraygaltgray6935
@galtgraygaltgray6935 4 жыл бұрын
eskiy akuhu buna nay wchiy hager ke enhekum do btsamiy des behaliy
PEDRO PEDRO INSIDEOUT
00:10
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 27 МЛН
这三姐弟太会藏了!#小丑#天使#路飞#家庭#搞笑
00:24
家庭搞笑日记
Рет қаралды 120 МЛН
የቴሌቪዥን ማስቀመጫ ዋጋ በአዲስ አበባ
7:33
Godolyas electronics
Рет қаралды 4,8 М.
ዋጋ ናይ ገዛ አቅሑ ብሕሳር
9:21
Nberuta
Рет қаралды 9 М.
ናሶፋ ጨርቂ መጋረጃ ክንደይ ገዚእክዮ?👍👈
8:10
ኣብ 5ተ ዓመታ ዝሰረሐቶ ገዛ ናይ ማሓዛይ
6:18
ብስራት tube
Рет қаралды 19 М.
PEDRO PEDRO INSIDEOUT
00:10
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 27 МЛН