ኣቱም ተባሂልካስ፡ ኣታ!!

  Рет қаралды 24,029

Alena Media TV

Alena Media TV

Күн бұрын

Пікірлер: 74
@Eritrea_Bella
@Eritrea_Bella 2 жыл бұрын
ጠላም ብመዓልቱ ይጥለም ። ንኩሉ ግዜ ኣለዎ። ንእሽቶይ ጠላም ሓ ብዓቢ ጠላም ተቐዲሙ። ኩሎም ሓደ እዮም ክንደይ መንእሰያት ደቂ ሓላላት ኣብ ሓላው ሰውራ ዝተቐንጸሉ፡ ብዘይ ገለ በደል ሂወቶም ዝሰኣኑ፡ ክንደይ ኣብ ውግእ ዝተአሰውኡ መሳኪን ነዛ ሃገር ክብሉ ዝሓለፉ፡ ጀጋኑ ተጋደልቲ ክብርን ሞገስን ንዐኖም ይኹነኒ።
@yohannesaradom8656
@yohannesaradom8656 2 жыл бұрын
@Bella Asmara Eti Telam/Abo Telam, chekan, Dem Seb Zetsteye, Fascist Isayas, he is alive but Mewut Eyu! The day is approaching, fascist Isyas is almost dead, he looks alive but with his Mafia Ministers / gangsters are not alive. They are waiting situations like Qadafi/ Sadam Hussain or Mengestu Hailemariam. ETA GEZE TEMETSE ALA.
@Eritrea_Bella
@Eritrea_Bella 2 жыл бұрын
@@yohannesaradom8656 As you are not aware like Saddam & Gaddafi were providing daily necessity like water , food & electricity to their people tremendously but as the western media portrait them they were dictatators & murderers. I wouldn't dare to compare Isayas with those 2 dictators. We are exposed to mainstream media. They are made us to believe what we see.
@michaeleghebreab1198
@michaeleghebreab1198 2 жыл бұрын
True analisi
@sint6220
@sint6220 2 жыл бұрын
ስብሓት ጎልፎ እቲ ዝሓመቐ ባርያ ኢሳይያስ ንነብሱ ከድሕን ዘይክእል ኢዩ ፡ ጠላም ንህዝቢን ንg15 ዝጠለመ ናይ ኢዱ ድማ ረኺቡ
@semereandemichael4092
@semereandemichael4092 2 жыл бұрын
Essays never stop thinking in negative way but no body goes brave against him, that is so wondering to me.
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 2 жыл бұрын
The reason is he is Walking by demonic power and magicspell and all our leaders they neglected to believe on almighty God and they don't have spiritual power that's why he won overthem constantly.
@jojopapa7521
@jojopapa7521 2 жыл бұрын
Rishat hatsibkayo yikeydyu! GAHAF gin gahafyu. Tehatsibu aytserinyu! Sibhat kone kulom HGDF GAHAF EYOM!
@michaletkesete7179
@michaletkesete7179 2 жыл бұрын
yeah. Dihri Sebhat Efrem kem Eritrawyan axebigna kinhasib neruna. Nihna Eritrawyan gin mas eyu zerdana tefiena kem zelena? Arkanat kedli bebhade ena xenetu nezi hakegna bereyo tenkol nayzom chekanat misabtu kihdna abey ena kiatu?
@sisaysolomon1293
@sisaysolomon1293 2 жыл бұрын
Selam
@teweldeberhantzeggai7854
@teweldeberhantzeggai7854 2 жыл бұрын
Excellent! BRAVO, Red'i! Thank you!!!
@tsegayberhezedengl744
@tsegayberhezedengl744 2 жыл бұрын
1000%
@petrospetros5226
@petrospetros5226 2 жыл бұрын
መስጣ ወዲ ዓሊ መስጣ G15 እዩ ካብዚ ከምዚ የድሕነና
@tsegazeababraham9689
@tsegazeababraham9689 2 жыл бұрын
ኩቡር ኣያናን ሓውናን ረድኢ ኣዝዩ ኣገዳስን ነቲ ዘይ ለበመ ከለብም ዝክእልን መልእክቲ ኢዩ ኣጆኾ በርትዕ ሰውድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@fishzeweldi8739
@fishzeweldi8739 2 жыл бұрын
Good job
@antwibamfo6045
@antwibamfo6045 2 жыл бұрын
THANK YOU
@mass-media6445
@mass-media6445 2 жыл бұрын
ነዚ ዕሱብ ሑሱር ዝኾነ ንሽሙ ጀነራል ክሕዘነሉ ውን አይግባእን እዚ ወሪዱዎ ዘሎ መስጣ ናይዞም ገዲማት ብጾቱ ተጋደልቲ ብኸርተት ዝጠፍኡ ዋጋ ናቶም እዩ። ገና እቶም ካልኦት ተረፍ መረፍ ዕሱባት ደቂ መዛሙርቱ ዕጫ ናቱ ከም ዝበጽሖም አየጠራጥርን።
@elohemtivarekhotanu9006
@elohemtivarekhotanu9006 2 жыл бұрын
Shorto, bravo fratelle
@embaderho4807
@embaderho4807 2 жыл бұрын
እቲ ዝገርም : ናይዚ ቀረጽ ከይከፈለ ብወልፈር ዝነብር እንዶ ገደደ: ትጅራይ ትስዕር::
@mbbm2385
@mbbm2385 2 жыл бұрын
🌳🌱🌹🍅👍👌🙏
@elohemtivarekhotanu9006
@elohemtivarekhotanu9006 2 жыл бұрын
እዋእ ጀጋኑ ኣርካናት ገድሊ እና ተበልዑ: መንእሰይ እና ተሓየረን ሞተን: ፍትሕን ናጽነትን እና ተጓዕጸጻ ትም ኢሉ ኣካል በላዕቲ ዝነበረ 😀 ከመይ ክብላዕ ዘይግብኦ:: ብከመይ ጀነራል ክንሓስቦ!! ናይ ፍሊጶስ ከምኡ የስመዓና:: ኣሜን!!
@embaderho4807
@embaderho4807 2 жыл бұрын
እሜን
@sahayabray5699
@sahayabray5699 2 жыл бұрын
🤩🥰💯💯💯
@gebreted2612
@gebreted2612 2 жыл бұрын
ስብሐት ድኣ ከማኻ እንበር ጅግና ኮረኔል ሻዕብያ እንዲኻ ኔርካ መንግስቱ ውን እኮ ኮረኔል እዩ መንግስቲ ገልቢጡ መንግስቲ ክተክል ከሎ በቲ ዝጎየኻዮ በዚ ትዛረቦ ብሱል ቃላት በቲ ዝነበረካ ቅርበትንእሳያስን ወሮ ሳባን እንታይ ምጎደለካ
@yonasmetekie8873
@yonasmetekie8873 2 жыл бұрын
Kubur ayana Redie abo haki ajoka bertie
@hailehabte8854
@hailehabte8854 2 жыл бұрын
ብሂወቱ ከሎ ተስካሩ ዝረኣየ
@gebrehagos7981
@gebrehagos7981 2 жыл бұрын
Egzabiher ybark kalehwet ysmalna wedy mahary Egzabiher ymsgen xubk zereba abawet yerakbna
@ብሊና
@ብሊና 2 жыл бұрын
ፎእ ዋይ ሕስረት, ህግደፍ ኣብ መወዳእታ ከምዚ እዩ ዝገብር ዖና ሶና ገሩ ይገድፈካ 🤮🤮
@tarikkalsi6749
@tarikkalsi6749 2 жыл бұрын
xibuk medeb ayana redie kexilo eka , wilke melaki adi halo nezom natu berau tetekimu eu zigihfom hade kabatom ezi limus sibhat eu.
@mestewalie6479
@mestewalie6479 2 жыл бұрын
Sakt eyom eziom
@ssolomongebre7706
@ssolomongebre7706 2 жыл бұрын
Xbuk gebrwo sebaht general golfo hji do yhaysh chenawi kurkur
@johnyakob199
@johnyakob199 2 жыл бұрын
Ata ezi seb ezi kndey u zhsu nuak Mejemerta nska atum tebahal ajaw kbrt yhaluka hasawi
@naodasmerom4900
@naodasmerom4900 2 жыл бұрын
They humiliated him, ...very sad
@tommygebar1930
@tommygebar1930 2 жыл бұрын
Aya kab xeba zeyterekbes kab may cheba .
@youtalk2815
@youtalk2815 2 жыл бұрын
Wedi Efrem sltan kfetu meat u. Aba kudm elue kelo rekibwo ezy ganin
@ምምባርኮኣይድገምንዩ
@ምምባርኮኣይድገምንዩ 2 жыл бұрын
Baba Redie 💪(👉sbhat gn ezi qursum tegbaru wey edu rekibato ala😁
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 2 жыл бұрын
1/ብ ምምሕዳር ተገዲዱ 2/ ህዝቢ ኤርትራ ጽም ኢ ሰላም ስለ ዝነቦሮ ኢዩ ።እቲ ዘበረ ኣኣቀባብላ
@mebrahtomtemanu659
@mebrahtomtemanu659 2 жыл бұрын
ናይ ኢዱ ዝረኸበ ተልዩ ኣብ ሃገርና ስብሓት ጎልፎ ጥራይ ዩ
@user-orthodox.mkghaa
@user-orthodox.mkghaa 2 жыл бұрын
Dequ abey alewu deqi sbhat
@orangeafrro586
@orangeafrro586 2 жыл бұрын
💀💀💀💀💀💀
@mussieberhane4858
@mussieberhane4858 2 жыл бұрын
እታ አታ እኳ ረኺብዋ ካብ RIP መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ምባል ንስክላ ድሒኑ እምበር ውሕጅ ክመጽእ ከሎስ ክንደየናይ ከይተርፎ
@tesfsytesfa4881
@tesfsytesfa4881 2 жыл бұрын
ህዝቢ አረትራ ህዘቢ ትገራይ ተባአሱ አፈልጥን እግደፍ መደፍ ኮሎ ሰላም የለን
@Eripride2023
@Eripride2023 2 жыл бұрын
ተመሃር ከም ብሓድሽ ሀ ሁ ኢልካ ጀምር ተካል ጽሕፈቱ
@merhawisyoum6385
@merhawisyoum6385 23 күн бұрын
😂😂😂😂 ጉጅለ ትግራይ ትዕወት ኣለኩም'ዶ ወያነ ደምሲስናያ መን ይቅልበኩም ኣሎ ድኣ? 😂😂😂😂
@ssolomongebre7706
@ssolomongebre7706 2 жыл бұрын
Ayedengxen eu ankae kone
@solomonghebreslassie7667
@solomonghebreslassie7667 2 жыл бұрын
እቲ በኢሳያስ ሃንዳስነት ኣብ 2020 ኣብ መንጎ ትግራይን አትዮፕያን ዝተወልዐ ኩናት ብክልቲኦም ዲክታቶራት ዝነበረ ዕዮ ገዛ ፡በኣስመራ ንጀነራል ስብሓት ኤፍረም ብወገን ኣዳሳበባ ከኣ ንጀነራል ሳዓረ ገሮም ኢዮም አቲ ኩናት ክሳካዓሎም ዝከኣለ።
@embaderho4807
@embaderho4807 2 жыл бұрын
ኣንታ ክንደይ ትሕስው : እንተ ረድኢ ኣመሉ'ዩ :: ገይም ዓጋምን ኮራኹሮም ኣብቂዑ'ዩ:: ስብሓት ጎልፎ ኣብስመራ ነርስን ሆም'ዩ ኣድራሽኡ::
@solomonghebreslassie7667
@solomonghebreslassie7667 2 жыл бұрын
@@embaderho4807 emo eneheleka bel lemanay ymesl bhaqi atum tebahilus hji anta koynu. brother.
@embaderho4807
@embaderho4807 2 жыл бұрын
@@solomonghebreslassie7667 ነቶም ካብ ጎዳጉድ ውኻርያ ዝወጽኡ መራሕቲ ወያኔ'ዶ መሲሉ ? እዚ ጠላም ምስ ጠራሙዝ ክባኣስ'ዩ ዝሓድር:: ስብሓት ነጋን ስብሓት ጎልፎ ግብሮም'ደኣ ረኽበቶም: 'ዞም ተካላት ኮስታሪቶም ትምጻእ::
@musiesemere7583
@musiesemere7583 2 жыл бұрын
የቐንይልና ክቡር ኣቶ ረዳኢ ፡ እንተ ኾነ ግን ኣብ ዝተፋላለየ ኣኼባታት ኣብ ርእሲ ወያነ ንመንእሰይ ኣኤርትራ ጽል ኣኢ ዝነዝሕ ዝነበረ ዶ ኣይኮነን ።ኣብ ስማንያታት ከኣ ኣብ ማእከል ፍራንክፈርት ኮይኑ፡ተሓኤ ባናና ረጊጻ ብዓርበረቡዕ ጸዲፋ እናበለ ይላግጽ ከም ዝነበረ ትዝ ይብለኒ።እዚ እዩ ስነ ልቦና ጅነራላት ሻዕብያ። ንስላሳ ዓመታት ህዝቢ እናተ ቐንጽለ ካብ ወጋኣኢት ላም ኣየድሕኑን። ናይ ኩናት ምምራሕ ክእለት ነይሩዎ ክኸውን እኽል እዩ። ኣባል ላዕለዋይ።መሪሕነት ኣብ ዝነበርሉ ይኹን ድሕሪ ናጽነት ክንደይ ትቐንጺሎም ዝብል ሕቶውን ይላዓል እዩ። ስለዚ ኣቶ ረዳኣኢ ኩሉ ስብ ሕማቕን ጽቡቕን ኣለዎ፡ ኣቃራርባኻ ሚዛናዊ ኣይኮነን።
@merdvhawikiflay5787
@merdvhawikiflay5787 2 жыл бұрын
ረዳእ ሩሙስ ካባኻ ንላዕሊ ፈዂሽ ኣብዚ ምድሪ ኣይተፈጥረን ኣታ ሮኽራኽ
@tadesseissak6297
@tadesseissak6297 2 жыл бұрын
እቲ ንስኻ ዝበልካዮ ኢልካዮ ኣሎኻ እቲ ክኸውን ስብሓት ብኣማኢት ዝቑጸሩ የሕዋቱን ቤተሰቡን ደቂ ዓዱን ሒዙ ኣብ ቃልሲ ተሰሊፉን ተቓሊሱን ኢሰያስ ድማ ብዘይካ የሕዋቱ ወዲ ሓዎቦ ኣይነበሮ ወዲ ሓትነ ኣይነበሮ ኣብ ቃልሲ ከም ባህልናን ሕጊ ዓደቦናን ወደርብዓ ብመሰረቱ ዜግነት ደኣ ይወሃቦ እምበር ሽማግለ ዓዲ ወይ ዳኛ ዓዲ ክኸውን ኣይግብኦን እዩ ዝነበረ ብዓል ስብሓት ግን ( እቶም ደቀባት ) ዝብሃሉ ነቲ ወደርብዓ ልዕሊ ህዝቦም ኣሚኖሞን ኣኽቢሮሞን ኣብ መጨረሽታ ድማ ንኹሎም በብሓደ በሊዕዎም ደሓን ጽቡቕ ገበሮም እቶም ተሪፎም ዘለዉ ካብዚኦም ይምሃሩ ንስኻውን ምስቶም ብወገንን ዓሌትን ዝወዳደቡ ኮይንካ ለይትን መዓልትን ንህዝቢ ሓማሴን ከም ህዝቢ ክጥፍኡ ዝሓልሙን ዝመንዩ ብዓል ሰልጠነ ጆን ብልክን ብዓል ድራር ብርህነን ኮይንካሞ ትጌዓዝ ምስ ህዝብኻን ደቂ ዓድኻን ኣጻልኦም በይንኻ ምስ ተረፍካ ከምዛ ኢሰያስንስብሓት ዝገበሮ ከምዝገብሩኻ ኣይትረስዕ ምናልባት ንስኻ ረድኢ ኣይትፈልጦን ትኸውን ሓደ ዓሻ ከምዚኸማኻ መልኣከ ተኽለ ዝብሃል ነይሩ ኣብ ጀብሃ ንጎይትኡ ዓብደላ እድሪስ ከሐጉስ ነቲ ኣብ (1977 ) ሓፋሽ ተጋዳላይ ጀብሃ ነቲ ገስረጥ ኣካይዳ እቲመሪሕነት ንኽእረምን እቲ ውድብ ብቕኑዕ መንገዲ ክጎዓዝ ንዝሓተቱ ተጋደክልቲ ምስ ጎይትኡ ዓብደላን ክራኹሩን ኮይኖም ኣጥፊኦሞም ንኑጹሃት ተጋደልቲ መኣስ ድንቁርና መልኣከ በዚ ጥራይ ተወዲኡ ኣብቲ መጨረሽታ ቅድሚ ማቱ እቶም ናይስግኦም ዘይውዳእ ተጋደልቲ ናብዚ ዓብደላ ጽዊዕኩም ዘሎ ንኣኼባ ኣይትኺድ ኣብኡ ምስከድካ ዓብደላ ክቕትለካ እዩማ ኣይትኺድ ኢሎም እንተመኸርዎስ ኣብይዎም ከደሞ ዓብደላ ድማኣብኡ ቀተሎ ስለዚ ክትቃለስ ከለኻ ይሕዋትካ ዋላ እንተተጋገዩ ትግንሖም እምብር ኣይተጥፍኦምንኢኻ ስለዚ ንስኻውን ካብ ኣካይዳ ስብሓትን ! መልኣከን ተማሃር እዚ ደምበ ዕንክሊል ብወገንነትን ኣውራጃውነትን ዝተበከለ ዝገብሮ ቁምነግር የብሉን
@woredeimam6966
@woredeimam6966 2 жыл бұрын
ኣለና ምድያ ጎይታ ሓቂ።
@yesman-cs6fj
@yesman-cs6fj 2 жыл бұрын
Isayas zibhal beyin iyu mexina wedi dergi wahid diqas kelina ahhh
@ElsaDebru
@ElsaDebru 9 ай бұрын
ድሓን ንስካ ሓሲኻ ደቅኻ የዕቢሞ ብ ደቅኻ ክትፍደ ኢኻ ምኽንያቱ ንስኻ ሓሲኻ ዝኣከብካዮ ገንዘብ ህዝቢን ሽያጥ ሃገርን ስለ ዝዓበዩ ።ወዲ ድቃላ ወዲ ቫይረስ HIV ማታ ለማኒ ረጋጽ ሓርኡ
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 2 жыл бұрын
ስብሃት ካብ ከደም መጽነቲ አሪትራውያን ሚንባርካ ተላም ሃሳዊ ኒፈሊት ነርና ጽቡክ አዩ ገሩ አስያስ በዜአ ነድኒኮ ኔስያስ ናይ አድካ አካ ረኪብካ
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 2 жыл бұрын
ቲም በል ኒሲካ ካአ ረደአ ማሃሪ ስብሃት ኣበርኪቶ ነርዎ አልካ ሚክራብካ ካላአይ ዉቹ ሚካኑ አና ኒፈሊት ተግበርቱ ካሎኦት አዮም
@alexkahsay3997
@alexkahsay3997 2 жыл бұрын
Ezi mushmush yqenxluwo kdefuwo, tarik albo eyom eziom generalat ubhalu
@abayweldeghergis7874
@abayweldeghergis7874 2 жыл бұрын
ኣያ ደብረ ቢዘን ሲና ድይብካ ትፈልጥዶ!
@ramadansilemanmohammed8267
@ramadansilemanmohammed8267 4 ай бұрын
ካብዚያ ዚጲለኣ ሚዲያ ሸረሙጣ ዙኩንተ ዋያን ቱፎ ዓሊኪ ጊዚይ ጢም ጢም ሙሱ ዋያን ዚዊጊንተ ቱፎፎፎ ዓሊከ ያ ጀራረ
@samuelabrham3321
@samuelabrham3321 Жыл бұрын
Please don't blackmail people who contributed their lives to their country. You have done nothing apart from talking fake news and disinformation and misinformation and blackmail. Please stop this none sense and contribute at least to talk about freedom and democracy. Please stop talking about individual. You have nothing done like them. Please brother,be positive about people and talk about national policies and interests what they should be. Thanks
@kirosfissihasion2445
@kirosfissihasion2445 2 жыл бұрын
His fake general
@IsakMehari
@IsakMehari 2 күн бұрын
Kid. Resah
@myhomeissweat5634
@myhomeissweat5634 2 жыл бұрын
sbhat efriem ab goni hzbi dew aybelen nety lewty kemxie nxbeyo zneber srhit mfshalu mesta ety hzbi eyu werdiwo n isisay kesasy mechersta eta kurmaj rekibato
@mikaelzerizghi7824
@mikaelzerizghi7824 2 жыл бұрын
Getsu tikewel entay kigebr amtsiekayo, kanser hager.
@MM32506
@MM32506 2 жыл бұрын
Nimntaydaaa hizbiiiii bizuhh kizarebliuuuu zysimaaa. Idiuuuu iyaaaa rekibatioooo.
@euweiseuweis578
@euweiseuweis578 2 жыл бұрын
خحك
@abrahambokre
@abrahambokre 2 жыл бұрын
ክልተ ግዜ ድኣ ከይ ትዛረብ:!! እምበር ስብሃት, ሲ ንዘልኣለም ጅግና እዪ ኣይ ልወጥ ኣይ ቅየር :: የቀንየለይ::
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 2 жыл бұрын
ዝነበረ ኣቀባብላ / እርማት/
@MM-cz9zo
@MM-cz9zo 2 жыл бұрын
አየ ረዲኢ ሃላዉ ኢካ ንስካ ህዝቢ ዛግር እዩ ዝፋርደካ ንስካ ፈገር ሰራቂ ኢካ ቀንዲ መዛረቢካ ግን ሩዱእ እዩ ብሰንኪ ሓውካ ኢካ ከምዚ ኮንካ ሓሽላክ ንስኻ ስ ካብ ዓዲ ጀጋኑ ዶ ምስተፈጠርካ ሎክሳስ
ምስ ሕሱም ... #Alenamediatv #Eritreanews #EastAfricanews
24:51
Alena Media TV
Рет қаралды 24 М.
MAGIC TIME ​⁠@Whoispelagheya
00:28
MasomkaMagic
Рет қаралды 38 МЛН
I Turned My Mom into Anxiety Mode! 😆💥 #prank #familyfun #funny
00:32
Motorbike Smashes Into Porsche! 😱
00:15
Caters Clips
Рет қаралды 21 МЛН
Irairo 2-4
10:05
Said Adem
Рет қаралды 71 М.
Mestyat Betna | ኡጋንዳ ኤርትራ ኮይና!
9:43
Mestyat Betna
Рет қаралды 50 М.
MAGIC TIME ​⁠@Whoispelagheya
00:28
MasomkaMagic
Рет қаралды 38 МЛН